Gere Emun Part 153 | ገሬ እሙን ክፋል 153

Комедия

እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም
ገሬ እሙን ኢንተርተይመንት መዘናግዕን መምሃራይ ዝኾነ መደባት ብምድላው ዝቐርበሉ ቻነል ኢዩ። ሳብስክራይብ ብምግባር ናይ ወትሩ ተኸታተልትና ክትክኮኑ ንምነ። የቐንየልና!
Welcome back to Gere emun Entertainment KZread Channel in Tigrinya Language. We Recommend you to SUBSCRIBE us to get the most updated videos. Thank you!

Пікірлер: 1 500

  • @Yohannes_wedi_Humera_Tigray
    @Yohannes_wedi_Humera_Tigray5 ай бұрын

    ተጋሩዋኒ ብ ስም 𝗧𝗗𝗙 𝗟𝗶𝗸𝗲 𝗠𝗲 💛❤️ 👇

  • @wegahtaChannel

    @wegahtaChannel

    5 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ መዓረይ❤

  • @Yohannes_wedi_Humera_Tigray

    @Yohannes_wedi_Humera_Tigray

    5 ай бұрын

    @@wegahtaChannel ትግራወይቲ ድኪ?

  • @wegahtaChannel

    @wegahtaChannel

    5 ай бұрын

    @@Yohannes_wedi_Humera_Tigray እዎ መዓረይ❤😁

  • @Yohannes_wedi_Humera_Tigray

    @Yohannes_wedi_Humera_Tigray

    5 ай бұрын

    @@wegahtaChannel ኢለኺ ኣለኩ

  • @MebratgalQDstkiDaneMhret

    @MebratgalQDstkiDaneMhret

    5 ай бұрын

    ​@@Yohannes_wedi_Humera_Tigrayክክክ😂

  • @BurhanBurhan2-cs6vx
    @BurhanBurhan2-cs6vx5 ай бұрын

    ፍትሕ ንደቅ ኣንእስትዮ ስዕድ ዓረብ ኣሽሓት ቅርሸን ዝተበልዓ ኣሕዋትና😢😢😢

  • @fhjfhffhfu9369

    @fhjfhffhfu9369

    5 ай бұрын

    ላበይ እና እሞ ንጠርዖ😭😭😭😭

  • @ndjs6045

    @ndjs6045

    5 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢😂😂

  • @Selam-ib3zu4io1f

    @Selam-ib3zu4io1f

    5 ай бұрын

    😭😭🙏🤲

  • @bestebeste5137

    @bestebeste5137

    5 ай бұрын

    😭😭😭😭😭😭😭

  • @user-rs8bd8un8y

    @user-rs8bd8un8y

    5 ай бұрын

    ሎሙስ ደኪሙና ንብሎ ጠፊኡና😭😭😭😭😭

  • @user-nq9ci4gy8i
    @user-nq9ci4gy8i5 ай бұрын

    እንካዕ ዳሓን መፃኹም ❤❤ናይ 5 ወርሕ ጥንስት እየ ለይኪ ቃሕ እሊን ላይኪ ያወቃዕና😂😂

  • @yodahe-jl1cs

    @yodahe-jl1cs

    5 ай бұрын

    እመብርሃን ብሰላም ትገላግልኺ ዝያዳይ😊❤

  • @akezaberhe6216

    @akezaberhe6216

    5 ай бұрын

    እመ ኣምላክ ብሰላም ትምጻእኽ ማዓረይ

  • @user-pj6kq4ds5r

    @user-pj6kq4ds5r

    5 ай бұрын

    ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ፅዮን ብሽልም ተውፅእኺ ክብረተይ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @frutenafrtuna3745

    @frutenafrtuna3745

    5 ай бұрын

    ማርያም ትብጻሕኪ ትግራዋይ ይግበሮ 🎉❤

  • @letslasehayle5044

    @letslasehayle5044

    5 ай бұрын

    @@frutenafrtuna3745 🤣🤣🤣🤣ሞይተ ሳሓቅ አኛኺ ትግራዋይ እዩ ኸመይ ዳአ🤭🤭🤭🤣🤣🤣😁😁

  • @mulugetahaftu3238
    @mulugetahaftu32385 ай бұрын

    ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ክብረት ይሀበልና እንዳ ገሬ አብ ሱዳን ዘለዉ ህዝብና እውን ድምፂ ንኹኖም ብዓቅምና አለናልኩም ንበሎም ንዘክሮም😢🙏

  • @user-qy8vf3zb1i

    @user-qy8vf3zb1i

    5 ай бұрын

    ዋላ አነ 3000ሪያ ተበልዕ ግን ፈጣረ አሎ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @stopgenocideontigraypopele3745

    @stopgenocideontigraypopele3745

    5 ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ኣብ ሱዳን ዘለው ንዓዶም ክምለሱ ግበሩ ህዝብና ኸፊኡዎ

  • @user-uh7sy9uy6j
    @user-uh7sy9uy6j5 ай бұрын

    ሎማዓንትስ ኣግንየያ ግዲ😅 ኪዳና ምህረት ኣዴና ብቃል ኪዳና ትሓልወና ቡሩኽ ሰንበት❤ 6:55 ናይ ልበይ👍🥺 ድምጺ ስለ ዝኾንኹምና ነመስገን ብሓቂ ናትና ነገር የሕዝን እዩዋ እግዚአብሔር የቅልለልና 😢

