HDMONA - ዓባይ ሰብ ብ ረዘነ ኣለም Abay Seb by Rezene Alem - New Eritrean Music 2019

Ойын-сауық

HDMONA - ዓባይ ሰብ ብ ረዘነ ኣለም Abay Seb by Rezene Alem - New Eritrean Music 2019
"New Eritrean Music"
Enjoy and Subscribe now bit.ly/2vIkX9f at HDMONA NEBARIT. HDMONA NEBARIT brings New Eritrean entertainment comedies, Dramas, movie, film and music video clips for you. Enjoy!
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: HDMONA NEBARIT. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
KZread : / hdmonanebarit
Facebook : / hdmona-nebarit-2149397...
Instagram - / hdmonanebarit
Twitter / hdmonanebarit
Website hdmonanebarit.com/
© HDMONA NEBARIT LLC 2019. All Rights Reserved.
#hdmonanebarit #eritreamusic #RezeneAlem

Пікірлер: 805

  • @akbayaray5869
    @akbayaray58694 жыл бұрын

    ረዘነ ኣለም ትሱፉዉ ዉልዶ መንእሰይ ፡ እንኳዕ ብሰላም መጻኻና ! ኣጆና ኣጆኻ ! ኩሉ ግዜ ኣለና ምሳኻ ! ኣለና ዶ ደቂ ኤረይ ፡ በሉ እሰከ ስደትና ስደት እስራኤላዉያን ይግበረልና !!?።

  • @nardostekie4950

    @nardostekie4950

    4 жыл бұрын

    Amennnn

  • @trustinlove8470

    @trustinlove8470

    4 жыл бұрын

    Yes🇪🇷

  • @sen-ayt7782

    @sen-ayt7782

    4 жыл бұрын

    ኣሜን ክንከይድ ናኣብ ኤረና 🏃‍♀️🚶‍♀️🚶💃

  • @jonshewitey6298

    @jonshewitey6298

    4 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @sabrinaa2828

    @sabrinaa2828

    4 жыл бұрын

    Amen deki Erey

  • @dan559
    @dan5594 жыл бұрын

    Wedi jgna wedi እቲ ኣብ ስርሒት ፈንቅል ዝተስውአ ኣብኡ ጅግና ስውእ ኣለም እዩ ናይ ኣብኡ ወሱዱ ሰላም በሉለይ

  • @user-tf7jw9ck3w
    @user-tf7jw9ck3w4 жыл бұрын

    መጸ መጸ ኣንበሳ ይመስል ካብ ዱር ዝወጸጸጸ ወዲ ኢረይ መዓረይ እንካዕ ብሰላም መጻካና እግዚአብሔር ንሃገርና ኤርትራ ምስ 9 ብሄራ ይባርክ 🇪🇷🙏❤️❤️❤️ኣሜን በሉ ደቂ እዛ ሓላል መሬት ናዕና ብሃይማኖት ገለ ክበታትን ዝፍትን ወይልኡ ☝️

  • @selamweldetensae9972

    @selamweldetensae9972

    4 жыл бұрын

    Amen

  • @user-lr9wc7cb9h
    @user-lr9wc7cb9h4 жыл бұрын

    ዓበይ ሰብ ማልት ዓባይ Ethiopa ኢዩ ኣዛ ክልፕ ተረዲኣትኩም ክትከውን ተስፋ ኣለኒ መቀጸልታ ናይ ኦሮማይ ኢያ ከም ኣበነት ከም ካልኤይቲ ኣፍቅሪቲ ኮይና ትሰርሕ ዘላ ጎል ኣብ ኦሮማይ ቅድሚ ሕጂ ነጥፋ ወይ ሰርሓ ኔራ 2 ኣበነት ካኣ ኣታ ክድለይ ዘብላ ዘሎ ጎል ኦሮማይ ትብል መጽሓፍ ትግንጽል ኢያ ብዝ ኣጋጣሚ ዳኒኤል ጣዓመ ማልት ዳርክተር ከምስገን ይግብኦ ኣብ ዝኮነ ስራሓቱ ይካታተሎ ኢየ ፎርሳ ብሉለይ ጽብቃት ፡።

  • @blackson2443

    @blackson2443

    4 жыл бұрын

    ከምቲ ዝድልዮ ኮይኑ መልስኪ. Aneka kwskelka ta (enbeba 🌷)eshok alata.

  • @user-lr9wc7cb9h

    @user-lr9wc7cb9h

    4 жыл бұрын

    @@blackson2443 ብራቮ ወዲ ኣደይ

  • @sikey.m3510

    @sikey.m3510

    4 жыл бұрын

    ደሓርስ እካ ፈሊጥናዮ ዋ

  • @bestofbest2989

    @bestofbest2989

    4 жыл бұрын

    Eta zendeda zelo wereket reikuma do entay tebel

  • @zerigabrgebrenigus5854

    @zerigabrgebrenigus5854

    4 жыл бұрын

    Xfuff Melekti eyu zelewa Nay behaki tebae Wedi jgna💪💪💪💪💪👍

  • @atchanel6181
    @atchanel61814 жыл бұрын

    ወዲ ጅግና ስውእ 🇪🇷like ሃቡለይ

  • @teklefiyor5496

    @teklefiyor5496

    4 жыл бұрын

    wawwww🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @wedifano4810

    @wedifano4810

    4 жыл бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺👌👌👌👌👌👌👌👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @samuelghilay8524

    @samuelghilay8524

    4 жыл бұрын

    🍎🍓🍇

  • @user-tf7jw9ck3w

    @user-tf7jw9ck3w

    4 жыл бұрын

    ወዲ ጅግና ✊✊✊🇪🇷

  • @selamaterena6717

    @selamaterena6717

    4 жыл бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥀🥀🥀🥀🥀🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍🏅🏅🏅

  • @user-os8kv7hv3v
    @user-os8kv7hv3v4 жыл бұрын

    ትሕዝቶ ናይ ዛደርፊ ዝተረደኣቶ አስኪ ገለ ይበል ። በሓቂ ዓባይ መልእኽቲ ያ ን ዝርደኦ ።

  • @trustinlove8470

    @trustinlove8470

    4 жыл бұрын

    Message to tegaru oromo amhara 👍🇪🇷

  • @alefmotivation5459

    @alefmotivation5459

    4 жыл бұрын

    ህሉው ኩነታት ፣ፈቲሐ ዶ ክምርዓወኪ።

  • @trustinlove8470

    @trustinlove8470

    4 жыл бұрын

    To weyane

  • @teklukfletsion7756

    @teklukfletsion7756

    4 жыл бұрын

    @@trustinlove8470 ya wala ane komu terediatni

  • @user-lm7qp1cu6c

    @user-lm7qp1cu6c

    4 жыл бұрын

    እታ መለሊኽ ደኣ እታይ ገራታ እያ ትጉሕፋ ዘላ ክክ

  • @girmayabraham3258
    @girmayabraham32584 жыл бұрын

    እዞም ዲስላይክ ትገብሩ ዘለኹም ኣጻብዕትኹም ደኣ ይቆረጻ እንበር ማእሙና ተጋሩን ኣግዓዝያንን ኢኹም ሕጅ ውን ኣይንደልየኩምን ደቂ ማይ ጠላሚት

