ገድሊ ኣቡነ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን eritrean orthodox tewahdo church 2019
ብናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ቅድስት ድንግል ማርያም ቤተ ክርስቲያን መድኃኔ ዓለም ኣብ ቅድስት ሃገረ እስራኤል ብምኽንያት ዓመታዊ በዓል ብኣባላት ክፍሊ ስነ-ጥበብ ዝተዳለወ ሓጺር ታሪኽ ናይ ኣቡነ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን
ብናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ቅድስት ድንግል ማርያም ቤተ ክርስቲያን መድኃኔ ዓለም ኣብ ቅድስት ሃገረ እስራኤል ብምኽንያት ዓመታዊ በዓል ብኣባላት ክፍሊ ስነ-ጥበብ ዝተዳለወ ሓጺር ታሪኽ ናይ ኣቡነ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን
Пікірлер: 456
ረዲአቶምን በረከቶምን ናይ ኣቦና ኣቡነ ሳላማ ኣብ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይሕደር ኣሜን ኣሜን ኣሜን👏👏👏
@tesfahiwetdawit9466
4 ай бұрын
❤💝💝💝💝💖💖💖💖💖💖💖✌✌💖♥♥♥♥♥♥♥♥♥💖💖💖💖💖💖💖💖😍😍😍😊😊♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥❤❤❤❤❤❤❤❤💝💖💖💖💖
በረከትን ጾሎቱዩን ናይ ኣቦና ስላማ ከሰተ ብራሃአን ምስና ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜንንን
*አሜን አሜን አሜን በርከቶምን ጸሎቶምን ናይ ኣቦና ሰላማ ክሳቴ ብርሃን ምስ ኩላትና🇪🇹🇪🇷 ይኹን🙏🙏🙏*
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና እግዚአብሔር ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ። ናይ ኣቡነ ሰላማ ክሳተ ብርሃን በረከት ሬድኤት ኣማላድነት ኣይፈለየና ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ኣሕዋት በራኸት ናይ ኣብነ ስላማ ኣይፈልያና።
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ጸሎቶምን በረክቶምን ናይ አቡነ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን አይፈለየና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና በረኸት ጸሎት ረድኤት ኣቡነ ሰላማ ምስ ኩላህና ህዝበ ክርስትያን ይኹን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስመዓልና ጾሎቶምን ኣማላድኖቶምን በረኸቶሙን ምስኩላትና ህዝበክርስትያን ይኩን ንኣካትኩም ከኣ ጸግኡ የብዘሃልኩም
በረከትን ፀሎትን ናይ ኣቡነ ሰላማ ምስኩለና ይኩን ብሓቂ ኣቡነ ሰላማ ናይ ህይወይ መድሕን ንምምስካር በቂዐን ክምስክርን እየ
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ናይ ኣብነ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ፆሎቶም በረከቶም ረዲአቶም ምስ ኩሉና ንኣምን ህዝበ ክርስትያን ይኩን አሜን ፫ 🤲🤲🤲
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረከትን ረዲኤትን ናይ ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ ሰላማ ምስ ኩልና ደቁ ይኩን ቃለ ሂወት የስምዓልና !!!!!!