  • @selam801
    @selam8015 ай бұрын

    ለወርሀዊ መታሰብያ ክብረ በዓል እናታችን ቅድሰት ኪዳነ ምሕረት እንኳን አደረሳችሁ ምእመናን💙😊

  • @01tigray

    @01tigray

    5 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን 🙏❤

  • @user-kj9yz9gj8i

    @user-kj9yz9gj8i

    5 ай бұрын

    አሜን፫

  • @kbtt1917

    @kbtt1917

    5 ай бұрын

    አሜን🙏

  • @user-pp8vc2eb2k

    @user-pp8vc2eb2k

    5 ай бұрын

    ኣሜን+3

  • @szazlzazm9647

    @szazlzazm9647

    5 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤️

  • @samiabraham92
    @samiabraham925 ай бұрын

    ገርየ ኡሙን ብሓቅ ጪብጥ ኢኩም ኣርቲስት ናይ ህዝብ ሙካኑ💙💙💙💙💙

  • @FanaYBRah-hq8cw
    @FanaYBRah-hq8cw5 ай бұрын

    ተመስገን ሰብ ባ ኣለና ዩ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ኣንዳ ገሬ ኡሙን ንፈትወኹም ኢና❤

  • @wegahtaChannel

    @wegahtaChannel

    5 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ መዓረይ❤

  • @user-nv6mn1nj3g
    @user-nv6mn1nj3g5 ай бұрын

    ኣብ ሰዑዲ ዘለኹም ናይ ደቂ ኣነስትዮ ገንዘብ ዝጠለምኩም ረሃፀን ዉሕጅ ኮይኑ ይዉሰድኩም አሜን😥☝️

  • @Hareg675

    @Hareg675

    5 ай бұрын

    ኣሜን ብከምኡ እኳ ምሓዝ ኣብዩና ኣሎ😢

  • @fhjfhffhfu9369

    @fhjfhffhfu9369

    5 ай бұрын

    ኣሜን😭😭💔💔

  • @genigaljunta598

    @genigaljunta598

    5 ай бұрын

    ኣሜን💔😭🙏

  • @user-ev6xn2oi2h

    @user-ev6xn2oi2h

    5 ай бұрын

    ኣሜን ተመላሊእዎም ይኺድ ዕድመኦም ይሕፀር

  • @khantaddgh2452

    @khantaddgh2452

    5 ай бұрын

    ንብዓትና ውሕጅ ኮይኑ ይውሰዶም ታሞ ኢና ንብሎ ሓሪርናይ ዶ 😢

  • @Hareg675
    @Hareg6755 ай бұрын

    ጎበዛትት እንዳ ገሬ ክንደይ ኣሕዋትና ደም ነቢዐን😢 ክብረት ይሃበልና

  • @salamsalam1464

    @salamsalam1464

    5 ай бұрын

    ብሓቂ

  • @bestebeste5137

    @bestebeste5137

    5 ай бұрын

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @user-rs8bd8un8y

    @user-rs8bd8un8y

    5 ай бұрын

    ብሓቂ😥😥😥😥

  • @user-dw2qc5eh2u

    @user-dw2qc5eh2u

    5 ай бұрын

    ብሓቂ😢😢😢

  • @user-bv4tb3mq3z

    @user-bv4tb3mq3z

    5 ай бұрын

    ብሓቂ

  • @user-ko1ih7io7k
    @user-ko1ih7io7k5 ай бұрын

    😢😢ኣረ በጃኩም ነዞም ኣብ እሱር ሱዑዲ ዝሳቀዩ ዘለዉ ወገናትና ድምፂ ኩሉ ሰብ ይሃልቅ ኣሎ 😢😢😢😢

  • @wegahtaChannel

    @wegahtaChannel

    5 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ መዓረይ❤

  • @youtubechanel6651
    @youtubechanel66515 ай бұрын

    ኽብረት ይሃበልና ኣባላት ዳገርየ እሙን😢😢❤❤

  • @selam801
    @selam8015 ай бұрын

    ሎምዓንቲ መወዳድርቲ ዘይብላ ሰራሕ ሰሪሕኹም thank you የምር አብ ሳውዲ ዓረብ እትነብር ጓል አነሰተይ ልክዕ ከም ሸምዓ ንህዝባን ንቤተሰባን እትብርህ እያ ግን ከኣ ደሞ ኹሉ ይብድላ ይኽሕዳ😢

  • @khantaddgh2452

    @khantaddgh2452

    5 ай бұрын

    ብሓቂ 😥

  • @Channel-qe9mn
    @Channel-qe9mn5 ай бұрын

    ♥️ሰብ ኮመንት ቀስ ለይትብሉ😂🤣ድፍፍእ እንኳዕ አብፀሐና ወርሓዊ በዓል ኪዳነ ምህረት ብቃል ኪዳና ትሓልወና አሜን ፫ የቀንየልና እሕዋተይ እግዚአብሔር ዝረሃፅናዮ ይመልሰልና

  • @SaraSara-wn1iz

    @SaraSara-wn1iz

    5 ай бұрын

    ኣሜንንንንን👏👏👏

  • @user-qx7jg8me7s

    @user-qx7jg8me7s

    5 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን❤❤❤

  • @GiAsd-by5pp

    @GiAsd-by5pp

    5 ай бұрын

    ኣሜን

  • @akezaberhe6216

    @akezaberhe6216

    5 ай бұрын

    amen amen amen maerey

  • @user-hx5wd6yv4q

    @user-hx5wd6yv4q

    5 ай бұрын

    ኣሜን(3)🙏✝️🥰ግን ሃመይውሉ ሃሎዉሎው ደያብል ሐማም ውልና ሓፋዛ ውሎና ራህፅና ርህፅና ከይዩኡ 4😢ዓመት ልሰራሕናዮ የዉለይ ብሉ ድኖሆ ኣየ ሓወሻ ኹፉእ ኣነ ግን ዳዕራው የአ ዳማርር ድነዎሩኹ ግን? ሐዝ ኹሉ ርእዮዮ እናሆኹ ቶውሳኹቶም ኣዕራዉ ኣዕራው ዳኣም ክውለካ ሰዉ ኡኩ💔

