"ክትነብረለይ እናተመነኹ ንሳ ግን ኣይነብርን´የ ኢላትኒ" ዕላል ምስ ኣገራሚ ሂወት ዘሕልፍ ዘሎ ገዲም ስነጥበበኛ ሰለሙን ዮሃንስ (ባርያ ) Part 3

Ойын-сауық

ዝኸበርኩም ተኸታተልትና ነዚ ቅርሲ ሃገርና ዝኾነ ገዲም ስነጥበበኛ ብሞራል ኣብ ጎኑ ኮይንኩም ደገፍኩም ክትገልጽሉ ንእትደልዩ በዛ ቁጽሪ ተለፎን 002917132520 ክትረኽብዎ ከም ትኽእሉ ክንሕብረኩም ንፈቱ Welcome to Ararat Entertainment Official KZread Chanel . © Copyright: Ararat Entertainment. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited. ℗ © ሰላም ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም እትርከቡ ተኸታተልቲ መደባትና፣ ኣራራት ኢንተርተይመንት ኣብ ዝተፈላለዩ ስነጥበባዊ ስርሓት ጸቂጣ እትሰርሕ ኮይና፣ ሓደስቲ ፊልምታት፣ ኮሜዲታት፣ ደርፍታት፣ ከምኡ"ውን ኣብ ስነጥበብን ኣብ ካልእ ዝተፈላለየ ንጥፈታት ዝሳተፉ ኣብነታውያን ሰባት ብመልክዕ ቃለምሕትት ብዝተፈለየ ኣቀራርባ ከሺና ናባኹም እተቅርብ ሕጋዊት ቻነል እያ። ስለዚ ክቡራት ተኸታተልትና ነዚ ኣብዚ ቻነል እነውርዶ ቪድዮታት ዳዉሎድ ብምግባር ኣብ ዝተፈላለዩ መራኸብቲ ብዙሓን ብምውራድ ንረብሓኹም እትትቀምሉ እንተድኣ ሃሊኹም ን ስነጥበባውያን ሃሳዪ ስለ ዝኾነ ብኽብረትኩም ካብዚ ቻነል ቪዲዮ ዳዉንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ዘይፍቁድን ኩልኩልን ሙዃኑ ክንሕብረኩም ንፈቱ!! #AraratEntertainment #MorkaShow #Barya Subscribe : / @araratentertainment Face Book : / ararat-entertainment-1... 2nd : / wedieri.esu Twiter : / esseyt WhatsApp, Viber , Telegram : 0046729083046 email : essey.tesfagabr1@gmail.com

Пікірлер: 297

  • @senayyohannes3162
    @senayyohannes31623 жыл бұрын

    እዞም ሳክስፎን 🎷 ሒዞም ዘለዉ ኬፍ ዘለዎም ከምዚ ከማይ ዘሐበዮም ተሊዩ እስከ አብታ ላዕሊ 👍👍👍👍ሃብዎም

  • @ghebretedros

    @ghebretedros

    3 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ውህደት ናይ ክልቲኦም ባህታዩ ዝፈጥር

  • @soliyanatesfagergish1005

    @soliyanatesfagergish1005

    3 жыл бұрын

    ❤️❤️❤️❤️

  • @milliasli1635

    @milliasli1635

    3 жыл бұрын

    Nay behaki ab zehalefe kefalat seq ile keriom weile mara kief zelewo ameqiroma eko

  • @sameulfikadu4011

    @sameulfikadu4011

    3 жыл бұрын

    Nay bhaqi mara yemstuka

  • @wedieri9720
    @wedieri97203 жыл бұрын

    ከዕልለኩም ፡ ባባ ሰሌ ሓደ ጊዜ ኣብ ኣስመራ ከለኹ ብ ሓደ ሚኒዋለ ንሰርሕ ኔርና ሽዑ ኢና ተላሊና ባዛዕባ ኩሉ ሂወቱ ከዕልለካ ከሎ ብጣዕሚ ዩ ስምዓካ ፡ ብዝኮነ ከም ገዲም ተጋዳላይ መጠን እዚ ሰብ እዚ እንታይ ኮን ረኪቡ እንተ ኢልኩምኒ ፡ ወለሓንቲ እያ መልሲ ምኽንያቱ ገጹ ውን ይምስክረልኩም ኣሎ ፡ ብኹሉ እዩ ተወጺዑ ሞ ፡ ስለዝስ ንሕና ኣብ ጎኑ ኾይና ኣለናልካ ንበሎ ብ ዓቅምና ፋይናንስያዊ ሓገዝ ንግበረሉ ፡ ርሑስ ብዓል ናጽነት ፡ ኣራራት ኢ. ኣብሪሂሞን ኣምላኽ ፍረ ጻማኩም ይሃብኩም ።

