ሃበንስ'ያ ህበይ ይገብርላዛ ትግርኛ

እዚ ናይ ላዛ ትግርኛ ናይ ዩትዩብ ቻናል እዩ
© Copyright: Laza Tigrigna Media & Communications
This video is property of Laza Tigrgina Media And Communications, managing this KZread Channel on behalf of Laza Tigrigna Media on Internet.
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
Laza Tigrigna Media & Communications
Email- lazatigrigna@gmail.com
Mobile- +251962190971
Central Square Building 3rd Floor
Mekelle - Tigrai -Ethiopia
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
/ lazatigrigna
/ lazatigrigna
www.tiktok.com/lazatigrigna
www.lazatigrigna.com
/ lazatigrigna
/ kezahta
/ lazacinema
/ lazaidol
/ lazarecords

Пікірлер: 41

  • @qweryqwe7826
    @qweryqwe78262 күн бұрын

    ብጣዕሚ ፅቡቕ መደብ ኢኹም ተቕርቡልና ዘለኹም ኣብ ሰሙን 3ተ ግዘ እንተትመፁና ዝበለፀ ነይሩ ❤

  • @destaasgedom5579
    @destaasgedom55792 күн бұрын

    Brilliant idea and excellent investment analysis. Keep it up.

  • @sabatadesse-lee618
    @sabatadesse-lee61817 сағат бұрын

    Good discussion. Tigrai and Tigrayan need assertive leadership.

  • @bmtbmt9103
    @bmtbmt91032 күн бұрын

    Well done ❤❤

  • @klant17denbosch44
    @klant17denbosch44Күн бұрын

    ያኣክሊልካዳኣ ኣብሰልፊ ዘይትወጽአ ሓሳዊ መላቐሲ ።

  • @user-fw8it1cm3r
    @user-fw8it1cm3rКүн бұрын

    Muhr hayli nkdmit zeytemhare ndhrit

  • @teameneguse9717
    @teameneguse9717Күн бұрын

    Ab hasot znber enzraa

  • @gideonasress7484
    @gideonasress74842 күн бұрын

    ezis abun dyu felasfa dyu kimekir maaltat halifuwo. Baelu merihu zeiwagae kin amno

  • @gebrudesta
    @gebrudesta2 күн бұрын

    ወዲ መረሳ ጅጋና በሎም ዞም ጨካናት መጠጥቲ ድኻ ደም

  • @fitsumfesehaye5108
    @fitsumfesehaye51082 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Tigrayregionplanningoffi-sw5zp
    @Tigrayregionplanningoffi-sw5zp2 күн бұрын

    ንናይ ባዕልካ ገዛ “ሃበኒ ህበይ ይገብር” እሎም።

  • @selamawitgidey2708
    @selamawitgidey27082 күн бұрын

    Getcho is protecting the fascists instead of Tigray and that is why he doesn't want to work with Tegaru...

  • @tesfagabern1
    @tesfagabern1Күн бұрын

    Thank you ወዲ መረሳ እቶም ከማኻ ንመሰሎም ዝቃለሱ ኣዝዮም ውሑዳት እዮም። ህዝብና ኣብ ዓዱ ኣብ ትሕቲ በለጸኛታት ጽግዕተኛን ተመጽዋቲ ኮይኑ ጅሆ ተታሒዙ ንኽነብር ክንፈቅድ የብልናን። እቶም ተጠቀምትን ተስፈኛታትን ናይቲ ስርዓት ንህዝቢ ብፍላይ ንወጣት ንመሰሉ ከይቃለስ በዞም ዝዝረቡ ዕባራ ምኽንያታት ንኣብነት √ ተመሳሲልካ ዘይትነብር √ መንሞ ሰማዒ'ሎ (ዝሰምዐካ የለን) √ ስቕ ኢልካ ዝበሉኻ ዘይትገብር √ ንምንታይ ተጸላኢ ትኸውን √ እኒ እገለ እዮም እምበር እኒ እገለ'ካ ደሓን እዮም √ ኢዶም ነዊሕ'ዩ √ ንምንታይ በይንኻ ተጸላኢ ትኸውን √ ወዘተ ... እናተበህለ መናእሰይ ተታሊሎም ዕድሚኦም ብከንቱ ንኽውድኡን ኣብ መወዳእታ ድማ ኣደዳ ፅንተት፣ ህልቂት፣ ድኽነትን ስደትን ኮይኖም ኣለዉ። ስለዚ ሃገር ናይኩልና ንኹልና እያ'ሞ ሙሉእ መሰልና ዘረጋግፅ ስርዓት ስጋብ ዝህነፅ ክንቃልስ ይግባእ።

