/ officialeritreanmedian... ****************************************************************EMN - 24 ክፋል - ዕላል ወዲ ጀበሊ - Eritrean Media Network
ወዲ ጀበሊ መም ናይ ሂወት ዮኒ እዚ መደብ እንተድኣ ኣቋሪጽኩሞ ስድትና ኣዝዩ ክመርር'ዩ ስለዚ ሓደስቲ ሓሳባት እናምጽኣኹም ድኣ ብመንፈስ ናብ ዓድና ምለሱና:: ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም::
ወዲ ጀበሊ ናይ ብሓቂ ኣይተመሃርኩን ይብል ኣነ ይኣምኖ አየ ምኽኒያቱ ተማሂርና ዝብሉ ከምዚ ናይ ወዲ ጀበሊ ዝህበና ዘሎ ትንታኔ ንበሎ ምዕቡል ዕላል ዳርጋ የለን ንብለሉ ጊዜ ኢና ዘሎና። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ስታዝ ወዲ ጀበሊ።ዮናስ ድማ የቐንየልና።
ወዲ ጀበሊ ሉኡክ ፈጣሪ ኮይንካ ትስማዕኒ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ
ወዲ ጀብሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መምህር ናይ ሕብረተሰብና ኢኻ 100 ዓመት የጽንሕካ ♥️♥️♥️
መምህረይ እንቋዖ ድሓን መጻኻ ወዲ ጀበሊ ሽኾር ኣዝማሪኖ ።
ዘረባ ወዲ ጀበሊ ጥራይ ኪትሰምዕ ኣለካ የጸናንዓካ አዩ ነዞም ጸበብቲ ሓንጎልና
ዮናስ ክኣ ንፍዕ ምቁሉል ቀጽሎ ጽቡቅ መደብ ኢኻ ትኽርበልና ዘለኻ 💐💐
ጽቡቅ መደብ እንዳ ተዛናጋዕና ንምሃር ኣለና ንህዝብናን ሃገርናን ሰላምን ራህዋን ይሃበና ኣሜን፡
ዮኒ ሓወይ ዉን ክትምስገን ይግበኣካ ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ን ወዲ ጀበሊ ን ወዲ ከረን ናይ ስራሕ ዕድል ብምፋጣርካ።
መዐር ዝኾነ ምኽሪ፣አነ እንድዒ ይገርመኒ እዚ ጡዑም ትምህረት እዚ ንኽምህሩ ፈላስፋታት ተባሂሎም ዝኽፈሉ አሎው፣ሐውና ወዱ ጀበሊ በነጻ ትመህረና አሎኻ፣የቀንየልና፣ንዐና ክጥዕመና ዕድመን ጥዕና ዮሀብካ ፣ከምኡ ድማ ዮናስ
Good Job" ይበል ኣቦና ፆድመን ጥናን ይሃበልና ፈጣሪ💯💯🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅✅✅
መርሓባ ጀበሊኖ ዘይምኖ ውዱእ ኣዝማሪኖ እንቋዕ ብሰላም መጻካ ክያሮ ኩሉ ከላምካ ማራ እዩ ዘረይሐኒ ብዘይ ቀልዓለም ኣዝዪ መሃርን ኣዘናጋዕን አዩ እሞ ብዘይ ምቁራጽ እንዳ መጻካ ክትምህረናን ከተዛንየናን ተስፋ ይገብር ወዲ ሹቀይ
ኣታ 'ዚ ወዲ ጀበሊ ዘለዎ ንቕሓት ዘገርም ኢዩ። ብጣዕሚ ዝምስገን ልቦና ኢዩ ዘለዎ ። ክጽሓፍ ይግባእ።
ዋው ወዲ ጀበሊ እቲ ዘይውዳእ መጽሓፍ ኢኹም ናይ ብሓቂ
Welcome deqi Erey..Proud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏾💪🏾👍🏿👍🏿🙌🙌🐪🐪🐫👏💕✊🏿✊🏿✊🏿🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏿🙏🏿🙏🏿✌️✌️
Eritrean Media Network ናይ ብሓቂ ናይ ወዲ ጀበሊ ኣስተምህሮ ኣብ መዓልታዊ ህይወትና ዝርአ ትኽ ኢሉ ስለዝገልጾ ናይ ብሓቂ ጽብቕቲ መደብ። Thank you.🙏🏿
