“ኣብ ኤርትራ ለውጢ ንኸምጽእ ኢለ ኣይኮንኩን ዝቃለስ ዘለኹ።” ዕላል ምስ ኻልድ ዓብዱ (ቀዳማይ ክፋል)

www.sbs.com.au/language/tigri...
ጋዜጠኛ ካልድ ዓብዱ ኣብ ኤርትራን ኣብ ኢትዮጵያን ዘሎ ፖለቲካዊ ምዕባለታት ዝትንትን ነባሪ ሃገረ ሽወደን እዩ። ኣብ ኣውስትራሊያ ኣብ ዝበጽሓሉ ብዛዕባ ታሪኹን ዘካይዶም ንጥፈታትን ሰፊሕ ዕላል ኣካይድናሉ ኣለና። ኣብዚ ናይ ሎሚ ቀዳማይ ክፋል ዕላል ኣብ ኣስመራ ኣብ ዝነበረሉ እዋን ብፍላይ ድማ ምስ ብሕታውያን ጋዜጣታት ዝተኣሳሰር ዘሕለፎ ኩነታት ኣልዒሉ ኣሎ። ኣብ ዝቕጽል መደባት፡ ምስ መንነቱ ዝተኣሳሰር ዝገጥሞ ብድሆታትን ዝህቦ ምላሽን ገሊጹ ኣሎ።
"ክልተ ኣማራጺ’ዩ ነይሩኒ፡ ከም ኣብ ሕመረት ወዲ ሕመረት ተባሂልካ ተሳሒብካ ምስቶም ገበርቲን ሓደግትን ኮይንካ ትዕምጽ ወይ ክዕመጽ ኣይደልን ክዕምጽ ኣይቅበሎን ምባል።’ ኣነ ክዕመጽ ወይ ክዕምጽ ኣይደልን ኢለ ካብ ኤርትራ ወጺአ,"

Пікірлер: 105

  • @alganeshassefaw1670
    @alganeshassefaw167023 күн бұрын

    ካልድ ዓቢ ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏🙏💙💙💙

  • @joniaforki373
    @joniaforki37315 күн бұрын

    ኻልድ ናይ ብሓቂ ዓቢ ሙቁሉል ቡሱል ሰብ !🙌👍

  • @YemaneTYohannes
    @YemaneTYohannes15 күн бұрын

    Mr Khalid Abdu. A man with principles and integrity.

  • @mulueyohans51
    @mulueyohans5123 күн бұрын

    Kald abdu abou haqi hlna

  • @ziontsehaye934
    @ziontsehaye93414 күн бұрын

    Khalid Bravo keep it up

  • @misghinnatesfe4142
    @misghinnatesfe414219 күн бұрын

    💙🌿Khalid Abbdu is a man of principle. One of the best independent Eritrean journalists and political analyses . God bless him 🌿💙

  • @jonahzewde6954
    @jonahzewde695423 күн бұрын

    Smart man keep going my hero ❤

  • @habtomtewelde7644
    @habtomtewelde764423 күн бұрын

    በየነ ቃለሂወት ካተሊክ ኣይኮኑን ክፋል ፐንጠኮስተ እዮም

  • @moabogbazghi8030
    @moabogbazghi803023 күн бұрын

    As usuall well said Khalidom.

  • @meley755
    @meley75515 күн бұрын

    ኻልድ ዓብዱ ዝበለጸ ሰብ፣ ነዚ ሓድሽን ንኡስን ወለዶ ኣብነት ዝኾነ ሰብ🥰🥰🥰🥰

  • @jonasyonas8862
    @jonasyonas886217 күн бұрын

    ካልድ ብዓል ድርብ ሕልና ❤

  • @yemanemengsteab5759
    @yemanemengsteab575915 күн бұрын

    Abi seb ❤🎉

  • @TsehayGhebremiceal
    @TsehayGhebremiceal20 күн бұрын

    ካልድ ብርግፁ አቦ ሐቂ አብ ኩሉእዋናት ፁቡቅ ምሰከረነትካ ከትሕብ እየ ዝሪኢካ ንምሳሌ አብ ሄኖከ ሕጄ ግን ንለዉጢ አይኩንኩን ኤልካ እሞ እንታተረከበ ገሪሞኒ ምሕረት የዉርዱ የቀንየልና ሰለ ኩሉነገር🙏🏾💕

