ገሬ እሙን ክፋል 84 GERE EMUN PART 84

Комедия

እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም
ገሬ እሙን ኢንተርተይመንት መዘናግዕን መምሃራይ ዝኾነ መደባት ብምድላው ዝቐርበሉ ቻነል ኢዩ። ሳብስክራይብ ብምግባር ናይ ወትሩ ተኸታተልትና ክትክኮኑ ንምነ። የቐንየልና!
Welcome back to Gere emun Entertainment KZread Channel in Tigrinya Language. We Recommend you to SUBSCRIBE us to get the most updated videos. Thank you!

Пікірлер: 1 100

  • @Rahman-sj5tx
    @Rahman-sj5tx Жыл бұрын

    ኩሉ ትግራዋይ ብር ላበለ ይትሓጎስ ትግራይ ዓድና ሰላም ይምፅአልና ❤❤❤❤

  • @user-dt8hv3sm4j

    @user-dt8hv3sm4j

    Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ማዓረይ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰💊💊💊💊💊

  • @noreyyaibrahim7190

    @noreyyaibrahim7190

    Жыл бұрын

    አሚን አሚን አሚን

  • @lemlemshishay4315

    @lemlemshishay4315

    Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን

  • @muzghanesmaili148

    @muzghanesmaili148

    Жыл бұрын

    😂😂😂 helmey agmey 😂😂😂

  • @lichuyoutub63

    @lichuyoutub63

    Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን🤲🤲🤲💘💘❤❤

  • @user-kj6ne1fm5u
    @user-kj6ne1fm5u Жыл бұрын

    ቅዱስ ገብርኤል ሓደራ ህዝብናን ሰራዊትና ሓልወልና ብሩክ ሰንበት ይኩነልኩም ደቂ ዓደይ እንዳ ገሬ እሙን እንኳዕ ድሓና መጻእኩም አምላክ አብትሰርሑዎ ኩሉ ይሓልዉኩም

  • @user-co5ex3jq2e

    @user-co5ex3jq2e

    Жыл бұрын

    ኣሜን

  • @user-yo7oy4fb5x

    @user-yo7oy4fb5x

    Жыл бұрын

    አሜንንንን

  • @user-pu5cy9gy4f

    @user-pu5cy9gy4f

    Жыл бұрын

    ኣሜንንንን

  • @ane5012

    @ane5012

    Жыл бұрын

    Amen amen amen 🙏

  • @temsagneamleki5806
    @temsagneamleki5806 Жыл бұрын

    ናይ ሊቀ መልአክቲ ቅዱስ ገብሪኤል ፀሎቱን በለከቱን ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን አሜን ፫/// ፅቡቅ ብስራቱ የስመዐና❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @kokobeasfaw1504

    @kokobeasfaw1504

    Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @slamsa3490

    @slamsa3490

    Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን

  • @user-vl7ch2fu5l

    @user-vl7ch2fu5l

    Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን

  • @yemaneseged1502

    @yemaneseged1502

    Жыл бұрын

    Ambsa danale jigina

  • @askalabrha9657

    @askalabrha9657

    Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @filyamrooney6489
    @filyamrooney6489 Жыл бұрын

    ህዝበይ ዓደይ ዝፈትወኩም ሰላምኩም ይብዛሕ ኣቱም ለዋሃት ዘርኢ ኩሉ ክሓልፍ እዩ❤️🙏

  • @birhankidanu5493
    @birhankidanu5493 Жыл бұрын

    እንካዕ ብሰላም መጻኩም ጀጋኑና እንካዕ ንቅስተ ሰንበትን ንሊቀ መላእክት ቅዱስ ገብርኤን አብጸሐና ንሃገርና ትግራይ ሰላም የውርደልና ንኩለኩም ህዝቢ ዓለም ሰላም የውርደልና ናይ ወለድና ድምጺ የስመዐና💖💖💖💖💖💖

  • @user-zi8sf9sx3g
    @user-zi8sf9sx3g Жыл бұрын

    ገሬ እሙን ምንጪ ሓጎሰይ ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም ብስራታዊ ቅዱስ ገብሪኤል ሙሉእ ሰሓቅና ይመልሰልና🙏❤❤❤

  • @user-jo5ce8bs8m
    @user-jo5ce8bs8m Жыл бұрын

    ዘይንድይቦ ጎቦ ዘይንሰገሮ ሩባ ፍፁመወ ከ የለን መስመር እዩ ሓይልና ህዝብ 'ዩ ሓይልና !! ሎሚ እዉን ከም ትማል ዓወት ንህዝይ ✊✊🥰💘

  • @baftahadas1264
    @baftahadas1264 Жыл бұрын

    አይ ትግራይ ዓደይ መሉኡ ሰላም ይግበረልና ቢጣዕሚ ደስ በሃሊ ድራማ ቀፅሉሉ

  • @emnet93
    @emnet93 Жыл бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም ደቂታ ሓላል መሬት!! ሊቅ መላኣክ ቅድስ ገብረኤል ብተራዳእነቱ ብፍጥነቱ ሰላምን ምሕረትን የዉርደልና ንሃገርና ንህዝብና ሰላም ብስራት የስመዐና ቅድስ ገብረኤል 🤲🤲🤲❤️❤️ ⭐❤️🌹🌹🌹

