ጉድ ስምዑ/ በዓልቲ ቤቱ ኣብ ልዕልኡ ዝፈጸመቶ/ ሓዳር ሎሚ ሓደገኛ ዘፍርሕ እናኮነ መጽዩ/ እዋናዊ

Ойын-сауық

ጉድ ስምዑ/ በዓልቲ ቤቱ ኣብ ልዕልኡ ዝፈጸመቶ/ ሓዳር ኤውሮጳ ሓደገኛ ዘፍርሕ እናኮነ መጽዩ/ እዋናዊ

Пікірлер: 137

  • @MrGezai
    @MrGezai6 ай бұрын

    እዚ ኩሉ ሽግር ካብ ኣምላኽ ምርሓቕና እዩ: ናብ ኣምላኽ ንመለስ ክንፍወስ ትንቢት ዮኤል 2:12-13 እምብኣርሲ ሕጂውን ብጾምን ብብኽያትን ብቝዝማን ብምሉእ ልብኹም ናባይ ተመለሱ፣ ይብል እግዚኣብሄር። ንሱ ንዅራ ደንጓዪ፣ ብሳህሊ ኸኣ ምሉእ፣ ብእከይ ድማ ተጣዓሳይ፣ ርሕሩሕን መሓርን እዩ እሞ፣ ክዳንኩም ኣይኰነን ልብኹም ደኣ ቕደዱ፣ ናብ እግዚኣብሄር ኣምላኽኩምውን ተመለሱ።

  • @yonatanabrhaley8432

    @yonatanabrhaley8432

    6 ай бұрын

    ናይ በተክርስትያ እያ ኔራ እኮ ኢሉካ 😂 ብነብሱዩ

  • @MrGezai

    @MrGezai

    6 ай бұрын

    @@yonatanabrhaley8432 ሰብ ከምስል ቤተክርስትያን ይኸይድ ብልቡ ግና ካልእ ስርሑ ክኸውን ይኽእል እዩ: ቤተክርስትያን ጥዑያት ጥራይ ዝሓዘት ከይመስለካ ፊልጲ 3:18 ከምቲ ብዛዕባኦም ብዙሕ ሳዕ ዝበልኩኹም፡ ሕጂውን እናበኼኹ እብል ኣሎኹ፡ ብዙሓትሲ ጸላእቲ መስቀል ክርስቶስ ኰይኖም ይመላለሱ እዮም።

  • @FreeEritreafromIssayas
    @FreeEritreafromIssayas6 ай бұрын

    ሓዳር ዕድል እዩ። መብዛሕትአን ደቀንስትዮ ልበን ኣይርከብንዩ። ወላ10 ዓመት ምስኣ ዜርካ ምስኣ ሓቢኣቶ ትኸይድ ባህሪ ዘይፈለጥካዮ ሓዳር ምስ ጀመርካ ተውጽኦ። ኣምላኽ ፈሪሃ እግዚኣብሄር ዘለዋ ሰብ ይፍጠረለይ ጥራይ በሉ እምበር ኣየመክሕንዩ።

  • @rahelestif2112

    @rahelestif2112

    6 ай бұрын

    ደቂ አዳም ከ ጥዑያት ድኹም?

  • @FreeEritreafromIssayas

    @FreeEritreafromIssayas

    6 ай бұрын

    @@rahelestif2112 ራሄል ሓቂ ክንዛረብ እንተኾይንናስ ዝበዝሕ ሓዳር ብሰንኪ ደቀንስትዮ እዩ ዝፈርስ ዘሎ።ካብ ኩሉ ብምሓዙትክን ብጣዕሚ ኢኽን ትጽለዋ። ኣብ ብዓል ኡጋንዳን ኢትዮጵያን ምሓዛይ ብኸምዚ ተመርዕያ እሞ ኣነ ከኣ ካብ ናታ ብዝትሕት ደረጃ ኣይምርዖንየ እንዳበላ ንኣሕዋትና ኣብ ዘይተደልየ ወጻኢታትን ጭንቀትን ዘእትዋ ዘለዋ ውሑዳት ኣይኮናን። ንቡር ዘይብሉ ገንዘብ ኣውጺኦም ኣብ ዝብጻሕ ምስ ኣብጽሕወን ዝጠልምኦም ወይ ካብኡ ብዝኸፍአ ምስኣቶም ከለዋ ዝዝምዋ ውን ውሑዳት ኣይኮናን።ብምሒር ብስጭት ኣብ ሂወተን ሓደጋ ምስ ኣውረዱ ሽዑ ንሳቶም ተመረርቲ ይኾኑ። ብሓፈሽኡ ናይ ሎሚ ደቀንስትዮ ከም ኣዴታትክን ኣይኮንክንን። ኣብ መጻምደን ሓልዮት ዘለወን ኣዝየን ውሑዳትየን።