  • @yarednetwork9669
    @yarednetwork966923 күн бұрын

    khaledey abo haki 👌🏽

  • @qweryqwe7826
    @qweryqwe782619 күн бұрын

    ካልድ በሊሕ ሰብ💙🥰🥰

  • @ber771
    @ber77120 күн бұрын

    በየናይ አቅማ ኣብ ኤርትራ ስርዓት ክትቅይር ጎይቶታ ከማን ኣይከኣሉን 😂😂😂

  • @Solomon-ok5td
    @Solomon-ok5td18 күн бұрын

    እምበር ብዘረባ ቃልሲ ኣላ፡እያ።ልዕሊ 15ዓመት ኣነ ካብዝፈልጠካ ክትዛረብ ኧበይትኻ ድቅኻ ካብ ሱዳን ኣምጺእካ ኣብ ሽወደንብዕቅባ እሕቲትካዮም። ትግራዋይ እየ ኢልካ ባዕልኻ ሕጂ ትግራው ብዛዕባ ሃገርካ ተዛረብ

  • @edentesfankid4090
    @edentesfankid409019 күн бұрын

    Kaled abe seb edemen teman yhbka 🎉

  • @user-ni7ky4tn8w
    @user-ni7ky4tn8w18 күн бұрын

    Khalid, has helped many Tigrayans to get permission to stay in Sweden by changing their history from TIGRAWAY Ethiopian to Eritrean because he is raised in Eritrea and he could manipulate everything to help his people the people of Tigray. I don’t know why he claims that he is justice seeker from Eritrea 🇪🇷

  • @user-mx6nj5zn8k

    @user-mx6nj5zn8k

    17 күн бұрын

    👍🙏🇪🇷🙏💯

  • @fortunaghebrezghiamenkibri4460
    @fortunaghebrezghiamenkibri446015 күн бұрын

    Ewae emo entay dae witim witm zebl aloka serihika blae

  • @abrahamtecle9119
    @abrahamtecle911919 күн бұрын

    ካብ ንረብሓታት ሕልናኻ ምቕታል ምስ ሕልናኻ ምንባር ዝመርጽካ ዓቢይ መምህር ኢኻ'ሞ ኤረትራ ዝወግሓላ ከማኻ ዝ ኣመሰሉ ምስ ዝበዝሑ ኢዮም ፣ ከማኸ ንኽበዝሑ ካኣ ናትካ ኣበርክቶ ወሳኒ ኢዩ'ሞ ካለድ ዓብዱ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ዓወት ንበዓል ሕልና ውድቀት ካኣ ንቀተልቲ ሕልና።

  • @sleepless1.0
    @sleepless1.023 күн бұрын

    ካልድ ነብሲ ፡🎉!

  • @petrosyemane7493

    @petrosyemane7493

    21 күн бұрын

    0

  • @bshbsh1025
    @bshbsh102518 күн бұрын

    ኣታ ወዲ ጎረቤት ከም ቃሕ ዝበለካ ዘይኮነ ኪድ ዳኣ ኣብታ ዓድኻ እታ ዓዲ ንዋናታታ እያ ኪድ ዳኣ ናብ ባዓል ደብረጪጭካ ምስ ብዝሕ ይቕሬታ

  • @selamtesfamariam9296
    @selamtesfamariam929623 күн бұрын

    kled thank you for your service

  • @Solomon-ok5td
    @Solomon-ok5td18 күн бұрын

  • @user-vm4gi9fj3h
    @user-vm4gi9fj3h19 күн бұрын

    ብጎይታይ ኣሜሪካ ትነብር ስብሲ ነብስይ ይክእል ዝበለ መራሂ ናይግድን ንኣሜሪካ ክትሰግድ ኣልዎ ኢልካ ኣታ ለክባጥ ለውጢ ኣብ ኤርትራ ክተምጽእ ኣብ ባህሪ ሽንካ ባህሪ ምቅያር ዘካኣል እንቃ ለፍሊፍላ ስርዓት ክትቅይር ከምዘትክእል እንቃ ኣመንካ ግን ህዝብካ ኣብ ትግራይ ይመውት ኣሎ ኡ ሃግዞ

