Gere emun part 157 | ገሬ እሙን ክፋል 157

Комедия

እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም
ገሬ እሙን ኢንተርተይመንት መዘናግዕን መምሃራይ ዝኾነ መደባት ብምድላው ዝቐርበሉ ቻነል ኢዩ። ሳብስክራይብ ብምግባር ናይ ወትሩ ተኸታተልትና ክትክኮኑ ንምነ። የቐንየልና!
Welcome back to Gere emun Entertainment KZread Channel in Tigrinya Language. We Recommend you to SUBSCRIBE us to get the most updated videos. Thank you!

Пікірлер: 827

  • @magitigraweyti579
    @magitigraweyti5794 ай бұрын

    ሱቁ ኢልኩም ላይክ ግበሩለይ ቃሕ ኢልኒ እዩዋ😢😂

  • @Alukahsu
    @Alukahsu4 ай бұрын

    እስኪ like ፅፍዕኑ 😂ተጋሩ❤🕊 ብስም እዳ ገሬ እሙን❤️🥰

  • @akezaberhe6216

    @akezaberhe6216

    4 ай бұрын

    ብጫማ እየ ፀፍዐኪ ዘለኹ

  • @jggehgd6433

    @jggehgd6433

    4 ай бұрын

    ረጊፀኪ ሓሊፍ😂❤

  • @Alukahsu

    @Alukahsu

    4 ай бұрын

    @@jggehgd6433 😀😁

  • @Solking-23
    @Solking-234 ай бұрын

    መበል 150 ለማዕንቲ ረኸበ አንኳዕ ንፃድቁ አቡነ አረጋዊ አብፀሐኩም❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @user-os1gc5jq3f

    @user-os1gc5jq3f

    4 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን እንኳዕ አሕብረ አብፀሐና ዝሓፍተይ

  • @user-dm8hd5ki5g

    @user-dm8hd5ki5g

    4 ай бұрын

    amen amen amen

  • @user-cg7is4sl6r
    @user-cg7is4sl6r4 ай бұрын

    ስናይ ስንበት ይግበረና ሓበሻይ🙏💗 ናይ ኣቦና ኣረጋዊ ፀሎት በረከት አይፈለየና🙏

  • @tgray2416
    @tgray24164 ай бұрын

    እንካዕ ዳሓን መፃእኩም እንዳ ገሬ እሙን ላይክ እሰኪ ሃብኒ ተጋርዋ ወቃሕ እልኒ ዋ 😂

  • @AbenezeratnafuAbenu

    @AbenezeratnafuAbenu

    4 ай бұрын

    😂😂😂

  • @aahh5158

    @aahh5158

    4 ай бұрын

    ከለ ሰብስኪራይብ ገይረኪ እየ😂❤

  • @cbffhf1567
    @cbffhf15674 ай бұрын

    እሰክ ንኣያኒ ተኸሰተ ዝፈቱ ላይክ ሃብን😂😂😂

  • @kahasitgaltigray325
    @kahasitgaltigray3254 ай бұрын

    ፍትሒ ንእሱራት ስዑዲ ዓረብ😢 ኣሕዋትና ኣብ እስርቤት ተሳቅዮም😢

  • @Abilovetube742
    @Abilovetube7424 ай бұрын

    ነዛ ፅሕፍቲ ተንብብ ዘለካ /ኪ ፈጣሪ ካብ ኩፉእ ይሓሊኩም ስደትኩም የሕፅረልኩም ገፅ ትፈትውዎም ስድራኩም የርእይኩም 🎉🎉ዓድናን ህዝብናን ሰላም ይግበረልና 🎉 ኣሜን ኣሜን ኣሜን ተጋሩዋይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኩቡራተይ 🎉🎉🎉ኣሕዋተይ🌹🌹🌹☘️☘️☘️🌹🍀🌹