  • @menkemdekieri2623

    @menkemdekieri2623

    4 жыл бұрын

    Deki may telamat dea hemak iyom temahirom.meas sebuk temahirom yedug disleik ne men kem zewehab tefiewom alo

  • @weldemariamkidane6153

    @weldemariamkidane6153

    4 жыл бұрын

    ሂላል ሸማሻ ማይ ጠላኒት ማለት እንታይ እዮ

  • @tseghayghebrat5433

    @tseghayghebrat5433

    3 жыл бұрын

    ጻዕዳ ቃላይ ቆንዳፍ፡ ኣግኣዝያን እንድዮም፡ቀንዲ ኤርትራውያን ትግርጝ ደኣ፡ ደለይቲ ፍትሒ እንዲኩም ደኣ ጸረለኣላውነት ኤርትራ ኣውራጃውያን ፡ህግደፍ ውን ዳርጋ ደለይቲ ፍትሒ ኢኩም ምስኦም ዋላሓንቲ ፍልልይ የብልኩምን ብዘይካ ጽልኢ

  • @trustinlove8470
    @trustinlove84704 жыл бұрын

    Message to Ethiopia .❤viva wedi Eri .tigray ayinideli oromo ayindeli .natina hizina alena Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @bt6264

    @bt6264

    4 жыл бұрын

    Yes Eritrea ne Eritreawin.

  • @wedihaile.86

    @wedihaile.86

    4 жыл бұрын

    ክክክክ ኣምሓሩ ከ?

  • @trustinlove8470

    @trustinlove8470

    4 жыл бұрын

    @@wedihaile.86 amhara meytu eyu .nisiltan zirabarebu ena zibelina .abelo amharay ? Sekit

  • @wedihaile.86

    @wedihaile.86

    4 жыл бұрын

    ናይ ስልጣን ምርብራቦም እንታይ የእተወና ልዕሊ ኩሎም ጎንፊ ናይ ባሕሪ ዘለዋ ኣምሓራይ ዩ ንምባል የ

  • @trustinlove8470

    @trustinlove8470

    4 жыл бұрын

    @@wedihaile.86 tigrayiwin ayigedfun eyom yibleka .

  • @Jaki197
    @Jaki1974 жыл бұрын

    ንባሕሩ ክሕሉ ዝተወለደ ፍረ ብርኪ ጀጋኑ ዝኾነ ረዘነ ኣለም ፈጺሙ ኣይተካእለን ። 2፥22 ዋውውውውውው

  • @purewater5720
    @purewater57204 жыл бұрын

    ነዛ ኮመንት ተንብብ ዘለካ ኣብ ስራሕካ ኣሳሉቶ ሓጎስ ተስፋ ብሩህመጻኢን ይምነየልካ

  • @arsemagebrehanes3837

    @arsemagebrehanes3837

    4 жыл бұрын

    Amen amen amen

  • @mhretkabakakabakaeugoytay8769

    @mhretkabakakabakaeugoytay8769

    4 жыл бұрын

    Ya Simon keyfteku kemzxhf gerkani amen 🙏 🙏 🙏

  • @user-kl9uj1nh6e

    @user-kl9uj1nh6e

    4 жыл бұрын

    Thanks bro

  • @mussiefitsumwedifache1139

    @mussiefitsumwedifache1139

    4 жыл бұрын

    Simon Tsegay ኣሜን ኣሜን ኣሜን የህቢሩ

  • @selamgebru8093

    @selamgebru8093

    4 жыл бұрын

    Amen Amen Amen 🙏 thanks bro ❤️❤️❤️

  • @user-bw2bu1qc6n
    @user-bw2bu1qc6n4 жыл бұрын

    ከቢድ መልእኽቲ ወዲ ኤሪ ጽቡቅ ስራሕ ንዞም ረሳሓት ተጋሩ

  • @r.e.nmylove4314

    @r.e.nmylove4314

    4 жыл бұрын

    ዘመን - ማህደር neza kla amet mlui zxaitula srhom bhanti dergi geru abnn abilwa mesakin nzom nay pelotik temharo

  • @dovedove3314

    @dovedove3314

    4 жыл бұрын

    ዘመን - ማህደር Ata chenawi Mn adika eyu eti resaha neskum ember nehena do mexinakum ena? Be Temkehitkum eyu amelak dekexakum zalo hezbi tigray jegena eyu ab adu koyenu eyu xegematu zefethe ayehadmen eyu adu gedifu

  • @user-in1le1kg5t
    @user-in1le1kg5t4 жыл бұрын

    ዓቢ መዘከርታ ንኩሎም ስውኣት ኤርትራ፣ ዓቢ መልእክቲ ንኩሉ ኤርትራዊ ዓቢ ምስጋና ድማ ንረዘነ ኣለም!! My father died defending this country and I could not thank you enough for giving us this work!

  • @ROTES1991
    @ROTES19914 жыл бұрын

    ኣብታ መጀመርያ ዘላ እንተ ሪኢኩማ መለሊክ ትዝክርዋ ዲኩም ናይ መን ኢዪ ነታ መለሊክ ኮስቲራ ጉሑፋታ እታ መሊሊክ ብናይ ሃጸ መለሊክ ኢያ ትጽዋዕ ዓቢ መልእክቲ ዘለዋ ድርፊ proud of rezene alem nice job ገፋጊፍካ ኣይኮነን ገዳዲፍካ'ዩ'ለ ይቅረ ይኩንኪ ኢለንድየ እዃ ተመቅሊለ ንሕሉፍ በደልኪ ከይተጸባጸብኩ ኣውጼኪ ካብ ጸገም ዓቀብ እንዳ'ሳለኹ ኣን'ቲ ዓባይ ሰብ ደጊም ሕጂ'ስ ተማዓዲና ኣን'ቲ ዓባይ ሰብ ሕውነት'ያ ተራኽበና ኣን'ቲ ዓባይ ሰብ ኣብ ትማሊ እባ ኣይትንበሪ ኣን'ቲ ዓባይ ሰብ ውጺ ኣብ ሎሚ ተበራበሪ 🇪🇷 SEB ALATNI ANE 🇪🇷

  • @robeltesfamariam1246

    @robeltesfamariam1246

    4 жыл бұрын

    ጽቡቅ ትዕዝብቲ፡ ንባዓላ እታ መኪና ፡ክንደይ ሰብ ዝዓፈነት ፡ዓፋን ናይ ደርጊ

  • @ibrahimadem8039

    @ibrahimadem8039

    4 жыл бұрын

    N haxey Dergi Neti mergem tsinku meles Bflaydekiay telamit Deki may telamit

  • @amanuelhabtayeyenumberone1581

    @amanuelhabtayeyenumberone1581

    4 жыл бұрын

    Arku nay behaki testewial jigna eleka Aloku.flower enda habuka eshok eyom zihbuka ezom Hager Etipia zibhalu

  • @asmarasweetflora745
    @asmarasweetflora7454 жыл бұрын

    wawww abay melekhti. 1_eta Melelikh n Ethiopia tekhostira 2-eta kab gudgad mdhan tgadeltna n weyane zedhanwom ab gize sewra 3-eta embaba xaeda eshoka mwgae lbi tgray. 4-eta mexhaf oromay n Eritrea qbexwa. 5- neta gual mmraxu kdan bhieratna dgelx. nezia deyteredea Eritrawi aykonen.