  • @user-hc2bf4uz5v
    @user-hc2bf4uz5v5 ай бұрын

    ሰዑዲ ዘለና ግን 😢ኣጆና እስኪ የቀንየልና እስኪ♥️🔥

  • @wegahtaChannel

    @wegahtaChannel

    5 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ መዓረይ❤

  • @user-gm5qr4jk9f
    @user-gm5qr4jk9f5 ай бұрын

    ያቀንየልና እንዳ ገሬ እሙን ገንዘብኺን ንዝጠሎሙኺን ክዳነ ምሕረት ባዕላ ትርዳእኺን ካጭንቀትኺን ትገላግልኺን ደቅኖዋ😢

  • @hfhd2156
    @hfhd21565 ай бұрын

    ❤❤❤ብጣዕሚ ነመስግን ኩሉ ግዜ ድምፂ ዉፅዓት ስለትኮኑ ተጋርዋይ ፅሩያት❤❤❤❤

  • @user-rb4zc7nl4g

    @user-rb4zc7nl4g

    5 ай бұрын

    ​@@kidentube ገይረልኪ እየዋ ግበርለይ ኪዱየይ

  • @Tigraweyti_Queen
    @Tigraweyti_Queen5 ай бұрын

    ኮሞንት ቀስ በሉ መበል 99 እየ😂 ተጋሩዋይ ደቅኖ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ዘኽብረኩም♥️🥰 እንዳ ገሬ ካዓ ፅብቅ ስራሕ እዩ ቀፅሉሉ

  • @Tigraweyti_Queen

    @Tigraweyti_Queen

    5 ай бұрын

    @@kidentube ጨለ እምበይተዋይ♥️

  • @Selam-ib3zu4io1f
    @Selam-ib3zu4io1f5 ай бұрын

    ብጣዕሚ ነመስግን ኩሉ ግዜ ድምፂ ዉፅዓት ሰለትኮኑ ተጋሩዋይ ማዓርይ😢❤❤💙

  • @waskan7162
    @waskan71625 ай бұрын

    እንኳዕ አብፀሓና ንወርሓዉ አዴና ቅድስት ከዳነ ምህረት ክብረት ይሃበልና እንዳ ገሬ እሙን እግዚአብሔር አምላክ ይኽብረልና አጆኽን አሕዋተይ 😢😢😢😢

  • @waskan7162

    @waskan7162

    5 ай бұрын

    @@kidentube ሕራይ ማዓረይ

  • @jgsg5356
    @jgsg53565 ай бұрын

    እንኳዕ አብፀሐና ንወርሓዊ በዓል ኪዳነ ምህረት ካብ ክፉእ ኩሉ ትሓልወና አሜን አሜን አሜን ከይበልኩም ከይትሓልፉ🙏

  • @user-cb2tr4cd9m

    @user-cb2tr4cd9m

    5 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን

  • @user-on3hd8un5d

    @user-on3hd8un5d

    5 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን🥰

  • @pkkhan17

    @pkkhan17

    5 ай бұрын

    አሜንንንን❤❤

  • @user-mk9wr6yp7k

    @user-mk9wr6yp7k

    5 ай бұрын

    Amen Amen Amen 🤲🤲🤲❤️❤️❤️🥰🥰🥰

  • @user-bi2hb7mp6j

    @user-bi2hb7mp6j

    5 ай бұрын

    አሜንአሜንአሜን

  • @sarassss5088
    @sarassss50885 ай бұрын

    ንፋዓት ዳገሬ ኡሙን ዘሎ ጎዶሎታት ናረእኩም ድምፂ ህዝቢኩም ኩኑ ሕማቅ ግዜ ክሰካብ ዝቅየር😢❤

  • @sarassss5088

    @sarassss5088

    5 ай бұрын

    @kidentube ገይረልኪ ማዓረይ

  • @MenetsgabaHaylu
    @MenetsgabaHaylu5 ай бұрын

    ክብረት ይሃበና እንዳ ገሬ እሙን ንፈትወኩምን ነክብረኩሙን😢🙏

  • @NomorehgdefEzgharya
    @NomorehgdefEzgharya5 ай бұрын

    ዳኒ ጽቡቕ ኣለኻ ብፈይስቡክ ተላሊኻ ዶ ሚሎናት ትሰድድ ኢኻ ወለድኻ ተዝበልዕዎን ተዘጥፍእዎን ይበልጽ😢😢😢😢

  • @MeryMm-lk6iw

    @MeryMm-lk6iw

    5 ай бұрын

    ይገርመካ ዩ

  • @yetewhadoljoch
    @yetewhadoljoch5 ай бұрын

    ሓረገውይኒ ብምምፅኣ ደስ ዝበለኩም

  • @selam801
    @selam8015 ай бұрын

    አድነቅቲ ሃረገ ወይኒ ጸፍዒኹምኒ ሕለፉ😅😊

  • @mebitigraweyti
    @mebitigraweyti5 ай бұрын

    እንካዕ ብሰላም መጻእኩም ደራሲ ኣብ ቦታኣ 👌 ገንዘብክን ዘተጠለምክን ኣብ ሱዕዲ ዘለክን አሕዋተይ ኣጆክን ፈጣሪ ይሓግዝክን😥

  • @wegahtaChannel

    @wegahtaChannel

    5 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ መዓረይ❤

  • @user-ud6lp3xq4m
    @user-ud6lp3xq4m5 ай бұрын

    ኣሕሕሕሕሕ ናተይ እኳ ፍቱሑ ኣብ ሰማይ እዩ 400.000 ብር ብናይ እ/ያ ተበሊዐ ለይትን ቀትርን ንብዓተይ ፈጣሪ ይፍረደሎም 🥺🥺🥺😭😭😭

