HDMONA - ኦሮማይ ብ ረዘነ ኣለም Oromay by Rezene Alem - New Eritrean Music 2019
Музыка
HDMONA - ኦሮማይ ብ ረዘነ ኣለም Oromay by Rezene Alem - New Eritrean Music 2019
Enjoy and Subscribe now bit.ly/2vIkX9f at HDMONA NEBARIT. HDMONA NEBARIT brings New Eritrean entertainment comedies, Dramas, movie, film and music video clips for you. Enjoy!
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: HDMONA NEBARIT. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
KZread : / hdmonanebarit
Facebook : / hdmona-nebarit-2149397...
Instagram - / hdmonanebarit
Twitter / hdmonanebarit
Website hdmonanebarit.com/
© HDMONA NEBARIT LLC 2019. All Rights Reserved.
#hdmonanebarit #eritreamusic
Пікірлер: 1 800
ብኣባ ኣይትምጹኒ ብሉለይ ዑንቂ ባሕሪ ሓሳረይ ርእየ እንድየ ንስለ ዛ ፍቕሪ ብኣሃዝ ዘይትመን ዘይሽነን ብዋዛ ዋጋ ከፊለ እንድየ ተጸሚመ ቃንዛ ደጊም ሕጂ ሰተት የለን ምልኪ በይነይ'ያ እዛ ብሌን ገለ ፍያሜታ, ገለ ፍዮሪና , ሓደ ጋል ኣስመራ, ዘርከበ ሳሊና እልቢ የብሉን እቲ ቃላት ብሌን ዓይነይ ንምዝማት ከመይ ድያ'ሞ እዛ ናተይ እዛ ከም ልበይ ደመተይ ዘረባ ጋና ኣይበጽሕን እዩ ኣብ እዝና እዛ ናተይ ዕንበባ የላን ኣብ ቀረባ ኦሮማይ(2) ንሳስ የላን ኣብ ቀረባ ናታ ክኸዉን ጎይታ ሓርዩኒ ሰብ በየን ዓቅሙ ክምንዝዓኒ እረ ብደም እዩ ዋሕስ ፍቅርና ሰብ ዓቅሚ የብሉን ክፈላልየና ድርብ ንሳ ማለይ ክብረተይ እዛ ምድራዊት ገነተይ ቅበጽዋ በጃኹም ከምዛ ጡብ ወላዲትኩም ኣብ ፍቅራዊ ዓለመይ መንዩ ሮምዮ ኣብ ቅድመይ እጽጣሕ እምበር ቅድሚኣ ድፍእ ይብል ክንድኣ ዝሓመላ ትሞተለይ ከም ኣመላ ከምታ ኣመለይ ንሳ እያ ጎልጎለይ (3) ንሳ እያ ጉዝጋዘይ ንሳ ማለይ ክብረተይ እዛ ምድራዊት ገነተይ ቅበጽዋ በጃኹም ከምታ ጡብ ወላዲትኩም ኣብ ፍቅራዊ ዓለመይ መን'ዩ ሮምዮ ኣብ ቅድመይ እጽጣሕ እምበር ቅድሚኣ ድፍእ ይብል ክንድኣ ጎነይ እንድያ ኢደይ እግረይ እንኮ ምኽንያት እዛ ምንባረይ ንሳ እያ ጎልጎለይ (3) ንሳ እያ ጉዝጋዘይ ሓኪመይ'ያ መቀረተይ ብዘይ ስራይ ፈዋሲተይ ሰጊረ እየ ድቕድቕ ጸልማት ሽሕንሰማንያን ፈተነታት
@user-yk1lw2bx9r
5 жыл бұрын
Waw thanks a lot &happy new year kbur haw
@mussieyemane2386
5 жыл бұрын
@@user-yk1lw2bx9r የሕቢሩ ክብረተይ
@rahelmelakebairu7112
5 жыл бұрын
Thanks a lot dear bro & HNY
@mussieyemane2386
5 жыл бұрын
@@rahelmelakebairu7112thanks & z same to you ሓቢብቲ ቀዳዊትና ዓመት ይግበራ
@eritreainme850
5 жыл бұрын
@@mussieyemane2386 Thank you so much! Xbuk gera nktrdana hagizkana eka😘👌
ክንደይ ጻዕሪ ክንደይ ድኻም ንዝርድኦ ውን ዓቢ ትርጉም ዝለዋ ወዲ መን ሙኻንካ ኣርኢኻና ምርጽቲ ደርፊ ካብ ረዘነ ኣለም ናይ ሓድሽ ዓመት ህያብ እስኪ like ሃቡና ♡♡♡
@merhawiyemane724
5 жыл бұрын
ጽቡቅ ኣዛረበካ ዘኣርከይ መኣርይ
ሕጂ ውን አርትራ ናይ አሪትራዋን። ቃል ኣቦና ራእሲ ተሰማ።
I can't stop crying when I listen to you, I lost my 5 brothers and sisters include my dad ohh Lord I love Eritrea is for Eritreans....
@abmsea8185
2 жыл бұрын
Be strong my dear.
@Fikrehager
Жыл бұрын
Oh how I wish I can just hug you. We are all brothers and sister my lovely sister. I have my mom with me, but a family friend raised as a child. I love Reshanay dearly and miss her and my dad so much. Some of our songs hit us all of us differently. Just know you are loved by your people and we are one big family. Be strong ❤️❤️❤️🥰🥰🥰
@almaztesfai6576
Жыл бұрын
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🙏🏽
ኽቡራት ህድሞና ምስ ክቡር ሓዉና መንእሰይ ረዘነ ኣለም፤ ብዙሕ የቐንየልና፤ ብሉጽ ስራሕ ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል፤ ብዛዕባዚ ቀሪቡ ዘሎ ንሕና አዉን ሬኢቶና ክንህብ፤፥ ኢትዮጲያዊያን ደረፍቲ ብዛዕባ ባሕርና ክደርፉ ምስ ባሕርና ፍቕሪ ኽሓድሮም መሰሎም አዩ፤ አዃ ድኣ ንፉዓት ነቲ ዘይናቶምን ነቲ ዘይዉንንዎን ንብረት አንዳማቶም አሞ ድማ ብኣአላፍ መስዋአቲ ብሉጻት ደቂ ኤረይ ዝተዓቐበ ባሕርና ክደርፉሉ ፤ አቲ ኽሕተት ዘለዎ ሕቶ አምብእር አቶም ሰብ ስግር ሩባ ጓኖት አኳ ብባሕርና ክደርፉ ዘጽመሙናስ አቶም ሰብ ዋናታታ አዚ ባሕሪ ዝኾኑ ስነጥበባዊያን ኤርትራዊያን ድኣ አንታይ ዓዚምዎም ኔሩ አዚ ኹሉ ዓመታት? ብዝኾነ ድሓን "ክምብል በለ አምበር ኣይተኻዕወን" ስለዝኾነ ነገሩ አዚ ብስነጥበባዊ ረዘነን ስነጥበባዊ ቐልኣብን ተጀሚሩ ዘሎ ስራሕ ቐጻልነት ክህልዎ ንሕና ብዝኽኣለና ክንትሓባበር ኢና፤፥ ንህድሞና ድማ ሙሉአ ዓወት፤
@user-nr7ev1ow6e
5 жыл бұрын
maico maico maico በቃ ንክገልጸካ ቃላት ሓጺሩኒ።
@generalhagos8683
5 жыл бұрын
Surprisingly and disappointingly, you completely missed the point. When Ethiopians sing, write, and hallucinate about the Red Sea and Eritrean Ports, their are expressing their sorrow and anger for 'loosing" access to the sea and their desire to "reclaim" our ports. I can't believe that it escaped your attention all past and current statements made by influential Ethiopians including senior advisers of PM Abby. Make no mistake that when it comes to the Red Sea and Eritrean Ports, all Ethiopians are the same and dream of "reclaiming" Assab.