  • @waskan7162

    @waskan7162

    4 ай бұрын

    Amen Amen Amen❤❤❤❤❤❤

  • @MssMedina

    @MssMedina

    4 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን መዓረይ ❤

  • @user-lz1rh4zf1c

    @user-lz1rh4zf1c

    4 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @RgaatBerhe

    @RgaatBerhe

    4 ай бұрын

    amen(3) geyrelki niAeku

  • @user-bo4yr7ms2d

    @user-bo4yr7ms2d

    4 ай бұрын

    ኣሜን፫🙏🙏🙏

  • @EtadaErada-rs9bz
    @EtadaErada-rs9bz4 ай бұрын

    አረ ዝመንግስቲ እዙይ ገለ ይግበር ፀጥታ ዘየዋፍር ናብ ኹሉ ኸተማታት እንታይ ዓይነት ስራሕ እዩ ዝፍፀም ዘሎ አረ ዓገብ💔😢

  • @tmmchannel551
    @tmmchannel5514 ай бұрын

    ነዛ ፅሕፍቲ ተንብቡ ብምልእኩም #ቅዱሰ ገብርኤል ዘይሓሰብናዮ ሓጎሰን ደሰታን ይፍጠረልኪ /ካ ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🍀💐🌺🌹🍀🌹 🌻🌹ኣብዛ ፕሮፋይለይ ፀቂጥኩም #ሳብሰክራይብ ግበሩለይ ብሩካተይ🌹🌿🌹🌿

  • @galaxyprime7626

    @galaxyprime7626

    4 ай бұрын

    ኣሜንንን❤❤😊😊

  • @lilitylility4864

    @lilitylility4864

    4 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤

  • @user-dn5tl8kk9g

    @user-dn5tl8kk9g

    4 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን❤❤❤❤❤

  • @stgatesfun3010

    @stgatesfun3010

    4 ай бұрын

    ኣሜን

  • @mulugetaZewde-sf4gz

    @mulugetaZewde-sf4gz

    4 ай бұрын

    ንስኪ እውን ግበሪ

  • @user-ph5mr6mu2p
    @user-ph5mr6mu2p4 ай бұрын

    ኣብነ ኣረጋዊ የደስትኩም ተጋርዋይ❤❤❤❤

  • @Ggpp-fi6cs
    @Ggpp-fi6cs4 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ ላይክ ሃቡኒ ብስም ኣያ ዘርኣ ብሩክ❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @musayemane2268
    @musayemane22684 ай бұрын

    ዘሎ ኩነታት ዝገልፅ እዩ ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ😌😊

  • @STAMA123
    @STAMA1234 ай бұрын

    አያ ተኸስተ ፀላእኹ ጨበርበር የብዝሑ ድምፆም ብመጠን ለይገብርዎ

  • @YGShows
    @YGShows4 ай бұрын

    ኣጆናፈተውቲ ገሬ እሙን LIKE

  • @tsigerada
    @tsigerada4 ай бұрын

    ተጋርዋይ ናፊቀ እየ 👍ግበሩ😢😂

  • @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
    @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv4 ай бұрын

    ናይ ኪነ ያሬድ ሽልማት እንኮዕ ደስ በለኩም እንዳ ገሬ እሙን ለባማት ፈጣሪ ሰላምና ይመልሰልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @adugaltgray3831
    @adugaltgray38314 ай бұрын

    ዓብዪ መልእክቲ እዩ 😍😍 አብ ትግራይ ዘሎ ሓቂ እዩ እቲ ኩሉ ዝክእል አምላክ ንህዝብና ሰላም የዉርደሉ🙏🙏

  • @salamsalam1464
    @salamsalam14644 ай бұрын

    እግዚአብሔር አምላክ ህዝብና ሓልዎ እበር መንግቲስ የለይዋ 😢😢😢

  • @user-ko2hx6mg1m
    @user-ko2hx6mg1m4 ай бұрын

    ኣነስ ክሳብ ለምለም ዓይነይ ዝርኣ ይሃጽጽ ኣደይ ዝራኣኹ ስለ ዝመስሉኒ ሰሙን ሰሙን ኣደይ ከም ዝረከብክዋ ይሓስቦ 𝑙.𝑚𝑖𝑠𝑠 𝑦𝑜𝑢 𝑚𝑜𝑜𝑟 𝑚𝑎𝑚𝑖𝑦 💘💘💘ዓለም ብዘይ ኣዶ መቀረት የብላን ንኹለን ኣዴታትና ዕድመ ጥዕና ይሃበን❤❤