  • @rahelestif2112

    @rahelestif2112

    6 ай бұрын

    @@FreeEritreafromIssayas እቲ ትብሎ ዘለኻ ይስማዕማዕሉ እየ ብክፋል። እቲ ምዝማው ዝበልካዮ አብ ደቂ አዳም ይበዝሕ ግን እቲ ዘሕዝን አብ ደቂ አዳም normal ተገይሩ እዩ ዝውሰድ።ምዝማው አብ ደቂ አዳም normal አብ ደቂ ሄዋን ሓራም ንብል ህዝቢ እኮ ኢና።ካልእ ብጣዕሚ ትገርሙኒ ናብ ወፃእ ስለ ዝወሰድክሞን ከም ናብ heaven ዘእተኹመን ጌርኩም ትሓስቡ መግረምቲ ፍጥረት ኢኹም እኮ።ብዓብይኡ እቲ ኽቡር ነብሳ ሂቤትካ ክንሳ ንስኻ ግን ናብታ ናብ ኤውሮጳ፣አሜሪካ ዝወሰድካያ ኢኻ ትርኢ ዋላ ምቃል ነብስኻ ውላድካ ሂባትካ እናሃለወት እያ እኮ።እሞማ ንምጥቕላል ዝአክል ከምዚ ዓይነት አተሓሳስባ ሒዝኩም ምሳኹም እንተነይራ እያ ክትድነቕ ዘለዋ በሃሊት እየ።አተሓሳስባኹም ቀይሩ ሰብ ኮንኩም ቅረቡ እሞ ሽዑ ሽግር እንተሃሉና ንገሩና።

  • @yossiefmer733

    @yossiefmer733

    6 ай бұрын

    Xbuk aleki gin flly entay alo mesilki. Gal ansteyti tewahll ya ab lba wedi tebaetay kin wala tebirkin ketezarbo tikela eikin Ember eti gega hji ab kulu u zelo Lewhat deqi anstiyo kisaqeya tirie Lewahat deqi tebaetiyo kea b chkanat deqi anstiyo ysaqeu.

  • @solianagebrehiwet2029

    @solianagebrehiwet2029

    6 ай бұрын

    ​@@rahelestif2112ኣነስ ኣብዛ ሓሳብኪ ክምልኣልኪ ወዲ እንተዘምዩ ምስ መን ድዩ ዝዝሙ ምስ ወዲ ወላስ ምስ ጓል ምስ ወዲ እንተኮይኑ ካልእ እዩ ስሙ ምስ ጓል ክዝሙ ከሎ ከምኡ ትዝሙ ጓል እዩ ክረክብ እንበር ምስ ዘይትዝሙ ጓል ኣይራከብን እዩ ስለዚ ኣብ ኣወዳት ይበዝሕ ኣብ ኣዋልድ ይበዝሕ ዝበሃል ነገር የለን

  • @tedihadgu5740
    @tedihadgu57406 ай бұрын

    ዝኾነ ሰብ ዘንብብ የዕንብብ እዩ'ሞ ነሹ ሓወይ ግለ በለና ። 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @altabob150
    @altabob1506 ай бұрын