  • @mgebre7220
    @mgebre72202 күн бұрын

    Men eyou habtam ke riy ledeley meles? Ädi elahabe leameharu eyou le hattem nay enderta meret le äfar,le ameharu ,selemti leameharu tay eyou meles letigray geyru hazebi tigray beälu begeletu yedekem neyru meles meles yegerem

  • @urbanhymns6757
    @urbanhymns6757Күн бұрын

    መደብኩም ፅቡቕ ኢዩ። ግን ሰናይ ምሕደራ እማ ፅቡቕ ኢዩ።ፋሉል ምሕደራ ክበሃል ኣለዎ።ካልኣይ እቶም ተመዛበልቲ እንድሕር ናብ መረበቶም ተመሊሶም ኣብ ድሕንነቶም ክበፅሕ ዝኽእል ሓደጋ ኣይህሉን ማለት ዲዩ?

  • @user-sx8no8ov3h
    @user-sx8no8ov3h2 күн бұрын

    አቶም በቁማር ናይ ኦሮሞ ብልፅግና ናብ መረበቶም ዝተመልሱ ተፋናቀልቲ ብፍጥነት ከመለሱ አለዎም አነ ከፈተኛ ስጋኣት አለኒ ዚ ህዝቢ ናብ ዝከፈአ ሓደጋ ዛኣቱ ዞሎ እዩ ዝመስለኒ።እቶም መደንዘዚ መድሐኒት ዝዋሓጡ መራሕቲ ክእለዩ አለዎም ሕዞሙና ይሰጥሙ አለዉ።

  • @697ffiffgg
    @697ffiffgg2 күн бұрын

    ኣላ ተጋሩ ይህዋትና ኢትዮፒኢያ ፋህ ኣቢልኩማ ኣገብ ነውሪ መጻኢ ህዝቢ ኣይሃሰብኩሚን

  • @gebrielmulugeta2636
    @gebrielmulugeta26362 күн бұрын

    Golgol raya meles eyu aetsiwo kkk

  • @maydabilet
    @maydabilet36 минут бұрын

    Wedi meresa's idea about Real estate development around mekele is very dangerous. Never think about it. Contrary to its promise of solving housing shortages, real estate development primarily benefits affluent investors, leaving low-income and indigenous communities behind. Through manipulative practices that artificially inflate property values, developers exacerbate economic disparities, making housing increasingly unaffordable for those who need it most. ኣቱም ኢሊታት ዞባ ማእኸል ኢቲ ናይ ዝርፍያ ኣታሓሳስባኹም ግደፉ። ሓረስታይ እንደርታ መሬቱ ላወረርካ ድኻ ብምግባር ፣ ልውሕዳት ዘረፍቲ ሃፍቲ ምፍጣር ምሕሳብ ሓደገኛ እዩ። ብሓቂ ልህዝቢ ልቕይር ልምዓት ትሓስቡ ተኮይንኩም፣ ሓረስታይ ካብ መሬቱ ተይተፈናቐለ ልርበሐሉ፣ የግዳስ ኣብ መሬቱ ኮይኑ ክርበሐሉ ለክእል ልምዓት ሕሰቡ፣ ልኣብነት ሞስኖ።

  • @klant17denbosch44
    @klant17denbosch44Күн бұрын

    አታናብ ህበይ ዝቐየረትኩምባ ፈሊጥኩሙዋሎምስ

  • @hadushabayu
    @hadushabayu2 күн бұрын

    ሓቂ ኣይትሸፍን ናህ ህወሓት ስውር ሸርሒ ኣሎ

  • @t.b4065
    @t.b40652 күн бұрын

    ኣንታ ጉሒላ ጠቢብካ ዝዓበካሉ ጡብ ትክሕድ ኪሒዳ፡ንህዉሓት ትገርፋ ዘለካ ደኪማ ስለ ዝረኣካያ ኢካ መደናገሪ

  • @qweryqwe7826

    @qweryqwe7826

    2 күн бұрын

    እንታይ ጠብዩ ዝዓበየ ማለትከ ? ፀገም ህዝቢ ትግራይ ክፍታሕ የብሉን ማለትካ ድዩ?