  • @araedombahram4150
    @araedombahram415018 күн бұрын

    ዕደ እንታይ ለውጢ ለተምጽእ ንርእስኻ ዘይተለወጥካ

  • @nalemna
    @nalemna21 күн бұрын

    TegeraAy eikha zegenetika tehadika eikha tewediyu eyu AB sedetka efer

  • @user-lt6id9mu8k
    @user-lt6id9mu8k23 күн бұрын

    Xubuq zerebanay busulatn nay AflTo zelewom sebay tn

  • @DrBin-em5hv
    @DrBin-em5hv9 күн бұрын

    Way ኣብ ኤርትራ ለውጢ ንካልድ??? ትግራዋይ ኢየ ምሽ ኢሉና ??🤔🤔

  • @yonasteages2600
    @yonasteages260023 күн бұрын

    Xexenihka hadish tisemaala gudamena hager

  • @BusyLine-fw6oj

    @BusyLine-fw6oj

    22 күн бұрын

    ኣልቦ ሕግን ስርዓትን ስለድኾነ

  • @abelsabr
    @abelsabr22 күн бұрын

    💙💙💙💙 መምህር ኻልድ gogel ማለት

  • @loveismyreligion2510
    @loveismyreligion251022 күн бұрын

    Xebuq hasab kalid kem kulu gize. Hatatay gina kurix kurix tebilo alka sorry.

  • @user-kf5qh2ph1n
    @user-kf5qh2ph1n16 күн бұрын

    ከባቢካ አብ አስመራ ይንቨርሲቲ ጽቡቅ ከም ኤርትራዊ ክትከውን ኢልካ ከም ጋዘኤጠና እብጺሐትካ ሕጂ ካአ ፉፍ ትብል አለካ አስመራ መስርት ሂብትካ ሕጂ ዝብለካ ጉጉይ አይኮን ገገኛ አንታይ ድአ ብጌግኡ ዘይእረ እዩ ገገኛ። ሕሰበሉ ። ዘለአለም ክብራት ስውአት ማለት ምስ ሃይማኖት አይትሐዝን ኢዩ። በዝይ ሰውእትና እስካ አይምነበርካን ናጽነትካ ረኪብካ አንጻር ስዋአት ክትክሕድ አብ ደገ ተሐብእካ አብ ወጻኢ ተቀሚጥ ካአ ዕረፍረፍ ትብል አለካ ዓገብ መክንያቱ ዝተሰውኡ ይብልካን አስመራ ፎእ ክትብለካ ኢያ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ሰዘልአለም ንስዉአትናን ሰላም ጥዕናና ን9 ተ ብሄራትና መንግስትናን

  • @meraftesfahannes1978
    @meraftesfahannes197823 күн бұрын

    bro kemaka keman belih seb yeblan eritrea ajoka kexlo❤❤❤

  • @user-cz7fj6gr5o
    @user-cz7fj6gr5o23 күн бұрын

    ካልድ ካብ ኤርትራ ሕዳር 199 ኢዩ ወጺዩ እዚ ዝብሎ ኩሉ ሓሶት ኢዩ እቲ ጋዜጣ ኣብ እንዳ ምናሴ ኮምፒተር ኢዩ ዝጻሓፍ ኔሩ . ዝተሓተተ ሰብ የለ እንዳ ስለያ ዝተመርዓወት ሴክረትሪ ኣይነበረትን ዝተዓከበ ጋዜጣ የለን ኣብቲ ንሱ ዝነበረሉ እዋን ኣብ ኤርትራ ሊብያ ኤምባሲ ኣይነበረን ፣ " ትግራዋይ ስለ ዝኮንኩ ህግደፍ (ሃመተኤ) ኣብ ሕምረት ኣትዬ ክትብል ቁሩብ ኣይትሓፍረን ? ብዛዕባ እቲ ዝተዓሰረ ሓውካ ምስካ ንምንታይ ዘይተዛረብካ ? ሰመረ ፡ ነቶም ካልኦት ኣብተን ጋዜጣትት ዝነበሩ ሰባት ደሊካ ክትሓትት ይላበወካ እዚ ወዲ ዝዛረቦ 90 % ሓሶት ኢዩ

  • @fishtareke3654

    @fishtareke3654

    23 күн бұрын

    Mennetka zeytflet kemey gerka ktneqf nay hasot sim hzkas hasawi tbl tebieka gtem

  • @arontekle4936

    @arontekle4936

    23 күн бұрын

    Natka habereta ke emun malet dyu zken zelo?