  • @zenithalem5503

    @zenithalem5503

    3 жыл бұрын

    Naybhaki alena nbelo

  • @luwamhaile8758
    @luwamhaile87583 жыл бұрын

    Journalist Abrham perfect 👌 qexlo 🇪🇷💘🇪🇷 ምአንቲ አዚ ገዲም ስነጥበባዊ 🎤 ሓገርና አስከ Like👍subscribe ንግበረሎም ንሓግዞ አስከ ወላ ሓንቲ ኣይክፎሎን አዩ ምዚቀኛታት ንፉዓት ማራ 🎹 🎸 🎷 👌

  • @robelteweldemedhin9456
    @robelteweldemedhin94563 жыл бұрын

    ሓርበኛ ኣያና ስነጥበባዊ ሰሌ ኣዚና አና ንፈትወካ ንበረልና ክበረልና።

  • @jonjon9469

    @jonjon9469

    3 жыл бұрын

    ምፍታዉ ታይ ክዓብሰሉ

  • @robelteweldemedhin9456

    @robelteweldemedhin9456

    3 жыл бұрын

    ስጊንጥር ምዃን ጽቡቅ ኣይኮነን ኩሉ ብ ንዋይ ጥራሕ ክልካዕ የብሉን።

  • @bisratgebrebrhan2095

    @bisratgebrebrhan2095

    3 жыл бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️

  • @senayyohannes3162

    @senayyohannes3162

    3 жыл бұрын

    @@jonjon9469 Ehi ba fiqru tegelexelu why thsd aleka

  • @kidane4190
    @kidane41903 жыл бұрын

    The saxophonist are really awesome wow I loved them.

  • @fjjcdifth961
    @fjjcdifth9613 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ዕድለኛ ኢኻ ውሉድ ብወለዱ ትኣዚዙ ክኸይድ ከሎ ዓቢ ዕድል ዩ እግዝኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yacob.k6884
    @yacob.k68843 жыл бұрын

    አቲ መደብ ናይ በሃኪ ቢላ የካነያለልና ። አቶም ሳክስፎኒስት ናይ ብሃኪ ወናምት 100%

  • @maranatamaranata9274
    @maranatamaranata92743 жыл бұрын

    እንታይ ዝዓብስ ድቃስ ነዚ ጥዑም፡ዕላልን ጣዕመ ዜማታትን ምስማዕ ይሓይሽ። ባባ ሰልየ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ። ኣራራት ድማ ክብርን ምስጋናን ምስ ኩሎም ሙዚቀኛታትን መሳርሕርኩምን። ከም ለበዋ ግን ኹሉ ደርፍታት ናይ ባባ ሰልየ ተሓዲሱ ኣብ ቻነልኩም ክትጽዕንዎ ይላቦ። ብልቢ የ ዝፈትወኩም ደቂ ኤረይ መዓረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕💕💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @starthegunners7089
    @starthegunners70893 жыл бұрын

    Legande 👍 ንበረልና❤️🇪🇷 ጉጅለ ባንዲ ዋዜማ ኣብ ርእሲ እቲ ጽቡቕን ግሩሙንዝኾነ ህርመት ሙዚቃኹም ከም መለለይኩም ክኣ ሓደ ዓይነት ልብሲ እንተትለብሱ ከመይ ጽቡቕ ኔሩ::