  • @user-cr1yp9ow6f

    @user-cr1yp9ow6f

    4 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ወለላይ❤❤❤

  • @user-rs8bd8un8y

    @user-rs8bd8un8y

    4 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ማዓረይ🙏❤

  • @user-bg5ck4mj9i
    @user-bg5ck4mj9i4 ай бұрын

    ለምለም ዓይነይ ባኣማን ኣዶ ትግራይ❤😢

  • @LetushChanal
    @LetushChanal4 ай бұрын

    እስኪ ብስም ግሬ ስብስክራይብ በላኒ ደቂ መዳም❤❤😂❤😂

  • @salamsalam1464

    @salamsalam1464

    4 ай бұрын

    እሺ❤😂😂

  • @chicofresh4396

    @chicofresh4396

    4 ай бұрын

    ብኣምሓርኛ ጌርክዮ እንታይ ክገብረልና

  • @user-ce1nm7nf2x

    @user-ce1nm7nf2x

    4 ай бұрын

    ገርናኪ ❤😂

  • @user-rt1cq5bu8v

    @user-rt1cq5bu8v

    4 ай бұрын

    ንዓይ ውን

  • @LetushChanal

    @LetushChanal

    4 ай бұрын

    @@chicofresh4396 ኣይኑ እዩ ባኣማርኛ ጎልነይ

  • @selam801
    @selam8014 ай бұрын

    welcome back❤😊 ቸሩ ሰንበት ይሁንላችሁ

  • @user-gb5yh5fd7g
    @user-gb5yh5fd7g4 ай бұрын

    Love you ኣያ ተኸስተ ምንጭ ሰሓቀይ ♥️👑😂😂😂

  • @ksanet12147
    @ksanet121474 ай бұрын

    እንኳዕ ደሓን መፃእኩም እንዳ ገሬ እሙን ሙቁራት ፍጥረት💛❤️💊🙏

  • @maryamaadogoytaykyoneyfre2452
    @maryamaadogoytaykyoneyfre24524 ай бұрын

    78 ሰላምን ፍቅርን ንኩሉ 🌍 ቡሩክ ሰንበተ ክርስትያን ይግበረልና 🥰❤️🥰❤️❤️😍

  • @MuluGermay

    @MuluGermay

    4 ай бұрын

    ❤አሜን

  • @user-gc1zk5uf2n
    @user-gc1zk5uf2n4 ай бұрын

    ኣሰይ ብወላዲትኩም ሳብስከራይብ ግበሩለይ ሎምስ ቀዲመ ኣታ ዕልልልልልልል😢😢😢❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛💛💙💙💙💙💙💙💙