@MaicoRecords
5 жыл бұрын
general hagos will respond in a bit. Am driving.
@MaicoRecords
5 жыл бұрын
@@generalhagos8683 Ok Brother general hagos, Please don't be surprised and don't be disappointed. Nothing has escaped my attention as you said. The issue I tried to address was not whether the Ethiopians are "sorrow for loosing" or craving for our sea. They can sing as they wish until their lungs burst into the thin air, for all I care. and don't forget that they have every right to do so. The question that need to be asked is "What have our artist been doing for the last 27 years? Wouldn't it be better to have been active than passive? Well, now it seems like our artist, albeit a little late, have started to do what they should have had done long before the Ethiopians began expressing their "sorrow for loosing access to our sea". ሕጂውን "ክምብል በለምበር ኣይተኻዕወን" ስለዝኾነ ነገሩ ስነጥበባዊያንና አቲ ቐደም ክገብርዎ ዝነበሮም ሎሚ ጀሚሮሞ ኣለዉ፤ ናይ ኩላትና ደገፍ ድማ ኣይፈለዮም፤
@MaicoRecords
5 жыл бұрын
@@user-nr7ev1ow6e ክብረት ይሃበልና ኩቡር ሰብ፤ ስለቲ ምክትታልካን ተገዲስካ ሃናጺ ሬኢቶ ምሃብካን ድማ ብልቢ ነመስግን።
ቀይሕ ባሕርና ዝደፍር ኣብኣ ይረኽባ, ንሳ እያ ኣርማና መለለይትና ንኩሉ ኤርትራዊ ምእንታና ምእንቲ መሬትና ምእንቲ ሰማይ ዝመስል ቀይሕ ባሕርና ዝተሰዊኡ ኣቦታተይ ኣደታተይ ኣሕዋተይ ዝደፍራ ኣብኣ ክረክባ እዩ። መሬተይ ደም ኣቦታተይ ደም ኣደታተይ ደም ይሕዋተይ እያ መጺኣ ብማንም ኣይመጸት ። so thanks rezi hawna .
እስከ ደገፍትናን ተቓወምትናን ሓደ ንኹን ደቒ እዛ ሓላል መረት ፍልልይና ኣጽቢብና ኣብ ሓደ ንምጻእ ስለ እዛ ሓላል መረት
@robitesfa4207
5 жыл бұрын
Higdefawyan kelekum do selam alo yu ahhhhhh masta hizbi keywerdekum gida
@meleymedia7888
5 жыл бұрын
ወዲ ህዝባዊ ግንባር 💋💋💋💋
@arfil5587
5 жыл бұрын
ane bwegeney eshnet gedifeyo aleku, hagerey segem entelewa kea bfletetn, bselamawi mengedin kkawem merise aleku. baesn egrgern ms 2018 ndhrit gedifeyo aleku 😊
@malhabib357
5 жыл бұрын
@@robitesfa4207 ናይ ብሓቂ እዞም ዶናቁር ናይ ዓለምና እዞም ቅበርቲ ሰላም
@michaelkobter2982
5 жыл бұрын
Ajoka eritrean kulu gze hade yu.
ኤሪትራውያን ምስ ጎራባብቲ ህዝብታት ዝካፈል ፍቅርን ባህልን ቋንቋን ያታን ልምምድን ሃይማኖትን እንበር ዝክፈል መሬትን ባሕርንስ የብልናን።
@awetkifle4614
5 жыл бұрын
ya
@abdallaibrahim1895
5 жыл бұрын
Susuat gorobet rekibna mirida abiyomna
@fatim9621
Ай бұрын
Exactly!
You are super starrrrrrrrrrrrrrrrrrrrrr ወይልኡ ንኤርትራ ዝትንክፍ ሕጂ ውን ከምቶም ዝሓለፉ ክንሓልፍ ኢና ከም ሎሚ ከማን ተሓጊሰ ኣይፈንጥን ረዘነ ብሓቂ ረዘነ ረዚንካ ኣርዚንካና ብስም ረዘነ ስከ ናይ ኣውደኣመት ኣርዝን ኣቢልኩም like ኣብይኩም ይደፈን ደቂ ኤረ,,, 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እዚ ድምጻዊ እዚ ዘቕልበሉ የለን እምበር he is supper star all the time
@nattyinstrumentalmusic2958
5 жыл бұрын
Bhaki mestewialit eki
@israelberekat974
5 жыл бұрын
Bhaki samri habesha
@mussiesultan3434
5 жыл бұрын
samri habesha eye zfetu Ewe hakki/// Gele kab Derftatu, Enbebakum/ Nabey dea lomi,, Edmeki Eritrea,, Kalien Nfue tebae Eritreawi
@michaelhabte6068
5 жыл бұрын
Yes
@ghebriel932
5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ብፍላይ ኣብ live አንተ ሰሚዕክዮ ዋውውው
ንረዘነ ስሑል ጎሮሮ ዝፈቱ ጥራይ like yhabeni
@gerusalemgmedin7538
5 жыл бұрын
ብጣዕሚ እምበር ስሑል ጎሮሮ ረዚ ሰስነልና
ኣነ ዝገርመኒ ከኣ ሓደ ነገር ኣሎ። ሃብቲ፡ ንብረት ከምኡ`ውን ሕማም ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ከመሓላለፍ ይኽእል እዩ። ስስዐን ዘይናትካ ምምናይን ከም ውርሻ ካብ ኣቦታትካ ክትቅበሎም ግና ዳርጋ ንመጀመርታ ግዜ ኣብዞም ጎረቤትና ዘጋጠመ እዩ መስለኒ። ዘይተማህሩ ወለዶ ስሱዓት፡ ምሁራት ይመጹ እሞ ስሱዓት፡ ናይ ኣምላኽ ሰባት ሰበኽቲ ወንጌል ተባሂሎም ዘይናቶም ናትና ዝብሉ። ብዝኾነ ግና ንሶም ዝተጠውየ ታሪኽ ተማሂሮምን ኣጽኒዖምን ከም ሓቂ ከምስሉ ኮለል እንተበሉ ንሕና ግና ነቲ ሓቀኛ ታሪኽና ዓለም`ውን ከይፈተወት ዝረዓመቶ መንነትናን ኣብ ምፍላጥን ምዕቃብን ምውራስን ኣይንሕመቕ። ደጋፊ፡ ተቓዋሚ ዝበሃሉ ኣርእስትታት ሓዲግና ናይ ሓሳባት ፍልልይና ኣጽቢብናን ዓጺናን ሓደ ልብን ሓደ ኣካልን ንኹን። ኣምላኽ ከኣ ምስቶም ዝፋቐሩን ሓቀኛታትን እዩ`ሞ ኣጆና እግዚኣብሔር ኩሉ ሰናይ ዘበለ ንሃገርና ክህባ እዩ። ጥራይ ምስ ረሃወና ንእግዚኣብሔር ኣይንረሰዓዮ። ሰሰናዩ ደቂ ኤረይ!!!
