DW መገሻ ናብ ደኒ ዴስኣ ሳልሳይን ናይ መወዳእታን ክፋል

Subscribe ይግበሩ!
©Copyright: Dimtsi Weyane Television
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
-----------------------------
Website www.dmtsiweyane.com/
Facebook / dimtsiweyane
Twitter / dimtsiweyane
Telegram t.me/DimtsiWeyaneTigray
Instagram / dimtsiweyane

Пікірлер: 43

  • @tesfayberhane1374
    @tesfayberhane13744 жыл бұрын

    ፀደይ ንፍዕቲ ንስብ ክብረት ዘለኪ ስብ እኪ ቡእነት ስነምግባር ዝትምሃርኪ እኪ ብሓቂ ንፍዕቲ ኣጆኺ እዋይ ብሓቂ ምስኩሉ ሕብረተ ስብ ክትነብሪ ትኽእሊ ስብ እኺ ብዝተረፉ የቀንየልና

  • @Temesgen-pm4nu
    @Temesgen-pm4nu4 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ጎበዝ ጋዜጠኛ ኩሉ ፕሮግራምኪ ደስ ይብል ከምዚ እንዳገበርኪ ምስ ሀገርና ትግራይ አላልይና።

  • @samdart696
    @samdart6964 жыл бұрын

    ብሓቂ ንፍዕትን ንፍዕትን ቀፅሉሉ

  • @yonaskahsay6347
    @yonaskahsay63472 жыл бұрын

    ዓደይ መዕበይተይ ዓዲ ማዓር ፀባ ❤❤❤❤❤💛❤️💛❤️💛❤️

  • @user-fp6jb4zs8t
    @user-fp6jb4zs8t4 жыл бұрын

    ደለልሾ ዝባሃል ኣሎ ራብዓይ ክፋል ናብኡ ኪዱ ብዔራ ገርኩም እቲ ቀንዲ በረካ እዪ

  • @user-ed7js4ev5f
    @user-ed7js4ev5f4 жыл бұрын

    ንፍዕቲ ጋዜጠኛ ቀፅልሉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ገጠራት መንግስቲ ክካታተሎም ኣሎዎ ሰኣን መብራህቲ እዩ ደኒ ዝፈልስ ዘሎ ተተረዲእኩም

  • @user-ed7js4ev5f
    @user-ed7js4ev5f4 жыл бұрын

    ዋዉዉዉ ኣብርሃ ሓወይ ኩሉ ዝገለፅካዮ ትክክል እዩ ናይ ብሓቂ ዓድና ደንታት ብጉብእ ሓለዉቲ ኣይተገበሮሎምይ

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu13596 ай бұрын

    Egziabher. mesake. yeuken. Ambesa. hftey. ✝️🙏🙏🙏🌿❤️🌿💛🌿🤔

  • @tesfayberhane1374
    @tesfayberhane13744 жыл бұрын

    በሰላም ተመለስና ጸደይ

  • @berihugerezghier6451
    @berihugerezghier64514 жыл бұрын

    ብጣሚ እዩ ዘሕዝን እዚ መሬት እዙይ ናይ ትግራይ መሬት እዩ ኣብዚ ሕጂ ግዜ ዓለም ናብ ሳህራ እናተቀየረት እዚ ገረብ እዝይ ምቁራጽ ብጥሚ የሕዝን እቲ መንግስቲ ትግራይ እዩ ክሕልዎ ዝግባእ በጀኹም ናብ መንግስቲ ኣብጽሕዎ ብጥብቂ ክሕሎ ኣለዎ ኣብ ኢኮነሚና ጽቡቅ ኣስተዋጽኦ ኣለዎ

  • @user-js8td2ls5w
    @user-js8td2ls5w4 жыл бұрын

    ዊ ኣነስ ዛ ጋዜጠኛ ክፈትዎ መቅርቲ ቅርፂ ኮ ይበል እዩ ጓል ትግራይ ዓደይ

  • @user-xm5ym7gy8x

    @user-xm5ym7gy8x

    4 жыл бұрын

    አንውን በጣዕም አየ ዝፍትው ሽም አይፈልጥን

  • @ezansayzan5195
    @ezansayzan51954 жыл бұрын

    ንፍዕቲ ጋዜጠኛ ከምዙይ ጌርኩም ዓድና ኣፋሉጡና ቀፅሉሉ

  • @user-ed7js4ev5f
    @user-ed7js4ev5f4 жыл бұрын

    ኣሰይይይይይይ ዴስኣ ዓደይ እንታይ እሞ ሎሚ ኮነ ሓምለ ኮነ ዝባሃል ምስላ ወለደና ኣብ ዴስኣ ተፈፂሙ ኣክ እንታይ እሞ ዴስኣ ዳኣ ዓዲ ማዓር ጠስሚ ኩሉ ዝርኮቦ ዳኣኮነይ ነይሩ ሀዝማ ከም ሃገሩ ኮይኑ ኣየ 3 ዓዲ ዴስኣ ዘይረአየ ሰብ ዝሮ ዝሮ የቀንየልና ሰለ ዘቅረብኩምልና ኤስኣ ዓድና