  • @user-rx4jz6ep3o
    @user-rx4jz6ep3o Жыл бұрын

    ኣቱም ብሽሞይ ትፈልጡኒ አሕዋት ከመይ ቀኒኹም!💛 ለለ ድሕሪ 1ወሪሒ መሰሰ ኢለ መጽየ ኣለኹ!💚 ብሩኽ ሰንበት ይግበረልና አሕዋት!🙏🙏🙏

  • @meskramderbow9402

    @meskramderbow9402

    Жыл бұрын

    እንካዕ ብደሓን መፃኻ

  • @alganeshtekie2859

    @alganeshtekie2859

    Жыл бұрын

    Eell come brother

  • @coolkjuchioojn4835

    @coolkjuchioojn4835

    Жыл бұрын

    💛💚💚💚💚

  • @user-bo9le3bv7p
    @user-bo9le3bv7p Жыл бұрын

    ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ በተለይ ተከስተ ብደቢ እዩ ተጫዊትዋ😘😍

  • @user-kw1lo7pm8v
    @user-kw1lo7pm8v Жыл бұрын

    ናይ ትግራዋይ መስመር💖💟 ወይከ ዘይዕፀፍ ወይከ ዘይስበር💟💖 ልዕሊ ዓቕሚ ዘፃውር ፀገማት ፈተኽ ዘይብል ዕጥቂ ሽብረኽ ዘይብል ፅንዓት ዘቃልስ ዘዐውት ዘጨብጥ ሓርነት ራእይ ዝመትከሉ ድሙቕ መስዋእትነት ዓለም ተገሪሙ ብትግራዋይ ጀግንነት። ዘለኣለማዊ ክብርን ሞገስን ንኩሎም ሰማእታት ትግራይ🙏✊

  • @user-yc4mf5ye4q

    @user-yc4mf5ye4q

    Жыл бұрын

    💊💊💊💊💪💪💪💪✊✊✊

  • @user-gv6hi3of7j
    @user-gv6hi3of7j Жыл бұрын

    እካዕ ዳሓን መፃኩም ተጋሩዋይ ምንጪ ሓግስና😀❤️💛❤ ቁዱስ ገብሪኤል አበሳሪ ሓጎስ ብስራት የስመዐና ሰላም የውርደልና👏🥰 ቡሱሩባሲ ትኮሜንት ማዓዝ ኢኩም ትፅሕፍዎ😀😀

  • @user-io4bw1wp8l

    @user-io4bw1wp8l

    Жыл бұрын

    ይገርም እዩኮ💓💓💓💛

  • @KhanKhan-sq3ke
    @KhanKhan-sq3ke Жыл бұрын

    መልአኩ ገብርኤል ናይትግራይና ብስራት የስመአና አጆና ጀጋኑ ህዝብ ትግራይ ንስህቀሉ ግዜ ቃሬቡ እዩ ትግራይ ትስእር

  • @user-kf4sk2qc9m
    @user-kf4sk2qc9m Жыл бұрын

    ኣጆኪ ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ቃሪቡ እዩ!!

  • @Jossi_Mashi.
    @Jossi_Mashi. Жыл бұрын

    "እቲ ሓደ ዱንኩል ንሱ ምበር_ ንስኹም ኣይትርእዩዎን" ኣያ ተኸስተ።

  • @azebnegash3459

    @azebnegash3459

    Жыл бұрын

    🤣🤣🥰

  • @coolkjuchioojn4835

    @coolkjuchioojn4835

    Жыл бұрын

    😂😂😂😂😂

  • @almaz1323
    @almaz1323 Жыл бұрын

    እንኳዕ ዳሕና መፃኹም እንዳ ገሬ እሙን እንካዕ ንወርሓዊ በዓል ቅዱስ ገብርኤል አብፅሕኩም አብፅሕና 🙏🙏🙏💛💛💛💛❤❤❤❤❤

  • @kdusankdusan7789

    @kdusankdusan7789

    Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን 🔥🙏

  • @reir2557

    @reir2557

    Жыл бұрын

    ኣሜን👏👏👏

  • @KokobStudio1
    @KokobStudio1 Жыл бұрын

    እንዳ ገሬ እሙን ድራማኹም ደስ በሃሊ ምስ ታሪኽን ባህልን ክብርን ዓድናን ህዝብናን ዝምጥን መስሓቅን መምሃርን እዩ ሓደ ነገር ግን ሓደ ክፋል ወዲእኹም ካሊእ ክፋል ትትጅምሩ ካብ ዘቋረፅኩምሉ ተትጅምሩ ዝበለፀ ነይሩ

  • @legsentekle5083

    @legsentekle5083

    Жыл бұрын

    ናተይ ሓሳብ እውን ከምኡ እዩ ሀዚ ናይ ዝሓለፈ ክፈል እንዳ ዘውራኣብሩክ ተኣሲሮም ነይሮም እንታይ ተቀፂዖም መወዳእትኡ ከርእዩና ነይሩዎም