ኤርትራ ንኤርትራውያን ቻዉ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን ደቂ ኤረይ መዓረይ። ቐይሕ ባሕርና ደም ስውኣትና።
@filmonzerzghi9929
5 жыл бұрын
ትዓወት ወዲ ሓላል ሜሬት
@amirsalemtareg6187
5 жыл бұрын
Alena aLena alena Awe
@ganetasefa127
4 жыл бұрын
Amen
ኣነ ብዛዕባ ሃገር ዝድርፊ ደራፋይ ማራ ኢዩ ደስ ዝብለኒ ።
@habentesfu6162
5 жыл бұрын
Wawwwwww
@ganetasefa127
4 жыл бұрын
Me too
Very nice song with good message. We Ethiopians should accept Eritrea is a Sovereign country like Kenya and Sudan.
@ghebriel932
5 жыл бұрын
Achi wedi👍🏽👍🏽
@nahomalem9827
5 жыл бұрын
Wright
@adhanettekeste5605
5 жыл бұрын
exact
@bt6264
5 жыл бұрын
You are the first Ethiopian to say that. Most Ethiopians don't even respect Eritrean people, we still face racism.
@samimoha2027
5 жыл бұрын
Isseyas afewerki eyu abzeydili zedfira zelo
ተገዳላይ ባዓል ስረ ኣብ ገመል ኮይኑ ጨሚትወን ብተጋድላይ ዝሕበን እስከ like ርገጽ
@filishigeyshigey253
5 жыл бұрын
Wawww nic .....
@genetteklemengesha9164
4 жыл бұрын
Eza derfi kulu zwetsa yeblan gna eti tegadalay neti teraray bkalashin garu beg msebelis hgusenka belku tfengel iabeu
ኤርትራውያን ደቂ ኣናብስ ኣሕዋተየን ኣሓተይን ኩሉ ገዲፍና ንቀራረብ መስሓቅ ጓና ኣይንዂን
@Eri-Freedom
5 жыл бұрын
Natki yhaysh
@machwegdektatorvonunsereml7186
4 жыл бұрын
Ajoka aytfrh ganot aynkwenen ena,koina ewn ayfltanen 🇪🇷✌
Very conditional! አዋናዊት ደርፊ፡ ዓቢ ጽፍዒት ንተጋሩን(ኣጋዝያን)፡ኣምሓሩን(ኣንድነታውያን) ስምዑዋ፡ ኤርትራ የዕጽምትናን ደምናን ዝኸፈልናላ ደቓ ኣለና ይብለኩም ኣሎ አዚ ጂግና።
@mekonenhaile4672
5 жыл бұрын
It will always be! Eritrea only for true Eritreans!
@ghebriel932
5 жыл бұрын
ከመይ ደኣ ደቂ 9 ብሄር አኮ ኢና ኣበይ ዘለዉ ደኣ አዮም አዚኦም
@mekonenhaile4672
5 жыл бұрын
Please edit it as "Very timely song" not conditional!
@user-lo5vt5gd4j
5 жыл бұрын
Kkkk men elu nekebila beher zegebrom ata lebumu denkur
@selihomlovesnit5003
5 жыл бұрын
ደላይት ፍትሕን ስላምን የ ግን ኣብዛ ሓሳብካ ግን ብ ዓሰርተ ኢደይ ይ ሰማማዕ የ ። ኤርትራ ናይ ኤርትራዉያን ና ኣደ ክርስታናይ ኣደ ኣስላማይ ንይ ኤርትራዊ ክትከዉን ድማ ኩሎም ደሞም ኪዕምላ ዘልኣለማዊ ዝክሪ ን ሰማአታትና
So special song by talented guy do you know guys rezene is the son of tagadalay who martyred with tanks in fenqel operation massawa ✊🏽super hero alena and I say don’t mess with Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዋው ብልጽቲ ደርፊ 2019 ኣዝዩ ክተባባዕ ዘለዋ ስነ ጥበባዊ ሃገርና እዩ እዚ መንእሰይ
እውይ ልበይ፡ ኬፍ ዘለዋ ምስ ጽፉፍ መልእክቲ፡
እዚኣ ሓደ ዓቢ መልእኽቲ ሒዛ ከም ዘላ ዩ ዘረድኣኒ ምሳይ ዝተረዳኣ እንተሃልዩ?
@michaelhabtesilasse8343
5 жыл бұрын
Wedi Hagos Rufta ናይ ብሓቂ 60 ኣላታ ድዮ ዝብሃል ወደ ሞይ
I'm Ethiopian, but I love the song greatly.
ብጽሑፍ ብኣምሓርኛ ተትትርጎም ክንደይ ምስ መቀረ: ነዞም የዱግ በላዕቲ ዘይበሰለ ስጋ ክርደኦም መታን። ንፉዕ ብኸምዚ መልክዕ ቁጠዐ ኩሉ ኤርትራዊ ዝገለጽካ። ልሳን ኩላትና ኢለ ሰይመካ ኣለኹ !