  • @user-he8gw4cz8o

    @user-he8gw4cz8o

    5 ай бұрын

    አጆኺ😢😢

  • @gamilahgamilah3329

    @gamilahgamilah3329

    5 ай бұрын

    ኣይዘክይ

  • @MahiAberahaley-qh9oc
    @MahiAberahaley-qh9oc5 ай бұрын

    ኣቱም ሰባት ሎሚ ዉን ቀድሙኹሙና🙄😅ኸሕሊዋ ፀኒሔስ ያላ ፅፉዑኒ ወይለኸ ሽረኒ 🤔እንዃዕ ሰላም መፃኹም ዳጌሬ😘😘

  • @DgDh-px1wd
    @DgDh-px1wd5 ай бұрын

    ኣነ ዝገርመኒ ግን ሰብ ኮሞንቲ ኣሻዓ ከዚ እንድያ ወሪዳ😂ሰናይ ሰንበት🙏👏😢

  • @user-ql2nz7yt5o

    @user-ql2nz7yt5o

    5 ай бұрын

    ኣቢዚ ይትብ እዮም ዝድቅሱ ይመስለኒ😂

  • @salamsalam1464

    @salamsalam1464

    5 ай бұрын

    ​@@user-ql2nz7yt5o😂😂😂

  • @user-xr1yg7yc9g

    @user-xr1yg7yc9g

    5 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @slaamslaam7629
    @slaamslaam76295 ай бұрын

    ዳገሬ እሙን ኪብረት ይሃብልና ኣብ #ስዑዲ ዘለዋ የሕዋትና ዲምፂ ዝኾንኩመን ኪብር ናዓኹም❤❤❤😢😢😢

  • @wegahtaChannel

    @wegahtaChannel

    5 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ መዓረይ❤

  • @SlamahSalim-px4yv
    @SlamahSalim-px4yv5 ай бұрын

    የቀንየልና እዳ ገሬ እሙን እና ቀፅሉ ኣብ ሰዕዲ ብዙሕ ሰብ ይሳቀ ኣሎ ራጎ ዝባሃል መናእሰይ ተወዲአም ኣለዉ 😢

  • @Getishentertainment
    @Getishentertainment5 ай бұрын

    የቀንየልና እንዳ ገሬ እሙን ድምፂ ይሕዋትና ስለ ዝኮንኩም❤️💛

  • @wegahtaChannel

    @wegahtaChannel

    5 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ መዓረይ❤

  • @user-ji5eg7bs9z
    @user-ji5eg7bs9z5 ай бұрын

    እንካዕ ኣብፀሐና ናብ ኣዴና ቅድስቲ ኪዳነ ምህረት❤❤❤

  • @fanafani2638
    @fanafani26385 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም❤❤ፍትሒ ድምፂ ዝሳኣና ስደተኛታት ደቂ ኣንስትዮ ነበርቲ ስዕዲ ዓረብ ዝርከባ ደም ዝነባዓ ዘለዋ ወገነይ ኣሕዋተይ😢😢

  • @user-ld8px5xr1z
    @user-ld8px5xr1z5 ай бұрын

    ኣያ ተኸስተ ሓቆም እዮም ስደት ሓደ ክሎተ ግዜ ትሙክር ምኻን ተኣቢና ዓድና ነፍቅር ኣሕዋተይ ግን 10 ግዜ ናተመላለስኩም ዓድኹም ረሲኹም😢

  • @makdatube8713
    @makdatube87135 ай бұрын

    እሙሓሸይ መጺኣ😂 ቡን እንዳሰተና እስከ ኣብ ቲቪ ንርኣያ ብሩኽ ሰንበት ❤❤❤💛💛💛☕☕☕☕🍭🍬🍷🍷🍹🍹

  • @GoodBoss-pj1jm

    @GoodBoss-pj1jm

    5 ай бұрын

    0p0oo000

  • @GoodBoss-pj1jm

    @GoodBoss-pj1jm

    5 ай бұрын

    pppp9o00

  • @lkjlkh5222
    @lkjlkh52225 ай бұрын

    welcome ገዛና Tankyou👩‍👩‍👦‍👦 መበል 77 ግጨዉኒ Tegaruwani💛❤️

  • @heefhedhy7144
    @heefhedhy71445 ай бұрын

    እንየካ ን ወርሓወይ ባዓል ኪዳና ምሕረት አብፅሐና ፅሎታ ረድኤታ አይፈለየና አሜን አሜን አሜን። ተመስገን አምላክ አቦይ ሰሙን ካብ ሰሙን ዘፅነሐና ጎይታ ክብረ ምስገና ይኩኖ አሜን 😢😢😢ብሓቂ ክብራተይ ኪዳና ምሕረት ብሰላም ገንዝብኪን ናብ ኢድኪን የብለልኪን እስቲ መስተወሊ ልቦና ይሃቦን ኣይ ሰብ ገንዝብ ዶ 😢😢😢

