ህዝቢ ትግራይ መን የድሕኖ? ህወሓት ምስ PP ተስማዕሚዑ እንታይ ማለት እዩ?

#tigraybwne
Donate - donorbox.org/amnsatellitefund
To be a member- / axumawia
AMN educates on the Horn of Africa, addressing its history, politics, and socioeconomics, while also advocating for democracy and exposing human rights violations in Tigray, Ethiopia, and Eritrea, and tackling the misinformation and disinformation in the world.
Follow Axumawian Media Network on:-
KZread, youtu.be/ @AxumawianMediaNetwork
Twitter- @MediaAxumawian
Instagram - / axumawianmedia
Telegram- t.me/axumawianmedia

Пікірлер: 64

  • @girmalemyohannes6636
    @girmalemyohannes66362 күн бұрын

    ትግራይ ደቂ ኣንስትዮ እትበልዕ ክልል ኢያ። ብዛዕባ ኤርትራ ንኤርትራውያን ሕደጉሎም። ጽብቅቲ ኤርትራ ድያ ሕማቕ ንኤርትራውያን ይምልከት። ብዛዕባ ውድቅቲ ክልል ትግራይ ተዛረቡ። ዓቅምኹም ፍለጡ።

  • @tesfaytesfazgy6502
    @tesfaytesfazgy65022 күн бұрын

    ደፋር ፋራ ትግራዋይ ንኤርትራ ውድቕቲ መንግስቲ ዝብል ድፍረት ካበይ አምፂእካዮ ? ሻዕቢያ ሃገር ምምፃእ ጥራይ ዘይኮነ ንወያነ ተሸኪማ አራት ኪሎ ኮፍ አቢላ ኤርትራ ትበሃል ሃገር መስሪቱ 20ዓመት ካብ ሓሳዳት ጎረቤት ተጋሩ ተኸላኺሉ አብ መወዳእታ ንደመኛ ፀላኢ ህዝቢ ኤርትራ ወያነ ደምሲሱ መራሕቲ ወያነ ንዝቕተል ቀቲሉ ንዝማረኽ ማሪኹ አፅዋሩ መንጢሉ እንዳደረፈ ኤርትራ ተመሊሱ። ህዝቢ ትግራይ አብ ሲኦል አሎ። ዕስራ ዓመት ምልፍላፍ ዋጋ የብሉን። ግብሪ ግብሪ ግብሪ ኢዩ ፍታሕ ። ዓቕምኹም ፍለጡ !

  • @BtctoMoon101

    @BtctoMoon101

    2 күн бұрын

    Ambesa wedi Erey ajewjew eyu zibrhom ezom atman nay Axum siltanye do tigrigna tezarebti Tswitsway eyu beka Rgumat Atman

  • @bereketgebray1097
    @bereketgebray10972 күн бұрын

    Focus in Tigray Eritrea is not your business

  • @tewodrostesfay6443
    @tewodrostesfay64432 күн бұрын

    Engineer Gidey with your institution that is AXUMAWYAN MEDIA NET WORK would like you thank and salute you from my heart,because you are working over pupblic issues and affairs being reasonable and concerned to bring JUSTICE and REASONABLE LIFE to our PEOPLE and TIGRAY unlike the EVIL TPLFites.

  • @user-bc8hn4cn2d
    @user-bc8hn4cn2d2 күн бұрын

    Go ahead viva brothers

  • @janetjohannes3392
    @janetjohannes3392Күн бұрын

    Still today Tigray needs a non- partisan, technocratic government to rehabilitate and rebuild Tigray. Then a transitional government unit the people of Tigray elect its own demoratic government. Parties will fight for power and our people will suffering.