  • @wizfugra2920
    @wizfugra29204 жыл бұрын

    ስርሓት እዚ ትስፉው መንእሰይ ባይታ ዘይ ወድቅ ክምስገን ዘለዎ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ 😍😍😍😍♥️♥️♥️♥️♥️

  • @user-ur4zk9tk8j
    @user-ur4zk9tk8j4 жыл бұрын

    እዋይ እዛ ደርፊ ጽቡቅ ገርኩም ሞ ኣስተማቕርዋ ሞ ንተጋሩ ኢያ ትውክል እቲ ዝነበረ ሕውነትን ዝነበረ ምኽሕሓድን ትገልጽ ያ !!

  • @ni2badger419

    @ni2badger419

    3 жыл бұрын

    N abay Ethiopia ya twkl. Kidley ndemer aytbelni

  • @senedproduction
    @senedproduction4 жыл бұрын

    ረዚን ከምሽሙ ደርፍታትካ ትርጉም ኣለዎም ረዘንቲ እዮም።ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @atohabtom2686
    @atohabtom26864 жыл бұрын

    Terediatkum do ala eza derfi kemzi kemay entekonkum Ati abay seb Rezene 100%%%%

  • @tarzanambesa2168
    @tarzanambesa21684 жыл бұрын

    ረዘነ ከም ሽሙ ፡ወዲዞም ጀጋኑ ኤርትራዊያን ፡ ኣምበሳ ወዲዞም ኣናብስ ፡ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ፡ ቀጽሎ በርትዕ ካብዚ ንላዕሊ ክንጽበይ ኢና ሓቢቢ ፡ 1000 ላይክ ሂበካለኩ ፡ ጸባ ኣስቲካኒ ጸባ ስተ፡ ከማኡ ድማ ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ ፡ኣብ ሂወትካ ጥዕና ዕድመን ይሃብካ ፈጣሪ ።

  • @mussieentertainment4326
    @mussieentertainment43264 жыл бұрын

    ንረዘነ ኣለም ዝፈቱ ንመጻኢ ብሉጽ ደራፋይ ክከውን እዩ ዝብል እንተ ኣሎ like ግበሩለይ በጃኹም ኣነ like ኩፈቱ መዓት እየ።

  • @sen-ayt7782

    @sen-ayt7782

    4 жыл бұрын

    🇪🇷❤️💯💯💯🕺💃🏃‍♀️😁🍷🍾

  • @merhawidebesay8430
    @merhawidebesay84304 жыл бұрын

    ዋው እዛ ሃገር ሰብ ኣለዋ God bless Eritrea 🇪🇷

  • @fadumedia5571
    @fadumedia55714 жыл бұрын

    ከም ሓድሽ ንላለ እወ ይኣኽለና እዚ ንፈትወኩም ኢና እናተባህለ ክብርና ምትንካፍ ናይ ሕጓ ፖለቲካዊ ይኣኽለና ኤርትራ በኤርትራውያን ከቢርኪ ክትነብሪ ኢኺ። ጽቡቕ ስራሕ ረዘነ። ህድሞና ድማ ዓመጽ ግደፉ እንተተጋጊኹም ድማ ይቕሬታ ልመዱ። ይቅሬታ ፍቱን መድሃኒት ናይ ጥዕና እዩ። ብሩኽ ቀዳመ ሰንበት ደቂ ኤረይ መዓረይ።

  • @user-vs1uk6td6q
    @user-vs1uk6td6q4 жыл бұрын

    ከተስድዕኒ ኢልኪ ትሓስቢ እንተሊኪ !! ከም ሓዲሽ ንላለ ገጊክኒ ኣለኪ !! ለባም እየ ኣቲ ኣነ ኣመት ዝኣክለኒ !! ዓለመይ ፈጢረየ በቃ ግደፍኒ !! ኮለል ግደፍዮ ከም ገመል ዓሳራ!! ሓንሳብ ወሲነየ ሒዘየ ዘፍቅራ !!! ተጋሩ ቆማላት ደመኛታትና ትሰምዑ ዶ ኣለኩም ??? ኣሰይ ጅግና ወዲ ጅግና እቲ ዘሕጉሰካ ነገር ንኤርትራና ዘዝተወልደ ኣለናልኪ እንዳበለ ድባብ ዝኮነላ ምካኑ ጥራይ እዩ እስከ ከምዚ ከማይ ዝተሓጎስኩም ኣለኩም ዶ ደቂ ዓደይ መዓረይ love you all ደቂ ቀይሕ ባሕሪ

  • @selamselam70

    @selamselam70

    4 жыл бұрын

    Bza derfi hzato zelan melaktn mara ye thagse zeleku

  • @genetteklemengesha9164

    @genetteklemengesha9164

    4 жыл бұрын

    Bruk hawey nezi hade kemhamus hadgi swue ferihelu endahgdef keytsabewo mkniatu beti zehmom gonom eyu metswom. Gonom deia yteiabesmber

  • @selamselam70

    @selamselam70

    4 жыл бұрын

    @@genetteklemengesha9164 ohhhhhhh ferhklu zey konki tmneylu eki zeleki nezi zakl rezin melakti zelewo derfi yshlmwo ber ayxabawon yom. Knkawom kelena n haki nkawom bejakum yehwatey .

  • @genetteklemengesha9164

    @genetteklemengesha9164

    4 жыл бұрын

    Selam selam Entay ktmneyelu deia ttbiatu ykorialu kndi shi kunelna yblomber

  • @gualerisamri7202
    @gualerisamri72024 жыл бұрын

    Ske Eritrea hanti iya ms hzba zbl ente alo🇪🇷👍 Wella eka keman nayhasab fleley ente halewena Eritrea for Eritreans🇪🇷❤️🇪🇷❤️ God bless ma country

  • @genetgeryeiamproudoftigray3032
    @genetgeryeiamproudoftigray30324 жыл бұрын

    Wecome ረዘነ ማራኪ ሰሚዐ ዘይመንዎ ናይዚ ደርፍታቱ ኩሉ Like 100%

  • @pastorfred2048

    @pastorfred2048

    4 жыл бұрын

    Genet Gerye Iam proud of tigray ኣቲ ዶንጎላ ኣይርደኣኩምን ዲዩ ንዓኹም እኮ'ዩ ዝደርፈልኩም ዘሎ ነታ ኣፍ ካቲም ዝኾነት ድቃላ ኢትዮ ሃገርኩም ሒዝኩም ጥፍኡልና ሕውነት ዶ ገለ ኣይትበሉና ሸራሙጥ ዓሌት ጥፎፎፎ ክሳብ ሰብ ዝጸልኣካ ዕድመ ኣይሃብካ ክበሃል'ስ ሓቂ'ዩ ፍንፉናት ኩሉ ፈንፊንኩም