  • @mhretmhret270

    @mhretmhret270

    Жыл бұрын

    አሰቲ ሓሳብ ኪውድእዎ ነይርዎም በሉ እምበር እዚ ኮ ድራማ ኣይኮነን ካብቲ ጠጠው ዘበሎ ክጅምር ኣይክእልን

  • @tsruytibrhanu8879
    @tsruytibrhanu8879 Жыл бұрын

    ትግራይይይ ዓደይይይ ሃገረይይይይ ፀላኢኺ ዓይኑ ይፍሰስ ሰላምኺ ይመለስ መሊኡ ይፍሰስ ትግራይ ትስዕር ትግራይ ትዕወት ፀላኢኣ ይሞት ኣሜን❤💛❤️💘🌺🌺🌷🌷🌹🌹💐💐💒💒💒🙏🙏🙏

  • @asmeromhailemariam7064

    @asmeromhailemariam7064

    Жыл бұрын

    ጽብቅ ትዋስኡ ኔርኩም ግን ኣብ ክንዲ ፍቅሪ ትቕጽሉ ሲ ኩናት ወረ ኩናት ትብሉ ሰላም ኣውጁ ንኽሉ ዓለም ክርህዎ ሰላም ምስ ኩሉ ኹሉኹም

  • @biniamgirmay4929

    @biniamgirmay4929

    Жыл бұрын

    Gechi eko hager keitiblu elkum u tigrai Ethiopia eya elkum. I tisemuen dikum. We love Gechi wedi Reda kkkkk

  • @alganeshtekie2859

    @alganeshtekie2859

    Жыл бұрын

    @@asmeromhailemariam7064 entay gerom tsebuk alewu

  • @vjr7453
    @vjr7453 Жыл бұрын

    ሎም ክልል ኤርጥራ🇪🇷🐏 ኮመንቲ ከይፅሓፉ ተፈርጆም ወፅኦም እዞም ቀንኣት ብዛዕባ ሃገርና ክልዓል ከሎ ስ ሕማም ጨለውታ ዝሓዞም እዮም ዝመስሉ😁😂🙈 እንዳ ገሬ እሙን ናይ ሎም ፍልይ ዝበለት ስራሕ እያ ትቅፅልሉ ተስፋ ይገብር አጀኹም በርትዑ ደቅ ሓላል መሬት💊 አብ ጎንኹም አለና 🙏💊💊💪

  • @aronkahsay7834

    @aronkahsay7834

    Жыл бұрын

    da lelewa leybila emo entay zikina alekum tokanat

  • @vjr7453

    @vjr7453

    Жыл бұрын

    @@aronkahsay7834 ችድ ፈሽፋሽ ትግራይ ከም ማይ ፅምእ ካሕሕ ከም ትብለላ ኮ 100% ርግፀኛ እየ ግን መን ከቕርበካ ሰራቕ ማንካ🍽🍴🇪🇷🍴🍴 ዓማፅ በጊዕ🐏🇪🇷🐏🇪🇷🐏😂😂

  • @aronkahsay7834

    @aronkahsay7834

    Жыл бұрын

    🪳🪳🪳🪳

  • @selamyemane8048

    @selamyemane8048

    Жыл бұрын

    😅😅😅😅😅👆

  • @herilove8879

    @herilove8879

    Жыл бұрын

    Tewika xlei ybhal ezi ata kondaf suk eilka shenka deks komal 🇪🇷💪💪

  • @edenhagosaxsumawit1110
    @edenhagosaxsumawit1110 Жыл бұрын

    አንኳዕ ወርሓዊ በዓል ንቅድሰ ግበርኤል በስላም አብጸሕና ሰላም ንህዝብና ያወረደልና

  • @magitigraweyti579
    @magitigraweyti579 Жыл бұрын

    ብስራታዊ ሊቀ መላእክት ቅዱስ ገብርኤል በብዘለኹሞ ይከተልኹም ኣሜን🙏💛❤

  • @garmshgg6101

    @garmshgg6101

    Жыл бұрын

    Amen Amen Amen mearey

  • @gual70enderta17
    @gual70enderta17 Жыл бұрын

    ቅዱስ ገብርኤል ይሓልውኩም ተጋሩዋይ ደቂ ሓላል መሬት ፅቡቅ ስራሕ እዩ ቀፅሉሉ ታሪኽና ብከምዚ ተሰኒዱ ናብ ወላዶ ክሓልፍ ኣለዎ ጀጋኑ ኣቦታትና ኣሕዋትና ዝገበርዎ ጅግንነትን እቶም ግፍዐኛታት ኣብ ህዝብና ዘውረድዎ ግፍዕን ትግራይ ትዕወት ብደቃ 😢💔💔❤💛❤💛🏖🏖🏖

