ህዝቢ ፀለምቲ ዳግም ስዒሩ/ጀነራል ፃድቃን ሽሙ ብሕማቕ ይለዓል/ኮንፈደረሽን ተጣይሹ/ዝተንደላቐቐ ጉዕዞ ኣላሙዲ ናብ ኣዲስ/ኣብይ ቅሩብ ኣይኮነን

#Tigraynews #tigrayhorizon #raya #Humera #welkayt #tselemti #ወዲ ወረደ #ጀነራል ምግበይ #ጌታቸው #ሑመራ #ወልቃይት #ህወሓት #ደብረፅዮን #ረዳ #eritrea #russia #sudan #libanon #usa #Ethiopianews #Ethiopia #Tigray Horizon #usa #jawarmohamed
Ethiopia News - Feta Daily News | Ethiopian Airlines | Abiy Ahmed Ali | Tewelede Gebremariam | EU on Ethiopia | Sileshi Bekele Tigrai | general Abebaw Tadesse | ABiy Ahmed | General Tilaye Asefe | Mekelle | Amhara | Dessie
#Ethiopianews #Ethiopia
Ethiopia news / Eritrea news / Sudan news / Debretsion Gebremichael / Amhara Regional state / Tplf / Sudan Army / Jawar Mohammed | Eritrea news | Abey Ahmed | Abadulla gemeda /Semehal Meles / Mekelle / Samora Yenus / Meles Zenawi / Azeb Mesfin / Taye Dendea / NAMA / Tigray news / / Sebehat Nega / Tigrai news | Getachew Reda
Subscribe ይግበሩ!
-----------------------------
©Copyright: Tigray Horizon
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Пікірлер: 22

  • @mekonnenweldegebrielgebrem5131
    @mekonnenweldegebrielgebrem51318 күн бұрын

    qudud ika

  • @JonNati
    @JonNati8 күн бұрын

    ኣይትሓሱ ናይቲ ናይ ህዝቢ ትግራይ ጸላኢ ዝኸነ ሚድያ ምጥቃስካ ብጣዕሚ የሕዝን

  • @TsegayzeruAbebe-be3wy
    @TsegayzeruAbebe-be3wy8 күн бұрын

    Hasot kenis

  • @56milen
    @56milen8 күн бұрын

    Depressing 💔

  • @IssakBirihin-fb3xu
    @IssakBirihin-fb3xu7 күн бұрын

    ሓወይ ከብ ስዕሩ ሰላም ወርዱ እንዶ በል

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu85538 күн бұрын

    መሪሕነት ጌታቸው ፋሕታ እዩ

  • @geregere-tt6im
    @geregere-tt6im8 күн бұрын

    ትግራዋይ ዘይኮነ ኩሉ ክወፅእ ኣለዎ።

  • @isurafelkif
    @isurafelkif8 күн бұрын

    ጀነራል ፃድቃንም ኢልዋ አእቲዉዋ ኢዩ አቦታትና ዝበላ ፃድቃንን ፃድቃንን ኢዩ ዝብሎ ምሸጥር ካኣ ኣውፂኢዋ ጊዛዊ መንግሰቲ ነደሊ ኢሎምና ገርናሎም ዘበሎም አሰተውእሉ

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu85538 күн бұрын

    ኣነ ፖለቲከኛ ናይ ሙኻን ዓቕመይ ምሉእ ብሙሉእ ኣረጋጊፀለኹ ኣብይ ካብ ሕውሓት ወፃኢ ዝርብሹ ኣለውን ብዕድመ ዝዓበዩ ምስ ፈተውትና ሃገራት ምስበለ ብቐጥታ ንጀነራል ፃድቃን ከምዝኾነ ተረዲእኒ እዩ

