“ኤርትራዊ ዲኻ ትግራዋይ ኢሉ ንዝሓተኒ፡ ክልቲኡ’የ እንተ በልክዎ እንታይ'ዩ ክብል ዝኽእል፧” ካልኣይ ክፋል ዕላል ምስ ጋ/ ኻልድ ዓብዱ

www.sbs.com.au/language/tigri...
ጋዜጠኛ ካልድ ዓብዱ ኣብ ኤርትራን ኣብ ኢትዮጵያን ዘሎ ፖለቲካዊ ምዕባለታት ዝትንትን ነባሪ ሃገረ ሽወደን እዩ። ኣብ ኣውስትራሊያ ኣብ ዝበጽሓሉ ብዛዕባ ታሪኹን ዘካይዶም ንጥፈታትን ሰፊሕ ዕላል ኣካይድናሉ ኣለና። ኣብዚ ናይ ሎሚ ካልኣይ ክፋል ዕላል ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝሰርሖም ስርሓት፡ ምስ መንነቱ ዝተኣሳሰር ዝገጥሞ ብድሆታትን ዝህቦ ምላሽን ገሊጹ ኣሎ። ሳልሳይን ናይ መወዳእታ ክፋሉን ኣብዝመጽእ ክቐርብ እዩ።

Пікірлер: 138

  • @habtomabay5276
    @habtomabay52763 күн бұрын

    ኤርትራዊ ዲኻ ትግራዋይ ? እታ ሕቶ ንባዕላ ጌጋ እያ ~ ቕኑዕ ሕቶ ኤርትራዊ ዲኻ ኢትዮጵያዊ እዩ ✍️ ቑኑዕ ሕቶ ዝኾውን ትግራዋይ ኤርትራ ዲኻ ትግራዋይ ኢትዮጵያ እዩ።

  • @bwt376

    @bwt376

    21 сағат бұрын

    😂😂😂

  • @emitiemiti1419

    @emitiemiti1419

    17 сағат бұрын

    😂😂😂😂 tay tebl wedey

  • @HiwotKidanemariam-bu6yn

    @HiwotKidanemariam-bu6yn

    13 сағат бұрын

    ✅✅

  • @tewzoldebereket9952
    @tewzoldebereket99523 күн бұрын

    መርሐባ በየነ ኸምእውን ኩቡር ሐው መም ኻልድ ዓብዱ የቀኔልና ኻልድ ሐውና ኸም ወትሩ ንትምህርትኻን ንሰፊሕ ልቦናኻን ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ

  • @abrahamtecle9119
    @abrahamtecle91192 күн бұрын

    ካለድ ንቡዙሕ ሕቶታት ብግልጽን ብፍልጠትን መልሲ ዝሃብካዮ ዝድነቕ ኢዩ። ኣብ ሕጊ ኣልቦ፣ ስርዓት ኣልቦ፤ ሕልና ኣልቦ፣ ፍትሒ ኣልቦ፣ መሪሕ ኣልቦ፡ ዝኾነት ሕጊ-ግደፋዊት ኤረትራ ካልእ ክትጽበ ኣይካኣልን፡ ንብድሕሪ ሕጂ ካኣ ኩሉ ክዕረ ናይ ኩላትና ቃልሲ ይሓትት።

  • @mass-media6445
    @mass-media64452 күн бұрын

    Mr. Khalid speech was really great.

  • @Lqemhgawi
    @Lqemhgawi2 күн бұрын

    Thank you Teacher kalid For your service and support to our community ❤

  • @fthinhzbieritrea1399
    @fthinhzbieritrea13993 күн бұрын

    Khalidom my favourite person ur my Idol Amlak Abzihu yibarka hawey natey 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @TsehayGhebremiceal
    @TsehayGhebremiceal2 күн бұрын

    ኩቦር ሐወይ ካልድ ጹቡቅ አገላልጻ አቦ ሐቂ ድምጼ ዉጹዓት አንጸባርቅ ዘሐወይ ጎይታ ምሳካ ይኩን። ሕብርት መሰረት ዓወት እዩ 🙏🏾💕

  • @kassahunmelese6151
    @kassahunmelese61512 күн бұрын

    Thank you Kaled Abdu ❤❤❤❤❤

  • @hailegebretsadik3398
    @hailegebretsadik33982 күн бұрын

    I am highly schorared Tigrayan. I dont judge people by their ethnic background. But honestly speaking, khaled Abdu is one of the smartest political analysts that I like. I like political analysts from Eritrea such as Bereket Yohannes, Jossy, Amanuel and Khaled Abdu. From the Tigray side, Alula Solomon, professor Ghelawdewos, Dr Muez etc. Respect Khaled Abdu ❤ 👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👏👍👍👏👏👍👍👏👍👏👍👏👍👏👍👏

  • @user-uk8bo1pv3p

    @user-uk8bo1pv3p

    2 күн бұрын

    ዋይ ዋይ ኣይተ ጻድቃን ሓዉኹምሲ ዉሰዱልና ድኣ።

  • @weldenegodguad4974
    @weldenegodguad49744 күн бұрын

    Kalid!!! Now, I know why you always impressed me on your Eritrean political analysis. God bless you for your civilized thoughts.