  • @redwannurredin530

    @redwannurredin530

    23 күн бұрын

    Nska kabtom nebsom n chama hgdef ahlifom zhabu belexenjatat hade eka

  • @BusyLine-fw6oj

    @BusyLine-fw6oj

    22 күн бұрын

    ​​@@redwannurredin530ሓደ ሰብ ደይሽሙ ድጥቀም ወይ ሓሳዊ'ዩ ወይ ሰራቂ ::

  • @BusyLine-fw6oj

    @BusyLine-fw6oj

    22 күн бұрын

    ​@@redwannurredin530እሞ እንታይ'ዩ አቲ ጸገም?

  • @afrikaafrika8362
    @afrikaafrika836223 күн бұрын

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @Drar18
    @Drar1823 күн бұрын

    Kald Abdu 💪🏾💙

  • @gorfubitew6142
    @gorfubitew614222 күн бұрын

    ለባም በዓል ኩሉ ዓቅምን ዓቅልን ወዲ ህዝቢ ኢካሞ ህዝባዊነትካ አህጢርካ ቀፅለሉ !!🤝🤝🤝💪💪💪✌️✌️✌️

  • @user-po9hj4ip6f
    @user-po9hj4ip6f23 күн бұрын

    እሂ ቀቢጽካ ዲኻ ንለውጢ አይኮንኩን ዝቃለስ ዘለኹ ሰኺርካ ዲኻ ንምንታይ ዲኻ ድአ ትቃለስ ነርካ

  • @BusyLine-fw6oj

    @BusyLine-fw6oj

    22 күн бұрын

    ጽን ኢልካ : ደጋጊምካ ስምዓዮ !!! hint - ደይፍትሒ ዓመጽ ሕልና ... ወዘተ ጠቂሱ'ሎ

  • @user-ni7ky4tn8w

    @user-ni7ky4tn8w

    18 күн бұрын

    😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @mussieweldemicael3325
    @mussieweldemicael332522 күн бұрын

    ተጋሩ ከብዶም ከዕንግሉ ዘይቃለስ😂😂😂

  • @GgG-vw7pq
    @GgG-vw7pq14 күн бұрын

    እንታይ ዴኻ ኣእተወካ ብዛዕባ ኤርትራ ቃልሲ ከኣ ኣብ ባይታ ወሪድካ እዩ ድሩዝ

  • @andomberhane6413
    @andomberhane641321 күн бұрын

    Go to ETHIOPfIA

  • @Snoop465
    @Snoop46519 күн бұрын

    እወ እንታይ ለውጢ ክትብል፡ደኣ ጁባካ ዶላር ክትግሕጥ ኣኣምበር ተራሲን ኣሎካ ሰብ። ዝቓለስ ተሎ ጎቦታት ናቕፋ ይውረድ ሜዳ ይውረድ። burger እንዳ በላዕካ ዝመጽእ ቃልሲ የለን

  • @SalehAbdela
    @SalehAbdela23 күн бұрын

    ጭብጢታት ሒዘካ ብዕሊ አብ መድያ ቀሪብካ በደሀዮ

  • @netdona2
    @netdona219 күн бұрын

    አይ ባዓል ዕንክሊል

  • @ber771
    @ber77120 күн бұрын

    ላዛ ዘለዎ ትግርኛ ዝተማሃርካላ ዓዲ ባ ጥፍኣታ ትምነ ነርካ ሎቅማጽ

  • @qweryqwe7826

    @qweryqwe7826

    19 күн бұрын

    ድሑር ላዛ ዘይብሉ ቛንቛ ኣሎ ማለትካ ድዩ

  • @tesfayamanuel1466
    @tesfayamanuel146620 күн бұрын

    ጋልድ ወያናይ

  • @tesfayamanuel1466
    @tesfayamanuel146620 күн бұрын

    ሎቁማጽ

  • @kibretyemane3694
    @kibretyemane369420 күн бұрын

    Kald resa aboka kab Eritrea begaka wsedo gdefeka

  • @SaraKebedom
    @SaraKebedom17 күн бұрын

    አታ ዕቡድ ከልቢ 000000000000000000000000አኻ ዐጋመ ኢኻ ኢትዮጵያ ኪድ ካሊድ ትግራዋይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mahrimengtab3118
    @mahrimengtab311822 күн бұрын