  • @Trendy-nd9ho
    @Trendy-nd9hoКүн бұрын

    ሀም ህዝቢ ትግራይ ልተዋረደ ፡ ልተሰኮነ፡ ማዐንጥኡ ልሓረረ ህዝቢ ብስሩ የለይ። እኒ ብዐል ብስራት አማረ ሰራቒ ብደም ዝጥየቑ ገበነኛታት ንህዝቢ ትግራይ አይትውክሉን ጋሕ በሉ።

  • @zerugebrekidan3970
    @zerugebrekidan39702 күн бұрын

    መንግስተኣብ ሕዚ ህዝቢ ትግራይ ብ1983 መሰል ርእሰ ውሳነ ከካይድ ይግበኦ ነይሩ ዝበሎ 100/100 ትኽክል እዩ::ናይዚ ውፅኢት ቅድሚ ክልተ ዓመት ትግራዋይ ብመንነቱ ምኽኒያት ብሂወቱ ብሓዊ ክቃፀል ርኢና; ትግራዋይ ካብ ታሪክ ክንፈሓቕ ጥራይ ዘይኮነስ ታሪኽና ትሕቲ መሬት ክቕበር ኣለዎ ዝብሉ ቅስቀሳታትን ካልኦት ነውራማት ግፍዕታት ኣብ ርእሲ ህዝቢ ትግራይ ተፈፂሙ እንተብቅዕ: ሕዚ እውን ኢትዮጵያዊያን ኮይና ክንቅፅል ኢና ዝብል እንተሎ መብቱ እዩ ኢትዮጵያዊ ኮይኑ ይቐፅል:: ድሕሪ ሕዚ ናብ እነብሎ የብልናን ኢሎም ኢትዮጵያዊያን ኮይኖም ዝተረፉ ኤርትራዊያን እውን እኮ ኣለው እዮም::እንተ ትግራይ ግና ብሓፂርን ነዊሕን ፕላን መንገዳ ክተስተኻኽል እዩ ዝግበኣ ንብል::

  • @user-dw2tf9bn2c
    @user-dw2tf9bn2c2 күн бұрын

    ኣመጽን ወግዕዝይና ንጽየፍ ❤

  • @senaitgezae4763

    @senaitgezae4763

    2 күн бұрын

    6jm😅ä

  • @mikyhandsam3579
    @mikyhandsam3579Күн бұрын

    Mengsteab tsegay good lecture 👌

  • @berheteklehaimanot9489
    @berheteklehaimanot9489Күн бұрын

    ህዝቢ ትግራይ ዘሕዝኖ ጉዳይ እንተሃልዩ ---- ንብስራት ኣማረ ምፍጣሩዩ። ሕወሓት እቲ ንኣኻ ኣምሂሩ ኣብዚ ዘብጸሓካዩ - ግደይ። ሕወሓትኣሎ፤ ክቕጽልዩ ዘልኣለማዊዩ። ናቱን ዘይናቱን ጸላእቲ እንትበዝሑ - እናጠንከረ ዝኸይድ ናይ ህዝቢ ውድብዩ።

  • @user-dw2tf9bn2c
    @user-dw2tf9bn2c2 күн бұрын

    መን የድሕኖ ባዕሉ መንደኣ

  • @alemdesta4923
    @alemdesta49232 күн бұрын

    ህዝቢትግራይ ፡ ብህወሓት ኮነ ብሰንኪ ህወሓት ፣ ንዳርጋ ሓምሳ ዓመታት ዝኾን ፡ ቡዙሕ ሓሳረመከራ ወሪዱዎ’ዩ ። እሞ ሎሚ’ውን ፡ ‘ካብ ርእሱ ወይ ‘ካብእንግድዕኡ ፡ ኣይንወርድን ብዝብል ፣ ጌጋ ኣብልዕሊ ጌጋ እንዳፈፀሙ እንተቐፂሎም ፣ ነቲ ብሕሱም ጀኖሳይድ ዝተጠቕዐን ዝተጎድአን ህዝቢና ፡ ኣብክንዲ ዝድበስን ዝካሕሳን ፣ ውግዘትን ቕፅዓትን ፡ ከየምፅኡሉ ዘሰክፍ ይመስል ። እግዚኦ! አረ ይኾኖ!!! መረ‍ኢሕነት ህወሓት ፡ ህዝቢትግራይ ተበዲሉን ተጎዲኡን ‘ተገፊዑን’ተብቅዕ ፡ ከም ሕገመንግስቲ ጥሒሱ ዝዓመፀን ዝወረረን ፡ ተገይሩ ንኽረአን ንኽፍረድን ኣይትግበሩዎ!!! ከይትዕሸው/ከይትታለሉ ፡ ኣይትሳማምዑ/ኣይትፋራረሙ!!! ምእንተ ንትኽክልኛ ፍርዲን ረብሓን ህዝቢ ኢልኩም ፡ ዋላ’ቲ “ ምዝገባ ሕጋዊ ውድብነት “ ይትረፍኩም/ይፅነሐልኩም !!! “ ማኖ “ ከይትነኽኡ ሓደራኹም!!!