  • @bitiyamilleht6636
    @bitiyamilleht6636 Жыл бұрын

    እንኮዕ ብሰላም መፃኩም ቅዱስ ገብሪኤል ይሓሊኩም🕊🕊🕊

  • @user-co5ex3jq2e

    @user-co5ex3jq2e

    Жыл бұрын

    ኣሜን

  • @mebretube3312
    @mebretube3312 Жыл бұрын

    ደቂ ትግራይ ዓደይ መልኣኩ ቅዱስ ገብሪኤል ዓድና ሰላም ይግበረልና 💊🙏🙏🙏

  • @user-kw1lo7pm8v
    @user-kw1lo7pm8v Жыл бұрын

    ጀጋኑና ኩርዓት ትግራይና 💖🥰 ብዓወት ብሰላም ተመለሱ ቅድስት ማርያም ፅዮን ትሓልውኩም ጀጋኑ 💖🥰💪🐅✊ቀፅልሉ እንዳ ገሬ እሙን 🥰

  • @user-hw4se4di5r
    @user-hw4se4di5r Жыл бұрын

    ተመሰገን እንኳዕ ካባካቱኩም ተፈጠርኩ ትግራዋይ ማለት እኳ ኩሉ ግዜ ጅግና እዩ❤❤

  • @searemhretu5313

    @searemhretu5313

    Жыл бұрын

    Fera

  • @user-rv9vm2do8p
    @user-rv9vm2do8p Жыл бұрын

    እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም ጀጋኑና ናይ ሊቀ መላእክት ቅዱስ ገብርኤል ፆሎትን አማላጅነት ተራዳእነቱን ኣይፈለና ንዓድና ሰላምን ፍቅርን የውርደልና እግዚአብሔር አምላክ 🤲

  • @user-kg9sz6tu1w
    @user-kg9sz6tu1w Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም እንዳ ገሬ እሙን 💟 በረከቱን ረዲኤቱን ናይ ሊቀ መላእክት ቅዱስ ገብርኤል ምስ ህዝብናን ሃገርናን ይኹን አሜን ፫🥰💟

  • @Candace11-11
    @Candace11-11 Жыл бұрын

    "ክልተ ዓይነት ዱንኩል እዩ ለሎ እቲ ሓደ ዱንኩል ንሱ እዩ ልሪኤኩም እምበይን ስኹም ኣይትሪእዎን" ሃገረ ትግራይ ንዘልኣለም ትለምልም! 💛❤️

  • @user-uh7sy9uy6j
    @user-uh7sy9uy6j Жыл бұрын

    ብሰረታዊ ቅዱስ ገብሪአል ሊቀ መላእክት ወረ ሓጎስ ህዝብና የስመዐና አሜን፫🙏❤ ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ የርእየና 🙏

  • @user-io4bw1wp8l
    @user-io4bw1wp8l Жыл бұрын

    ኣጆኩም ናትና ቅዱስ ገብሪኤል ሰላም ቅሳነት🙏 ራህዋ የምፀአልና 🙏ህዝበይ ዕልልታ ሓጎስይ💙ግበረልና💓 ግዜና ይመልሰልና ትግራይ ትዕወት!!!!💓💛💓💛💓💊💊💊💪💪💪💝💞💕💞💝💕💝💞💙💙💪

  • @amikaa8366
    @amikaa8366 Жыл бұрын

    ናይ ሎሚ ፍሊቲ እያ ብጣዕሚ ደስ በሃሊት የቐንየልና

  • @user-qs3px6rm2y
    @user-qs3px6rm2y Жыл бұрын

    ተመስገን ፈጣሪ ኣነካዓ ብሰላም መፀኩም ደቂ ሃገረ ትግራይ ዓደይ ክብረት ኣሓዊትይ ለሚ ደስ አለኒ ጠዓመቲ ሰንበት ደመፂ ማሚተይ ዘሰመዓኩላ አያ 19 ቅዱስ ገብርኤል ክብር መስግን ለእግዚአብሔር የኩነ ኣሓወትይ ላ ደመፂ ማሚተኩም የሰመዓኩም እግዚአብሔር ደቂ እመ ብርሃን ኣሓዊትይ

  • @meskramderbow9402

    @meskramderbow9402

    Жыл бұрын

    ኣሲተይ ዝሓፍተይ ቅዱስ ገብርኤል ከምታ ንዓኻ ድምፂ ማማኺ ዘስመዓካ ንዓናዉን የስምዓና ኣሜን

  • @user-vm2bl8ip4x
    @user-vm2bl8ip4x Жыл бұрын

    ደቂ ትግራይ ጀጋኑ ዕድመን ጢዒናን ይሃብኩም ኣምላክ ሰላም የውርደልና ንህዝብና🙏🙏🙏🙏 ገርየ መሕረር😁😂😂😂

  • @user-tk6zl9ol8y
    @user-tk6zl9ol8y Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ተናፈቅቲ ቅዱስ ገብርኤል ሓዱሽ ብስራት የስመዐና ትንሳኤ ትግራይና የርእየና