    ካልድ ካባካ ብዝሕ ተማሃርና እና እኻዕ ዕማጽ ኣይኮንካ

  • @andomberhane6413
    @andomberhane641321 күн бұрын

    Tigray tigray IS ETHIOPfIA

  • @andomberhane6413
    @andomberhane641321 күн бұрын

    Tigray IS NORTH ETHIOPfIA

  • @andomberhane6413
    @andomberhane641321 күн бұрын

    Tigraway free ERITREA

  • @redwannurredin530
    @redwannurredin53023 күн бұрын

    Wey Kobiuu wey Chamuu ktkewun yu zdelyeka 😂😂😂ageramit tntena ya

  • @BusyLine-fw6oj

    @BusyLine-fw6oj

    22 күн бұрын

    ኣይትጠራጠር ብፍልጠት ሓንቲኤን ወስን

  • @redwannurredin530

    @redwannurredin530

    21 күн бұрын

    @@BusyLine-fw6oj 1nd mret 1nd gierkaya daa za guday hgi ygzae zbl 3y mengedi wun alo ko manm seb leli manm seb aykonenn nkulu bmaere zree hgi entetekhilu mexaeina bruh yu

  • @GrumMstr
    @GrumMstr22 күн бұрын

    Entay da Sheria?😅

  • @dl4055
    @dl405522 күн бұрын

    Gahaf,kid nab tgrayka,🇪🇷🇪🇷 wana alewa

  • @user-vm4gi9fj3h
    @user-vm4gi9fj3h19 күн бұрын

    ህድኣት ዘረባ ሓቀኛ ክትመስል ኣይትፈትን ኤርትራ ናይ ኤርትራውይን ኢዩ ብጽልኢ ኢስያስ ዝካሃንካ ትግራዋይ ኣብ ኤርትራ ክትነብር ኣየነፈቅድን ኢና

  • @tesfaslasiewelderufael94
    @tesfaslasiewelderufael9423 күн бұрын

    አቦኻ ሓልው መጽዓኛ እዩ ኔሩ

  • @user-ys1ng9wv8c
    @user-ys1ng9wv8c21 күн бұрын

    ዋሓለ ዘረባ መምሰተፈለጥካ ሕጂ ምውርዛይ እቲ ጽቡቕ ነገሩ እታ ሃገር ርሒቅኩሙላ ኣለኹም ።

  • @habenn7407
    @habenn740721 күн бұрын

    ካልድ ብናይ መንነት ቅልውላው ዝሳቐ ኣብ ኣስመራ ዝዓበየ ትግራዋይ እምበር ኤርትራዊ ኣይኮነን። ጉዳይ ዓዲ ኣብኡ ግዳ ዘይትሓቶ

  • @qweryqwe7826

    @qweryqwe7826

    19 күн бұрын

    ሓቲትዎ እንድይሞ ከይሰማዕኩም ስለትዛረቡ እዩ እቲ ሽግር 😏

  • @KS-fw3gf
    @KS-fw3gf23 күн бұрын

    ሕስብ እሞ ኣብሉዎ ጽሩይ ትግራዋይ ሕዋስ ዘይብሉ፡ ኤርትራ ኣምሂራ ሰብ ዝገበረቶ ኣብ ክንዲ ትሕትና ጌሩ ህዝቢ መንግስቲ ንዝገበሩሉ ኣመስግኑ ዝነብር፡ ኣብ ጉዳይ ኤርትራውያን ኣትዩ ብዛዕባ ምርጫ ኤርትራውያን ክነግረና ሃየንታ እዩ። ኣብ ትግራይ 10 ወለድኡ ተቆጽሩ ካብ ኤርትራ ዝውለድ ትግራዋይ እንተልዩ ብዛዕ መጻኢ ትግራይን ዕድል ህዝቢ ትግራይ ክውስን ኣይኮነን ተራ ዘረባ ክዛረብ ፈጽሙ ዝህሰብ ኣይኮነን ። ስለዚ ድማ እዩ፡ ሕብሪ ዓይንና ጥራይ ቃሕ ስለዘይበሎም፡ ኣብ ልዕሌና ክትገልጾ ዘጽልእ ዘስካሕክሕ በደል ዝገበሩ። ኣብ ኤርትራ ግን ከም በዓል እዚ ዱዑል ነቲ ዝተዋህቦም ግኖዖ ከም ዕሽነት ቆጽሮም፡ ንኤርትራዊ ከዳናግሩ ዘይፈንቐሉዎ ኢምኒ ኣይነበረን። ብዝኮነ ኤርትራ ድሕሪ ሕጂ ከም ትሩስት ኮንካ ውን ኣይክትረግጻን ኢኻ ካልድ ኣብ ሻርባ ዝዓበየት ግን ድማ ማይ ዝነጸፎ ፈርጣዕ ዑንቑሮዖብ

