ሰብ ክልተ ዓለም_2 ይ ክፋል New Tigrigna Series Drama_Seb Klte Alem ሰብክልተዓለም Part 2 (FULL) 2024 ይሞችየና family
Ойын-сауық
#tigray #tigrignamusic #tigrigna #tigray #tigray #mekelle #ቲቪ #ፍርጅ #ላዉንደሪ #tigrigna #tegarumedia #tigray #habesha #tigrignamusic #tdf #comedy #newmusicvideo #tigrignaderama #tigrignacomedy #eritrea #eritrean #eritreancomedy #tigrignapranks #velog #ቀልድታት #ትግራይ #ትግርኛኮሜዲ #ትግርኛፊልም #52 #reghafilmprodaction #ርግሀፊልም #ኣያጆኬር #ኣያተከስተ #ገሬእሙን #51 #ኮሜዲያን #tigrignaderama #tigray #tdf #tigrigna #ደሃይተጋደልቲ #ትግራይ #ትግርኛ #ትግርኛ_ሙዚቃ #ትግራይ_ትግርኛ #tdf #tigrigna #tigray #habesha #semaetat #tigraynews #tigray_media_house #tigrayan_shorts #tigraytv #dwtv #Docmenterfilm #hitsatse #ሕፃፅ #dedebitmedia #ethiopia #eritrea #tiktok #maggyshow #amahara #sadormidea #abebachannel #selamtsegay #yadatube #tigray #tigrignamusic #habesha #tigrigna #tdf #tigrigna #tiktok #ethiopia #ሰማእታት #ፊልም#viraltiktok #viral #adigrat #amharic #eritrea #bboytomi #best #bts #beautiful #challenge #congratulations #comedy #cute #dance #diaspora #drill #dubai #entertainment #funny #fyp #foryou #funnyvideo #gereemun #games #gym #hiphopmusic #india #instagram #indian #janny #jahn #japan #kabila #kanatv #kids #kidsvideo ##lihammelody #lazatigrigna #love #maggyshow #merkebbonitua #motivation #music #memes #motivational #new #news #newvideo #oromo #oromomusic #photography #quotes #rip #reels #respect #reaction #shire #song #shorts #short #shortvideo #tiktok #travel #usa #video #vlog #viraltiktok #whatsapp #world ##xbox #yadaprank #youtubeshorts #youtube #youtuber #youtubevideo #youtubechannel #youtubevideos #ziroziro #zodiac #zoro #2024 #2016 #tigrigna #tigray #tigrigna #tiktok #ethiopia #habesha #newmusicvideo #ethiopian #tdf #ትግራይ_ትግራይኛ #rip #ትግራይ #ትግራይ_ንዘለኣለም_ትነብር #tdf #tigrigna #tigrignamusic #2016 #habesha #tiktok #tiktokvideo #tigrignavideo #viral #viraltiktok #tiktok2016 #tigrigna2016 #newyear #selomentesfay #aysemene #eritrea #eritrean #eritreanmusic #best #tigrignamusic #gereemun #dwtv #tigraynews #tmh #dedebitmedia #merejaan #tigray2016 #newmusic #maggyshow #heniemu #diaspora #TDF
#tigray #tigrignamusic #ethiopia #tigrigna #habesha #TDF #tegadalay #ገድሊplus
#tigray #habesha #tigrigna #ethiopia #gualashenda #ashenda #merkebbonitua #maggyshow #yadatube #lazaaydol #lihammelodey #lazatigrigna #semayentertament #tigrigna #habesha #challenge #newmusicvideo #tigray #tigrignamusic #tigrignamusic #hiphop #hiphopmusic #drill #newtigrignamusic #tigrignamusic #ethiopian #dance #tigray #ethiopia #comedy #newmusicvideo #ethiopian #tigrignamusic #video #yadatube #magishow #newtigrignahiphopmusic #tiktok #musseshakur #newethiopianmusic2023 #lazatigrigna #zuzanmultimedia #semayentertament #banaentertament #seyaentertament #merkebbonituaentertament #tdf #tegadalay #newtigrignamusicvideo
#Newtigrignamusic2016 #hotmusicvideo #ሰለሙንኣይሰምዕንየ #tigrignamusic #kanatv #bboytomi #janny #lihammelody #leleentertament #merkebbonitua #zenawihmaryam #ziroziro #yadatube #zemacover #tdf2016 #bana #kabila #Tehshe #yeweymwalij #esat #amharic #amhara #fano #oneg #oromomusic #oromo #africa #tigray #ethiopia #eritrea #eritrean #tdf #habesha #tiktok #rip #maggyshow #yadaprank #heniemu #gereemun #ገድሊplus #tigraytv #newvideo #tmh #maggyshow #eritrean #ethiopia #everyone #tiktok #2024 #2025 #2016 #2017
Пікірлер: 782
እዛ ፅሕፍቲ ተንበቡ ንኩለኩም እንቋዕ ንወርሓዊ ክብረ በዓል ንቅድስት ስላሴ ኣብፀሐኩም ❤️✝️
@maryamdjggifhyft9082
18 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@Brihan-dl8pg
18 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤
@user-wk7jc6eg7h
18 күн бұрын
ኣሜን ፫
@user-mb6cr9cb8z