  • @zerugebrekidan3970
    @zerugebrekidan39702 күн бұрын

    ህወሓት ካብ በረኻ ምስ ተመለሱ ካብ ኩሉ ስቴክ ሆልደር ዝተወፃፀአ ምክር ቤት ከየቋቑም እሞ ሓላፍነት ናብ ህዝቢ ከየርክብ: ብስልጣንን ስሰዐ ምኽኒያት ብሕገ መንግስቲ ጥሕሰት ኣሳቢቦም ናብ ከቢድ ፀገም ከእትውዎ እዮም ዝመስሉ ዘለው::

  • @BahreNeGash
    @BahreNeGashКүн бұрын

    Barking against Eritrea on the internet is NOT going to save your TPLF. Ethiopia has made peace with the Eritreans. Face it, the game is over.

  • @ibrahimomer160
    @ibrahimomer1602 күн бұрын

    አነ ዝገርመኒ ናይ ኤርትራ እንታይ ያመልከትኩም ?

  • @mikyhandsam3579
    @mikyhandsam3579Күн бұрын

    Keep it up Guys i like it this Agendas ❤

  • @danaitadam3107
    @danaitadam31072 күн бұрын

    መን ሓቲቱ ክፍፀም? ሓታቲ ዘየለ? ህዝቢ ባርያ ኾይኑ ዝሽየጥ ዝልወጥ? ህዝቢ ትግራይ ፈራሕ እምበር ሙዕቡል አይኮንን!!

  • @alem2627
    @alem26272 күн бұрын

    OMG! እዚ ብስራት ዝበሃል ሰብኣይ ሓቂ ኣይዛረብን ኣሎ:: ብሽግር ደቀንስትዮ ክልል ትግራይ የላግጽ ኣሎ:: ብዛዕባ ኤርትራ ዘእርትወኩም ኣይኮነን::

  • @SmilingCalicoCat-rs9ro
    @SmilingCalicoCat-rs9roКүн бұрын

    ንህዝቢ ከድሕኖ ዝኽእል "ፈጣሪ"ጥራሕ እዩ

  • @simontukue8341
    @simontukue8341Күн бұрын

    You guys and most of tigrai elites Need to come out from thisፀላኢ,ፀላኢ,ፀላኢ state of mind, other wise it will consume you from With in,don't be enemies of yourselves.

  • @BahreNeGash
    @BahreNeGashКүн бұрын

    TPLF lost the war & surrendered to Abiy Ahmed. Face it, sugar-coating the TPLF's defeat under Pretoria treaty does NOT fool the Tigray people.

  • @berhaneberhe1303
    @berhaneberhe130321 сағат бұрын

    Tegadalay neber tihamim eka eritrea entezeyalieluka ember deki ansitiyo eritrea maeren tekebiren zinebira eyen. Nisika gin hakom eyom kebariruka

  • @berhaneberhe1303
    @berhaneberhe130321 сағат бұрын

    Tsegay kulu zisahafin tenbibon abey bayta ketesiriho when where zibahalu kimilesu alewo. Nia terigumo ab bayta tebahilika kitigebro yikal malet aykonen.