  • @WediEndayGobez4222

    @WediEndayGobez4222

    23 күн бұрын

    አሞ አሰያስ, ማንኪ ,ክሻ, ኣሽመላሽ, ተጋሩ አንድዮም, ስለዚ ካብ ድንቁርናኻ ተመለስ, ካልድ ኤርትራዊ አዩ.

  • @KS-fw3gf

    @KS-fw3gf

    23 күн бұрын

    @@WediEndayGobez4222 ነብስኻ ኣይትቐሽሽ እዞም ትብሎም ዘለኻ ልክዕ ከማይን ከማኻን ዓዲን ርስቲን ዘለዎም ኣቃ-ልሶም ዘቃለሶ ሓርበኛታት እዮም። ነዚ ናይ ሻርባ ዑንቑርዖብ ግን ሕቶቶ ኣበይ ዓድኻ እልካ?፡ ርስቱን ጉልቱን ውዒጊን ጽሩይ ኮይኑ ክጸንሓካ እዩ። ሕዋስ ዘይብሉ ብዛዕባ ኤርትራ ክዛረብ ናይ ሞራል ልዕልና ናይ ፖሎትካ ብራኼ ዘይብሉ ጻልጣ ዊዒጊን እዩ።

  • @abraham4715

    @abraham4715

    23 күн бұрын

    ኣባኻ ጥራሕ ኣይኮነን እዚ ኣተሓሳስባ ስለዝኾነ ከኣ እዩ ኣብዚ ወሪድናዮ ዘለና ደረጃ ,ዝተበትጽሐ ዘልኩ'ሲ "ጸላኢ ነብስካ" ኣይትኹን ሓሳብ ተለካ ብሓሳብ ሞጉት. ከይረሳዕኩ ምሕረት ይኣዝዝ ^😅

  • @WediEndayGobez4222

    @WediEndayGobez4222

    23 күн бұрын

    @@abraham4715 ብሉጽ ኣገላልጻ !

  • @SelamErey
    @SelamErey12 күн бұрын

    ኣየ ብዓል ተመን ራድዮ ሒዝኩም ድላይኩም ትፍንዉላ ሕውሓት ብዝምውለኩም እንዳተራኸብኩም ብዛዕባ ዘይትምልከተኩም ኤርትራ ክትልፍልፉ ኤርትራዊ ከተቃትሉ ትውዕሉ ኣለኹም ገና ምስ ረኣናዮ ከም ዝመጸ ከምተቅርበ ኣብዛ ናይ ግልኹም ንብረት ፈሊጥና ኢና ኣምላኽ ናይ ኢድኩም ክፈድየኩም ዩ ጠላማት ህዝቢ ኤርትራ ተገሪሁ ሓቊፍኩም ኣምሂርኩም ከሓድቲ ሰበርቲ ጻሕሎም ምስ ኤርትራዊ ኢኹም ዓቢኹም መንነትኩም ንፈልጦ ኢና ቤተክርስትያን ክኣ ትኸዱ ስራሕ ሰይጣን እንዳኸድኩም ብዓል በየነ መራሕቲ ኤርትራ ኣምላል ይባርኮም ንብዓ ንዓኹም ኣትማን እዮም ሒዞም ኔሮም።