  • @hagosbobb9405
    @hagosbobb94054 жыл бұрын

    ሕዋሓት ዝሃቦቶም ኢንብር ዓፋር ኢንታይ ኣለዎ መርየት ኢንደርታን መርየ ዓጋመን ኣውላዕሎን ኢዪ

  • @hiwotberane1375
    @hiwotberane13754 жыл бұрын

    ጀግና ኢኺ

  • @ewostatewosze-gerizan390
    @ewostatewosze-gerizan3904 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ንፍዕትን ፍትውትን ጋዜጠኛ##እዙ ከባቢ ብጣዕሚ ሓያል ሓለዋን ምክልኻልን ዘድልዮ ቦታ እዩ ##ክሳብ ማእኸል ሃገር እናተቆረፀን እናበረሰን ብመኪና ተፅዕኑ ንመሸጣ ዕዳጋ የውዕልዎ እዮም ##ደኒና ካብ ብርሰት ንከላኸል ##❤❤❤much respect ጋዜጠኛ ፀደይ

  • @berihugerezghier6451
    @berihugerezghier64514 жыл бұрын

    ናይቲ መንግስቲ ድኽመት እዩ ኣብዚ እንነብረሉ ኢሮፓ ሓንቲ ቆጽሊ ምቁራጽ ወንጀል እዩ ሰብ ክም ዝቀተልካ እዩ ዝሕሰብ እቲ ህዝብውን ንምቁራጽ ኣይሓስቦም ህዝብና ግን ብዙሕ ይተርፎ እዩ ሃፍቱ ባዕሉ ዘብርስ የሕዝን መንግስቲ ጠመተ ይግበረሉ ባጃኹም ክብዚ ደኒ ብሱሕ ጥቅሚ እዩ ዘለዎ ንመድሓኒት

  • @user-fi7nj5ko2l
    @user-fi7nj5ko2l4 жыл бұрын

    ንፍዕቲ ጋዜኛ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ቀፅልሉ

  • @improudofmyself2197
    @improudofmyself21974 жыл бұрын

    Btami nfeti👏👏

  • @mdrehabesha6420
    @mdrehabesha64204 жыл бұрын

    ንፍዕቲ ጋዜጠኛ!

  • @bahamtsegay1636
    @bahamtsegay16364 жыл бұрын

    DW tv ብጣዕሚ ፅቡቅ መደብ እዩ ከምኡ ኢልኩም ናብ ኩሉ ከባቢ ትግራይ ዝሩ ሓደ ቦታ እነዉን ክሕብረኩም ኣብ ተምቤን ኣከባቢ ዳጨገ ዝባሃል ቦታ ኣሎ ቐደም ቖልዑ እናህልለና ካብ ዓብይ ዓዲ ክረምቲ ክረምቲ ምልዖ ንኣሪ ንኸይድ ነይርና ብጣዕሚ ድር እዩ ነይሩ ኸዚይ ከመይ ከም ዘሎ ኣይፈልጥን እስኪ ኣሃውፅና በይዛኹም