  • @genetgeryeiamproudoftigray3032

    @genetgeryeiamproudoftigray3032

    4 жыл бұрын

    @@pastorfred2048 ታማ ሕርርር ኢልካ ካብ ፅሑፍካ እየ ተረዲአከ ራስ ምታት ከም ዝሓዘካ ብኣካል ከማን ከይደ ሽር ብትን ኢለ መፅየ እየ ሕጃ ድሕሪ 10 መዓልቲ ክከይድ እየ በል ን20 መዓልቲ ኣየር ትኬት ኣቁሪፀ ኣለኩ ዘርከብካ ከኣ ኣብ KZread ኝኝኝኝ በል ድንጋይ ራስ ናይ ኣፍ እሞ ዘይኮነ ናይ ተግባር እምበር ዘንጅሮ ፋት

  • @pastorfred2048

    @pastorfred2048

    4 жыл бұрын

    Genet Gerye Iam proud of tigray እውይ ኣነ'ስ ስጋ ኤርትራውነተይ እንዳበልኩኺ ዓዲ እሞ እተዊ ደሓን ወላ ደጊፈ ገለ ጌረ ኣብኡ መጺየ ኣብ ባሕርና ብትን እንዳ በልኪ ከለኺ ብጭሩማ ጌረ ርእስኺ ክብትነኪ'የ

  • @genetgeryeiamproudoftigray3032

    @genetgeryeiamproudoftigray3032

    4 жыл бұрын

    @@pastorfred2048 HAHHHHHHHHH መሕረሪካ እምበር ኣበይ ክትረክበኒ በተለይ ምሕባስ ክፈቱ መዓት እየ ኣብ ዓሰብን ባፅዕ ቅድሚ 7 ወርሒ ከይደ መን ከማይ ኢለ መፅየ እየ ሕጂ ከኣ ዳግማይ ክከይድ እየ ንስካ ድኣ ጉራ ጥራሕ ገዛካ ሰሪሕካሉ ኣለካ ኣብ KZread ጉድ ነው እኮ አረኧ

  • @pastorfred2048

    @pastorfred2048

    4 жыл бұрын

    Genet Gerye Iam proud of tigray ኦይ ኣኺልኪ በቃ ኣኺልኪ ቅድሚ ናብ ኤርትራ ምእታውኪ ተናስሒ ንስድራኺ ጽቡቕ ጌርኪ ተፋነውዮም ነቶም ቶጋራት ህዝብኺ ከኣ ምኽንያቱ ብህግደፍ ጌረ ከትሕዘኪ'የ ኣቲ ገጽ ባሕሪ

  • @Onelove12347
    @Onelove123474 жыл бұрын

    ናይ ፍቅሪ ቦሎቲካካ ብጣፅሚዪ ዝገርም💯👈 ዘይተረድኣኩም ተሎ ደጋጊምኩም ስምፅዋ I LOVE U 🌹ERITREA 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @selamselam70

    @selamselam70

    4 жыл бұрын

    Beza derfi zeytredo zelo eritrea alo aybln ye meybe xemam wey auwur kkewn alewo

  • @Onelove12347

    @Onelove12347

    4 жыл бұрын

    selam selam hade hade like klmnu zatwu aysanunn iyom nayti derfi neger keyriu sle like kblu ywuelu

  • @selamselam70

    @selamselam70

    4 жыл бұрын

    @@Onelove12347 eza nay like zblu btami ya tgermeni bzuh like rekbom entay yu zgebrelom bejaki

  • @Prince-yt5gc
    @Prince-yt5gc4 жыл бұрын

    መበል 13 ክልል ክትገብር ቁጽሪ 13 ዘለዋ file ሒዛ መጺኣ፥ እቶም ዝተረዳእኩማ 💙፡ እቶም ጌና ዘለኩም ከኣ ምናልባት ትግራይ ትግሪጚ ክትኮኑ ስለ ትክእሉ እቶም ኣብ ዉሽጢ ዓዲ ዘለና ነዚ ኣጉል ስነ ሓሳብ ኣይንፈልቶን ኢና ይብለኩም ኣሎ። ኦሮማይ🤷‍♂️ My man rezin 💪🏽

  • @yordanostsfay5201

    @yordanostsfay5201

    4 жыл бұрын

    prince 10 ኣታ ወዲ ናይ ልበይ ረኺብናያ !!!!

  • @ni2badger419

    @ni2badger419

    3 жыл бұрын

    Kndey kllat dyen zelewa ab Ethiopia?

  • @medhaniekelati7790
    @medhaniekelati77904 жыл бұрын

    ናይ ባሓቂ ኤርትራዊ ረቂቅ መልእኽቲ ኣበይ ዳኣ ይስቆሮም ዳኣበር ንዝምልከቶ ኮቶ ኩሉ ስራሓኻ ቡሉጽ

  • @hennybany
    @hennybany4 жыл бұрын

    Rezene Alem ጅግና ናይ ጹሩይ ደቂ ናጽናት ጀግና። አንበሳ ሳዋ።

  • @SemereGhide
    @SemereGhide4 жыл бұрын

    ረዘነ ኣለም ንስኻ ጅግና ኢኻ፡ እዋናውን ንታሪኽ ዘኹርዕን ስራሕ ትሰርሕ ኣለኻ፡ ኣጆኻ በርትዕ።

  • @SupXBinix
    @SupXBinix4 жыл бұрын

    Wow I like this song.....nay bhaqi endi kem aboka jgna ktkewn eka nay bhaqi trgum zelewo derfi tderf menesey ...God bless you Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❣❣

  • @bereketweldu2870
    @bereketweldu28704 жыл бұрын

    *ኣታ ዛሃገር ባ ብልህታት መሊኦማ ኢዮም ብራቮ መንእሰይ ረዘነ መንነት ተፈሪ ከኣ ኣጆኺ በርትዒ ኣብ ኩሉ ነገርኪ!*

  • @dmgalves3291
    @dmgalves32914 жыл бұрын

    ረዘነ ኣለም ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ካብ ግጥሙ ዜማ ሙዚቃ ክሊብ ተዋሳእቲ ኩሉ ብሉጽ 100% 🇪🇷👏🏽👏🏽👏🏽

  • @musietemelso2396
    @musietemelso23964 жыл бұрын

    አንብሳ ሐወይ ንዝርድኦ ከቢድ መልእኽቲ አለዋ 🇪🇷🇪🇷👍🏽👍🏽👍🏽🙏🙏💯💯💯

  • @user-zk8er1bm9c
    @user-zk8er1bm9c4 жыл бұрын

    ንዝርድኦ ዓቢ መልእክቲ!!