Wellcome eritrea 🇪🇷 my best country I love you so much and peace ✌️
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ቀጽልዎ
ወዲ ጀበሊ ዋዛ መስ ቁመነገር አድመን ተናን ይሃበካ 🥰
ሰላም ዮናስ ሓወይ ከምእ'ውን ኣያና ወዲ ጀበሊ ብትገብርዎ ዘሎኩም ዕቢ አበርኽቶ ከየምስገንኹም ክሓልፍ ኣደልን ብምቅጻል ምስዛ ዘልዕልኩማ አርእስቲ ናይ ሎሚ አታአሳሲረ ኽገልጾ ዝደለኩ ታሪኽ ዘጋጠምኒ አብ 2000 ናብ ኤርትራ ዝመጻኩሉ ግዜ ኢዩ እቲ ፍጻሜ አብ ከባቢ ቃሓውታ አዩ ሚኒባስ ተሳፊረ ካብ ከተማ ተበጊሰ ንገዛ ኣናተመለስኩ መወዳታ ፈርማታ አብ ቃሓውታ ትውድእ አብ ከባቢ ማከል አዩ ኔረ ሓንቲ ካብተን ታሓዝቲ ገንዘብ ሕኣፍትና ዕጽፍ አኢላ አብታ ሰብ ዝወርደላ አስካላ ልባ ሰልሃው ኢልዋ መልሓሳ ተቆሊፉ ምዝራብ ክሳብ ትስእን ልበይ ክቃጻጸሮ አይካአልኩን ኩሉ ሰብ ሓደ ዝሓትት ዘሎ ረረጊጾማ ይሓልፉ ኮፍ ኢለ ምስ ራአኩዋ አይተዛረብኩዋን አብታስግር ዝነበረት ኣንዳ ዱካን ከይደ ክልተ ጽባ አምጼኤ ምስ አስተኩዋ ቃሕ ኢላ ሬትኒ አፋ አይዛረብ ኣንበር ልባ ከምዝመረቀትኒ ናይ ሂወተ መቀይሮ ብዕይንተይ ሬኤዮ ብድሕሬኡ ኮንትሮሎ መጼኡ ቡዙሕ ሞገሰ ኔሩ ዮናስ ሓወይ ኢዜ ንወዲ ጀበሊ ህበለይ ድሕሪ 20 ዐመት አየ ዘዘንትዋ ዘሎኩ ከምኡ ተማሳሳሊ ብናይ ገንዘብ ዝምልከት ኣብ ኤርፖርት ዘጋጥምኒ ኣብ ካልእ ትሕዝቶ ክገልጾ'የ ካብ ሐውኩም በረኸት ቶሮንቶ ካናዳ
ወዲ ጀበሊ መምህር ሂወት፡ከምኡ'ውን ዪኒ፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
እንኳዕ ብሰላም መጻአኩም ጽብቅት ስድራ
ኡቃዓ ዳሓን መጺኹሙ ደፕልቂ ሃገርዪ❤❤🇪🇷💯
ወዲ ጀበሊ ምስ ዮናስ አንካአ ዳሓን መጻኹም ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ወይ ዘረባ ወዲ ጀበሊ ምስ ዬናስ ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቀኩም።ዕድመ ይሃብኩም ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷😘😘😘
ኣቤት መደብ ብሓቂ ይበል እንታይ ክወጾ ክብረት ይሃብኩም ክልተ ጀጋኑ
I have been following since part 1 I appreciate your expression of life what kind of person you are
A great question and a great answer!
Today is very very good idea because Everyone like that thanks 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
Educational and good. we discuss wiz u while we r watching z program. I love it. 😍👏👏👏👏
ብጣሚ ጽብቅ መደብ 'ዩ ካብ መጅመርያ ይካታተለኩም አለኩ "ደስ ዝብል' መስ (ወዲ ጀበሊ) ዘገብርክሞ ዕላል " ብቅጻል ሓቶ ነይራትኒ ተገዲስካ ክምልሱለይ ተስፋ ይገብር "እዞም አብ ምንጎ ሰብ ሓዳር እትዮም ሓለይቲ መሲሎም ዘብእሱ ስባት አለው 'ሞ "እንታይ ምበልከና ነዚኦም የቀኒየለይ!