  • @khantaddgh2452

    @khantaddgh2452

    5 ай бұрын

    ኣሜን ሓፍተይ 🙏😢

  • @suhhd

    @suhhd

    5 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሓፊተይ ማዓረይ❤❤❤❤❤

  • @EtadaErada-rs9bz
    @EtadaErada-rs9bz5 ай бұрын

    አረ ስደት ዝበሃል ረሳሕ እዩ ዓድና ናይ ስራሕ ዕድል ይፈጠረልና🙏🥺🥺

  • @wegahtaChannel

    @wegahtaChannel

    5 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ መዓረይ❤

  • @GiAsd-by5pp
    @GiAsd-by5pp5 ай бұрын

    እንኻዕ ናብ ናይ ኣዴና ቅድስቲ ኪዳና ምህረት ወርሓዊ ክብረ በዓል ብሰላም ኣብፀሐና ❤❤❤❤❤

  • @user-sr5hg8nc3u
    @user-sr5hg8nc3u5 ай бұрын

    ዋውውውው ተመሰገን ቀዳመይቲ ኮይነ 😂😂😂 ደቂ መደማት ቀዲመክን እሰይ😂😂❤❤❤❤❤ ሰናይ መዓልቲ ወገናተይ

  • @rozaoppo828

    @rozaoppo828

    5 ай бұрын

    😂😂😂🙉🙆‍♀️🤦‍♂️👌

  • @meronokbay3199

    @meronokbay3199

    5 ай бұрын

    ከይ ሰማዕኩም ድኩም ኮመንቲ ትጽሕፉ ዘለኩም ወይስ ንዓይ እዩ ድሕሩ ዝመጸኒ ዘሎ 2 mint

  • @yes6292

    @yes6292

    5 ай бұрын

    🙉🙉🙉🙉🤫😜😅😅😅

  • @user-gs4yw7hf6y
    @user-gs4yw7hf6y5 ай бұрын

    ብጣዕሚ ደስስስ ብሃሊ እግዚአብሔር ኣምላኽ ስደትና ይሕጽረልና እንበይ ኣብ ሥዑዲ ዓረብ ዘሎ መከራ😢

  • @user-gc1zk5uf2n
    @user-gc1zk5uf2n5 ай бұрын

    ኣጆክን ዘን የሕዋተይ ቅርሽክን መዓልቲ ይነውሕ እምበር ኣይጠፍአክንን ተስፋ ከይትቆርፃ😢😢😢😢

  • @user-lt5oc6fs4h
    @user-lt5oc6fs4h5 ай бұрын

    የቀንየልና እንዳ ገሬ እሙን❤💛 እምበር ኣብ ስደትስ ሓዘንና ከይኣኽለና ከሪተትን ንብዓትን ኮይኑ ህወትና 😢😢🙏🙏

  • @rozaoppo828

    @rozaoppo828

    5 ай бұрын

    ኣጀን😢😢 እሕዋተይ❤

  • @user-dw2qc5eh2u

    @user-dw2qc5eh2u

    5 ай бұрын

    ኣጀን ኣሕዋተይ

  • @user-bv4tb3mq3z

    @user-bv4tb3mq3z

    5 ай бұрын

    ኣጆኩን አሕዋተይ

  • @user-lz1rh4zf1c
    @user-lz1rh4zf1c5 ай бұрын

    እንዳ ገሬ ለባማት እንካዕ ብሰላም መፃኩም❤❤❤ ኣጆክንቅርሽክን ዝተሓደክን ኣሕዋትና

  • @user-yg9gz6pe5i
    @user-yg9gz6pe5i5 ай бұрын

    እንዳ ገሬ እሙን ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትመርቲ ደቂ ሪመይ ኪዳና ምህረት ትሓልዉኩም🙏❤❤❤❤

  • @hayelomwedimeri
    @hayelomwedimeri5 ай бұрын

    እንኳዕ ደሓን መፃኹም ዳገሬ እሙን🎉🎉❤ እሟሸይ መፅኣ😂😂

  • @ds3zs9
    @ds3zs95 ай бұрын

    ቀዳመይቲ ባዕለይ የቀንየለይ ዳገሬ እሙን ደቂ መዳም ኣጆክን😢

  • @ds3zs9

    @ds3zs9

    5 ай бұрын

    @@kidentube ገይረለኪ መዓረይ

  • @ihhb1835
    @ihhb18355 ай бұрын

    ሰላም እንዳ ጌረ እሙን ኣሕዋተይ ኣንሕና ኣሕዋትኩም ትገብሩልና ኢለኩም ምትሕብባር ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ነገር ግን እዛ ሃረግ ሓፍትና ዝበለቶ 😥ን እንዳ ሻሂ ቡና ክሰትያ ክኸዳ ሓዙልና ኢለን ዝሃበኦም ኢላ ኣንሕና ግን ኣሕዋተይ ዳ ሻሂ ኣይንፈልጥ ዳ ቡና ኣይንፈልጥ ኩሉ ጊዜ ስራሕ ኢና ደፋእ ንብል ን tdf ኣሕዋትና ን ስድራ ቤተሰብ እቲ ከ እቲ ከ ክንብል ጭንቀት ክንመውት ኢና ንብል 😥ዓድና ንናፍቅ ኮታስ ብዙሕ ነገር ፀርና ኢና ንከድ እምበኣር ኣቱም ኣብ midia ዘውፃእኩምዎም ደስ በሃሊ እቶም ኣብ midia ዘየውፃእኩምዎም ብጣዕሚ ብዙሓት አለዉ ኣነ ንባዕለይ 2 ዓመት ምሉእ ደፋእ ኢለ ዝሰራሕኩዎ 25 000 ርያል ሎሚ ናጋ ናበለ ከሊኡኒ እንዮ ማለት እዩ 😢ከምዚ ምትሕብባር ተቀፅልኩምሉ ግን ፈሪሖም ተሃቡና ኣንሕና እውን ተስፋ ንገብር 😢እና ኣይዞና ኣሕዋተይ ✍️🥰

  • @user-cc3gy3um8g

    @user-cc3gy3um8g

    5 ай бұрын

    ኣጆኪ ዛሓፍተይ ፈጣሪ ረሃፅኪ ይመልሰልኪ🙏

  • @user-kn8yy7wy9d

    @user-kn8yy7wy9d

    5 ай бұрын

    አይዞኪ ክብረተይ እመ ብርሃን ትሓግዝኪ❤

  • @user-wu8ez5no7g
    @user-wu8ez5no7g5 ай бұрын

    ዕድመ ይሃብኩም ተባረኩ ኣባላት ገሬ እሙን ድምፂ ኣብ ስዑዲ ንዝተክሓዳ ኣሕዋትና ሰለ ዝኮንኩም ብዘይ ምቁራፅ ድምፂ ክትኮኑ ተስፋ ይገብር 😢 ኣብ ስዑዲ ብዙሕ መንእሰይለ ኣብ እሱር ይሳቀ ኣሎ ተምሃሮን ተጋደልቲ መንእሰያትን ከም ሓመድ ናብ ስደት ይዉሕዙ ኣለው መንግስቲ ሓደ ፍታሕ ይግበረልና ኣቱም ሰባት ብኩሉ ንጠፍእ ኣሐና

