Embassy Media - Interview with Mr Tesfaye Ghebreab

Embassy Media conducted an Interview with Mr. Tesfaye Ghebreab,
Award winning Journalist and author of "The Nurenebi File", is a true story on Politics and Espionage which is directly connected with Ethiopia and Eritrea. It is the untold history of the Horn of Africa in general. Former Head of Press of Ethiopia.
25th April 2018
Asmara Eritrea

Пікірлер: 225

  • @selamsemere4661
    @selamsemere46615 жыл бұрын

    ተስፋዬ ገብርአብ የኤርትራና የኢትዮጲያን ትክክለኛ ታሪክ እየፈለፈልክ ችሎታህንና እውቀትህን ተጠቅመህ ስለምትፅፈው መፅሐፍት አክብሮቴን እገልፃለሁ። ብዙዋቻችን በአፈታሪክ ከምናውቀው በቀር ወደፅሁፍ የመመለስ አቅሙ ሰለሌለን እንዳንተ ያሉ ጠንካራ ሰዋች በመሀላችን ሲገኙ ወሳኝ ሚና እንደሚጫወቱ ጥርጥር የለውም።እንዳልከው ብዙ መፃሕፍቶች የተሳሳተ ታሪክ የያዙ መሆኑን እያወቅን የመገምገም እቅሙ ሱለሌለን ወደ እፈታሪካችን እንመለሳለን እንኳን እንተን የመሰለ ፀሐፊ እገኘን ግፋበት

  • @selamtezare4682
    @selamtezare46825 жыл бұрын

    What an intelligent guy, he explained woyane really well. I want to thank you for translating the book Gfie to amharic.

  • @adamsamuel9316
    @adamsamuel93166 жыл бұрын

    ማሕጸን ኤርትራዊት ኣደ ሰነፍ ኣይወልድን እዩ ኤርትራዊ ኣብ ዝዓበየ ዓብዩ ኣብ ዝሃለወ ሃልዩ መንነቱ ዕትብቱ ኣይርስዕን እዩ ተስፋይ ገብረኣብ ብሓቂ ንሕቡእ ዘግሃደ ልቢ ጸላእትና ብብርዑ ዘንደደ ን መንደቕ በርሊንግ ብብሮኡ ዘዕኑ ሓያል ብርቂ ጸሓፊ ስለዝኾነ መታን ታሪሕ ጅግንነት ኤርትራዊ በቲ ልኽዕን ሓቀኛን መልክዑ ክጸሓፍ ኩሉ ኤርትራዊ ወለዶ ሞራልን እጃሙን ከበርክት ግዚኡ ዝ ኣኸለ ይመስለኒ ። ክብረት ይሃበልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ተስፋይ ገብረኣብ ።

  • @ruthhenok5528
    @ruthhenok55286 жыл бұрын

    Tesfaye gebreab I am proud of you, you are a man, keep writing our history..

  • @Ms-np7qd
    @Ms-np7qd6 жыл бұрын

    Proud of you mr.Artiste, Autor, Journalist Tesfay Gebreab...wish all the best in your life...Eritrea need you እታ ኣብ መወዳእታ ዚበልካያ 3 ወቅቲ ኣብ 2 ሰዓት፡ Intelligente vissionary you are our best

  • @solomontakele5329
    @solomontakele53296 жыл бұрын

    ተስፍሽ ነቲ ዝሃብካዮ ዝተረጋገአን ብሱልን ቃለ መሕትት ብጣዕሚ የመስግን ። ከምቲ ዝበልካዮ ሓቂ ብፍላይ ካኣ ታሪካዊ ሓቂ ስቕ ኢሉ ብቐሊሉ ኣይርከብን ። ከማኻ ዓይነት ደፋር፣ ንሓቂን ፍትሕን ዘፍቅርን ዘየዓግብ ምሁራዊ ሸውሃት ዘለዎን ሰብ የድሊ ። በቶም ስራሓውትኻ ፣ ናይ ዝተፈላለዩ ክፍሊታት ተቓውሞን ዕንቅፋታትን በዲህካ ፣ ንህዝቢ ብዙሕ ቁም ነገር ኣጨቢጥካ ኢኻ ። ፃዕርኻን ኣስተምህሮኻን ቀፅለሉ እናበልኩ ፣ ፈጣሪ ድማ ድኻምካ ኣየጣፈአልካ እብል ። የቐንየልና ተስፍሽ ። ንህዝቢ ኢትዮጵያን ኤርትራን ድማ እንኳዕ ተወለድካሉ እብል …..

