Gere emun part 164 | ገሬ እሙን ክፋል 164

Комедия

ገሬ እሙን አፕሊኬሽን 👉👉 play.google.com/store/apps/de...

Пікірлер: 1 000

  • @samawiwenam1561
    @samawiwenam15613 ай бұрын

    ኣብስደት ዘለና ዓድና ንምለሰሉ ስድራና ገጽና ዝርኢሉ የምጽልና ፍጣሪ ቡሩኽ ሰንበት🙏,ነዛ ኮምነቲ ተንብብ ላይክ ኣግርጭው,

  • @fanafani2638

    @fanafani2638

    3 ай бұрын

    ኣሜን ወለላይ❤ ሳፕስክራይብ ግበርለይ❤

  • @samawiwenam1561

    @samawiwenam1561

    3 ай бұрын

    @@fanafani2638 ሊንኪ ስደድለይ ጽብቂ ሓፍተይይ

  • @JcGx-yo8fl

    @JcGx-yo8fl

    3 ай бұрын

    ኣሜን ማዓረይ ገፅ ወለድና የርእየና🎉❤❤

  • @user-cb6hy6fz2v

    @user-cb6hy6fz2v

    3 ай бұрын

    ❤አሜንንንን ምቅርተይ ገፁ ወለድና ይሪኢና 🙏🙏🙏🤲❤❤❤

  • @drfg1001

    @drfg1001

    3 ай бұрын

    ኣሜን❤

  • @tekichowe
    @tekichowe3 ай бұрын

    ይኮኖ!!😢 ኣዶ ትግራይ ሓዘና ይኮኖ ወላድተይ ፀጉራ ትቆኖኖ😢💔 ብሽም ሙሉብርሃን ፍስሃ (ዋሪ)ላይክ ሃብኒ❤️💛❤️

  • @KiyaHafi

    @KiyaHafi

    3 ай бұрын

    ተክቾ ይኾኖ😢

  • @tekichowe

    @tekichowe

    3 ай бұрын

    ሳክስክራይብ ግበሪለይ እምበይተዋ🥰​@@KiyaHafi

  • @Hareg675

    @Hareg675

    3 ай бұрын

    እወ ይኾኖ መን እሞ ሰማዒ😥😥😥 ግንሲ ወዮ ኣምሓራይ ዶ ኣይነበርካን😂😂😂😂

  • @tekichowe

    @tekichowe

    3 ай бұрын

    @@Hareg675 ከተፍቅርኒ ኣትከታተልኒ😂

  • @Hareg675

    @Hareg675

    3 ай бұрын

    @@tekichowe ኖርማል😂😂😂 ተታሐ ዝብል ደርፊ ከይትጋብዘኒ ግን😂😂😂

  • @KiyaHafi
    @KiyaHafi3 ай бұрын

    well come ዳገሬ እሙን ሽኮራት ❤ላይክ ቃሕኢሉኒ ጥንስቲ እየሞ😌ለይኹኒ ጋይስ

  • @fanafani2638

    @fanafani2638

    3 ай бұрын

    ሳፕስክራይብ ግበርለይ ናተይ❤

  • @user-sx4nj9gb8l

    @user-sx4nj9gb8l

    3 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤😂

  • @Slama-yv2ei

    @Slama-yv2ei

    3 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @selamSelam33-ll1bs

    @selamSelam33-ll1bs

    3 ай бұрын

    ዶ😂🤣

  • @HabeshaLyrics1213

    @HabeshaLyrics1213

    3 ай бұрын

    😂

  • @user-ej8vy7jr2u
    @user-ej8vy7jr2u3 ай бұрын

    ሃረር ኢልኩም ክትጽበይዋ ዝጸናሕኩም ኣብዚ ርገጽ 👍

  • @Askaltube

    @Askaltube

    3 ай бұрын

    ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤

  • @user-xt1jk4dm6h
    @user-xt1jk4dm6h3 ай бұрын

    ድምጺ ተጋደልትና ይሰማዕ ክብሪ ንሃቦም🎉❤

  • @Askaltube

    @Askaltube

    3 ай бұрын

    ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤

  • @user-xt1jk4dm6h

    @user-xt1jk4dm6h

    3 ай бұрын

    Eshi gerlki🎉❤

  • @__-wj7zq
    @__-wj7zq3 ай бұрын

    _ማርሓባ እንዳ ገሬ ጽሩያት 🥰 እናተፀበኹም ዝዋዓልኩም 👍ፀፍዕኩም ሕለፉ😟😁_

  • @fanafani2638

    @fanafani2638

    3 ай бұрын

