{ሓዱሽ ሓቤሬታ} "ካህናት ህግደፍ ንበርጌድ ንሓመዱ እንታይ ይብሉ" 1ይ ክፋል {ዕሱባት ህግደፍ ሰማእታት እዮም} {በርጌድ ንሓመዱ መገሬይና እዩ}

{ሓዱሽ ሓቤሬታ} {ቀሺ ማርቆስን ኣቡነ ሺኖዳን ከሲሶም} {ቀሺ ማርቆስ ክኽሰስ ኣለዎ} "ናይ ህግደፍ ካህናት ንበርጌድ ንሓመዱ እንታይ ይብሉ" 1ይ ክፋል {ዕሱባት ህግደፍ ሰማእታት እዮም} {በርጌድ ንሓመዱ መገሬይና እዩ}

Пікірлер: 67

  • @misginaabraha9834
    @misginaabraha98345 ай бұрын

    ስላም ቀሽ ማርቆስ ብመጀመርታ እግዝኣብሄር ኣምላኽና ዝከበረን ዝተመስገነን ይኩን ብምቅጻል ድማ እንቃዕ ብሰላም መጻእካ ንሕና ካባኻ ቡዙሑ ሰለንማሃር እና ኩነታት ናይ ናብራ ስደት ይርዳኣና ዩ ግን ከትጠፍእ ከለኻ ድማ ንሻቆል ብድጋመ እንቃዕ ብሰላም መጻኻ እግዝኣብሄር ናይ ኣጎልግሎት ግዜካ ይባርኽ ካልእ ጳጳሳትን ካህናት ድያቆናትን መዘሙራንን ናይ ህግደፍ ናይ ጎይታናን መድሓንናን ኢዮሱስ ክርስቶስ መንገዲ ክሕዶም ናይዚ ዲያብሎስ ኢሰያስ መንገዲ መርጾም ።

  • @berekethagoshagos4889

    @berekethagoshagos4889

    Ай бұрын

    ክቡር ሓው፡ ንሥርዓት ህግደፍ ብምድጋፎም ጥራሕ፡ ኩሉ ሰብ ፎእ ኢሉ ክገድፎም ይግባእ ኔሩ። እቲ ህዝቢ ናይ ዕምነት ጉዳይ ስለዝኽኖ ግን ይስዕቦም ኣሎ

  • @TV-vg8ev
    @TV-vg8ev5 ай бұрын

    Keshi markos…Man of God and truth

  • @AngosomHalie
    @AngosomHalie5 ай бұрын

    እንቋዕ ብሰላም መጻእካ ኣቦቀሺ ደሃይ ኣጥፊእካ ብጣዕሚ ናፊቅናካ ብፍላይ ተቅርቦመደብ ኩሉ ብጭብጢ ምስ ምኳኑ ንሕና ንፈትዎ እቶም ኣጋንንቲካኣ ከም ኣብ መጫዕጫዕታ ማይ ጸሉት ዝሃረሞም ኡይ የብሎ ኣይትጥፉእ ኣብ ምቅልዖም ፍማ በርትዕ::

  • @user-ry8pg3wu6r
    @user-ry8pg3wu6r5 ай бұрын

    ሓቢረን ዊዒለን ምሽ እዘን ዉጉዛት ምስ ኹሎም ዘይ ኣመንቲ ንዓና ደቂ በተኽርስትያን እዝጊሄር ኣቦይ ጡዑም ዘበን ኣምጻልና

  • @tekludesbele9819
    @tekludesbele98195 ай бұрын

    ዋይ እዚይ ዳኣ ኣቦይ ዘይግቦኦ ኣቦይ ቐሺ ማርቆስ

  • @user-ft1xf9st2c
    @user-ft1xf9st2c5 ай бұрын

    ናይ ባሓቂ እቶም ሓቀኛታትን ትጉሃትን ብሩኻትን ኣምላኽ ጸግኡ የብዛሓልኩም ኣብ ኤውሮፖ ዘሎ ሽግር እንኻዓ ኣይትሰምዕዎ ባቓ ኣብ ቤተ ክርስትያን ህዝቢ ኣኪቦም ኩልና ሰለያ ክንከውን ኣለና ኢሎም ንህዝቢ ኣምላኽ ኣብ ክንዲ ክቅደስ ክጽሊ ምጽዋዕ ሰለያ ክትኮኑ ኣለኩም ናብ ኣቅሽቲ ጥራይ ከይትገድፍዎ ኢሎሞም ኣለዉ። ብጣሚ ዘገርም እዩ ።

  • @edengebreegziabher710
    @edengebreegziabher7105 ай бұрын

    Egziabher ykr ybelot.

