Gual Raya አመልኻ እዩ ሓውኻ❤🙏

Пікірлер: 165

  • @herilove7188
    @herilove71883 ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ጓል ራያዋይ❤❤❤❤ ኣታዓባብያን ሃሲና እዩ ልዕሊ ነብስካ ሰብ ምፍታው ጌጋ ኣተሓሳስባ እዩ።

  • @sunshine-ql4vo
    @sunshine-ql4vo3 ай бұрын

    Gual raya btaemi eki des zbl bahri zeleki ❤❤❤

  • @user-rm7nd6nd7s
    @user-rm7nd6nd7s3 ай бұрын

    ፍልይት ፍጥረት ጋል ራያ ለባም ኣነስ ክፈትየክ ንፅህ ዝኾነ ህልና ኣለክ ዕድመ ጥዕና ይሃብኽ ብሓቂ ደስ ዝብል ምኽር ናይ ደቅ ሰባት ድልየት ኣይውዳእን ዋና ጥዕና ወኡ ተመስገን ፈጣር 👏❤❤❤❤

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    3 ай бұрын

    ደምሪኒ ኽብረተይ❤❤❤

  • @user-rm7nd6nd7s

    @user-rm7nd6nd7s

    3 ай бұрын

    @@user-uy4ek2zj3s ኢሺኒ ወለላይ❤

  • @rere3008
    @rere30083 ай бұрын

    ጋል ራያዋ በእውነት ትመሳሳሊ ታሪክ ምስ ናአትይ❤

  • @gemeleyemedia1325
    @gemeleyemedia13253 ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ዑጉም-ለለ መሲልኪ

  • @rbkamesele6763
    @rbkamesele67633 ай бұрын

    ብጣዕሚ ጠቃሚ ሐሳብ በተለይ ንዓና ተጋሩ. Thank you for sharing ❤❤❤

  • @Fatma-nr1rg
    @Fatma-nr1rg3 ай бұрын

    Tiger nat men chigar alew weeyyi zaregnat tur adelam Allah hida yetachu Azubillah 😢😭😭☝️🤲🤲🤲

  • @grmaw27
    @grmaw273 ай бұрын

    ጋል ራያ ሽኮር ክሰምዓኪ ፈቲነ ድምጺ ቲሒቱ ኣማሓይሽዮ ኢኺ !!! ++++

  • @saaraaraya5413
    @saaraaraya54133 ай бұрын

    Hej Gual Raya! Hoppas att allt bra med dig.

  • @user-dj4hf7uz4q
    @user-dj4hf7uz4q3 ай бұрын

    👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @letshy
    @letshy3 ай бұрын

    ጓልራያዋይ ዛማዓረይ❤❤

  • @rbkamesele6763
    @rbkamesele67633 ай бұрын

    ጋል ራያዋይ ፈጣሪ መጨረሻኪ የፀብቀልኪ. የቀንየልና ስለ ምክርኪ❤❤❤

  • @medhin8187
    @medhin81873 ай бұрын

    ❤ጓል ራያ መሕረር 😂 ኣነ ፀጉረይ ዘይቅላዕ ብስሩ ለሚደ ዉን በቃ 😊 ብሓቂ ኣመልካ ሓዉካ ። ኣነ ዉን ከማኺ ብሰላም የ ዝወፅእ ተመሊሰ ሰላም የ ዝብሎም ንደዋወል ልክዕ ከም ስድራይ የ ዝሪኦም ኣጓኒኻ ክትሪኦም ዮም ዝደልዩ ንሳቶም ዉን ። ገፅካ እስር ኣይፈትዉን ። ኣጆና ዓዲ ዓረብ ዘለና ክሓልፍ ዩ ኣሕዋተይ ጥንክር ንበል ።