    ክብረተይ ሳፕስክራይብ ግበርለይ❤

  • @user-yy8yx8yn8x

    @user-yy8yx8yn8x

    3 ай бұрын

    @@fanafani2638 አሰሺ ስክለ ማዓረይ

  • @AaSs-gx6nj

    @AaSs-gx6nj

    3 ай бұрын

    🤚✋ፅፍዕት😂😂

  • @AbebaGhebrab

    @AbebaGhebrab

    3 ай бұрын

    Q❤

  • @MelesMeasho-tv6gu

    @MelesMeasho-tv6gu

    3 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ጌረልካ ኣለኹ ሳብስክራይብ ግበረለይ

  • @user-dq5kv7bz2q
    @user-dq5kv7bz2q3 ай бұрын

    ብሩኽ ሰንበት ይግበረልና ተጋሩዋይ ሰደትና የሕፀረልና ብፍላይ ኡስራት ኣሕዋትና መዋፅእቲ ይፍጠረሎም ፈጣሪ😢

  • @Askaltube

    @Askaltube

    3 ай бұрын

    ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤

  • @user-dq5kv7bz2q

    @user-dq5kv7bz2q

    3 ай бұрын

    ​@@Askaltubeገይረልኪ ክብርተይ

  • @HayelomNawy-sh6dj
    @HayelomNawy-sh6dj3 ай бұрын

    አረ አነ እኮ ዝገርመኒ ድራማ ምርአይ ዘይፈትው ናትኩም ፊልም ግን ደስ እንዳበለኒ ይከታተሎ እየ 🥰🥰🥰🥰

  • @Askaltube

    @Askaltube

    3 ай бұрын

    ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤

  • @DwedDadd-mv3ev

    @DwedDadd-mv3ev

    3 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @user-ji5eg7bs9z
    @user-ji5eg7bs9z3 ай бұрын

    ኣንካዕ ብሰላም መፃእኩም ናይ ባእታ ማርያም እስኪ ላይክ ሃብኒ ኣሕዋት ብሩክ ስንበተ ይግበረልና❤❤❤

  • @Askaltube

    @Askaltube

    3 ай бұрын

    ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤

  • @mbbmbbb7519

    @mbbmbbb7519

    3 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክብርተይ❤❤❤❤

  • @user-ji5eg7bs9z

    @user-ji5eg7bs9z

    3 ай бұрын

    @@Askaltube እሺ ዝያዳይ

  • @AsAs-kv3lq
    @AsAs-kv3lq3 ай бұрын

    ደቅ ሓላል መሬት መልካመ ሰንበት ❤️🙏❤️🙏

  • @fanafani2638

    @fanafani2638

    3 ай бұрын

    ኣሜን ዝያዳይ❤ ሳፕስክራይብ ግበርለይ❤

  • @AsAs-kv3lq

    @AsAs-kv3lq

    3 ай бұрын

    ኣባራታቱዑዋ ደቅ ዓደይ ንዛ ሓፍትና ኩሊና እሰከ ሳቨሰክራይብ ንግበረላ ❤❤🎉❤

  • @fanafani2638

    @fanafani2638

    3 ай бұрын

    @@AsAs-kv3lq እፍፍ ሰብ መክሰብ ፈጣሪ የክብረለይ ከምዝይ ኢልኪ ጥዑም ልሳንኪ ዘቅረብክለይ ናዓይ ዓብዪ ደስታ ፈጢሩለይ የክብረለይ ቃላት የብለይን መን ከምዝይ ይብለካ😥😘😘

  • @AsAs-kv3lq

    @AsAs-kv3lq

    3 ай бұрын

    @@fanafani2638 ኣጆኪ ዝሓፍተይ እት ትሓስብዬ ትብፅሕ እኪ ተሰፍ ዝይ መቁራፅ እዬ ዋና 🙏🙏❤️❤️🙏🙏

  • @AsAs-kv3lq

    @AsAs-kv3lq

    3 ай бұрын

    ​@@fanafani2638ኣጆኪ ዝሓፍተይ እት ትሓሰብዩ ትብፅሕ እኪ ተሰፍ ዘይሙቁራፅ እዩ ዋና ❤❤🙏🙏❤️

  • @Eritrea20431
    @Eritrea204313 ай бұрын

    ለይክ ሃቡኒ ኣሕዋተይ ብግዴታ ይምርዖ ኣለኹ መጻናንዒ እንተ ኾነኒ😩❤እንቋዕ ብሰላም መጻኹም ድማ ጎሮቤታችን ማዓረይ❤❤❤

  • @rahelestif2112

    @rahelestif2112

    3 ай бұрын

    😂😂😂...ሎሚ ዶ ግዴታ ዝበሃል አሎ እዩ?