  • @user-hb4zm6sg7z
    @user-hb4zm6sg7z5 ай бұрын

    Mhret yewrdelna

  • @user-hb4zm6sg7z

    @user-hb4zm6sg7z

    5 ай бұрын

    Kdi merahi haymanot konka xbuq gerka mmrahs bolotika mhret yewrdelna bolotika etay aetiywo nab haymanot

  • @user-hb4zm6sg7z

    @user-hb4zm6sg7z

    5 ай бұрын

    Hmaq tmhrti tmhru alokum gud zrekeb xwa

  • @user-yx6cb6tl1s
    @user-yx6cb6tl1s5 ай бұрын

    💙💙💙💙

  • @michaelissack9271
    @michaelissack92715 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @tekludesbele9819
    @tekludesbele98195 ай бұрын

    💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @misginaabraha9834
    @misginaabraha98345 ай бұрын

    ሰላም ቀሽ ማርቆስ ናትኻ መደብ ሰብ ዝፈትዎ ብጭብጥ ሰለ ተቅርቦ ዩ ሰለዚ ድማ ዩ ክትጠፍእ ከለኻ ቡዝሑ ሰብ ዝሻቀል ከማኻ ዝበሉ ሓገዝት የድሉና ኣሎዉ ንስኻ ድማ ቁሩቡ መዕረፍኻ ብዝተረፈ እዚ ኩሉ ትገብሮ ዘለኻ ቤተክርስትያንኻን ህዝብኻን ንከይጠፍእ ካብ እግዝኣብሄር ርኮቦ እግዝኣብሄር ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኻ ይባርኽ ⛪️⛪️⛪️

  • @asmerettekle55
    @asmerettekle555 ай бұрын

    Amen

  • @abebaghebre5704
    @abebaghebre57045 ай бұрын

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙GBU Aba.

  • @kubekifle4714
    @kubekifle47145 ай бұрын

    እንቋዕ ብድሓን መጻኹም ክቡር ኣቦ

  • @fthawitabraham4195
    @fthawitabraham41955 ай бұрын

    Amennn(3) Edmen tienan yhabkum Fetari Aboy keshi.💙💙💙💙💙💙

  • @weyniftuwi6920

    @weyniftuwi6920

    5 ай бұрын

    ኣምየን ኣቦና ።

  • @alemgebrehiwet5420
    @alemgebrehiwet54205 ай бұрын

    Mhret yewrdelkum

  • @dawitmahari3479
    @dawitmahari34795 ай бұрын

  • @aestifanos5982
    @aestifanos59825 ай бұрын

    💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿

  • @michaelatekle6073
    @michaelatekle60735 ай бұрын

    ክቡር ኣቦ 🙏🏽🕯️🙏🏽

  • @kapitalmhretab3575
    @kapitalmhretab35752 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @tesfaitecle1705
    @tesfaitecle17055 ай бұрын

    💙💙💙💙💙

  • @senaitabraham3763
    @senaitabraham37635 ай бұрын

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @michaelissack9271
    @michaelissack92715 ай бұрын

    Welcome keshi Marcus debas❤❤❤

  • @kbreabyikalo5947
    @kbreabyikalo59475 ай бұрын

    እንቋዕ ሰላም መጻእካና ኣቦይ ቀሺ ማሪቆስ።

  • @tekludesbele9819
    @tekludesbele98195 ай бұрын

    ዋይ ሸፋቱ ኣብራሃ ካሳ

  • @desebelkahsay2480
    @desebelkahsay24805 ай бұрын

    ስላም" ይቕርታ ደፈረ ክይክውን?ገዳም ደብረሲን እንተ ኢልኩም ፍላሲ ታኣሲሩ ኢልኩም ስሙ እንተ ተግልጸዋ ግልጺ ሙኮነ! መክንያቱ ወዲ ዓዲ ስለ ዝኮንኩ፣!