  • @rigatathome9849
    @rigatathome98493 жыл бұрын

    ዋዋዋዋዋዋዋውዋውዋ ብቃ ብፍላይ ሳክስፎን ሕዞም ደልው ብጣዕሚ ኣድንቕዮም 🙏😍🥰❤

  • @biniamhabte7197
    @biniamhabte71973 жыл бұрын

    ከም ሎወባ ያ ኣራራት ኢንተር ተመት ን ባባ ሰሌ እተን ካሴታቱ ምሩጻት 13 ደርፈታት ናብ ሲዲ ይህቲምኩም ካዚ ዘለዋ ጸገም ደይተገላግልዋ። ብህወት ከለው ምህጋዙ ዝሃሽ ኮይኑ ይሰማኒ ። ናይ ሃንቲ ሲዲ ዋጋ 250 ክሮነር ምሰትገብርዋ ከዳማይ ኣዳጋይ ኣለኩ ። በጃኩም ገለ ግበሩ። ቢንያም ካብ ሽወደን።

  • @selamaterena6717

    @selamaterena6717

    3 жыл бұрын

    Ane keman kgeza eye

  • @milliasli1635

    @milliasli1635

    3 жыл бұрын

    ❤️❤️❤️ anabes deki ereyy abona eyu jegna keman

  • @metkelgebrehiwet5387
    @metkelgebrehiwet53873 жыл бұрын

    The Man of Modern Eri Music.The way He sings and smile is really attractive.GBU Legend.🥁🎤🎻🎸

  • @leleygilay3002
    @leleygilay30023 жыл бұрын

    ዘመን ክምለስ ዘመናዊ ዜማታት ሃገርና ይምለስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩቡር ስነ ጥበባዊ ሰሎምን ( ባርያ)

  • @abduahmedin2137
    @abduahmedin21373 жыл бұрын

    ኣኻእሎ ይሃብካ ክቡር ኣያና ብጣዕሚ ከቢድዩ ግን ፍቃድ ፈጣሪ እዩ ኣጆኻ በርትዕ

  • @tatihara5892
    @tatihara58923 жыл бұрын

    ኣኽ እዛ ጨናዊት ዓለም እባ ናይ ኢድኩም ከይረኸብኩም ገዳይም ስነ ጥበባውያን ሃገርና ገሌኹም ገዲፍኩምና ከይድኩም ገሌኹም እርጋን ኣርኪብኩም ባባ ሰሌ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ስራሓትካ ኣብ ደቅኻ የርእኻ እማሓሰይ ዝኾነ ስነ ጥበብ

  • @tokorentertainment
    @tokorentertainment3 жыл бұрын

    ንበረለይ ክበረለይ ኣያይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷ምዓረይ ወርቂ ቡሻ ዕድመን ጥዕናን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ይሃበካ ኣያይ ምዓረይ 🕌🙏⛪🇪🇷🇪🇷🇪🇷ደርፍታትካ ፍጹም ኢዮም ዘይምነዉ

  • @fthawitmengstab7906
    @fthawitmengstab79063 жыл бұрын

    ንባዓልቲ ቤትካ ኣብ የማኑ ይቀበላ ንዓኻ ካኣ ክቡር ኣያና ምስ ደቅኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፡ ኣብርሃም ልክዕ ንስሙ ዝመስል ሰብ(ዘፍ፡ 17፡4-5 ንስኻ ኣቦ ብዙሓት ህዝብታት ክትከውን ኢኻ ፡ኣቦ ብዙሓት ህዝብታት ጌይረካ ኢየ እሞ ፡ ኣብርሃም ድኣ እምበር ደጊም ስምካ ኣብራም ኣይጸዋዕ። እግዚኣቢሄር ጸጋኻ ይብዝሓዮ

  • @Sami-jj7rn
    @Sami-jj7rn3 жыл бұрын

    ድሓን እተው እዝንና ብጋይላ ጸሚምና ዝቅነና ጥዑም ኣስሚዕኩምና,እንቃዕ ብድሓን ተመለስካና ባባ ሰሌ ♥️🙏

  • @mullerstyeldada2172
    @mullerstyeldada21723 жыл бұрын

    ናይብሓቂ ዝገርም ኢዩ ከምዚ ዓይነት ዝአናዊ ሙዚቃን ትሕዝቶ ዘለዎ ድምጻውያን ከለውናስ ጨርባሕባሕ ዳቀረብኩም ጸባብ ዳባር ኣምሲልኩሞ ነይርኩም ነዚ ጥበብ ክኡቡር ኣቦና ሰለሙን ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልካ ኣብሪሂሞ ድማ ናይብሓቂ ኣብተምጾኦም ሰባት ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቀካ በርትዕ ከምዚ ገይርካ ዓበይቲ ስነጥበባውያን ሪሒቆም ዝነበሩ ብምጻኣካ ካየመስገንኩካ ክሕልፍ ኣይደልን ኢየ ።🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥

  • @user-pc9wk2vf1k
    @user-pc9wk2vf1k3 жыл бұрын

    ባባ ሰሌ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ፡ ክንደይ ይጥዕም እዩ ከ እቲ ድምጹ ።

  • @freedomhaile8307
    @freedomhaile83073 жыл бұрын

    ኣየና ባርየ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ብሓደሸቲ ዜማታት ክትመጸና ብሃንቀውታ ክንጽበ ኢና፡፡ ብፍላይ ምዞም ሙዚቄኛታት ብጣዕሚ ስሓብቲ ሱጡማት ኣናብስ ምስኦም ሓቢርካ ክትሰርሕ ክንጸበ ኢና miss u ደቂ ኤረይ

  • @ghereruessom4568
    @ghereruessom45683 жыл бұрын

    ዋይ ጥዕም ጊዜ ከሎ ከምዚ ሎሚ ምስ ንፈትዎም የዕርኽትና ብሂወት ኢንዳሃለዉ ዘሕለፍናዮ ሂወት ንድሕሪት መሊስካና ስሌ ሓወይ ክብረት ይሃብካ ኢድመን ጥዕናንን ይሃብካ ፈጣሪ

  • @eritrea8133
    @eritrea81333 жыл бұрын

    ንመዋቲት መንግስተ ሰማይ የዋርሳ ንዓኩም ከኣ ጽንዓት ይሃብኩም

  • @user-uq9mz2tc9e
    @user-uq9mz2tc9e3 жыл бұрын

    ኣጆካ ሰለሙን ኣቦናን ሓዉናን። ዕዲመን ጥዕናን ን ምነየልካ ምስ ደቅካ። ፈጣሪይ ምሳኩም ይኩን።

  • @user-ww6bf8qd8n
    @user-ww6bf8qd8n3 жыл бұрын

    ኣየ ወ ጥበብ ሲ ኣብዚ እንሃለ ኣብዚ ሕጂ እዋን ክኣ ብ ድራም ጥራሕ ርእስና ተናዊጹ ክቡር ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሕጂ ውን ኣሜን

  • @user-fx6ys6yd6m
    @user-fx6ys6yd6m3 жыл бұрын

    Solomon Barya one of the best tigringna artists. We love you so much . Down Down Dictator Essaias . እዞም ጀጋኑ ስነጥበባውያን ሃገርና ጻዕሮም ፍረ ከይረኣናሉ ግዜ ሓሊፉ ብሰንኪ ህግደፍ።

  • @AbEsG1889
    @AbEsG18893 жыл бұрын

    ዋውውውውውውውው እዚ ኣቦ ድምጹ ዘይኣርግ ደስ ክብል ፡ ናይ በሓቂ ድምጺ ውዱእእእእ ዕድመን ጥናን

  • @Balla291
    @Balla2913 жыл бұрын

    Wwww what a Gold Sound ✊ legend is back 🇪🇷😍

  • @user-gc8uv8dj7v
    @user-gc8uv8dj7v3 жыл бұрын

    ንኣቦና ኣጆኹም ንበሎ በጃኹም ንሰብ ተስፋ እዩ ዘንብሮ ኣጆኹም ኣቦና

  • @elihameilu1664
    @elihameilu16643 жыл бұрын

    ደስ ዝብል ታሪክ እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጽቡቅ ናይ ደቅካ የርእካ

  • @tikesolomun3712
    @tikesolomun37123 жыл бұрын

    ኣነ ቀንዲ ደስ ዝበለኒ ዘመናዊ ብምኻኑ የቀኔልና ኮቡር ስነ ጥበባዊ ሶሎሙን ክብሪ ንዓኻ

  • @fidelpe3570
    @fidelpe35703 жыл бұрын

    ሓርበኛ ሰለ ንበር ክበር 🇪🇷✍️💪

  • @makdaweyni4743
    @makdaweyni47433 жыл бұрын

    እግዚኣቢሀር ሙሉእ ጥዕና የሃብካ ምስ ሙሉእ ስድራቤትካ ክቡር ስነ ጥበበኛ ሰሌ

  • @yohannessereke2231
    @yohannessereke22313 жыл бұрын

    ክቡር ሰሎሞን ባርያ፡ መምህር ናይ ሂወት ኢካሞ፡ ካባካ ብዙሕ ተሞኺርና ኣለናሞ ፡ የቀንየልና

  • @shaebiyawi2197
    @shaebiyawi21973 жыл бұрын

    Those X saxophone boy's Kef Zelewom deqi halal meret💛💚💙❤ I love them to see they enjoying doing good job

