Enda Tehish (እንዳ ትሕሽ) - 91 ክፋል | Tigrigna sitcom drama Part --91- 2023
Ойын-сауық
#hanza tube #እንዳ_ትሕሽ
@copyright hanza tube any
unauthoized use copying or distribtion is stricty probibited.
ብስራሕቲ ምልላይን ምስንዳእ ምድላዋት ሃንዛን ብስራሕቲ ምልላይን ኪነ-ጥበባትን ኖላዊትn ራእሲ ኢንተርትይንመንት ዝዳለው ተኽታታሊ ሲትኮም ድራማ
Пікірлер: 184
ለብርሃነ ትንሳኤ እንኳን በሰላም አደረሳችሁ የተዋህዶ ልጆች🥰
@user-yh3yd7wo8u
Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን❤❤❤❤😊
@user-ys9yj7en6v
Жыл бұрын
ሰሉዋይ መቀረት❤❤❤
@selam801
Жыл бұрын
@@user-ys9yj7en6v ሄሩተይ መዓረይ🥰
@user-wt5gh5ub2l
Жыл бұрын
ኣሜን ፫ ሰላመይ❤
@lemlemyoutube
Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ሰለመይ
ክርስቶስ ተንሥአ እሙታን በዓቢይ ኃይል ወሥልጣን አሠሮ ለሰይጣን አግዓዞ ለአዳም ሰላም እምእዜሰ ኮነ ፍስሐ ወሰላም። ንመላእ ህዝበ ክርስቲያን እንቋዕ ናብ ብርሃን ትንሣኤ ክርስቶስ 2015 ዓ.ም ብሰላም ብጥዕና ኣብጽሐና ኣብጽሐኩ ርሑስ በዓል ትንሣኤ ይኹነልኩም ኣሜን።🙏❤️💛
ንመላ እመንተ ክርስተና እንዃአብፀሓኪም ንህዝቢናፍቅር ንዓድና ሰላም አብስድት ዘሎና ከዓ ሰድትና ይሒፀረላና አምልክ🙏🙏🙏
እንዳ ትሕሽ ፅሩያት እንኳዕ ኣብፀሓኩም ኩለኩም ኣመንቲ ክርስትና ❤🎉❤
እንኳዕ ኣብፀሐኩም ተጋሩዋይ❤ኣነስ ማዓር ኣፉ ከስሕቀኒ😂😂😂
💐💐💐💐🥰🥰🥰😍😍😍😍😍ተጋሩ ፀሩያተ ፈጣሪ ሰላምና ይመለሰልና አብ ሰድት ዘልና ዉን ሰድትና ይሕፀረልና 🎉🎉🎉
እንካዕ ንብርሃነ ትንሳኤ መድሓኒና እየሱስ ክርስቶስ ብሰላም አብፀሐኩም /ና ተጋሩዋይ🙏🙏🙏🙏💞💞💞ናዓመታ ኸም ሎሚ ደማ አብ ስደት ዘለና ስደትና አሕፂሩ አብ ዓድናን ምስ እንፈትዎም ቤተሰብናን ማሓዙቱናን ክነኽብሮ ቅዱስ ፍቃዱ ይኹነልና አምላኽ አሜን🙏🙏🙏🙏💞💞💞
ሰላማት እንዳ ትሕሽ እንቃዕ ብሰላም መጻኹም እንቃዕ ኣብቃዓና ናብዚ ዓቢ ባዓል ትንሳኤ ኣብ ስራሕኩምን ሰላምን ኣሳልጦን ይፍጠረልኩም ቀጻሊ ከይ ታሓልፈኒ ኮፍ ኢለ ዝጽበያ ታዓዛቢኹም ኢየ ጽቡቅ ስራሕ ደጊመ ርሑስ ባዓል ❤🙏😍
እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ፍቁራተይ እንኳዕ ደሞ ንብርሃነ ትንሣኤ ጎይታና አምላክና መድሓኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ብሰላም አብፀሐኩም ናይ ሰላምን ፍቅሪን ሓድነትን ይግበረልና ፍቁራተይ አሜን አሜን አሜን
እንዳትሕሽ 🎉ርሑስ በዓል ትንሳኤ ይግበረልኩም። ኣባይ መልእክት ዘለዋ ተዋስኦ እያ። ፅቡቅ ስራሕ ኢዩ ቀፅልሉ 🙏🙏🙏💐🌹🌺🌻
እንካዕ ንባዓለ ትንሳኤ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤❤❤❤
ሩሑስ ብዓል ትንሳኤ 🙏❤ እንዃዕ አብፅሐኩሙ እንዳ ትሕሽ
እንኳን ለብርሃነ ትንሳኤ ብሰላም ኣብፀሐኩም ተጋሩዋይ 🎉🎉🎉ናይ ሰላም ፍቅሪ ሲኒት ዘመን ይግበረልና ፈጣሪ ኣሕዋተይ💞🙏💞💐💐🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም እንዳ ትሐሽ ደሞ እንኳዕ ንበዓል ብርሃነ ትንሳኤ ኣብፀሐኩም🙏♥️✝️💛❤💊🌿