  • @luwam158free9

    @luwam158free9

    4 жыл бұрын

    Ertrawi ዕባይ ማይላፎ ሎሚ ተቀዲሚካ

  • @filmontesfay
    @filmontesfay4 жыл бұрын

    Ewe kidu atum tegaru n hagerna Eritrea aytmxuena men mukana eritrawyan gagikumna dikum🇪🇷❤️rezene😘😘

  • @bajo_teamo236
    @bajo_teamo2364 жыл бұрын

    ረዘነ ዓቢ ሰብ ብምጻኻ ሓጎስ ከይተሰማዓና ኣይተረፈን ኣታ እዚኦም ገለሰባትስ ናይልብኻ ጥበብ እዮም ዘምጽልካ ብዝኮነ ጽቡቕ ስራሕ የግዳ ኮታ ንጽብዩ ዝነብረና እዩ ብፍላይ ግጥሚ ሰማዕቲ ምትብባዕ ኣይፈለየና ሰላም ካኣ ይፍጠረልና!!!

  • @asmeromtesfagabr6944
    @asmeromtesfagabr69444 жыл бұрын

    Its impressive job, I'm really admire you gays .....its clear message those who are still looking....to our country 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Nevergiveup-ko7ez
    @Nevergiveup-ko7ez4 жыл бұрын

    ረዘነ ኣለም ንጥበብ ዝተፈጥረ ምኩሕ ብሃገሩ ምስ ዳይርክተር ዳኒን ጽቡቃትን ቆናጁን የሕዋትና ሕፍስ ዝበለ 👇 👇

  • @helensolomon805
    @helensolomon8054 жыл бұрын

    Rezene Alem u are always to be the best. Nxur melkti zelewo derfi thank u. We are Eritreans and we only belong to Eri🇪🇷 and Eritreans.

  • @user-qw5ge5yz2j
    @user-qw5ge5yz2j4 жыл бұрын

    እዛ ኤረይ ክጽብቕ ዕድላ ዘዝተወለደ ይሓልየላ።❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ብሉጽ ስራሕ ወዲ ኤረይ ወለላ።😘😘😘 ያዌልኩም ትሓጡ ዔንኩም ዓላ በለዲ ያ ውስኺን!!!!!😤😤😤 ደቂ ኤረይ ወለላ ኣኣብ ዘለኹሞ ሰላምኩም ይብዛሕ።❤🇪🇷🇪🇷😇😇😇

  • @brutina8645
    @brutina86454 жыл бұрын

    OMG🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 I'm so addicted to this guy 😍 መሐጎስ ዝኾነ ፍጥረት፡ loooooooooooove him so much ጅግና ወዲ ጅግና🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪 🇪🇷🇪🇷 ዋላ like አይትግበሩለይ ነዚስ ። ጸባ ኣስቲኒ'ዪ💪💪🇪🇷

  • @seluhiyehdego5232
    @seluhiyehdego52324 жыл бұрын

    ካብ ግጥማ ዜማኣ ካብ ዜማኣ ግጥማ እቲ ቅንዲ ሳሓቢ ካ መልእኽታ ። ናይ ብሓቂ በትዕ ጥራይ ሩዙነይ

  • @amanuelamahazion8358
    @amanuelamahazion83584 жыл бұрын

    A timely message to the day-dreaming people next door.Good job Rezie,Dani,Issako and crew.

  • @selamselam70
    @selamselam704 жыл бұрын

    Ohhhhhhh kulu tgraway krayan kseman zelewo derfi ya

  • @user-jr4ey9dl3o
    @user-jr4ey9dl3o4 жыл бұрын

    መልእኽቲ ናብ ስደት ዘለኻ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ማእከል ኣስመራ ብረዘነ ኣለም ,,,እስኪ ኣለኹ በል ኤርትራዊ ሓወይ ንትሓቃቀፍ ኣጆና ፡ንዓይ ክኣ like ኣማሙቅ ናይ ሓጎስ።

  • @nahommhretab4261

    @nahommhretab4261

    4 жыл бұрын

    Entay emo knbl elkana eka kndey zeyrdea kea alo entay aynet rsi eiu zelewom endiu

  • @user-jr4ey9dl3o

    @user-jr4ey9dl3o

    4 жыл бұрын

    @Phenomenal Event ወዲ ተምቤን ኢድካ ኣክብ ሃገር ናበይ ክትሕውስ ,ኣብ ሓዊ ክትኣትው ኢካ ኢኻ ከምዚ ወረቀት ወዲ ጽልልቲ።

  • @user-jr4ey9dl3o

    @user-jr4ey9dl3o

    4 жыл бұрын

    @@nahommhretab4261ሓወይ ቀሪብና ኢና ሕጂ ፈሊጡ ዘስቀጠ ተዘይ ኮይኑ ዘይተርድኦ የለን ሰብና ጥራይ ነለሊ።

  • @user-jr4ey9dl3o

    @user-jr4ey9dl3o

    4 жыл бұрын

    @Phenomenal Event ኣንታ ወዲ ሸርሙጣ ወዲዛ ግሒባ ዘይትጸግብ ---ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ክንዲ ምባል ህግደፍ ዶ ይበል ትብል ኣለኻ ወዲ ኾማሪት ።

  • @momylove1962

    @momylove1962

    4 жыл бұрын

    ሃገረይ ዝበለ ተዘኪሩ ይነብር Proud wedi Eritrea 🇪🇷

  • @user-zb8cn5uv5e
    @user-zb8cn5uv5e4 жыл бұрын

    ወዲ ስዉእ ኣጆኻ ናይ ኣቦኻ ጅግንነት ዉረስ ኣጆኻ ኣጆና ✊💪👈✊። ቃል ወዲ ኣፎም ጅግና ኣምበሳ ናቕፋ ጌም😜🐒😜ኦቨር ወያነን ኣብ ልዕሊ ሬሳ መዳኸርትን ሽወደን ክክክክ

  • @genetteklemengesha9164

    @genetteklemengesha9164

    4 жыл бұрын

    Anta bruk iay wedi afakandyu geza kefitulom kemdlayom endaklte iafu geromo delewu. Bnay men tbiatyom tigray tigrinj kblu defirom delewu. Bzuh zeyterediakum neger ialo hiji niay agame ktbleni eika gin. Ntslaetna bota slezkefetnalom Eritreawnetna kdmsswo ygayeyu ialewu nlebmba hzbey eza hager blutsat zyekefla keynkesra sle hdrom pleassss.

  • @samierena8665
    @samierena86654 жыл бұрын

    ኖዞም ይሕዋት እና ዝብሉና ዘለዉ ቆዳፋፍ ዓጋመ መልሲ ትኮኖም እያ ኤትራዋን ናይ ኤርትዋን በቃ

  • @brhanegerman2080

    @brhanegerman2080

    4 жыл бұрын

    አታ ጀልጋፍ ቀቢላ ብየናይ ዕድልካ ክትረኽቦ ዓጋመ ጉሐፍ

  • @samierena8665

    @samierena8665

    4 жыл бұрын

    Brhane German ኣታ መጋል ዓጋመ እልካ ኣይትጽረፈኒ ከይሓመካ ካልእ ጸርፊ ሲእንካ ተምላስ

  • @elsakfletsion6705

    @elsakfletsion6705

    4 жыл бұрын

    Reset ur attitude about people. They are just humans like u.