  • @LOGA-zo1ni
    @LOGA-zo1ni2 жыл бұрын

    ባህሊ ዴስአን ራያን ማዕረ እዩ ነብሩ. ባህሊ ዴስአ ይመለስ.ትግራይ ንቅድሚት

  • @berihugerezghier6451
    @berihugerezghier64514 жыл бұрын

    ናብ ደኒ ተክሊሉ እቶም ኣብኡ ዝቅመጡ ሳባት ክላዓሉ ኣለዎም

  • @user-qn2vq4rv3p
    @user-qn2vq4rv3p Жыл бұрын

    💞💖💖💖😳😳ዋው

  • @bereketdesta3122
    @bereketdesta31224 жыл бұрын

    Thank. You tseday. Haffity

  • @danialangel937
    @danialangel9374 жыл бұрын

    👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽🧠

  • @user-qr6pb3yr8t
    @user-qr6pb3yr8t4 жыл бұрын

    ❤❤❤❤👍👍👍👍👍✌️✌️✌️✌️✌️✌️✌️✌️👍👍

  • @user-gc4lv1bv3j
    @user-gc4lv1bv3j4 жыл бұрын

    እሰይ አንታ ለምለም እንድያ ዛ ዓደይ ንበሩልና ደቂ ትግራይ ፅሩያት

  • @user-zr3rm8du8o
    @user-zr3rm8du8o4 жыл бұрын

    wawwww ንፍዕቲ ጋዜጠኛ

  • @selamselamali5025
    @selamselamali50254 жыл бұрын

    Aadey temti

  • @maryedenbel9906
    @maryedenbel99064 жыл бұрын

    ክንደይ መናእሰይ መሬት ስእኑስ?ብሰፈራ መልክዕ ነቲ ደኒ ክሕልውን መሬትና ነውሕሰሉን መገዲ ክፈጠር ኣለዋ።

  • @zenebechkebede7457
    @zenebechkebede74574 жыл бұрын

    አዲስ አበባ ንጡሽ እናተብሀለ ይሽየጥ እዩ።ብህልፊ እዘን እንዳጡሽ ዘለወን አእዋም ዓደን እናብረሳ ምዃነን ክማሐራ አለወን።

  • @tarekebalga5726
    @tarekebalga57264 жыл бұрын

    ደኒ ዴስኣ ንፁህ ኣየር ፍልይ ዝበለ ድምፂ ኣዕዋፍን ሽውሽውታ ጠሊ ዝሓዘለ ኣየርን ኣብ ቀልቀል ኮይንካ ክትምዕ ከለካ ፍሉይ ሕድሳት ኣእምሮ አለዎ ይኩን እምበር ክሳብ ሐዚ ብኣፍ እምበር ብተግባር ክንክን ዘይተገበረሉ ደኒ እዩ እንድያም ክሳብ ሐዚ ናይቲ ህዝቢ ጥንካረ እዩ ኣፅኒሕዎ ዘሎ ብዝኮነ ግን በቲ ሕዝኩምዎ ዘለኩም መንገዲ ቀፅልሉ ኣብ ጎንኩም ኣለና

  • @SaraSara-hp2if
    @SaraSara-hp2if4 жыл бұрын

    እውይ እዛ ጋዜጠኛ ክትሽኩር

  • @user-yn2is6ly1h
    @user-yn2is6ly1h2 жыл бұрын

    ኩሉግን ኣይኮነን ዝወሓደ እዩ ዝረአ ኣብ በረካ ደኒ ቤተክርስቲያን ኣሎ ብዙሕ ዓይነት ኣሎ

  • @user-yn2is6ly1h
    @user-yn2is6ly1h2 жыл бұрын

    ሕዝማ ዓንዩ እዩ ኣነ ኣብዚ እየ ዓብየ እናጋሰኩ ከረምትን ሓጋይን ኩሉ ግዜ ለምለም እዩ ሕዝግን ደመወዝ የብልናን ኢሎም ኣዕንየምዎ ብጣዕሚ ሓሪቀ

  • @user-lw3mx9bc2v
    @user-lw3mx9bc2v4 жыл бұрын

    ጽቡቅ ስራሕ እዩ በርትዒ ሓፍተይ ግን ካባኩም ጋዜጠኛታት ቡዙሕ ኣርኣያ ትኮኑና ይግባእ ልኣብነት ኣብ ቋንቋ ፥ስነ ጽባቀ፤ ኣብ ንዎሎዶ ኣብ ተሰጋግርዎ መልእክቲ ሓሳባትን ልኣብነት እታ ናይ መወዳእታ ቃል ዝተዛረብክያ (ቻው) ትብል ቃል ኣብ ትግራይና ኣይትፍለጥን ብከተማታት ዝመጸት ጋሻ ቃል እያ ጽባሕ እተን ልኣኪ ዝትክኣ ተጋሩ ጋዜጤኛታት ካባኪ ይወስዳ እየን ብዝተረፈ ግን ጽቡቅ መደብ እዩ በርትዒ።

  • @hbfufhthfgt5413
    @hbfufhthfgt54134 жыл бұрын

    ብእንደርታ ዘሎ እውን ተተቅርቡልና

  • @tarusalbo7951
    @tarusalbo79514 жыл бұрын

    ገረብ ደስኣ'ዶ ኣይኰነን?

  • @user-zi2eh8je8v
    @user-zi2eh8je8v4 жыл бұрын

    ንፍዕቲ ጋዜጠኛ

  • @abaytigray2148
    @abaytigray21484 жыл бұрын

    Dw hanti neger kblekun wereda 2 awlaelo tabiya kihen kdmi 7 amet alectric keatwekum eyu tebahilom ksab hezi gn aymetsamin mengsti ngeruwo

  • @hntsahaylay1955
    @hntsahaylay19554 жыл бұрын

    አረ በይዛኹም ልምልከተኩም አካላት ጠመተ ግበሩሉ።በቃ ለልኸደ እናቆረፀ እስካብ ማአዝ??መንግስቲ ወረዳ ምምሕዳር እንታይ ይሰርሑ??ወምበር የሙቁ ድዩ?ክንዉስኸሉ ላተገበአና ለሎ ነብርስ??ዓገብ ዓገብ ሕደጉ ጠመተ ግበሩሉ አቱም ሰባት። ነቲ ሕብረተሰብ እዉን አምህሩዎ።

Келесі