  • @haileweldesilassie313
    @haileweldesilassie31316 күн бұрын

    ንስኻ ትግራዋይ ከምዝዀንካ ባዕልኻ ነጊርካና ኢኻ ።ከይሓፈርካ ብዛዕባ ኤርትራ ሕማቕ ተንታኒ ሓላዪ ኰንካ ምቕራብ ላግጺ እዩ ።ከማኻ ብዙሓት መዳ ከይዱ ሰንኪሉ ንስኻ ግን ንኹእ ተበላጺ ኢኻ ።ንስኻ ጸላኢ ድኣምበር እኤርትራዊ ኣይኮንካን ።ጸጝእኻ ሓዝ ።ንስኻ ዓቕምኻ ፍለጥ ።ትግራዋይ ኢኻ።

  • @qweryqwe7826
    @qweryqwe782619 күн бұрын

    ኤርትራ ሲኦል ናይ ምድርና

  • @merhawimichael2264
    @merhawimichael226422 күн бұрын

    Sekt ata wedi atarit tesewer eske wedi gumama

  • @fisehayegeorgis271
    @fisehayegeorgis27122 күн бұрын

    ዓብዱ ትግራዋይ፡ ኪድ ናይ ዓድኻን ሃገርካን ግበር። ኤርትራ ናይ ኤርትራውያን ጥራይ ኢያ። ኤርትራ ናይ ዜግነት ሃገር ትኾና ዜግናትካ መንጢላ ክትሰጎካ ናይ ግድን ኢዩ።

  • @qweryqwe7826

    @qweryqwe7826

    19 күн бұрын

    እዚ ኩሉ ርእሲ ድኣ ኤርትራዊ እንተዝኸዉን ካበይ ከምፆኦ ኔሩ

  • @user-bf3rq9cl2d
    @user-bf3rq9cl2d21 күн бұрын

    እንተኺኢልካ ኣብ ትግራይ ዓድኻ ዝግበር ዘሎ ህልው ኩነታት ብዛዕብኡ ተዛረብ

  • @akiyor3615
    @akiyor361523 күн бұрын

    Estaz kalid ዘይሕለል ትጉህ ሓቦኛ ቀርኒ ንፍትሒ።

  • @tg7368
    @tg736823 күн бұрын

    ለውጢ ክመጽእ ዘይትቃለስ እንተኾንካ ድአ አይትዛረብ ትም በል ጥፋእ ሃላይ 🎉

  • @mulugetanegash594
    @mulugetanegash59420 күн бұрын

    እንታይ ገዲሹኳ ብዛዕባ ኤሪትራ ብዛዕባ ትግራይካ ግበር ዓፋፍ።

  • @ber771
    @ber77120 күн бұрын

    ዉይ እዛ ወዲ ባዕላ ኣብ ናይ መልሓስ ኤክስረይ ናይ ሻዕቢያ ኣትያ

  • @tesfayamanuel1466
    @tesfayamanuel146620 күн бұрын

    ካልድ ከዛብ ስላ ግዜን ሳላ ትዕግስትን ሓይልን ሻዐብያን ተፋሊጥና ካልድ ትግራዋይ ለኽባጥ መደናገሪ።

  • @user-bf3rq9cl2d
    @user-bf3rq9cl2d21 күн бұрын

    ባዕልኻ ወሽረ እየ ኢልካ ትግራይ ትዕወት ኢልካ ዝፈከርካ ኢኻ. ንኤርትራ ንስኻትኩም ተወልጀ ኢኹም ከፊእኩማ ዘለኹም. ብኽብረትካ ብዛዕባ ኤርትራ ምዝራብ ግደፎ🙏

  • @esaiasmehari7409
    @esaiasmehari740923 күн бұрын

    Qondaf

  • @BusyLine-fw6oj

    @BusyLine-fw6oj

    22 күн бұрын

    ጸርፊ ለውጢ ኣይገብረን'ዩ

  • @tesfaslasiewelderufael94
    @tesfaslasiewelderufael9423 күн бұрын

    አብ ምሕሳው ቀዲ ስርሑ እዩ

  • @yohahmichael1442
    @yohahmichael144220 күн бұрын

    ካልድ ፋንዲያ ጸረ ህዝቢ ኤርትራ ዕሉል ከዳዕ ። ሻዕቢያ forever 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🏆💪

  • @hizbawiginbarginbarghinda3872
    @hizbawiginbarginbarghinda387222 күн бұрын

    GOHAF DENQORO

Келесі