  • @ukbayc
    @ukbayc3 күн бұрын

    ዘግነትን መንነትን ነንበይኑ እዩ !!!!

  • @michelle-i7o

    @michelle-i7o

    2 күн бұрын

    እንታይ ማለትዩ ነንበይኑ፣ መንነት ትግራዋይ ዜግነት ኤርትራዊ ማለትካ ዲዩ? ከምኡ እንተኾይኑ ኢሎሞ ኢልካ እኻ እምበር ብዛዕባ ትግራይ ትፈልጦ የብልካን፣ ትግራዋይ ኢየ ትብል እንተኾንካ፣

  • @ukbayc

    @ukbayc

    2 күн бұрын

    @@michelle-i7o ትግራዋይ ዝበሃል እኮ የለን መኽንያቱ ትግራይ ዝበሃል ስለ ዘየለ ትግራይ ትበሃል 15 ኪሎ ሜትር ካብ ዓድዋ ሪሒቓ ትርከብ ዓባይ ጨዓ ዘለታ ጎልጎል ካብ ጥንቲ ሸፋቱ ዓድዋ ክዘምቱን ዝዘመትዎ ክማቐልዎ ከልዉ ዝጫፋጨፍሉ ዝነበሩ መጸውዒት ጎልጎል እያ !! ንሕና ንፈልጥ ዓገመ ዓጋመቶት ራያ 70 እንድርታ ዝበሃሉ ጥራይ እዮም ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዝቕመጡ ትግራዋይ መንነት ዝበሃል ናይ ደቂ ሕድርትና እዩ

  • @michelle-i7o

    @michelle-i7o

    Күн бұрын

    @@ukbayc ጽቡቅ አለኻ፣

  • @redbag3453

    @redbag3453

    8 сағат бұрын

    @@ukbayc ኣየ ደቂ ሾርሙጣ ደምብያ!! ኤርትራዉነት እዩ ዘየለ፡ ጥልያን ነታ ሾርሙጣ ኣዲኻ ተጋሲሱ ዘዉርሰካ

  • @Unitedworldsounds
    @Unitedworldsounds16 сағат бұрын

    Originally from Tigrai region. Most settled in Asmara city and surrounding All tigrigna speakers some having habesha names but firmly believe in Islam. “Jeberti “.

  • @sabacuddus7319
    @sabacuddus73193 күн бұрын

    Khalid you are one of the best genuine Eritrean, so I personally proud of you and your best daily efforts God Bless you ❤🎉❤

  • @yonas.w
    @yonas.w3 күн бұрын

    ናይ ካሊድ ሓሳባት ምስማዕ ነገራት ብብዙሕ ኩርናዓት ክትምርምርዩ ዝገብረካ:: ደስ ዝብል ዘተ

  • @biniamhadish1054
    @biniamhadish10544 күн бұрын

    Thank you SBS and Beyene as well teacher kalid 👌🏿

  • @user-ew4ws2yz9s
    @user-ew4ws2yz9s2 күн бұрын

    good interview

  • @FT--tl2yn
    @FT--tl2ynКүн бұрын

    Good job SBS as usual

  • @alemfitsum2227
    @alemfitsum2227Күн бұрын

    ካልድ ዕድለ ኣለካ ናይ ባሓቂ ሱዳን ዓዲ ውጹዓት ዓዲ ስለም ኢያ ስላማ ይመለስላ ህዝቢ ሱዳን ሕማቅ ዕድል ወሪዱዋ ዘይተጽበናዮ ካልድ ብስላም ተምለስና ግን ሓደራካ ጉዳይ ዓሊ ዓቡድ ሒዝካልና መልሲ ዋዛ ምስ ቁሙነገርር🎉🎉

  • @AbrahamWghere
    @AbrahamWghere3 күн бұрын

    ካልድ ንፉዕ ዝናኣድ ትንታነ።ኤርትራ ዓረባዊት እስላማዊት ኢያ ኢሎም ብመትከል ዝቃለሱ ማሕበራት ውልቀ ሰባት ኣለዉ።ንምንታይ ኣልዒልካዮም ዘይትፈልጥ?ንኣግኣዝያን ግን ኣብ ዝለቀቅካያ ቪድዮ ትጠቅሶም ዓገብ ከምዚ ኢልካ ዓዲ ኣየጋብርን።

  • @DeaconMeron
    @DeaconMeron16 сағат бұрын

    Bravo Kalid

  • @abrnyiosasfha7698
    @abrnyiosasfha76983 күн бұрын

    beyene fersi nebaelek tigraway eka kab Tigray zeywelad aychwan

  • @user-cm8qh2ns1k
    @user-cm8qh2ns1kКүн бұрын

    Khalid is Tigrayan period!