  • @weysebdeqey2436

    @weysebdeqey2436

    4 жыл бұрын

    Nay bhaqi

  • @selamselam70

    @selamselam70

    4 жыл бұрын

    @@brhanegerman2080 kkkkkk agame malet ko hameme malet yu . Bzkone tamti derfi ya xbuk gerka astamakra nakum ya tmlket

  • @user-pb9vz6nm2v
    @user-pb9vz6nm2v4 жыл бұрын

    ዓባይ ሰብ (ዓባይ ትግራይ) ትሰምዑ ደለኩም ንሕና ኤርትራውያን ኢዚኣ ያ መልስና ነዚ ኮለልኩም ።

  • @mulueyemane3851
    @mulueyemane38514 жыл бұрын

    ብሩኽ ሓውና፡ ድሕሪ እታ ትመጽእ ፍትሓዊት ኤርትራ ናይ ክብሪ ግምጃ ክትስለም ኢኻ። ኣብዚ ዋግዋግ ግዜ ክብሪ ሃገርካ ዘይተድፍር ጅግና ውዲ ጀጋኑ።

  • @simreth3954
    @simreth39544 жыл бұрын

    ኣቤት ወዲ ኣብዚ ንሀለካ ተኣምር ዝኮነ ስነጥበብ ። ብሓቂ ሓያል መልእክቲ ኣጂካ ቀጽሎ ወዲ ኣለም ጅግና ።

  • @filmontesfay
    @filmontesfay4 жыл бұрын

    God bless you my lovely country Eritrean ❤️❤️🙏🏽

  • @momylove1962
    @momylove19624 жыл бұрын

    I love u wedi eriy 🇪🇷❤️🇪🇷 megletsi yeblen bults jgna fetawi hageru. Tarikawi u natka srah mo ajoka bzelekayo ketsul

  • @EldanaHenok
    @EldanaHenok4 жыл бұрын

    Rzun wedi zurey ( Lapizma) be strong my brother God Bless you and Wish you all the best

  • @temmajestic2728
    @temmajestic27284 жыл бұрын

    Rezene alem!!! You are our pride! The best singer in eritrea period! We love you so much! Long live our eritrea!

  • @user-ed9dg8yk1o
    @user-ed9dg8yk1o4 жыл бұрын

    ድሩዕ ትርጉም ዝሓዘ ብሉጽ ደርፊ ኣፍሪኻ እሞ እንካዕ ሓጎሰካ ምስተን ብሉጻት መሳርሕትኻ ኣጆኻ !!!!

  • @user-pb6uo4wy7h
    @user-pb6uo4wy7h4 жыл бұрын

    Willkommen rezen abi seb enqa bedhan mexaka ኤንድ ደቂ ዓበይቲ ቡሩክ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና

  • @titigebremedhin1090
    @titigebremedhin10904 жыл бұрын

    Rezene rezine kem semu rezine melekti zewenine getmi bhaki i love u too ma dear bro . Ajoka ketselo🇪🇷🇪🇷🇪🇷😚😚😚

  • @eritrea6227
    @eritrea62274 жыл бұрын

    Aseyyyy ezi barina kendey qebkun germun des keblka Eritera adey marey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰

  • @proudmom6294
    @proudmom62944 жыл бұрын

    Abzi gzie ezi si nska trah gigna wedi gegna Ria 👌🏾🇪🇷

  • @henoktidros6029
    @henoktidros60294 жыл бұрын

    Ata jegena wedi tom jeganu nay men da ketewesed Ajoka ketselo 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ganners4ever43
    @ganners4ever434 жыл бұрын

    ኣቱም ስነ ጥበባዉያን በጃኩም ከምዚ ዓይነት ብሉጽ ስራሕ ሞክሲ ወራሲ ኢኻ ብሓቂ ቀጽሎ ዝተሓጎሰ ላይክክክ

  • @XLY7RONALDO
    @XLY7RONALDO4 жыл бұрын

    መልእኽተይ ንሕድሞና ነባሪት አዚ ዝቀነየ ህውከት ንክምዚኦም ዝኣምሰሉ ጥበብ መድሃኒት ህዋሳትና ከየስኑና ንድሕር ሕጂ ትንክቅ አንተ ንረዘነ ዓለም gin ክገልጾ ከመስግነሉን ዝኽእል ስአነሉ አየ gin ኣምላኽ ኣብ ኪዱን ይቆረልና ንጽባሕ መታን ከነመስግኖ

  • @mihreteabfesshaye908
    @mihreteabfesshaye9084 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ርዛን ስራሕ እያ፡ ነቶም ዘየድልዩና ጸራሪግና ዓድና ንኣትወሉ ርሑቅ ኣይኮነን ይሕዋት፡ ኤረትራ ደጊም ብተወሊጂ ኣይትማሃደርን እያ ይኣኽል ዝሕለፍናዮ ስቃይን መከራን።

  • @freedomhaile8307
    @freedomhaile83074 жыл бұрын

    ናይ በሓቂ ዓባይ መልኺቲ ትድነቅ ስራሕ ወዲ ኣለም ሓወይ ኣጆኻ በርትዕ ሓቢቢ

  • @tesfittekle3527
    @tesfittekle35274 жыл бұрын

    ካብ ዕንባባ ሂቡ እሾኽ ዘሕቅፎና የድሕነና::

  • @selamselam70

    @selamselam70

    4 жыл бұрын

    Amen

  • @adonaytewelde5232
    @adonaytewelde52324 жыл бұрын

    Nice work rezene hawey like

  • @mlkfessa862
    @mlkfessa8624 жыл бұрын

    Full filled work from a talented vocalist. Ezi eti hakegna art enblo gena mleswo dea eti nay kedem deki eri halalat.

  • @starthegunners7089
    @starthegunners70894 жыл бұрын

    እዞም dislike ትገብሩ እንታይ እዩ ጸገምኩም? እታ ንዕኣ ትጥውቕ ኢድኩም ጥዕምቶ ትውጸኣያ ምበልኩኹም ግን ኣየድልየንን እዩ::

  • @mosstekle9935

    @mosstekle9935

    4 жыл бұрын

    ጸገምና ደኣ ናይ ፍናን ገንዘብ ይምለስሉ ።

  • @mosstekle9935

    @mosstekle9935

    4 жыл бұрын

    ህድሞና ገንዘብ ኣታሊሎሞ ኣለዉ ን ፍናን

  • @user-qw6jo2jk3x

    @user-qw6jo2jk3x

    4 жыл бұрын

    @@mosstekle9935 emo nezi dika dislike tgebrelu ata sebey .Bnay fnan dea harirna alena kulatna

