What a story, what a gift, Abrahamm!! Abraham!! you are a gift for all of us. Beautiful history, and culture. Please teach teach in University we are willing to help. Phone or address
Nufue wedi eri Abraham shumandi eid men tiena yahabka fathari ab sirah ka awetin asalitho yimeniyelka kubur hawu Abraham qetsilo Meseniya kem Beal Abraham kem aboy Haji siraj meseniyatat zefettu like habunaski deqe Eri tsaeda ::
@yonatanb67334 жыл бұрын
Eza interview ab btauu malet abti mase zbelelu adi tegeyra entetikewn kemey mitsebeqet......... n qetsali hsebulu.
Пікірлер: 155
ብጣዕሚ ኣዚካ ብመንፋዕትኻን ተኽእሎካን ተደንቕ መንእሰይ ኣብርሃም ብዙሕ ተሓቢነ ተሓጉሰይ ሓውይ ኤሪትራዊ ምዃንኻ።ኣምላኽ ኣሻሓት ከማካ ኣናብስ ይፍርየልና ፈጣሪ። ኣሜን ንበል ኩልና! ❤❤
ኣሕ ስደት ፋሕ ኢልና ኣይጣዓመናን ግሩማት ኣቦታትና ብዘይ ውርሻ ገዲፎምና ይከዱ ኣለዉ መጻወቲ ዓለማት ኮይና ዓድና ባዲሙ ኣምላክ ዝሓይሽ ይፍጠረልና ኣብራሃም ሃውና ዕድመ ይሃብካ
ምዕቡል ባሕሊ በማሰ ትተአረቅ ሽግር ትፈትሕ ሐዘን ትገልጽ መርዓ ተማአርግ ዕድሜን ጥዕና ይሐብካ
ዋውውው ብጣሚ ማሰና ኣብራሃም ብሉጽ ወዲ ትግርና👍👍👍👍👍👍
ኔዚ ፉሉይ ተውህቦካ ብጣዕሚ አየ ዘድንቆ ከጸሎ አዝጋብሔር እድመን ጥዕና ይሃብካ 🌷🌷🌷
@girmaygebrehiwet9210
4 жыл бұрын
ብጣዓሚ ጅግና ቅርሲ ሕብረተሰብ ኣርትራ ኣብርሃም
ወይለይ ወይለይ ኣይሃሰሰንባ ታሪኽ ወለዲ ኣይፈረሰንባ እቲ ጽኑዕ ዕርዲ ኣይተበትከንባ ናይ ሕንጊድ መቐየዲ ንኽናብ ዝራብዕ ምስ ቴስታይ ጸማዲ ኣይተቖርመመንባ ቁመት ውርዲ ኣብ ባይቶ ዓድና ንምቕናዕ ንፍርዲ እንዳኸደ ኣብ መገዲ እንዳበልዐ ኣብ ማኣዲ ብዘይ ዋጋ ብዘይ ሰልዲ ብዘይ ጽሕፈት ኣብ ልቡ ሰናዲ ዘረብኡ ይመስል ጭርቃን ቀልዲ ግን ኣይኮነን እዚ ወዲ ንስዲ ንሽፍታ መስገዲ ንጉጉይ ንዓሻ ማዓዲ ማሰ ክብለልካ ኮይኑኒ ግዲ ተዓወት ተዓወት ኣብርሃም ሽመንዲ
@user-xx8ej8yd1b
4 жыл бұрын
Tesfa Esak ንስኻስ መዓስ ሰናፍ ኣንታ ወዲ ኢሳቕ ብማሰኻ ንሰባት ተስቕ ብቁም ነገር ንሰባት ተስቕ ጸላኢ ተመጸ ጉራዴ ትምልሕቕ ፈታዊ ተመጸ ምክትካ ተውድቕ ዝፈረሳ ዑናኻ ትነድቕ እንኩም ትብል ፍጹም ዘይበቅቕ ብዙሕ ምተባህለ ግን ይኣክል ቃላትና ከይንጽንቅቕ ክክክ ቤላ'ዶ?