18 күн бұрын
አሜን አሜን አሜን❤❤❤❤
@FerFerFe
18 күн бұрын
አሜን አሜን አሜን❤
እንካዕ ብሰላም መፅእኩም❤❤ ላይክ ሃቡን ጥንስት እየዋ🥺😂
@AbushEtanbetL-veme
18 күн бұрын
ደምርኒ😂❤
@Brihan-dl8pg
18 күн бұрын
ክብልዐለይ😅😅😅
@TtO-pj2ml
18 күн бұрын
@@Brihan-dl8pg ወቅጥለይ ብቻ ወቅጠልክ እየዋ😂
@Brihan-dl8pg
18 күн бұрын
@@TtO-pj2ml ምዉቃጥ ደኣ ወቅጠክልኪ እየ ኮ ክክክ
@KsanetMebrahtu-gt1ry
5 күн бұрын
ካብ መን🙆🙆🙆👈😁😁😁😁😁
ነዛ ፅሕፍቲ ተንብቡ ዘለኩም ቁድስ ሚካኤል ይሓልኩም❤👏
@tsehayhadush4214
11 күн бұрын
Amen(3)mearey❤🙏🙏🙏
እንኳዕ ብስላም መፃኹም ኣቱም ተናፈቅቲ❤❤❤❤❤❤❤ተጋሩዋይ ስብስክራይብ ላይክ ሼር ናገበርና ናታባበዐዮም ናይ በዕልትና ሚድያ ናዓቢ❤❤❤❤ቀደማይቲ እየ ላይክ በሉኒ ዋእ😂😂
እስኪ ንዓውቸ ትፈትው❤ውቀጥኒ
እንኳዓ ዳሓን መፃኹም ደቂ ሪመይ😍 እስካ ኣድነቅቲ ዓውቸ👍🤟💦🦋
ዋውውውው ዝገርም ዩ ተጋሩየ ኩሉ ጊዜ ኣብ ጎንኩም ኢና ቀጽሉሉሉ ፊልሚ ኢንዲስትሪ ትግርኛ ክዓቢ ኣለዎ #ይመቸየና 🎉🎉🎉🎉
@FanaYBRah-hq8cw
18 күн бұрын
እወ ክዓቢ ኣለዎ ብእነት❤
@-jh2ft
13 күн бұрын
ብሓቂ 🙏🥰🙏😍
ደቂቃ ይወስኽ ትብሉ እስቲ ላይክ ግበሩ
@GmhlHpyu
17 күн бұрын
ደምርኒ
ዋውውውው ብጣዕም ደስ ዝብል ሰራሕ እዩ ደራስ ኣጅኻ ዓዉችዋይ ኣብ ጎድንኻ ኣለና ኣብ ዝዓበየ ደረጃ ክትበፅሕ ካዓ ይምነይልኻ እዚ ሓወይ 🎉🎉🎉🎉🎉
ኣብ ስደት ኮይነ እንበር😢ኣብ ዓዲ ተዙህሉ ክሰርሕ ነይረ ምሳኩም ምዉሳእ ሙሉኡ ተገዳስነትን ባህግን ኣለኒ🙏😢ናይ ኩሉ ግዜ ፆሎተይ ተዋሳኢት ክከዉን እየ ዝመነ🙏ጋይስ ሓሳብ ልብኪ የስምረልኪ በሉኒ የሕዋተይ❤ንመን ኢልዎ ፈጣሪ ካብ ስደት ተሚሊሰ ክዋሳእ ይከዉን😢 ሶ የሕዋተይ በርቱዑ ኣጆኩም ጆጋኑ♥ቀፁሉሉ ብርካተይ❤
@edon7537
18 күн бұрын
ሕሱብ ልበክ ይሱመረለክ ግን ሹቃላ ምኩን መረረኒ እልኒ ኣሎ ኣነ ጠናጠነ ከይከድ ካዓ ልዕልተ5+ገይረ ምንም ዘይ ሕዙኮ መናባብሮ ዓድካዓ ይዉዉዉ ኢዩ ዘብል😢
@frtay-is4ho7sl5x
18 күн бұрын
@@edon7537 ኣሜን🙏♥ኣጆኪ ክብረተይ ኣብ ሂወት እቲ ክከዉን ዘለዎ ብቻ እዩ ዝከዉን ቭሌነይ ሂወት ዝተጓዕዝካ ተጋዓዝ ፅሑፍተካ ኢካ ተልዕል😔ኩሉ ፍቓድ ፈጣሪ እዩ ጥዕና ጥራይ ክብረተይ መንፈንስና ጥራይ ነእሙኖ ክሓልፍ ምካኑ🙏ሂወት ፈቲኻ ትነብሮ ፀሊእካ ትነፅጎ ዉህብቶ ኣይኮነትን ከም ዝክነልካ ትሓልፎ መንገዲ እያ💔ኣጆኪ ክብረተይ ንሳፂር ማዓልቲ እዩ ስደት🙏
@GmhlHpyu
17 күн бұрын
የስምረልኪ
@frtay-is4ho7sl5x
17 күн бұрын
@@GmhlHpyu ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክብረተይ🙏
@user-nu7mc7cg4l
15 күн бұрын
Hasab lbki yesmrelki maarey❤❤❤❤
ዋውው ደስ ትብል ድራማ ቀፅልሉ አጋልት አሕዋትና ግን ክዳነን ንውሕ ዝበለ ይግበራ ብህልና ዘይፈቅዶ አይተምህሩ🎉❤❤❤
@merigaltewahdo1460
18 күн бұрын