  • @kalayugerziher8913
    @kalayugerziher8913 Жыл бұрын

    ዝገርም ስራሕ ከምዚ ዓይነት ክትቅፅሉሉ ተስፋ ንገብር

  • @musayemane2268
    @musayemane2268 Жыл бұрын

    ሙቁራት እንዳ ገሬ እሙን እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም 💖💐💘👌

  • @zemaryamboy6794
    @zemaryamboy6794 Жыл бұрын

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ በቃ ከምዚ ገይርኩም ታሪኽ ጀጋኑ ሰንዱልና። ቀፅልሉ

  • @rchannel8106
    @rchannel8106 Жыл бұрын

    Welcome back ኣብዛ ሳዓት ሕጂ ብሓይሊ ኣምላክ ሑጉስ ዘለካ ንዘላለም ሓጎስካ ይንበር ትጭነቅ ዘለካ ከኣ ኣምላክ ጭንቀትካ ናብ ራህዋ ይለውጦ ሓሳብ ልብካ የስምረልካ ዕድመን ጥዕናን ያበካ ብር ክትብል ታሓጎስ ሕማቅ ኣይትርከብ የቀኔለይ ሳብስክራብ ሓጉዝኒ ይህዋት ኣብ ፑሮፋይለይ ኣቲኩም የቀኔለይ፡

  • @yosefyinadu4283
    @yosefyinadu4283 Жыл бұрын

    በጣም የሚያዝናና እንዲሁም ትልቅ መልዕክት ነው የሚተላለፍበት እናማ በርቱ፡፡

  • @mentsolomon4998

    @mentsolomon4998

    Жыл бұрын

    ትግርኛ ዘይንጥቀም ተጋሩ 😏

  • @gamilahgamilah3329

    @gamilahgamilah3329

    Жыл бұрын

    ትግራዋይ ድካ ኸ

  • @user-qn4rm3ue7x

    @user-qn4rm3ue7x

    Жыл бұрын

    ኣዎ ትግራዋይ ነው😂ግደፍዎ ጥሩ ትግሬ ከይኾን😊

  • @brhaneye7451

    @brhaneye7451

    Жыл бұрын

    ቋንቋ ዘይኽእል ይኸውን

  • @user-eh5iv3jq8p
    @user-eh5iv3jq8p Жыл бұрын

    አዮና ቀሪብና ኢና እግዚአብሔር ምሳና እዩ 💪💪💪👏👏👏❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛🙏

  • @user-ni9py5si2l
    @user-ni9py5si2l Жыл бұрын

    ሓደራ ገብርኤል ኣቦይ ተጋሩዋይ መዳሓኒና እዮሱስ ክርስቶስ ምሳኹም ይኹን🤲🤲🤲🤲🤲😘🥀🥀🥀🥀😘

  • @user-lr3ru1tu3p
    @user-lr3ru1tu3p Жыл бұрын

    ኣያዋይ ናፊቀ ኣያ ተከስተ ኣይተካኣሉይ ኣናፊቀሙና ኣቦታትና ሰላምና ይመለሰልና ፈጣሪ ኣምላክ 💖💖💖💖💖🙏🙏🙏🙏🙏

  • @gghryf5266
    @gghryf5266 Жыл бұрын

    ኣታ ልልልልልልልልልልልልልልልል ዕልልታ ሓጎስ የስመዐና እስኪ❤🙏

  • @user-co5ex3jq2e

    @user-co5ex3jq2e

    Жыл бұрын

    ኣሜን

  • @2Corinthians.10-17
    @2Corinthians.10-17 Жыл бұрын

    ቅዱስ ገብርኤል ምሳኹም ይኹን ደቅ ትግራይ መዓረይ ናብ ዝኸድኩሞ ምሳኹም ይኹን ዓወት ሕዝኩም ትምለሱ ይሓግዝኩም ❤️💛

  • @HdhdGegeg
    @HdhdGegeg Жыл бұрын

    ታሓደ ድንኩል ንሱዩ ዝርኤኪ እምበር ንስኺ ኣይትርዮን ኢኺ 👌👌👌👌👍👍👍👍👍🤜🤜🤜🤜🤜🤜🥰🥰🥰🥰😍😍😍😍😍😍

  • @musemamilove4519

    @musemamilove4519

    Жыл бұрын

    ሙሉእ መልሲ ። ✊🌺🤣

  • @HARAENTERTEMENT12
    @HARAENTERTEMENT12 Жыл бұрын

    ኣታ እንኳዕ ካባኩም ተፈጠርና ❤️💛❤️💛❤️💛💛💛

  • @user-tk8cu5yt5n
    @user-tk8cu5yt5n Жыл бұрын

    ብሩክ ሰንበት ቅዱስ ገብርኤል ይሓልኩም ተጋሩዋይ💚💙

  • @user-gs2kj1wv9y
    @user-gs2kj1wv9y Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂ ሪመይ ናይ ቅዱስ ገብሪኤል ፀጋ በረከቱ አይፈለየና