  • @mubianosile1013

    @mubianosile1013

    3 жыл бұрын

    Mara kea ember nfuat

  • @shaebiyawi2197

    @shaebiyawi2197

    3 жыл бұрын

    @@mubianosile1013 yeah I also Enjoying to see them.... Really 💙 des kibluka

  • @lifeiseasysmile2215

    @lifeiseasysmile2215

    3 жыл бұрын

    mekeret wesikomulu 😘😘😘😘😘

  • @tesfayokubamaryam4422
    @tesfayokubamaryam44223 жыл бұрын

    Ararat E. ጽቡቅ መደብ ከመዚ ገይርኩም ሞራልን ተስፋን ምሃብኩም ከምዚኦን ዝመስለሉ ደረፍቲ ተስፋ ዝግብኦም እዩ ካልእ ውን ንጽበ።

  • @saraestifanos5044
    @saraestifanos50443 жыл бұрын

    ዓለም ጎዶሎ ያ አደኹም ሲእንኩም። ሰል ዕዲመን ጥዕናን አምላኽ ይሐግዝኩም ❤️🙏🏾

  • @dawithagos4781
    @dawithagos47813 жыл бұрын

    ገዲም ተጋዳላይ ሰሌ ባርያ ትሑት ሙቅሉል ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ምስ ደቅኻ ነዚ ዘመናዊ ሙዚቃኻ ኸአ ብዑቱብ ንኽትቅጽሎ ይላበወካ

  • @yacob.k6884
    @yacob.k68843 жыл бұрын

    What nice Jornalist full respect GBU and Sala ur Legend...Sakesfonist really 100% perfect 👌👌👌👌🎷🎷🎷🎷🎷

  • @hiritihaile4068
    @hiritihaile40683 жыл бұрын

    ባርያ ሽኮር ምስ ብሩኻት ስድራኻ ዕድመን ጥዕናን።

  • @romatela7057
    @romatela70573 жыл бұрын

    ሰሌ ናይ ሎሚ ዕላል ተወዲአ ደስ እንዳበለና ሰሚዕናዬ ዘቅጽል ከአ ብተረበጽ ንጽበ አለና አጆካ ከምቲ ዝበልካዬ በደቅካ ሕቡን ስለዝኮንካ ጻማኪ እሱ እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም ምረት ሂወት ብሞራል እዩ ዝስገር ከምዛ ዘለኩማ ሞራልኩም ክምህ አይበል አብርሃም ሐውና ከአ ዕድሜካ ንእሹቸይ ስራሕካ (ቁም ነገርካ)"ግን ዓቢ አምላክ ብርክክክክ የብልካ ንብሙሉአትኩም ዋዜማ ባንድ thank you so much all bless you

  • @luwamhagos3636
    @luwamhagos36363 жыл бұрын

    Baba solomun you era the Hero for every things u era god farther and nice person.

  • @fazumazuzaki9223
    @fazumazuzaki92233 жыл бұрын

    Nay bhaki Sele Mzgeshe aygyeshin eiu.Nkbrti bealti betka Mengsti semay ywarsa🙏

  • @nopenot4058
    @nopenot40583 жыл бұрын

    A wonderful story. interesting young boys the future is bright inherit the art of you father he is hero not only for you but for the whole nation and stay positive and thanks for your hamble history.

  • @hyabfkri3790
    @hyabfkri37903 жыл бұрын

    Halalat sne tbebawyan na edmen tenan yhabkum selemun barya kea nberelna zeytdgemu werkawyan 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yakobadenay3233
    @yakobadenay32333 жыл бұрын

    Wowwww dake Eri ybel akrarba everything 100% really barya Egziabher Eidmen tenan yhbka bflay ka saxophone 🎷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏

  • @hermelayosief9733
    @hermelayosief97333 жыл бұрын

    live music 🎶 wowwww we need this kind of musician and singer wow I am amazed by you guys deki 🇪🇷 shikorinatat ayni abaykum yidefen .