@tesfaesak6808
4 жыл бұрын
ሚዛናዊ :የቐንየለይ ስለቲ ፈተነኻ ንስኻውን ንፉዕ ኢኻ: ኣብ ናይ ማሰ ነገር ኣሎኒ ስክፍታ ንባርያ ዝነበረ ይገብሮ ጎይታ ንቕጫ ጎጎ ይብሎ ኣንታ ጣይታ ንዘይፈልጦ ከምዝፈልጦ የውሪ መብዛሕትኡ ኣብ ውራይ ኣብ ቀብሪ ተደልዩ ይጻረር ተደልዩ ይዘሪ :::::: እቲ ተውህቦ ኣዝዩ ይገርም እዩ:ብዙሓት ግን ንዘይፈልጥዎ ከምዝፈልጥዎ ንኽንኣድ ዘይግብኦ ይንእድዎ፣ስለዚ ንፈተነ ድኣላ እምበር ኣነሲ ከምዛ ዝበልካኒ ድየ?ክክክክክ
@dawitasgodom274
4 жыл бұрын
ተስፋ ይሳቕ ብጣዕሚ ዝናኣድ ማሰን ግጥምን ጅግና ከም ኣቦታትካ
@tesfaesak6808
4 жыл бұрын
የቐንየለይ ሓው Dawit Asgodom:ይፈታትን መቸም
@KibromZeweldi-yw7cv
10 ай бұрын
ጎበዝ
ኣብየት ወግዒ ኣታ ኽንደይ ደስ ይብል በል እስኪ ኣብ ልዕሊ ፍልጠት ይሃብካ ፍልጠት🇪🇷❤️
This is really Gods gift!! Azerarbeu mase abehahlueu, lbsu kulu nay abotatu zwerese blux seb!! I’m really amazed!! Love you bro!❤️
Wowowoow Abrhayo hawey amlak edmen tienan yihabka ajoka ajoka
ብሓቂ ብሓቂ ኣብራሃም ሽመዲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣቦይ ስራጅ መግስተ ሰማይ የዋርሶም
What a story, what a gift, Abrahamm!! Abraham!! you are a gift for all of us. Beautiful history, and culture. Please teach teach in University we are willing to help. Phone or address
ናይ ብሓቂ ንፉዕ።
ብጣዕሚ ደስ ዝብለኒ ካብ ኩሉ ባህልና ማሰን ኣውሎን እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩቡር ሓው በጃኩም እዞም ከምዚ ዝበለ ተውህቦ ዘለዎም ኣቕሩቡልና ,፡
ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
Wawwwww kndey des zebl menesey eyu egziabiher ybark fltetka whazi ygboro
ብጣዓሚ ጽቡቅ መደባት ሃብተ ኣርኣያ ዝባሃል ኣብ ንኡስ ዞባ ማይ ዓይኒ ዓዲ ሕፉት ዘሎ ከተቅርቡል ካኣ ተስፋ ንገብር
ብሓቂ ተውህቦ ጥዕና ይሃብካ
ብጣዕሚ ጽቡቅ ቀጽሎ
ዋውውውውውውውው ብጣዕሚ ንፉዕ ከም ኣቦታቱ
ብሓቂ ሰኣይ ኣብርሃ ሽመንዲ:: ፍሉይ ተውህቦ::
Wawwwww amazing. Really I appreciate you. Continue it and God bless you.🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯👏👏👏
@lemlemtesfamicael4134
4 жыл бұрын
Abraham edmeka
ሽያኽ ፈልፋሊ ማይዓይኒ ቀዱሒኻ ዘይወዳእ ጡዕም ላዛ ልጊዐ ጸባ።
Keeping our best culture .to continue abrihmo jgna ajoka.
ሳላኣ ኣብርሃም ሽመንዲ ዘይተብርበረ ማሰን ሙዉቅ ባህሊ ሕብረተሰብ ክብርበር ጀሚሩ ኣሎ። ኣየ እወ እዚ ሙዉቅ ሕብረተሰብ ካብ ዓዲ ናብ ዓዲ ክነጥር ከለና እንትርፎ ሳሃቅ ጸወታ ካልእ ዘይንፈልጥ ነበርና ኣበይ እሞ ክንረክቦ ፋሕ ጭንቅራሕ ኣቲና ። ብመሳኩቲ ናይ ሜድያ ኮኑ ምርካብና ተኣኪብና ክንስሕቅ ንሃድር ዝነበርና ። መዓስ ኮን ይምለስ ባይቶ ዓደቦና ኣብ ርሑቅ ኣብ ቀርባ ዘለና ኽንስሕቅ ተኣኪብና ።
Waw ezi bahlnas des kbleka. Amlak edmen tinan yhabka.
