Eritrean Comedy ሰበይ sebey

Ойын-сауық

New Eritrean comedy 2019 ሰበይ Sebey
Daniel Tesfagergish -jiji ዳንኤል ተስፋገርግሽ { ጂጂ )
Saron Bereket ሳሮን በረኸት
Grmay Mekonen jignu ግርማይ መኮነን ጅግኑ
Songs
1st Music at the Restaurant
Leminey by Robel (Barya) coming soon
2nd Music at the Restaurant
Dlayey eki. by Dawit Teklesenbet ( Shilan)
• Eritrean Music ዳዊት ተኽለ...
3rd Music at the Bar
Habeney by Atewebrhan (Ato) coming soon
in 4k uhd (High Quality) filmed in Asmara Eritrea. Presented by Selam Multimedia.
Subscribe: bit.ly/ሳብስክራይብ
Facebook: / selammultimedia
twitter: / selammultimedia
Instagram: / selammultimedia

Пікірлер: 471

  • @atakltielias
    @atakltielias5 жыл бұрын

    ክክክክ ዋይ ሞሲባ፡ ካብ ዝገርመኩም ግን ከምዚታት ከየጋጥም፡ የሕዋት ከይንኸውንሲ ጓል መን ኢኺ ካበይ ገለ ኢልና ከይ ንሓትትሲ ዓሌት ገለ ሓቲቱ ከይንበሃል ስቅ ኢልና ንኣትዋ ከምዚኣ ኸኣ ተጋጥም፡ ርእይቶኹምስከ ሓናጥጡ ሓባይብ፡ በቲ ሓደ ወገን ከኣ ናይ ኣሕዋት ትሓትት መሲልካ ዓዲ ምጽራይ ከኣ ኣላ ያ ጀምዓ እወ ክያሮ ምሕካያ ቸሪኒ ዝኾነ ግዜ ገለ በሉስኪ ፍቕሪ ምስ ኩሉ....

  • @tefeshimaryam323

    @tefeshimaryam323

    5 жыл бұрын

    ዝከበርካ ሓወይ ኣብዛ ርኢቶኻ ሓሳበይ ክህብ እታ ዓቕመይ ዝፈቕዳ፣ማለት ከም ናተይ ርድኢት እቲ ምሕታት ኣይኮነን ዝጽላእ ኣብ ከምዚ ናይ መብስቦ።ከይሓተትካ ደኣ እሞ ክኸዉን እኮ ኣይክእልን እዩ ምኽንያቱ ክትላለ ከለኻ ዉን እኮ ትሓትት ኢካ ዘለኻ።እቲ ሕማቅ ነገር ግን ምስ ሓተትካ ወይ ምስ ሓተትካ ነገር ምስ ፈለጥካዪዮ ሲኢቡ ዝመጽእ ሽግር እዩ እቲ ዝኸፈአ።ከመይ እንተበልካ ንኣብነት ዓሌትነት ዝበሃል እኮ ከምዚ እዩ ዓጽሞም ከምዚዮም እዚኦም ኣብዙ እዩ ዓዶም፡ወዘተ ኢልካ ዝመጽእ ምፍልላይ ደኣ እዩ እምበር ምሕታት ኣበይ ኢኪ?ጋል መን ከይበልካ ደኣ እሞ ክብድ ዝበለ ይመስል።ድሒሩ ምስ ስድራቤትካን /ቤታን ምልላይ ክመጽእ ምኻኑ ተረዲእኻ ኣስፊሕካ ምሕታት ጸገም ዘከዎ ኮይኑ ኣይስመዓንን። እዚ ክብል ከለኹ ግን ናተይ ርኢቲ እዩ!