  • @fitsumfesehaye5108
    @fitsumfesehaye51082 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @chew2939
    @chew2939Күн бұрын

    Please don't compare Eritrea to Ethiopia. Eritrea is a sovereign country which managed to keep it sovereignty from even super powers. Which was able to build a country that is extremely safe for its citizens. The economy was the problem because of us and eu sanctions now watch how they transform their country.

  • @chelseaforever9905
    @chelseaforever990515 сағат бұрын

    ዓመጽን ቅትለትን ድኣ ኣብ ትግራይ ቀሊል እንድዩ

  • @EmmanuelGebremedhin-kh6vj
    @EmmanuelGebremedhin-kh6vj20 сағат бұрын

    ህዝቢ ትግራይ ዝድሕን ኣብ ምርግጋፅ ፍትሒ ኣብ ልዕሊ እንደብረፅዮንን ፈትለን እንትፍፀም እዩ። እዚ ተዘይኮይኑ መቼም ኣይትድሕንን ። ተሓታትነት ተዘይሃልዩ ዓመፀኛታት ብጉልባብ ስልጣን ናብ ሓዊ እናሳወሩና ክነብሩ እዮም።

  • @amanuelzerue8001
    @amanuelzerue80012 күн бұрын

    ግደይ ኣቀራርባኻ ንምነቃሕ ህዝብና ልዑል እጃሞ እዩ ለበርክት ለሎ። ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብካ።እንባዓል ብስራትለ ልገብሩዎ ለለዉ ፃዕሪ ካብ ልቢ ኣመስግን። እቶም ልፃረፉ ለለዉ ቓልሲ ምትዕንቓፍ ተልእኮ ዝተውሃቦም ምዃኖም ንፈልጦም ኢና።

  • @EmmanuelGebremedhin-kh6vj
    @EmmanuelGebremedhin-kh6vj20 сағат бұрын

    ብሴና መንጌ ክቡራት

  • @user-do8zv2gp2n
    @user-do8zv2gp2n2 күн бұрын

    ኣብ ወፃኢ ዘለና ተጋሩስ ይርዳኣና 'ዩ ኢልካ ኣብ ወፃኢ ዘለኹምባ poletics ዘይትፈልጡ ከምንቡር ምስ ኣንትስኹምን ደቅኽሙን ኣብ ሓደ ገዛ ኮይንኩም ኣብ ሰሙን ሓደ ግዘ ኢኹም ትራኸቡ ስለዚ ኣብዝሓ ትግራዋይ እንትርፊ ሽቓቕ ምፅራግን ዳይፐር ምቕያር ዘተምሃረ የለን ፍልጠት ክመፅእ ዝኽእል መፅሓፍ ዘንብብ ትምህርቲ ምምሃር 'ዩ

  • @WadeyGofar-cp9xy
    @WadeyGofar-cp9xyКүн бұрын

    Grim mezanage rekbkum temxewo lewti yelen

  • @Fth1919
    @Fth1919Күн бұрын

    ሸርክንገብሮ አለናሒሳብፅቡቅ እዩ ግልፅንፍቶ

  • @Trendy-nd9ho
    @Trendy-nd9hoКүн бұрын

    ጉሓፋት ኢኹም አይትጠቕሙን

  • @Znawuhailemariam
    @Znawuhailemariam11 сағат бұрын

    Viva

  • @negasihaile5860
    @negasihaile58602 күн бұрын

    ቀፅልሉ ኣክሱማውያን ሚድያ

  • @abrahamkidane1771
    @abrahamkidane17712 күн бұрын

    ካብ ኣጀንዳ አትሕተትዎ ዘለኹ ፍታሕ ትግራይ ሓሳብ ካብ ምሃብ offside፡ትወጹ ኣለኹም ኢርትራ፡ኢርትራ ስለምንትያ አያ ትጥቀስ ሓሳዳት ቡዳታት ኣብ ሓንጎልኩም ጋኔን ዝሰፈሮ በጃኹም አቲ ሓቂ ክንዛረብ ኣይትደፋፍ'ኡና፡ጉዳይ ትገራይ መፍትሒ ኣልሹ፡

  • @YA2O23
    @YA2O232 күн бұрын

    Shame on you all. TPLF will continue in Ethiopian politics! Banda kula barya in your mind.