  • @Bri_Tgraweyti....
    @Bri_Tgraweyti....5 ай бұрын

    _ተጋሩዋይ ድምፂ ገንዘበን ዝተወሰዳ የሕዋትናን ኣሓትናን ኣብ እስርቤት ንዘለው ድምፂ ስለ ዝኾንኩም ኣዚና ነመስግን ኩሉ ፀገማትና ክሳዕ ዝፍታሕ ከይተቋርፀዎ ሓደራ ዝከኣለኩም ግበሩ ፈጣሪ ኸኣ ይተሓወሶ🙏😢❤_

  • @user-ti4xd9sl9y
    @user-ti4xd9sl9y5 ай бұрын

    ብጣዕሚ ነመስን ደምጺ ኩሉ ሰለትካኑ❤❣️💛💔👏

  • @user-ti4xd9sl9y

    @user-ti4xd9sl9y

    5 ай бұрын

    @@kidentube እሺ

  • @Gg-qv9ix
    @Gg-qv9ix5 ай бұрын

    ከመኡ ኢልኩም ድምፂ ክንዎ ኣብ ስዕዲ ዘሎ ህዝብና❤😊😊

  • @wegahtaChannel

    @wegahtaChannel

    5 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ መዓረይ❤

  • @Meberiht
    @Meberiht5 ай бұрын

    ብፈለይ ኣብ እስርበት ዘለወ ኣሓዋትና ፀገመሞ ይፈለጥ ብሞቱ እና ጥመትን ይቅዝፍሎ 😢😢😢😢😢😢❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Shewittigraweyti
    @Shewittigraweyti5 ай бұрын

    እንካዕ ብድሓነ መፅኩም እንዳ ገሬ ክብረት ይሃበልና ተጋሩዋይ ማዓርይ🙏💊የቅንየለይ

  • @__-wj7zq
    @__-wj7zq5 ай бұрын

    _እንኳዕ ብስላም መፃእኩም__#እንዳ__ __#ገሬ__ __#ጽሩያት__🥰🥰_ _ሃረግ መፅኣ __#ላይኩ__ 👍እስኪ♥️_

  • @user-hm6ez8dx1x
    @user-hm6ez8dx1x5 ай бұрын

    የቀንየልና እንዳ ገሬ እሙን መግለፂ ቃላት የብለይን ዋፅዓ ኣሕዋትኩም ሰሚዕኩም ድምፂ ስለ ዝኮንኩምና thank you 👑♥🥰ኣነ ሓንቲ ካብአን እየ 😢

