ህይወት ታሪኽ

Ойын-сауық

Пікірлер: 15

  • @user-zj4gp8pl3g
    @user-zj4gp8pl3gАй бұрын

    ንባብ ተለማመድ

  • @samiyitbarek6205
    @samiyitbarek62054 ай бұрын

    Gebretsadick legend of tigrigna music

  • @kubromghebrhanes2091
    @kubromghebrhanes20912 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @wegelenalaje8717
    @wegelenalaje8717 Жыл бұрын

    ፁቡቕ አለኻ ጎቦዝ

  • @user-be3rb5ie7u
    @user-be3rb5ie7u4 ай бұрын

    ብዛዓባ ስነጥበባዊ ሁቡብ ገብረፃዳቅ ወልደዮሃንስ ታሪኽ ንምግላፅ ኣብቱ ኡዋን ዝነበሩ ምሕታት ግድንዩ ሞኽንያቱ ዘይትኽክል ታሪኽ ከይሓልፍ ምእንታን ክልተ ነገር ኣነ ዝፈልጠንኳስ ጌጋ ኣድሚፀ ሓደ ዝተሰወአሉ ቦታ ካሊእ ካብ ዝዘየመን ዜሜ ኣብግጥሚ ዝሰማዕኽዎ ጌጋ ኣሎሞ ምድላዉካ ዝናኣድ ኾይኑ ቀፅለሉ ብዝበለፀ ታሪኹ ክቃላሕ ኩልና ንሰጉም

  • @gorfubitew6142
    @gorfubitew61422 ай бұрын

    አብ ዘይግዚኡ ተወሊዱ አብ ዘይዓዱ ዝዓበየ ? አብ ዘይ ግዚኡ ብዘሕዝን ካብቲ ዝፈትዎ ቃልሲ ወፂኡ ? ብዘይተፈለጠ ነገራት ተሰዊኡ ዛዓለም እተሰናበተ ፍሉይ ከያኒን ፍጡርን አቦ ጠባይን ቅዲ ሙዚቃን ትግራይና ስኢና ። ክሳብ ሐይዚ እንተዝህሉስ አብቲ ምችው ግዘን ዘበነ ወያነን ዘበነ ድጅታልን ክንደይ ተኣምራዊን ዝኮነ ሰብ ክሰርሖም ዘይክል ምሰርሐ ነይሩ ??? ታሪኽ እዩ ነባሪ እሞ አብ ኩሉ ልቢ ደቂ ሰብ አለካሞ ብሰላም ዕረፍ !!😭😭😭

  • @berihu07
    @berihu0710 ай бұрын

    ኦስማን ዓብደራሕማን ክትብል ዲኻ ኣብራር ዑስማን ዝበልካ

  • @mulugetaa532
    @mulugetaa532Ай бұрын

    ብመጀመርያ እዘን ደሪፍወን ዝብሃላ ዘለዋ፡መብዛሕቲኡ ናይ ህዝቢ ደርፍን፡ናይ ዑስማን ዓብዱራሕም፡ኣቶወብርሃን ሰጊድ፡የማነ ባሪያ እዩ'ሞ ታሪክ ኣይተባላሹን ዘይተጻሕፈ ኣይተንብብ?

  • @visitTigray11

    @visitTigray11

    Ай бұрын

    ቅድሚ ንሳቶም ደርፊ ምጅማሮም እዩ እቲ ዘመን ሓደ ደርፊ ኽንደይ ዓመት እንተፀኒሑ እዩ ናይ ህዝቢ ዝበሃል? ሐዚ ናይ ህዝቢ ዮም

  • @aelafyfru2513
    @aelafyfru25134 ай бұрын

    ዝሞተሉ ቴንቤን እዩ ቀተሉቱ እን አረጋዊ በርህ ስብሓት ተኽሉ ሃዋዝ አጠቓላሊ ተሓህት እያ

  • @habtegubretu9795
    @habtegubretu9795Ай бұрын

    Gebresadik died at Adi Hobesha guwa He was Dergi , when they travel from Asmara to Deki Amhare kill by fenji E P.L.F. Tell the truth.

  • @berhinhaile1889
    @berhinhaile18892 ай бұрын

    Atum sebat hasot natna elkum dekum hezkumo nebalu gbrexadek u nay bezuhat derfti zedgem neru ab enda sewa koynu zetdrfe zdgem znbre u sek elkum nay hasot tarik fetirkum hatowtow aytbelu nay leli 20 derfti esu balu u degimuwo zelo xebuk geru keman getmu aywexion u wata xebuk sele zehrem u ember semwo getmi agudelu u zderfo natu sele zeykone tigaru hasot gdefu

  • @kewaniequbay5587
    @kewaniequbay558710 ай бұрын

    ዝሞተሉ ኣብ መቀለ ዘይኮነስ ኣብ ተምቤን ዓብይ ዓዲ 1973 ዩ

  • @Afewerki-di9md
    @Afewerki-di9md2 ай бұрын

    ክክክ ደረፍቲ ዘይኮኑ ኣቅሽሽቲ ኮ ምስራቅ ጀሚሮም ኣብ ኤርትራ ን ኣርቲስይ ገ/ጻድቅ ወልደየውሃንስ ኩሉ እዩ ዝፈትዎን ዘድንቆን ኩናት ስለ ኣብ መንጎና ዝተወለዕ ከሕርቁኩም ኢሎም ናይ የማነ ባርያ ይብሉ

  • @Raino647
    @Raino6472 ай бұрын

    እዚ ኩሉ ደርፍታት ናይ ኤርትራስ ናይገብረጻድቅዪ ትብል ኣለኻ እስከ በል ምስክር ናይቲ ካሴት ካቨር ኣምጽኣልና ኣበይ ስቲዲዮ ኣሕቲምዎ መን ኔሩ ኣካፋፋሊ ሲቲዲዮ ስእሉን ገበር ናይቲ ካሴት ጪብጢ ኣቅርበልና።

Келесі