  • @hab3hmbeselambsl79
    @hab3hmbeselambsl792 күн бұрын

    Antum rkusat anxar hzbi ekum

  • @user-bc8hn4cn2d

    @user-bc8hn4cn2d

    2 күн бұрын

    Fuck

  • @user-bc8hn4cn2d

    @user-bc8hn4cn2d

    2 күн бұрын

    Not logical

  • @YA2O23
    @YA2O232 күн бұрын

    TPLF IS MY RELIGION.

  • @bereketgebreyohannes8473
    @bereketgebreyohannes8473Күн бұрын

    ኣየጠራጥርን ህወሓት ክፍርም እዩ ! ነቲ ህዝቢ ድማ እዚ ብምግባረይ እዚ ረኺብካ ንዓኻ ኽብል እየ ምባሉ ኣይተርፍን። ብኻሊእ ወገን ቀዲምና ኣብ ቅድሚ ዓለም ኣብ ፕሪቶሪያ ፈሪምና ስለዝመፃእና ኢሉ ክሽውድን ነቶም ዝፈረሙ ሰባት ድማ ከሳጥሕ ክሙክር እዩ።

  • @hayelomhagosyiheys9825
    @hayelomhagosyiheys9825Күн бұрын

    ፈሊኻ ትሓሕት ዶዃዕያ

  • @tesfaytesfazgy6502
    @tesfaytesfazgy65022 күн бұрын

    ህዝቢ ትግራይ መን የድሕኖ ? ኤርትራ !! ምኽኒያቱም ደገፍቲ ወያነ ተጋሩ ብወያነ ናይ ፅልኢ ፖለቲካ ስለ ዝደንዘዙ ወያነ ንዘልኣለም አብ ርእሲ ህዝቢ ትግራይ ኮፍ ኢላ ስልጣንን ሀብትን ከተቋምት ጥራይ ስለ ትነብር ህዝቢ ትግራይ ጠሚዩ፣ሓሚሙ፣ሞይቱ፣ተሰዲዱ መራሕቲ ጃንዳ አይግድሶምን ኢያ። ስለዚህ ምስኤርትራ ተሓባበሩ'ሞ ሻዕቢያ አብ ሓደ ሰሙን ንጃንዳ ክድምስሳ ህዝቢ ትግራይ ድማ እፎይ ክብል። አለበለዚያ ህዝቢ ትግራይ አብ ሲኦል ምንባሩ ክቕፅል ኢዩ።

  • @WadeyGofar-cp9xy
    @WadeyGofar-cp9xyКүн бұрын

    Bsrat gahef koberta tegolbibka dekis

  • @yonasberhe6284
    @yonasberhe62842 күн бұрын

    Do not sit and complain, u can go to Tigray make a difference. You are have issues with few Teplf people and want to create division among Tigrayian. By the way the ex Teplf member is responsible I’m many Tigrayian who vanished in Hara Merate, when he was a fighter

  • @LoLo-ff5yf
    @LoLo-ff5yf2 күн бұрын

    😂

  • @Znawuhailemariam
    @Znawuhailemariam11 сағат бұрын

    Fg

  • @BtctoMoon101
    @BtctoMoon1012 күн бұрын

    Tegaru why don’t you stop.what’s Axumawian means ? When was the axumite Empire? Are you still living in Axumite Emipre this false narratives won’t help tigray people out of the situation it is in? Be Realistic accept it as it is..and you will be able to bring solutions otherwise ezy sika Elka nay ashHat silatnye nieruna Tigrigna Tezarebti do blah blah inda belka Zitalel Eritrawi alo Elkum Tehasbu inte alikum konkum aslchyuna eyu ezy natkum Halewlew okay? Komeu inte zikewin Nieru, Bizuhat Empires iko Nierom eyom abza Alemna .. Roman Empires, Ottoman Empire, even British Empire Kimiles Yikeal do realistically at this time??? Hagerat kulen Nenaten dobatin, cartan akbiren eyen zikeda zelewa.. we are in 21st century 2024 kab Halewlew Teberaberu Hasadat Atman