@hidatwelday2212
4 жыл бұрын
🙏👂🙏👂🙏👂🙏👂🙏👂🙏👂🙏👂💖💛💚💜❤💙🌹🌷🌹🌷🌹🌷🌹🍀🌷🍀🌷🍀🌷🍀🌷🍀🌹🍀🌹🍀🌹🍀🌹
@hidatwelday2212
4 жыл бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢👂👂👂👂👂👂👂👂👂👂👂👂👂👂
@fthawitnuwaye1293
7 ай бұрын
Amen Amen Amen ❤❤❤🙏🙏🙏✝️✝️✝️
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማልና በረከቶምን ጸሎቶምን ኣማላድነቶምን ናይ ኣቡነ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ኣይፈለየና ኣሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ናይ ኣቦና ኣቡነ ሰላማ ክሳቴ ብርሃን ረድኤት በረከት የሕደረና
ቃለ ህይወት የስምዐልና ዝሰማናዕዮ አብ ልብና ይወቀጠልና ናይ አቦነ ሰላማ ካሳቴ ብርሃን ምሕረቶም እና በረከቶም ምስ ኩልና ደቁም ይኩን አሜን አሜን አሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና ናይ ኣገልግሎት ዕድሜኩም ይባርኸልኩምን ይቀድሰልኩምን ቅዱስ እግዛብሔር ኣምላኽና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልንስ በረኽትን ናይ ኣብነ ስላማ ክሳቴ ብርሃን ይሕደርልንና
ኣሜን ቃለሂወት የስመዓልና በሓቂ ደስ ዝብል ገድሊ ቅዱሳን ኣቦታትና በረኸትን ጸሎትን ናይ ኣቡነ ሰላማ የኽፍለና ኣሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በርከት ጸጋ ርጹኣቶም ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኩን
ኣሜን ኣሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ፅግኡ የብዝሕ ናይ ኣብና ሰላማ ኣማላድነት ኣይፈለየና
በረከትም ፀሎትም ናይ ኣቡነ ሰላማ ክሳቴ ብርሃን ምስ ኩላትና ይኩን
ቃለ ህይወት የስምዓና ጸሎቶምን በረከቶምን ኣይፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኸልኩም በረከቶምን ረዲኤቶምን ናይ ኣቡነ ሰላማ ከሳተ ብርሃን ምስ ኩሉና ህዝበ ክርስትያን ይኹን ።
አሜን፫ ቃለ ህይወት ያሰማልን መምህራችን እግዚአብሔር ይስጥልን።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወይ የስማዓልና ጸጎኦምን በረከቶምን ምስ ኩልና ህዝቢ ክርስትያን ይኩን እግዚኣቤሄር ኣምላክ ጸጉኡ የብዛሓልካ ሓዉና
ኣሰይይይይይ ኣቤት ጽናዓት ኣበት ቅድስና አስኪ በሉ ጸለቶምን በረከቶምን ኣይፈለይና ቃለ ሂወት የስመአልና ሃውና ዝመንካ ይባረክ
ኣሜን ቃል ህይወት የስመዓልና በረከት ናይ ኣቡነ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን በረከቶም ኣይፈለየና
አሜን አሜን አሜን ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐና ናይ ቁዱሳን ጸሎቶምን ፀጋ በረከቶምን ኣይፈለየና
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡራት ኣሕዋተይ ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ በረከትኩም ይሕደረኒ አብ ቤቱ የንቡርኩም አሜን
❤❤❤ፀሎቶምን በረከቶምን ናይ ኣባ ሰላማኣይፈለየና ኣሜን ንዘልኣለም
Amen Amen Amen ቃለ ሂወት የስምዓልና ጸለቶምን በረከቶምን ናይ ኣቡነ ሳላማ ምስ ኩላትና ይኩን ።
@hlfti3496
Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ቅዱስ ኣባ ሰላማ ከሳተ ብርሃን በረኸትን ረዲኤትን ምስ ኩላትና ህዝቢ ክርርቲያን ይኹን!
