Fache Tube - ደስ ዝብል ናይ ሕብረት መዝሙር፡ des zbil nay Hbret mezmur.

‪@FacheTube1221‬
ኣብ ፋጨ ቱብ፡ ሓደስቲ ፊልምታት፡ ድራማታት ከምኡ'ውን ሓደስቲ መዛሙር፡ ስብከታት፡ ዛንታታት፡ ታሪኽ ቕዱሳን፡ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ ንምዕዛብ ሳብስክራይብ ምግባር ኣይትረስዑ።
Copyright © Fache Tube: Cutting or downloading from this channel is prohibited. Copyright of this channel is reserved. so Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
ሰላም ተኸታተልቲ Fache Tube፡ ካብዚ ቻነል ቪድዮታት ኣውሪድካ ኣብ ካልእ መራኸቢ ብዙሓን ምጽዓን ኩልኩል ኢዩ። ናብ ኩሉ ንኽበጽሕ ገና ሸር ክትገብርዎ ንላቦ። © ፋጨ ቱብ ©
Support us by subscribing to our channel
‪@FacheTube1221‬

Пікірлер: 16

  • @meaza747
    @meaza7478 ай бұрын

    ማርያም ኣደ ጎይታይ ትምክሕቲ ቅዱሳን ዘይተሕፍር ጸግዒ ናይ ጸሎቶም ልሳን ኡንቃዕ ኣደይ ኮነት ኢለ እንተ ዘመርኩ ምኽንያት ኣሎኒ በዚ እንተመስከርኩ x(2) ኣዳም ብበደሉ ንሞት ምስተሓጽየ ኣብ ሱባኤ ኣትዮ ቆይሙ እንዳጸለየ ዝድሕነላ ብርሃን ኣብ ከርሱ ሪኢዋ ኣደ ጎይታይ ኢሉ ሂወተይ ኢልዋ ኣነ ዉን ብናተይ ትምክሕተይ ንክብላ ምኽንያት ኣሎኒ እንተዘመርኩላ:: ካብ ዘይምሕር ኣይሂ ዋሕስ ህልዉናይ ከልካሊት መዓተይ' ዛ ቀስተ ደመናይ ኣምሳል መርከብ ናይ ኖህ ሞት ዝተረፈላ ዑቅባ ነብሰይ እንድያ ሂወት ዝረክበላ ንሳ'ያ ጠበቃይ እናበልኩ ክምስክር ምኽንያት ኣሎኒ ስማ ንክዝክር:: ኣብቲ ከረን ሲና ሙሴ ምስ ረኣያ ኣሮን ብጸናጽል ክዉድሳ ርእያ እዝራ ብመሰንቆ ዳዊት ብበገና ብእምነት ርእየዮም ከብጽሑ ምስጋና ዉሽጠይ ቀስቂሱኒ ልበይ ክዉድሳ ምኽንያት መዝሙረይ ዜማይ እንድያ ንሳ:: መልኣከ ብስራት ብጽእቲ ምስ በላ ኤልሳቤጥ ሰጊዳ ኣደ ጎይታይ ኢላ ያሬድ ብማህሌቱ ኤፍሬም ብዉዳሴ ሕርያቆስ ስዒቡ ምስ ሰርዐ ቅዳሴ ብሰማይን ምድርን ምስ ተገልጸ ክብራ ምኽንያት ኣሎኒ ዘዘምር ንክብራ:: ስብሃት ለእግዝኣብሄር ልዑል ወለወላዲቱ ድንግል ወልመስቀሉ ክቡር ኣሜን !!!🙏🙏🙏

  • @salamassalama1671
    @salamassalama1671Ай бұрын

    💞💞💞💞🌿🌿🌿

  • @helenkahsai4982
    @helenkahsai4982 Жыл бұрын

    Amen Amen Amen 🙏

  • @Sabrina-yk3cb
    @Sabrina-yk3cb Жыл бұрын

    Aseyyyyyyyyyy des ktublu Ezgabher amlak xegu yebzhalkom mqrateyyyy❤❤❤❤❤❤

  • @letenkelleklebrhan1058
    @letenkelleklebrhan1058 Жыл бұрын

    Ellllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllll enkae des belekum des ybelena we egzabiher ymesgen Ellllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllll ❤❤❤

  • @user-ki5uq3vm2t
    @user-ki5uq3vm2t Жыл бұрын

    Zmare melaekti yesmelna❤

  • @edenbahlbi
    @edenbahlbi Жыл бұрын

    Aseeey des ktublu zemarie melakti yesmana ezom ehwaty ❤❤❤❤❤❤🙏😌🤗

  • @ghgh2357
    @ghgh2357 Жыл бұрын

    አሰይ እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላኣክቲ ይስምዕልና ብሕብሩኩም ይንብሩኩም ፈጣሪ❤

  • @merhawimebrahtom6254
    @merhawimebrahtom6254 Жыл бұрын

    Aseyyyy zmare melakti yesmalna amlak 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💖💖💖

  • @MashoKbue-et2xf
    @MashoKbue-et2xf Жыл бұрын

    ኣሰይይይይይ ዕልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና እግዚአብሔር ፀግኡ የብዘሓልኩም ኣብ ቤቱ የፅንዕኩም ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኸልኩም

  • @samehnaif398
    @samehnaif398 Жыл бұрын

    ኣሰይ እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል

  • @furtunaguesh1834
    @furtunaguesh1834 Жыл бұрын

    ❤❤❤

  • @mantes7
    @mantes7 Жыл бұрын

    ❤❤❤❤❤❤ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @mami-vw6zc
    @mami-vw6zc10 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @LuwamMedhane-tr4po
    @LuwamMedhane-tr4po Жыл бұрын

    ልልልልልልልል ዝማሬ መላእኽቲ የስማዓና

  • @user-fc7gj9su7q
    @user-fc7gj9su7q Жыл бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

Келесі