ኣሜን ኣብ ስደት ዘለና እንትኣካከበሉ ግዘ የምፅአልና እግዚኣብሄር ኣምላክ
እንቃዕ ኣብፅሐክም ሙቁራተይ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️😘😘😘😘
❤😅እንካዕ በሰላም መጻእኹም♥️🤗
እንኳዕ ኣብጸሐኩም ንበዓል ብርሃነ ትንሳኤ እግዚአብሔር ኣምላክ ናይ ዓመቱ ሰባት ይበለና❤👏🕊
እንዃዕ ኣብፀሐኹም ደቂ ሃገረ ትግራይ መላእ ሰላም ይግበረና❤❤❤
እንዳተሐሸይ ምንጪ ሳሓቀይ ሩሑስ ኣውዳኣመት ይግበረልና ደቂሃገረይ
እንዃዕ አብፀሐኩም ተጋሩዋኒ ፅሪያት ጀጋኑ ኣጆኩም ቀፅልሉ❤❤❤
እንኳዕ ንብርሃነ ትንሳኤ ኣብፅሐኩም ኣብፅሐና ኣሜን እግዚኣብሄር ሰላሙ ይሃበና ዘመና ይባርከልና ኣሜን ❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏⛪🙏🙏🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲💐💐💐💐💐💐
Enkae abthena n berhan tensae kuburat Ahatey 🙏🙏🥰🥰🥰 selamen fekren rahwan zelewo awdamet ygberelna ❤️❤️😍😍
ክርስቶስ ተንሥአ እሙታን በዓቢይ ኃይል ወስልጣን አሰሮ ለሰይጣን አግዓዞ ለአዳም ሰላም እምይእዜሰ ኮነ ፍሥሓ ወሰላም እንኳዕ ኣብፀሐኩም ንመላእ ህዝበ ክርስትያን ትግራይ ብፍላይ ንኣባላት TDF ኣብ ትሕቲ ኣምላኽ መድሕን ሕዝቡ
My love💊❤
እንኳዕ ኣብ ፀሐኩም እንዳ ትሕሽ❤❤❤❤❤🌻🌻🌻🌻
እንካዕ አሕቢሩ አብፅሐና ዳትሑሸይ ምንጪ ስሓቅና ደስ ክትብሉ ምቁራት ምርቓኩም ድማ ደስ ክብል አሜን አሕዋተይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ትሕሸይ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤
Enqowae aebsehakum aebsehana enda tehsh 🙏🏾❤🥰
አንኳዕ ንብዓል ትንሰኤ ኣብፀሐኩም
እንንካዕ አበፀሐኩም ተጋሩዋይ❤❤
“ክርስቶስ ተንሥአ እሙታን፤ በዐቢይ ኃይል ወሥልጣን፤ አሰሮ ለሰይጣን፤ አግዐዞ ለአዳም፤ ሠላም እምይዕዜሰ፤ ኮነ፤ ፍስሐ ወሠላም፡፡ ንመላእ ህዝበ ክርስትያን እንኳዕ ንብርሃነ ትንሣኤኡ ብሰላም ኣብፅሐና አብፀሐኩም ከምዚ ነዓመታ ምስ ስድራና ነብዕሎ ይግበረልና! ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላኽና በረኸት ትንሳኤኡ የካፍለና ። ❤❤🎉🎉🎉
ኣሜንንን ኣስይይይይይይ እንኳዕ ኣብፀሐና 💊❤️🥰
እንኳዕ አብፀሐኩም🙏 መቅሰናተይ😍❤❤❤
Enqoa bselam absahakum nbrhane tnsaei enda thsh mukurat. Gna rsakmom ab hmoro,raya,eirob ab sebeba zelewu hzbna
እንካዕ ኣብፀሐና ደቂ እታ ሓላል ሃገር❤❤❤❤❤❤❤❤
እንኳዕ ኣብፀሐኩም ሓላለተይ አሜን ጎተተይ❤❤❤
ጉራሙራ ዓርከይ ክክክ😊❤
"ርሑስ በዓል ትንሳኤ ናይ ሰላም ናይ ፍቅሪ ናይሓድነት ናይ መኽብባር በዓል ይግበረልና
_እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም እንኳዕ'ውን ኣብጸሐኩም እንዳ ትሐሸይ ጽሩያት ሰላምኩም ይብዛሕ💊🥰💖_
Enda thshey😘
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም❤❤❤❤❤❤