  • @tesfaighebray6588
    @tesfaighebray65883 күн бұрын

    ካልድ ቁኑዕ ሰብ ። ከምዚ ዝበለ ልቦና ዘልርዎ ሰብ ክኽሰር የብሎን ዋላ ካብ ጁኑብ ይምጻእ ኣሽምባይ ካብ ትግራይ። እስካ ብሉጽ ናይ ብሉጻት ኢካ ።ሰብ ብሰብ ትሓስብ ሰብ ኢካሞ ፡ከማካ ይብዙሕልና።

  • @nationalinterest6656
    @nationalinterest66562 күн бұрын

    Wawwww really appreciated kaled abdu

  • @nassermohammedburhan3188
    @nassermohammedburhan3188Күн бұрын

    Khald hero

  • @redbag3453
    @redbag3453Күн бұрын

    *ንሕና ተጋሩ ኣከለጉዞቶት ኢና* ብሒም ዝበለ ይሕርድ!!😮

  • @emitiemiti1419

    @emitiemiti1419

    17 сағат бұрын

    😂😂😂 men yu wekilka dekala te kenka ane tegraway akolgzay bel

  • @barhat6362
    @barhat63624 күн бұрын

    Khalid, you are a proud Eritrean. Those who are asking your identity did nothing for Eritrea and Eritreans. Just be proud of yourself, God bless you.

  • @mathewospaulos8679
    @mathewospaulos867930 минут бұрын

    ካልደይ ኣቦ ሓቂ❤❤❤❤❤

  • @Kerar-Idris
    @Kerar-Idris3 күн бұрын

    Zeymino Kalid Abdu interview bitami smart

  • @woldebruknegussie2713
    @woldebruknegussie27133 күн бұрын

    🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @emahatsionyohannes2272
    @emahatsionyohannes22724 күн бұрын

    Natkan yihayish kab isayas tenbenay hilim zibele tigreway

  • @amanuelhabtayeyenumberone1581

    @amanuelhabtayeyenumberone1581

    4 күн бұрын

    Gis dumu

  • @zera1464
    @zera14642 күн бұрын

    Kalid is our hero ever

  • @zera1464
    @zera14642 күн бұрын

    Beğene metkel zeybilu wedi Mengo ay mis shaebya ay mis de leyti fthi mergexika aflit kanga langa kulu gizie follow kalid mergexiu filut niftihi netom mesrhtika zineberu zitasru zikales zelo hero

  • @selam8217
    @selam8217Күн бұрын

    የቀንየልና እትህቦ ትግራይ ኢትዮጰያዊ እድዩ? ዋላሰ 60አላታ እዩ ነገሩ ❤❤❤ ዘተረደአና ዋላሰ ሃለዉለዉ ዝአመሎም ናሱእዩ እትዓቅመሞ ህዝበይ ሕጃዉን ንቅሐትን ምስትዉዓል ብሐድነትና ሸጥ ምዓጣ አአብዘለናዩ ካብ ሕልናዊን አተሐሳስባና ንቀይር ሳላም ቅሳነቱን ንህዝቢ ኤረትርን ኢትዮያን የዉርደልና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇹🇪🇹🇪🇹🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇹🇪🇹

  • @kidanehaddish
    @kidanehaddishСағат бұрын

    ካብ መቐለየ ከካሊድ ሓውና ብዙሕ ኣድናቒዩ ዘለካ ።ካሊድ ኩሉ ነገሩ ኣብ ቅንዕና ዝምስረትዩ። እዛ ሕቶሲ ኣብ መንጎ( ዜግነትን መንነትን )ፈላላይ ዘይምርዳእዶ ይኾን? ዜግነትስ ከምኩነታቱ እንተመንነቱ ግን ካሊድሲ ሕዚ ድዩም ፃዕዳ ኮይኑ ተወሊዲ እንግሊዝ ክኸውን ወይስ ዓረብ እታትግራዋይነቱ እያ ናብዛዓለም ኣምፂኣቶ ተፈጥሮዩ

