ማሰን መልቀስን ይፍጠር ገብረሚካኤል ምስ ግጥሚ ጥሪ ይመጽእ ኣሎ ናይ ቦኽረ ገብረየሱስ

Ойын-сауық

Пікірлер: 11

  • @temutemu9526
    @temutemu95263 жыл бұрын

    ደስ በሀሊዩ እዩ የቀንየልና ታሪክ ተጋሩ ውቅያኖስ እዩ አቦይ ይፍጠር አባይ ሰብ ነይሮም ነብሶም አብ ገነት የንብሮ 🙏❤💛 ትግራዋይነት ክቡር መንነት

  • @yohannesgezu29
    @yohannesgezu293 жыл бұрын

    Mekonn Tesfay, you are a good thing hapend to Tigrina speakers. You are doing us a great favor to take us back in time and learn about our culture. Thank you.

  • @wttm7266
    @wttm72663 жыл бұрын

    ዋዉዉ ደስ ዝብል ታሪኽ 🙏🏻 thank you! Kexilo 🌿🌺🌿

  • @cjsulhamer8819
    @cjsulhamer88193 жыл бұрын

    ተጋሩ ሰብ ስረ ታሪክ ዘይትርስዑ የቀንየልና

  • @merathetewahdo2539
    @merathetewahdo25393 жыл бұрын

    Can u do more of this plizz

  • @tsh2012
    @tsh20123 жыл бұрын

    ንመጀመርታ የቀንየለይ ናይ ኣባሓጎይ ታሪክ ስለ ዝተረክኩምለይ ካብ ልበይ የመስግን ኣባይ መዓረይ ጅግና እዮም ነይሮም ነዚ መደበኛ ደስ ዝብል እዩ

  • @tsh2012
    @tsh20123 жыл бұрын

    ኣባይ ይፍጠር

  • @merathetewahdo2539
    @merathetewahdo25393 жыл бұрын

    እታ ናይ መጨረሽታ ግን ንሕጊ ኣምላኽ ትጸርፍ ኮይና ተሰሚዕሃኒ

  • @Merih818
    @Merih8182 күн бұрын

    የሕዋት እዛ ክላሲካ ናይ ጸሃይቲ በራኺ ድያ ክላሲካል ጥራይ ዝሰደለይ

  • @berhegsamueil5031
    @berhegsamueil5031 Жыл бұрын

    ከመይ ንፉዕን ግዱስን ለባምን ፈላጥን ኢኻ ወደይ ኣምላኽ ምሉእ ጥዕናን ነዊሕ ዕድመን ይሃብካ

Келесі