  • @fretalove83
    @fretalove834 жыл бұрын

    Very intelligent man. I learned so much.

  • @danielwater1321
    @danielwater13215 жыл бұрын

    ኩቡር ጸሓፊ ተስፋየ ገብራኣብ፡ስለቲ ዘለካ ናይ ድርሰት ወይ ናይ ትንተና ድርሰት ጸሓፊ ኪኢላ ሓደ ካብቶም ኣለዉ፡ዝብሃሉ ቃዜጠኛታት ኢኻ። ብዘለካ ዓሚቕ ክእለት ብልክዕ ኣብፍትሒ ህዝቢ እንተዊዒሉ ከኣ ዓቢ ለውጢ ዝህብ ከም ምኻኑ መጠን ኣዝየ የመስግነካ።ከም ኣገላልጻ ታሪኽካ ኣብ ኢትዮፕያ ኦረምያ ክልል ተወሊድካ ዝዓበኻን፡ ኣብቲ ዓዲ ኣብ ሰፋሕቲ መንግስታውን ግላውን ስራሓት ተሰሊፍካ ዘገልገልካን፡ንወጽ'ዓ ህዝቢ ኦሮሞ ኣብ ኢትዮፕያ ዘቃልዕን፡ንናጽነቱ ዘበራብርን መጽሓፍ ከምዝጸሓፍካን፡ብህዝቢ ኦሮሞ ሰፊሕ ተቐባልነት ዝረኸብካን ክሳብ ስልማት ዝረኸብካሉን፡ምኩር ጸሓፊ ምኻንካ ከኣ ታሪኽካ ሰሚዔዮንተኸታቲለዮንየ።ኤርትራዊ ኪኢላ ስነጽሑፍ ምኻንካ ከኣ ከም ኤርትራዊ መጠን ኩርዓት ይስምዓኒ። ድሕሪዚ ኩሉ ዝበልኩኻ መንቀሊ ጽሑፈይ ዝገበርክዋ ሓንቲ ካብ ዝመሰጠትኒ ናይ ቃልካ ሓረግ እምበኣር፡ቅድሚ 15-17ዓመት ኢልካ ነዚ ቃዜጠኛ ዝገለጽካሉ ረዛን ቃል፡እቲ ኣብ ህዝቢ ኦሮምያ ኢልካ ንመጠንቀቕታ ዝጸሓፍካዮ፡ ጽሑፍ፡ቅድሚቲ ዝተነበኻዮ እዋን ብግብሪ ከምዝተራእየ፡ ብ'ኣብነት ምስክርነትካ ሂብካ።ሓቂ ከኣ ኮይኑ። እሞ ዝኸበረካ ተስፋዪ ገብራኣብ፡ኣብ ማእከል ሕብረተሰብ ኦሮሞ ስለዝዓበኻ ጥራይ እካ ንግፍዒን ስቕታን ህዝቢ ኦሮሞ ዝጣበቕ መጽሓፍ ምጽሓፍካ ሰብ'ኣውን ቅኑዕን እንተኾነ፡ ነቲ ኣብ ን'ኣስካሕካሒ መግዛእቲ ደርጊ ብሓይሊ ብረት ሲዒሩ፡99.8 ድምጺ እወ ን'ናጽነት ኣድሚጹ፡ብደሙ ተሓቢኑ ሃገሩ ክሃንጽ ኣብ ዳግመ ልምዓት ተፋፊሩ እንከሎ፡በቲ ኮስኪሱ ምሩጻት ደቁ ከፊሉ ኣብ ስልጣን ኮፍ ዘበሎ ኢሰያ ኣፈወርቂ፡ ብሕሱም ስርዓት ኣልቦ ምሕደራ ናብ ዳግማይ መሪር መግዛእቲ ኣትዩ፡ንልዕሊ 27ዓመት ብሕሰም ሓለንጊ ኢሰያስ ተቐጥቂጡ፡ስቕት'ኡ ክኖ ስቕታ ህዝቢ ኦሮሞ ከይዱ፡ኣብ መንጎ ሞትን ሕየትን ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ ዳኣ እንታይ ኮይንካ ብዛዕባ ወጽ'ዓ ህዝቢ ኤርትራ ብምባል

  • @sennaizhintza3352
    @sennaizhintza33525 жыл бұрын

    Eritrea needs more of like you who challenges the current narratives in our region and show the world our different prespective.