  • @EseyasPetros
    @EseyasPetros4 күн бұрын

    Nfue haw kald enkae weaning ezi kulu fltet kon

  • @yonaskidane5398
    @yonaskidane53983 күн бұрын

    kald ur the best

  • @fishalefissehasen1820
    @fishalefissehasen182013 сағат бұрын

    ኻልድ ንስኻ ምስ ፕ/ስ/ኤ ምስ ሓጎስ ክሻ ምስ ክቡር ኣቦይ ወልደኣብ ድኻ ነብስኻ ተዛምዳ ዘለኻ፣ ንስኻ ሓደ ለኽባጥ መደናገሪ እኻ።ኣነ ካብ እየ ዝፈልጠካ ኣብ ሽወደን ታሰራ ኤረትራ ዘምጽኡ ርጀክት(ወይ ምንጻጋ) ዘዉህብ ዝነበርካ ሓደ እኻ ንተጋሩ ግን ታሰራ ዘይብሎም ወረቀቶም ተውህቦም ዝነበርካ እኽ።በየናይ መንገዲ እኻ ኤረትራዊ ለኽባጥ ኤረትራዊ የብልናን

  • @user-yx6gz9em4q
    @user-yx6gz9em4q3 күн бұрын

    Khakid bkulntiniu bikui seb eyu ab kulu atehasasibiu aredadiu agelalxiu tihtiniu akbrotu biabiu timhrtu blux eyu ezi tgraway eu zibl ayserhin Eritrea abzi hji ewan bitwldi tegaru eya timrah zela ziteweledkalu adi nsu eyu hagerka

  • @senaytfshaye7905
    @senaytfshaye79054 күн бұрын

    Smart kald Abdu Amlak msaka

  • @yosufalahad103
    @yosufalahad103Күн бұрын

    ሕጂ ከማን ኻልድ ዓብዱ አብኡ ትግራዋይ ሰለድኮነ ንኢርትራ አይውክልንዩ ምክንያት አለዎ

  • @Agazian2016
    @Agazian20162 күн бұрын

    ሰላም ር/ብ በየነ ,ኣንባቢ ስፖርት ይህዉኸና ሎ ። ቁሩብ ህድእ ኢሉ ከንብብ ይኽእል ዶ???

  • @FevuTSmith1940
    @FevuTSmith19403 күн бұрын

    The best interview ever. Thank you both 🙏

  • @stg248
    @stg2482 күн бұрын

    Nemntay eka tkirartso explain endagbre.

  • @kidanehagos7457
    @kidanehagos74573 күн бұрын

    ብፍልጠት ይኹን ብብቕዓት ጥርዚ ዝበጽሐ ርእሰ ታኣማንንት ከምዚ ከማኻ ዘለዎም ሰባት ይብዙሑልና

  • @netdona2
    @netdona22 күн бұрын

    እዚ ወዲ ኩሉ ዝብሎ ብዘይኩኡ ፈላጥ ሙሁር ሓቀኛ ብአንፃሩ ክአ በቲ ሐደ ወገን ስብ ከም ዘየለ ጌሩ ክዛረብ ቁሩብ መታን ሰብ ክአምንሲ ንብድሕሪ ሕጂ አብትገብሮ ቃለመሕትት consider it

  • @einhornwelt6571
    @einhornwelt6571Күн бұрын

    either Ethiopian or not. Eritrian Nigerian etc.....

  • @semiramusa3217
    @semiramusa32172 күн бұрын

    አታ ዱዑል ክልቲኡ ዝበሃል የለን ገዛካ ኪድ ሕጂ ዉን ።

  • @user-yx6gz9em4q
    @user-yx6gz9em4q3 күн бұрын

    Nimntay ekum gin ab sdet endaneberna bizaeba mebinet alet alielkum tihatu kulu ab eritrea zitewelde eritrawi eyu ziegnetu

  • @rutt6733
    @rutt6733Күн бұрын

    Zeginet iyu zeleka ,kid ni Tigray ,nay nebisika giber geldam hibey

  • @rebecaeyasu5862
    @rebecaeyasu58623 күн бұрын

    ካልድ ሀርበኛ ወዲ መሬት ለባም ስብ.

  • @andebrhanteame2234
    @andebrhanteame22342 күн бұрын

    እቲ ሽግርና ቀልቲፉ ከይፍታሕ እኮ እዚ ሽግር እዚ እዩ ልዕሊ ኻልድ ዓብዱ መን እዩ ኤርትራዊ ሂወት ኣቡኡ ዝኸፈለ ኩሉ ዝግበኦ ዝፈፀመኣሕሕሕሕ

  • @nalemna
    @nalemna4 күн бұрын

    Entay 2abhaleka bemenenetka korika tegraway eye zegenet eeiterawenet Alenia zeytibl kemetsi naysweden eriterawit yekhefa yetsebik netselai yehilifu ayhebin eyu

  • @ukbayc
    @ukbayc3 күн бұрын

    ትግራዋይ ዝበሃል የለን ኢትዮጵያዊ ዝበሃል እዩ ዘሎ !!!!!

