ጉዱሳት ተጋሩ ተቐማጦ ዓዲ እንግሊዝ ንከያኒት ንግስቲ ሓየሎም ሓጊዞም

Пікірлер: 51

  • @gtsgkgbc5418
    @gtsgkgbc54184 жыл бұрын

    ንግስትየ ዋዕሮ ትግራይና ሙሉእ ምሕረት የውርደልኪ ፈጣሪ ንገበርቲ ሰናይ ከዓ ነዊሕ ዕድመን ጥዕና ይሃበልና

  • @user-nu7sh7mt6s
    @user-nu7sh7mt6s4 жыл бұрын

    እስይይይይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ሰራሕ እዩ ዓወት ወዳጅ እቶም ዝህቡ እውን ብልወፀ ይተክአልኩም ነጋሲ ሓውና ንግስቲ ሓየሎም ኣዳ ትግርኛ ሙሉእ ምሕረት የውረደልኪ ማማየይ

  • @user-fc6io2rt8o
    @user-fc6io2rt8o4 жыл бұрын

    ናይ በላይ ዘነበ ወዲ ራያ እና ንግስቲ ሓዮሎም ክልተ ግዜ ተራእዮሙላ ዓለም ማራ እየ ዝሓዝን። ተጋሩ ኣሕዋተይ ብዘወጸ ይተክኣልኩም ፈጣሪ ንግሰተይ ሙሉእ ምሕረት የውርደልኪ

  • @amenhnasser8504
    @amenhnasser85044 жыл бұрын

    ነበርካ ቁንጅና ንግስቲ ክልተ ግዜ ተራኢኺ ምሕረት የውርደልኪ ዋዕሮና

  • @user-kj9cw9on7o
    @user-kj9cw9on7o4 жыл бұрын

    ብጀክም ወንቅሸት ቅዱስ ገብርኤል ወስድው ሐፍትይ መዓረይ መሕርት የውርድልክ

  • @js2974
    @js29744 жыл бұрын

    ምሕረት የውርደልኪ ፈጣሪ ዋዕሮና

  • @sebeyumekdeb4075
    @sebeyumekdeb40754 жыл бұрын

    ንግስቲ ዋዕሮ አምላክ ምሕረት የውርደልኪ ዝሓፍተይ

  • @ethiopia785
    @ethiopia7854 жыл бұрын

    Proud of you my dear.... thank you Tegaru living in England

  • @smirhss4421
    @smirhss4421 Жыл бұрын

    እግዚአብሔር ኣምላክ ሙሉእ ምሕረት የውርደልኪ ሓፍተይ ማዓረይ

  • @fsefxswf9054
    @fsefxswf90544 ай бұрын

    ምሕረት የውርደልኪ ወዕሮ❤❤❤

  • @hntsahaylay1955
    @hntsahaylay19554 жыл бұрын

    አይ ናይ ንግስቲ ዝነበርካ መልክዕ ዝነበርካ ድምፂ ክልተ ጊዜ ተራእያ😢ምሕረት የዉርደልኪ ዋዕሮ ሓፍትና።

  • @user-xj6ux5sw8k
    @user-xj6ux5sw8k3 жыл бұрын

    ምሕረት የውርደልኪ ውዕሮ

  • @mbbmbbb7519
    @mbbmbbb75196 ай бұрын

    ምሕረት የዉርደልኪ ማምየይ

  • @user-cx5wc2vd3p
    @user-cx5wc2vd3p6 ай бұрын

    ኣምላክ ፈውሲ ምሕረት የውርደላ❤😊

  • @user-dk7zn6vm8m
    @user-dk7zn6vm8m4 жыл бұрын

    *#እዋይ** እዘም ተጋሩ ከሖጉሱ ወገኖም ክፈትው ዘርእኩም ይብዛሕ#*

  • @saratigray2995
    @saratigray29954 жыл бұрын

    እግዚአብሔር ይማሓርኪ ዕንቁይ ትግራዋይቲ

  • @frehiwetbaraku6246
    @frehiwetbaraku62464 жыл бұрын

    ፈጣሪ ይምሓርኪ ሓፍትና ናብ ወንቅሽት ቅዱስ ገብርኤል ገዳም ውሰድዋ ክትሓዊ እይ እመ ኣምላክ ብኢዳ ትዳህብስኪ

  • @user-sj3dm9ky6h
    @user-sj3dm9ky6h2 жыл бұрын

    የኔ ቆንጆ እመቤቴ ትማርሸ የኔ እናት ♥♥♥♥♥ ሁሉም በአንቺ ይለያል እኮ🙏🙏🙏

  • @shewitafewerki4939
    @shewitafewerki49394 жыл бұрын

    ሙሉእ ምሕረት የውርደልኪ ዋዕሮና

  • @tqe8947
    @tqe89474 жыл бұрын

    ምሕረት የውርደልኪ ሓገዝ ዘበርከትኩም እግዚአብሔር ኣብዚሑ ይሃብኩ ኣሕዋተይ

  • @aslyhabashy3061
    @aslyhabashy30614 жыл бұрын

    በይጃኩም ናብ ፀበል ወይንቅሽት ዉሰድዋ ምሕረት የዉርደልኪ ማዓረይ

  • @monumonyo6370
    @monumonyo63704 жыл бұрын

    ምሕረት የዉርደለኪ ፈጣሪ ንግስትዋ

  • @user-hb6bc2pm7u
    @user-hb6bc2pm7u4 жыл бұрын

    ናይ ንግስቲ ሓየሎምን በላይ ዘነበን ብጣዕሚ ይኡ ዳሕዝን ፈጣሪ ክልተ ግዜ ኣይስራሕኻ ነበርቲ ለንደን ተጋሩ ኣሕዋት እግዚአብሔር ኣብዝሑ ይሃብኩም ንግስቲዬ&በላይየ ፈጣሪ ምሕረቱ የውርደልኹም