  • @frefqri7450
    @frefqri74505 жыл бұрын

    Jigna Eritreawi

  • @TastyTacosRoblox
    @TastyTacosRoblox5 жыл бұрын

    Eye opener information for us young generation. Thank you " Embassy media" & Mr. Tesfay I hope we will see more Eritrean history books from Mr. Tesfay

  • @22danielzula
    @22danielzula4 жыл бұрын

    Thanks again after few month i checked it again and its amazing thanks embassy media and both

  • @biniamhabte6148
    @biniamhabte61485 жыл бұрын

    Tack så jättemycket Tesfai Ghebreab jigna Eritrawi Nezi hadish weledo kabti felfali kielet asehahifaka abi timhirti aberkitu alo bezi dima kesililu Tack så mycket Viva Eritrea viva shaebiya 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @rajaasadrajaasad9672
    @rajaasadrajaasad96722 жыл бұрын

    የኔጀግና ለውነት የኖርክ ነክ ተስፍዬ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭🐆💐👌ነብስክን በገነት ያኑርልን ወድማችን 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭👌

  • @tigistbirru4622

    @tigistbirru4622

    2 жыл бұрын

    😭😭

  • @chevy79979

    @chevy79979

    2 жыл бұрын

    he wrote what he belives,and tell the truth what went wrong for the new generation ,we know oromos history thanks for mr tesfaye gebreaab,,,,,rest in peace brother tesfay

  • @luamhaile781
    @luamhaile7815 жыл бұрын

    Thank you Embassy Media for this interview - i came across today. Not to late :) The very interesting part beginns in min 33min. Let us please beginn to fully grasp our cultural identity as a whole. Going past means now going to a unite future.

  • @eliaskeleta5769
    @eliaskeleta57696 жыл бұрын

    I would like big thank you Mr Tesfaye Ghebreab very well speech long life for you excellent writer journalist!

  • @zetamful
    @zetamful6 жыл бұрын

    wow this is wonder nice to have this kinds of people they will tell us the story,,,,, I can't wait to read the books

  • @SAMdave183
    @SAMdave1835 жыл бұрын

    ኣጆካ ተስፍሽ! በርታልን!

  • @michaelhantal9502
    @michaelhantal95026 жыл бұрын

    God bless you. ..we appreciate your job and Eritrea is so lucky. .

  • @tujubaethiopia5464
    @tujubaethiopia54645 жыл бұрын

    We are proud of you, Your role in the revolution was immense. You are real son of Oromo and Eritrea. Big respect!

  • @kikimiki9256
    @kikimiki92562 жыл бұрын

    I really respect this person...defending the oppressed shows the greatness of the person. RIP

  • @robelmichael673
    @robelmichael6736 жыл бұрын

    you are the Great writer and hero .Good job bro.

  • @Bocaca49
    @Bocaca496 жыл бұрын

    Great scholar who managed to change regional politics.Hope to see all his books translated into English for comparative studies.

  • @aduberhane594
    @aduberhane5944 жыл бұрын

    ተባራክ ኤርትራዊ ሓበን ኢርትራ

  • @user-ch6bv2sk3u
    @user-ch6bv2sk3u6 жыл бұрын

    ሐቀኛ ኤርትራዊ ደም ዘይ ጠልም ንኦሮሞ ሕዝቢ ጀግና ኤርትራዊ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @assefawgebremedhin1942
    @assefawgebremedhin19426 жыл бұрын

    Selam Tesfaye Gebreab,I wish you all the best & long live.write as many books as possible,because I like yr books.

  • @samsomtesfay1384
    @samsomtesfay13846 жыл бұрын

    Ambesaw Tesfay!!!! Neta deki bahri kenstebya Ena 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌺🌺🌺🌺🌺

  • @22danielzula
    @22danielzula4 жыл бұрын

    Thanks guys

  • @mnbarnmenygbae8438
    @mnbarnmenygbae84384 жыл бұрын

    we are proud of you brother tesfay. Eritrea WI kulu gzie abzkede keydu goyta hageru

  • @marazimarazi8618
    @marazimarazi86184 жыл бұрын

    ጅግና ኤርትራዊ

  • @hannagerma3505
    @hannagerma35057 ай бұрын

    እግዚአብሔር ነፈሰህ ጋህነመሰማያት ያግባት

  • @makdatewolde3180
    @makdatewolde31802 жыл бұрын

    We are proud of you Tesfish great job and we are waiting Deki Bahri good writer God Blessing you more and more❤️🇪🇷❤️💪🏾💪🏾💪🏾

  • @afrohuman7022
    @afrohuman70224 жыл бұрын

    Proud of you Yared and Tes Gebraab

  • @homeoflions7383
    @homeoflions73836 жыл бұрын

    He is smart i appreciate you,Eritreans need more like you.