    ኣይ ሓበሻ ዕደ ቲጸገም እንታይ ድዩ ንሰብ ብስብኣውነቱ ምበር ብመልክዑ ኣይ ትምረጽዎ እዞም ደቂ ትባዕትዮ ኽኣ ጸገም ኣለኹም ከምቲ ኣደኹም ሓፍትኹም ክትብደለኩም ዘይ ትደልዩ ሰለምንታይ ድኣ ነተን ደቂ ንስትዮ ትብድልወን ድሓር ክኣ ናይ ደቂ ንስትዮ ዓቅመን ድሩት'ዩ

  • @amanuelgebreyohanes3896
    @amanuelgebreyohanes38966 ай бұрын

    Greetings and love from Seattle Washington 🇺🇸💚🌿💚💚🌿

  • @hizbawit
    @hizbawit6 ай бұрын

    Neshu, I'm a big fan of you 💙💙💙and I also like reading books. my tigrinya is not good but, I can read slowly. my plan is also to read 3 books in 2024, perhaps you can indicate which book is to read that easily contain tigrinya and I love love book. are also tigrinya love books available or is it only about war and history?

  • @neshnesh_show

    @neshnesh_show

    6 ай бұрын

    Please contact me (Instagram neshnesh show)

  • @zebibfitwi4268
    @zebibfitwi42686 ай бұрын

    Neshu hawey nay ka sddley eske ny hdush Amet ❤❤❤

  • @selamyohannes1993
    @selamyohannes19936 ай бұрын

    Neshu Aysemakwon Demxi Abini Hji Entay koynu Check gebro❤❤❤

  • @user-ij8yk9lx8u
    @user-ij8yk9lx8u6 ай бұрын

    Kemey kenika Neshu ayney awdeamet Kemey halifu 💙🇸🇪🇸🇪🇸🇪❤️🌹🌷💐🙏🙏🙏👍👍👍👍💪💪💪💪💪

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha26906 ай бұрын

    Welcome Neshensh

  • @terhasgualtomfadeytihenaTDF
    @terhasgualtomfadeytihenaTDF6 ай бұрын

    Good night🙏

  • @lydit2949
    @lydit29496 ай бұрын

    Niay Sdedeley ms wedaekayen nashu hawey 😘

  • @tomitesfeu7041
    @tomitesfeu70416 ай бұрын

    awalid tgrina tebalashiyen eyen rekisen eye komzi nay lomi wededo deku znabi yelen abotatna etay do yhguzu nerom eyo mahres tiray nerom

  • @TsigeredaAbedom
    @TsigeredaAbedom6 ай бұрын

    እንታይ ኣስማዕክኒ እዝነይ እሞ ክብላ ዝደሊ ኣብሓዳር ፅቡቕ ፀኒሕና ዳሓር ባህርዊ ምቕይያር ከጋጥም ከሎብግልፂ ክንራዳዳእ ኣለና ብናይ ሰብ ሂወት ኣንቐልድ፡፡

  • @wedigashmessi3706
    @wedigashmessi37066 ай бұрын

    💙💙💙💙🌿🌿🌿🌿

  • @user-xi1hn3hk3k
    @user-xi1hn3hk3k6 ай бұрын

    😢😢😢

  • @user-rs5wt6cu8k
    @user-rs5wt6cu8k6 ай бұрын

    Neshu dhekor❤

  • @gewoondoenman1297
    @gewoondoenman12976 ай бұрын

    Neay sdedeley neshu arkey

  • @genetfray7997
    @genetfray79976 ай бұрын

    Awe abotatna mesilomo ayom zenbb yonbb ayu yeqenyeln kemu ilkagosgus neshnes brawo

  • @lifewithjesus3475
    @lifewithjesus34756 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @mediaadna-7499
    @mediaadna-74996 ай бұрын

    😢😢😢😢

  • @salemaraya9182
    @salemaraya91826 ай бұрын

    Ewayy gudi zeynesemo yeblinani😢😢😢

  • @mediaadna-7499
    @mediaadna-74996 ай бұрын

    ✅✅✅✅

  • @user-ih5ft1iw5w
    @user-ih5ft1iw5w6 ай бұрын

  • @Hankewta-tube
    @Hankewta-tube6 ай бұрын

    ❤😍

  • @fretahayle8145
    @fretahayle81456 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @selam0mahari388
    @selam0mahari3886 ай бұрын