ብሓቂ
@user-yh3yd7wo8u
17 күн бұрын
❤
እንቋዕ ብሰላም መፃኹም ኣሕዋተይ ደስ ትብሉ ረጋዕታኹም ምኽርኹም ፍቅርኹም 🙏❤ ሳይሞን(ዓዉቸ) ግን ኣርሒቅካ ህደም ኣጠማምታ ንጉስ ንዓናዉን ኣፍሪሑና😂😂
@AbushEtanbetL-veme
18 күн бұрын
ደምርኒ❤❤
@GmhlHpyu
17 күн бұрын
😂😂😂
ከምዚ ከማይ ናይ ምዉሳእ ባህጊ ዘለዎ ዶ ይህሉ ተጋሩዋ ስደትና ኣሕፅሩ ናብ ዓድና ይመልሰና ይመችኹም femeliy ቀፅልዎ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ደቂ ሓላል መረት
@merrylove5142
13 күн бұрын
me ኣሜን ፫ ስደትና ኣሕፂሩ ናብ ሃገርና ይመልሰና
ተፈተውቲ እንካዕ ብስላም መፀኩም ግን ከይተቆርፅዎ ትግራይ ንቅድምት 💋💋💋💋💋🫶🫶🫶🫶🫶🫶🫶🫶
just wow ቃላት የብለይን ከመይ ከምዝገልፀልኩም ደራማ ናይ ትግራይ ከምተዕብይዎ ብዓል ሙሉእ ተስፋ እየ።
ዕሸላት ተዋሳእቲና ጉቡዙ ከይትቀርፅዎ❤❤❤
@user-cm5sp1dv2d
17 күн бұрын
#ሳስክራይብ ግበርለይ ፅጋበይ🤲
ዓወተይ ቅሩብ ግዜ ትሓጽሪ ኣሊ ተጋሩ ክዓ ንዑ ንተባባዓዮም ኩላትካ ሽር ላይክ ሳስክራይብ ግበሩሎም ንዙሞ ጀግኑ ❤
ተጋሩዋይ ፅቡቕ ስራሕ ቐፅሉሉ❤😍 ዙ ንጉስ ግን ዋላ ኣነ ፈሪሐዮ😮😮😅
@user-cm5sp1dv2d
17 күн бұрын
#ሳስክራይብ ግበርለይ ፅጋበይ🤲
@titi7083
15 күн бұрын
@@user-cm5sp1dv2d ገይረልኺ ወለላይ😍
ቀፅልሉ ኣሕዋተይ ዘን ደቂ ኣንስትዮ ግን ኣከዳድና የስተካክላ ❤
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳 ፍቱው እየ ዘብለኩም
ይምችኩም ተጋሩዋይ እንካዕ ድሓን መፃኩም ኣቱም ብሉፃት❤️🥰
ብጣዕሚ ጽብቕቲ ማሃሪት ፊልሚ, እቲ ደስ ዝብለካ ድማ እቶም ተዋሳእቲ እቶም ንፉዓት ስነጥበባውያን ናይ ሃገርና ብምኻኖም ንክትካታተሎ ደስ ዘብል ኢዩ፡ we love you ደቂ እነይ ❤❤❤
@user-cm5sp1dv2d
17 күн бұрын
#ሳስክራይብ ግበርለይ ፅጋበይ🤲
ፅብቕቲ ድራማ እያ ግን አብ ናይ ኣጓላት ኣሕዋትና ኣከዳድና ኣስተኻኽሉ 👈
Part 3🙏🙏🙏
እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ፅሩያተይ🙏❤💛
ብጣዕሚ ፅቡቅ ጅማሮ እዩ ቀፅልሉ ብሩኻተይ 💛❤️🥰
እንኳዕ ዳሓን መፃኩም ቡሉፃተይ❤❤
@AbushEtanbetL-veme
18 күн бұрын
ደምርኒ❤❤
ደቂ ትግራይ ደቂ ሓላል ቀፅልሉ
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ብሩኳት ዘርኢ❤❤
ማራ ኬፍ አለዋ ትቀፅል
school life ተናፋቂ ይዓኺ ቀፅልሉ ዓውቾ❤🥰
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ❤ ተጋሩዋይ ሸር ላይክ ናገበርና ነታባባዓዮም ነሕዋትና ❤✌
@user-cm5sp1dv2d
17 күн бұрын
#ሳስክራይብ ግበርለይ ፅጋበይ🤲
ፅቡቅ ስራሕ ❤❤❤ ደቂ ሪመይ❤❤❤ቀፅልሉ
አንቃዕ ደሓን መፃኩም ተጋሩዋይ ደቂ መዳመይ ንዕነ ናይባዕልትና ቻነል ነዕቢ❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛
ኣተን ኣጋላት ኣካዳደንአን ማራ ኣኪፍኡ. ንዉሕ ዝበለ ተከዳና