  • @zenawi0549

    @zenawi0549

    5 жыл бұрын

    ክክክ ኒሲካ ኢካ ጠኒስካ

  • @atakltielias

    @atakltielias

    5 жыл бұрын

    @@tefeshimaryam323 ጽቡቕ ኣለኻ ሞኬ 100% ምሳኻ ይሰማማዕየ ፡መንእሰያት ሎሚ ንሰብ ከም ሰብ ጥራይ ተቐቢልና ፍቕሪ ኣቐዲምና ክንከይድ ክንደይ ሰናይ ነገርዩ፡ ሎሚ ኣባናዩ ዝቕየር ዘሎንበር ኣቦታትናስ መገሺ ክኾነና ኢሎምዮም ካብ ርሕቕ ዝበለ ከይዶም ንመውስቦ ዝሓቱ ኔሮም ተዘይተጋግየ፡ ብዝኾነ ኩሉ ካብ እግዚኣብሄር እንድዩ ባዕሉ ጎይታ ንሓድሕድና ፍቕሪ ንክንረክብ ንጹህ ልቢ ይሃበና፡ የቐንየለይ ኮቤ ሰሰናዩ።

  • @nuguseegn5087

    @nuguseegn5087

    5 жыл бұрын

    Ataklti Elias eta derfi nay menya eba ngereni bro?

  • @menkemadeimissyoumother2762

    @menkemadeimissyoumother2762

    5 жыл бұрын

    Haqi Tezarbika ab sidet yegatim alo

  • @yomiyomi1668
    @yomiyomi16685 жыл бұрын

    Saron the best acter eritrea ኢሉ ዘኣምን ንሳሮነይ ዝፈቱ ኣግራጭው

  • @miryamhabibetuma5823

    @miryamhabibetuma5823

    5 жыл бұрын

    Beten nfetwen mxiakana kltian btami eiye zfetwen so like trah zeykone kala ygbeaka bro lol

  • @lionelmessi3259

    @lionelmessi3259

    5 жыл бұрын

    Mereb is best actor ever

  • @lionelmessi3259

    @lionelmessi3259

    5 жыл бұрын

    @Hagrey Eri Menkmaki w

  • @nebilsami2855

    @nebilsami2855

    5 жыл бұрын

    @@lionelmessi3259 saron is one and only best actor ever

  • @lionelmessi3259

    @lionelmessi3259

    5 жыл бұрын

    @@nebilsami2855 አንታይ ዶ አለ አየ ኣነስ kkkkkkkkkk

  • @user-ih3xj9ee7k
    @user-ih3xj9ee7k5 жыл бұрын

    ሳሮነይ ዝፈቱ ላይክ pls ደቂ ኤሩ ሓላለተይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @user-lr9wc7cb9h
    @user-lr9wc7cb9h5 жыл бұрын

    ጃጂ ተካል ችዲ ፍቅርስ ክሽየጥ ኔሩዎ ከመይ ምሰረሐ ኣቲ ገዛ ክክክክ

  • @user-ye3bl8nj1l
    @user-ye3bl8nj1l5 жыл бұрын

    ጂጂ and ሳሮነይ 😘😘 ነዊሕ ዝረሳዕኩዋ ናይ ዳዊት ሽላን ደርፊ ኣዘኪርኩምኒ የቐንየለይ! ጹቡቕ ስራሕ ቀጽልዎ

  • @dendentewelde6964
    @dendentewelde69645 жыл бұрын

    ጂጂ መክሰብ ዓለም እስከ ኣድነቕቲ ጂጂ ላይክ ኣጋጭውኒ

  • @dnadna5309
    @dnadna53095 жыл бұрын

    Amlak n Eritrean ppl haliwley Ajokum deki erey marey

  • @teklenara9386
    @teklenara9386 Жыл бұрын

    ጽብቅቲ መምሀሪት እያ እሞ የሕዋትና ጠንቀምቀም ኣይትበላ ወዲ ተባዕታይ እቲ ዝመጽእ ሳዕቤና ኣይምልከቶን እዩ ኢንታይ ዲኣ ነታ ሸጥ ኣብልዋ ዝከይድ ጥራሕ እዩ ዝጋየ። ብተወሳኪ ኣብ ስሕታን ክትውዕላ ኢንተኮንክን ቅድሚ ምውዓላ እታ ጉዳይ መን እዩ ወዲመን ኣበይ ዓዱ ኣድኡ ኣቡኡ የሕዋቱ ኣዝማዱ ብዕላል ኣምስልክን ክቲፈልጣ ጻዓራ ካብ ውዲ ሐቲነክን ቆልዓ ከይትሐቁፋ ንብለክን። 🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷

  • @majormajor782
    @majormajor7825 жыл бұрын

    ጂጂ ንስኻ ብሓቂ ንኾሜዲ ዝተፈጠርካ ሰብ ኢኻ።ብዙሕ ኢና ክንጽበ

  • @habentesfom2532
    @habentesfom25325 жыл бұрын

    ክክክክክ ፍቅርስ ክሽየጥ ነርዎ ገዛ ከመይ ምሰርሐት ኔራ ኣላ ጂጂ ነብሲ

  • @loverich3368
    @loverich33684 жыл бұрын

    ሰላም እግዚኣብሔር ኣምላክ ምስ ኩላትና ይኩን ። ከምዚ ኣብዚ ዝረኣናዮ ብሓቂ የጋጥም እዩ ። ዘይተነግረ እምበር ዘይተገብረ የለን ። ኣነ ከምዚ ዘጋጠሞም ብዙሓት ይፈልጥ እየ። ሓደ ዝፈትዎ መሳርሕተይ ነይሩ ኣብ ጥንሲ ግና ኣይበጽሑን ፡፡ እቲ ዕላል ነዚ ይመስል ። ሓትንኡ ምስ ጓላ ትቅመጥ ነይራ ። ንነዊሕ ዓመታት ብሰንኪ ኣብ ውትህድርና ብምንባሩ ምስ ሓትንኡ ተራኪቡ ዘይፈልጥ ብምንባሩ ፡ ሓደ መዓልቲ ንሳ ምስ ኣዴኣ ተባኢሳ ኣብ ሓደ ሆቴል ስራሕ ትጅምር ። ንሱ ከኣ ናይ ኣጋጣሚ ብስራሕ ምክንያት ናብቲ ንሳ ትቅመጠሉን ትሰርሓሉን ከተማ ይከደልኩም ። ሆቴል ድሕሪ ምሓዙ መስተ ሓደ ክልተ ክብል ምስታ ጓል ሓትንኡ ዕላል ድሕሪ ምጅማር ከይተረደኦም ምስ ብዝሒ መስተ ኣብ ምትንካፍ በጽሑ ። ነዚ ዝረኣየ እቲ ርጉም ጸላኢና ዝኮነ ድያብሎስ ሓሳብ ልቡ ሰመረሉ ። በዚ ከይኣክል ናብቲ ሒዝዎ ዝነበረ ሆቴል ከይዶም ብሓደ ሓደሩ ። ሰዓት ምፍልላይ ምስ ኮነ ኣስማቶም ጥራይ ተለዋዊጦም ። ኣብ ሓጺር ግዜ ፡ ኣደን ጓልን ተዓሪቀን ንግደት ናብ እንዳ ሓብተይ ንብጻሕ ፡ ኣብኡ ከለኪ ደቂ ሓትነኪ ትላለይዮም ኢላ ሒዛታ ናብቲ ሓብታ እትቅመጠሉ ከተማ ከዳ ። እትው ኢለን ካንሸሎ ምስ ሓፍታ ድሕሪ ሰላምታ ምልውዋጥ ፡ እቲ ወዳ ኣብ ጥቃኣ ስለዝነበረ "እቲ ጸይቂ ወደይ ከኣ እነሃለ " በለተን ። ሃንደበት እታ ቅድሚ ሓጺር እዋን ዝፈልጣ ጠኒሳ ክትከውን ኣለዋ እምበር ፡ብምባል ካብ ገዝኡ ሃዲሙ ወጸ ። ብዘይፍላጥ ዝገበሮ እንዳተጣዓሰ ምሸት ናብ ቤቱ ተመልሰ ። ኣብ ኣፍ ደገ ምስ በጽሐ ሓዉ ረከቦ ፡ እታ ሰበይቲ ምስ ጓላ መን እያ ኢሉ ምስ ሓተቶ ፡ ዝገደደ ምስ ሓብተይ ጽዩፍ ፈጺመ እንዳበለ ንነብሱ ክወቅሳ ጀመረ ። ዘይተርፈካ ጋሻስ ጠዊካ ሰዓሞ ከምዝበሃል ሕጅስ ከይደ ምስ ጓል ሓትነይ እንታይ ከምዘሎ ምርድዳእ ይሓይሽ ኢሉ ኣትዩ ። ኩሉ እቲ ብዛዕባ ዘጋጠሞም ኣልዒሎም ካብኡ ብዙሕ ከምዝተማሃሩ ኣሚኖም ካብቲ ሰዓት ንሱ ምስ ዝኮነት ጓል ኣንስተይቲ ምዛር ገዲፍዎ ። ስለዚ ኣሕዋተይ ኣሃተይ ብዙሕ እዩ ከምዚ ዘጋጥም ። ኣብ ርሑቅ ቦታ ተቀሚጥካ ብፍላይ ኣብ ስደት ዘለና ከነስተውዕለሉ ዘለና እዩ ። ምክንያቱ ሰብ ሰብ ካብ ኮነ መን እያ ፡ ወሎድኣ ፡ ኣበይ ስድራ ይቅመጡ ፡ ምሕታት የድሊ። ምስ ቤተ ሰብና ክንላለ ኣለና ። እግዚኣብሔር ኣምላክ ሰላምን ምሕረቱን ይስደደልና ። ኣሜን ።