@wediasmera1263
5 жыл бұрын
ከይፈተዉ ክርደኦም ኢዩ, ተዘይ ኮይኑ ይፈልጥዋ ኢዮም እታ ሓለንጊ :: ኣድጊ ኣድጊ ሙኻኑ ኣይተርፎን ኢዩ::
@samri1799
3 жыл бұрын
መፂእእኹምና እምበር ኣይመፃእናኩምን!! ተኸቢርኹም ዓድኹም ዘይትነብሩ::ኢትዮዽያ መፂእኻ እንዳለመንኻ ዶ ትፃረፍ, ብጥምየት እንዳሞትኻ ዶ ብስጋ ይቅለድ
Woow ወዲ ጅግና ቦቢ አኮ አዩ ከመይ ዘይ ሓምም ብ ኤረ like ከማን ክውሕዶም
@entertainment-yf7je
5 жыл бұрын
*ቦቢ ማለት መን ኢዩ*
@ghebriel932
5 жыл бұрын
@@entertainment-yf7je ኣቡኡ እዩ ኣብ ባጽዕ ተስዊኡ ኣብታ ታንኪ ኮማንደር ትበሃል ቦቢ ከኣ ሳጓኡ አዩ
@amanuelteklay4196
5 жыл бұрын
@@entertainment-yf7je Abiu abal nayta Komander tibhal Tanki ab sirhit Fenqil ziteharmet kem hawelti zela ab Batsie, kabotom Jeganu hiwetom ziwefeyu eyu
@hagereyeritrea563
5 жыл бұрын
ጸባ ስተ።
@koala10ish
5 жыл бұрын
abeyeneyti desietna wey gemgem bahrina eya eza video tesseriha?
ወዲ ኣለም ወዲ ጅግና ንጽርቲ መልእክቲ ወይልኡ ናብዛ ህያብ ስዉኣትና ዝጥምት
@ghebriel932
5 жыл бұрын
ኣብኡ ኣብ ታንኪ comander እዩ ኔሩ
great song,this is how one eritrean feels.ERITREAWI forever.
This song is deep 👍🏽👍🏽 Eritrea eriay adey kebswa 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣቦኻ ጅግና ሰራሒ ታሪኽ ኣዴኻ ውን ዋዕሮ ናይ መን ድኣ ክትወስድ ኣታ ኣንበሳ ዳሕዳሐዮ ጥራይ
ብርግጽ ግዚኣ ዛሓልወት ደርፊ ብፍላይ ነዚ ቀርቃዕ ተዲ ኣፍሮ ጽብቅቲ መልሲ ብከምዚ ዓይነት ረቀት ዘለዎ ዓይነት ክስሕብ ከሎ እቲ ዝብለጸ እዩ ስለዚ ክላትኩም ደርፍቲ ነዚ ዘሎ ናይ ኤርትራ ሃብቲ ብዝትክእለ መጠን ኣብ ዓለም ክተፍልጥዎ ጻዓሩ ብዝኮነ ረዘነ ካኣ ብሉጽ ስራሕ ስለዝቅረብካሊና ካብ ብልቢ ነምስግን ሩሑስ ሓዲሽ ዓመት ናዓካን ንቲፍዝካን።
@LimitLess-Imagination-
5 жыл бұрын
ስቅታ ክብር'ዩ። ልክዕ ኣለካ ዓቢ ሰብ ግና ብዙሓት ሰባት ኣለው ነቲ ክፉእ መጋብሩ ዘይርድኦም ነዚ ከኣ ሓያል ስራሕ ይሓትት ንከምዚ ስራሓት ብዙሕ ደገፍን ሞራልን ክንህብ ይግባእ
@queenbeyyonce9251
5 жыл бұрын
Anta!!!!! MENQERQER EGRI HIERO eba kiwuskelu Eti zixelao ab Alem entebelku ayekfaleyn u.
Nsa eya melmelna nsa eya kendilna, ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️Eritrea n Eritreawiyan,Etom hanefnef tblu Ethiopiawiyannnn btiqu kthalfu aymlketekumn u ,,,,Eri ndeqi Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪
This song makes me cry beacouse it reminds me my of a real Eritrean.
Kemey tkonu kburat ahwatey anbebty eza tshfty amlak mulue tinan fkrin snitn abza hadash amet yfterelkum🙏❤️. Nezi gunuf ”tedros afro” melsi hibuwo RZENE hawna. Fkri ms kulu mimkikal zeybilu ya eta melsi.❤️
ከምዚ መልእኽቲ ሓዘል ደርፋ ድረፉ በጃኹም!! ይበል ዛወደይ ከኣ ከም ዓንዲ ማእከል ዶው የብልካ,
ጸብቅቲ መልሲ ኢያ ንዞም ኣእዱግ ኢቶጵያውያን ጅግና ወዲ ኤረይ
ነቶም ኣጋዚያ አንዳ በልኩም ልቢ ሰብ ትሕሙሙ ዘለኩ ድማ፡ እቶም ትግራይ ዘለኩም፡ ሰላም የውርደልኩ ጸገምኩም ኣብ ዓድኩም ፍትሑ፡፡ እቶም ኤርትራዊያ ኢና ግን ትግሪኛ ጥራይ ትብሉ ከኣ፡ ኪዱ ትግራይኩም።
በጃኩም ነዞም የአዱግ ኣምሓሩ ተርጉምሎም ክንደየናይ እኮ ከይሰምዑ ፡፡ ናይ ብሓቂ ረዘነ ረዚን ትርጉም ዘለዋ ደርፊ ናይ ልብና ረኺብካና፡፡ የቀንየልና ርሑስ ሓድሽ ዓመት ድቂ እዛ ሓላል መሬት።
❤️❤️❤️❤️ናይ ብሓቂ ዓባይ መልእኽቲ ከምኡውን ዜማኣ...❤️❤️❤️❤️❤ተባረኹ ደቂ ኤረይ 2019 ንተኣኻኸበላ ዓመተ ሰላም ይግበረልና
ዓባይ ጽፊዒት ነዞም የእዱግ:: ደጊም ድሕሪ ሕጂ ኣይንሰምዖምን ንኸውን :: የቐንየልና ረዙን ከምኡ'ውን ንኹላኹም ኣብዛ ብልጽቲ ስራሕ ዝተሳተፍኩም::👏👏🇪🇷🇪🇷
Ambsa Wedi Ere 🇪🇷🇪🇷🇪🇷Shikor you did great job zeytmino derfi 🇪🇷🇪🇷
እዋናዊት ብልጽቲ ደርፊ.... "ፊያሜታ: ፍዮሪታ: ጓል ኣስመራ: ሳሊና: ዳህላክ" ንዝብሉ ቃላት ብቅዕቲ መልሲ:: ዝካፈል ፍቅሪ 'ምበር ዝካፈል ባሕሪ ይኹን መሬት የብልናን ኢዩ ትመልሲ::
@mhretutsige19
5 жыл бұрын
Right
@asmerabest4234
5 жыл бұрын
ኣማን ብኣማን
@eritrealandofheroes1731
5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ሓያል መልእኽቲ ደራፋይ ብ ድምጹ ንስካ ብ ቃላታካ
ገለ ፊያሜታ ገለ ፍዮሪና ሓደ ጋል ኣስመራ ዘርከበ ሳሊና እልቢ የብሉ እቲ ቃላት ብሌን ዓይነይ ንምዝማት እዛ ናተይ ዕንባባ የላን ኣብ ቀረባ ኦሮማይ ኦሮማይ ንሳ የላን ኣብ ቀረባ✔✔✔ ረዘነ ኣለም ብሉጽ ናይ 2019 ደርፊ ምስ ንጹር መልእኽታ ኮምኡ ውን ቪድዮ ክሊም ይኹን መረጻ ቦታ⭐🇪🇷⭐🇪🇷⭐🇪🇷⭐🇪🇷⭐🇪🇷👌
@amanuelkeren4531
5 жыл бұрын
Kkkkk amharu bel sefifoma
ይሄን ዘፈን ከ 5 ሚሊዮን በላይ views መድረስ ነበረበት still ምክንያቱም ለኛ ኢትዮጵያን ጥሩ massage ነው ያስተላለፈልን:: የሰው አንፈልግ ኤርትራ በደም በትግል ህዝቦቾ ምስኦትንት ከፍለው ያቆሞት ሀገር ናት please ወንድምና እህትነታችን በቂ ነው የኤርትራውያን ጉዳይ ሚመለከተው ለኤርትራውያን ብቻ ነው 🇪🇷😍
@saftileini6327
4 жыл бұрын
Yes 💪💪
@wintateklemariam3384
4 жыл бұрын
Yesssssd
@helenhabtemariam4374
4 жыл бұрын
Well said🙏🏽
@fatim9621
Жыл бұрын
Yes! 100%!