  • @tigistbirru4622
    @tigistbirru46222 жыл бұрын

    ጠላት የጠላህ ከኦሮሞ በላይ ለኦሮሞ ሥለተቆረቆርክ ነው እንወድሃለን r. I. P

  • @kiyafikker7888
    @kiyafikker78885 жыл бұрын

    thanks my bro !!! you are so mature .....you are the true writer...

  • @ghebremeskelsolomon3022
    @ghebremeskelsolomon30225 жыл бұрын

    you are great Jornalist and good writer,I 'm waiting to read your book

  • @waterfall9624
    @waterfall96246 жыл бұрын

    ሓቂ ብ ሓቂ ብጻይ ተስፋይ፡ኣምላኽ ይሓግዝ ኣይትሕመቕ።

  • @samihaile3545

    @samihaile3545

    6 жыл бұрын

    ኣብዘይምልከተካ ኣይትሓማዙቅ !! ከዳዕ ወዲ ከዳዕ !!

  • @lifeonmovement8061

    @lifeonmovement8061

    4 жыл бұрын

    @@samihaile3545 dey bel nska resah hangol. Mizan kake zeyrdom akulu eda atewe eu sgrna mwda abna zelo

  • @berhanegebre9813
    @berhanegebre98134 жыл бұрын

    Well done all your story is true great man

  • @nakurayagheli1846
    @nakurayagheli18464 жыл бұрын

    ሕጹብ መዓንጣ ራእሲ ወልደሚካኤል ሰሎሞን (ጎሚዳ)፣ ካብ 1820 ክሳብ 1906 ኣብዛ ዓለምና ን87 ዓመታት ብህይወት ዝነበሩ ኮይኖም፣ ካብ 1841 ክሳብ 1879 ኣብ ፖለቲካ ምድሪ ባሕሪ ካብ ተራ ተዋጋኣይ ክሳብ መራሕ ሃገር ምድሪ ባሕሪ (ሓማሴን) ንምዃን በቒዖም ዝነበሩ ኢዮም። ኣብ ወርሒ መስከረም 1879 ውዕል ሰላም ንምፍራም ናብ ትግራይ ብዝኸዱዎ ብጥልመት ን10 ዓመታት ዝኣክል ኣብ ኣምባላጀ ተኣሲሮም ድሕሪ ምጽናሕ ኣብ 10ይ ዓመት ማእሰርቶም ማለት ብ1879 ሃጸይ ዮሃንስ ኣብ ውግእ መተማ ድሕሪ ምዕራፎም ሃጸይ ኢትዮጵያ ብምዃን ናብ ስልጣን ዝመጹ ምነሊክ ፈትሑዎም። ካብ ቤት ማእሰርቲ ድሕሪ ምፍትሖም ድሮ ጣልያን ንኤርትራ ተቖጻጺሩዋ ብምጽንሑ፣ ናብ ኤርትራ ክምለሱ ኣይካኣሉን። ኣብ ክንድኡ ኣብ ጎድኒ ራእሲ መንገሻ ብምዃን ኣብ ውግኣት ኮዓቲት፣ ሰንዓፈ፣ እምባላጀን መቐለን ኣንጻር ጣልያን ተዋጊኦም። ኣብቲ ብዕለት 02 መጋቢት 1896 ኣብ መንጎ ጣልያንን ኢትዮጵያን እተገብረ ውግእ ዓድዋ ኣብ ጎድኒ ሃጸይ ምኒሊክ ብምዃን ድሕሪ ምስታፎም ድማ፣ ናይ ውትህድርና፣ ፖለቲካን መሪሕነትን ጉዕዞኦም ኣብቂዖም ተማላላሳይ ቤተ ክርስትያን ማርያም ጽዮን ብምዃን ቆሪቦምን ተነሲሖምን ክነብሩ ድሕሪ ምጽናሕ ብ21 ጥሪ 1906 ኣብ መበል 87 ዓመት ዕድሚኦም ካብዛ ዓለምና ብሞት ተፈልዮም። ኣሽሓት ህዝቢ ክልቲኡ ሃገር ኣብ እተረኽቡሉ ኣጋጣሚ ድማ ሬስኦም ኣብ ኣኽሱም ማርያም ጽዮን ቤተ ክርስትያን ሓመድ ኣዳም ለቢሱ፣ እኖሆ ሎሚ ዓመት ድማ መበል 114 ዓመት ዕረፍቶም ኣብ ምዝካሮም ኣሎና። ክቡር ኣቦና ራእሲ ወልደሚካኤል ሰሎሞን (ጎሚዳ) ኣብ ውትህድርና ጥራሕ ኣይኮኑን ሓያል፣ ሓቦኛን ብልሐኛን ኔሮም፣ ኣብ ዲፕሎማሲ እውን ካብ ምስ ፖለቲከኛታት ወጻኢ እውን ማዕረ ምስ ንጉስ ፈረንሳ ንጉስ ሉዊስ ናፖልዮን ቦናፓርተ፣ እንግሊዛውያን፣ ግብጻውያንን ቱርካውያንን ፖለቲከኛታትን ተለኣኣኽትን ዝራኸቡ ንፉዕ ዲፕሎማሰኛ ምንባሮም ኣብ ግዚኦም እተጻሓሓፉዎን እተለኣኣኹዎን ደብዳቤታት ህያው ምስክር ኢዩ። ራእሲ ወልደሚካኤል ንዲፕሎማሲ መታን ክሕግዞም እውን ንወዶም ደጃዝማች መስፍን ወልደሚካኤል ናብ ግብጺ ብምልኣኽ ቋንቋታት ዓረብን እንግሊዝን ከም ዝማሃር ጌሮም ኢዮም። ኩሉ'ቲ ብእንግልዚን ዓረብን ዝጸሓፍ ዝነበረ ደብዳቤታቶም ካኣ ባዕሎም ደጃዝማች መስፍን ወልደሚካኤል ዝጽሕፉዎ ምንባሩ በዚ ኣጋጣሚ እዚ ክግለጽ ይካኣል። ደጃዝማች መስፍን ወልደሚካኤል ናብ ሃገሮም ክምለሱ እንከሎዉ ብግብጻውያን ማዕርግ ጀነራል ዝተሸለሙ ኮይኖም፣ ካብ 1887-1889 ዙፋን ኣቡኦም ንምምላስ ፋሕፋሕ ንዝበሉ ናይ ቅድም ወተሃደራት ኣቡኦም ብምእካብ ንምድሪ መረብ ምላሽ ከመሓድሩ ፈቲኖም ኔሮም። እንተኾነ ጣልያን ናብ ኤርትራ እግሩ ድሕሪ ምስፋሩ፣ ንዕኦም ንፍሉይ መርመራ ናብ ሮማ ብምልኣኽ ብኡ ኣቢሎም ሕልፈተ ህይወቶም ኣብ ጣልያን ዘብቀዐ ተዋጋኣይን መራሕ ሰራዊትን ዝነበሩ ኢዮም።

  • @God-db9vp

    @God-db9vp

    2 жыл бұрын

    የቀንየልና ኣብ ኣክሱም ውላድ ኣለዎም ዶ፧

  • @aarsu830

    @aarsu830

    Жыл бұрын

    @@God-db9vp i think yhlwo u kab tgraweyti sebeyti welidom nierom abey mkuanu gn endi

  • @wedimaybeles9117
    @wedimaybeles91176 жыл бұрын

    ትብጻሕ ነቲ ናይ ብርዒ ጂግና ተስፋይ ገ/ኣብ ሓደ ብርጂ ንህዝቢ ኦሮሞን ህዝቢ ኤርትራን ኢኻ

  • @mestatmesratt2524
    @mestatmesratt25245 жыл бұрын

    We Love You So much Tasfey Gaber Ab Or Abbaa Gada leji

  • @eritreanfan2773
    @eritreanfan27733 жыл бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ከማካ ውሑዳት ሰባት ኢዮም ዘለዉ

  • @merhawitkue5389
    @merhawitkue53894 жыл бұрын

    Merhaba embassy media enkae dhan metsaekum

  • @hdhjsjns
    @hdhjsjns6 жыл бұрын

    Very True Tesfay !! Ajoka bertie

  • @efremkibrom2572
    @efremkibrom25725 жыл бұрын

    I love to read his book. hope that to get all of them.