  • @merafadhane2566
    @merafadhane25668 күн бұрын

    Hasawiii🤮🤮🤮🤮🤮

  • @asefaw4345
    @asefaw43458 күн бұрын

    ናይ ኣብይን ደገፍቱ ሚድያታትን ዘርባ እንዳምጻካ ሀለውለው ኣይትበል

  • @AradomBerri
    @AradomBerri7 күн бұрын

    ኩሉ ናይ ምጥቃዕ ተንኮላት ክፍፀም ተኾይኑ አቀዲሞም ስለ ዝዛረቡዎ : ብባዕሎም ከም ዝፍፀም : ህዝቢ ኢትዮጱያ ናፈለጦ ስለ ዝመፀ : ዝደናገር ህዝቢ የለን ። ሽግግር መንግስቲ ምትካል ማለት ድማ : ዕልዋ መንግስቲ አይኮነን : እቲ ዘሎ መንግስቲ'ዉን ብሽግግር መንግስቲ እዩ መፂዩ።

  • @user-kz7mu2vz9j
    @user-kz7mu2vz9j8 күн бұрын

    ተይትረኽቡሉ ህዝብ ተተጨነቀ አብመረየት ዘይትናገር

  • @user-vh6ho6pl7d
    @user-vh6ho6pl7d8 күн бұрын

    ናይ ሲሳይ አገና ተዛሪብ እንዳበልካ ስለ ጀነራል ፃድቃን ስም ቆሪህካ ምንጋርካ ጌጋ እዩ

  • @kunama1170
    @kunama11707 күн бұрын

    ክበልዕዋያ ዝደለዩ ኣባጉንባሕስ ዛግራ ቆቋሕ ይብልዋ እዩ ብካሊእ ንውቀሶ እምበር ምስ ዘይመዘንኡ ኣቅርብካ ምውቃስ ትርጉም ዘየብሉ ናይ ዑሱባት ናይ ባዓል ስሳይ ኣገና ወረ እዩ።

  • @ia6750
    @ia67508 күн бұрын

    The fact that your crows are out to scavenge tells you're preparing yrslf for war I see through your bs

  • @solomonhadush9726
    @solomonhadush97268 күн бұрын

    ካብ ጀነራል ሳዕረ ትምህርቲ ዘይወስድ ናብ ኣዲስ ኣበባ ውትፍ ውትፍ ዝብል ንዐብይ ኣሕመድ ኣሚኑ እንተልዩ ናይ ትግራይ መረሕቲ እንተሃልዮም ዘግ የብሎም ግዲ

  • @sabafekadu911

    @sabafekadu911

    8 күн бұрын

    ትኽክል

  • @kibromGideyy
    @kibromGideyy8 күн бұрын

    Mind your language:ዝተንደላቐቐ ኣምሓርኛ እዩ። ትግርኛ እንተትእልሽሉ መሐሸ።

  • @user-wv3ms4sj7z
    @user-wv3ms4sj7z8 күн бұрын

    ስም ጀነራል ንምንታይ ጠቂስካ ሓሳዊ ኢኻ ንሱ ንክታጉድእ ደሊኻ እዩ አይተንበድብድ።

  • @tesfitokubay7040
    @tesfitokubay70406 күн бұрын

    እቱይ ህሶትካ እማ ዓቐን ግበረሉ ውዕል ፕሮተሪያ ምንሻ ዝብል አለወ ካበይ አምጺኻዬ አብ ጐግል አለካ ጺሂፍካ እርኸቦ ኸሙኡ እናበልኩ ህዝቢ ትዕሽው አለኹም

  • @mussiegidey3348
    @mussiegidey33488 күн бұрын

    ሽም ዘይጠቀሰ ፒፒ ንስኻ ግን ንጀነራል ትፀርሕ አለኻ ሓሳዊ ኢኻ ግን ዶርሆስያ ብአምዑት ደቃ ትፃወት ዝብልዎ አባህላ ንዓኻ ይገልፅ ንጀነራል ካበይ አምፂእኻዮ ንሱ ተቋዋማይ ድዩ ካበዮ አምፂእኻዮ ሲሳይ አጌና መን ድዩ ንዓና ድአ እንታይከ ክብለና ትፅበ አለኻ አንታ ሓወይ አፅፍፎ 😡😡😡😡😡

Келесі