  • @user-nd7ku5sx5k
    @user-nd7ku5sx5k Жыл бұрын

    ትግራወት ተጋሩ ተጋሩ ተጋሩ ዓለም በአኩም ተደሚማዋ እሞ ታይ ክሽልመኩም እንኳዕ ካባኩም ተፈጠርኩ

  • @user-te1bl8uz3z
    @user-te1bl8uz3z Жыл бұрын

    ዋውውው ናይ ለማዓቲ ዲራማ ፊሉይ እዩ💪💕💊

  • @a.b6672
    @a.b6672 Жыл бұрын

    ሙሉእ ሰላም ይግበረልና ኣሕዋተይ 🙏

  • @Wedhaze
    @Wedhaze Жыл бұрын

    You guys are super smart! We love you so much! I never compare you video with Hollywood movies! I I swear to God I see ገሬ እሙን each video may be 3 or 4 times !! After I finish I start to see Hollywood movies.so I love you guys ! Keep working hard ! ትግራይ ትስዕር!

  • @ksugalmekelle6356
    @ksugalmekelle6356 Жыл бұрын

    ደቂ ፅዮን እንኳዕ ብሰላም መፃአሰኩም ብጣእሚ እየ ዝፈትወኩም✝️♥️♥️♥️♥️♥️

  • @fidleytube
    @fidleytube Жыл бұрын

    ሰላምኩም ብዝሕ ይበል እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም 🙏💛❤💛❤❤❤

  • @akezaberhe6216
    @akezaberhe6216 Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም እንዳ ገሬ ሽኮሪናታት ሰላም ንህዝብናን ሃገርናን ትንሳኤኽ የርእየና ፀላእኽ የጥፈአልና ፈታውኽ የብዘሐልና ትግራይና አሜን፫

  • @user-ph2zm1xs8u
    @user-ph2zm1xs8u Жыл бұрын

    ናይ ቁዱስ ገብርኤል በረከቱ ምሳኩም ምስኩላትኩም ይኩን ኣብዘለክምዎ ሰላምኩም ይብዛሕ ፀላእኩም ድፍን ይበል ተጋሩዋይ ሙቁራት🙏☘️🌹☘️🌷💐🌹☘️🌿🌹💐

  • @user-fd3db4jv4m
    @user-fd3db4jv4m Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ትግራይ ማዓረይ ሰላም የውርደልና እግዚኣብሔር ኣምላክ 🙏🙏🙏🌿🌿🌾🌾💐💐💐🌻🌻🌻

  • @selam801
    @selam801 Жыл бұрын

    welcome እንዳ ገሬ ምቁራት🥰 አበሳሪ ሊቀ መልአክት ቅዱሰ ገብርኤል ወረ ሓጎሰ የሰመዐልና አነሰ ብናፍቆት ክሞት ኢለ😥

  • @tigrayadey7909
    @tigrayadey7909 Жыл бұрын

    ተጋሩ ወርቃማታት ብሩካት ዘርኢ🔥❤🙏

  • @jge7tye640
    @jge7tye640 Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹምልና እንዳ ገሬ እሙን ዞም ፃሓይ ገፆም ዕድመና ጥዕና ይሃበለይ ፈጣሪ ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ይብዘሐልና ብፈጣሪ❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛💛🌹🌹🌹🌹

  • @user-uv3tn6zs7i
    @user-uv3tn6zs7i Жыл бұрын

    ዘይንድይቦ ጎቦ ዘይንሰግሮ ሩባ ፍፁም የለን ብሓቂ ዕድመኩም ይንዋሕ Tdf & Dyaspora

  • @yorsalemantonio4999

    @yorsalemantonio4999

    Жыл бұрын

    Kkkk😆😆😆 nmen ikha twds zelekha nezom TDF hasewti haylom ab melhasom zkhonet

  • @yorsalemantonio4999

    @yorsalemantonio4999

    Жыл бұрын

    Eti zey nsegro ruba yelen zbelwo khea k hadmun 🏃‍♂️🏃‍♂️🏃‍♂️ kserqun eyom zsegru ember qya kserhu aykonun zsegruwo... zfkrwon zgebrwon eba re'e semayn mdrn ekoyu ......hjiwun TDF tblu entelokhum nefskhum ikhum tetaltu

  • @user-uv3tn6zs7i

    @user-uv3tn6zs7i

    Жыл бұрын

    @@yorsalemantonio4999 ንከባበር እሺ ክብርካ ክሕለወካ ክብሪ ሰብ ሓሊ ሕሱር ከምቶም ናትካ ኣይሰርቁ ኣይሕስዉ ኣይሃድሙን ፅሩያት ከም ወርቂ እዮም።

  • @yorsalemantonio4999

    @yorsalemantonio4999

    Жыл бұрын

    @@user-uv3tn6zs7i kbret emo seb bmkhanu thray eye zekhbron zfetwon we kekhbrekaye.....tgrai ke kab bmeasyu hager zkhonet gena kll ekoya zela.....kabzi ekoyu zjmr eti nefse Mtlaln hasotn

