ሓጎስ ኮይንልና

ኣብ መዕእ ድያቆን ኣብራሃም ምስ መዘምር ሃገራዊት

Пікірлер: 22

  • @user-uf5tt3ou6s
    @user-uf5tt3ou6s22 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ካቡ ልቢ ዝፈትዋ ዘማሪት ጸግኡ የቡዝሓልኪ ፈትዉተይ

  • @tahesgabra2015
    @tahesgabra201511 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @gebremedhinkeshi7116
    @gebremedhinkeshi71167 ай бұрын

    ደስ ዝብል እግዚአብሔር ይመስገን ንመርዑት መርዓ ኣብርሃምን ሳራን ይግበረሎም ንኩልኹም ዕዱማት ናይዚ ቅዱስ ጉባኤ እግዚአብሔር የብዝሕኹም በረኸትኹም ይሕደረና ንዘምርቲ ዝማሬ መልአክት የስመዐልና ናይ ኣገልግሎት ዕድመኹም ይባረኽ ዝማሬኹም ይቐበለልኹም ፈጣሪ ንዓና እውን ንበረኸት ይግበረልና ከም ቅዱስ ፍቓዱ

  • @user-do5ff9qf9f
    @user-do5ff9qf9f9 ай бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ፍቅራተይ ናወመርኪን አቤቱ የፅንዕኪን ነሕዋትና ሓዳሮም ይባርክ እግዚአብሔር 🕊🕊🕊❤❤❤❤❤

  • @okbaybahta2216
    @okbaybahta22169 ай бұрын

    Selam Amlak msakum ykun sdrabet amlak and zmare melakti yesmelna. Zkeal entekoynu gtmi bxuhuf ktsedelna bthtna nhatt

  • @akberetafom7234
    @akberetafom72349 ай бұрын

    ኣሰይ ዝማሬ መላእክት የስመዓና ቃል ኪዳንኩም ይባረክ ❤❤❤ ግጥሚ ባ ጽሓፉልና plz

  • @user-uq9th3to6o

    @user-uq9th3to6o

    7 ай бұрын

    ሓጎስ ኮይኑልና ኢልኪ እተዊ አብኡ ትረኽብያ ኢኺ

  • @user-xw9cg5ym1k
    @user-xw9cg5ym1k7 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ዝማረ መልአክቲ የስመዐልና❤❤

  • @Wedihmz
    @Wedihmz9 ай бұрын

    🎉🎉🎉🎉 ካብ ብልቢ ዝፈትወን ዘድንቀንን ዘመርቲ

  • @kahaseberaki4673
    @kahaseberaki46739 ай бұрын

    ሰላም ቃል ህይወት ክብር ሃውና እታ ግጥሚ ባ ጽሓፈልና ኣብዚ

  • @semasfahale1055

    @semasfahale1055

    9 ай бұрын

    ሓጎስ ኮይኑልና በዛ ክብርቲ ዕለት ብናይ የሕዋትና ኪዳን በዚ ክቡር ስርዓት ብቅዱስ ተኽሊል ጌሮም ተመርዕዮም ኣምላኽ ፈቂዱ ምሕረቱ ኣብዚሕሎም] ክልተ ዝነበሩ ሓደ ኣካል ኮይኖም ብስጋ ወደሙ መንፈሱ ተሓቲሞም እቲ ዓቢይ ምስጢር ተገሊጹ ኣብ ክልቲኦም መስተንክርዩ ኣምላኽ] ንውሉዱ ዝህቦም ከም ቤት ዶኪማስ ክባረኽ መርዖኦም ጎይታ ምስ ድንግል ተዓዲሙ ናብ ቤቶም ሽሻዮም መሊኡ ኣመና ዛይዱ በዚ ቅዱስ ከብካብ ስለ ዝማዕረጉ ስልምቲ ኮኾብ መሲላ መርዓቱ ኣምላኽ ዝሃቦ ክትከውን ደጋፊቱ ደስታ ተዓጢቁ ነዓኣ ምርካቡ ኣምላኽ ገሊጹሉ ንኹሉ ጥበቡ ዘልኣለም ንበሩ ብስኒት ብፍቅሪ ሓዳርኩም የደልድል 'ቲ ልዑል ፈጣሪ ዕልል ዕልል በሉ ዓበይቲ ወለዲ ክቡራት ደቅኩም ደፊኦም 'ዮም ዘውዲ

  • @user-uq9th3to6o

    @user-uq9th3to6o

    7 ай бұрын

    ሓጎስ ኮይኑልና ኢልኪ ትረኽብያ ኢኺ

  • @ngstiberhe7133
    @ngstiberhe71338 ай бұрын

    Amen Amen

  • @user-pz3zg6hr7e
    @user-pz3zg6hr7e5 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @estifanoskidane4650
    @estifanoskidane46505 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @user-if3eq9iq4s
    @user-if3eq9iq4s7 ай бұрын

    ክቡሪት ኣሕዋተይ ምስ ዘን ዘመርቲ ኣሕዋተይ ክራከብ ደልየሱ መን ኣሎ ብቀረባ ዝፈልጠን

  • @gheendrias1942

    @gheendrias1942

    7 ай бұрын

    0687840724

  • @user-if3eq9iq4s
    @user-if3eq9iq4s8 ай бұрын

    እልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልል🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Mohan.Tewahdo.027
    @Mohan.Tewahdo.0278 ай бұрын

    ሓጎስ ኮይንልና ሓጎስ ኮይኑልና በዛ ክብርቲ ዕለት ብናይ የሕዋትና ኪዳን በዚ ክቡር ስርዓት ብቅዱስ ተኽሊል ጌሮም ተመርዕዮም ኣምላኽ ፈቂዱ [ምሕረቱ ኣብዚሕሎም] (2) ክልተ ዝነበሩ [ሓጿ ኣካል ኮይኖም] [ብስጋ ወጿሙ] መንፈሱ ተሓቲሞም እቲ ዓቢይ ምስጢር [ተገሊጹ ኣብ ክልቲኦም] [መስተንክርዩ ኣምላኽ] ንውሉዱ ዝህቦም ከም ቤት ዶኪማስ ክባረኽ መርዖኦም ጎይታ ምስ ድንግል ተዓዲሙ ናብ ቤቶም ሽሻዮም መሊኡ ኣመና ዛይዱ በዚ ቅዱስ ከብካብ ስለ ዝማዕረጉ ስልምቲ ኮኾብ መሲላ መርዓቱ ኣምላኽ ዝሃቦ ክትከውን ቧጋፊቱ ጿስታ ተዓጢቁ ነዓኣ ምርካቡ ኣምላኽ ገሊጹሉ ንኹሉ ጥበቡ ዘልኣለም ንበሩ ብስኒት ብፍቅሪ ሓዳርኩም የቧልድል 'ቲ ልዑል ፈጣሪ ዕልል ዕልል በሉ ዓበይቲ ወለዲ ክቡራት ጿቅኩም ቧፊኦም ዮም ዘውዲ

  • @gheendrias1942

    @gheendrias1942

    8 ай бұрын

    Thanks amlak xegu yebzaHlka

  • @ghidewonmisghna450

    @ghidewonmisghna450

    6 ай бұрын

  • @Wedihmz
    @Wedihmz9 ай бұрын

    🎉🎉🎉🎉 ካብ ብልቢ ዝፈትወን ዘድንቀንን ዘመርቲ

Келесі