#Ghirmai
Музыка
Subscribe: bit.ly/2IAHlVV
Ghirmai solomon ዓለም ኾንቶ ክቡር ኣቦናን ዓርክናን ገዲም ስነጥበባዊ ኣብ ቤት ማይኮ ረከርድስ 2016
Like us on FaceBook / bahlihager
Find us on FaceBook / maicozema
Find us on FaceBook / maicoyatana
Google+ plus.google.com/u/0/
Twitter / esseymz
Website: www.maicomusic.com
* The only non-commercial Eritrean KZread Channel
* The only KZread channel that fully supports Eritrean artists
* The only KZread channel that promotes Eritrean culture
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
Пікірлер: 57
May his soul rest in peace, the most under rated Eritrean artist. His contribution to modern Eritrean music is beyond measures.
ኩቡር ኣቦና መንግስተ ሰማይ የዋርሰኩም ስድራ ቤት ጽንዓት ይሃብ😭
ክቡር ኣቦና ግርማይ ሰለሙን ፈጣሪ ኣብ ዝፋኑ የንብርኩም ዋዛኩም ጥዑም ደርፍታትኩም እናሰማዕና ዝዓበና ኣብ ኣስመራና ሽኮር !!
R.I.P Legend Ghirmay Solomon. Thank you for your musical genius, devotion & care. You were and are still an inspiration to all, with a heart that radiated love and warmth through all our lives. Your music & jokes will live on forever. ! ! Once again Heaven's band just got even more incredible. You will truly be missed and forever remembered. Rest in peace ! One love R.I.P 1934-2019
ኣቦናን ናይ ነዊሕ ዓመታት ዓርኪ ኣባላት ማይኮ ረከርድስ ነፍስሄር ገዲም ስነጥበባዊ ግርማይ ሰለሙን፥ ብዛዕባ አዛ አንነብረላ ጊዚያዊት ቤት ክራይ ዓለምና ኾንቶ ምዃና በቲ ሓያል ጥበቡ ጌሩ ከምዚ ክብል ነጊሩና ኔሩ፤ ዓለም ከንቶ ዘይፈለጠ ይፍለጥኪ ብዓል ዩሙን ባርያ ዝመንጠልኪ ዓለመ'የ ዓለም ግናይ ከንቶ ኣምሊጠ ኢልካ ገዛ ዘይትእቶ ንዝደለየቶ ዘይትስሕቶ ባዕላ'ባ ትስሕቶ ትጓቱቶ ተፈታዊት'ከላስ ተመናዊት ይመስለና ዘይትጽገብ ሸዊት ብሃንደበት ንኹሉ ዓላዊት ተምዉት'ምበር ንባዕላ ዘይትመውት
@tesfomsimon7693
5 жыл бұрын
ናዕና ዘጥፋእና ዘሎ ኢሳይያስ ኢዩ ደቒ ኤረይ ኣይትተዓሸው ኣመንቲ ጥራይ ኣይንኹን
@merhawi3411
2 жыл бұрын
ሰላማት ማይኮ ሪከርድ እዛ ደርፊ ብ ኣውድዮ ምስ ግጥሚ ኣሰኒኩም በጃኹም ኣውሩዱልና
Zay baerbr hebti Aelnae
❤💪🏿🇪🇷❤️ኩቡር ኣቦና ግርማይ ሰለሙን ኣብ ዘለክሞ ሰላም ዕረፍልና ፍለይ ጦብላሕታና ዘንትእለት ሰፋርን ተዘካርን💪🏿🇪🇷🙏🏿❤️
በጃኩም አባ ሰደዱልና ሙሉአ ደርፍታቱ
R.i.p legend 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብሰላም ዕረፍ ክቡር ስነ ጥበበኛ ኣቦና ግርማይ ሰለሙን።
Rest In Peace legend girmay solomon
Ftaeri kulu gizae tibaebuon fkron Aeyklnae
AYEWE AYEWE eza Alem kemtu 😞😞 gone but NEVER forgotten RIP. Abona Girmay Solomon
ብሰላም ዕረፍ ክቡር ኣቦና።
ኩቡር ኣቦና ኣቦይ ገርማይ ሶሎሙን ኣምላክ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልኩም ጡዕማት ሰብ ቀደም፡
መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ኩቡር አቦና ግርማይ ሰለሙን
ነቦና መንግስተ ሰማይ የዋርሶ 👋🏼 ግጥሚ በዛኩም ኩላ ጸሓፍልና የቀንለይ 👋🏼
Memories of old Eritreans oldies goodness
Rip abona
❤
🐪💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊
ዓለም ኮንቶ ዘይፈለጠ ይፍለጥኪ፡ ብዓቢኡ ንባርያ ዝወሰድኪ፡ መንግስተ ሰማይ የዋርስኩም ኣቦና፡ ማይኮ ረኮርድ ድማ ምሉእ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
Amazing
Memhr Ghrmay Selomun R.I.P aye ewe eza alem
Good job.