ፀገኦምን በረከቶምን ናይ ኣቦና ኣቡነ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ኣይፈለየና🙏🙏🙏❤
ብሓቂ ቃለ ህይወት ቃለ በረከት የስመዐና ፀጋ አብ ልዕሊ ፀጋ የብዘሐልኩም እግዚኣብሄር አምላክ ናይ አቡነ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን በረከቶምን ፆሎቶምን ምስ ኩለና ህዝቢ ክርስቲያን ይኩን አሜን
ፀሎትን ፀጋ በረከትን ናይ ኣቦና ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ኣይፈለየና🤲🤲🤲🤲
ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ናይ ኣቡነ ሰላማ በረኸት የካፍለና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረከት ጸጋ ረዲኣቾም ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኩን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ባሓቂ ኣቡነ ሰላማ ክሳቴ ብርሃን ናይ ምድረ ኣግኣዚት ናይ ባሓቂ ብርሃና እዩም ንሕና ግን ከምቲ ብዙሕ ውለተኦም ዘርኣናዮ ኣቡዩ ፍቅሪ ኣይራኣየነን ክነክብረሞን ኣቡዮ ፍቅሪ ክነፍቅረሞን ይግባኣና እዩ ኣቦና ኣቡነ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ጸሎቶምን ረዲኤቶምን ኣይፈለየነ ፍቅሮም ይሕድረልና እግዚኣብሄር ኣምላክና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ክቡር ሓወይ ኣሜንንንን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወይ የስመዓልና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና በረኸቶምን ረዲአቶም ናይ ኣቡነ ሰላማ ከሳቲ ብርሃን ኣይፈለየና
በረከትን ጸሎትን ናይ ኣቡነ ሰላማ ምስ ኩላትና ይኩን።ናይ ኣገልግሎት ዘበንኩም ይባረክ የህዋተይ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ጾሎቱን በረኸቱን ናይ ኣቡነ ሰላማ ከሰቴ ብርሃን ምስ ኩሉና ይኩን ኣሜን።
ናይ አቦና ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ጸሎተምን በረኸትን ይሓድረና
ቃለ ሂወት የስመዓና ቀረከቶም አይፈለየና አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏
ዋውውውውው ቃለ ሂወት የስማዓልና ናይ ኣቦናን ሃዋርያናን ታሪኽ ዝማሃርኩምና
Amen 🙏 qale hiwet yesmeAlna 🙏 neAy nEbuy hawkum zekurini abta Elet xelotkum kulatkum brukat yehwatey guEzoy kibarek metan. Sbhatn hayln n'egziabhier ykun 🙏 Amen
አሜን አሜን አሜን የአባታችን የአቡነ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን እረድኤት በረከት ቃል ኪዳን ምልጃ አይለየን ትግረኛ ብዙም ባላቅም ግን ስሰማው ውስጤ ነው የሚደሰተው ትግረኛ መዝሙርም ገድልም አዳምጣለሁ ፀጋ በረከትን ያድልልን ለአቀረቡልን አባታችን
አሜንአሜንአሜንቃል ህይወት ያስማዕና ናይ አቡነ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን በርከት ርድኤት ይደርብን
በረከት ጸሎትን ናይ ኣቡነ ሰላማ ምስ ኩልና ይኩን ። ናይ ኣጎልጉሎት ዘበንኩም ይባረክ የሕዋተይ.
Bereketomen redietomen nay aba Selama ayefeleyena Kale hiwet yesmealna ⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ናይ ዘበን ኣጎልጉሎትኩም ይባርከልኩም"በርኸት ጸሎት ናይ ኣቡነ ከሳተ ሰላማ ምስኩሉ ህዝበ ከርስትያን ይኹን።
@edltehaftu6353
2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና በርኾት ጸሎት ናይ ኣቦነ ኮስተ ሰላማ ምስኩሉ ህዝበ ክርስትያን ይኩን👏👏👏
@fthawitnuwaye1293
7 ай бұрын
Amen Amen Amen ❤❤❤🙏🙏🙏✝️✝️✝️
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጸለቶምን በረኸቶምን ናይ ኣቦና ከሳተ ብርሃን መድረ ዘሓበሻ ኣይፈለየና ኣሜን
አሜን አሜን አሜን ጸሎት በረኸትን ናይ አቡነ ሰላማ ምስ ኩለና ህዝቢ ክርስቲያን ይኹን አሜን
ናይ ኣቦና ሰላማ ከሳቴ ብርሃን በረከቶም ቃልኪዳነም ይሕደረና ቃለ ሂወት የስመዐልና
ኣብነ ስላማ ናይ ፅልማት ብርሃን ካብ ኮሎ ኩፉኣ ኣድሕንኒ ኣቦይ ምዓርይ 🙏🌿⛪️🌿⛪️🌿⛪️🌿🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት ያሰመዐልና🙏🙏💕⛪️⛪️✝️🌿🌿🙏🙏
አሜን አሜን አሜንንን ቃል ሂወት የስማዓልና ጾሎቱን በረኸቱን ናይ ቅዱስ አቡነ ሰላማ ክሳቴ ብርሃን ❤❤❤❤❤❤❤
ቅዱስ እግዚኣብሔር ናይ ኣቡነ ሰላማ ከሣቴ ብርኃን ኃዋርያ ዘምድረ ሓበሻ በረኸትን ጸሎትን ኣማላድነትን የካፍለና!!!