  • @yohannesgebremeskel7368
    @yohannesgebremeskel73682 күн бұрын

    ብስራት ኣማረ ብዛዕባ መሰል ደቂ ኣንስትዮ ክዛረብ ንተጋሩ ዓብይ ፀርፊ እዩ:: ብስራት ምስ ስብሓት ነጋን መሰላቱን ኮይኑ ኣፍቲ እዋን ፀረ ደርጊ ን17 ዓመታት ዝኣክል ኣብ 06 ንዝተኣሰራ ደቀንስትዯ ተጋደልትን ሲቭላትን እናዓመፀ/እናተጋሰሰ ዝርሽን ዝነበረ ሰብ እዩ::

  • @Russomfstokecoine
    @RussomfstokecoineКүн бұрын

    ዝከበርካ ወዲ ራያ ኣቶ ተስፋይ ተጋሩን ኤርትራውያን ኣዚ ኣብ ደቅንስቲ ተጋሩ ኣወዳትን ስድራ ቤታትን ከሙኡውን ብሓባር ቀቲልካ ኪሊት ብምውሳድ ዓይኖም ኣንቂሮም መንጢሎም እናወሰዱ ንገንዘብ ኣይኮነን እንታይዳኣ ኣኮላዊ ኦርጋን ቀደም ኣብ ፕራይቨት ክሊንካት ተላምሚደምሉ ዝጽኑሑ ውድባዊ ተፈንጪሎም ዝለመድዎኣብ ኤርትራውያን ሎሚ ኤርትራውያ ንትግራይ ስለዠቃረጸን እቲ ናይ ምዕራብ ስለላ ተግባራትም ስለ ዝፈለጠን እቲ ምእንቲ ኣመሪካ ኢንተረስቲ ቀይሕ-ባሕሪ ንክሕልዉ ምስ ኢትዮጵያ ንቀይሕ ባሕሪ ከም ጡብ ኣዲኦም ስለ ዝቀበጹን ካብ ከንያ ንምብራቅ ከንያ ውክልና ስለ ዝተዋህባ ትግራይ ጠጠቂሞም ደርቢዮማእዮም እቲ ቁምነገር መሬት ትግራይ መዕድን ክኸዕቱ ከፈላልዩ ኣይበቅል ስሚ ፈሳሲ ተኺዑ ኑዑኡ ዝረገጸ ውይ ከፍቲ ማይ ዝሰተየ ኣይወልድ ኣይዝምድ ካንሰር ተስካሚ ኮይኑ ሕዝቢ ይነጽፋ ኣሎ ትግራይ ኣላወይ ብበዓልመድህን ብዛዕባ ኤርትራብርጌድ ንከብዱ ዘዝሃደሙ ከም ሂዋተውያን ቆጺራ ናይሶስሻል ሚድያ እንጽርጹሮት ልቢ ዘይቆጸሩ ዝበለቶም ዝደግሙ ጥዕና ኣብ ትግራይ ዘሎ ሶሻልሚድያ ኣይኮነን ዝፍጸም ዘሎ ኣብ ኣፍደጊኦም ኣብ ቅድሚ ወለዶምን መቅርቦም ዘትተባሃል ዘይተገብረ ተገሩ ኢሉ ዝምሕል ዝይ ንነምግባራዊ ሓሲካ ሰሪቅካ ምብላዕ ስራሕ እንትተርኸብካ ገበን ዝብል ብስነምግባር ካብ ዓለማዊ ስነልቦና ዝወጸ እዩ እስከ በሉ ጋል ፕሮፈሰር ወይኒ ሃረግ ደ/ር ሀርሚላ ጋላ ብጀካ ፖለቲካዊ ስነ ሓሳብ ኣረአያን