ኣይትብሃጉዎ መሬታ!! ኣይትመነይዎ 'ቲ ባሕራ!! ኣይትድለይዎ ሺሻያ!! ኣይትህረፍዎ ት 'ቲ ሃፍ ታ!! ከይትመትጹኒ ብ ብኣኣ!!
ግዱስ ብሃገሩ ዝሓምም፡ ረዘነ ኣለም ኣንበሳ። ቅበጽዋ በጃዂም፡ ከምታ ጡብ ኣደዂም(ወላዲትኲም) 4ነጥቢ። ንኣላይ ፊልም ዳኒኤል ጠዓመ፡ ከምኡ'ውን ንተዋሳእታ ኣብዛ ቪድዮ ዘሎዉ ክንኣዱ ይግበኦም። ብፍላይ ኣብታ መወዳእታ፡ ኣብ ገመል ተወጢሑ ተጋዳላይ፣ ነቲ ናይ ሃይለስላሴ ወተሃደር ኣብ በቕሊ ኣወጢሑ ክወስዳ፣ ኣብ ጉዕዞ ኸሎ ዝመንጠሎ ተጋዳላይ ኣብ ገመሉ ዀይኑ ሰሓብነት ኣሎዋ። 1000/100% ሎሚ ተሓጒሰ ኣብ ሓድሽ ዓመት 2019። ካብዞም እናሻብ ናይ ኮራኲር ደርፊ ዘውጽኡ ብረዘነ ኣለም ተሓጒሰ ኣሎዂ። እቲ ንሃይለስላሴ ዝመስል ተዋሳኣይ (ስነ-ጥበበኛ ተጋዳላይ ሳምሶም ተኪኤ) ብሓቂ ስሒብኒ፣ እታ ኣብ ግንባር ጊንዳዕ ወይ ግንባር ደቂ-ምሓረ እናሓከመ ኸሎ ውጉኣት'ውን ተርኢ ታሪኻዊት ቪድዮ'ውን ኣሎዎ። ኣዝየ'የ ተሓጒሰ ዘሎዂ፡ ከማይ ዝተሓጐሰ'ዶዀን ይህሉ፧ ብዝዀነ ንዂሉዂም ኤርትራውያን ኣሕዋተይን ኣሓተይን ርሑስ ሓድሽ ዓመት 2019 ይግበረልና ክብል እፈቱ። (3xኣሜን!!!) ቐጣን ገበይ ስጋለት፡ ክሓልፋ ክብል ከይሓለፈ፣ ነዚ ጦር ገቲትዎ ጅግና ተጋዳላይ/ ሓየት ሻዕብ ኤረትርያ ሓላይ ህዝቡን መርየቱን።
ህርመት ልበይ ወሲካ ሓቀና ስሚዒተይ ትገልጽ ናይ ብሓቂ ብልጽቲ ስራሕ ከምዚ፡ዓይነት ጥበብ ዩ ዘድለየና ዘሎ ደቂ ኤረይ ጻዕዳ ሎሚ ውን ከም ትማል፡ሓደ ንኹን ኣሕዋተይ በጃኩም ኣዒንተይ ንብዓት ቆጺሩ ኮሎ የ ዝጽሕፋ ዘለኹ ሓደራ ደቂ 9 ብሄራት ብሓደ ኣለና በሉኒ፨
@dlietaleni18
5 жыл бұрын
wedi kentiba alena knhlu ena wnn
@malhabib357
5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዋላ ኣነ ክምዚ ናትካ እየ
@hirgigonetwork8316
5 жыл бұрын
ሓቢቢ ኣና፡ ኣጆኻ ኣለና ደቂ ሓላል መረት ኢሪትረያ ጻዕዳ ዋና'ለዋ 9 ብሄራት ደምና ዘፍሰስናላ 😍😍😍😍
@ghebriel932
5 жыл бұрын
Alena አዚኣ ን teddy afro zeykonet wela ን ተስፋጺዮን አያ
@arfil5587
5 жыл бұрын
wedi kentiba, alena zearkey mearey. Ertrawi kab mzrab meazab 👁slezmers tray yu,tm nbl zelena ✌🏾
I'm always proud of Eritrea thanks god
This song is absolutely my favorite 🇪🇷. Thanks Rezene 👍good job
ገለ ፍያ ሜታ ፡ ጃኪ ጎሲ ገለ ፍዮሪና ፡ ቴዲ ኣፍሮ ሓደ ጓል ኣስመራ ፡ ቴዲ ኣፍሮ እንዳበሉ ገለ ንተፈጥራዊ ሃብትታትናን ስትራጀቲካዊ ኣቀማምጣ ባሕርና ንምውናን ካብ ዝበልዎ'ዩ "ሞ " እንሆ ሎሚ በቲ ውልዶ ድምጻዊ ረዘነ ኩሉ ውዱቕ ኮይኑ !!!!!!
@mekonenhaile4672
5 жыл бұрын
Adimera ewen ala "Yared Negu"
@merhawialene7146
5 жыл бұрын
ድምጺ ሓፋሽ Salina : Bi Tamrat Desta
@heri2068
5 жыл бұрын
@@merhawialene7146 የቐንየለይ ሓወይ " ገለ ካብቲ ዝበልዎ'የ ጠቒሰ'ሞ የመስግነካ"!!!!!