  • @aotali8812

    @aotali8812

    5 ай бұрын

    ኣጆኺ መዓረይ

  • @user-or7fs3wl4l

    @user-or7fs3wl4l

    5 ай бұрын

    ኣጆኽ ማዓረይ

  • @kahsayemaryamlij199

    @kahsayemaryamlij199

    5 ай бұрын

    ኣጆኪ ዝሓፍተይ

  • @user-kn8yy7wy9d

    @user-kn8yy7wy9d

    5 ай бұрын

    አጆኪ ዝሓፍተይ ገንዘብ ሰሪሕክዮ ኢኪ አይሰርሐክን እመ ብርሃን ትሓግዝኪ ክብረተይ❤

  • @Mahbertewahdoeyaemnetey27

    @Mahbertewahdoeyaemnetey27

    5 ай бұрын

    አጆኺ ጓልነይ

  • @user-iq6tl2pd3x
    @user-iq6tl2pd3x5 ай бұрын

    ክብረት ያሃበልና ዳ ገርየ አሙን 🙏💔

  • @user-qi2vk7wd3q
    @user-qi2vk7wd3q5 ай бұрын

    ❤❤❤💘💘ብጣዕሚ ነመሰግን ኩሉ ግዜ ድምፂ ውፅዓት ሰለትኮኑ ተጋርዋይ ፅሩያት❤❤❤😍😍💘

  • @user-bg5ck4mj9i
    @user-bg5ck4mj9i5 ай бұрын

    ባሓቂ ለምለም ዓይንይ ፀላኢማ ፀላኢ እዩ😢 ኣያ ተኸስተ ተረዶኡላይዶ ንቤቲ💔😐

  • @wegahtaChannel

    @wegahtaChannel

    5 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ መዓረይ❤

  • @user-el1rx6zm6v
    @user-el1rx6zm6v5 ай бұрын

    23 ሽሕ ሪያል ተታሕዝ እለኩ ታይ እሞ ክንገብር 💔😭😭😭😭

  • @user-bt4ln8oi7e

    @user-bt4ln8oi7e

    5 ай бұрын

    ኣጆኪ ዝያዳይ እመብርሃን ትሓግዝኪ❤❤

  • @brzafabreha1618

    @brzafabreha1618

    5 ай бұрын

    ኣጆኺ ዛምበይተይ ዳርጋ ኹልና ሃምኡ ኢና እግዚአብሔር ገንዘብና ይመልሰልና

  • @azmeraamen6989

    @azmeraamen6989

    5 ай бұрын

    ​@@user-bt4ln8oi7eአዝን እዝን ሕዋትይ ማዓሮ ኩሉ ነገረ ፍጣር አሎ።ንብዓትን ፍጣር ያሓብስልክ❤❤❤😢

  • @tgyhgchggg9259

    @tgyhgchggg9259

    5 ай бұрын

    ኣጆኪ ዛሓፍተይ ኣየጣፈአልክን ፈጣሪ

  • @UggguVguug-ob1ig

    @UggguVguug-ob1ig

    5 ай бұрын

    ኣጆክ እም ብርሃን ምስካትኩን ትኩን

  • @mashogebre5262
    @mashogebre52625 ай бұрын

    የቀንየልና ድምፂ ዝኮንኩሙና ክልተ ዓመት ሙሉእ ኣሳቅየሙና ሎሚ ፀባሕ እናበሉ😢😢😢

  • @maryyammmnnnz8338
    @maryyammmnnnz83385 ай бұрын

    ተጋሩዋይ ፅሩያት ዕድመን ጥዕናን ያሃብክም ፈጣሪ እንዳ ግራየ እምን ንፈትውክም ኢና

  • @Ganet-wd2rh
    @Ganet-wd2rh5 ай бұрын

    የቅንየልና እንዳ ገሬ እሙን 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-ej6sy1zz6i
    @user-ej6sy1zz6i5 ай бұрын

    ❤❤ናስደት ነገር ብጣዕሚ ካብድእዩ ቃትሪ ለይቲ ላዕሊይ ታሕቲ እልና ላምፀእናዮ ኣሕምናኳ ለይናዕርፈሉ ብቻ ተመስገን ጥዕና ይሃበና ፈጣሪ ኩሉ😢😢

  • @szazlzazm9647
    @szazlzazm96475 ай бұрын

    እንካዕ ብ ዳሓን መፃኩምም ♥️♥️♥️♥️ ዳ ገሬ ዋይ ለባማት ድምፅ ኣሕዋትና ስለ ዝኾንኩምወን እግዛብሄር የክብረልና 🙏❤️

  • @gjggdGjfhc
    @gjggdGjfhc5 ай бұрын

    የቀንየልና እንዳ ገሬ እሙን ድምፂ ስለ ዝኮንኩምና ❤❤❤ተጋሩዋይ

  • @rishansolomon9726
    @rishansolomon97265 ай бұрын

    የቀንየልና እዛም ናትና ድምፂና ስለትኾኑ ንበሩልና 😢😢😢😢 ብጣዕሚ እና ነኽብረኩም

  • @user-xp3lx5zx6w
    @user-xp3lx5zx6w5 ай бұрын

    የቅንየልና እንዳ ገሬ እሙን ብጣዓሚ ኢና ንፈትወኩም ❤👏

  • @user-ff5ds4go7s
    @user-ff5ds4go7s5 ай бұрын

    የቀንየልና እንዳ ገሬየ እሙን ድምፂ የሕዋትና ሰለ ዝኮንኩም ክቡራተይ❤ ❤

  • @danidannnnnnnnn
    @danidannnnnnnnn5 ай бұрын

    ድምፂ ደቂ ኣንስትዬ ኣሕዋትና ስለ ዝኾንኩም ክብሪ ይግበአኩም ዳገሬ እሙን💛❤️ምሉእ ሰላምና ይመልሰልና ተጋሩዋይ ይፈትወኩም እየ።

  • @hufhhdh38
    @hufhhdh385 ай бұрын

    ክብረት ይሃበልና እንዳ ገሬ እሙን ድምፂ ውፅዓት አብ ዓዲ ዓረብ ስለ ዝኮንኩምና ❤❤❤❤😢

  • @wegahtaChannel

    @wegahtaChannel

    5 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ መዓረይ❤

  • @user-zm8ou6qh5j
    @user-zm8ou6qh5j5 ай бұрын

    ዳ ገሬ እሙን ደሰ ብሃሊ ስራሕ ቐፅልሉ ብጣዕሚ የሕዝን ብፍላይ ኣብ↪️ የመን ኣብ ደንበር ስዑዲ (ራጎ) ሕማቕ ኩነታት እዩ ዘሎ ናይ የመን መንግስቲ(ሑቲ) ካብ ራጎ ዉፁ ይብሉና ናብ ስዑዲ ክትኣቲ ው ውን ናይ ሱዒዲ መንግስቲ ብኸብድ ይድብድብ ኣሎ ድምፂ ኹኑዎ ንስደተኛ ሱዑድ ዓረብ ይሳቐ ሎ😢😢

  • @genet3442
    @genet34425 ай бұрын

    ተጋርዋይ የቀንየና ፁሩያት እንዳ ገሪየ እሙን ሙቁራትይ❤❤❤❤❤❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃቡኩም

  • @bjji4153
    @bjji41535 ай бұрын

    የቀንየልና እንዳ ገሬ እሙን ተጋሩዋይ ናተይ💛💛❤️❤️

  • @maryamawitchannel6962
    @maryamawitchannel69625 ай бұрын

    ሎሚ ድምፂ ውፅዓት ስደተኛታት ስለዝኮንኩም አሐጊስኩምና እንዳ ገሬ እሙን ❤ ቀፅሉሉ

  • @wegahtaChannel

    @wegahtaChannel

    5 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ መዓረይ❤

  • @user-hl8vn6tq3o
    @user-hl8vn6tq3o5 ай бұрын

    ባሓቂ ለባማት እንዳገሬ😢❤❤

  • @user-ek4rl4co7p
    @user-ek4rl4co7p5 ай бұрын

    እንዳ ገሬ እሙን ብሓቂ አደንቀኩም ድሚፂ ዉፁዓት ድሙዃንኹም❤ገንዘብ ዝተበላዕኽን አሕዋት አሓት እግዚአብሔር ኣምላክ ይደግፊኺን አጆኽን

  • @aabaditmumu2317
    @aabaditmumu23175 ай бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም እንዳ ገርየ እሙን❤ የቀንየልና ድምፂ ሰለ ልከንኩምና 😢