ምንም ኣበሳ ዝይብላ ካብ ዝኣተወቶ ፕሮፈሽናል ኦፊስ ፐተሽን ፈርማ ዝይስማ ሓሶት እናሃቡካብ ክንደይ ስራሓኣሰናኪሎም ናይ መፈራሪሒ ደብዳቤ እናሰደዱ ብጋንግ ቆጺሮም እዚ ኣድጊ ንሓመዱ ዝገብሮ መምሪሒ ጠጠቂሞም መሳኺን ሕዝቢ ተጋሩ ኣብመቀለ ብሓወይ ብ ኣቦይ እናበልት እባበኸየት እዞም ዕሱባት ተጋሩ ሶሻል እንተኮይነ ጸማም እዝኒ ሂበን ዘከዳ ዘለዋ ዘይተሰወኣካሉ ዕላማ ብሞት ቆሉዑት ትሕቲ ዕድመ ኣጨርሽካ ታማ ገደሰኒ ኢልካ ደም ሓፍትካን ሓውካን ወገንካ ከም ኡውን ትማሊ ስርናይ ጣፍ ኣብቂላ ትቅልበካ ዝነበረት መሪት ትግራይ ብፖይዚን ወርቂ ከእሉሹ ኣይሕረስ ኣይቅመስ ኣየብቁል እናኾነ ሰሚዕካ ሪኢካ ከምዘየይ ረኤኻ ጠላም ከሓዲ ትግራዋ ትብል ገዝሚ ነዞም ኤርትራውን ጀኖሳይድ እናበልካ ክንዲ ዝሓከሙ ዘሕረሱ ምግቢስለ ዝሃበ መድሃኒት ሂቡ ዘድሓነስ ክይንቅተል ክንድይ ኣምሓራ ዝተካላከለ ከሲስካ ናትካ ጉማታትዝፈጸምኩሞ ገዲፍካ ዘይናትካ የኢዳው ወሃብቲን ኣድሓንቲ ክትቆርጽ በይዛካ ኣውልድና ኣንስትና እናተጋሰስኩም ያዕ እናተቀትላ ምላሽ የለ ኣብየት ኢዚ ሓደ የጋብርን። እረ መሓሩኑ ተጋሩ ሰብ ቀቲልኩም ከብዲ ቀዲዱ ዝተቀብሩ ኣብ ጎዳጉዲ ዘለዉ ቡዙሓት እዮም እዚኦም ሓደሽቲ ረሳታት ንመን ክትሁቡዎም ። ኢኩም ጳጳስ ሰሰዲድካ ሓደስቲ ካደረ ያኣኽለና ጳጳስ ዘይኮነ ጳጳስ ዝወለደ ሰበይቲ ዝነበረቶ ካብ ኣወስትራልያ ፖለቲካ ካድር ዝዝምር ዘሎ፡ ግደፉ ኣበይ ዓዱ ካበዩ መበቅሉ ትግራዋይ ኢልካ ዘይዓድኻ ኣቅላዓዮ ዝተውልወድካሉ ዓዲ ዘይቅላዕ የለን።

  • @mebrahtubeserat5742
    @mebrahtubeserat5742Күн бұрын

    ወልደፍደፍ ከይበልካ ሐቂ ዘይትዛረብ አማረ ዝተበሃልካ ኤርትራ እንተዘይአልካ ትሐም አካ ምድረ ወሰላት።

  • @user-us2bz4tg8b
    @user-us2bz4tg8b2 күн бұрын

    Genocide can not be a collateral damage. It is not about TPLF but Tigray people.