    ናዓይስ ነሹ❤

  • @mebrihittesfamicael6410
    @mebrihittesfamicael64106 ай бұрын

    ❤🎉❤❤❤🎉🎉

  • @ghenetzerihunweldeghebriel7293
    @ghenetzerihunweldeghebriel72936 ай бұрын

    ትክክል

  • @Inevergiveup1992
    @Inevergiveup19926 ай бұрын

    Bsmeam ata amlake aboy mearey 😢

  • @tesfitandmariam9922
    @tesfitandmariam99226 ай бұрын

    Neshu tsbuq medeb ❤❤❤

  • @user-qn6tl9py7e
    @user-qn6tl9py7e6 ай бұрын

    email kdanka des aytblenn

  • @user-dd5kp8mg5h
    @user-dd5kp8mg5h6 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-il1jj7wy9l
    @user-il1jj7wy9l6 ай бұрын

    💙💙💙💙🥰💪💪💪💪

  • @Hani-jy6cg
    @Hani-jy6cg6 ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @ngstikiday4440
    @ngstikiday44406 ай бұрын

    Nenu ayney 🥰🥰🥰🥰🥰

  • @genetfray7997
    @genetfray79976 ай бұрын

    Zereba klte keysemaoka aytfred zbl msla abotatna knestewolelu ygbana

  • @Mmm-fm2vx
    @Mmm-fm2vx6 ай бұрын

    Neshu ye 🥰🥰🥰🥰🥰

  • @rahelasmerinabelalifestyle5566
    @rahelasmerinabelalifestyle55666 ай бұрын

    ነሹ እዛ ቆልዓ ሐንፈጽ ያ ኹሉ ያ ትፈልጥ ብጣዕሚ እያ ንኹሎም ሙድ ትሕዘሎም (ተላግጽ ትጻወተሎም ግርምያ ትብለኒ 😂😂😂 ፀገማ ረኪቦም የሓዋተይ ሐቂ መሲልዎም

  • @Chekaneynty
    @Chekaneynty6 ай бұрын

    💙💙💙💙💙💙🥰🥰🥰

  • @jossilove2228
    @jossilove22286 ай бұрын

    48 power my fv book 📕

  • @user-qn6tl9py7e
    @user-qn6tl9py7e6 ай бұрын

    hii nesne eza nay Habersham kdanka si des aybeletnn

  • @habtomtesfalem8447
    @habtomtesfalem84476 ай бұрын

    ነሹ መስተፋቕር ጌሩ ሰበይትኻ ንዘሕደገጋ መስተጻልእ ጌርካ ኣሕድጎ

  • @neshnesh_show

    @neshnesh_show

    6 ай бұрын

    😂😂

  • @tesfalemtewelde1443
    @tesfalemtewelde14436 ай бұрын

    ወይለይ እንኒ እባ ኣብ ኣስመራ ኢያ ጀምራ

  • @rahwadebesay-wu8bj
    @rahwadebesay-wu8bj6 ай бұрын

    Bzey mexhaf lbona zmeleana ke lbona gen definemo habesha 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @user-ck2kx6ld1x
    @user-ck2kx6ld1x6 ай бұрын

    ነሹ ዓይነይ ንፍቅሪ ፈቃራት ኣይንረክባን ታይ ኢዩ እቲ ምክንያት😢

  • @eyesabtesfamariam-pu9rc
    @eyesabtesfamariam-pu9rc6 ай бұрын

    ነሹ አንታይ አሞ ክንገብር አና ኣምላክ ይሓልወና።

  • @neshnesh_show

    @neshnesh_show

    6 ай бұрын

    🙏🙏🙏

  • @AleneNguse-gq8jd
    @AleneNguse-gq8jd6 ай бұрын

    ኣንታ ጅግና ቀጽል

  • @takemesomewhereoutoftheear8092
    @takemesomewhereoutoftheear80926 ай бұрын

    ነሽነሽ ሓደራኻ videoታትካ ከም ናይ ቀደም ካብ ዕስራ ደቅቅ ዘይ በዝሕ ግበሮም ብጣዕሚ ኣሰልቸውቲ ይኾኑ ኣለዎ!!!!!