  • @MeazaAregawi
    @MeazaAregawi3 ай бұрын

    ጓል ራያዋይ ማዓረይ ናይ ቁልዕነት ኺ ነገር መብዛሕቲኡ ናተይ ተመሳሳሊ እዩ ሞይተ ኣስታዊስ ኽኒ😂❤❤

  • @user-ri7or1dy2c
    @user-ri7or1dy2cАй бұрын

    ሰላምኪ ይብዛሕ ጓል ራያ ማዓረይ "ንዓይ ከዓ ፀልይ ለይ ምስ ዓረብ 7000 ካልኣትኒ "3ወርሕን 20 መዓልቲ "ኣለኒ ካብኣ ካብ ዝወፅ ዓመተይ ገይረ ኣለኩ ኣምላኸይ ባዓልካ ድካመይ ሪኢካ ኣምፀአለይ🤲

  • @user-bq6dn7rq1i
    @user-bq6dn7rq1i3 ай бұрын

    ጋል ሪያ ማዓረይ ብዛዕባ እታ ቃንጣ ዝብልክያ ገዛና እውን ማዓር ነይርና ግን ንሕና ኣንቦሎዖይ ማለተይ ኣብ ዓመት ሓቲ ጊዘ ኢና ንበልዕ ንሳ እወን ሓዱሽ ዓመን መስቀል ክከውን ከሎ ጥራይ ኣቲ ማዓር ግን ይሽወጥ ወይ ጋሻ ምስ መፀ ብሕንባሻ ገይርካ ይበልዕ ካቡኡ ኡዩ እኮ ገዛና እቶም እንዳ ፃዕዳ ማዓር ይባሃሉ ይገርመኒ ደቅካ ከይፀገቡ ንጋና 😢😅😅😅

  • @fiyorihaftey4382
    @fiyorihaftey43823 ай бұрын

    😂😂😂😂aey gal raya shkor enaski nberi❤❤❤

  • @hgffkkkh
    @hgffkkkh3 ай бұрын

    Gual rayaway mearey❤️

  • @semeretsewene5228
    @semeretsewene52283 ай бұрын

    beautifulness

  • @user-pl4cm4ou6n
    @user-pl4cm4ou6n3 ай бұрын

    ጋል ራያ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @user-hu1pq7zp4b
    @user-hu1pq7zp4b3 ай бұрын

    God bless you 🙏 ❤️ ❤❤

  • @rbkamesele6763
    @rbkamesele67633 ай бұрын

    ውይይ ዘረባኪ ክጥዕም ድቃሰይ ገዲፈ እየ ሰሚዐኪ. የቀንየልና ብድጋሜ

  • @user-vd1oc4tx6v
    @user-vd1oc4tx6v3 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-kg9sm7im7i
    @user-kg9sm7im7i2 ай бұрын

    ❤❤

  • @yohnnest7233
    @yohnnest72333 ай бұрын

    በርትዕይ ጅግና ዝሐፍተይ።

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    3 ай бұрын

    ደምሩኒ ኽብራተይ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @Mm-ov7id
    @Mm-ov7id3 ай бұрын

    ኡፍፍፍ አረ ሞትኩ ሳሓቅ😅😅😅 አብ ኩላትና'ዩ ቁሉዕነት😢😢

  • @user-uz4df9vh2l
    @user-uz4df9vh2l3 ай бұрын

    ጋል ራያ ❤❤❤

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    3 ай бұрын

    ደምሪኒ ማዓረይ❤❤🎉🎉

  • @genet3442
    @genet34422 ай бұрын

    ኣታ ዛቆልዓ 😂መይተ ብእነት ዋይ ማዓረይ❤😂

  • @user-xm7qg5hf8y
    @user-xm7qg5hf8y2 ай бұрын

    😂❤❤

  • @lovleytigraye
    @lovleytigraye3 ай бұрын

    ቆንጆ ትግራወይቲ መክበሪት ባህላ ከጥዕመልኪ

  • @ftggtt1969
    @ftggtt1969Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @amelnour8732
    @amelnour87323 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @user-wc6sy3sl2c
    @user-wc6sy3sl2c3 ай бұрын

    ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @samrtsegurbit
    @samrtsegurbit3 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    3 ай бұрын

    ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @salib3757
    @salib37573 ай бұрын

    😘♥️♥️♥️

  • @shewithagos6340
    @shewithagos63403 ай бұрын

    ❤❤❤🎉

  • @feefswff5978
    @feefswff59783 ай бұрын

    ኣየ ጓል ራያዋይ

  • @user-lv8ht1uj3n
    @user-lv8ht1uj3n3 ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @SolamaS
    @SolamaS2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @afeugusgontse1078
    @afeugusgontse10783 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @FgFg-dg6ej
    @FgFg-dg6ej3 ай бұрын

    ሸኮሪይ ጓል ራያዋ❤❤❤

  • @Selamtube21225
    @Selamtube212253 ай бұрын

    ንዘይበልዐላ ርብዒ ስጋ እናተመላለስኩ ሕልው ይሓድር ነይረ በለት ጓል ራያ መስሓቒት😂😂😂

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    3 ай бұрын

    ደምሪኒ ወለላይ❤❤❤🎉🎉

  • @habtomhaile6016
    @habtomhaile60163 ай бұрын

    💙💙💙💙💙💙🥰🥰

  • @sahayabray5699
    @sahayabray56993 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤😍😍🥰🥰🥰🥰

  • @user-cs8vb9nk7m
    @user-cs8vb9nk7m3 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @aron5023
    @aron50233 ай бұрын

    ጋል ራያ ዓይነ ኣከዳድና ኩሉ ጽቡቅ ግን ንፈርኪ ዋላ ቫዝሊን ነገር ግበርሉ ነቒጹ

  • @keleabtsehaye4480
    @keleabtsehaye44803 ай бұрын

    💙💚💜 መርዓት ዕንባባ ሞሮር ብርሃን ዓይኒ ምልጭ ቁንጂና ፍረወይኒ 🌹👍👍👍

  • @JfhJf-kp9ze
    @JfhJf-kp9ze3 ай бұрын

    ❤❤😂😂

  • @romatela7057
    @romatela70572 ай бұрын

    ዕድሜኪ የሕጽሮ አነ ጎረራሕ እየ ኢልኪ ዝገበርክዬ አይክትበልዕዬን ኢኪ አማላክ ውን ናቱ መገዲ አለዎ

  • @user-qn4mm5kn9i

    @user-qn4mm5kn9i

    Ай бұрын

    ዋይ ነይርካዶ😢

  • @mihretabyemane8847
    @mihretabyemane88473 ай бұрын

    ዊዒግ

  • @awethaile4524
    @awethaile45243 ай бұрын

    Ati shikorrr eway sehak ketilkini 🤣🤣🤣❤❤❤

  • @user-ys3rw9mg1j
    @user-ys3rw9mg1j3 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-hy6uq8cv7v
    @user-hy6uq8cv7v3 ай бұрын

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    3 ай бұрын

    ደምሪኒ ዝያዳይ❤❤❤❤🎉🎉

  • @herilove7188
    @herilove71883 ай бұрын

    ክክክክክክክክ ጓልራያ ሽኮር ሰሓቅ ቀቲልክኒ🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @hansgebre2712
    @hansgebre27123 ай бұрын

    I love you gul raya

  • @user-wz4fn9ib4f
    @user-wz4fn9ib4f3 ай бұрын

    ❤❤❤😂😂😂

  • @user-dx1xf8jl8o
    @user-dx1xf8jl8o2 ай бұрын

    በሓቂ ጓል ራያ ሸኮር

  • @shewitchannel9851
    @shewitchannel98513 ай бұрын

    ሽኮረይ❤

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    3 ай бұрын

    ደምሪኒ ዝያዳይ❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @tesfaldettesfamariam8310
    @tesfaldettesfamariam83103 ай бұрын

