𝐄𝐑𝐈𝐒𝐀𝐓:HARD-TALK ምስ ኣቶ ልኡል ዘውደ ~ 1ይ ክፋል ።

Join this channel to get access to perks:
/ @erisat
𝐒𝐄𝐂𝐎𝐍𝐃 𝐂𝐇𝐀𝐍𝐍𝐄𝐋 : 𝐒𝐔𝐁𝐒𝐂𝐑𝐈𝐁𝐄
/ @erisatentertainmented...
#ERITREA #Eritreanpolitics #Eastafrica #ERISAT#Unity#News#news#Eritreannews#ERITREANNEWS#afar#afer#qafar#eritreanmovie#tigrignyamovie#tigrignyafilm#eritreanfilm#eritreanmusic#tigrignyamusic#eritreansong
#eritreanmusic​ #tigrignamusic​
#eritreanmusic​ #tigrignamusic​
#NewEritreanMusic2020#NewEritreanMusic20201​ #Eritreanmusic​ #Eritreansong​ #Eritreannewsong​ #NewEritreansong​ #MusicofEritrean​ #MusicofTgirigna​#EritreanBest ​ #NewEritreanSongs​ #NewEritreanMusic​ #BestEritrean​ #Eritreannewmusic​ #Tigirignamusic​ #Eritreanbestmusic​ #Eritriantigirgna​ #tigirigna#besttigrignamusic​ ​ #EritreanMusic2020​ #Tigrignamusic2020​ ​ #Eritreanderf​ #EritreanDrama​ #EritreanMovie​ #Eritreanfilm​ #Eritreannewmovies​ #EritreanDramas​ #Eritrean2020bestdrama​ #Eritreanbestfilms​ #Eritreanbestfilm​ #Eritreandrama2020#Eritreandrama2021​ #BestEritreandrama​ #EritreanBestdrama2020#EritreanBestdrama2021​ #ERISAT#eritreanprisoners#eritreanesurat#إري سات#Eritrean_music #tigrgna_music #hyesa_music

Пікірлер: 11

  • @user-lw2nc3nk2h
    @user-lw2nc3nk2h2 ай бұрын

    🦋🦋🦋

  • @AndemariamOcbamicael
    @AndemariamOcbamicael2 ай бұрын

    ልኡል ጽቡቕ መግለጺ ናይ ይኣክል መርገጽ።

  • @user-tl1ef3zi2e
    @user-tl1ef3zi2e2 ай бұрын

    Himak gazetenga ab platform Eri Sat metsiyu kemzi aynet melsi hibu, bizey follow up questions kotsedo keleka yogerim eyu!

  • @yonasyhdego8466
    @yonasyhdego84662 ай бұрын

    Hi

  • @user-tl1ef3zi2e
    @user-tl1ef3zi2e2 ай бұрын

    Yiakil ab hiji betsihu n abalat Board kab abalinet yiakil kisegom kelo, gena eti shigir kedtejemere abti petition misitafun kalien mergetsu fulut eyu! Zeyhalafinetawi eyu

  • @yohannessebhatu5641
    @yohannessebhatu56412 ай бұрын

    ብርእይቶይ ኣብቲ ብሳባ ኮነ ኣማኒኤል ባዕላቶም የብርህዎ፡ኣብዛ መግለጺ ኣቶ ሉኡል ግን ፕቲሺን ምግባሩ ከም ቅቡል ወሲዱ ርእይቶኡ ሂቡ፡ንዓይ ከም ዝመስለኒ እቲ ፕቲሽን ምግባሩ እቲ ቀንዲ ዕንወት ዝፈጸመ ከይዲ እዩ ነሩ ባሃላይ እየ፡ስለምንታይ ከምኡ ክግበር ዝተደልየ ከኣ ንሰባት ናባኻ ምስሓብ እዩ እቲ ዕላማ፡ብ ንሕና ንሶም ክዕወት ዝኽእል ቃልሲ እንተኣሊዩ ክሰምዕ ይመርጽ፡ካብኡ ሓሊፉ ግን(ኣብጥቓ ትኪ ዘሎ ቆልዓ ኣይተብኪ)ዝዓይነቱ ሆ-ሆ ኢየ ርእየ፡ደረአጃ ንቕሓት ዲያስፖራ ብፍላይ መንእሰያኣት ኣማዕዲኻ ምጥማት ኣዚዩ ገና ብስምዒት ዝጎዓዝ ደኣምበር ከማሓድር ዝኽእል ዓቕሚ ከምዘይወነነ ይዕዝብ፡ነቶም ነዚ ድፊኢትዚ ዘማሓደሩ ከኣ ዓገብ ይብሎም፡ኣብክንዲኣብክንዲ ክምብሕኣደ ወታሃድር ብ ፊስካ ዝትስእ መንእሰይ ካብ ምፍራይ ንጽባሕ ሓላፍነት ዝስከምን ዓወቱ ኣብ ሓድነት ደምበር ኣብ ጉጅላውዊ ከምዘይኮነ ተረዶኦኡ ከሐይል ይግባእ።