  • @mikigesikon3560

    @mikigesikon3560

    3 күн бұрын

    Kkkk bikehmey ane 1 aleku kulu gedifka zegnet aydelyen bezey meninet

  • @solomonhadgu5636

    @solomonhadgu5636

    Күн бұрын

    Tgraway mennet alo ethiopian zegnet eyu

  • @zengisbagds4223

    @zengisbagds4223

    22 сағат бұрын

    ፈሳዊ ከማካ መሲሉካ ወድወዱ ንዓስከሪ መንነትን ዜግነትን ፈሊካ ፍለጥ ዜግነት ጃኬት እዩ መንነት ቆርበት እዩ።

  • @ukbayc

    @ukbayc

    20 сағат бұрын

    @@zengisbagds4223 ክክክክክክክክክክክክክክ

  • @user-rl6ih6wd6e

    @user-rl6ih6wd6e

    7 сағат бұрын

    እዚ ድኣ ትግራዋይ እዩ ዝተምሃረ እንድዩ ኣይናትናን

  • @habteghebre785
    @habteghebre7853 күн бұрын

    Aflto zeyblom ab midea mexiom zzarebiwo semieka tekrbo zeleka hitotat nibaelka gazetena bikue aykonkan kem beal khald ziameselu mihurat ztezarebiwo bfltet zteseneye ztezerbe abnet gerka tethato xbuk neru

  • @tedrostewelde287
    @tedrostewelde2873 күн бұрын

    ካልድ ናይ ብሓቂ መምህር ኢካ 💎💎💎💎

  • @kidanehaddish
    @kidanehaddishСағат бұрын

    ካሊድ ዓብዱ ትግራዋዩ ትብሉ ሰባት ንሓድነት ኤርትራ ኣብሓደጋ ዘእቱ ነገርዩ ሓደጋዩ ግደፋዋ

  • @abelsimon8114
    @abelsimon81143 күн бұрын

    Hayemanot ab poletika testeeno alewo .

  • @rutt6733
    @rutt6733Күн бұрын

    Tigraway ika tigraway

  • @user-po9hj4ip6f
    @user-po9hj4ip6fКүн бұрын

    ሕጂ እዚ ገልዳም እንታይ ክብል እዩ ዝቃለሶ ዘለኹ መንግስቲ ምቅያርእዩ ክብለና እዩ እሞ እቲ ለውጢ ዝባሀል እንታይ ድዩ

  • @beyangebrsus4974
    @beyangebrsus49743 күн бұрын

    Buluxe. Hasabe kabe buluxe. Sebe. Zerekebe kem zebahale beleke. Abaka eye rekibeyo. Ane. Kubur Hawue kalde Azeye eye. Zedeneqeka.

  • @yoelkm8178
    @yoelkm81782 күн бұрын

    ኣነ ዝገርመኒ ስቅ ኢልካ ኮለል ኤርትራዊ ዲኺ ኢትዮጳዊ እንተ ተባሂልካ ሓንቲ ኢያ እታ መልሲ ወይ ኤርትራዊ ኢየ ወይ ክኣ ኢትዮጳዊ ኢየ ኢኻ ትብል ስቅ ኢልካ መንገዲ ጓል መንገዲ ምምጻእ ኣየድልን ኢዩ።መንነት`ዶ ገለ`ዶ ክትብል ግን ካልእ ኣበር ዘለዎ ኢዩ፣ስለዚ ወይ ኤርትራዊ`የ በል ወይ ክኣ ኤርትራዊ`የ በል።

  • @selamdelina2568
    @selamdelina25683 күн бұрын

    Khalid and Milkia Mehretab are one of the best journalists

  • @ftsumbeyene5091
    @ftsumbeyene509114 сағат бұрын

    መንነትካ ትግረዋይ ኢኻ ኢሎም ከሳድዱኻስ ከመይ ኣይኮንኩን ኢልካ ትኸራኻር እቲ ትህቦ ዘለኻ ምኽንያት ብቑዕ ይኮነን እብል ብወገነይ