ቀፅሎ ዝሓወይ
ከምዚ ሰብ እዚ ፍጹም እየ ርእየን ሰሚዐን ዘይፈልጥ ፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፡ናይ ብሓቂ ፡መዓል ፍሉይ ተዉህቦ ፡
Kem tuum derfi degagime semieya btaemi des zbl talent . Amlak bahlna kinhlu xegu yebzehalna🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ናይ በሓቂ ተውህቦ እዩ እዚ ማንም ሰብ ዝክእሎ ኣይኮነን ስለዚ ንውልድ ወሎዶ ክበጽሕ እንተ ኮይኑ ኣብ መጽሓፍ ክሕተም ኣለዎ ከም ናይ በዓል ገብረመድሂን ብስራት ከም በዓል ነጋሽ ሳግላ ፡ ተወልደ ማዓሾ ፡ ደጊያት ባህታ ወይ ኣባ ጥመር፡ ካለኦትን ብዙሓት ኣለዉ ክጽሓፍ ኣለዎ ።
@kesetexegu3882
4 жыл бұрын
አብረሃም ንፉዕ ገጣሚ ናይ አቦታትና ታርኽ ትሰሚ ቃላትካ መዓረ ጠስሚ ኣብ ሰነድ አስፍሮ ኪኸውን መዛዘሚ።
We have to keep up this culture.
Wedi Eriy Abrihmo you have golden voice please counting your gift for Erien youth have long life!!!🎓🎉🎓🎉🎉🎓🎉🎓🎉🎓🎉🎓🎉🎓🎉🎓🎉🎓
I Really appreciate you thanks wedi Eri ❤️ u
እዚ ክእለትዚ ብመጠኑ ናብ መንእሰያትና ክሳጋገር ምእንቲ ገለ ጻዕርታት እንተዝካየድ ደስ ምበሊ ።
Nice one keep it
Sey seyyy abrimo GBU..ajoka
Nebrlna ajoka jegna wedi ereee👌👌👌👌👌👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
btaemi blux meniesey .nezi tekal sebay dea gele zeytblelna
ወዲ ማይ ዶጉዓለ ❤❤❤
ንበረልና ስከ ክብሪት ናይ ኤርትራ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ
Waww btaemi xbuk Abrhimo kexlwo
Btaemi great
Hiiiii Abrhem hewena bimejemrya kemey aeleka aeziya eya zemesginka wawww.....biteiaemi tedenq Thanks aejoka qetsilo buruki hewey
Very nice 👍 please teach to the girls as well .you can teach in school good luck 🇪🇷🙏♥️♥️♥️
nay behaqi abrham hawna edmen tenan yhabka fetari breka ayntsef
አጆኹም ቀጽልዎ ..........
Btaemi nefue meniesey ajoka
wedi shmendi btami xbuk keep it
Habrom korieda ke abotatu edmen tienan yhabka fetari 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🇪🇷🇪🇷✅✅✅✅
A real treasure
ዕድመ የሃብካ ብቁዕ ማሰኛ
ተዓወት
What a gift !!!!
Bravo amlak admen tanan yhabka fetari abrhimo bow kexlo
Nay bhaki anbesa edmen tenan yhabka fetari
Abrham arkey edmen teanan yehabka fetari zarkey btami xbuk kexilo
Edil ywahabo!
Eway ezi bahlna si ktm edmen tinan yhbka ajoka 😍😍😍😍😍
ማሰኛ አብርሃም ሸሞነዲ ቅርሳ ኤርትራ ህያብ አምላኽ ዕድለኛ ቀጽሎ ዕድመን ጥዕና ይምነየልካ
Qexilo hawey
ሰናይ ቃል
Naybhqe jigna 💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣብርሃዮ ናይ ዓድና ደቂ ህብተይ ዓረይ ጉሕጓሕ ቢልካ ማስዮ ጠብቦ ተጻሒፉ ዘይውዳእ እዩ ዝቡሉ ኣቦታት ከሙኡ ውን ሸውዓተ ዕጣን ዘንአ ከላይ።ኣይትጥፋእ ተመለሰና
አዋይ ልቦና ጥበብ ! ብሓቂ ጸጋ ፈጣሪ።
Wwww hayal menisey wedi zurey jigna ajoka
Wawwwwwww, Abrham kem Shumka, aba kulom futurat, nska wun aba bahli fltet, Ajeka ab gonka aleku,
Wowwwwww gele aynet bhaki adnikeka smart eka tewhebo aleka tekielka nezi zelo Serat HGDEF keytefe kelo mase belelu .xebah abi tarik eyu neaka. I know kebid eyu gn btezewawari Mase belelu.