  • @gebrudesta

    @gebrudesta

    2 күн бұрын

    ናይ ደኽዳኽ አተሓሳሰብ ተኻፈላይ ህወሓት ንድግፎ ኢና ኢልካ ጠራዕራዕ ካብ ፀገሙ ንኽወፅእ ግበር ደኽዳኽ ሓሳብ ደኽዳኽ ሕብረተሰብ ዩ ዝፈጥር

  • @BereketBere-kl6bx
    @BereketBere-kl6bx2 күн бұрын

    good conversation

  • @leteberhanabraha6932
    @leteberhanabraha69322 күн бұрын

    እቱ አብይ ፀገም ህዋሓት ንታህቲ ወሪዱ ምስ አምሓራ ምድርዳር ምጅማሩ እዩ ምስ ሸፋቱ እቱ ፈደራል እዩ ኅላፊነት ክወስድ ዝግቦኦ ነይሩ ባእልኻ ወድእ ምስ አምሓሩ ክብል ነይርዎ ሕዋሓት ንቱ ማእኸላይ ዝባሓል መንግስቲ

  • @lemlem1974
    @lemlem19746 сағат бұрын

    ሐቄ ኢልካ ወዲ መረሳ እዞሞ አረሜኔታት እዝ ቅትለት ኻነ ኢሎሞ እዮሞ ንምንታይ እቲ ሕዝቢ መንግስቲ አይካለን ንክባሀል እሞ እቲ ሕዝቢ ናኦቢ ንከልእል ዝግበር ሴራ እዩ እዞሞ አረሜኔታት ሕዝቢ ትግራይ ብስንኪ ንሳቶሞ ስርሆሞ ብዘይ ምስራሐ ናብዝ ሕልቄት ተዳሪጉሁ ዑሪት ፊጥረት ፖሎቲካ ብምሐዞሞ ጭራሽ አብ ሐደ ሙጭጭ ንብል ከምዞሞ የለን ትግራይ ዘንብብ ምስ ግዜ ዝለዋወጥ ሙሁር የድልያ

  • @t.b4065
    @t.b40652 күн бұрын

    ሓሳዊን ተንኮለኛ ኣብ ቁምነገር ኣይበፅሕን፡ ትግራይ ብልመና እያ ኔራ ፡ብሕጂ'ዉን ከምኡ

  • @qweryqwe7826

    @qweryqwe7826

    2 күн бұрын

    ሳላ ኣብይ ቁሩብ ትንፋስ ዘሪእኩም እምበር 1ቲ ዓመት ኣይምፀናሕኩምን ኔርኩም ኣቱም ሑሱራት ስደተኛታት

  • @Haylemaryam-br4yp

    @Haylemaryam-br4yp

    2 күн бұрын

    ረሳሕ

  • @Trendy-nd9ho
    @Trendy-nd9ho2 күн бұрын

    ኚኚኚኚኚኚኚኚኚ አሰልቸውቲ ። ኸፍ ኢልኹም ብዘይሕንኸት ስጋ ሰብ ምብላዕ ለሚድኹም ዐንዛራት

  • @qweryqwe7826

    @qweryqwe7826

    2 күн бұрын

    ዘማሓድሩ ዘለዉ ኣካላት ደቂሶም ካብ ሃለዉ መን ድኣ ሞ ፀገም ህዝብና ክዛረበሉ ደሊኻ

  • @aronyonas7563
    @aronyonas75632 күн бұрын

    ነጋ ትባሀል ስብ ሀንጎልካ ልክእ ድዩ ንምንታይ አብ ድምፂ ወያነ ኮይንካ ስብ ትሀሚ ይርድአካ ዶ መስል ስብ ክቡር ሙካኑ አበይ ትፈልጠኒ አነ ምስ ከማካ emotional fullish አርኪ የብለይን ስባት ካብ አክሱም ግን ርእሱ ካብ ንእስነቱ ፀገም አለዎ ኢሎሙኒ ዝኮነ ይኩን አይፈልጠካን አነ አሮን ክሳቴብርሀን እየ አላማይ አብ 02 አይነበርኩን ገልጣም ፋራ ቅድመይ ፈሊጥካያ ህዋህት እቲ ዝሀስካዬ copy አሎ ብህጊ አይተምልጥን ወዲ ሮሚጥ ሀደ አድጊ ወዲ አምሀራይ ኮይንካ አበይ ትፈልጡኒ እንታይ እዩ ድሌትኩም ድርባያት ሽቀትቲ