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ተመስገን በረከቶም ናይ ኣቡነ ሰላማ ክሳቴ ብርሃን ኣይፈለየና 🙏🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲🤲🤲
ዛሬ 18 ቀን ተጨንቃለሁ አባቴ ሆይ ደረስልኝ አባ ስላማ ምርኩዜ
እንዃዕ ኣብጻሓና:ናብ ክቡር በዓሉ ናይ ጻድቅ ኣቦና:ዝብዙሕ ኣኺሊሉ ብኣምላኽ ዝተፈትወ:እምነቱ ተግባሩ ብዓወት ዝፈጸመ:ኣብ ምድሪ ብገድሉ ኣምላኽ ይምሓረና:ምእትኡ ኢሉ ክርስቶስ ኣምላኽና:መሓረና በሉ ስለ ኣቦና ኢልኩም:ቆምኩም ተማህለሉ ስለ ዘይጠዓስ:ንዝሃቦም ባዕሉ ካብ ሓጥያጥ ንህደም:ተሪኢና ሓይሉ ብጽድቂ ንፋቀር:ተሰሚዕና ቃሉ ናይ ጻድቃን ልቢ ውን:ከም ናይ ኣምላኾም'ዩ!!!
amen amen amen kale hiwet ysmalna
አሜንን አሜንንን አሜንንን ጸሎትይ ናይ አቡነ ሰላማ አይፈለየና❤❤❤
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀጋ በረከት ኣብነ ሰላማ ካሳቴ ብርሃን ኣይፈለየና❤❤❤❤❤ፀጉኡ የብዘሐልኩም ኣሕዋተይ❤❤
ኣቦና ሰላማ ከስቴ ብርሃን ጸሎቶምን በረኸቶምን ኣይፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ኣቤት ድንቂ ስራሕ ናይ ኣቦና ከሳቴ ብርሃን በረከቶምን ረዲኦቶምን ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኩን❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ናይ ኣቦና ጻድቅ ገድሊ ኣቡነ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ጸለቶምን በረኸተሙን ረዴኤተሙን ኣይፈለየና።
ቃለ ሂወት የስመዐና በረከቶም ይሕደረና ኣሜን
ኣሜን ኣሜም ኣሜን ቃል ሂወት የስማዕልና መረኸት ናይ ኣብነ ሰላማ ከሳተ ብርሃን ይውረደና🙏
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሕ እግዚአብሔር አምላክ ናይ ኣቡነ ሰላማ በረከተምን ረዲኤተምን እይፈለየና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዐና ጾሎትእን በረከትን ናይ ኣቦና ሰላም ከሳቴ ብርሃን ኣይፍለየና ኣሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሄወት ይስማኣዓልና ጾሎቶም በረከቶም ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ዩኹን
ቃለ ሂወት የስማዕልና ክቡራት መምሃራና ዕድመን ጥዕናን እዚ ረዚን መሰረተ እምነትና ሂወትና ኢዩ መገዲ የማን ይምርሓና ፈጣሪ ዓለም መድሃኔኣለም ።
ኣሜን🙏❤ ፀለተሙን 🙏በረከተሙን ኣማላድነተሙን ኣይፈለየና🙏🙏🙏❤❤❤💒💒
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ፆሎትን በረከትን ናይ ኣቡነ ሰላማ አይፈለየና
አሜን አሜን አሜን ንንንንንንንንን ቃል ሂወት የሰምዐልና ሰላም የወርደልና 🙏🙏🙏
በረከት ናይ ኣባ ሰላማ ይሕደረና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ጸሎቶምን በረከቶምን ረዲኤቶምን ናይ ቅዱስ ኣቡነ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ምስ ኩሊና ይኩን ሕዝበ ክርስቲያን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና በረከቱን ጸሎቱን ጸጋ ረዲኤቱን ኣማልድነቱን ናይ ኣቡነ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ኣይፈለየና ብቃልኪዳኑ ይሓልወና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ብዕድመ ጥዕና ይሓልወልና እግዚኣቢሔር ኣሜን፫