ኣይ መምህር እዳአኻ;ንሕብረተሰብ ኩሉ ካማኻ ዝረኸበ ህዝቢ ተዓዲሉ ዝተሸመ'ዩ ኢሉ ዘየዳሉ ዘየላግስ ዝማእገረ'ዩ ኢሉ ንውጹእ ውን ንስኻ ትቆመሉ ዝተዓጸወ ገዛ ትከፍተሉ ንዝተዓመጾ ፍትሒ ተምጻኣሉ ንዝጎበጠ ፍርዱ ተቅናዓሉ መምህር ዳኣኻ ንዝሰምዕ ኩሉ ዝረኽበካ ህዝቢ ተዓዲሉ ናብ ልቡ ክንምለስ ብቀሊሉ!!! ብዘይ ባእሲ ንኩሉ ተፋኑ ካብ ምቅታል ብኣኻ ይድሕኑ ካብ ዕሽነት ወጺኦም ይልብሙ ልቢ ኣጥርዮም ሰባት ውን ይኾኑ ተለዊጦም ኣምላኽ ያመስግኑ መምህር ሃገር ኣብ ዘሎዎ ኾይኑ።
ኣታ መን ዩ ስሙ ዝማሰኛ ንብኡስ ረዓርቕ ብዘይ ዳኛ ንኽሱስ ረዓርቕ ብዘይዳኛ ምራቑ ቀለም መልሓሱ ላዛኛ
@filmontw7653
3 жыл бұрын
ኢንተርቪው ክትቀርብ ኣለካ!!kkkk ብራቮ
ኑፉዕ ቀጽሎ ፡
😍😍😍😍😍😍😍😍❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Tesfa zeleka menesey100
Amlak edmen tianan yhabka.💪 🇪🇷🐪🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Ata ezi gazetena betami nefue kulu gezie mexana,( betami nefue masegna)
What is your telephone?
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
wawwww Abrhyo hawiy ajoka kexlo betmi xabuk sarh eiu
ጋዘጤኛ ምወሰኽካ
Nay bhaki tewhibo
💗💗💗💗💗💗💗🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
aboy sraj aymoten, bahlna enhasese ab zkedelu zelo ewan, kemzi aynet xega bahli zelewom sebat mrkab xega eyu, ajoka zi hawey.
ማሰኛ አብርሃም ኩልግዜ ሑጉስ ድኻ ወይ ኮራይ ተቀያማይ ብዙየት ማሰኛታት ይሰምዕ ገለ ግለጸለይ
Wa eza sebay ketbleh kef zelwa ab meray natey ka kedmeka eya zearkey
ብመጀመርታ ሰላምታይ ይብጻሓካ ኩብሩ ሓወይ ብጣዓሚ ጽብቅ ቀጽሎ🎉🎉🎉❤ Telefon namuber xhafo
Btami nfu kexlo anbesa
💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ከምዚኦም ዝበሉ እስከ ኣምጹኡልና ዓንዲን ሓወልት ትግርኛናን ኣለዉ ፈትሽዎም ዕድመ ይሃብካ ኣብራሃም ዉራሲ ቀዳሞት ቀጽሎ
ጀራ እዝጊ ብላዕ ሃብሮም!!!
Ä ni de om
ጂግና ኣገናዕ ቐጽሎ ወራሲ ድማ ኣጥሪ
ajoka abreham abesa kexilo
Nufue wedi eri Abraham shumandi eid men tiena yahabka fathari ab sirah ka awetin asalitho yimeniyelka kubur hawu Abraham qetsilo Meseniya kem Beal Abraham kem aboy Haji siraj meseniyatat zefettu like habunaski deqe Eri tsaeda ::
Eza interview ab btauu malet abti mase zbelelu adi tegeyra entetikewn kemey mitsebeqet......... n qetsali hsebulu.
ወዲ ክንድይ ዓምት ነይርካ መሊእዋ ጋዛጠና
Wawww gele aynet'endati' entay malet u sorry?
መርሓባ
አታ እዛ ኤርትራስ ዕድለኝ ሳላ ተጠርኒፋ ባህላን ልምዳን ኣኽቢራ ዝጸንሔት እንሆ ነዚኦም ኣፍርያ እሞ እዚ ዕድል እዚ ብቀሊል ዝርአ ዘይኮነስ ኣቱም ለባማት ነዞም ሉልን ወርቅን ዝኾኑ ህያብ ናይዛ ለዋህ መሬት አምላኽ ገጹ መሊሱልና ኣብቲ ንቡር ናይ ኣቦታትና ክንምለስ ሕጂ እያ እታ ግዜ ብዙሐት በላሕቲ ሐንጎል ይጠፍ ኡና ኣለዉ እሞ ፍቅርና ክምለስ እቲ ኣብ ምሉእ ዐለምዜርክ ክትረኽቦ ዘይትኽእል ፍሉይ ህያብ ናዬኤርትራ ክትመልስዎ ይምነ ኣምላክ ይሐግዝኩም ።
Aghenae ziwedey habrom qexilo bertie kabaka bizuh kinxibe ena
Wedi deqi adi aytaes xaeda adey adi abotatey
Everything is good except the sound track, it doesn’t go with mase
Ahhhhh HITAN ZERHE ADEY KIBRETY AYINI XLAKI YIDEFEN.