  • @user-ls9oh7wr8m
    @user-ls9oh7wr8m2 ай бұрын

    ይኣክል ናይ መን ትካል ኢዩ ⁉️ወያነ ኤሪሳት ናይ መን ትካል ኢዩ ⁉️ወያነ

  • @yohannessebhatu5641
    @yohannessebhatu56412 ай бұрын

    ክንኮ ሉኡል ኣነ ኣብ ድሲ እየ ኣባል ነይረ፡እዚ ትብሎ ዘለኻ ሓሶትን ግጉይን እዩ ኣብ ከተማይ ተውከልቲ ባይቶ ኣብ ኣኼባ ናይጸላኢየጽ ጸላኢ ፈታዊየይ እዩ ትግራይ ኣብ ኤርትራ ኣቲዮም ንህግደፍ ክጉሕፍዎ ኣለዎም ዝብሉ ኣባላት ከምዝነበሩና ትፈልጥ ኢኻ፡ነዚ እንዳፈለጥካ ከም ኣቦ ወንበር ዝወሰድካዮ መግለጺ የለን፡ሎሚ ግዜ በሊዕካ ምዝራብካ ረብሓ ኣለዎ ድዩ ዝዓነወ ምስ ዓነወ፡ካልእ ከተመኽኒ ስለዝደለኻ ደኣምበር ንስኻ ዘአለኻዮ ብግሎባል ጽምዶ ምስ ትግራይ ተሰማሚዕና ኣብዝበልኩምሉ ብደረጃ ዞባ መብሪቢ ብዛዕቡኡ ሂብኩም ብድሆ ኣገጢሙኩም ብከተማኣታት፡ብጽሑፍ ይወሃበና ኢልና ሓቲትና ንህዝቡ መግለጺና ከይሃብና ብጹሑፍ ኣይንህበኩምን ኢልኩም መለስኩምልና፡ብዲሕሪኡ ብኸተማና እዚ ጉዳይ ትግራይ ምስምማዕ ከሊኡና ኣሎ ሓገዝ ንደሊ ኣለና ካልእ ብዛዕባ እቲ ስምምዕ ምስ ትግራይ ዝበጻሕኩሞን ብ ኣርባዕተ ግሩብ ኮንኩም ጆነሳይድ ኣብ ትግራይ ተፈጺሙ እዩ ዝበልኩሞን መብሪሂ ሕኣገዝን ንደሊ ኣለና ኢልና ሓቲና ንስኻን ዓወአትን ምኽ/ኣቦ ወንበር ግሎባልን ሰለስተኹም መጺኹም ናይ ከተማኹም ሽግር ኢድና ኣይነእትወሉን ኢና ባዕልኹም ፍትሕዎ ኢልኩምና፡ጆነስይድ ተፈጺሙን ኣይተፈጸመን ንሕና ዲና ንውስኖ ተባሂኩም ምስ ተሓተትኩም እወ ከም ኡ ኢና ንኣምን ምስበልኩምትጋሩስ ይበሉ ጉዳዮም እዩ ንሕና ግን ከም ኤርትራውያን ጥንቃቐ ክንሕዞ ይግባኣናተጋጊኹም ኢኹም ምስበልና ኣይተጋገናን ተባሂሉ ብፍላይ ብዓወት ድርቕ ኢሉ መሊሱ ብድሕሪኡ ከይደ ዘይብላ ካብ ኣኸባ ወጽዩ፡ኣብ መቸርሽታ ንስኻ በሉ ደጊምና ክንምርምሮ ኢና ኢልካ ኣኸባ ኢኣጺኻ መክሲ ውን ኣይሃብኩምሉን ንሕና ከኣ ፋሕፋሕ ኢልና፡ብሰንኪ ኣተኣላልያ ግርጭት ምፍታሕ፡ኣብ ሞንጎ ከተማታት ውን ኢድ ምትኣትታው ኣዚዩ እቲ ዝኸፍኤ ጸገም ነይሩና፡በዝን ክንድዝን ብሰንኪ ጋሕማኢ ኣመራርሓኹም ህዝቢ ተበቲኑ ትግራይ ትዕወት ዝብሉ ሒዝኩም ተሪፍኩም፡ሕጂውን ምስ ውድባት መበል ሓብዓይ ኮንኩም ትኸዱ ኣለኹም ውድብ እንድሕር ተቐይርኩም ውድብ ኢና በሉ እንተ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ኮንኩም ከኣ ህዝባዊ ጉዳያት ግበሩ እንተዘይየለ ብ ኣካይዳ ዝሓልፍናዪ ሽግራት ኣይትድገሙ ደጊም ዝታለል ሰብ የለን፡ዝሃብካዮ መልሲ ግን ከምዘይነበረን ከምዘይትፈልጥን ኣመኽኒኻ ምሕላፍካ ቅኑዕ ኣይኮነን።

Келесі