  • @user-hs7kb8dx1u
    @user-hs7kb8dx1u5 жыл бұрын

    ክክክክክክክክክ ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ስራሕ ደቂ ኤረ ንስካ ጠኒስካ ክትሓርስ ዝመሰልካ ።ስሓቕ መይተ። ዋውውውው

  • @habtewoldemariam1077
    @habtewoldemariam10775 жыл бұрын

    Selam Multi Media xbuk srah btami ena nesgnekum kemuwn zfetwom tewasati bmka om btami eye thaguise DEKI EREY AMLAK TSLALU YENBRELKU LOVE YOU DEKI EREY SHKORINATAT 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @SelamMultiMedia

    @SelamMultiMedia

    5 жыл бұрын

    thank you so much we love you too

  • @samsomsamsom5731
    @samsomsamsom57315 жыл бұрын

    ሳሮነይ ዝፈቱ ላይክ

  • @greeshiayagrdeshhs8058
    @greeshiayagrdeshhs80585 жыл бұрын

    ቅርሺ ተለካ ኩሉ ይቐርበካ ቅርሺ ተዘይብልካ ኩሉ ይርሕቐካ"ናይብሓቂ ዘረባ። ኣድናቂትኩም እየ ምጭዋት @#ደቒኢረይ

  • @imchildofgod6577

    @imchildofgod6577

    4 жыл бұрын

    አውይ ቅርሺ መዓልቲ

  • @filiwedibahta2231
    @filiwedibahta22315 жыл бұрын

    kkkk አዊ ሙግርትኪ ክልምልም ዋላ ኣፍንጫኪ አልዋ ። ገንዘብ ዳ መን ከ ይጸል ጂጂ ኣስሊ ንዝጂ ዝፈቱ አስከ ላክ ሎሚ ኣጥዑሙኒ

  • @ibrhimmohammad731
    @ibrhimmohammad7315 жыл бұрын

    Azom mksenat azioms🤣ata zftwa nsti zftwo I love you so much sari and jiji ❤❤❤❤

  • @wedieri2542
    @wedieri25425 жыл бұрын

    Batami mahrti film Mekniyatu betsbe meflat maera kenday agdasnt alewu kabza film temahar so dani betami xubk shrah like Guy's

  • @semeretekie1223
    @semeretekie12235 жыл бұрын

    Gele aynet deki ኤራይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪🤟🤟🤟🤟

  • @bruksolomin2725
    @bruksolomin27255 жыл бұрын

    ክክክክክክክክ ማራ ጽብቅቲ ድራማ እያ ብፍላይ ኣብ መወዳኣታ ዘላ ሳሓቅ ወዲኣትኒ ኣጁኹም ይሕዋተይ ካሓርእ እዩ ደልዩ

  • @SelamMultiMedia

    @SelamMultiMedia

    5 жыл бұрын

    የቀንየልና

  • @yemanhaileslase7072
    @yemanhaileslase70725 жыл бұрын

    very good finishing, kestilulu , kab haukum ethio-tigray.