  • @TekleweyniKahsay
    @TekleweyniKahsay6 ай бұрын

    Nesh nmntay nay za haftna photo tetekimka tegagika blebamka hji wn awtsayo tedelika naytom seb tarik zeyttkem keytekeseska awtsiayo

  • @militetesfatzion2418
    @militetesfatzion24186 ай бұрын

    Kkk🎉❤

  • @yossiefmer733
    @yossiefmer7336 ай бұрын

    Mebzahtu eti gega u bealti hadar ente koynen kab selamta halifu zrkeb rikb ms deqi tebaetiyo ashegari u Megedi ente zeyhibenom zimexen shigr yelen

  • @petrosyohannes7368
    @petrosyohannes73686 ай бұрын

    WSHIMA BEL. WSIMA BEL

  • @snittube3875
    @snittube38756 ай бұрын

    Deqi Erey sabscreib gberuley ❤

  • @kokobeasfaw1504
    @kokobeasfaw15046 ай бұрын

    ነሸነሸ ሓወይ❤❤❤❤

  • @neshnesh_show

    @neshnesh_show

    6 ай бұрын

    ❤️❤️❤️

  • @maron278
    @maron2786 ай бұрын

    ❤❤❤😂😂😂

  • @user-pe5rj9le4l
    @user-pe5rj9le4l6 ай бұрын

    Neshu asemana sekibal

  • @user-bp5gf4zw4s
    @user-bp5gf4zw4s6 ай бұрын

    ዘንብብ ይዕንብብ በሎም ነሽነሽ ሓምየን

  • @SelamBrhanmeskel-ke1xq
    @SelamBrhanmeskel-ke1xq6 ай бұрын

    Neshu gazatana iza nay zom sdira dea kedimuka josi amixiuwo bayen dea halifatika Ygerim iyu nayza gali

  • @user-nc6mz3ct9f
    @user-nc6mz3ct9f6 ай бұрын

    Neshenes

  • @selam801
    @selam8016 ай бұрын

    ነሹዋይ ትማሊ ደቂሰ አይተኸታተልኹካን እየ ንዓይለ ምሰ ኪያ መሓዛይ ዛ48 ሕግታት ለአኸለይ❤😊

  • @neshnesh_show

    @neshnesh_show

    6 ай бұрын

    Eshi

  • @selam801

    @selam801

    6 ай бұрын

    @@neshnesh_show tanx ነሹ ሓወይ ካብ ልቢ የመሰግን🥰💙

  • @Ebu9205
    @Ebu92056 ай бұрын

    ጽቡቕ ኣለኻ ስቕ ምባልካ ግን ከም ሰራቒ ኮይኑ ዝረድኦም ሰባት ኣለዉ ኩሉ ግዜ ስቕ ምባልካ ተደጋጋሚ ምስ ዝኸውን ሓሶት ሓቂ ይመስል ከም ዝበሃል ተጠንቀቑ ሕልፍ ሕልፍ ኢልካ መልሲ ምሃብ ኣይትሕመቑ