  • @user-uv3tn6zs7i

    @user-uv3tn6zs7i

    Жыл бұрын

    @@yorsalemantonio4999 ክቡር ሓወይ ትግራይ ሃገር ኮነት ክልል ንዓካ ዝውሰከካ የብልካ ዝቅነሰልካ የብልካ ስለ እዚ ከኣ ነዓካ ወላ ሓንቲ ዝምልከተካ የብልካን ደሞ መፂካና እምበር ኣይመፃናካን ኣብ ናታትኩም ኮሜዲ መፂና ኣይንፃረፍን ንሕና ንሰካ ግን ኣብ ናህና መፂካ ትፃረፍለካ እቲ ሕሸት ትብሎ ዘለካ ከኣ ሰብናይ ኣለዉዎ እምበር ንተጋሩ ኣይምልከተናይ ኣለቀ እሺ

  • @user-gm5qr4jk9f
    @user-gm5qr4jk9f Жыл бұрын

    ናይ ቅዱስ ገብርኤል በረከትን ፀሎትን ምስ ኩሉና ህዝበ ክርስትያን ይኹን ሰላም ምሕረት ንትግራይና

  • @tgieba2115
    @tgieba2115 Жыл бұрын

    ዕልልል እዩ እምበር ዝኾነት ቆላዓ ሰላምና ይሙልሶ ተጋሩዋይ ፅርያት ❤❤🥰🥰

  • @AbebaGuwalMekelle
    @AbebaGuwalMekelle Жыл бұрын

    ኣነማ ናፍቖት ክሞት ኢለ 😔 ሳላ አንዳ ገሬ እሙን ናይ መመኣልትይ ንብዓተይ የሓበስ. Thank you so much እንዳ ገሬዋንይ. I love you all💛❤️

  • @user-zc2gc7rc6t
    @user-zc2gc7rc6t Жыл бұрын

    ደቂ ትግራይ ሽኮራት ከመይ ቀንኩም ሰላም ዓድና ሰላም የዉሪደልና😍

  • @hsvszbzbz265
    @hsvszbzbz265 Жыл бұрын

    ኣጆኪ ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ቃሪቡ እዩ!!♥️♥️💛💊⛱🙏

  • @miliwukro254
    @miliwukro254 Жыл бұрын

    ዕልልል እዩምብይ ዳገሬ እሙን ብጣዕሚ ደሰ ዝብል ሰራሕ ኣያ ተከሰተ ዋውው

  • @selamselama3177
    @selamselama3177 Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም መልአከ ብስራት ቅዱስ ገብሪኤል ናይ ትግራይና ብስራት የስመዐና ተበታቲኑ ተዓጽዩን ዝሎ ህዝብና ናብ ማሕረሱን ናብ ዓዱን ይመልሰልና አያ ተከስተ ዓዲና አዘኪረኩምና

  • @cvxbzfffh8940
    @cvxbzfffh8940 Жыл бұрын

    ኣጆኩም ተጋርዋኒ ቀፅልሉ ፅሩያተይ 😘😘😘😘

  • @jge7tye640
    @jge7tye640 Жыл бұрын

    ሊቀ መላእክቲ ቅዱስ ገብሪኤል ኣቦይ ወረ ሓጎስ ናይ ህዝብና ዓድና ኣስመዐና ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤💗💗💗💗💗💛💛💛💛👏👏👏👏

  • @rahelhaileadwa6509
    @rahelhaileadwa6509 Жыл бұрын

    እግዚአብሔር ስላም ፍቅሪን ያሃበና ንህዘቢና 🌎

  • @betelhemminale5452
    @betelhemminale5452 Жыл бұрын

    እእእእእእልልልልልዩዩ በይ ናይ ሎም ብጥአሚ ደስ ዝብል ❤️❤️❤️❤️💛💛💛💛💛

  • @afewerkbelay8333
    @afewerkbelay8333 Жыл бұрын

    ....ካብኡማ ጀነራል ተከስተ እዩ እምበይ...😂😂😂😂 ኣያ ተከስተ መቀረት ገሬ እሙን

  • @dhdh9993
    @dhdh9993 Жыл бұрын

    ከምዚ ታሪካዊ ነገራት ስርሑልና ተጋሩዋይ🙏💛 ❤️

  • @tdf179
    @tdf179 Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኹ ኩቡራት ኣሕዋትና ❤️❤️❤️❤️

  • @beirhumezgebe2961
    @beirhumezgebe2961 Жыл бұрын

    እንኮዕ ብሰለም መፃኩሙ እዳ ገሬ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰👍

  • @user-eu1op5yo2x
    @user-eu1op5yo2x Жыл бұрын

    ጀነራል ተከስተ 😂😂😂ትግራይ ዓደይ ሰላምካ ይመለስ 🙏🙏🙏

  • @lulaweldelchel8502
    @lulaweldelchel8502 Жыл бұрын

    We love ❤️ you our heroes and heroic Tigray people.So God bless you.Amen amen.Thanks !