  • @Trendy-nd9ho
    @Trendy-nd9ho2 күн бұрын

    ብሻዕብያ ልተተሐዘ ህዝቢ የለይ ። አንታ ደላዪ ጦርነት ገዚፍ ሐርኢ ። ምስ ኤርትራ ሰላም ብዝፈጠርና ትሞት ምስ ጭሕምኻ እስኻ ኢኻ አታ ዐንዛር ድብራይ

  • @user-re5hv9nz3d
    @user-re5hv9nz3d2 күн бұрын

    ወዲ መረሳ #ሙሩኽ ስብሓት ነጋ# ቁርዲድ አለም ገብረዋሂድ# sugar mom ፈትለወርቅ# እዯም ወያናይ ሙሁር ወያናይ ሀፍታም ወያናይ ዲሞክራሲ ወያናይ ሸቃላይ ዝብሉ መንቀርሳ ትግራይ እዯም ንምንታይ ብሽሞም ፀዋዓዯም

  • @yohanshabte
    @yohanshabte2 күн бұрын

    እዚ ኹሉ ሐሳብ ሃገር ምስ ኮንኩም እዩ ኮ ዝካአል

  • @selamawitgidey2708
    @selamawitgidey27082 күн бұрын

    The biggest mustake of TIG is when Gecho is taking to Amhara PP instead of the federal government? Let Getachew get his acts together and correct his actions..., so disappointing and Getcho is part of እሹሩሩ

  • @qatardoha5290
    @qatardoha5290Күн бұрын

    ወዲ መረሳ ዓፊርካ ዓፊርካ ክተርፍ ኢካ ቀደም ካብ ጃህራ ናብ ነብሰ ምትሓ ት ኣብታ ናይ ኣቦታትካ ኣቲካ ኣለካ ሕጂ ዕፈር ዕፈር ካብ ሕጂ ትግራይ ሒዝኩማ ደቅሱ

  • @hadushabayu
    @hadushabayu2 күн бұрын

    ሞንጎኛታት ፖለቲካ ተንተንቲ ትመስሉ ውሽኽኹም ግን ህዝቢ ትግራይ ምስ ፈደራል መንግስቲ ልክጋጨ መስርሕ ህወሓት ፈፀምቲ ኢኹም ኣፈ ጮማታት

  • @Haylemaryam-br4yp
    @Haylemaryam-br4yp2 күн бұрын

    ፦ዘይሳይነሳውን ናይ ደቆሮ ትንታነን ምሃብ አደርባይነት እዩ። መራሕቲ ህውሓት ሃፍቲ አይደልዩን ትግራይ ክትህፍትም አይደልዩን ኢልኻ ምግምጋም ካብ ሓደ ደቆሮ ሰብ እትፅበዮ እዩ። መለስ በይኑ ዘምፆኦ ለውጢ የለን አይትሓሱ ሓሳዊ። ፦ ንስኻ ጥራሕ ሓላይን ዓቅሚ ዘለካን ገይርኻ ምቅማጥ ካብምሕሳው ካሊእ ክኾን አይኽእልን። ፦በየናይ መመዘኒ እዮም መራሕቲ ህውሓት ድኽነት ህዝቦም ዘይደልዩ? ክንደይ ትደፍር ወደይ ክንደይ ተቃላሳይ ዘለዎ ውድብ ስ ናይድርባያት ትዛረብ ሕሱር

  • @lemlem1974
    @lemlem19746 сағат бұрын

    ሐቄ ኢልካ ወዲ መረሳ እዞሞ አረሜኔታት እዝ ቅትለት ኻነ ኢሎሞ እዮሞ ንምንታይ እቲ ሕዝቢ መንግስቲ አይካለን ንክባሀል እሞ እቲ ሕዝቢ ናኦቢ ንከልእል ዝግበር ሴራ እዩ እዞሞ አረሜኔታት ሕዝቢ ትግራይ ብስንኪ ንሳቶሞ ስርሆሞ ብዘይ ምስራሐ ናብዝ ሕልቄት ተዳሪጉሁ ዑሪት ፊጥረት ፖሎቲካ ብምሐዞሞ ጭራሽ አብ ሐደ ሙጭጭ ንብል ከምዞሞ የለን ትግራይ ዘንብብ ምስ ግዜ ዝለዋወጥ ሙሁር የድልያ

Келесі