am speechless guys 👏👏👏👏👏👏 am sure after a few months Tigrign drama will be on the top cuz of u and this generation guys💯💯💯💯💯💯💯 👌👌👌
ዋይ ንጉሰ ለግነኻዮ ጨወታ እዩ 😅😅😅😅😅😅😅😂😂😂❤❤❤❤❤
እንኳዕ ድሓን መጸኣኩም ተጋሩዋ❤❤❤🎉🎉🎉
ተጋሩዋይ ፅሩያት እንኳዕ ብደሓን መፃኩም❤❤❤❤❤❤እዚ ንጉስ ዝበሃል ሰብኣ እኮ ኣደንግፁኒ ንሱ ኣብዘይብሉ ፀውዕኒ😢😢😂😂😂😂😂
ካብ ናይ ትግራይ ድራማ ብሱስ ልፅበያ መልሲ እና ፍቅሪ ሚዛን እየን ነይረ ለለ እዚኣ ከዓ በለፀት ኮይና መፅያ ብጣዕሚ ደስትብልን መሃሪት ዓዉቾይ ብሉፅ ጎቡዙ ዞምናትና ❤ለለ ንልድያ ከይትስዕም ልንጉስ ምፅፋዕ መሪፅካ ሲሒንካያ ግን ኣሕዚንካኒ😢 ከመይ ኮን ኮይንኻ ትኾን ናተሻቀልኩ ምቅናየይ😒ብዝኾነ ይፎትየኩም እየ♥️🥰
@YmochyenaFamily
17 күн бұрын
😍😍🙏
ዋዉዉ ብጣዕሚ ገራሚ ቀፅልዎ ኣሕዋት❤🎉
እንኳዕ ደሓን መፃኩም ደቂ ሪመይ ደቂቃ ግን ይወሰከና ትብሉ👍
Dekika aytewhudu konaju deki Tgrayy❤❤❤
ብጣዕሚ ጎበዛት ቀፅልሉ❤❤❤❤
ተጋሩ ኩለና ነተባባዓዮም ግዜ ኣይወስደልናን ኣየክፍለናን❤❤
@user-cm5sp1dv2d
17 күн бұрын
#ሳስክራይብ ግበርለይ ፅጋበይ🤲
እንኳዕ ዳሕን መፃእኹም ደቂ ሪመይ ❤❤❤👌🥰🥰🥰
❤❤❤😘❤😘❤😘
ሰላምት ደቂ ስላሴ❤❤❤❤❤
ብጥዕሚ መሳጥት እያ ቀፅልሉ
ዋውውው ብጣዕሚ ጥዕምቲ ፍልሚ 3/ክፈል ክንርኢ ንህንጠ ኣለና ግን
qurub Haxira anber xbuq Sarah ❤
Srahkum btami des ybl ketslilu❤
ከመይ አልኩም ደቂ ሪመይ ቅድስት አርሴማ ትሓልኩም🙏🙏🙏👏👏👏 ሳስክራይብ ንተሓባበር እስኪ🔔🔔🔔🔔👍👍🇨🇳🌿👌
ዋውውው ደስ ባሀሊት ፍልሚ❤❤🎉🎉
Really this nice video so good job everyone
እንቃዕ ድሓን መፃእኩም ደቂ ሪመይ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ሰብ ክልተ ዓለም አንኮዕ ብዳሓን መፂኣኩም ተጋሩዋይ 🙏❤ ዓውቻዋይ😭😥😥
ዋውውው ተጋሩዋ ደስ ክትብሉ ቀፅልሉ ♥️💛
ሰላም ሓላላት ደቂ ትግራይ
❤❤❤❤❤❤ wwwww betami xibuk kexilwo
እንኳዕ ብስላም መፃኩም ተጋሩዋይ ፅሩያት❤️💛💘💞 ዶም ኣብ ኩሉ ኩርዓት ዓለም ዘለኩም ኣብነ ኣረጋዊ ኣብ ዝርያኩም ዩኩን ኣሜን🙏 ብሩኳተይ ሎማዓንቲ ብጣዕሚ ሕማቅ ኣለኩ😡🥺 ምስ መዳመይ ተባኢሰ እና ብ👍20k ኣብፅሑኒ pelss ብጣዕሚ እዩ ዝፈትወክን ደቂ መዳመይ❤❤❤❤
@Brihan-dl8pg
18 күн бұрын
እሞ እቲ ላይክ ታይ ክገብረልኺ እዩ ጓል መዳመይ ብዝኾነ ኣጆኺ ዝሓፍተይ❤❤❤❤
@GmhlHpyu
17 күн бұрын
ኣጆኪ መዝሙር ስምዒ
ኣሰይ❤️❤️❤️❤️❤️
ንፉዓት ቀጽልዎ ኣጆኹም ❤❤❤
Yemchekum❤❤
ዝገርም እዩ ተጋሩዋይ ኩሉ ግዜ ብሉፃት ሶ ይመቸኩም❤🎉
ጽቡቓት ቐፅልሉ ግዜ ዉን ወስኹላ ኢኹም እዛ ድራማ ግን ሕማቕ ማሓዛ ሒዙካ ይጠፍእ ሙኻኑ ትምህር ትመስል😢
ዋዉ ገራሚ ስራሕ በጃኩም ከይተቋርፅዋ ቀፅሉሉ❤❤❤❤😊😊😊
well well well እረ የተከኣልኩምይ ልገርም ስራሕ!!! Keep going on.............