  • @SelamMultiMedia

    @SelamMultiMedia

    5 жыл бұрын

    Thank you so much

  • @redwine4600

    @redwine4600

    5 жыл бұрын

  • @abrahamnguse9673
    @abrahamnguse96735 жыл бұрын

    welcome jiji shkor kemey dika mekseb Entay emo mhsas kelasi bzuh aynfakern ena ember nice eu zebl srahka zebele wegeney so kexlelu &thanks so much my dear

  • @user-zw1ck8mf6l
    @user-zw1ck8mf6l5 жыл бұрын

    Saron kab bmexebabeki btefetrawi axebiqa txbq melkea dwn ela tblu aske Like gerkum saron mlesluna nbel

  • @mikikeshi9315
    @mikikeshi93155 жыл бұрын

    kkkkkk ጂጂ ያዓኸ ጉቦ ኣይኮነን ዝባሃል እዚ ይግቦኦ ቅቅቅቅቅ

  • @mengsteabtekle9588
    @mengsteabtekle95885 жыл бұрын

    thanks Dani azia maharit comedy bluz comedian ika.......

  • @meronzeregaber9123
    @meronzeregaber91235 жыл бұрын

    Jiji & titi xebuk serahe naye bahaki ayetefuna bela eyukum abeti karaketer tesamamu bahansab serhu qexelewo ❤️❤️❤️

  • @kalMHe
    @kalMHe5 жыл бұрын

    Wow ezi eyu comedy zbehal... Meharin Azenagaen. Mainas kurub eski kabzi temehar degimka.... kab gzie nab gzie tdekimena aleka .

  • @johneblack6521
    @johneblack65215 жыл бұрын

    Ab katma kalku warida Mes Rakuwa Bxame Harifa Maxi bijaku bisim Saronay and Dain bLike fangna Abilune

  • @rimkesete9414
    @rimkesete94145 жыл бұрын

    Saroney konjo 😘♥️🇪🇷🙏

  • @semereandebrhan7227
    @semereandebrhan72275 жыл бұрын

    Saron sweetie ❤️❤️

  • @yosiefberhane6991
    @yosiefberhane69915 жыл бұрын

    Saru mkrti enkae dehan mexakum deki eri mukurat ftret eske nsaru teftwu abzi like rgexu deki eri

  • @user-ep5oq7gi3w
    @user-ep5oq7gi3w5 жыл бұрын

    ንዝርዲኦ ድኣ ዓቢ መሰጅ ኢዩ ኣጆኩም ዞም የሕዋተይ ቅጽልዎ።

  • @SelamMultiMedia

    @SelamMultiMedia

    5 жыл бұрын

    የቀንየልና ካብ ልቢ ነመስግን

  • @sesinatey150
    @sesinatey1505 жыл бұрын

    Fkri...geshuu alo...ye zbl.....kkkkkkkkk.....ayttfana jiji......ms meserahtka xbuk srahh

  • @isaiahdedidiah7147
    @isaiahdedidiah71475 жыл бұрын

    I’m dead by laughing 😆 omg lol 😂 Jiji is my best Comedian 🇪🇷🇺🇸❤️🙏

  • @mikihabtu294
    @mikihabtu2945 жыл бұрын

    ክክክክክክክክክ እውይ ፊሊም ማራ ደስ ትብል ሳርቲ ሽኮር

  • @aluluamama8412
    @aluluamama84123 жыл бұрын

    Kemaka reiye ayfelten kulom nufqat Yom MO aykemakan gigi bravo

  • @mikeweldu8116
    @mikeweldu81165 жыл бұрын

    ጂጂ መሕረር ክክክክ ንሳሮን ድማ ኣረኻኺብካላ፡እሞ ድማ ንሓብትኻ ካብ ሰብካ ምፍላይ እዚ ዩ ትርፉ! ንዓይ ሲ እቲ ኣብ ቀረጻ ዝጋገይዎ ልዕሊ እቲ ፊልም ኬፍ ይህበኒ ክክክክ