@efremnegusse1593
5 жыл бұрын
"ኦሮማይ" ኣርእስቲ ናይታ ደርጊ ኣብ ዕርበቱ ብ ባዕሉ ግርማ ዝበሃል ደራሲ ተስፋ ምስቆረጹ ዝጸሓፋ መጽሓፍ። ፍያሜታ ድማ ኣብታ መጽሓፍ ከም ገጸ ባህሪ ዘላ ጋል'ያ ።
@kemshamu4617
5 жыл бұрын
Shihn semanian wend mak
ገለ ፊያሜታ ገለ ፊዮሪና ሓደ ጓል ኣስመራ ዘርከበ ሰሊና እልቢ የብሉን እቲ ቓላት ብሌን ዓይነይ ንምዝማት እዛ ናተይ ዕምበባ የላን ኣብ ቀረባ ኦሮማይ ኦሮማይ ንሳ የላን ኣብ ቀረባ:: ይበል ሰራሕ ረዘነ ሓወይ ለካ ወዲ ጅግና እዩ ካብ ፈለሙኡ፡ ኣሰር ኣይሰሓተን ። ረዘነ ኣለም(ኦሮማይ) ፡ ወዲ ጅግና ስውእ ኣያና ኣለም ኣብርሃ ጎይታ ፈንቅል እዩ/ ኣለም ፡ወረደ ፡ወለደገብሪኤል፡ደስበለ፡ተኹሉ ፡ ካኣ ብሓባር ንስለ ሃገርናን መንነትናን ህዝብናን ኣብ ውሽጢ ታንኮም ብ ነበልባል ሓዊ ከም ጥዋፍ መኺኾም ዝሓለፉ፡ ከም ታቦት ዝዝከሩ ኣብ ልብና ዝነግሱ ፡ ሓርበኛታት ከም ኣቦታቶም ዝኾኑ ኣያታትና እዮም፡ ረዘነ ካብዚ ዘበርከቶ ንላዕሊ ዝሕተት ወድ ሕድሪ እዩ ሞ ካልእ ውን እዋናውን ክብሪ ሃገርን ህዝብን ዘንጸባርቕ ን ውሽጣውን ደጋውን ውዲታት ዘቃልዕ ጥበብ ከቕርበልና ህዝቢ ክጽበዮ እዩ፡ ክብሪ ን ሰማእታት! ያለፈ ሳምንት ድንበር ከመዝጋት ቀጥሎ ኤርትራ የማስጠንቀቅያ ሮኬት ወደ ኢትዮጲያ ወረወረች። ባለፉ ኣመታት እስከ ኣሁን ድረስ በታዋቂ ኢትዮጲያውያን ኣርቲስቶች ስለ ኤርትራ ሲዘፈን ለነበረው ዘፈኖች ፊያሜታ(ጃኪ)ፊዮሪና;ጓል ኣስመራ(ቴዲ ኣፍሮ) ፣ሰሊና(ታምራት ደስታ)ዛሬ ትልቁ የኤርትራ ኣርቲስት ረዘነ ኣለም በኣስደንጋጭ ሁኔታ ተኮሰው። በቪድዮው እምደምታዩት ልጃቹ(መሬታቹ ባህራቹ) ስጡን ለማለት ከ ኢትዮጲያ ሶስት ሰዎች ይመጣሉ፡ሰዎቹ ባለ ኮፍዮው ሃይለስላሴ ሲሆን ጥቁሩ መንግስቱ ሃይለማርያም፡መላጣው ደሞ መለስ ዜናዊ ናቸው፡ኤርትራኖች ግን ኣንሰጠም ይላሉ፡፡ ልጃችን ኣንሰጥም ሲባል ሶስቱ ወደ ባህር ኣንገታቸው ሱነቀንቁ ይታያሉ። ሃይለስላሴ ፈደረሽን ኣፍርሶ የወሰዳት የኤርትራ ልጅ(መሬታችንና ባህራችን)ደርግም ኣልመልሳትም ብሎ ደም ማፍሰስ ሲያስገድደን ታሳያለች፡ከዛ የ ኤርትራ ወጣት ለደርግ ጨፍቅልቆ ሲመልሳት ይታያል:: ኣጠቃላይ ግጥሙ በብሌን ኣይኔ ኣትምጡብጝ እንደ እናታቹ ጡት መረሳት ቻሉ፡ስለ ፍቅር ብዙ ከፍያለው ይላል።እዚ ስራ የሰሩ ሁሉም ታላላቅ የ ኤርትራ ኣርቲስቶች ሲሆኑ፡የተሰራችበት በ ቀይባህራችን በደሴቶቻችን ዙርያ ነው። መጨረሻው የተዘረፈች ልጅ(መሬትና ባህሩ)ስትመለስ ይታያል።ለዚች ለመስራት ያነሳሳን ነገር ብዙዎች ኢትዮጲያኖች ኤርትራ ወደ እናታ ኢትዮጲያ ተመለሰች፣ኣሰብ ተካፈልናት እያሉ የተሳሳቱ ወሬ ሲደባልቁ የቆዩ በመሆኑ ነው።ኤርትራ ለ ኤርትራኖች ብቻ ናት።
@menkemhagerey1521
5 жыл бұрын
Nay behaki xebuk gerka gelixkayo naka ka jigna iluka aleku
@user-nr7ev1ow6e
5 жыл бұрын
ራሻ ሓወይ ብራቮ ወዲ ኤሪ ኣብ f.B ሸር እንተ ትብሎ ደስ ምበለኒ።
@merry3355
5 жыл бұрын
Eritrean my lovely country 🇪🇷🇪🇷
ብሉጽ ስራሕ፡ ናይ ብሓቂ ክብሪታትና ብግቡእ ዝሰነደት እዋናዊት ደርፊ። ኣጆና
I LOVE this song so much that i keep playing it on LOOP.