  • @user-fz7gb1ey9f

    @user-fz7gb1ey9f

    3 ай бұрын

    ርሑስ ጋማ ላበልና ኢና❤😂

  • @user-rs8bd8un8y

    @user-rs8bd8un8y

    3 ай бұрын

    ብግዴታ መርዓለዶ ኣሎ እዩ ለኮነ ኮይኑ ርሑስ ጋማ ጎሮቤታችን😔👰

  • @user-xj6ul3tj1u

    @user-xj6ul3tj1u

    3 ай бұрын

    ርሑስ ጋማ😂 ምስ ኣትክዮ ክትፈትዮ እኪ

  • @user-hd5in9ql3e

    @user-hd5in9ql3e

    3 ай бұрын

    😂😂😂ኣታ ክንደይ ተዛራቢ እየ እኞ

  • @tmmchannel551
    @tmmchannel5513 ай бұрын

    ነዛ ፅሕፍቲ ተንብቡ ብምልእኩም እግዚአብሔር ካብ ክፉእ ይሓሊኩም ሰደትኩም የሕፅረልኩም ምሰ ትፈትውዎም ሰድራኩም የራክብኩም ኣሜን 💕🙏💞🌿💕💞💞🌿 ኣሕዋተይ ኣብዛ ፕሮፋይለይ ፀቂጥኩም ሳብሰክራይብ ግበሩለይ ክቡራት ኣሕዋተይ 💞💕💕🌿🌿🌿💞💞💕

  • @tsehayeberhe4449

    @tsehayeberhe4449

    3 ай бұрын

    Amen

  • @mjou123khjt2

    @mjou123khjt2

    3 ай бұрын

    ኣሜን🙏

  • @user-sw8xh2rq5r

    @user-sw8xh2rq5r

    3 ай бұрын

    ኣሜን

  • @user-up5hq4of7u

    @user-up5hq4of7u

    3 ай бұрын

    ኣሜን ❤❤

  • @user-cu2if6ro1s

    @user-cu2if6ro1s

    3 ай бұрын

    ኣሜን(3)🙏

  • @zamzammohammed9789
    @zamzammohammed97893 ай бұрын

    ፍትሂ ንሰራውትና ፍትሂ ንህዝብና ፍትሂ ኣብ ሱኡድ ኣረብ እስርቤት ዝሳቀዩ ዘለው ኣህዋትና😢😢😢

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    3 ай бұрын

    ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳስክራይብ ግበሩለይ ብሩካተይ

  • @user-xt1jk4dm6h
    @user-xt1jk4dm6h3 ай бұрын

    ንፋቐርዶ ኣለና ንተሓላለ 👍ግለጹለይ I like u ❤❤❤

  • @fanafani2638

    @fanafani2638

    3 ай бұрын

    ሳፕስክራይብ ግበርለይ ወለላይ❤❤

  • @user-sx4nj9gb8l

    @user-sx4nj9gb8l

    3 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @user-ri4qk9dj9c

    @user-ri4qk9dj9c

    3 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤🎉

  • @user-xt1jk4dm6h

    @user-xt1jk4dm6h

    3 ай бұрын

    ​@fanafani2638 eshi gerelki🎉❤

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    3 ай бұрын

    ​@@user-sx4nj9gb8lፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳስክራይብ ግበሩለይ ብሩካተይ

  • @merrymerry4939
    @merrymerry49393 ай бұрын

    እንካዒ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩዋይ እስክ ብስም ለምለም ዓይነይ ❤ሃብለይ🙌

  • @Askaltube

    @Askaltube

    3 ай бұрын

    ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤

  • @bestebeste5137
    @bestebeste51373 ай бұрын

    በጃኩም እንዳ ገሬ እሙን ድምፂ ኣብ ስዑዲ ዓረብ እስርቤት ዝሳቀዩ ዘለው ኣሕዋትና ንኩን 😢😢😢😢😢😢😢

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    3 ай бұрын

    ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ብሩካተይ

  • @Umkevima
    @Umkevima3 ай бұрын

    እንካዕ ብዳሓን መፀኣኩ ተጋሩዋይ❤❤❤

  • @Askaltube

    @Askaltube

    3 ай бұрын

    ሳብክራይ በልለይ ማዓረይ❤

  • @brktihagosgaltigray1027
    @brktihagosgaltigray10273 ай бұрын

    ፎሎ በሉኒ ተጋሩዋይ 1000 ፎሎ እንተረኺበ ዝገርም ፕሮግራማት ክሰርሓልኩም'የ❤❤❤

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    3 ай бұрын

    ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ብሩካተይ

  • @user-zs1rr4bo6c
    @user-zs1rr4bo6c3 ай бұрын

    ድምጺ ድምጺ ኮኑዋም ንቱም ኣብ እሱር ስዑዲ ዓረብ ዘለዋ በጀኹም እንዳ ገሬ እሙን ኢና ብጣዕሚ እዩ ዝፈትወኹም ተጋሩ❤

  • @user-km3qr7ni4q
    @user-km3qr7ni4q3 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩዋይ ሰናይ ዕለት ሰንበት ይግበረልና ላዓድናን ህዝብናን እውን ሰላምን ምሕረትን ይላአኸልና አብ ፈቀዶ እሰርቤት ዝሳቀለው ወገናትና መዋፅኢ ይፍጠረሎም ልቶም መእንተ ህዝቦምን ዓዶምን ክብሉ አካሎም ዝጎዶሎ ጀጋኑና ውን እግዚአብሔር አምላክ ፍትሒ የውርደሎም 😢😢❤❤😢