  • @alemgebrehiwet5420
    @alemgebrehiwet54205 ай бұрын

    Egzio mehaena krstos mhret yewrdelkum

  • @hiwetwolderaphael6578
    @hiwetwolderaphael65785 ай бұрын

    Ajokum. Aboy Keshi Markos. Haki. Wala. Tdengi. Ember. Ktberk. Eya. Hasewti khafru. Eyom. Fetari. Yre. Alo

  • @yonasmetekie8873
    @yonasmetekie88735 ай бұрын

    Xubuk medeb abo kehi kalehiwet yesmealna kemakum yebzeahayo edmen tienan yehabkum fetari

  • @tighistiyemane3275
    @tighistiyemane32755 ай бұрын

    Amen amen amen kal hewait yesmalna aboy keshi 🤲🙏🏽🤲🙏🏽🤲🙏🏽✝️💒✝️🤲🙏🏽

  • @vodahallo9499
    @vodahallo94995 ай бұрын

    🙏🙏🙏

  • @tekludesbele9819
    @tekludesbele98195 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦይ ቐሺ

  • @ElsaSolomonTnsae
    @ElsaSolomonTnsae5 ай бұрын

    ናይ ህግደፍ ኣብያተክርስትያናት?

  • @musgunkesete8536
    @musgunkesete85365 ай бұрын

    Kahn si bzaeba nsha ymhr enber bzaeba beleka weleaka bzaeba hmak tiray eka trie ktftish twiel haimanotna beaka wedi beaka eya hnfshfshw atiwa zelo

  • @brhanemebrahtom6264
    @brhanemebrahtom62645 ай бұрын

    Amen abona

  • @prisonbreak2127
    @prisonbreak21275 ай бұрын

    Ata resah akemto eti meskel awxayo lbse khnet n keshi zenawi aytfelton eka rieska knsebreka ena shmu Kab hji telielo melaeltka aykonun

  • @mypresidentwufuy4219
    @mypresidentwufuy42195 ай бұрын

    Selam abona💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @Bitew12
    @Bitew125 ай бұрын

    Tienanan edmen niminiyelka kubur abona keshi markos kexiliwo ekum abo Selam abo fitihi ab gonukum alena.

  • @desebelkahsay2480
    @desebelkahsay24805 ай бұрын

    ካብ ፖሊትካ እንተ ወጽእኩም ኩሉኩም ጽብቕ እዩ!!!

  • @user-wi7wc7lc9t
    @user-wi7wc7lc9t5 ай бұрын

    Enqa dehan mexakum aboy keshi abo haqi abo wuxat abo fthi ❤❤smi hasewti ekum ::

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu13595 ай бұрын

    Uaye.gud. Egziabher. Mehaeret. Aurdelena. ⛪🙏🙏🙏🌿❤️🌿😍

  • @KisanetBitania-et9ym
    @KisanetBitania-et9ym5 ай бұрын

    Ohhhh please yehwat astewueulu ezom sebay haqi hizom aykonunn zmexu zelewu. Eti video qedamay zemxewo kidmi 6 amet znebere baesi eu. Etom meneseyat zbelom kea kulu US eyom. Bkemey kemueu aynet tzarebu. Amlak mihret yewurdelku. Nxlei gn aytgosgusu amlak yriey eu