  • @user-st7wj7or9v
    @user-st7wj7or9v5 ай бұрын

    ደቂ መዳም አጆና የቐንየልና ዳገሬ እሙን😢🙏

  • @fetgfwet9654
    @fetgfwet96545 ай бұрын

    ኣረ ቅርሽና ድምፅ ኩኑና በጃኩም ቀፅሉሉ ዳገሬ እሙን

  • @drtt2855
    @drtt28555 ай бұрын

    የቀንየልና እንዳ ገሬ እሙን ኩሉ ግዜ ድምፂ ውፅዓት ሰለ ትኮኑ ተጋሩ ኣሕዋተይ❤❤

  • @bestebeste5137
    @bestebeste51375 ай бұрын

    ለምለም ዓይነይ ክብርቲ ወላዲት 😢😢😢😢😢😢 ኣጆኩም ቀፅሉሉ 🙏

  • @wegahtaChannel

    @wegahtaChannel

    5 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ መዓረይ❤

  • @TtTt-wn4jf
    @TtTt-wn4jf5 ай бұрын

    እግዚአብሔር የክብረልና ዳ ገሬ እሙን❤❤❤❤

  • @wegahtaChannel

    @wegahtaChannel

    5 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ መዓረይ❤

  • @user-vb7kq8jt4f
    @user-vb7kq8jt4f5 ай бұрын

    ጎበዛት ድምጺ ኣሕዋትኩም ስለ ዝኮንኩም❤❤❤❤

  • @user-vz4xl7vu8o
    @user-vz4xl7vu8o5 ай бұрын

    እንኻዕ ንወርሒ ብዓል ኪዳን ምህርቲ ኣብጸሐኩም አብ መላእ ዓለም እትርከብ እመንቲ ክርሰትን እንካዓ ኣብጸሐኩም🙏🌿❤️✝️💒

  • @user-kp9zk5xe7w
    @user-kp9zk5xe7w5 ай бұрын

    እንኳዕ ደሓን መፃእኩም ሰላም ናህዝብ ትግራይ ፈትሕ ንሳዑዲ ዓረብ ዝለዋ አሰረት🙏🙏🙏

  • @wsjn3542
    @wsjn35425 ай бұрын

    የቀንየለይ ዳገሬ እሙን ደቂ መዳም ኣጆና😢

  • @gallwejerat147
    @gallwejerat1475 ай бұрын

    ኣብ ዝሃለና ሃልና ክዳነ ምህረት ትሓልወና❤👏

  • @yes6292

    @yes6292

    5 ай бұрын

    ኣሜን (3)♥️♥️♥️

  • @user-rh6np8li7p
    @user-rh6np8li7p5 ай бұрын

    ኣያ ተኸስተ ግን ጽሉል እዮም ዝመሰሉ የቐንየልና ኸዓ እንዳ ገሬ እሙን ኣይዞኽን ኣሕዋተይ ስዑዲ ዓረብ ዘለኽን ዕድመን ጥዕናን እንተ ሂቡና ፈጣሪ ኩሉ ሓሊፉ ክንርኢ ኢና ግን እንተበርቲዕና እዩ ኢድክን ከይትህባ ❤❤❤❤❤

  • @jgsg5356
    @jgsg53565 ай бұрын

    እንኳዕ ደሓን መፀኩም እንዳ ገሬ እሙን ❤❤

  • @wegahtaChannel

    @wegahtaChannel

    5 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ መዓረይ❤

  • @user-vq7wk2ft6w
    @user-vq7wk2ft6w5 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ቡሩክ ሰንበት❤❤❤❤🎉🎉

  • @fhdvgf
    @fhdvgf5 ай бұрын

    አንዃዕ ብሰላም መፅአኹም አንደ ገረ አሙን❤❤❤

  • @user-fl6zs3hb5n
    @user-fl6zs3hb5n5 ай бұрын

    እፍፍፍፍ ለምለም ዓይነይ ኣብኪያትኒ እስቲ ስደትና የሕፅረልና ፈጣሪ ደቂ ዓደይ እንዳ ገሬየ እሙን የቀኒየለይ ቀፅሉሉ ኣንሕናውን ኣብ ጎንኩም ኣለና

  • @user-le6ov7nb4z
    @user-le6ov7nb4z5 ай бұрын

    ያቀንየልና እንዳ ጌረ እሙን ብጣዕም እዩ ዘሓዝን ኣብ ስድት ከሪተት😢

  • @hayahshroani6301
    @hayahshroani63015 ай бұрын

    እንኳዕ ዳሓን መፃኩም እንዳ ገሬ ኡሙን ❤እንኳዕ ንወርሓዊ ባዓል ኣዴና ኪዳነምህረት ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም👏💚💒 ብምቅፃል ድምፂ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዘለው እስሪቤት ዝሳቀዩ ዘለው ኣሕዋትና ድምፂ ኩኑና😢😢😢

  • @wegahtaChannel

    @wegahtaChannel

    5 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ መዓረይ❤

  • @user-rs8bd8un8y
    @user-rs8bd8un8y5 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም እንዳ ገሬ ተፈተውቲ❤❤❤ ብልቢ ነመስግን ድምጺ ስለዝኮንኩምና ንሕናስ ደኪሙናዋ ብቲ ዝትክእልዎ ሓግዙና😥😥

  • @SalamSalam-ex1fr
    @SalamSalam-ex1fr5 ай бұрын

    መከራና ለይውዳእ እዞም ራጎ ዘለዉ ለለ ተሳቅዮም እኮ ኡፍ ኣይትምፁኡ ኢልና መን ሰማዒ የለን ስቅ ኢልካ ምክታት ብቻ አረ ብስሩ ጨነቀና ከዝስ ባእ😢😢

  • @illill5904
    @illill59045 ай бұрын

    እንዳ ገሬ ክብረት ይሃበልና ብሓቂ 💔

Келесі