  • @AbenezeratnafuAbenu

    @AbenezeratnafuAbenu

    4 ай бұрын

    gerelki aleku lemanit😂❤

  • @yfr5w232

    @yfr5w232

    4 ай бұрын

    ገይረልኪ ዝያዳይ

  • @RgaatBerhe

    @RgaatBerhe

    4 ай бұрын

    Geyrelki aleku

  • @LetushChanal

    @LetushChanal

    4 ай бұрын

    ግርልኪ ዎ ናዓይውን ግበራለይ ኣሕዎተይ❤

  • @user-bo4yr7ms2d

    @user-bo4yr7ms2d

    4 ай бұрын

    ገይረልኪ እየ ነይረ መዓረይ❤❤❤❤

  • @musayemane2268
    @musayemane22684 ай бұрын

    ቀስስ እስኪ በላ ደቂ መዳም😮😅 እንቋዕ ብሰላም መፃእኩም እንዳ ገሬ እሙን🙏😍

  • @user-wz8xz7kn5n

    @user-wz8xz7kn5n

    4 ай бұрын

    😂😂

  • @Brihan-dl8pg

    @Brihan-dl8pg

    4 ай бұрын

    ኣይ ስቕ እስቲ በል😅😅

  • @musayemane2268

    @musayemane2268

    4 ай бұрын

    @@Brihan-dl8pg ኢለ እኮ🙄😂😂

  • @musayemane2268

    @musayemane2268

    4 ай бұрын

    @@user-wz8xz7kn5n 😂😄

  • @user-kn8yy7wy9d

    @user-kn8yy7wy9d

    4 ай бұрын

    ደቂ እመ ብርሃነይ አይመሐሸን አቦታትና ምክሪ ለጊሶምልና ኔሮም😢

  • @tijichannal27
    @tijichannal274 ай бұрын

    እዛ ከምነት ትንብብ ዘለኪ ዘለካ ገፅ ወላዳኻ /ኪ የርአኩም ስደትና የሕፅረና ፈጣሪ ተጋርዋይ ሓላለተይ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ፍቁራተይ ብታ ትፈትውዋ ወላድትኩም ሰለ እትገብሩለይ የመስግነኩም💞💞💞☕️☕️☕️☕️💖💖💝💝💝

  • @kemsebey-tt8xy

    @kemsebey-tt8xy

    4 ай бұрын

    𝐀𝐦𝐞𝐧 𝐚𝐦𝐞𝐧 𝐚𝐦𝐞𝐧

  • @user-dn5tl8kk9g

    @user-dn5tl8kk9g

    4 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን❤❤❤❤

  • @herilove7188
    @herilove71884 ай бұрын

    እዛ ዓድና ዘባላሽውዋ ዘለው ሕማቃት/ረሳሓት/ሰባት ጥራሕ ኣይኮኑን ናይቶም ጡዑያት (ንፁሃን )ሰባት ዝምታ( ስቅታ )ውን እዩ።እዳ ገሬ እሙን ንፍዓት❤👌 ቀፅሉሉ ብጣዕሚ ረዚን መልአክቲ እዩ።

  • @EtadaErada-rs9bz
    @EtadaErada-rs9bz4 ай бұрын

    ዓብዩ ትምህርቲ ተሕልፉ ኣለኹም እዋይ ዓደይ ተባላሽያ ብእልፊ ደናቁር😢

  • @user-rl5zf7sp3n
    @user-rl5zf7sp3n4 ай бұрын

    እንኳዕ ናትና ኮንኩም በርትዑ ምሳኹም ኣለና!!ናይ ብሓቂ ተጋሩ!!

  • @user-fd3uc7uk8i
    @user-fd3uc7uk8i4 ай бұрын

    ብጣዕሚ ኣምሃራይ ድራማ እዩ ደስ በሀሊ ከም ሐበሬታ ክንህብ ናይ ዘይሕጋዊ ስደት ዝምልከት ተትሰርሑሉ ብደለልቲ ተሸዊዶም ናብይተደለየ ሓደጋ ዘእትው ደለልትከ ደቂ መን ክንብሎም

  • @akezaberhe6216
    @akezaberhe62164 ай бұрын

    _እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም ተጋሩዋኒ ሰላምኩም ከም ሓሸዋ ባሕሪ ብዝሕሕሕ ይበለለይ ሰላም ንት ውፁዑ ህዝብና ለምለመይ ሓላል ፍጥረት_