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ናይ ኣቦና ኣብነ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን በረከት ረዲኤት ኣይፈለየና
ቃለ ሂወት የስመዐልና በረከቶምን ረዲአቶምን ይሕደረና ናይ ኣቦና ኣብነ ሰላማ ካሳቴ ብርሃን ኣሜን (3)
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረከቶምን ረድኤቶምን ናይ ኣቦና ሰላማ ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይሕደር ኣሜን፫ 🙏🙏🙏
ቃለ ሂወት የስምዓልና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጋ የብዝሓልኩም በረከቶም ረዲኤቶም ናይ ቅዱስ ኣቡነ ሰላማ ኣይፈለየና ።
Amen amen amen kale hiwet yesmalna hawina nay agelglot zemenka ybarkn ykedsn tsegiau yebzhalka!!!
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና፡ጸሎትን ረዲኤትን ናይ ቅዱስ ኣቦና ኣባ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ምስኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኹን። እግዚአብሄር አምለክ ምእንተ ቅዱሳኑ ኢሉ ይምሓረና፡ኣማላድነትን ረዲኤትን ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣይፈለየና፡አሜንንን።
@akelomshmendi857
4 жыл бұрын
Amen amen amen zhawey
@user-tc5vv1rw4t
4 жыл бұрын
ኣሜን አሜን አሜን
@hiwetgere4795
4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@kdusgebrialtebkegn7704
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝያዳይይይ
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452
3 жыл бұрын
Amen Amen Amen
ኣሜንንንንን በረኸቶም የካፍለና ኣምላኽ
@SalamahSameraSikpipi
4 жыл бұрын
ኦርቶዶክስ ንዘልኣለም ትንበር 👏👏👏
Amen Amen Amen Qal Hiwet yesmalna xegue yebzhalkum nay agelglot zebenkum ybarek 🙏💒😇
Kale hiwet yesmealna berekht abona selama ayfeleyena
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የሰመዐልና ፀሎቶምን ፀጋ በረከቶምን አይፈለየና
ኣሜን ጸሎቶምን በረከቶም ኣይፈለየና ማሕበረ ማርያም ዝያዳ መንፈሳዊ ኣገልግሎት መታን ከተገልግሉ ኣምላኽ ጸግኡ የብዘሓልኩም።
@abaditnegasi9061
4 жыл бұрын
♥️
ዕንቃዕ ብደሓን መጻኩም ኩቡራት ኣቦታት
ቃል ሂወት የስምዐን ከብር መምህራን
ኣሜንንን ቃለ ሂወት የስምዓልና ጸጋ የብዝሓልኩም ፡ በረከቶም ናይ ኣቡነ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ምስ ኩልና ይኩን።
ቃል ሂወት የስማኣልና ዝስማእናዩ አብ ልብና ይህድረልና🕯🙏በረከት ረዲኤት ናይ ኣቡነ ሰላማ ከሳቲ ብርሃን ምእኩላትና ይኩን።
አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና
ኣምን ኣሜን ኣሜን በረከቶምን ረዲኦቶም ናይ ኣብነ ኣባ ሰላማ ምስ ኩልና ህዝቢ ክርስትያን ይኩን🎉🎉🎉
ቃል ሂወት የስመዓልና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልባ ኣምላክ ጸጉ የብዝሓልኩ በረከት ረዴት ኣማላድነ ኣቡነ ሰላማ ከሳቴ ብርሃ ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኹን ኣኔን