  • @solianagebrehiwet2029
    @solianagebrehiwet20296 ай бұрын

    ነሹ ሓወይ ኣብ ጉዳይ ሓዳር እንድየ ሓሳበይ ክህበካ ናይ ዝተጸናናዕካ ኣይኮነ ናይ ዘፍቀርካ ኣይኮነን ናይ ዝወለድካ ኣይኮነን 🤦💕ኣብ ሓዳር ምዝርራብ ትደልዮን ዘይትደልዮን ክከዉን ዘለዎን ዘይብሉን ክትሰርሖ ዘለካን ዘይብልካን ክልቴካ ወጢንካ እንተሰሪሕካ ልዕሊ እቶም ዝፋቀሩ ልዕሊ እቶም ዝፋለጡ ኢካ ትከዉን💕 ስለዚ ኣወዳት ኣሕዋተይ ምስ ኣንስትኩም ምዝርራብ ልመዱ ከምዛ ነሽነሽ ምሸት ምሸት ስርሐይ ኢሉ ዜና ዘመሓላልፈልና ዘሎ ስርሐይ ኢልኩም ምስ ኣንስትኩምን ደቅኩምን ምሸት ምሸት ዜናን ዕላል ጸወታን ልመዱ። ክስታይ ከኣ ኣሎ ሰበይቲ ዘይትፈትዎ ባህሪ ሰብኣያ ኣሎ ሰብኣይ ዉን ከምኡ ኣብዛ ጊዜ እዚኣ እንተስ ልማድ ድዩ እንተስ ደስ ኢልና ጌርናዮመጻምድትና ከም ዘሕርቆ ፈሊጥና ይቅሬታ ምሕታት ኣገዳሲ እዪ 💕💖💖

  • @neshnesh_show

    @neshnesh_show

    6 ай бұрын

    🙏🙏🙏

  • @lemlemtekle4767
    @lemlemtekle47676 ай бұрын

    Bemelhaska rekibkayen keytekewen😂😂😊

  • @halay4067
    @halay40676 ай бұрын

    ንዓ ባ ነሽነሸ ወድና (መጺኡ) እዩ ዝብሃል እምበር (መጽዩ) ኣይበሃልን::

  • @SB10889

    @SB10889

    6 ай бұрын

    መን በለ ፎትራኽ ከከም ከባቢኡ

  • @user-ck2kx6ld1x
    @user-ck2kx6ld1x6 ай бұрын

    ክክክክክክክክክክ 😁😁😁😁😁😁😁😁ነሹ ዓይነይ ብልቢ ቆሲለ ኣብ መወዳእታ ኡፍ 😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁

  • @yossiefmer733
    @yossiefmer7336 ай бұрын

    Bzaeba hadar gin ab merakebi bzuhan mqlae entay u tieqmu gin ?

  • @desbeletesfay6927
    @desbeletesfay69276 ай бұрын

    Niay ke meas eka shlmat thbeni kulu gize eye like comment zhbeka😂😂😂😂

  • @hizbawit
    @hizbawit6 ай бұрын

    Neshu nay 2 seb semika fered. Hade wedi tezaribu ilkas ne awaled ketwenjel. Izom halayat sebut teray iyom nay Jossy KZread zemsu ne wedi zetabek mukanu sele zefltu

  • @FFFFFFFFF80
    @FFFFFFFFF806 ай бұрын

    ሃወጢጥ 😮

  • @asmeretzemariam6997
    @asmeretzemariam69976 ай бұрын

    I'm sorry but I don't understand. in 3 days after the death of her child started a relationship on top of her legal relationship ?

  • @awetabrham4438

    @awetabrham4438

    6 ай бұрын

    Nsu eyu zeyfelete enber wala etom kalot kolu nay kalea eyom zkonu

  • @SB10889
    @SB108896 ай бұрын

    ምስኡ ድያ ትነብር ነይራ'ከ?

  • @asmeretzemariam6997
    @asmeretzemariam69976 ай бұрын

    Neshnesh wher is your beautiful wife ayseletsan do? Germen's 56:28 process take that long ?