  • @rutt6733
    @rutt6733Күн бұрын

    Hizbawi Ginbar aymilketekan iyu Kalid kid ni Tigray

  • @kibretyemane3694
    @kibretyemane3694Күн бұрын

    Ethiopian Kald abdu nay aboka resa meas eka twesdo htetwo

  • @user-ur5yi5mm1r
    @user-ur5yi5mm1rКүн бұрын

    ኣብ ዝመሰየካ ስለትሓድርን ቀዋሚ መርገጺ ስለዘይህልወካን ካባኻ ንጥንቐቕን ንርሕቕን።

  • @user-og7vx9qn9i
    @user-og7vx9qn9i22 сағат бұрын

    ሕጂ'ስ ጸገም የብሉን ትግራዋይ ምዃን ወይ ኤርትራዊ ምባል። ቐደም ብዘይምፍላጥና ኢኻ ተሸግረና ነይርካ። ኤርትራዊ ጥራይ ስለትመስለና ዝነበርካ። ዝገረመኒ ግን ትግራዋይ እንከለኻ ብትዉልዲ ፣ ነቲ ጥባሕ ጥባሕ እንዳበሉ ንሰራዊት ኤርትራ ህወሓት ፓለቲካ ዝሰርሕሉ ኣብ ዝነበርሉ ግዜ ተጣቕዕ ነይርካ👂🏻👂🏻

  • @MikelNegash-m8h
    @MikelNegash-m8h4 күн бұрын

    ኣጎዛ ኢጎዛ ኢንጽፉለይ

  • @user-bc4tp5om9p
    @user-bc4tp5om9p3 күн бұрын

    Gen ziegnait kehdagi yekael eu miennait gen ayehdagen eu

  • @fsahayeberaki9042
    @fsahayeberaki9042Күн бұрын

    ክልቲኡ አንተበልክዎ ዘይኮነስ በል አሞ አንታይ ከምትባሃል ሾዑ ክትፈልጥ

  • @eyobgezai243
    @eyobgezai243Күн бұрын

    Kilae gdefena eske hatew ketew ethiopeawi dika eritrawi bel kali hatew ketew eyu tgray zbehal hager yelen

  • @Eritreaplus
    @EritreaplusКүн бұрын

    ኣብ ትግራይ ዘሎ ኩናማ.. ትግራዋይ እዩ..

  • @abrnyiosasfha7698
    @abrnyiosasfha76983 күн бұрын

    Sheger Eritrawe ayfethen eyuo kolo wedi hawebeo way wederjeo merahi kekwen zedeli ezi hemam ab Somali teraeyuo hager atfeoma abzi zelato besha hej bokolo negera zedkemet koyena Somali kabeo temharo

  • @evol203
    @evol2038 сағат бұрын

    Ane hgdefn seabtun ketfie eye belo.

  • @mesfinabraham6412
    @mesfinabraham64123 күн бұрын

    ** ክልቲኡ ክትከውን ዝኻኣልን ባህሪያዊ'ዩ * ኤርትራዊነት ዜግነት'ዩ * ትግራዎይነት ድማ ካብቲ መንነትካ ሓደዩ * ትግራዎይ መንነት ዘሎዎ ኢትዮጵያዊ ኸምዘሎ ኹሉ ትግርኛ ድዛረብ ሓደ ባሕሊ ምስቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ትግራዎይ አሕዎቱ ዝመሳስል ባህሊ ዘሎዎ ትግራዎይ አብ ኤርትራ አሎ ዝፈላልዮም በቲ ዘሎዎም ዜግነት ናይ ሃገር ጥራይ'ዩ ። ** ንካልድ ጅግና መንነት ቅልውላው ከምዘሎዎ ትሓስቡ ጥሪት ህግደፍ * ጀበርቲ ቅድም ምምጻእ ጥሊያን ዝነበሩን ነዛ ብጥሊያን ዝተፈጥረት ሃገርና ኤርትራ ብሓባር ኻብ ዝፈጠሩ ሓደ ክፋል ህብረተሰብ ኤርትራዮም ። ** ኣብ ሓምሳታት ድመጹ ወረቀት መንበሪ ዘይነበሮም ተጋሩ ዝተወልደ ኢሳያስ ተመን ወዲ ተምቤን ሓዚልካ - ናይ ካልድ መንነት ምሕታት ድንቁርና ጥሪት ህግደፍ ጥራይ'ዮ ዝኸውን !! ** ኤራ ጥሪት ህግደፍ ባንዴራ ኢትዮጵያ ተሰኪምኩም ተደሚርና ዝበልኩም ጸማማት ነዚ ክርዳኣኩም ጋዶ😅😅😅

  • @zera1464
    @zera14642 күн бұрын

    Kalid contrbuting a lot about democracy and he is very intellectual not like other polwtitians we respect him and we learn from him a lot

  • @MikelNegash-m8h
    @MikelNegash-m8h4 күн бұрын

    ካልድ ዑብዱ ዘ,ግራስ ኢዙ ግሪን!