  • @adiamnegasi6440
    @adiamnegasi64406 жыл бұрын

    ናይ ተስፋይ ገብረኣብ መጽሓፊቲ ናብ ብዙሕ ቋንቋታት ተቶርጉመን እየን። ሓደ ንፉዕ አንባቢ/ጽቡቕ ድምጺ ዘለዎ ናብ ናይ ድምጺ መጽሓፍቲ/ audiobooks ክቕይሮም ተስፋ ይገብር። ብዙሕ ሰብ ኣሎ ብዝተፈላለየ ምኽንያት ከንብብ ዘይክእል አብ ርእሲኡ እዚ ናይ ሎሚ ወለዶ መጽሓፍ ምንባብ ዝፈቱ ኣይኮነን። ብ eBooks ምቕረብ እንተዝሕሰበሉ'ውን ጽቡቕ ኔሩ። ነቲ ሓድሽ ወደዶ ንምርካብ ምስ ናይ ቴክኖሎጂ ምዕባለ ምጓዓዝ የድሊ።

  • @dani-is9cr

    @dani-is9cr

    6 жыл бұрын

    Adiam Ngasi hasabki wey rietoki agedasn qubuln eu

  • @aronaraya279

    @aronaraya279

    6 жыл бұрын

    Adiam Negasi ገለ ካብ መጽሓፉ ናብ ትግርኛ ዝተተርጎማ እንተ ኣለዋ: በጃኻ/ኺ ኣስማተን ጸሓፈለይ/ ጸሓፍሐይ

  • @machwegdektatorvonunsereml7186

    @machwegdektatorvonunsereml7186

    4 жыл бұрын

    Du hast richtig

  • @eritreanfan2773
    @eritreanfan27733 жыл бұрын

    ጽርይቲ ትግርና ምዝራብካ ምንም ከይሐወስካ ካብ መጠን ንላዕሊ ፍሉይ ይገብረካ ንኮርዕ ብአካ ዕድመን ጥዕናን እምነየልካ

  • @er3137
    @er31375 жыл бұрын

    Aseyyy teawet jgna wedi jeganu 🇪🇷🇪🇷👈🏻

  • @mulugetahagos7291
    @mulugetahagos72916 жыл бұрын

    Good work. keep it up

  • @22danielzula
    @22danielzula4 жыл бұрын

    The best interview thanks

  • @asmerompaulos2681

    @asmerompaulos2681

    4 жыл бұрын

    Ok ,you have freedom who about the Eritrean people!!

  • @zetamful
    @zetamful6 жыл бұрын

    You so lovely i will read all your books 8 of them ,,,,,, no matter what langauge,,

  • @negaaraya6811
    @negaaraya68112 жыл бұрын

    ገብራኣብ እዚ ዓቕሚ'ዚ ሒዝካዮ ዝነበርካ ጉዕዞ ከይወዳእካዮ ከይዳካ፣ ናይ ብሓቂ ዘሐዝን እዩ።

  • @Yisrael3777
    @Yisrael37776 жыл бұрын

    The great👍 journalist and author Tesfay Gebreab voice for the voiceless people of Oromo, keep it up the good👍 job.

  • @soloyoha01
    @soloyoha016 жыл бұрын

    It is time to rewrite true Ethiopian history. Ethiopian rulers and historians was telling us 3000 yrs tertert. Thank you Mr. Tesfai Gebrab for telling us the true history of Ethiopia. Ex generals of derg told Ethiopian people wrong history, I think it is time to tell the Ethiopian people about our true history of armed struggle and the weyane's distortion our of history

  • @Mike-ci5io

    @Mike-ci5io

    5 жыл бұрын

    @@amourgagnetoujours you can't pick and choose histroy ...there is only 1 histroy idiot

  • @rstomneguuse9305
    @rstomneguuse93055 жыл бұрын

    ገዳ ንፓለቲካ ኢትዮፕያ ነቕ ነቕ ዘበለ ጽሓፊ ።

  • @tesgewayniweldetense
    @tesgewayniweldetense Жыл бұрын

    Great explanation ❤ keep teaching the younger generations 🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @danieltela8608
    @danieltela86083 жыл бұрын

    Tesfaye gebreab n mejemeria gzie interviwka teketatiloyo. Zgerm tarikn, kletn, tesfa senika etguaz jinna Ab ethiopia mebayka dma fluy ygebro. Slezi nebsey dagm temelise kriea hagizkani. Kemaka bukue eritrawi mrayey tehabine. Gazetgna Osman kabtom zednkom eritrerawian mkanka syttrater.