  • @hermelayosief9733

    @hermelayosief9733

    3 жыл бұрын

    saxophonists kef alokum

  • @maazaaraya8776
    @maazaaraya87763 жыл бұрын

    ሰሎሙን ሓውና ኤንቋዕ ሕኣጎሰካ ኣብቲ ጥዑም ድምጽኻን ተኦኩሮዃን ተመለስካ፡ ዕድመን ጥዕናን የብካ። መንግስቴሰማይ ይዋርሳ ንባዓልቲ በትካ ጽንዓት ውን ንዓኻ።❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🙏❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪

  • @habtomsemere6095
    @habtomsemere60953 жыл бұрын

    ገዲም ስነጥበባዊ ኣቦና መሳጢ ስራሕ ሙና ኣብ ኤረይ ይሰምዓ ኔረ ንሳጥራይ ይመስለኒ ኔሩ ኣብሪሂሞ ድማ ብልቢ ኢየ ዘመስግነካ

  • @SabagualEri
    @SabagualEri3 жыл бұрын

    ደስ ዘብል ጠባይ ዘለዎ ቱሕት ፈቃር ርስበከት ዘለዎን ዝነበሮን ኣብ ብዓልቲ ቤቱ ጀግና ሓርበኛን ስነ-ጥበባዊ ሰለሙን ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ። Thank you so much God bless you and your family. Thank you Abraham bring the legend of Eritrea.

  • @neamagualasmara175
    @neamagualasmara1753 жыл бұрын

    Kemziom. Deqeka. Rea. Ayfeleten. Lebamat nefuat. Kubur Barya Temreqka eka 👏🌹🇪🇷👍

  • @ghideyaraya5081
    @ghideyaraya50813 жыл бұрын

    ሰልየ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ እግዚኣብሄር

  • @luwamhagos3636
    @luwamhagos36363 жыл бұрын

    Abrhmo perfect journalist and nice person in side and outside thanks provo 100%

  • @eritreanabey5628
    @eritreanabey56283 жыл бұрын

    Abraham, God bless you brother for this amazing work and I thank God for the wisdom God gave you.

  • @selamweldu3974
    @selamweldu39743 жыл бұрын

    Kudos to the musicians!!! Woah amazing job , continue please !

  • @meksebarafaine3723
    @meksebarafaine37233 жыл бұрын

    We love you baba selie, amlak msaka yikun. Abrham kae btaemi abnetawi menaesey, bhaki nfuae. Amlak brk yeblka

  • @hagerdawit8707
    @hagerdawit87073 жыл бұрын

    Eway ktxubuku shikorinatat yehwatei!! Abrahamino thanks xubuk xirah xbuk tarik.. Zeynfelto tefltena aleka tebarek💒😉

  • @merkeb9392
    @merkeb93923 жыл бұрын

    Betami yedengxeka 😭😭😭 neberley eleyas nes gen aynebrtlynnnn ufffff

  • @samerajamel3694
    @samerajamel36943 жыл бұрын

    ኣናብስ ማራ ኣድኒቀዮም ብጣዕሚ ንፎዓት ደስይብሉኻ ኣገባቦም ማራ ይስሕቡኻ ኣጀኹም ክሓልፍ ኢዩ ኩሉ ረቢ ምሳኹም ይኹን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @user-vf8it9gn2j

    @user-vf8it9gn2j

    3 жыл бұрын

    آمين

  • @tesfit16
    @tesfit163 жыл бұрын

    What a perfect permonace his voice seems I heard harmonic proud of you baba selie ,and wawww what a brave saxophonists I'm 100% proud of them🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @shaebiyawi2197
    @shaebiyawi21973 жыл бұрын

    Thank you Abrihimo. ...Biqendu Kea Barich💚💛💙❤

  • @delaytsibuk6553
    @delaytsibuk65533 жыл бұрын

    Thanks ararat lbi ztnkf dmxawi mkrabkum thank you all ararat members

  • @rahwatesfamaryam5774
    @rahwatesfamaryam57743 жыл бұрын

    Wwwwwww ባባ ሰልየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @kesetehabte1955
    @kesetehabte19553 жыл бұрын