  • @abrahamtekle4944
    @abrahamtekle49443 күн бұрын

    ሸፍታ ነባር ተጋዳላይ እንተ ዝነብር (ተጋዳላይ ካልድ ) ምበልካዮ ኔርካ . ነቲ ኩቡር ሞይኡ ጋዜጥነት ግን ከሊእካዮ. ዝገርም ዩ.::እሞ ካኣ ንባዕልኻ አብቲ ሞያ እና ሃለኻ

  • @sami85berhe18
    @sami85berhe183 күн бұрын

    Mnm

  • @edentsegai5801
    @edentsegai58013 күн бұрын

    ካብ ተጋሩ ዘይውለድ ኣይጭዋን ዝተባህለሉ ግዜ ኮ ኣዘካኪርካኒ አንታይ አሞ ኣለም ትሸዓተ ዘይትመልአ ዓሰርተ ዶ ኮነ ኣብ ጥቅሚ ምስ መጻካ ግን ዓዓድካ ዓዓሌትካ ሕተት ኮይኑ 😂

  • @esaiasmehari7409
    @esaiasmehari74092 күн бұрын

    Anta qodar

  • @user-xt1hb9wq2p
    @user-xt1hb9wq2p3 күн бұрын

    ኻልድ ዓብዱ፡ ኣብነታዊ ስብ

  • @letekidanhabtit4844
    @letekidanhabtit484412 сағат бұрын

    Tsibuk megletsi iyu.

  • @tbarekyohannes
    @tbarekyohannesКүн бұрын

    እዚ ጋዜጠኛ አይሓፈርን ዲዮ ዝይረብሕ ሕቶ ክሓትት?

  • @habteghebre785
    @habteghebre7853 күн бұрын

    Gazetena hasawi eka kab 2 sebat zeybezhu hibreteseb mislmna eyom abzi midea bizaeba. Mislmna trah zzarebu zneberun zelewun eti zvezh krstna eyu felalayi hasab abzi 2 haymanot zekrbu zneberu

  • @shamsham-pj8fm
    @shamsham-pj8fm3 күн бұрын

    ካልድ ብሉጽ ሰብ

  • @user-po9hj4ip6f
    @user-po9hj4ip6fКүн бұрын

    እንታይ ድአ ትገብር ነርካ እዚ ኩሉ ዓመት

  • @Esunosamsom
    @Esunosamsom3 күн бұрын

    You are Ethiopian. In Ethiopian you can have only one citizenship.

  • @negagetachew974

    @negagetachew974

    3 күн бұрын

    ካሊድ ሰረወታይ እዩ፣ ሰራዬ ኢትዮጵያ ኮይና ድያ? አይፈለጥኩን ነይረ

  • @nakfakarura5670

    @nakfakarura5670

    3 күн бұрын

    ​@@negagetachew974well said

  • @Wedisoyra
    @Wedisoyra3 күн бұрын

    ልዕሊ ካልድ ኤርትራዊ የለን❤

  • @mesfinabraham6412

    @mesfinabraham6412

    3 күн бұрын

    100% ✅

  • @rutt6733

    @rutt6733

    Күн бұрын

    Tigraway iyu. Hito aleni tigraway mibal yehifir diyu?

  • @mesfinabraham6412

    @mesfinabraham6412

    Күн бұрын

    @@rutt6733 እቲ ዝሓፍር ዶንቆሮ ጥራይ'ዩ * ብመንነትካ'ዶ ትሓፍር ኢኻ !

  • @heavent883
    @heavent883Күн бұрын

    SBS agama, ኤርትራዊ ዲኻ ኢትዮጵያዊ እዩ zbhae!

  • @mestewalie6479
    @mestewalie64793 күн бұрын

    ካልድ አብቲ ኢትዮጵያ ሰላም ጌርካ ምንባር ይሕሸካ ዘልአለም አብ ህውተታ ከየንብሩኻ ወሸለ ኢትዮ ኮይንካ ከመይ ምፍርራሕን ፀቕጥን ትፈልጥ ኢኻ