❤❤❤🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
King in Eritrea rip
Rip♥️♥️♥️♥️
Waw
Waw Nic muisc
Semiaka zey mno derfi Abhagona Girmay Selomun
Waww
Kudur abuna megesetesemay yewares kulukum sederabietn hezedi ERETRAn xeneat yehab
Way zalem haleft
Mengsti semay yewarskum
🇪🇷♥️🇪🇷♥️🌺🌹🌹🌹🌷😘😘😘
R.I.P
💐💐💐👌👌👍🇪🇷🇪🇷👋👋
where we can find his old muscis ?
maico records ኣነ ብጣዕሚ አየ ዘድንቐኹሙን ብልበይ ዝፈትወኩምን፤ ናይ መጀመርያ ሊላይ ምሳኹም ኣብ 1995 አዩ፤ ንኤርትራ ኣብ 1995 ክበጽሕ ኣብዝኸድኹሉ አዋን ሰማይ ነብሱ ይምሓሩ ኽቡር ሓወይን ዓርከይን ሞዋቲ የማነ ባርያ ናብ ቤት ሙዚቓ ማይኮ ሒዙኒ ኸይዱ፤ አቲ ሽዕዑ ብዛዕባኹም ዝሓደረኒ ጦብላሕታን ምስቲ የማነ ዓርከይ ብዛዕባኹም ብዙሕ ጽቡቕ ነገራት ዘዕለለኒን ኻብ ዝኽረይ ብፉጹም ክሃስስ ኣይክኣለን፤ ኣብ ስነጥበብ ዘለኹም ፍቕሪን ኣብ ስነጥበባዊያንና ዘለኹም እኽብሮትን ኣድናቖትን በቲ ብቐጻሊ ትገብርዎ ዘለኹም ስራሕ ይከታተሎ እየ፤ ሎሚ ድማ ናይ ኩቡር ኣቦና ግርማይ ሰለሙን ሒዝኩሙልና መጺኹም፤ የንየልና አዝጋቢሄር ምስኹም ይኹን፤
@MedrekSineTibebawiyan
5 жыл бұрын
nay bhaki
@zekarias12
5 жыл бұрын
@@MedrekSineTibebawiyan brhin
ክቡር ስነ ጥበበኛ መንግስተ ሰማያት የውርስኩም፡ ዘይምኖ ስነ ጥበባዊ ሞያኹም ህያውን ተዘካርን ሓድጊ ንውሉድ ውላድ ኣመዛግብ ታሪኽ ስነ ጥበብ ሃገርና ኤርትራ ኣንቢርኩምልና ኢኹም እሞ መጎስ ይብጽሓኩም። ኣዳላዊ ናይዛ መደብ ይቐኔልና እንዳበልኩ ንብምሉኡ ናይ ኣቦና ሠለሙን ግርማይ ስነ ጥበብ ስርሓቶ ብጡሙር ኣብ ዩትዩብ ክፅርግሕዎ በዚ ኣጋጣሚ የማሕጽን።
@MaicoRecords
5 жыл бұрын
ፍቓድ ኣምላኽ ይትሓወሶ ክቡር ሓው ንመን ኢልዎ። ታሪኽ ናይ ሰራሕቲ ታሪኽ ተቐቢሩ ክተርፍ የብሉን። ናብ መጻኢ ወልደኦ ክመሓላለፍ ኣለዎ።
@sheba-291
2 жыл бұрын
@@MaicoRecords kabtom nay mexae weledo eye bjaka gn eta original sdedeley or link 😴
4 eyen fidelat tbil derfom eba mliti sidedulna
Kubur abona mengiste semay yewariska
ኩቡር ድምጻዊ! ኣምላኽ ይቀበሎ! ኣርእስቲ ናይዛ ደርፊ እንታይ ትብል፣?
enda mayko abeyti sebat yekenyelna
Way abona germay ata brukkk abo mangsta samay yawarska
💪💪💪💪🤣😂🤣😂💪
ክድይ ትዛረብ ኢኻ ወደይ ድምጽኻ ትርሓቕ ን አኻ ዲና ነዛ ጥእምቲ ደርፊ ክንሰምእ
R. I. P