  • @user-fx2fk9pu7t
    @user-fx2fk9pu7tКүн бұрын

    ኣየ ብስራት ንፀላኣቲ ህዝብን ትግራይ ደፍርካ ምቅላስ ማዓዝ ኢካ ወነ ዝህልወካ ቅመኛ ውልቃው ኢኻ ኣንፃር ጆኖሳይዲ ተቃለሰ

  • @snitnekulu2976
    @snitnekulu29762 күн бұрын

    መንግስትኣብ ውሒዶምካ?? 30 ዓመት ተቃሊሶምስ ዶ በልካ? እንታይ ገደሸካ ትጠራጠር እቲ ሚስጥር ወይ እቲ ቅዲ ኹናት ን ተጋ. ብስራት ብ ውልቂ ሕተቶ ከመይ እዩ ኔሩ ናይ ውግእ ጥበቦም በሎ።ክጠንን እየ እንተ ዝኸውን ግምትካ ቅኑዕ ምኾነ። ብግምት ከይመስለካ ህ/ ግንባር መጀመርያ ዝገብራ ኦርኒክ ምምላእ እያ። ኸምኡ ስለዝኾነ እዩ ኸኣ ነፍሲ ወከፍ ምዓስን ኣበይን ቦታ ተሰዊኡ ብጽሑፍ ተሰኒዱ ብጽፈት ስለዝተታሕዘ እዩ ብሂወት ዘይተመልሰ ከም ስዉእ ሕሰብዎ ዘይተባህለ። 20 ሰነ ስለምንታይ ተባሂሉ ብሳኽት ዝተረቁሐት መዓልቲ ኣይኾነትን ታሪኽ ኣለዎ። ኣነ ክሓተካ ግን ስውኣት ትግራይ እንተ ዘይተጌግየ ብስምን ዕለትን ኣይተነግረን ካበይ እዩ መጺኡ 65 ሽሕ ትብሉ ዶ? ባዕሉ ተ.ኣማረ ከምዝመስከሮ ኣብ ኤርትራ 19ክ/ጦር ኔሩ ኢሉ ጽቡቕ ኣብ ትግራይ 2 ክ/ጦር ንሱ እዃ እክብካብ ሚልሻ ኢሉ በዚ መንጽር ህ/ ግ ኣብ 30 ዓመት 65 ሽሕ ጥራሕ ከመይ ኢልና ንሕና ኣብ 17 ዓመት ልከዕ 65 ይኾኑ ማለትካ ድዩ? እቲ ፍልልይ ናትና ብመርትዖ ናትኩም ብግምት ስለዝኾነ እዪ።

  • @kahsayabrhak754
    @kahsayabrhak7542 күн бұрын

    Axumawyan media ናይ ባንዳታት ሜድያ አይፋል ክንብላ ይግባእ::

  • @selamselam8094
    @selamselam80942 күн бұрын

    ህዝብን መንግስትን ኤርትራ አብ ዉሽጢ 3 ሰሙናት እኮ እዮ ብዉሕሉል መንገዲ ንህዝቢ ትግራይ ነጻ አዉጺእዎ ኔሩ . ከምቲ ዘዕበየኩም ህወሐት ከም አራዊት እምበር ከም ሰብ ስለዘይትሐስቡ ግና ሕማቅ ትርኢት ተርእዮና አለኩም . ሕጂዉን ዓቅምኩም ፍለጡ አብ ቅድሚ ሻዕቢያ ትዃን ኢኩም ካብኡ ሐሊፉ ዋላሐደ ዘድሕነኩም የለን . ንህዝብን መንግስትን ኤርትራ ይቆሬታ ሕተቱ .

  • @f.hailefessuh5691
    @f.hailefessuh56912 күн бұрын

    መን የድሕኖ፡ ትምህርት ፍልጠት፣ ቴክኖሎጅ፣ ሕዝባው መርሕነት፣ ሐቅ፣ስራሕ💚💛❤🎉🎉🎉

  • @LoLo-ff5yf
    @LoLo-ff5yf2 күн бұрын

    በናንተ የሚመጣ ንቃት የለም ከናንተ አውቀት ሳይሆን ስድብ ሀይልን ስርቆትና ክፋት ነው የምንማረው

Келесі