    ጎል ራያ ጽብቅቲ ኒርኪ እንታይ እሞ

  • @user-qt3tu7tb3f
    @user-qt3tu7tb3f3 ай бұрын

    Gaul shkor❤❤❤

  • @hermonpatros3
    @hermonpatros33 ай бұрын

    Kerna resha

  • @yani730
    @yani7303 ай бұрын

    ሳሓቐይ😂😂😂😂

  • @nouraviri4903
    @nouraviri49033 ай бұрын

    💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷

  • @user-vq7bf7mt6k
    @user-vq7bf7mt6k3 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    3 ай бұрын

    ደምሪኒ ዝያዳይ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @SamiHagos-nh8zf
    @SamiHagos-nh8zf3 ай бұрын

    ጋል ራያ መቅሰን❤❤

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    3 ай бұрын

    ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @Naod56
    @Naod563 ай бұрын

    ❤❤❤❤😂😂😂😂

  • @FaGa-ux5vu
    @FaGa-ux5vu2 ай бұрын

    በይነይ ሳሓቅ ሞይተ😅😅ጋል ራያዋይ

  • @saaraaraya5413
    @saaraaraya54133 ай бұрын

    🎉🎉🎉❤❤❤😂❤😂❤🎉😂❤

  • @merimeri2063
    @merimeri20633 ай бұрын

    😂😂😂😂

  • @fcgtgg7891
    @fcgtgg78913 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤😂😂😂

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    3 ай бұрын

    ደምሪኒ ዝያዳይ❤❤❤❤🎉🎉

  • @tsdkan3768
    @tsdkan37683 ай бұрын

    😂😂😂❤❤❤

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    3 ай бұрын

    ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤🎉🎉

  • @user-ey2bu7ut1f
    @user-ey2bu7ut1f3 ай бұрын

    😂😂😂😂😂😂

  • @liliaregawi-ll5oz
    @liliaregawi-ll5oz3 ай бұрын

    ሓፋዛ ምቅያር ይፈቲ እየ ያ ጋል ረያ😂😂

  • @SaraKahasay
    @SaraKahasay6 сағат бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂

  • @hailetekia1535
    @hailetekia15353 ай бұрын

    Agema resah

  • @adeymeklee3803
    @adeymeklee38033 ай бұрын

    😅😅😅

  • @user-jv9fg2pc1n
    @user-jv9fg2pc1n3 ай бұрын

    I want to marry a gual Rays

  • @user-mu3gz9dd2k
    @user-mu3gz9dd2k3 ай бұрын

    😂😂😂

  • @user-vt4dx5je3t
    @user-vt4dx5je3t3 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉❤❤❤❤❤❤

  • @legeseweldisilasa4887
    @legeseweldisilasa48873 ай бұрын

    ዋተዛረቢ ባወይለካ ቀባሕባሕ ታይነገሩ ሳይለንቲ ኮንኪ ጋልራያ

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    3 ай бұрын

    ደምሪኒ ወለላይ❤❤❤❤

  • @hailetekia1535
    @hailetekia15353 ай бұрын

    Atirsah

  • @user-ni9lm9ep1f
    @user-ni9lm9ep1f3 ай бұрын

    4ተ ክሎ😂😂

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    3 ай бұрын

    ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @user-uy4ek2zj3s
    @user-uy4ek2zj3s3 ай бұрын

    ሳብስኽራይብ ግበሩለይ ትካታተልቲ ጋል ራያ ኽብራተይ ምንም ኣይኽፈሎን ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mebrattadese6383