  • @mosstekle9935

    @mosstekle9935

    4 жыл бұрын

    @@user-qw6jo2jk3x ን ህድሞና እንበር' ረዘነ ደኣ እንታይ ጊርኒ። ፍናን ዘርጊሕዋ ዘሎ ስምዓያ እሞ ምስ ህድሞና ብ ተሊፎን እንዳ ተዛረበ መዓንጣካ ትሓርር

  • @user-qw6jo2jk3x

    @user-qw6jo2jk3x

    4 жыл бұрын

    @@mosstekle9935 ሰሚዒያ አንዱአ ሳብስክራይብ ከማን ሲሒበ ካብ ህድሞና አዛ ደርፊ ኣብ ገጻት ፌስቡክ ምስ ረኣክዋ አየ መጺአ ሪኤያ። ነዚኦም ስነ ጥበባውያን ኣይንህሰዮም ንምባል አየ ሓወይ ናተይ ብሩክ ቀዳመ ሰንበት ብሩከይ

  • @torama2406
    @torama24064 жыл бұрын

    እዋይ እታ ደተር ኣቢ ዝመርቅዋ መርከብ መቀለ ትብል ኣቃጽልዋ ሰባይ እካ ንስካ ተጠንቀቅ ዘኣርከይ good job bro

  • @zparadizoasmara1495

    @zparadizoasmara1495

    4 жыл бұрын

    ባሕር ዳር ክትብል ዲኻ

  • @zparadizoasmara1495

    @zparadizoasmara1495

    4 жыл бұрын

    ባህር ዳር ዶ ንሳ መቀለ ዘይኮነትን

  • @ablelomg7913
    @ablelomg79134 жыл бұрын

    ረዚን ከም ስሙ፡እንከ ንረዘነ ዝፈቱ like & subscrib እንከ ሃብና ንዓይን ንዑኡን

  • @trustinlove8470
    @trustinlove84704 жыл бұрын

    Oromay Eritrea is a country ❤🇪🇷

  • @ariammussie2069
    @ariammussie20694 жыл бұрын

    ተባዓታይ ስራሕ ወዲ ኣለም ሓቢቢ ቡዙሕ ኢና ንጸበ ካባኻ 😍😍😍😍 !!

  • @asliegtasleep998
    @asliegtasleep9984 жыл бұрын

    Bravo nice music Rilly 🇪🇷💯✔️✌️

  • @hadishketema1545
    @hadishketema15454 жыл бұрын

    Good job, God blesse you. Keep it up. Eritrea and Eritreans for ever.

  • @isaiasmehari4526
    @isaiasmehari45264 жыл бұрын

    Happy to be eritrean.

  • @alaymelke403
    @alaymelke4034 жыл бұрын

    ማራ ስብኣይ እካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯

  • @keyreayezeamenebxueeyu6316
    @keyreayezeamenebxueeyu63164 жыл бұрын

    8 minutes 34comment deki eru belu eske sesunuley Ab zelekumo kndi shih konkum alem mluewa

  • @kemlbeylbey715
    @kemlbeylbey7154 жыл бұрын

    ኣቱም ሰባት ንዓይሲ እምበር ኣብዚ ሎሚ ግዜ ዝስራሕ ዘሎ ዜማታት መብዛሕትኡ ዘይሕድሰኒ እንዳ ኾነ እምበር ጽብቕቲ ስራሕ ረዘነ ሓወይ። ካልኣይ ክፋል ናይ ኦሮማይ ደርፍኻ ትመስል ብፍላይ ኣብ ክሊፕ።

  • @mm-me6rw
    @mm-me6rw4 жыл бұрын

    Habromay kemzi serah eyu zedliyena zelo ajoka berte deki erey netebabayo nezi wuldo wedi ezibi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤.

  • @abizzhabzzreactionyt7817
    @abizzhabzzreactionyt78174 жыл бұрын

    *ኣድኒቀ ኣይጸገበካን እየ ወዲ ኣለሚኖ👊😘*

  • @pastorfred2048
    @pastorfred20484 жыл бұрын

    እታ ፊዮሪ ከተቀብሎ ከላ ኣብ ትሕቲኣ ግን እሾኽ ዝሸኮዐትላ ጽቡቕ ግብረ መልሲ'ያ ንተጋሩ (ወያነ) ህግ ከማዛ ዘይገበረሎም መሬትና ዘሚቶም ኣብ ውሽጥና ሕልኽላኽ ፈጢሮም ሕጂ ከኣ ሙስሊም የሕዋትና ሶጊጎም ባዕሎም ክረግጽዋ ደሊዮም ንሃገርና ኩዱልና ጥራሕ ሕጂ::

  • @menkemhagerey1521
    @menkemhagerey15214 жыл бұрын

    Rezene Hawey u r always hero ane zegermni telo gen ezom ab sedet zelewu derefti enterfo nay meret derfi enda derefu kebekun kemarerun enber ne hagerom zelewom fekri zemelket wey ne hadenet hzbom zeberte derfi semielom ayfeleten plz teberaberu kab nerebha nemenenetkumn hagerkumen kebretatkumen derefu kab rezene jigna temaharu

  • @asmerabest4234
    @asmerabest42344 жыл бұрын

    0:54 - 1:15 🔥🔥🔥100%🔥🔥🔥ከም ብሓድሽ ንላለ ገጊኩምና ኣለኩም ። ክሊፕ 100%🔥🔥🔥 ግጥሚ100%🔥🔥🔥 ተዋስኦ 100%🔥🔥🔥 ኤዲት100%🔥🔥🔥 ወላሓንቲ ኣበርዘይረኣኩላ እዋናዊት ሙዚቃ። ሙዚቃ ጥራይ ውን ኣይኮነት ጽፊዕትን ትምህርትን ኢያ ውን

  • @user-mi9kq3oz4h
    @user-mi9kq3oz4h4 жыл бұрын

    ረዚየይይ ሓቢቢ ውድእቲ ስራሕ

  • @HakunaMatata-lz6zf
    @HakunaMatata-lz6zf4 жыл бұрын

    ዕድለኛ እየ ቅንድሚ 4 ዓመት ምሳኻ ምስኣለይ ለካ ከም ናትካ ባህሪ ስለ ዘለኒ እየ ብቶም ካሎት ደረፍቲ ከይተመሰጥኩ ምሳካ ክሰኣል ላዕልን ታሕትን ዝበልኩ።