  • @user-sm8gg8zz8v
    @user-sm8gg8zz8v4 ай бұрын

    ናይ አብርሃም አድነቅቲ 👍🏽

  • @user-pi7hj2ov5n
    @user-pi7hj2ov5n4 ай бұрын

    ዋይይይ ናይ ካራ ዝኮነ ግዜ ብጣዕሙ ሓዝነ ኣምላከይ ልሃገርና ምሕረት ልኣከልና😢😢😢

  • @user-yu8uq9ic6r
    @user-yu8uq9ic6r4 ай бұрын

    እንኳዕ ዳሓን መፀኩም ዳገሬ እሙን ሓላልት❤ ዋይ ግዜ መሬት ብቀትሩስ ሃንጊ ስሪቂ እረ ገለ ፍትሕ 😢

  • @herilove7188
    @herilove71884 ай бұрын

    ፍትሒ ጎዲሉ ድካ ተበዲሉ 😢😢😢😢ህዝበይ ኣምላክ የርህወልካ🤲

  • @zafu6265
    @zafu62654 ай бұрын

    ዝገርም መልአኽቲ እዩ ሶልዲ _ቅርሺ ታሴራ_መለለዪ መንነት ብዝብል ኣስታኻኽሉዋ 🥰🥰

  • @SaraSara-zu2vl

    @SaraSara-zu2vl

    4 ай бұрын

    ኩሉ ትግርኛ ኣይኮነን ድዩ

  • @salamaa668
    @salamaa6684 ай бұрын

    ሰላም እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሳኣኻቱኹም ይኹን ተጋሩዋ ኣብነ ኣሪጋዊ ፃድቅ ያሓልኹም ትናፊቅት❤❤