    @mebrattadese6383

    3 ай бұрын

    እሺ መልሲ በሊ

  • @user-ni9lm9ep1f

    @user-ni9lm9ep1f

    2 ай бұрын

    እሽ እዝ ነተይ💚🙏

  • @GenetBerhe-yp5jx
    @GenetBerhe-yp5jx3 ай бұрын

    ዕላልኪ ክመቸወኒ ሓደ ጊዜ ተፃሪፍክኒ ኢልኪ ብቲክቶክ ብሎክ ገይርክኒ ነይርኪ ግን ናትኪ ወግዒ ጨወታ ካዓ ክሰምዕ ደስ ይብለኒ ነይሩ ሓድሓደ ዝተቃራረፀ ይሰምዐ ነይረ 😂😂 ግን ካባኪ ብጣዕሚ ሓሲበዮ ዘይፈልጥ ትምህርቲ ይማሃር ኣለኩ

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    3 ай бұрын

    ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @GenetBerhe-yp5jx

    @GenetBerhe-yp5jx

    3 ай бұрын

    ገይረልኪ

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    3 ай бұрын

    @@GenetBerhe-yp5jx እሺ ኽብረተይ

  • @user-ni9lm9ep1f
    @user-ni9lm9ep1f3 ай бұрын

    ጋል ራያ ዓይነይ 😂😂😂

  • @YsXy-yq3zk
    @YsXy-yq3zk3 ай бұрын

    ዋይ ሓፍተይ ተሳቅኪ

  • @fhffhdh5011
    @fhffhdh50113 ай бұрын

    እማንኺ ጓል ራያዋ ህንደይ ማ ደያሕለፍናዮ ዓይኒ ዓይኒ ገሻ ላረአና😂😂

  • @user-ey2bu7ut1f

    @user-ey2bu7ut1f

    3 ай бұрын

    😂😂😂😂😂

  • @user-bz8cl1xl9d
    @user-bz8cl1xl9d3 ай бұрын

    ኣንቲ ኣረጊት ዓጣሪት ኪዲ ደኣ ዕጠሪ ገለ ቑሊሕ ዝብል ናባኺ እንተ ረኸብኪ !""!

  • @user-mb5lw5bb9z
    @user-mb5lw5bb9z2 ай бұрын

    😂😂😂😂😂😂😂

  • @user-mb5lw5bb9z

    @user-mb5lw5bb9z

    2 ай бұрын

    ጋል ራያ 😅😅😅

  • @ewayhaweyegzabihermhretyew3575
    @ewayhaweyegzabihermhretyew35753 ай бұрын

    Gezaka eyu kulu lgebrelka aerab kamau tegeber gnuyat eyen zyaday natna mlae aymelen EU lnebrlo ena mis aerab nfalale eina beikonomina haftey

  • @michalemichale5880
    @michalemichale58803 ай бұрын

    My advice to you is you should find different career before it is to late ⏰.

  • @almaz1448
    @almaz14483 ай бұрын

    እወይ ብጥሜት ነቂፃ.አብ ገጽ ይፊለጥ

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    3 ай бұрын

    ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤🎉🎉

  • @liliaregawi-ll5oz

    @liliaregawi-ll5oz

    3 ай бұрын

    ​@@user-uy4ek2zj3s መጀመርያ ኣንብብዮ😮

  • @HayatHayat-ve4db
    @HayatHayat-ve4db3 ай бұрын

    🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @meditationminutes985
    @meditationminutes9853 ай бұрын

    Gual Raya ድምጽኪ አይስማዕን እዩ

  • @letemedhane3557
    @letemedhane35573 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @Samsunga535G-we2pr
    @Samsunga535G-we2pr3 ай бұрын

    ጋል ራያዋይ😂

  • @user-tr6fm2bx7n
    @user-tr6fm2bx7n3 ай бұрын

    Gal Rey argke

  • @FxumHabtu
    @FxumHabtu3 ай бұрын

    Gol raya grna tefeke

  • @user-tr6fm2bx7n
    @user-tr6fm2bx7n3 ай бұрын

    Argue,Gal rey

  • @user-eq3up7qy8k
    @user-eq3up7qy8k3 ай бұрын

    ዓይና ከምርግቢ ክዳናዘንጸባርቅ ጓልራያ ሺኮር ምልምል ዝበለት ወርቂ ንብለኪ

Келесі