    እዋይ ጋል ዘየብሉ ገዛ ጸልማት ጋል ወልድና እልና ካኣ ንንዕቓ

  • @fesshakw912
    @fesshakw9123 жыл бұрын

    Wwwwwaaa betaemi xebuke mewehehade edmen tenane yehabekum fetari beflay saks hizom zelewu betaemi des yebeluka mekeskasom mara yeshebeka ❤🙏

  • @chelseaforever9905
    @chelseaforever99053 жыл бұрын

    You make me cry 😢 Legend baba solomon God be with you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @awettesfandrias3395
    @awettesfandrias33952 жыл бұрын

    Eway Eway Fkri Familie Betami xubq oh my God Ezgabher amlak edmen tenan yehabkume Ezgabher amlak

  • @mellu2751
    @mellu27513 жыл бұрын

    Big hugs and credit to Ararat Media. Well organized and detail, this is real example to know an Artist.

  • @tekaw2023
    @tekaw20233 жыл бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብሃር ኣቦና ምስ ኩሎም ስድራካ ካብ ካናዳ

  • @sarateklegiorgis9098
    @sarateklegiorgis90983 жыл бұрын

    Selie the great. God bless, nice work continue!

  • @HR-uf1zn
    @HR-uf1zn3 жыл бұрын

    ሰሎሙን ባርያ ዘይኮኻ፡ ሰሎሙን ጻሓይ ክብሉዃ ነይርዎም!! ********************* ዱሙቕ ብርሃን ናይ ወጋሕታ ተስፋኻ ዘስንቕ መጣዊ ፍሽክታ በዓል ክልተ ብልሒ ናይ ኤሬና ዋልታ መምህር ቃልሲ፡ ንፋዕ ወላዲ ሕመረት ጥበብ መንገዲ ሂወት ኣርኣያ እኻ ኣርኣያ ናይ ሰብ

  • @24Reem
    @24Reem3 жыл бұрын

    ጉዳም ድምጺ መረዎሕ ❤❤❤

  • @medhanem7588
    @medhanem75883 жыл бұрын

    ኣራራት ኢንተርሜንት ናይ ብሓቂ ብሰንኪ ሕሰም መነባብሮ ካብ ህዝቢ ተኸዊሎም ዝነበሩ ሓርበኛታት ስነ-ጥበባውያና ስለ ዘራኸብኩምና ክብሪ ይግባኣኩም ኢዩ። ። ።

  • @soliyanatesfagergish1005
    @soliyanatesfagergish10053 жыл бұрын

    Ezom saks hizom zelewus dess kbluka blbi baba selie kea edmen xnann yhabka ❤️❤️❤️👑👑👑🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @berhanemars8532
    @berhanemars85323 жыл бұрын

    ሳክስፎን ጽቡቅ ዝንቃሳቀስ ካላኣይ ረኽብካ ኣልኻ ኣጆኻ

  • @redaekibreab1983
    @redaekibreab19833 жыл бұрын

    ንዝወደቀ ሃውኻ ምልዐል ባህሊ ኤርትራውያን ኮኑ ክቅጽል ምእኒቲ ዘለና ወስ ንበል የብልናን ላክ ሸር ኣይንጋዳፎም ኣብ ገድሊ ግዚኦም የሕሊፎም ከይ ሃለፎሎም ብከርተት ክጠፉኡ የሕዚን

  • @rahwahailemikael7901
    @rahwahailemikael79013 жыл бұрын

    Akbir halal ktnebrelka nerwa😭😭😭 ajokum baba sele, naa dma geta ab yemanay edu ykebela 🙏🙏

  • @renaldorino2654
    @renaldorino26542 жыл бұрын

    ዋውውው ይበል ዲምጺ የከነልና ነዚ መደብ ዘዳለኩም ብፍላይ ባባ ሰሌ @ ከምዚ ኣይነት ደርፊ አና ሲኢና ናብ ኣምሃሪክ ገለ ንከይድ በጃኩም አዞም ናይ ሎሚ ደረፍቲ ከምዚ ተዘካሪ ደርፊ ሲርሁ ።