  • @bellaaxumawi8050
    @bellaaxumawi8050 Жыл бұрын

    እንኮዓ ንባዓል ቅድሱ ገብሪኤል ኣብፀሐኩም

  • @fatemhhfatemhh4320

    @fatemhhfatemhh4320

    Жыл бұрын

    AmenAmenAmen

  • @user-nz6lq3cw4f

    @user-nz6lq3cw4f

    Жыл бұрын

    ኣሜን 🙏

  • @yonastsegay5309
    @yonastsegay5309 Жыл бұрын

    እንዳ ገሪ ጽብቃት ፍጥረት ሓውኩም ፈታዊኩም ካብ ኤርትራ ቀጽልዎ ከይ ትሓለልኩም ሰላም የውርደልና

  • @lolamigos2381

    @lolamigos2381

    Жыл бұрын

    ሎቅመጽመጽ ኣይትበል

  • @yonastsegay5309

    @yonastsegay5309

    Жыл бұрын

    @@lolamigos2381 ኣብ መን ክልቅምጽ እንታይ ዝልቅሞጽ ኣለኪ ገባሪት ግብሪ

  • @tarintarin
    @tarintarin Жыл бұрын

    Well come bake zom nayna ንኹል ዕልል እዩ እምበይ ኣየ ፌበን😁😁 ደቂ ዓበይቲ ኣብዛ ፕሮፋይለይ ጠዊቕኩም ሳብስክራይብ ግበሩልይ የቐንየለይ🙏

  • @aabaditmumu2317
    @aabaditmumu2317 Жыл бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም ጀጋኑና 💖ሊቀ መላኣክ ቅዱስ ገብርኤል ሰላም የውርደልና

  • @selammesfin3928
    @selammesfin3928 Жыл бұрын

    Amazing and loving people of Tigrai.you made HISTORY

  • @user-vp2es6oo9e
    @user-vp2es6oo9e Жыл бұрын

    ዕድመይ ጥዕናይ ይሃበለይ ፈጣር ጀጋኑና 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @destalove2343
    @destalove2343 Жыл бұрын

    ትግራይ ዓደይ ወላዲት ጀጋኑ ሓድነትና ኣስጢምና ፀላእትና ቀቢርና ነፃ ሃገር ክንገብረኪ ኢና

  • @user-pq4tx9kn2j
    @user-pq4tx9kn2j Жыл бұрын

    ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኹም ፈጣሪ❤❤❤

  • @dsd9413
    @dsd9413 Жыл бұрын

    እንኳዕ ዳሕን መፀእኩም😘😍❤😍🙏🙏🙏

  • @redblutens9341
    @redblutens9341 Жыл бұрын

    ንዓድና ሰላም ይውረደና ንህዝብና ቅሳነት የምፅኣልና🙏💛❤💛❤💛❤

  • @user-kp9zk5xe7w
    @user-kp9zk5xe7w Жыл бұрын

    እንኳዕ ደሓን መፃኩም ሰላምን ራህዊን ናህዝብ ትግራይ🙏🙏🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪💪💪

  • @2Corinthians.10-17
    @2Corinthians.10-17 Жыл бұрын

    ዕልል እዩምበይ ኣኮዋን😍 ንዕልለሉ ግዜ የምጽኣልና

  • @efsf9587
    @efsf9587 Жыл бұрын

    አንኮዕ ዳሓን መፃኩም ብሩክ ሰንበት❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛💛❤️

  • @mariemm8933
    @mariemm8933 Жыл бұрын

    ኣሜን ኣቦዝግ እዬሞ መሬት ክሩሕሱ ይግብርልና ኣሜን 🛐⛪️⛪️

  • @alsatigraweti6688
    @alsatigraweti6688 Жыл бұрын

    እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም ደቂ ዓባይ ሃገር ትግራይ💛❤

  • @newuaq1125
    @newuaq1125 Жыл бұрын

    ጀጋኑና ንበሩልና ግና እዛ አብልኽነ ይኹን ትብሀል ሕደግዋ መርገፂና ሀገረ ትግራይ ይኹን ህዝብና ሀገርነት አላማምድዎ ስነጥበበኛታትና ናይ ህዝብኹም ትርግታ ላትረዳእኹም ቀዳምኹም ኽዱ🙏🙏🙏❤❤❤💛💛💛💪💪💪💪💊💊💊💊ሀገረ ትግራይ ትስዕር💊💊💊✊✊✊💋💋💋🌹🌹🌹

  • @samera7043
    @samera7043 Жыл бұрын

    ቅዱስ ገብርኤል ይሓሊኩም ተጋሩዋይ ምቁራተይ ሰላምና ይመልሰልና 💛❤️😘😘😘😘

  • @azakmashoiiir3413
    @azakmashoiiir3413 Жыл бұрын

    ያዒስስስስ እንዳ ገሬ ኡሙን እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ❤️❤️❤️ኣያ ተከስተ ዱንኩል እዩ ዚ ያ🤣🤣🤣

  • @preety3159
    @preety3159 Жыл бұрын

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ድራማ፡ ቀጽሉሉ

  • @user-vd3md4wm6d
    @user-vd3md4wm6d Жыл бұрын

    ዋውው ደስስ ዝብል ማሃሪ እዩ ብጣዓሚ ነመስግን ❤💛😍🙏

Келесі