  • @Askaltube

    @Askaltube

    3 ай бұрын

    ኣሜን ማዓረይ💞ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💝

  • @meri.Tgraweyti
    @meri.Tgraweyti3 ай бұрын

    ኣንሻብኹም😂እዙኹሉ ኮሜንት😅 እንኻዕ ዳሓን መፃኹም እዳ ገሬ ኻሙኡ እዉን ደቒ ሓላል መሬት ተጋሩ💛❤መኸራ ህዝብና ኣብቒዑ ትንሳኤ ሃገረ ትግራይና💛❤የረእየና😊ብሩኽ ሰንበት

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    3 ай бұрын

    ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳስክራይብ ግበሩለይ ብሩካተይ

  • @user-sd8bw7jx7u
    @user-sd8bw7jx7u3 ай бұрын

    ኣረ ፍትሕይ እስርቤት ዘለዉ ኣሕዋትና ናበይ ኸድና እና ነጠርዖ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    3 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበሩለይ ሓላላተይ

  • @kalaeleni6342
    @kalaeleni63423 ай бұрын

    𝑤𝑒𝑙𝑙 𝑐𝑜𝑚𝑒 𝑒𝑛𝑑𝑎 𝑔𝑒𝑟𝑦𝑒 𝑒𝑚𝑢𝑛❤️♥️ 🤣መበል 146 እየ ላይክ እስኪ ገጭኒ አቱም ህዝቢ😁🤣

  • @Askaltube

    @Askaltube

    3 ай бұрын

    ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💞

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    3 ай бұрын

    ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳስክራይብ ግበሩለይ ብሩካተይ

  • @mili1821
    @mili18213 ай бұрын

    # ፍትሒ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዝርከብ ወገናትና በጃኩም ድምፂ ኩኑና ይብሉ ኣለው ኣብ ጭንቂ ዘለው ኣሕዋትና🥺🙏🙏

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    3 ай бұрын

    ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ፍቱዋተይ

  • @alainuaealain1230
    @alainuaealain12303 ай бұрын

    ብትፅቢት እየ ምይተ ነይረ እሞ ተመሰገን እንኾዕ ብሰላም መፃአኩም ቀዳመይቲ ባዓለይ 💕💕💕🙏🙏

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    3 ай бұрын

    ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ብሩካተይ

  • @salamaa668
    @salamaa6683 ай бұрын

    ኣስይ ተሓጉሰ እንካዕ ሃሪግ ጓል ቃሽ መፀት😂😂😂😂😂ናተይ ሓሳብ እዩ ነይሩ😊😊😊 ንቤቲ ወን ክትሪእያ ኣለዋ በቃ ሃሪግ ጓል ቃሽ ትምቸየኩም ላይክ ሃብኒ❤

  • @user-gy3he5yf3n

    @user-gy3he5yf3n

    3 ай бұрын

    Ane niaku msaki❤❤❤ zfotya

  • @ggcf1371

    @ggcf1371

    3 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @Abilovetube742
    @Abilovetube7423 ай бұрын

    ነዛ ፅሕፍቲ ተንብብ ዘለካ /ኪ ፈጣሪ ካብ ኩፉእ ይሓሊኩም ስደትኩም የሕፅረልኩም ገፅ ትፈትውዎም ስድራኩም የርእይኩም 🎉🎉🎉 ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኩቡራተይ 🎉🎉🎉ኣሕዋተይ

  • @user-cb6hy6fz2v

    @user-cb6hy6fz2v

    3 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን🤲🙏🙏🙏🙏

  • @user-vb7kq8jt4f
    @user-vb7kq8jt4f3 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም እንዳ ገሬ ዓይነይ ዝተቀደስን ዝተባረከን ሰንበት ይግበረልና❤❤🌿💐🥀💝🌺