  • @user-dy4ly4is1b
    @user-dy4ly4is1b4 ай бұрын

    መግስቲ ሰራቂ ዝብቢ ሰራቂ ዓዲ ለቡ ተቀይራ ፎእ በጀኩም ዓድና እዶ ኣፅልና ዓድና ክንኣቱ ኣብ ስደት ከለና ከይንመውት

  • @ngstitigraykuwait2737
    @ngstitigraykuwait27374 ай бұрын

    ባሓቂ ኣረ ፍትሒ ይገበረሉ በቀደማይ ሓንቲ ሓፍትና ተሰሪቁዋ ከመይ ገርካ እዩ ዝስሮሖ ከመይ ገርካ እዩ እንቃሳቀሶ 😢

  • @user-xs9db7lh4z
    @user-xs9db7lh4z4 ай бұрын

    እንካዕ ድሓን መፃእኩም ብድንግላ ባዕለይ❤❤❤

  • @shewitgeremedhin6058

    @shewitgeremedhin6058

    4 ай бұрын

    ጥዑም ዶ😂😂

  • @user-xs9db7lh4z

    @user-xs9db7lh4z

    4 ай бұрын

    የጣዓመን ሸፋቱ መፂኦምኒ😋

  • @user-gy3he5yf3n
    @user-gy3he5yf3n4 ай бұрын

    ሃረገ ወይኒ ሃንጊ ክትግበር ናተፀበኩ ኔረ😂😂 ብቻ ቀፅልሉ ተጋርዋይ❤❤

  • @user-pc3if8nz4o
    @user-pc3if8nz4o4 ай бұрын

    አንካዕ ብሰላም መፃእኹም አንዳ ገሬ እሙን ተናፈቅቲ❤❤❤❤🤗🤗🤗🤗💘🌹

  • @hagosWedikeshi
    @hagosWedikeshi4 ай бұрын

    የቀንየልና ፅቡቅ ትምህርቲ ቀፅልሉ በርትዑ

  • @selemawittadele3572
    @selemawittadele35724 ай бұрын

    እወይ ዝዓደና ዓረስ ብዓረስካ ዶ ምቅታል ኹይኑ ካብዝ ኩሉ ፀላኢ ወፁስ ይሕዘን😒😒😢

  • @SamidaWarsam-cp1lv
    @SamidaWarsam-cp1lv4 ай бұрын

    እንኳዕ ብዳሓን መፃእኩም እንዳ ገሬ እሙን ተጋሩ ደቂ ሓላል መሬት ዝተባረክ ሰናይ ዕለተ ሰንበት ይኩነልና 🎉🎉❤️❤️

  • @AbrhamKidane-xi5sj
    @AbrhamKidane-xi5sj4 ай бұрын

    ኩሉኻ ፈታዊ ጆኬር like ርገጽ

  • @kallmikael4519
    @kallmikael45194 ай бұрын

    እካዕ ብሰላም መፃኹም ዳገሬ እሙን❤

  • @ummohammedlove7869
    @ummohammedlove78694 ай бұрын

    እንእኳዕ ደሓን መፃእኹም እንዳ ገሬ መቅሰናት ደስ ዝብል መልእኽቲ እዩ❤❤❤

  • @WISDOM_MEDIA1.
    @WISDOM_MEDIA1.4 ай бұрын

    ድምጺ ሕዝቢ ይሰማዕ ዳ ገረ ጀጋኑ

  • @SalamSalam-du3pl
    @SalamSalam-du3pl4 ай бұрын

    አንካዕ ዳሓን መፃኩም ኣንዳ ገሬየ አሙን ሙቁራት ፍጥረት💊💊💊💊💊💓💓💓

  • @merrymim2583
    @merrymim25834 ай бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ዓድና ክዓ ፍቅርን ሰላምን ይግበረልና❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-lw8hw3fc7j
    @user-lw8hw3fc7j4 ай бұрын

    ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ዓብዪ መልእኽቲ ዝሓዘ እዩ እንዳ ገሬ እሙን ለባማት ሰብ ሕልና🙏❤💛

  • @zamzammohammed9789
    @zamzammohammed97894 ай бұрын

    ኣብ ትግራይ ዘሎ ኩናታት ብደምቢ ይገልፅ ኣጀኻ ህዝብና

  • @selugaltgray8759
    @selugaltgray87594 ай бұрын

    እንቃዕ ደሓን መፃእኩም ተጋሩዋይ💜😊

  • @asayyeebyo182
    @asayyeebyo1824 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ፍቁራተይ ብዕድመን ጥዕናን ይሓልወልና እግዚአብሔር አምላኽ ፍቁራተይ❤❤❤

  • @if8f811
    @if8f8114 ай бұрын

    ኮሜ ብድንግላ ዋው ንመጀመርያ ግዘ እንኮዕ ዳሓን መፃእኩም 🥰🥰🥰

  • @user-ed7oq6yy9p
    @user-ed7oq6yy9p4 ай бұрын

    አንኮዕ ብሰላም መፂኣኩም አንዳ ገሬ ብሩኻት ሰድራና 🙏❤❤❤❤

  • @aabaditmumu2317
    @aabaditmumu23174 ай бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋርዋይ❤ ብሓቂ ጨካን ነግሱ ዓድና 😢

  • @user-gc1zk5uf2n
    @user-gc1zk5uf2n4 ай бұрын

    መበል 7ይ ኮሞንት ፅሒፈ ሳብስክራይብ ዝገበረለይ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ😮😢❤💛🙏