  • @rutt6733
    @rutt6733Күн бұрын

    Anta hatati sekit

  • @user-po9hj4ip6f
    @user-po9hj4ip6fКүн бұрын

    እዚ ሰብ ምስ ጥዕንኡ የሎን ናብ ኤርትራ ለውጢ ከምጽእ ኢለ አይኮንኩን ዝቃለስ በለ ብሪገድ ንሐመዱ ከይሰምዑኻ እሞ ከየኽንድዱኻ

  • @Dermas2024
    @Dermas20244 күн бұрын

    ኤርትራዊ ዲኻ ትግራዋይ ኢሉ ንዝሓተኒ፡ ክልቲኡ’የ እንተ በልክዎ እንታይ'ዩ ክብል ዝኽእል ንዝበልካዮ ካብ ሓደ ናይ መንነት ቅልውላው ዘለዎ ሰብ ጥራይ እትጽበዮ ጨለ መልሲ እዩ። ከመይሲ ሃገራውያን መንነታት በተፈጥርኦም ተቐናናእትን ተወዳደርትን ሰለዝኾኑ። ከምቲ ሓደ ሰብ ኣብ ሓደ እዋን ክርስትያንን ኣስላማይን ክኸውን ዘይክእል ሓደ ሰብ’ውን ንኽልተ ተጋርጫውቲ መንነታት ማለት ኤርትራውነትን ትግራውነትን ኣብ ሓደ እውን ክላበስ እይክእልን እዩ። እኽእል እየ ኢሉ ዝኣምን ሰብ እንተሃልዩ ግን ኣብ ሞንጎ ክልተ ቐራናታት ከምዝተጠልጠል ሰብ ውትሩ ኣየብዚ ኣየብቲ ክይኑ’ዩ ዝተርፍ። ብግልጽ ንምዝራብ ግን ናትካን ናይ ከማኻ ዝኣምሰሉ ከም ብዓል ተመስገን ካሕሳይ ተበላጺ መርገጽ ዘለኩም ሰባት እትጥቀምሉ ምላታት ብዘየገድስ ዕላማኹም ንኤርትራዊ መንነት ከም ሓለይቲ መሲልኩም ብምድኻም ኣብቲ ናይ ብሓቂ ናትና እዩ ኢልኩም እትኣምነሉ ኣንኮ ትግራዋይ መንነት ንምርዓም እዩ።

  • @selamdelina2568

    @selamdelina2568

    3 күн бұрын

    Dermas is really dermas us his name indicates. You seem that you have no idea about identity.

  • @Dermas2024

    @Dermas2024

    3 күн бұрын

    @@selamdelina2568 መስኪን! ኣብ ክንዲ ምክታዕ ምጽራፍ ምልክት ናይ ካብ ምሕስብ ነጻ ዝኾነ ስብ ምልክት ምዃኑ ካብዚ ዝበልጽ መረጋገጺ የለን።

  • @mesfinabraham6412

    @mesfinabraham6412

    3 күн бұрын

    ጥሪት ህግደፍ * ኤርትራዊነት ናይ ዜግነት ሽምካ'ዩ * ትግራዎይ ብኣሌትን ብቋንቋ ብባሕሊ ምውርራስ (ሓድነት) ዘለኻ መንነት'ዩ ሓደ ሰብ ድማ ንኽልታኡ ክሕዝ ይኽእል'ዩ ገለ ሰብ ድማ ዎላ ካብቶም ኣብ ኤርትራ ዘለው ዘይኾነ ካብ ካልእ ሃገር ፣ ዓሌት ድመጸ እንድህር ብሕጊ ናይ ኤርትራ ተፈቂዱሉ ኤርትራዊ ዘግነት ይረክብ ። ኢሳያስ አፈወርቂ ተመን ወዲ ተምቤን ውን ባይቶን ቅዎምን ተዝሕልወና ኔሩ ንዜግነት ኤርትራ ብሕጊ ምረኸበ ኔሩ 😂😂 ግና እቲ ዝገበሮ ግፍእታት ኣብ ሜዳ ምስተጸብጸበ ዜግነት ናይ ምርካብ እድሉ ጸቢብ ይኸውን 😂 ** ኣደ መን ኣላ ኤርትራ ናጻ ምስኾነት ፣ ተጋደልቲ ደቃ ካብ ሜዳ ምስተመልሱላ ካብ ሃገር ሃዲማ ዝኸደት ????? *ብጀካ መድሕን በራድ ፣ ኣዳነች በረሀ ብ1992😅😅😅

  • @asmebro3949
    @asmebro3949Күн бұрын

    He’s Eritrean,what ever his origin.

  • @ukbayc
    @ukbayc3 күн бұрын

    ሕጂ ውን ኤርትራ ናይ ኤርትራውያን እያ !!!!! 100% ኤርትራዊ መንነት ክህልዎ ኣለዎ!!!

  • @nakfakarura5670

    @nakfakarura5670

    3 күн бұрын

    There is no such thing as 💯 Eritrean. We all come from somewhere. Open your mind.

  • @mikekidane2907
    @mikekidane29072 күн бұрын

    ኣነዃ ሃብታም ኢኻ ኢየ ዝብል

  • @azebnegasie7911
    @azebnegasie7911Күн бұрын

    Tigray eka never eritreawi aikonkan aikitkewinin eka . 🤮🤮🤮🤮🤮🤮

  • @jonahzewde6954
    @jonahzewde69543 күн бұрын

    ካልድ ኣንበሳው ካባኻ ንላዕሊ ኤርትራዊ የለን

Келесі