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    3 ай бұрын

    ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳስክራይብ ግበሩለይ ብሩካተይ

  • @seyumhaile4711
    @seyumhaile47113 ай бұрын

    ቤቲ ዘፍቅርር ላይይክክክ ርግጽጽጽ ኣቢልኩምኒ ሕለፉ

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    3 ай бұрын

    ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳስክራይብ ግበሩለይ ብሩካተይ

  • @EtadaErada-rs9bz
    @EtadaErada-rs9bz3 ай бұрын

    ፍትሒ ንጀጋኑ ተጋደልና tdfy😢🥺💔ቀፅልሉ ብሩኻተይ በተለይ ድምፂ ህዝብን ተጋደልትን ምዃን ኸይትርብርቡ💔

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    3 ай бұрын

    ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ብሩካተይ

  • @user-gy3he5yf3n
    @user-gy3he5yf3n3 ай бұрын

    ሃረገ ወይኒ best actress❤ይሞቸኪ😂 ኣባርዕያ ጉዳይ😂😂

  • @emnetberhe
    @emnetberhe3 ай бұрын

    እንኮዕ ብሰላም መፃኹም ተፈተውቲ ቤቲ ና ገሬየ ይተዓረቑ ትብሉ እስቲ ላይክ ሃብኒ 😔

  • @user-iv9nq4wk8c
    @user-iv9nq4wk8c3 ай бұрын

    እ ንካዕ ብሰላም መፃኩም ብርካት ስድራ ❤❤❤❤

  • @Askaltube

    @Askaltube

    3 ай бұрын

    ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤

  • @genigaljunta598
    @genigaljunta5983 ай бұрын

    ሃረገወይኒ ዙጫማካ ህጻን ቆልዓ የደቅስ ኢላቶ😀😀😀

  • @EtadaErada-rs9bz

    @EtadaErada-rs9bz

    3 ай бұрын

    😂😂😂

  • @user-wj7py6oz8f

    @user-wj7py6oz8f

    3 ай бұрын

    😂😂😂😂

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    3 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበሩለይ ሓላላተይ

  • @user-bt4ln8oi7e

    @user-bt4ln8oi7e

    3 ай бұрын

    😁😁😁

  • @user-gy3he5yf3n

    @user-gy3he5yf3n

    3 ай бұрын

    😂😂😂

  • @awetafera2102
    @awetafera21023 ай бұрын

    ችዱ ኣይትስገጡ ጓል ኣንስተይቲ ክብሪ ይሃሊኹም ሓንቲ ቤቲ የትውክለናይ መኪና ብርቂ ድዩ ሰሪሕና ግዒርና ንነብር ኢና

  • @MedhinDesta-mt5vj
    @MedhinDesta-mt5vj3 ай бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ብሩካት ዘርኢ❤❤❤🎉

  • @tekletekle8440
    @tekletekle84403 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም እንዳ ጌሬ እሙን ደምፂ ኡሱራት ሱዑዲ ዓረብ ኹኑና😢

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    3 ай бұрын

    ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ፍቱዋተይ

  • @user-bs5py2ws1z
    @user-bs5py2ws1z3 ай бұрын

    እንክዓ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩዋይ❤😍😊

  • @user-tg6gw8fv6r
    @user-tg6gw8fv6r3 ай бұрын

    ነያ ዘርኣቡርኽ፣ ኣይትንጎርዎ እምበር ፣ ኣነስ ምስ ለምለም ዓይነይ ፣ ፍቕሪ ሕቒቕ ኣቢልኒ ፣ ዝኾነ ኾይኑ ኣድናቒ ለምለመይ ዓይነይ ቀጽልዮ ፣ ኣድናቒኺ፣ ሓውኺ ኤርትራዊ እየ፣ ዘርኣቡሩኽ ብፍላይ ሓደ ካብቶም ኣድነቕኽትኻ እየ ፣

  • @rahelestif2112
    @rahelestif21123 ай бұрын

    ትኽክል ተጋደልትና ብመንግስቲ ጥራይ አይኮነን ተኻሒዶም ኮላይ ብህዝቢ እዮም ተኻሒዶም።

  • @user-bv4tb3mq3z
    @user-bv4tb3mq3z3 ай бұрын

    እማሸትይ ዘከና መዓልት 😘😘😘

  • @mihiretgebru2707
    @mihiretgebru27073 ай бұрын

    በጣም ከምወደው ድራማ በናፍቆት ነው እምጠብቀው ኑሩልን ስንወዳቹ

  • @Askaltube

    @Askaltube

    3 ай бұрын

    ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤

  • @user-bg6it3dx4u
    @user-bg6it3dx4u3 ай бұрын

    ብሩኽ ሰንበት ብሩኻተይ🍀🥰

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    3 ай бұрын

    ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ፍቱዋተይ

  • @sdiu263
    @sdiu2633 ай бұрын

    እንዕዃ ዳሓን ምፅኩም❤❤❤❤❤

  • @user-ly9wk2ed7q
    @user-ly9wk2ed7q3 ай бұрын

    እዳ ገረየ እንኳዕ ብሰላም መፃእክም ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-fz7gb1ey9f
    @user-fz7gb1ey9f3 ай бұрын