  • @mileynatey6286
    @mileynatey62865 жыл бұрын

    Nice movie Shakorinatat ajokum kexlwo deki eri saroney mkrti l love you

  • @SelamMultiMedia

    @SelamMultiMedia

    5 жыл бұрын

    Thanks

  • @TK-uh4ex
    @TK-uh4ex5 жыл бұрын

    Saron star art😗😙😚

  • @Abatreg
    @Abatreg5 жыл бұрын

    Btami mehari zikone so kexilo.. ...azom nay Europa tewasati ( Yakil, yakil, yakil, )

  • @filimonbereket9425
    @filimonbereket94255 жыл бұрын

    Nsaroney zfetu like Agarchu

  • @user-cq4rw3zk1e
    @user-cq4rw3zk1e5 жыл бұрын

    Jiji meksen ajokum koxlwe Enkae ayni zwexi aykone resinayo Mkedna ala jiji kkkkkkkkk

  • @shabaylegese3911
    @shabaylegese39115 жыл бұрын

    Welcome daqe Eritrean enka beselam mexakum yhwatey edmen tenan yhabkum fetari ajoka

  • @Debas97
    @Debas975 жыл бұрын

    Kemakum 's wala Million .👍

  • @tupac2paclovechannelt834
    @tupac2paclovechannelt8345 жыл бұрын

    Kkkkkkkkkkkkk እዋይ ሞስባ ክክክክክክክክክክ ክትቅጽል አለዋ ዝኩሉ ትጽብይ ቀንናስ ኣንጠልጥልኩም ትገድፉና ክክክክክክክክክክክክክክክክክክክ

  • @user-og6cm2pp4g
    @user-og6cm2pp4g5 жыл бұрын

    Jiji kkkkkkkkk ata mhrer kkkkkkkkkk

  • @danudanu6383
    @danudanu63835 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ምሃሪት ፊልም thanks የሕዋት

  • @SelamMultiMedia

    @SelamMultiMedia

    5 жыл бұрын

    Thank you so much

  • @mulyekahsu9792
    @mulyekahsu97925 жыл бұрын

    Aythazuley enber mejmerta mes reakwa mewdeta felitey nere i think bezuh seb terdiato tkwen eya so abe kexalie ajemamera tetenkeku so nic comady mesay zsemamae eska like ygber

  • @danieltesfay6306
    @danieltesfay63065 жыл бұрын

    ንኽሎም ዉሩያት ተዋሳእቲ ደቂ-ኤረይ like&subscribe ንሃቦም ንዞም ኮባኾብቲ (**)

  • @user-ir6yl1li8l

    @user-ir6yl1li8l

    5 жыл бұрын

    መን ኢልካ አዞም በላዕቲ ሰብ ህግድፍ ከ

  • @mnbarkerfah9101
    @mnbarkerfah91015 жыл бұрын

    Woww selam multi media i am proud of you 😍 saron sweet and nice Job gays thank'you 👌