  • @ኤማ
    @ኤማ6 ай бұрын

    Niera kkkkkkk berhaxeyi kkķk

  • @mediaadna-7499
    @mediaadna-74996 ай бұрын

    ወይ ጉድ ዘይንሰምዖ የብልናን😢 ነሹ ጽቡቅ ምክሪ ዘለዎ መደብ ኣቅሪብካ ቀጽሎ

  • @alganeshassefaw1670
    @alganeshassefaw16706 ай бұрын

    🩵🌿🩵🌿🩵🌿🩵🌿🩵

  • @Tesfahiwet100
    @Tesfahiwet1006 ай бұрын

    Anwihkayo neshnesh

  • @rahwaderdar6304
    @rahwaderdar63046 ай бұрын

    Neshu werena 😂😂😂

  • @HdghdJdhdb
    @HdghdJdhdb6 ай бұрын

    ልበይ ነፍቅሪ ኣቢኒ አተ ኪገበረ ኣለኑ ነሹነሹ ሓወይ 😭😭😭

  • @jhxjvzhudhhxj3490

    @jhxjvzhudhhxj3490

    6 ай бұрын

    ዋላ ኣነ ገለ እባ በሉኒ😢😢😢

  • @solianagebrehiwet2029

    @solianagebrehiwet2029

    6 ай бұрын

    ጽቡቅ ኣለኩም ክሳብ ኣብ ፍቅሪ ትኣትዉ ነብስኩም ምፍቃር ጀምሩ ፕሊስ ዝኮነ ሰብ ኣብ ሂወትኩም ከዕድሙ ከለኩም ድማ ልዕሊ ነብስኩም ስለ ዘይተፍቅርዎ ልብኩም ኣይትጉድኡን ኢኩም ❤

  • @filoadam97
    @filoadam976 ай бұрын

    ቂም ሒዝካ ጸሎት ሰዓል ሒዝካ ስርቆት ኮይኑ ናይ ሰበይትካ ነገር በቲ ምሳካ ከም ጻድቅ ጸሎት ትገብር በቲ ክአ ውሽማ ሒዛ ሕልፍቲ ሰበይቲ ነቶም ደቃ እንታይ አብነት ክትቦም ትከውን።

  • @haskotom
    @haskotom6 ай бұрын

    Chid wedza kondaf agame foe

  • @tzehaighebrat3020
    @tzehaighebrat30206 ай бұрын

    እኝጀራ አዝጊ ብላዕ ነሹ ሰብ ብገንዘብ ኣይትሕዞን ኢካ

  • @tophbeifong4057
    @tophbeifong40576 ай бұрын

    Bgenzebu zblsi barya geziu malet eyu Wey deki adna nsen elka zereba gdefeo. Hmak seb wedi aybl gal

  • @habentsegaymehari6000
    @habentsegaymehari60006 ай бұрын

    Neshnehs jelfaf halewlew aytebzh btk btk ablelna 😂

  • @terhasgualtomfadeytihenaTDF
    @terhasgualtomfadeytihenaTDF6 ай бұрын

    🤣🤣🤣🤣

  • @trhasgerye9257
    @trhasgerye92576 ай бұрын

    Zembebe yenbb yu emo qexlo

  • @salemaraya9182
    @salemaraya91826 ай бұрын

    Egeninnsats awalidi gelé eye koyneni

  • @Shgey70
    @Shgey706 ай бұрын

    ነሽነሽ እንታዩ ሽግርካ እ እ እ እ እንዳበልካ ተኸኽ ተብለና ሎምስ ዓቕልና ወዲእና በቃ ስሙዝ እንዶ ተዛረብ ነቲ ሓሳባት እንዳቆራረጽካ ተስማዓና ዘለኻ ከይኣኽለናስ እ እ እ እ..............

  • @selam801

    @selam801

    6 ай бұрын

    ወረ ኮላይ አነ እእእ እየ ዝብል😅😊

  • @mehariwoldoyohannes8542
    @mehariwoldoyohannes85426 ай бұрын

    NESH THERE IS MAJEC BAD SPRET TO ATTAK LADIES IT IS BAD AGAINST RULE OF GOD REMEMBER IS FULL OF CRIME....😮SO LADIES TAKE CARE FOR SUTH BAD DEVOLISH *MESTEFAKR WEAKNESS...SEYTANAWE...