ዋው ረዘነ ኣለም ከምቲ ዝጽበዮ ሙዚቃ ናይ ብሓቂ ከይ ኣድነቅኩኻ ክሓልፍ ኣይደልን ጥዑም ድምጺ ኣብ ቐጻሊ ኣሳልጥ ይምነየልካ ❤❤❤❤❤❤💥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💎💎
Beatiful song wedi Eri shikor 😍 great work 👌🌹 ERITREA hiwetna ❤
ከማይ ዲኩም ነዛ ሙዚቃ ክሰምዓ ከለኩም ተዘዝ አቢላትኒ እቲ ቃላት እሞ ስምዕዎ ብሐቂ ዓቢ መልእክቲ ዝሐዘ እዋናዊ መልእክቲ ❤️🇪🇷🇪🇷❤️
Weyelu neza enqe bahre zetnkfa 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾
መልሲ እያ የቐንየልና ረዚን ወዲ ጅግና ተጋዳላይ ጽቡቕ ጊርካ ኮቲምካሎም ኣጆኻ ውዲ ኩቡራት ቀጽሎ
ረዘነ ያሆ ናይ በሓቂ ውድእቲ መልሲ ብቅዕቲ ስራሕ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ከኣ ደቂ ኤረይ
እዋናዊት ደርፊ ረዘነ ቅድሜና ፈሊጥካዮም ነዞም ሃንጎሊማታት ጽቡቅ ስራሕ ተባዕ ክብረት ይሃብካ ሓቀኛ ጥበብ ሪኢና::
ረዘነ ኣለም ወዲ ጅግና ናይ በሓቂ ጽቡቅ ሰራሕ። ነቶም ኣብ ባሕርና ክሪኡ ኣፎም ሃህ ደብሉ ካ ዓቢ ጽፍዒት ኢዩ። ዓቢ መልእክቲ ኣለዋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላክ ወዲ ጅግና
The right message in the right time for the bastrd mehber andnet Agazian amhara tplf tegaru etc ....against all odds Well done wedi eri HappyNew Year
ገለን ፡ፍያሜንታ ገለን፡ ፍዮሪና ሓደ ጎል፡ኣስመራ ዘርከብስ፡ሳልና ሽሕ 80 ፍተናታት ፍያሜንታ፡ ኢሉዎ ዘሎ ጃኪ ጎሰየ ኣዚ ዱቡሕ ኢዩ ፍዮሪና ጎል ኣስመራ ካኣ ቴዲ ኣፍሮ ኣዚ ዓሌታዊ ኢዩ ዱሁል ሽሕ፡80 wend maki ኢዩ ንኩሎም ደሌይቲ ባሕሪ ምፍላጥካ ካይመስገንኩካ ክሓልፍ ኣይደሊን፡ ኤርትራ ንኤርትራዊያን። ንመጀመርያ ግዜ ሓያል ደራፊ ካብ ውሽጥ ኤርትራ
@arfil5587
5 жыл бұрын
Nmejemerta? 🙄
@desbelekidane5869
5 жыл бұрын
Nay bhaki
@Dania09082
5 жыл бұрын
Selina dma tamrat desta
@merhaeitkidane939
5 жыл бұрын
Dahlak new bete kia nay tedi afro Yegerim iko eu gud rekibna Rugumat zeynatom zidelu gorebet rekibna dikas siena
@michaelhabte6068
5 жыл бұрын
@@merhaeitkidane939 kkk entay emo kenbel ena kemu giru fitrwom
Delayom yebelu bealna alenaya eza hager deki erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ረዘነ አለም ወዲ እቲ ጀግና ረዚን ታሪኽ ጀግና ጀግና ወሊዱ ንበረልና ወዲ ኤረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Clear message Eu betaemi zerdo Yismae Eritrea 🇪🇷 is for Eritreans Proud of You rezene alem Bravo Happy New Year ma Beloved Eritreans
ድቡቅ ገይርካ ገሊጽካዮ እምበር ኣምሓሩስ ናዓዓ እዮም ዝሃርፉ 😍
@user-oo6js7tj5v
5 жыл бұрын
ኪሉኹም ኢትዮጵያዉያን መፍለይ የብልኩምን ካብ ሕድሕድ ትገዱ ። ሓለምቲ ባሕሪ ኤርትራ
@shobakumar4646
5 жыл бұрын
ab mikfae dea tegaru endo aytikefeun nihibi eritrea kitbetatinu tifitunu
@shobakumar4646
5 жыл бұрын
tigrighna kalie biher enda belkum aslamyna kistanaina hade ena eritrea wiyan amlak ye haliwena kab kufue gorebet
@erilove4346
5 жыл бұрын
ዛይድ ጓል ትግራይ ተጋሩ ኸ ኩላትኩም ቅበጽዋ ኣምሓራ ኢኹን ትግራዋይ ቀይሕ ባሕሪ ኢዩ ሕልምኹም
@user-oo6js7tj5v
5 жыл бұрын
እወ ስለዚ ብዝኮነ ክንግራህ የብልናን ንኤሩና ንባሕርና ዞቃሙት ሰብ ምቅንጻሉ ጥራይ ደቂ ኤረ ።
Eromay eormay nsas nay Eritreawian iya.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Viva Eritrea
ኣሰይይይ ኣሰይይይ !! ዓይኖምን ሕልሞምን ይኣክቡልና እወ እዞም ቡዳታት !!
Waww ተዓወቱ ደቂሓላለ ሜሪት መልእክቲ ሓዘል ስራሕ ❤️🇪🇷🇪🇷
Ata negereley eba nebal teddy afro nemeselu"gele fiyameta, gele fiyorina gele gual asmera zerkebe Salina" no kebetsuwa dea Erina ayeterkeben no way no how .eritrea for eritreans .we paid blood price baherna kea helemuwo dea .thank you rezino!!!!!!💪💪💪💪💪💪❤❤❤❤❤❤ 🇪🇷🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷☀☀☀☀☀☀☀☀☀☀☀☀🏖🏖🏖🏖🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝
ዋውውውውው፡ ኣብ ፍቕሪ ዓለመይ፡ መን ኢዩ ሮምዮ ኣብ ቅድመይ፡ ይስጣሕ እንበር ቅድሚኣ ፡ድፍእ ይብል ክንድኣ ኣታ ወዲ ጻባ ኣስቲካና ጻባ ይስትይኻ ፈጣሪ ፡ ክብርን ሞጎስን ነዚኣ ዝጸሓፋ ገጣማይ፡ ኩላትኩም ኣብ እዛ ስራሕ ዝተሰተፍኩም ኣምላክ ክብሪ ይሃብኩም፡ ጥበብኩም ይባርኽ።
ናይ ባሓቂ ረዘነ ወዲ ጀጋኑ ፡ ረዚን መልእኽቲ ከም ስምካ ። ግቡእን እዋናውን መልሲ ነዞም ጉኑፋት
Happy new year Ahwat again. xbuk mzngae zelewo mealti ygberelkum nbl msza derfi. share and subscribe kea aytresu!!! Thanks
@eriredsea4231
5 жыл бұрын
Bra
@user-jr4ey9dl3o
5 жыл бұрын
ጽብቅቲ ደርፊ ንዝያዳ ግን ዝተወሰነ ምዓልቲ advertisement እንተ፡ዝግበር ጽቡቅ፡ኔሩ።
@HDMONANEBARIT
5 жыл бұрын
ማእከል ኣስመራ ቲቪ thank you. Please share
@Jay-vb3gk
5 жыл бұрын
ስለምንታይ ዮናታን ዱላ ዘደረፋ ዝየቅረብኩማ? ተሰማሚዖም ዶ ይኩኑ? ኣረጋጊጽኩም ዲኩም እዛ ደርፊ ቅድሚ 5 እዋርሕ ሰሚዕናያ ኢና ብዮናታን ተደሪፋ!