  • @SelamMultiMedia

    @SelamMultiMedia

    5 жыл бұрын

    Thank you so much

  • @Eritrea94
    @Eritrea945 жыл бұрын

    Naybehaki like habuley please

  • @user-sn6ny4br7i
    @user-sn6ny4br7i5 жыл бұрын

    Jiji nd Saru kef alekum kee it up

  • @isaibrahim3623
    @isaibrahim36235 жыл бұрын

    Jiji shkor. Ezi gubo aykonen yigibuo u zbahal 😀😃😀

  • @iloveyoumamm5448
    @iloveyoumamm54485 жыл бұрын

    I Love You Saroneyyy

  • @shamwediesrajr5632
    @shamwediesrajr56325 жыл бұрын

    ክክክክክክ ዋይ ጓል ደኣ ረብሓ ያ በቃ ፎ አደድድድድ

  • @majorwedieri9087
    @majorwedieri90875 жыл бұрын

    Wellcome deqi eri Dji saroney shekakurr

  • @irrespective2344
    @irrespective23445 жыл бұрын

    Wawww amazing jiji asli

  • @nahomgbremariam268
    @nahomgbremariam2685 жыл бұрын

    Jiji mehrer kkkk nic job

  • @desalewelderufael6079
    @desalewelderufael60794 жыл бұрын

    እዚኣ comedy ናይ ብሓቂ ምሃአኢት እይር ቤተሰብካ ምፍላጥ ኣገዳሲ እዩ

  • @zaydgalltigray8825
    @zaydgalltigray88255 жыл бұрын

    ክክክክ ኬፍ ዘላታ ስራሕ ጊን ክትቅጽሉላ ኣለኩም ሳሮነይ ጽሪቲ ኩለን ማራ እየ ዝፈትወኪ😍😘

  • @ajx1j160

    @ajx1j160

    5 жыл бұрын

    Ewt

  • @ajx1j160

    @ajx1j160

    5 жыл бұрын

    Frser

  • @alleyesonme303
    @alleyesonme3035 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ንፉዓት ጂጂ ጎበዝ በጃኹም ዛ ደርፊ ናይ መን ያ

  • @habtomkahase2858

    @habtomkahase2858

    5 жыл бұрын

    Dawit shlan bro

  • @selamyerga92

    @selamyerga92

    5 жыл бұрын

    ❤️❤️❤️❤️

  • @robelteklesenbet7353

    @robelteklesenbet7353

    5 жыл бұрын

    Dawit Shlan

  • @berekettesfamkael6952
    @berekettesfamkael69524 жыл бұрын

    ሳሮነይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ሽኮረይ ።

  • @asmara1970
    @asmara19705 жыл бұрын

    ሳዕቤን ስደት እዚዪ😢😢😢😢

  • @mussietn1966
    @mussietn19665 жыл бұрын

    ፍቕሪስ ክሽየጥ ኔርዎ 😂😂😂😂

  • @tesfamariamweldesilassie2927
    @tesfamariamweldesilassie29275 жыл бұрын

    No disrespect but i love this lady she is extraordinary actress

  • @k.l.me.b.m3347
    @k.l.me.b.m33475 жыл бұрын

    Kexbeya endiye xenihe gele aynet saroney Mara Mara mehmem

  • @andombrhane2000
    @andombrhane20005 жыл бұрын

    Wawwwww kife zelekum saron qexlwu nic one

  • @awetakale160
    @awetakale1603 жыл бұрын

    Kalay zrya zelobsi likey yhabeni 2020 11 24 zraya

  • @filmonabrham4273
    @filmonabrham42735 жыл бұрын

    ክክክክክ ብከመይ ናብ ዝይ ምጽና ኢንዲኢ ህታል ምናልባት ምጽይ ክይ ክውን

  • @samsomsamsom5731
    @samsomsamsom57315 жыл бұрын

    well come deki erey

  • @tomytomy2488
    @tomytomy24885 жыл бұрын

    ካብተን ዘስሕቓኒን ኣዚየ ዘድንቀንን ሓንቲ ኢያ ሳሮን በረኸት ቀጽልዮ

  • @newlifeteka2369
    @newlifeteka23695 жыл бұрын

    Saroney fshkta amela 😍😍😍😍

  • @meraeri3445
    @meraeri34455 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ዓቢ ስራሕ nice

  • @merhawitesfagergsh5871
    @merhawitesfagergsh58715 жыл бұрын

    Wellcome shikorinatat fetrat

  • @nohtv4100
    @nohtv41005 жыл бұрын

    Jiji shkor goyta comedy♡♡♡♡♡♡!!