  • @selamkifle306
    @selamkifle3066 ай бұрын

    Wshma yu zbehal we neshu 😂😂

  • @kw8726
    @kw87266 ай бұрын

    Er ist sehr schwach 😂

  • @rahelasmerinabelalifestyle5566
    @rahelasmerinabelalifestyle55666 ай бұрын

    ነሹ እዛ ቆልዓ ሐንፈጽ ያ ኹሉ ያ ትፈልጥ ብጣዕሚ እያ ንኹሎም ሙድ ትሕዘሎም (ተላግጽ ትጻወተሎም ግርምያ ትብለኒ 😂😂😂

  • @neshnesh_show

    @neshnesh_show

    6 ай бұрын

    😂😂ያ ብዙሕ ቪድዮ ርእየላ ኣለኩ

  • @augenstern2691
    @augenstern26916 ай бұрын

    Gesetz 34: Handle wie ein König, um wie ein König behandelt zu werden. Gesetz 36: vergiss, was du nicht haben kannst: es zu ignorieren ist die beste Rache. ካቡተን ዝፈትውን ሕጊ 49፡ ነዛ መጽሓፍ ንኣፍቃሪትካ ወይ ንሰበይትካ ፈጺምካ ኣይተርእያ ሕጊ 50፣ ኩሉ ዘድልየካ ኣብ ኢድካ እዩ ዘሌ። እዚኤን ክኣ ናተን ዝስዕባ Eden kkkkkkk😂😂 48 + 2

  • @sunrise3179
    @sunrise31796 ай бұрын

    ጦንቋሊ ዶቆሮ ሃይማኖት ናትኩም ጥንቆላ'ዩ

  • @haneber7369
    @haneber73696 ай бұрын

    💙💙💙Nesh-Nesh ሰማያዊት ሰውራ ክሳብ ኣስመራ!💙💙💙

  • @zekariashadgu6536

    @zekariashadgu6536

    6 ай бұрын

    ሓላሚ ተበራበር

  • @asmeraroyalcafe
    @asmeraroyalcafe6 ай бұрын

    😭😭😭ሓዳር ሎሚ ክም cancer የፈርሓካ አዋእ ዘበነ ዙሙት ሓጥያት

  • @lemlemasmelash2764
    @lemlemasmelash27646 ай бұрын

    You now she must be have mental depression you should take her counseling first a lot of women get after she lost a child some women even have after having a baby this is abnormal to me

  • @rahelasmerinabelalifestyle5566
    @rahelasmerinabelalifestyle55666 ай бұрын

    ስማዕ እንዶ ነሹ ከመይ ማለትዩ መጽሐፍ አብዚ እዋን ሚዲያታት ዝሰፍሐሉ ዘመን ሲ ብከመይ ኢና ዕውታት ክንኸውን ስራሕ ደገ ሎ ናብራ ገዛ ከምኡውን ማሕበራዊ ሂወት ይገፍሐና ሎ ነሹ ወይክአ እቲ ሂወት አብ አወዳትና ይቀላል አሎ ማለትዩ ? ገለስከ በለና ይፈልጥየ መጽሐፍ ምንባብ ሐንጎልካ የስፍሓዩ ኾይኑ ግን አብዚ ዘለክዎ ሀገር ካብ ዝመጽ አብቲ መጀመርታ እንበር ክንደይ ዓመታት አለኒ መጽሐፍ ዝብሀል አንቢበ አይፈልጥንየ እሞ እናትካ መጽሐፍ ምንባብ ከመይ ኢልካ ትዕወት አለኻ አቦይ እዝጊ ይፍለጥዎ ::

  • @neshnesh_show

    @neshnesh_show

    6 ай бұрын

    እወ ጽቡቅ ኣለኪ ሓቂ ይሓይሽ ምስ ናብራ ስደት ከቢድ ዩ ። ካብ ንጓል ውን ዝያዳ ንወዲ ዩ ዝሓይሽ።ኣነ ዝበዝሐ ግዜ ቀዳመ ሰንበት የ ዘንብብ ። ታንክስ ከኣ 🙏🙏🙏

  • @zekariashadgu6536
    @zekariashadgu65366 ай бұрын

    እሞ እዚ ኹሉ ዘንበብካዮስ ብዛዕባ ወረ ኩስቶ ተፈቲሓ ኩስቶ ተመርዕዩ ኢዩ ዝብለ ማለት እዩ?

  • @user-or7fs3wl4l

    @user-or7fs3wl4l

    6 ай бұрын

    😂😂😂😂😮

  • @Sami_yengus_lj
    @Sami_yengus_lj6 ай бұрын

    በጃኹም ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኹም ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤❤

Келесі