  • @greatstar5111
    @greatstar51113 жыл бұрын

    Ararat thank you nfetwo seb zemxakmulna

  • @amanfreta9814
    @amanfreta98143 жыл бұрын

    Nay behaki meharn azanagai ❤❤❤❤💌

  • @dawitghebru7469
    @dawitghebru74693 жыл бұрын

    Entay emo eye kubul kulu kulu tuem dimixi xubuk butaemi des zebul kexilo Seli 👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @natsnettesfay8557
    @natsnettesfay85573 жыл бұрын

    ባባ ስሌ አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስ ደቅካ ሓድ ዕድል እዩ ከምዚኦም ዉሉዳት ክትረክብ በዚ ሎሚ ግዜ እግዚአብሄር ጾጉኡ የብዝሓልኩም

  • @tesfayokubamaryam4422
    @tesfayokubamaryam44223 жыл бұрын

    ኣብ ዝቅጽል መደብኩም ሓበን ወሎዶታት ትብል ደርፊ ኣቅርቡልና ፡ኣብርሂሞ

  • @helenhsabu7262
    @helenhsabu72623 жыл бұрын

    Baba selie...nay fqry nay emnet nay tihtina abinet eka mo Amlak tienan selam yebzhalka we love❤

  • @medhanieghebru4960
    @medhanieghebru49603 жыл бұрын

    አድመን ጥናን ይሃብካ ክቡር ሰሎ ኣምላኽ ይባርካ

  • @haderazghiabay2091
    @haderazghiabay20913 жыл бұрын

    እንቋዕ ገጽ ንፈትዎ ጎይታ ጠባይን ትሕትናን ልዋህን ፈታው ሰብን ዝኾነ ስነ ጥበበኛ ሰለሙን ባርያ ረኣና፡ክቡር ሓው ድማ ነዚ ትገብሮ ዘለኻ ጽቡቕ ምንቅስቓስ ምስጋና የቕርብ።

  • @weldehiwettsegu
    @weldehiwettsegu3 жыл бұрын

    ዓለም መሰናኽል!!!!!!! ኣጆኹም ነባሪ ሂወት ስለዘየለ ንኹሉ ኣብ ግምት ኣእቲኹም ጉዕዞኹም ቀጽሉ።

  • @salmonyemane9403
    @salmonyemane94033 жыл бұрын

    🎷🎷 💯💯💯💯💯💯💯 perfect

  • @binibiney4232
    @binibiney42323 жыл бұрын

    Wedi abadi and dani betami des zebel menqesqas all musicians

  • @rahbotbella3344
    @rahbotbella33443 жыл бұрын

    ሓላል ኣቦ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @user-tz9rw5xj1q
    @user-tz9rw5xj1q3 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ኩሉ ደስ ዝብል ኢኹም ተቅርቡልና ኣራራት ኢንተርተመንት፡ ብዝያዳ ከኣ ነቶም ገዳይም ስነጥበባውያን ተጋደልትን ኣቦታትና ብሂወት ከለዉ ኣቅሩብልና በጃኩም እቲ ታሪኽ ካብኦም እንተዘይረኪብናዮ እንታይ ሒዝና ኢና ጽባሕ ክንምልስ ናይ ኣቦታትና ኹላቶም፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣያታትና፡ ደስ ዝብል ባባ ሰሌ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስ ደቅኻ

  • @senaitteame740
    @senaitteame7403 жыл бұрын

    Wow wow Nice music we miss you

  • @rufta.
    @rufta.3 жыл бұрын

    🇪🇷 God bless you Sole wedi ERi

  • @Hzbawit
    @Hzbawit3 жыл бұрын

    Ararat tv you doing an exellent wor🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👌

  • @wintagebreyesus7195
    @wintagebreyesus71953 жыл бұрын

    One of the best entertainment keep shinning ararat entertainment nuch love

  • @avigebre4857
    @avigebre48573 жыл бұрын

    Wwww amazing edme yhabka fetari

  • @mellu2751
    @mellu27513 жыл бұрын

    He is so sweet.

  • @yordaweldensa7943
    @yordaweldensa79433 жыл бұрын

    Harbeja abo memher nay hiwet edme tina haba fetari

  • @redaebirhane4015
    @redaebirhane40153 жыл бұрын

    Waaaw nice singer musicians etom saxfonat kea bzyada kef alekum I really appreciate you guys niud music

  • @hab_eri9979
    @hab_eri99793 жыл бұрын

    Perfect nifetwo seb amxikulmna

Келесі