"ህግደፍ በርጌድ ንሓመዱ ንምብታን ጳጳሳት የዋፍር ኣሎ" ዕለት/12/መስከረም/2023/ፈ
ድምጺ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ።
ድምጺ ውጹዓት፥ ብኽያት ውጹዓት፥ ድምጺ ህዝቢ ኤርትራ ዝቃልሓሉ መድረኽ እዩ።
Voice of the Eritrean Church in persecution that is the voice of the Eritrean people
ድምጺ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ።
ድምጺ ውጹዓት፥ ብኽያት ውጹዓት፥ ድምጺ ህዝቢ ኤርትራ ዝቃልሓሉ መድረኽ እዩ።
Voice of the Eritrean Church in persecution that is the voice of the Eritrean people
Пікірлер: 80
እግዚኣብሔር ዓይነ ልቦናካ ይክፈተልካ ጽልኢ ኣይስበክን እዩ ቀሺ ኣይኮንካን ንስኻ ከማካ ኣቦታት ርእየ ኣይፈልትን let people preach love
Ruhus hadish amet ygberlna abona kea edmen tena yhabkum🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤💙💙💙💙
Nice thanx God blles you qeshi Mariqos
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲🤲🤲
Amen amen amen kal hewait yesmalna 🤲🙏🏽yekanyelna aboy kashi 🙏🏽🤲
Amen amen amen 🙏 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Felitnayom alona
Amen amen amen 🙏
Amenabona🙏🏼🙏🏼🙏🏼
❤❤❤amen amen amen
እግዝአብሄር ንስሓ ሂወት ይሃብካ😢😢😢😢😢😢
🙏🙏🙏
ኣቦይ ቀሺ ማርቆስ ቃል ሂወት የስማዓልና ክቡር ኣቦና:: አቦና ኣብ ሓቂ ኩሉ ጊዜ ተቶው ዝበልኩም ከቢድ ዋጋ ትኸፍሉ ዘለኹም እዝጋብሄር ሙሉእ ጥዕና ይሐብኩም::🙏🏾☦️⛪️
🙇🙇🙇🙇💔💔💔💔💔
እንቋዕ ናብ ሓዲሽ ዓመትን ዝሑስ በዓል ቅዱስ ዮሓንስን ኣብፅሓኩም:: ፀጋን ሰላም ምሳኩን ምሳናን ይኩን ኣሜን::
ሰሎሞን ወልዱ ይተኣሰር ሓውና ኢልና ኣይንንሕፊን ግደፍ ቦቦና ኣምነ ኣንጠንዮስ ጸወታ የሎን ትገብሮ ዘለካ ፍትሒ ኣይኮነን ኢልናዮ ምስማዕ ኣብዩ እዩ
ኣሰይ ሕራይ ገበሩካ ቪቫ ሕግደፍ
ማርቆስ - እምበር ከ ናይ ሰብ ኣለካ ድዩ - ብዘይ ጽልእን ሓሶትን ጸለመን ክትነብር ኣይትክእል ዲካ - ኣይትደክምን ዲካ ከ ካብ ቀደም ኢካ እኮ ከምዚ ። ሰብ ኢካ ክብለካ የጸግመኒ - ኩሉ ክፉእ ዝባሃል ኢልካዮ በቃ ።
እግዚአብሔር የሕሊፉ ይፍጠረልካ😢😢😢😢
ኣሜን ቃለ ሂወት የሰምዓልና ኩቡር ኣቦና እግዚኣብሔር ዘበን ኣገልግሎትኩም ይባርኸልኩም ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲🤲🤲❤❤❤❤❤❤❤❤