ጽቡቅ እዩ ሓሳብካ ግን ደዊልካ ን ዮናስ ወይ ጀበሊ እንተትረክቦ ጽቡቅ እዩ ፡ኩሉ ሰብ ከኣ ኪመሃረሉ ምከኣለ።ተለፎን ኣሎካ ናቶም ኣብቲ መደቦም ስክሪን።
ኩሉ ዝዛረቦ ኣብ ሓቂ ዝተመርኮሰን ኣብ ግብሪ ዘሎን ብልክዕ ኣብ ግዕዞ ሂወት ዘጋጥምን ብኑጹር ዝርድኣካንዩ ዕድመን ሽግርን ክኣ መምህርዩ ናይ ብሓቂ ኣይተቃርጽዎ
Thank you burkat selam amlak yhbkum
Yonas Thanks wede Geble Amlke mklkume edme yhbkum 🌹🌹🌹🌹🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🌹
ሰላም ሰላም የናስ ሓውና በዚ ትከብርዎ ብጣዕሚ ጽቡቅ ካልኣት ከምኦም1000ይብዙሑ ቀጽልዎ
ማሃሪ'ዩ ቀጽልው and thanks a lot
ወዲ ጀበሊ ብሓቂ መምህር ሂወት ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
Thanks 😊
ወዲ ጀበሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
Thank you guys for sharing.Good job👍🏽👍🏽
Thank you so much 💓 💗 💛 💖 ☺
Selam selam deki 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 .Great talk. Well done and thanks
Thanks very nice
Thank you , wedijebeli & yonas Well done keep going
well come you two. You always come with all educational and good ideas.
Man of the year !!!
Very good programme continue EMN AND YOUR GUEST.
THSNKS WRFI JEBELI SND YONAS KEEP AMAIZING
Welcome deki erey fawsi Lebi ❤️❤️❤️👈🏿🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
👏👏👍😍😀🇪🇷 we love you
ብሓቂ ክብረት ውግኡ ሞት ወርቂ ዝኾነ መግለጺ ነዊሕ ዕድመ ይሃብካ
ንህይወት ባህ እተብል እንታይ እዩ? ክንደይ ዚኣክል ገንዘብ እዩ ኻብ መጠን ንላዕሊ? ስኡናት ወትሩ ዜመስግነሎም ስለምንታይ እዩ ? ንነዊሕ እዋን ዚነብር መን እዩ ? ገንዘብ ድዩ ወይስ ሰባት ?
መምህረይ ወዲ ጀበሊ አንካእ ብደሓን መጻካ ንበር እስኪ 1000 ኣመት ይምነየልካ
Well Come
ሙት ክትንአድ :ውራይ ግበር ክትሕመ: እረግ ክትጅሃር:: ኢሎሞ ስለዚ ባህሪ ሓበሻ ስለ ዝኮነ አይቅየርን እዩ ይቀንየልና ወዲ ጀበሊኖ ብሃንቀውታ ንጽበየካ::
ጽቡቅ መደብ ቀጽልዎ
🙏 welcome 🤗
Good job guys
Bebzelenayo admen tinan yhabena Egziabhir ,,,yeqenyelna kea ,
Betame mehare hasab dase zabel
Welcome memhrey
Welcome back guys
Zbuk ilal des zbl 👍👍👍🙏🙏
Selame tenane yehabkme 💯💯💯💯💯
naybhaki kemakum ebzhalna abza godolo alem!