    ራፐረይ ግን ድምፅካ ማራኪ እዩ👌😌😍❤

  • @Askaltube

    @Askaltube

    3 ай бұрын

    ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💝

  • @user-fz7gb1ey9f

    @user-fz7gb1ey9f

    3 ай бұрын

    @@Askaltube ኢለኪ ሓፍተይ😍

  • @Oneforall-ux3iw
    @Oneforall-ux3iw3 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ክቡራተይ❤❤❤❤❤

  • @MeriYube
    @MeriYube3 ай бұрын

    እንኳዕ ሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤

  • @user-cb2tr4cd9m
    @user-cb2tr4cd9m3 ай бұрын

    ሎሚ ባዕለይ ቀዳማይ ብሩኽ ክርስቲያን ይግበረ ለና ደቂ ተዋህዶ

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    3 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበሩለይ ሓላላተይ

  • @fikrTube-lw8np
    @fikrTube-lw8np3 ай бұрын

    ደቅ ሓላል መሬት መልካም ስንበት❤አብ ስደት ዘለና ንዓድና ንምለሰሉ ስድራና ገፅ ዝርኢሉ የምፀልና ፈጣራ 🙏🙏ደቂ መዳመይ ስብስክራይብ ግበሩለይ ❤❤

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    3 ай бұрын

    ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳስክራይብ ግበሩለይ ብሩካተይ

  • @user-fo3sl1vy2v
    @user-fo3sl1vy2v3 ай бұрын

    ናይ ጀጋኑና ፀገም ብምልዓልኩም ብጣዕሚ ነመስግን............. ቀፅልሉ ሕብረተሰብ ይሓብሮም ጀጋኑና

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    3 ай бұрын

    ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ፍቱዋተይ

  • @user-my3mm8sg9r
    @user-my3mm8sg9r3 ай бұрын

    ናያ ዘብራኣብሩክ ዓባይ ዘረባ ተዛሪቦም ሰማዒ ተልዩስ ሐዝውን ተጋሩ ኩሉና ንዋፈር ጀጋኑና ነሐክሞም ሓደ መፍትሒ ክንገብር ኣለና☝️

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    3 ай бұрын

    ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ብሩካተይ

  • @Getishentertainment
    @Getishentertainment3 ай бұрын

    ቡሩኽ ሰንበት ይግበረልና 🙏🙏🙏 እንዳ ገሬ እሙን ዝፈቱ 👉ላይክ 👍ጥራይ ይግበር👏

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    3 ай бұрын

    ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳስክራይብ ግበሩለይ ብሩካተይ

  • @FgFg-ho3tb
    @FgFg-ho3tb3 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ❤❤❤

  • @fanafani2638

    @fanafani2638

    3 ай бұрын

    ሳፕስክራይብ ግበርለይ❤

  • @user-gr4mu7df2p
    @user-gr4mu7df2p3 ай бұрын

    ድምፂ ተጋደልቲ ይሰማዕ😢😢😢😢

  • @user-tu2vb6gi5o
    @user-tu2vb6gi5o3 ай бұрын

    ዋው ደስ ዝብል በዛዕባ ጀጋኑ ኣሕዋትና ዝለዓለ ቁሙነገር ዘለዎ ዩ ኩሉግዜ ስራሕኩም ቀፅልሉ

  • @stgatesfun3010
    @stgatesfun30103 ай бұрын

    እንኳዓ ብሰላም መፂከም❤

  • @Askaltube

    @Askaltube

    3 ай бұрын

    ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💞

  • @user-dy4bq2it8k
    @user-dy4bq2it8k3 ай бұрын

    Well come shikorinatat ❤❤❤

  • @user-jq6ps9pi2g
    @user-jq6ps9pi2g3 ай бұрын

    😂ሃርገ ወይኒ ከይዳ እያ ላዓዳ ትሕሽዮሎም ንቦኣ ቀሺ😅

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    3 ай бұрын

    ሳብስክራይ ግበሩለይ ተጋሩዋኒ

  • @tgakterentertainment3855
    @tgakterentertainment38553 ай бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ❤❤❤

  • @user-uf1dr5kq9c
    @user-uf1dr5kq9c3 ай бұрын

    ኻልአይ ት ብዕለይ ናይ መጀመርየኡ ወኡ ከመንት እሰቲ ፅሐፋለይ😂😂

  • @user-zb5fb9gb4z
    @user-zb5fb9gb4z3 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤ betami zedeneq serh