  • @user-wc7vo5xn2v

    @user-wc7vo5xn2v

    4 ай бұрын

    ሰኣን ኣሜን ትከይድ ምርቃ ዝባሃል ሳብስክራይብ ገይረልኪ ኣለኩ እምቤተዋይ/ጎይታዋይ❤❤❤❤❤❤

  • @maerah45

    @maerah45

    4 ай бұрын

    ኣሜን 🙏🙏🙏

  • @user-op5pi4is7w

    @user-op5pi4is7w

    4 ай бұрын

    ኣሜን❤

  • @brhanwejerat516

    @brhanwejerat516

    4 ай бұрын

    ገይረልኽ ኣለኹ ንገዛይ ዉን ቦኽ ወል🥰

  • @munatube-qt3lz

    @munatube-qt3lz

    4 ай бұрын

    እሺ መልስለይ ዳኣነለ ዝያዳይ

  • @user-iu9xb4uv6d
    @user-iu9xb4uv6d4 ай бұрын

    እንካዕ ዳሓን መፆእኩም እንዳ ገሬ እሙን ❤❤

  • @axumawitkingdom3287
    @axumawitkingdom32874 ай бұрын

    እንዳ ገሬ እሙን ጀጋኑ ዋዛ ምስ ቁምነገር ዓብይ ትምህርቲ ቀፅልሉ❤😘

  • @LamlmLamlm-hn4cf
    @LamlmLamlm-hn4cf4 ай бұрын

    እንካዕ ሰለም መፃአኩም ተጋሩዋይ ሙቁራተይ❤❤አብራሃም እቱፈትወ ሊይክ ግጨዩ

  • @Slama-yv2ei
    @Slama-yv2ei4 ай бұрын

    መበል 13 ኮሜ ኮይነ ሕቡሸይ 👍 ረጊፅኩም ሕለፉ ❤❤❤❤❤

  • @user-vb7kq8jt4f
    @user-vb7kq8jt4f4 ай бұрын

    🌷🌹እንኳዕ ናብ ወርሓዊ ክበረ በዓል ኣቡነ ኣረጋዊ ኣብጸሐኩም ኣብጸሐና ተጋሩዋይ ጽሩያት ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤ 🎉❤❤❤🎉❤ ብሩክ ሰንበት ይግበረልና❤🌿☘️🍀🎉

  • @LetushChanal

    @LetushChanal

    4 ай бұрын

    ኣሜንን ግርልኪዎ ናዓይውን ግበርለይ

  • @user-vb7kq8jt4f

    @user-vb7kq8jt4f

    4 ай бұрын

    @@LetushChanal እሽኒ ማዓረይ

  • @user-dn5tl8kk9g

    @user-dn5tl8kk9g

    4 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን❤❤❤

  • @ggabah2704
    @ggabah27044 ай бұрын

    ደስስስስ ባሃሎ ደቅ ትግራይ ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Tsgab.
    @Tsgab.4 ай бұрын

    እንካዕ ዳሓን መፃኩም ደቂ ሓላል መሪየት💕💕💕💕

  • @solomonteklay7448
    @solomonteklay74484 ай бұрын

    Welcome back endagere emun Amlak selam rahwan ygberelna ❤❤❤

  • @Brurey
    @Brurey4 ай бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃእኩም 🙏🏽❤

  • @user-qn4rm3ue7x
    @user-qn4rm3ue7x4 ай бұрын

    _መርሓባ እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም እንዳ ገሬ ተናፈቅቲ💜💜💜_

  • @slamslam4473
    @slamslam44734 ай бұрын

    ፋትሒ ንህዝቢ ትግራይ😢😢😢

  • @salmasalm8448
    @salmasalm84484 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ኮኮባት ትግራይ ❤❤❤❤

  • @sarakoo3684
    @sarakoo36844 ай бұрын

    እኔ በናንተ የተነሳ ትግረኛ ለመድኩ በ ፍቅር ነው የምጠብቃቹ❤❤❤

  • @user-vj9ld4ni2v
    @user-vj9ld4ni2v4 ай бұрын

    እንቋዕ ብሰላም መፃኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @DgDh-px1wd
    @DgDh-px1wd4 ай бұрын

    ዋይ ኣሻዓ ሰብ ኮሞንቲ 70 ቀስ😁😂 እንኳዕ ሰላም መፃኩም ተጋሩዋኒ❤❤💛💛👌👍👍😢😢

  • @rahewmiks4143
    @rahewmiks41434 ай бұрын

    እንኻዕ ብሰላም መፃኩም ሙቁራት❤❤❤🙏♥️🥰🥀🤣

  • @aleab-g.b
    @aleab-g.b4 ай бұрын

    ልባዊ ጸሎት ጥራይ እዩ መፍቲሒ ሽግር ናይ ግዜና: "ገበረኒ ክገብር ዓዲ ነየጋብር"

  • @user-ox7hd8kh9y
    @user-ox7hd8kh9y4 ай бұрын

    እንዃዕ ዳሓን መፃኹም ተጋሩዋይይ 🙏💖💖💖💖

  • @ngstitigraykuwait2737
    @ngstitigraykuwait27374 ай бұрын

    ብጣዕሚ ዝፈትወከሙን ዘኽብረኩሙን እንዳ ገሪየ እሙን ቀፁሉሉ በተለይ ለምለም ዓይነይ ኣብ ኣናጋግራ ዘለኪ ሰነስራዓት ብጣዒሚ እዩ ፁቡቁ ቀፅልሉ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኪ ንፈትወኩሙ❤❤❤