welcome deki Erey xaeda edmen teinan yhabekum
Welcome 🥰🥰🥰
ከሉ ሰብ ከምዞም ኣቦ ዝሓሰብ ተዝኮን ምድሪ ገነት ምኾነት
ብጣዕሚ ስሐቢ'ዩ ቀጽልዎ
መርሓባ 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
❤❤❤❤
❤️❤️❤️
Wawww wede jebele Edemen Tenane yhabeka fetarirrrr
Wawwwwww btami xbuk medeb kexlwo
Zkeberkum adalewti miedyan nietwork ብተቅርብዎ መደባት ኣዚና ነመስግን ብቅጻል ኣነ ሓንቲ የብለይን ካብ ኢደይ ናብ ኣፈይ እየ ግን ከም ወዶም ሓሲቦም ክምሩቁኒ ኸኣ ሓሓደ ሚእቲ ክልእከሎም ክትዕዱምለይ ንወዲ ጀበሊ, ኣበባ ሃይለ, ሄለን ርያለ ጋል (ርያለ)ን ብትሕትና ይላቦ ምናልባት ክንዕቁዎ ይኽእሎ እዮም ግን ዓቅመይ ስለ ዝኾነዩ ካብ ግንዘብ ንላዕሊ ብ ኣካል ምተላኣኽኩዎም ንሶም ከኣ ዝወደይ ብርክኻ የጽናዓዮ ምበሉኒ ግን ኣብ ዓዲ ጋናየ ዘለኹ መልሲ ኣብዛ ኮሜንቲ እንተጺሒፍኩሙለይ ኣብዝራኣኹዋ ክድውለልኩም እየ ምሳኣ ናምበር ወይ እመይል ,የቀንየለይይ
ናምበር ኣትሪፈያ ኣለኹ ጥራይ ዝኾነ መልሲ ግደፉለይይ
Marhaba Marhaba nice to see مرحبا مليون بيكم حبيايبي نورتونا ❤💛💙💚👏👏👏👏👏
Selam emn ab srahkum asalto gele kinekif gele sebat kisab deki 90 zkonu yserhu elkum mejemerta srah kibret u tewesaki kea nidekomin deki dekomin ab tsubuk bayta migdaf u medebatkum nideki sebat atebabae entekone tsubuk thanks
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
👍👍👍👍👍❤❤❤🙏🙏🙏🙏
👍✅👍✅
Wdi jobil admen tiana yehabka egzabihere amlak
ክክክክ ናይ ብሐክ ❤❤❤
ከም ወዲ ጀበልስ ይሁሉ ዶ መስተውዓልንንን ለዋህ ፍጥረትንንንን አዋይይይ ይገርመኒ ዩ ናይ ወዲ ጀበሊ 1000 ይሃብካ ይሃብካ ክህበካ ዩ ከኣ!!!!!!!!!
well come jebilino
💯👈☝🙏
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Enkae bdehan mexakum kuburat.
🇪🇷♥️🙏👏
👍❤️❤️❤️🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍💯💯💯❤️❤️❤️
❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
😍💯🥰
👌👌🥰😍👍🇪🇷🇪🇷
እዚ መደብ ብጣዕሚ መሀርን አራምን ስለ ዝኾነ እብ ደገ ዘለና ብጉቡእ ንከታተሎ አለና አነ ግን ክብላ ደሌ ዘለኹ እቲ አብ ውሽጢ ሀገር ዘሎ ህዝቢ መታን ክመሀረሉ ከም ገለ ጌርኩም አብ ቲቪ ኤሬ ሐንሳብ አብ ሰሙን እንተ ትገብሩሎም ይብል ምስ ቡዙሕ ይቅሬታ
ናይ ብሓቂ 😍
ደቂ ኤረይ መዓረይ ኣብ ዘለኹሞ ሰላምን ፍቅርን እንዳተመነኹ፥ኣብ ስደት ዘለኹም ከኣ ምስቶም ትናፍቀዎም ወለድኹም ገጽ ንገጽ ክትራኸቡ ሰናይ ምንዮተይ'ዩ:ኣብ ቻነለይ ኣቲኹም መደባተይ ብምርኣይ ከተተባብዑኒ ብትሕትና ይሓተኩም!
😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Enkoe dhan mexakum
ወዲ ጀበሊ ማዕቢሉ ፣ ንወዲ ከረን ትግርኛ ገዲፈልካ ኢልዎ ፣ እንግሊዝ ጀሚሩ።
Merhaba fetewat yihawat
🥰🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🙏🙏
Пікірлер: 196

@selam-291.
2 жыл бұрын

@kidanedrar4241

@lililili2195