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም❤❤❤❤ ተጋሩዋይ❤❤❤ ዓዉቸ ለባም ቀፅልሉ ኩሉኩም ጎቦዛት ደቂቃ ኣይተቃርፁ. ❤ ኣየ ዜነብ. ሃህ ኢሉ ቀርዪ ኣሲሕቅኒ
ኣጀኽም ቀፅሉ ተጋሩዋይናተይ❤❤❤🎉
ዋውውውው ኣረ ትፍለዩ የኽም 🥰🥰🥰 ቀፅልሉ
ደስ ክትብሉ ቀፅልሉ❤😘 ክዳን ግን ይሓፅረክንሎ ደቂ ኣንስትዮ
@user-cm5sp1dv2d
17 күн бұрын
#ሳስክራይብ ግበርለይ ፅጋበይ🤲
❤❤❤እንካዕ ድሓን መፃእኩም ደቂ ሪመይ
አረ ነጉሰ ከፈረሐካ አደንጊፁና😮😮ኩሉኩም ጎበዛት ኢኩም ቀፅሉሉ
ኣነስ ክፈትዎኩም ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤❤❤❤
ተጋሩ ዋይ ፅሩያት ከም ማይ ንግሆ ቡዝሑለይ ሰሱኑለይ❤❤❤
እንኻዕ ብድሓን መፃእኹም ተጋሩዋይ ፅሩያት ቀፅሉሉ ❤❤❤❤❤
ጽቡቅ ስራሕ ግን ክዛረቡ ከለዉ ቁሩብ ዶ ሓቀይ ድምጺ ሹሽ ይብል ኣሎ
ይሞችካ ዓዉቼ ዓርከይ
ጎበዛት ኢኩም፤ግን ኣብዙ ንኣጓላት ፀርፊ ዘለዎ ገፀባህሪ ተዝቅነስ፤መብዛሕቲኡ ናይ ሓበሻ ፊልምታት ንደቂ ኣንስትዮ ዝገልፁዎ ገፀባህሪ ዝተጋነነ ስለዝኮነ
ደስ ዝብል ድራማ💝🍀🌹🍀🍀🍀
እንኳዕ ዲሓን መፃኹም ተጋሩ❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
Aseyyyy dessss bahalti ❤❤❤❤❤
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ብርካተይ❤
❤❤❤❤❤❤
ተጋሩዋይ ስራሕኩም ይበርክት ይፈትወኩም እየ🙏❤
@AbushEtanbetL-veme
18 күн бұрын
ደምርኒ❤❤
አንካዕ ሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ዶሞ ቃፅሉሉ❤❤❤
ዋይ ዓዉቸ😢 ብጣዕም ሓዝነ😢 ብዝኾነ ይመችኹም❤❤
ዋውውው👌 ኣቡሽ ግን ሰሓቅ ቀቲሉኒ ኣድነቅቱ ግጨዉኒ👌😂😂
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ተጋሩዋይ 😘
ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ እዩ ግን ደቂቃ ኣንውሕ ኣብልዎ 🥰🥰
ቀፅልሉ ...ናይ ደቂ ኣንስትዮ ኽዳን ይስተኻኸል
ንፉዓት በርትዑ😊
እንኳን በሰላም መፃክም ዝፍትይኽም ተዋሳእቶ😇♥️🙏
ተጋሩዋይ
ተጋሩዋኒ❤🥰
አሰይይይይ ደቂ ማህጸን ትግራይ ኾኾባት ❤❤❤❤
ቀፅሉሉ ፍቅራተይ
ደቂቃ ሓፂሩና ሓባይብ😢