  • @user-re8fm4fz9r
    @user-re8fm4fz9r4 ай бұрын

    ብጣዓሚ ፅብቅቲ መልእክቲ

  • @user-rt1cq5bu8v
    @user-rt1cq5bu8v4 ай бұрын

    እግዚአብሔር ኣምላክ ሰላም ይልኣከልና ቡሩክ ሰንበት ይገበረልና በረከት ፃድቅ ኣቡነ አረጋዊ ይሕደረና!✝️❤

  • @MssMedina
    @MssMedina4 ай бұрын

    ተጋሩዋይ ሰላምን ደስታን ንኣኩም ❤💛🥰🥰🥰🥰

  • @MulerTigraweti
    @MulerTigraweti4 ай бұрын

    *_Welkam እንኳዕ ደሓን መጻእኩም ተጋሩዋይ ምሩጻት ዘርኢ💛🍊🍋_*

  • @Alganeshhabesha
    @Alganeshhabesha4 ай бұрын

    ቅዱስ ኣቡነ ኣረጋዊ ካብ ክፉዕ ይሰውረኩም፡ ገጽ ትፈትዎም ወላዲኹም የርኢኹም፡ ስደትና ይሕጽረልና። ሰላምን፡ ፍቅርን፡ ምትሕቁቃፍን፡ ፍስሃን፡ ደስታን ይግበልና፡🌻 ኣሜን ኣሜን ኣሜን! ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኹም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኣህዋተይ።

  • @rfduv1457

    @rfduv1457

    4 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ምዓረይ❤❤❤

  • @mlat9280
    @mlat92804 ай бұрын

    ሰላም ነቲ ሰላም ዝናፈቀ ወዲሰብ

  • @khantaddgh2452
    @khantaddgh24524 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ፍቁራተይ ምሕረትየውርደልካ ህዝበይ ረኪብካዮ እኒአካ ካብ ጭንቂ ናብ ጭንቂ ናተሰጋገረ ዶ መከርኡ ፀጊቡ ኣምላክ ይርድኣና 🙏🥰🥰

  • @phili8384
    @phili83844 ай бұрын

    አንዳ ገሬ ወሓላሉ ❤❤❤

  • @tsehaytsehay3161
    @tsehaytsehay31614 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም እንዳ ገሬ እሙን ❤💛💛❤💛❤

  • @titilenopo
    @titilenopo4 ай бұрын

    ብጣዕሚ እዩ ዘሐዝን ናይ ዓድና ጉዳይ ዘለዎ እዩ ዝገልፅዎ ዘለዉ😢😢

  • @uutgmf0gy921
    @uutgmf0gy9214 ай бұрын

    እንኳዕ በሰላም መፃኣኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-ys9yj7en6v
    @user-ys9yj7en6v4 ай бұрын

    እንኮዕ ብሰላም መፃኩም እንዳ ገሬ እውን ሰላምታኩም ይብዛሕ።❤❤

  • @tgakterentertainment3855
    @tgakterentertainment38554 ай бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም ዳገሬ እሙን

  • @user-oe5kj2rt8e
    @user-oe5kj2rt8e4 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩ ዋይ ❤💛❤💛❤🥰🥰🥰

  • @Love-dy5ez
    @Love-dy5ez4 ай бұрын

    እካዕ ብሰላም መፃኩም ቡሉፃተይ❤❤🎉

  • @user-wi6er8cg3u
    @user-wi6er8cg3u4 ай бұрын

    እንካዕ ብስላም መፅእኩም ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤

  • @ididjdj9154
    @ididjdj91544 ай бұрын

    ሰላም ሰላም ደቂ ዓበይቲ ኣነ እየ ኣነ ጥንስቲ ሓፍትኩ💚👐 ናተሓላለና👍🙏😅

  • @Oneforall-ux3iw
    @Oneforall-ux3iw4 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ❤❤❤❤❤❤

  • @Moloz-ur8vi
    @Moloz-ur8vi4 ай бұрын

    ኣያ ዘዉራኣዉሩኽይ ልመናይ ፖእእእ 😁👌

Келесі