  • @user-gm5kz5ce4b
    @user-gm5kz5ce4b3 ай бұрын

    ገሬን አነን ሓደ ዓይነት ፈተና ገጢማትና ትሓደ ትኣረምና ትሓደ ይብተን😂😂

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    3 ай бұрын

    ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ፍቱዋተይ

  • @user-cg2nx8ny5s
    @user-cg2nx8ny5s3 ай бұрын

    እንክዓ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩዋይ♥️🙏♥️

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    3 ай бұрын

    ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ብሩካተይ

  • @negbre5988
    @negbre59883 ай бұрын

    ከለ ኣነ ክነግሮም ናበልኹ ነይረ እየ ንኣቦቃሺ ገሬዋይ😂😂😂😂

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    3 ай бұрын

    ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ፍቱዋተይ

  • @user-ob1ry1kc4p
    @user-ob1ry1kc4p3 ай бұрын

    እግዚኣቢሀር ብምሕረቱ ይጠምተና ነዛ የሕዋት ነዛ ሓብትና ንሓግዛ

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    3 ай бұрын

    ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ፍቱዋተይ

  • @user-ti2bu2rn1z
    @user-ti2bu2rn1z3 ай бұрын

    Neza xhuf tenbebu zelkum amlak yehalwokum selam aytseanu❤❤❤❤❤❤

  • @TarekeAdihena
    @TarekeAdihena3 ай бұрын

    ለለ ንስሕቕ ድዩ❤❤😂

  • @Hareg675
    @Hareg6753 ай бұрын

    ኣየ እወ😢😢😢 ሰብ ይሰግደሎም ነይሩ አረ ሕደጉ ንባራበር ህዝበይ😢

  • @user-cb6hy6fz2v
    @user-cb6hy6fz2v3 ай бұрын

    እንካዕ ብዳሓን መፅኣኩም ተጋሩዋይ ፁራያት❤❤❤❤

  • @Askaltube

    @Askaltube

    3 ай бұрын

    ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💝

  • @agebremariam1
    @agebremariam13 ай бұрын

    The best series movie in the history of Tigray

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    3 ай бұрын

    ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳስክራይብ ግበሩለይ ብሩካተይ

  • @user-yy8yx8yn8x
    @user-yy8yx8yn8x3 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መጺክም ብምእላሽ ወዕለና ገጨይኒ ተጋርዋይ ኣነለ ገጨክም እየ❤❤

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    3 ай бұрын

    ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳስክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋተይ

  • @binyam1578
    @binyam15783 ай бұрын

    🎉ቡሩክ ሰምበት ✝️💒☔️🕊🕊🕊 🔔😇🌻🌿🌿🌿

  • @Askaltube

    @Askaltube

    3 ай бұрын

    ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💝

  • @user-ky7kd7sw7w
    @user-ky7kd7sw7w3 ай бұрын

    ሕቆካ ትሰበር😂😂😂😂😂 ቤቲቲቲ nice

  • @selamSelam33-ll1bs

    @selamSelam33-ll1bs

    3 ай бұрын

    ❤❤❤❤😢❤❤❤❤❤

  • @ksasa4013
    @ksasa40133 ай бұрын

    ዳኒ በቃዶ ኣቢኻ ኤሜሪካ ኣይከድካን😂😂

  • @WELELASELAM-zl1ek
    @WELELASELAM-zl1ek3 ай бұрын

    እንኳዕ ዳሕን መፃእኹም ካብ ሰንበት ናብ ሰንበት ከመይ አለኹም አብ ውሽጥን ወፃእን ትርከቡ አሕባት። ሃየ ላይክ ሃቡናታ!!!

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    3 ай бұрын

    ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳስክራይብ ግበሩለይ ብሩካተይ

  • @user-uc1pt8dj6c
    @user-uc1pt8dj6c3 ай бұрын

    ሰላም ንኩላትኩም ተጋሩዋኒ 💓💓

  • @wowwwjdj8656
    @wowwwjdj86563 ай бұрын

    Enqan bselam.metsaekum

  • @user-ne9uu2gz5w
    @user-ne9uu2gz5w3 ай бұрын

    እንኮዕ ብሰላም መፃእኽም🥰🥰🥰🥰

  • @senaychannel2742
    @senaychannel27423 ай бұрын

    ኣጸቢኩምና እንቃዕ ብሰላም መጻኹም።

  • @KhanKhan-re3mq
    @KhanKhan-re3mq3 ай бұрын

    ተመስገን ለማዓንቲ ኮሞንቲ ብድንግላ ከኽበያ 😂😂

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    3 ай бұрын

    ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ፍቱዋተይ

  • @evolkcuf9968
    @evolkcuf99683 ай бұрын

    Nay jocker bezihu nehade seb teray metlale 😊

  • @MamaDadaDada-ih5kt
    @MamaDadaDada-ih5kt3 ай бұрын

    ደግሬ አሙን ገብዝት ደምጺ ጀግና ወግአት ታጋደልቲን ሰለዝኩነኩም ❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    3 ай бұрын

    ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ፍቱዋተይ

  • @fanafani2638
    @fanafani26383 ай бұрын

    መበል 49😂😂 ተጋሩዋይ plss #ሳፕስክራይብ ግበሩለይ❤❤

  • @Tigray_Hagerey

    @Tigray_Hagerey

    3 ай бұрын

    ተፈሊውኪለኺ ሽኮረይ ጽቡቕ ፕሮግራም ክትሰርሒ ተስፋ ይገብር

  • @fanafani2638

    @fanafani2638

    3 ай бұрын

    @@Tigray_Hagerey የክብረለይ ክብረተይ ኣጆኪ ፈጣሪ ይሓግዘኒ ኣነውን ተስፋይ ሙሉእ እዩ😘

  • @user-qn2vq4rv3p
    @user-qn2vq4rv3p3 ай бұрын

    ❤❤❤ክፅበይ ፀንሐ እንካዕ ብሰላም መፃእኹም

  • @Askaltube

    @Askaltube

    3 ай бұрын

    ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💞

  • @asayyeebyo182
    @asayyeebyo1823 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ፍቁራተይ ብዕድመን ጥዕናን ይሓልወልና እግዚአብሔር አምላኽ❤❤❤

  • @Askaltube

    @Askaltube

    3 ай бұрын

    ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💝

  • @asayyeebyo182

    @asayyeebyo182

    3 ай бұрын

    @@Askaltube እሺ ክብረተይ

  • @baftahadas1264
    @baftahadas12643 ай бұрын

    እንኳዕ በሰላም መፆእኩም ❤❤❤❤

  • @tijichannal27
    @tijichannal273 ай бұрын

    እዛ ፅምፍቲ ተንብቡ ዘለኩም ቅዱስ ሚካኤል ከብ ክፍእ ይሰውርኩም #ቭረፋይለይ# ነክእኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ፍቁራተይ ብታ ትፈትውዋ ወላድትኩም ሰለ እትገብሩለይ የመስግነኩም💞💞💞☕️☕️☕️☕️💖💖💝💝💝

  • @user-fz7gb1ey9f

    @user-fz7gb1ey9f

    3 ай бұрын

    ኡሺ ዝያዳይ ገይረልኪ❤

  • @user-cm8qh9cl5y
    @user-cm8qh9cl5y3 ай бұрын

    ቀዳመይቲ ባዕለይ😂❤

  • @sooqusaabya3831
    @sooqusaabya38313 ай бұрын

    ጌሪየዋይ ኣቦይ ቀሺ ክሰምዑ እዮም😂

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    3 ай бұрын

    ሳብስክራይ ግበሩለይ ተጋሩዋኒ

  • @user-lz1rh4zf1c
    @user-lz1rh4zf1c3 ай бұрын

    ❤❤እንካዕ ብዳሓን መፃኩም ተጋሩዋይ❤❤❤

  • @user-en9rb2kq3t
    @user-en9rb2kq3t3 ай бұрын

    ከመይ ዊዒልኩም ኣሕዋት🙏 ኣብ ኡሱር ዘለዉ መናእሰይ ትግራይ ድሚፂ ኽንኮኖም ይግብእና Please 🥺🙏

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    3 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበሩለይ ሓላላተይ

  • @Asefu-mn8pz
    @Asefu-mn8pz3 ай бұрын

    ቃደሞይት ባዓለይ👍ባ በልና😂

  • @user-pe5ei5fs3b
    @user-pe5ei5fs3b3 ай бұрын

    እንካዕ ብደሓን መፃእኩም🙏💕❤

  • @kibromghirmay3986
    @kibromghirmay39863 ай бұрын

    Enqae dahan mexakum eda gerye eumun❤❤❤❤💙💙💙

  • @hgfgghgvjggf9916
    @hgfgghgvjggf99163 ай бұрын

    ቃደመይቲ ባዕለይ እካዕ ብሰላም መፃእኹም❤❤❤

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    3 ай бұрын

    ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ብሩካተይ

  • @HalekuGetahun
    @HalekuGetahun3 ай бұрын

    ቓደማይ አነ

  • @user-ys9yj7en6v
    @user-ys9yj7en6v3 ай бұрын

    እንኮዕ ብሰላም እንዳ ገሬ እሙን ሰላምታኹም ይብዛሕ ፍቅራት ስድራና❤❤

  • @Hope-kr2di
    @Hope-kr2di3 ай бұрын

    Waw yeqeniyelna

  • @gebreslasegebremedhin5386
    @gebreslasegebremedhin53863 ай бұрын

    እንኳዕ ደሓን መፃእኩም

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    3 ай бұрын

    ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ብሩካተይ

  • @gebreslasegebremedhin5386

    @gebreslasegebremedhin5386

    3 ай бұрын

    @@GenetChannel-uo3rv eshi mearey

Келесі