@HDMONANEBARIT
5 жыл бұрын
jay 11 Kemey maliet eyu ?
Rezene hawey ajoka blux srha cp it up going to another good day for all nice guys
አነ እዛ ናይ ረዘነ # ናይ ቃላአብን ብባሕሪና ኽደርፎ ኾሎው ሕጉስ እየ ዝብል ባሐቂ አናብስ ናይ አቦታቶም አምላኽ ጥዕና መዋአልን ይሃቦም ❤💙💚💙❤💙💚💪💪💪💪💪👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዋይ ሕጂ ተረዲኡኒ ኣባሃህላኡ። መጀመርታ መዓልቲ ኣየስተባሃልኩላን ነይረ። ብጣዕሚ ሓሪፍን ሃገራዊትን ደርፊ እያ። fantastic ሕቡእ መሰጅ ዘለዋ ንዘስተብሃለላ። ባኣምሆይ ሸፈፍ ኢለ እየ ሓሊፈያ:ሎሚ ግን ግዜ ረኪበ ዕርፍ ኢለ ብምስትውዓል ስለ ዝሰማዕክዋ ኣድኒቀዮ ደራፊኣን ደራሲኣን። ቀጽልዎ ንምዕባለ ባህልናን ትሕዝትኡን። ሓሪፍ
Deki erey nafiqekum eko alena eske beluni gele tefekoseley? Kab bhiere hdareb😗😙😍
ኤርትራዊ ሙኻነይ መመሊሰ ይኾርዕ ኣጆና የሕዋተይ ቅሪብና ኢና ,,,ረዘነ ኣለም ብጣዕሚ ጥዑም ድምጺ ቀጽሎ፡፡
Wedi Alem wedi Hero,💪💪 Nay men da ktwesd really Eritrea for Eritrean's No more fieyametia, fiyorina, Gual Asmara ,,;,Abay tsefiet N Ethiopiawiyan ::
ናጽነት ሃገርና ዘይኣምን እንተሎ ተጋበዝ በሎ
Eru forever. God bless Eritrea I love you eri so it's heart.🇪🇷🇪🇷🇪🇷😭
It’s only February but I think it’s safe to say this is the track of 2019! 🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥 Bravo Rezene howena! 👍🏾👍🏾👍🏾👌🏾👌🏾
Yekenyelna bshm klom jeganu Eritreawyan. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Perfect 👌 💯 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 💪🏿 Eritrea for Eritrean’s only. No more fiyameta fiyorina asmara salina . 🇪🇹🗡🔫 ኽኽኸኸኸ እንታይ ደኣ I,m from Ethiopia 🇪🇹 ዝብል ዘየለ ? 🤪🤪🤪
@samimoha2027
5 жыл бұрын
Isseyas afewerki eyu adfiruna ni eritawian
Tebaetay srah eyu deqi erey gana aynetun ab mongona like kea habuni eritrawi hawkum eye
alewuna ba jeganu hagerawyan thanks habibi Wedi ery
I'm in love with this song Eritrea 🇪🇷 Eritrea💙💛💚❤️ Eritrea 🇪🇷 Eritrea💚💛❤️💙 Eritrea 🇪🇷 Eritrea 💚❤️💙💛 Eritrea 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
This is what real art is about. Good song with powerful message. Good work, keep it up and we need more like you.
We Eritreans 🇪🇷 paid more Sacrifice through our blood martyrs to protect our country:: we will keep our land and beautiful sea forever from one generation to another generation 💪🇪🇷
@biniamiam8213
Жыл бұрын
True hiesotri
Wedi men dika anta buqli Eritra aywe kndey dyu waga tekefilwa aredaayo dea💪❤
ኣሰይ ኣንታ ኣበይ ኔርካ እዝ ኩሉ ግዜ ኣኩርዕካን ወድ ኤረ ጅግና ወድዞም ጅጋኑ ሰብ ቅያ ፡እንተተዛርቦ ዘምሕረሎም እንተተ፡ጨምቶም ዘይስሕቱ ንጸላእቶም ፡ሞግቶም ዘይርቱዑ፡ከይዶም ዘይደክሙ ፡መግለጽ ስእነሎም ደቅ ቀይሕ ባሕር ፡ሕጅውን ኣይንህብን ባሕርና ፡ንሕና እና ዋንኣ ፡እንትደልና ንገፈላ እንተደልና ንሕንብሰላ ፡ወግድ በሎም ዝጥምትዋ ፡ኣለው ዋንኣ ዝሞቱ ስሌኣ ፡መታን ክትኮኖም ርስት ደቃ ፡ የቀኔሌይ ነዛ ኮመት ክጽሕፍ ዝበቃዕኩ ዓወት ነኤርትራውያን ባሕርና ንዓና ።
ገለ ፍያሜንታ ገለ ፍዮሪና ሓደን ጋለስመራ ዘርከበስ ሳሊና እልቢ የብሉን ትቓላት ብሌን ዓይነይ ንምዝማት
Rekebkani hji wedi Erey hayet 🐅 🇪🇷 🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🔥🔥🔥👏🏼💪🏽
Rezin jigna wedi jigna ajoka kexelo Nxbeyeka alona AWET n HZBI ERITREA
Neza derfi semia kimeniwa aykealkun Happy New year deqi Erey 30.12.2019
ናይ ብሓቂ ካብ ልቢ ተሓጊሰ በዛ ደርፊ በዚ ንእሽተይ ወዲ እሞ ከኣ ካብ ኤሪትራ ከምዚ ዓይነት ጥበብ ንህዝቡ ተረዲኡ ዝሰርሕ ሓያል ወዲ ክትርኢ ከለኻስ ንዓና ኤሪትራዊያን ሓጎስ'ዩ ቀጽሎ ደኣ ንስኻ'ስ
ናይ ብሓቂ ይበል ደርፊ ንገርመኩም ሓዱሽ ደርፊ ቡዙሕ ኣይስህበንን ነሩ እቶ እዛምሞ ሰሚዐ ምጽጋብ ሲነያ በቃ ቀጽሎ ወዲ ኢረይ ቅጭን
👏👏👏❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷 The best! Kudos to you and kudos to all artists who made this song!
Rezene Alem - watched your interview in Fenkil... your father Alem (TANKER) was one of our hero that gave his soul for us. Bravo very proud of you... RAZA NAY ABU HAZA.
ብጣዕሚ ዝድነቕ ስራሕ ኩላትኩም ኣብዚ ስራሕ እዚ ዝተሳተፍኩም ነመስግን፡፡ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት
@malhabib357
5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዋላ ኣነ ከይ ኣመስግንኩዎም ኣይሓልፍን እየ