  • @teklityakob9035
    @teklityakob90355 жыл бұрын

    saron the best

  • @k_g860
    @k_g8605 жыл бұрын

    Waww nay jiji comedy tray wun aykonen mhari enkolay eyu

  • @k_g860

    @k_g860

    5 жыл бұрын

    Mantile entay eilki anta mantile tray eyu zbla zeyblna enber kulu alo kid atika azz

  • @hagostekle974
    @hagostekle9745 жыл бұрын

    ቤላ ስራሕያ ንፉዓት።ዘጋጥም ነገርዩ ኣብ ሂወተይ ከማን ኣጋጢሙኒ ኢዩ።

  • @ermiasmedhanie7345
    @ermiasmedhanie73455 жыл бұрын

    Ayamnekn iye nsle zereba keytkoni ala jiji mehrer GBU

  • @danielnguse6868
    @danielnguse68685 жыл бұрын

    DANY 💙 SARON.

  • @luliema7308
    @luliema73085 жыл бұрын

    Saroney tfetu❤️

  • @samuelbeyin1315
    @samuelbeyin13155 жыл бұрын

    ኣሰይ ደቂ ኤረይ ይበል ፊልም መልክቲ ዘለዎ ተባታይ ፊልም እንዳ መስገና ኢና ጽቡቅ ስራሕ

  • @SelamMultiMedia

    @SelamMultiMedia

    5 жыл бұрын

    የቀንየልና ካብ ልቢ ነመስግን

  • @user-do4zd9dl4f
    @user-do4zd9dl4f5 жыл бұрын

    እዋይይ ዝገንዘብ ልባ ሸው ዋይይይ ኣነ ግዲ

  • @omermahmud2331
    @omermahmud23315 жыл бұрын

    ሳሮን ሽኾር keep it up

  • @henoknago1239
    @henoknago12395 жыл бұрын

    Antum seba #saroney thare do tkewn

  • @loveispeace5047
    @loveispeace50475 жыл бұрын

    kkkkkkkkkk eway sabu da mase dege wexyu kkkkkkkk

  • @solomonyemane7196
    @solomonyemane71965 жыл бұрын

    Sarona shikor nfti acter kexlyo

  • @abaklialotasfe7243
    @abaklialotasfe72435 жыл бұрын

    Ezi mueugrtki senbua moyta diy gela😀😀😀

  • @emaema7497
    @emaema74975 жыл бұрын

    Ewey mugertkie kelemlem😂😂😂😂👍👍👍👍

  • @hadishfisehaye5329
    @hadishfisehaye53295 жыл бұрын

    I like the film jeje nice job

  • @user-lv3ji7pq1d
    @user-lv3ji7pq1d5 жыл бұрын

    ክክክክክክክክክ ፍቅሪ ክሽየጥ ነርዎ ክክክክክክ

  • @teklisenbetmussie1231
    @teklisenbetmussie12315 жыл бұрын

    Ya jemea haxira ember anyway nice job

  • @saimonberhe4379
    @saimonberhe43793 жыл бұрын

    Nay mudey gal

  • @tsgeromanpetros4522
    @tsgeromanpetros45225 жыл бұрын

    Saron nayhmamey Wellcome shkorinatat.

  • @SelamMultiMedia

    @SelamMultiMedia

    5 жыл бұрын

    Thanks

  • @tesfaeusnqey1615
    @tesfaeusnqey16155 жыл бұрын

    Haweboy alo kemey zbele nedari metku🤣

  • @tesfydemoz977

    @tesfydemoz977

    5 жыл бұрын

    I'm sorry up xx a

  • @tsionmohammednor4098
    @tsionmohammednor40985 жыл бұрын

    Saron shkor i like

  • @Ibrahimwedisaho
    @Ibrahimwedisaho5 жыл бұрын

    hhhhhhhhhh deke eri like

  • @gcdo2016
    @gcdo20164 жыл бұрын

    saroney & joo 😍😍😘😘😗😗😗🤔

  • @tabawehibetesfahiwet2367
    @tabawehibetesfahiwet23675 жыл бұрын

    Kkkkkkkkk ya jejiiii

  • @kudusgebremeskel9299
    @kudusgebremeskel92995 жыл бұрын

    Wawwww abzi alo Film malet bitami meharit tack

  • @SelamMultiMedia

    @SelamMultiMedia

    5 жыл бұрын

    Thanks

Келесі