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂ ሪመይ ብሩክ ትንሳኤ💥⭐️
እንኮዕ ዳሓን መፃእኹም ሩሕስ ባዓል ፋስጋ
ኣቱም ሰባት ጽቡቕ እናተሰርሐስ ነዓል ሸክለክ ትብል ቃል አውጽእዋ
እንካዕ አብፅሐና አብፅሐኩም❤❤❤❤❤❤
Love you daki Adey Mareyyy enka absahena ❤🙏❤️🙏❤️🙏
ኣሰይ እንዃዕ አብፀሐኩም ❤❤❤
ብጣሚ ደስ በሃልት
❤❤❤❤❤
እንኳዕ ኣብፀሐኩም
እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና❤❤❤❤❤❤❤
❤❤እንካዕ ኣብፀኩም ደቂ ዓደይ ❤❤❤❤
እንካዕ ኣብፀሐኩም ተጋርዋይ❤
እንኳዕ አብፀሐካትኹም
እንኳዓ ንብርሃነ ትንሳኤ አብፀሐኩም
እንካዕ አብፀሕኩም 🙏🙏🙏
እንኳዕ ብሰለም መፃእኹም❤❤❤
እንካዕ ኣብፅሐኩም ተጋሩዋኒ👏♥️
እኳዕ አብፀሐኩም ክንዳትሕሽ
ዋይ ማዓር ኣፉ😂😂😂
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም
Aamen Aamen Aamen Aamen ❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😅😅😅😅😅
❤❤❤❤❤❤❤
እንኳዕ ኣብፀሐኩም ንበዓል ትንሳኤ ኣሕዋተይ ❤❤
እኖካዕ ኣብፅሐኩም ጣዕማማት
እንኮዕ ኣብፀሐኩም እንዳ ትሕሽ ሽኮራት😘🙏🌻🥀😘😘
ክክክክ መዓር ኣፍ ስሓቅ ቀቲልኒ
ተጋሩዋይ እንካዕ ኣብጸሐኩም ኣብ ደገን ውሽጥን ዘለኩም💊♥️💋
Selam Selam Ahwat ruhus awdeamet ygbrelkum 💛❤💛❤💛❤🙏🏽🙏🏽🙏🏽
Shyfena ke❤
❤❤💛💛❤❤💛
Amen❤❤❤❤amen❤❤❤amen❤❤❤❤
እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም እንዳ ትሕሽ ትንሳኤ ትግራይና የርእየና
እንኳዕ አብፀሐኩም እንዳ ትሕሸይ ሙቁራት ❤😍
ክክክክክክ ሽኮራት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💯
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ሙቁራት ❤❤❤
እንካዕ ኣብፀሐኩም መክሰባተይ❤❤💛❤💛❤💛❤👏👏💋
እንካዕ ንበአል ትንሳኤ አብፀሐኩም ዳትሐሸይ ተሃረፍቲ
ሰላም ሰላም ሰላም
Welcome
❤❤❤
❤️❤️❤️❤️❤️
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Aman Aman Aman ❤❤❤🎉
💚🙏♥️
❤❤
❤❤❤❤
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ሪመይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም አበሰፀሐና
ንባዓል ትንሳኤ እንኳዕ ብሰላም አብፀሐኩም ንመላእ ቱ ሓላል ህዝብና
❤️❤️❤️❤️❤️🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤🦋🥰🥰🥰💓
❤❤❤❤❤❤❤❤.Happy Easter ❤❤❤❤.
🙏🙏🙏❤❤❤😍😍😍
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ሽኩራት እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ❤ 💛❤️💛❤️💛🌹🌹❤️❤️❤️
@somalisomali6249
Жыл бұрын
ኣብሸ ከ ናበይ ከይዱ ኣምፅአዎ
🥰🥰🥰🥰🥰
Happy Ester to my sweet Tigrai people.
እንኮን አደረሳቹ 🥰🥰🥰🥰🥰😘😘