  • @bege8567
    @bege85676 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-hb1id3vu4u
    @user-hb1id3vu4u4 жыл бұрын

    ፈጣሪ ይምሓርኪ ዋዕሮና

  • @ethiopia785
    @ethiopia7854 жыл бұрын

    ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️🌷🌷🌷⚘... thank you Awetyeeeeee... kibret yihabelna

  • @SaraSarah-vt6oc
    @SaraSarah-vt6oc4 жыл бұрын

    ምሕረት የውርደልኪ ምዓረይ

  • @user-dm2tu1mn6g
    @user-dm2tu1mn6g4 жыл бұрын

    ፈጣሪ ይማሓርኪይ ዋዕሮ

  • @MmMm-rp7qr
    @MmMm-rp7qr6 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @kirost9534
    @kirost95344 жыл бұрын

    አይ ግዜየ ንግስቲ አቤት መልክዕ አቤት ቁንጅና ዝነበር እዋይ ምሕረት ይውርደልኪ ንግስቲ ሓፍተይ

  • @syemacro4123
    @syemacro41233 жыл бұрын

    Ajoki fetari misaki yikun

  • @zobaidazz6980
    @zobaidazz69803 жыл бұрын

    👉👍👍👍👍👍👍

  • @user-gw2fc7gg7c
    @user-gw2fc7gg7c4 жыл бұрын

    አወት ሀወይ ምፅ አይትበል በጃካ ከማካ ዝበለ የብዘሀለይ

  • @hewan1291
    @hewan12913 жыл бұрын

    Fetare yemaharki nigstyway!!!

  • @imissmama3978
    @imissmama39784 жыл бұрын

    ኣርቲስት ኣዴና ንግስቲ ሓየሎም ኣምላኽ ምሕረቱ ኣዝዘልኪ ዓወት ወዳጅ ከኣ ዓብይ ሰብ ኢኻ ብሓቂ ይድንቐካ,የ።

  • @eyobabay
    @eyobabay4 жыл бұрын

    አታ አጆኺ አይትበል ነዉሪ አዚኖ ድኻ ።አይዞኺፀኢዩ ዝበሐል።

  • @genetberhe4664
    @genetberhe46644 жыл бұрын

    መሊኡ ምሕረት ይልኣከልኪ

  • @user-oo3lq8tx3m
    @user-oo3lq8tx3m4 жыл бұрын

    ንግስትየ ሽኮር እንታይ እያ ኮይና ሓሚማ ድያ ኔራ ማዓረይ ኣምላኽ ምሉእ ምሕረት የውርደልኪ

  • @user-ik6pw3fl5u
    @user-ik6pw3fl5u4 жыл бұрын

    Egziabher mulue mehret yehabki

  • @alexisgebrehaweria6689
    @alexisgebrehaweria66894 жыл бұрын

    good work!!!!

  • @gebrezigabhergebretsadkan6113
    @gebrezigabhergebretsadkan61134 жыл бұрын

    e/r ymahariki jegina

  • @ywadanywadan3525
    @ywadanywadan35254 жыл бұрын

    fetari cherisu yemharki waero tegraweti

  • @trhas2012gmail
    @trhas2012gmail4 жыл бұрын

    Eway haftey natey entay rekibiewa Mhret yewrdelki . Aye alem natna neger eko suk ilka eyu. Zkulu melkeki kemzi koynu .

  • @lloveyoutigray4348
    @lloveyoutigray43484 жыл бұрын

    Ayyy ngstiye tsriti welida dya mhret yewrdelki

  • @salamsez6167
    @salamsez61674 жыл бұрын

    egzabhr mharti ywrdlake hfyty ntyy

  • @user-dk7zn6vm8m
    @user-dk7zn6vm8m4 жыл бұрын

    *#ወሰን** ወሰን ስገም ማእከላ ሓወልቲ ንግስቲ ሓየሎም ወያኔት አብ ቃልሲ ዝደረፈታ#*

  • @asfhamekonnen3777
    @asfhamekonnen37774 жыл бұрын

    Ertrawian ni tgraweyti hagizom

  • @mysuru9069
    @mysuru90692 жыл бұрын

    ኣብየት ዝነበረ መልክዕ ንግስቲ ብፍላይ ድምጺ ።

  • @freedomtv6516
    @freedomtv65164 жыл бұрын

    ኣማኒኤል ኣለም ዘዳለዎ ሽርሒ ኩሉ እከያትን ጸረ ህዝብን ሃገርን ምሕደራ ሻዕብያዊት ሳሕል Share on Facebook Subscribe on KZread kzread.info/dash/bejne/hZd5maZ8f6qriJc.html

  • @du1756
    @du17564 жыл бұрын

    በጃኩም ናብ ወንቅሸት ውሰድዋ ክትሓዊ እያዋ

  • @hayaluberha5887
    @hayaluberha58874 жыл бұрын

    Abey nerkum tesogemykum tgray mes atekum 3amet beal argite sbhat wisky ksteu kulom halfty kserku dekom wxae kmhru tegru hasdat kufuat komalat

Келесі