  • @hadelebi9741
    @hadelebi97416 жыл бұрын

    This is the really history

  • @millimilli1157
    @millimilli11575 жыл бұрын

    Deki bahri nysbeya alena tesfay hawina god bless you.

  • @rajaasadrajaasad9672
    @rajaasadrajaasad96722 жыл бұрын

    አትረሳም ተስፍዬ ገዳ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @dani-is9cr
    @dani-is9cr6 жыл бұрын

    Embassy media Yared you did good job today its very interesting interview with the great author Tesfaye Gebreab

  • @rom5503

    @rom5503

    6 жыл бұрын

    The sad side of this interview is that the interview is made by the the supporters of the most barbaric regime in the history of Africa aka HIGDEF which reflected Eritrea as the North Korea of East Africa, so who can purchase such cheap allegation

  • @istandwithabuneantonioseri3005
    @istandwithabuneantonioseri30056 жыл бұрын

    Yaried Good Job . Tesfayie Gebreab my favorite author I’m waiting to read your new book 📚 “Deki Bahri” . ተስፋዬ (ገዳ ገብርአብ

  • @almazteclemariam8314

    @almazteclemariam8314

    5 жыл бұрын

    Where i can buy this book please. Thanks

  • @feven16
    @feven166 жыл бұрын

    he is just hero

  • @michealgebre50
    @michealgebre506 жыл бұрын

    That true bro.

  • @danielmerhawi9049
    @danielmerhawi90496 жыл бұрын

    Btami hayaln Belihn seb Tesfay Gebreab nifue Tsehafay

  • @hvgb9899
    @hvgb98996 жыл бұрын

    Tesfaye gebreab a great writer long live to you

  • @longliveeplf2957
    @longliveeplf29573 жыл бұрын

    Ata Kenday gezy eya Ethiopia 🇪🇹 be Eritrawiyan ketdehen. Viva Eri

  • @Debrenazret
    @Debrenazret5 ай бұрын

    Gone too soon my brother 😢. You could have done a lot. I’m sorry that you’re no longer with us. Rest In Peace Hawey

  • @helenhidru2861
    @helenhidru28615 жыл бұрын

    Hi! Tesfaye Gebreaeb natka methaf aenbibeya nere gal 10 aemet keleku Yemistru kulf tbl .

  • @zackzack2193
    @zackzack21933 жыл бұрын

    Good job plus true story

  • @arareb86
    @arareb86 Жыл бұрын

    እዋይ ተስፍይ ጅግና ሓጺራትካ ዓለም ብላሽ

  • @tesgodgodf6757
    @tesgodgodf67576 жыл бұрын

    Bhaki mesati interview

  • @gezana0172
    @gezana0172 Жыл бұрын

    Selam kamay yekreta nay Tesfay Gabrehiwat mesahifti abay kerakibo ekiel ane ab Sweden eya zenaber

  • @tekilamichael3997
    @tekilamichael39976 жыл бұрын

    Tesfay anbesa keslo

  • @biniamestifanos9811
    @biniamestifanos98116 жыл бұрын

    Bitami adenaqi zikone sirah .

  • @daniabraha9190
    @daniabraha91905 жыл бұрын

    Bezaba eri politik keda dos ethopan ekum freedom Eritrea......🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mussieyemane2386
    @mussieyemane23866 жыл бұрын

    Tesfay brave man you are hero

  • @amanuda4855
    @amanuda48556 жыл бұрын

    ጹሩይ ኤርትራዊ ብናይ ገዛእቲ ድርብታት በደል ኣብ ህዝቡ ዝወረደ ዝሓምም ዘሎ ምሩጽ ወዲ ቀይሕ ባሕሪ :: እታ ውዲ ባሕሪ ትብል መጽሓካ ክኣ ብሃንቀውታ ክንጽበያ ኢና

  • @mikohabte8600
    @mikohabte86006 жыл бұрын

    Edmenn tinann yhabka good job

  • @nimonanuti8569
    @nimonanuti85695 жыл бұрын

    Good job Tesfish

  • @mosesamluck1013
    @mosesamluck10135 жыл бұрын

    Interviewer is not a journalist,.asking him on behalf of shabia.

  • @planetmd5119

    @planetmd5119

    4 жыл бұрын

    Agame 🐀🧟‍♀️

  • @sarahtesfai4740
    @sarahtesfai4740 Жыл бұрын

    R.I.P dearTesfaye G. who left history books for generations.