  • @weinikeleta3461
    @weinikeleta34615 ай бұрын

    Amen amen amen 🙏🙏🙏❤️ Egziabeher Amlak mehiret yeweredlena Selam yehabena 🙏🙏🙏

  • @believeyourself1903
    @believeyourself19035 ай бұрын

    ❤ KEBERULENA. NEBERULNA. ❤

  • @mizankeshi4276
    @mizankeshi42765 ай бұрын

    እግዚአቢሀር ወትሩ ኣብ ዙሪያኩም ይኩን ኩቡር ኣቦና 🙏

  • @brhanemebrahtom6264
    @brhanemebrahtom62645 ай бұрын

    Smen abona

  • @yosiefkiros7104
    @yosiefkiros71045 ай бұрын

    ኣንታ እዞም ዓረዛስ ገለ ኣለዎም

  • @user-mg9ul8hl5l
    @user-mg9ul8hl5lАй бұрын

    ኣታ ሰራቒ ቀሺ ፖለቲከኛ ጉድ ናይቲ 230 ሽሕ ዶላር ኣብ ቀረባ ግዜ ተጸበዩና።

  • @mhreteabbrhanetesfay4296
    @mhreteabbrhanetesfay42965 ай бұрын

    Bog yeblka kondaf

  • @user-hw9qt1nt3e
    @user-hw9qt1nt3e5 ай бұрын

    እግዝኣብሄር ይግናሕካ 😢😢😢😢😢😢

  • @nk-yp5yw
    @nk-yp5yw5 ай бұрын

    ሰላም እግዚአብሔር ምሳካ ይኩን ነዊሕ ዕድመን ምሉእ ጥዕናን ይሃብካ እንቃዓነይ ብሰላም መጻእካ 💙❤️💒💙💒💙💒🙏

  • @EfremGebar-iq1qu
    @EfremGebar-iq1qu5 ай бұрын

    እንበኣር ክህነት ሰባት ክትጋስይሉ ዝተሃብክሙሉስ ኣብ መንጉ ኣሕዋት ጽልኢ ትዘርኡ ኣለኩም ብጣዕሚ ትሕዝኑ ንስካ ሓቀኛ ካህን እንተኮይንካ ንህዝብካ ብዛዕባ ንስሓ መሃር ።ብጣዕሚ ተሕዝን ምስኪናይ ብዛዕባ እቲ ሒዝካዮ ዘለካ መዓርግ ጽባሕ ክትሕተት ኢካ ሞ በለካ ለከዓካ ነዓካ ኣይምልክተካን እዩ ነፍስካ ፈትሽ

  • @user-tw8bi4dm5r
    @user-tw8bi4dm5r5 ай бұрын

    Kid rehaq menafq tehadso eka rehaq leqmax mehteftefi

  • @hiwetwolderaphael6578
    @hiwetwolderaphael65785 ай бұрын

    Abyet. Goita. Mhretka. Sdedelna Etom. Nkebdom zegelglu. Mstwal habom. Alem halafit. Mkana. Nkfeltu

  • @tsigebeyenebeyene9856
    @tsigebeyenebeyene98565 ай бұрын

    Anta Roksie🪦🪦🪦🪦

  • @user-zm3nt3yy9c
    @user-zm3nt3yy9c5 ай бұрын

    እወ ሰይጣን ሓላዊ ኣይስእንን ኢዩ ናይ ህግደፍ ቤተክርስቲያን እኮ ቤተክርስቲያን ኣይኮነ ዝተኣስረን ዝተወገደን ኢዩ

  • @kiflemariamgebretatios5590
    @kiflemariamgebretatios55905 ай бұрын

    ኣየ በረኸት (መርገም ) ደባስ ሓሶት ስንቁ ቀሺ ዝመስል መስቀል ዝሓዘ ዲያብሎስ መዓልትኻ ተጸበ

  • @aynomsolomon7071
    @aynomsolomon70715 ай бұрын

    👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎

  • @aynomsolomon7071
    @aynomsolomon70715 ай бұрын

    you cannot talk about Eritrean you are from Tigirai go to your country

  • @Yorubeal
    @Yorubeal5 ай бұрын

    ህጹጽ ጻውዒት ብርጌድ ንሐመዱ ኣብ ካናዳ ረሲዕካያ ዲካ ደአ፡ሐሶት ዘአመሉ ሎምስ ቤተክርስቲያን ሰሲና ዓብያ ኢያ።ገዓሪ

Келесі