  • @eseyaskidane7822
    @eseyaskidane78224 жыл бұрын

    ዲስ ላይክ ክህቦም ሓሲበ ንህድሞና ግን አታ ደርፊ ዓቢ መልአክቲ ዘለዎ ኮይና ርኪበያ ኣቆሪጸዮ ኣለኩ።ጽቡቅ ስራሕ ረዘነ ሓወይ።

  • @Fesshaye2024
    @Fesshaye20244 жыл бұрын

    ን መጀመርታ ጊዜ ኣብ KZread "ለባም'የ ኣነ ኣመት ዝኣክለኒ!!!" ኣብ KZread ምጽሓፍ ኣይፈቱን'የ'ሞ ብቅዓት ናይ'ዚ ወዲ ግን ኣገዲዱኒ እዋናዊት ደርፊ ይበል ስነ ሓሳብ ፉጹም ዳይረክተር ኪድለይ ኪድለይ ኣይደሊየክን ኪድለይ.... ክብል ይጸንሕ'ሞ ኣንቲ ዓባይ ሰብ ይብል ከኣ ብኣሽሙር ዝያዳ ዘርመመኒ ከኣ ኣሳብራ ለባማት'ዩ ጌሩዋ ፌተያ ብሓቂ ቡኡነት ኣነ ግን ተሲኣ ኣጣቂዔሉ'ለኹ ውድእቲ ስራሕ👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏 ከተስድዕኒ እልኪ ትሓስቢ እንተሊኪ ከም ሓዲሽ ንላለ ገጊክኒ'ለኺ “ለባም’የ ኣነ”ኣመት ዝኣክለኒ ዓለመይ ፈጢረ'የ በቃ ግደፍኒ ኮለል ግደፍዯ ከም ገመል ዓሰራ ሓንሳብ ወሲነ'የ ሒዘ'የ ዘፍቅራ ኡፍፍፍፍፍፍፍፍፍ

  • @mlkfessa862

    @mlkfessa862

    4 жыл бұрын

    Thank you kbur haw! Gemel asara malet entay malet eyu gn ayteredann please?

  • @Fesshaye2024

    @Fesshaye2024

    4 жыл бұрын

    Mlk Fessa ከም ዝመስለኒ ገመል ዓሸራ ማለት :- ኣብ ከባቢ ከረን ዓሸራ ትበሃል ዓዲ ኣላ ገመል ናይቲ ዓዲ ሙሉእ መዓልቲ ዩ ክዘውር ዝውዕል ኩሉ ሰብ'ዪ ከኣ ዝፈልጦ ከምዚ ንሕና ምኝያ ኮለል ንብላ ኣብ ኣስመራ ገለ ገለ ከኣ እቲ ዘይቲ ኒሁግ ተኣሲሩ እና ኮለለ ዝጸሙቕ ገመል መጽሞቂ ዓሰራ ይበሃል ይብልዎ ብ ምኝያ ኮለል ሓዛ ወገነይ

  • @mlkfessa862

    @mlkfessa862

    4 жыл бұрын

    Wawww thank you hawey natey ab expo yemxuwo nerom kedem ewe hakika ab ksadu asirom ab zurya eta bahlawi mexmokit zeyti yezuruwo emo eti simsim zeyti yewxie .Hayal trgum eyu zelewa eza derfi . Dagmay wedi tkabo zmesl getamay rekibna.thank you again.👊👊👊

  • @girmayabraham3258

    @girmayabraham3258

    4 жыл бұрын

    @@Fesshaye2024 ገመል ዓሰራ ማለት ዘይቲ ስምስም ዝጽሙቕ ኢዩ ኣብ ሓደ ቦታ ኢዩ ክኾልል ዝውዕል

  • @rezeneghirmatsion664
    @rezeneghirmatsion6644 жыл бұрын

    Keep going brother leka Rezene moksi,nisika kea agedasi seb.....

  • @isayasgebregergish6713
    @isayasgebregergish67134 жыл бұрын

    ኣቤት ድምጺ ካናሪ ኩሉ ምላ ጽብቕቲ ስራሕ🥰🥰🥰💯💯💯👍👍👍🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ኤሩ ኣላትኒ ኣነ ዕብድ ዝብለላ😘😘😘😘😘💫💫💫💫

  • @samsomwedieri447
    @samsomwedieri4474 жыл бұрын

    በጃኩም እዞም dislike ትገብሩ ዘለኩም ኣቃሩጽዎ ንህድሞና መሲልኩም እምበር ንስነጥበባዉያን ሃገርና ኢኹም ትጎድኡ ዘለኩም ብናይ ፍናን ኩላትና ኣይተሓጎስናንን ግን፡dislike መፍትሒ ኣይኮነን we love you deqi Eriyyy ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷.

  • @trustinlove8470

    @trustinlove8470

    4 жыл бұрын

    Eritrean ayashu ena .bahri gedifina nikelay nibeas .nay hager sinetibeb keyuhasebina ni wilke seb nizeri denakur ena

  • @samsomwedieri447

    @samsomwedieri447

    4 жыл бұрын

    @@trustinlove8470 ናይ ብሓቂ ብስምዒት እምበር ሓሲቡ ዝከይድ ዘይብልና ንኣብነት ክንደይ ሰብ ዘረባ ናይ ፍናንን ጥራይ ሰሚዖም dislike ክገብሩ ቀንዮም እዚ ግን ጌጋ እዩ ንኩሉ መፍትሒ ኣለዎ።

  • @trustinlove8470

    @trustinlove8470

    4 жыл бұрын

    @@samsomwedieri447 dinkurina eyu .

  • @user-jg3nr2hh3r

    @user-jg3nr2hh3r

    4 жыл бұрын

    ኣብዚ ለካ ዘረባ ከማካ ይብዝሑ 100% ሓቅካ ኣለካ

  • @siraksiku583

    @siraksiku583

    4 жыл бұрын

    RASHFIRD IS RED kemaka ybzuhu meareyyy

  • @voronikavoronika3324
    @voronikavoronika33244 жыл бұрын

    Uffff ata ezis fuluy eyu nay bhaki amlak msaka ykun love you.

  • @angosomteame6896
    @angosomteame68964 жыл бұрын

    you are just simply different man,,,what an a expression like ur name bro!!!!

  • @oscarabrhaly9908
    @oscarabrhaly99084 жыл бұрын

    Wedi jegna We love you bro ❤🇪🇷❤🙏🏾

  • @peacewant1710
    @peacewant17104 жыл бұрын

    ናይ ባሓቂ ረዘነ ወዲ ኦሮማይ። ኪደለይ ኪድለይ ወሰነ ሒዘ እየ ኣነ።

  • @israelberekat974
    @israelberekat9744 жыл бұрын

    Ruzun sebay nezi wukub keyh bahrna zrakana nemesgn.... Eritrean dekey eba beli bejaki🙏🙏🙏

  • @eristar5944
    @eristar59444 жыл бұрын

    ካብ ጉይይ ምውዓል ክሳድ ምሓዝ ኢሎም. ...ካብ እዚኣ ትዓቢ መግለጺ የላን ...ረዜ በሊሕ ጽቡቅ ስራሕ

  • @E1991.
    @E1991.4 жыл бұрын

    Beautiful song Rezene hawey shikorey wedi ERi ajoka kezelo you doing great & don't worry about the negative comments just egnor it:: Alena ab goneka wedi Hager wedi ERi 💝👍💝

  • @r.k.a9045
    @r.k.a90454 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ባህ ኢካ ኮ ትብለኒ ጽቡቅ ስራሕ ዩ ክንጽበያካ ኢና

  • @massawa6056
    @massawa60564 жыл бұрын

    ወዲ ኣለም ሺኮር እዚኣስ ነቲኦም የሕዋት ኢና ዝብሉ ዉዒጊን ኢያ ደቂ ኤረይ ።

Келесі