  • @maranatha7450
    @maranatha74506 жыл бұрын

    Bravo Tesfay. Great person and man of prinicple.

  • @dahlak8721
    @dahlak87216 жыл бұрын

    Ezi wedi btami bahri dikene akmi aflto alewo

  • @dehabamine2322
    @dehabamine23224 жыл бұрын

    "Etiopiawinet zibehal ayneberen, hiji wn yelen".

  • @yordanossemerezeray9686
    @yordanossemerezeray96866 жыл бұрын

    🌷🌷🌷🙏🙏🙏

  • @kimcoles8519
    @kimcoles8519 Жыл бұрын

    Unfortunately, because the accent is think and heavy 🙏then conversation is a mix of their lands. I would have loved to hear what are they saying 🙏🙏

  • @TastyTacosRoblox
    @TastyTacosRoblox5 жыл бұрын

    This is the true history of Ethiopia and Eritrea . Thank you God for some one who speaks the truth.

  • @hailehaile5009
    @hailehaile50096 жыл бұрын

    ❤❤❤❤

  • @hamidedrisawate5045
    @hamidedrisawate50456 жыл бұрын

    ዝከበርካ ኣቶ ተስፋይ ገብረኣብ, ኢትዮጵያ ሓቀኛ ታሪኻ ምጽሓፍ የዋጽኣ ድዩ?

  • @bitaniaethiopia2238

    @bitaniaethiopia2238

    6 жыл бұрын

    hamid edris Awate ለምን ስለራሳቹ ሀገር አትጨነቁም ምቀኛ አጋሜ

  • @africanetopen3436
    @africanetopen34362 жыл бұрын

    Very good.i love eritrea

  • @MARTA4THERAPY
    @MARTA4THERAPY2 жыл бұрын

    One Man’s Hero is another Man’s Terrorist; can be applied to Minilik II, Haile Selassie, Mengistu Haile Mariam, Meles Zenawi, we can skip Desalegn and fast forward to Abiy Ahmed. Ethiopians will have to own the whole story rather than blaming the story tellers for creating division. The blatant refusal to acknowledge past sins and slights shall only allow the cancer to spread and weaken the whole. “Cancel Culture” never established anything worth standing on either. Kicking a problem down the road becomes a way of life for individuals and nations, leaving the next generation to sort out the pieces left undone. Let’s do better! RIP, Tesfay Ghebreab!

  • @hadelebi9741
    @hadelebi97416 жыл бұрын

    👍🏻☝️👍🏻

  • @ibsachanal2016
    @ibsachanal20162 жыл бұрын

    👍❤❤💚💚❤❤

  • @awettesfandrias3395
    @awettesfandrias33952 жыл бұрын

    Smart Eritreawi anbsa Ezgabher amlak ab genet yeqmdka

  • @titimikal9885
    @titimikal98854 жыл бұрын

    በጀካ ሓቂ 'ንር ካልእ ደይጽሕፍ ሓቅኛ ኤርትራዊ።ተስፋይ ገብረኣብ ኣነ ሓደ ካብቶም ስውእት ታሪኮም ማለት ታሪክ ናይ ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ክትስንት ድተላእካ ሃዋርያት ኢካ ኢለ ድገልጸካ ወይ ከኣ ከምቶም ሁቡባት ፍላስፋታት።ስለዚ ካባካ ህዝቢ ኤርትራ ቡዙ ኢዩ ድጽበየካ'ሞ ኣጀካ በርትዕ ደዓበየ ታሪክ ኢካ ትገድፍ ወይ ትስንድ ደለካ'ሞ ኣቲ ገና ደይተበርበረ ታሪና በርብሮ።

  • @belovederitrea2306
    @belovederitrea23062 жыл бұрын

    Can somebody tell me what happen the cause of death of this smart intelligence brother my heart ❤ goes out to the family rip my dear brother

  • @tigistbirru4622
    @tigistbirru46222 жыл бұрын

    እንወድሃለን ሥንዘክርህ እንኖራለን 😭

  • @mosaosman481
    @mosaosman481 Жыл бұрын

    ናይ በሓቂ ኢዚ ሰብኣይ ሙሁር ኢዩ መጻሕፍቱ ደልየ ኣለኪ ኣበይ ኮረኪቦ ኣለኒ ተሓባብረን ኢባ

Келесі