DW መገሻ ናብ ደኒ ዴስኣ ኻልኣይ ክፋል

Subscribe ይግበሩ!
©Copyright: Dimtsi Weyane Television
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
-----------------------------
Website www.dmtsiweyane.com/
Facebook / dimtsiweyane
Twitter / dimtsiweyane
Telegram t.me/DimtsiWeyaneTigray
Instagram / dimtsiweyane

Пікірлер: 96

  • @abrhamteame7641
    @abrhamteame76414 жыл бұрын

    ንፉዕቲ ጋዜጠኛ ኢኪ ብጥዓሚ እየ ዘድንቀኪ ቀጽልዮ እቲ ጽቡቅ ስራሕኪ ካልኦት ዘይንፈልጦም ከምዚ እናገበርኪ አፋልጥና Thank you

  • @tarkos7rkos131
    @tarkos7rkos1314 жыл бұрын

    ማርያም ዲቦ❤❤ እግዚአብሔር ኣምላክ ሰደተይ ኣሕፂሩ እመቤቴ ደገ ሰላምኪ ክረግፅ ፀሎተይ ኣሰምርለይ❤❤

  • @legesekahsay2856
    @legesekahsay28564 жыл бұрын

    ዴስኣ ዓደይ ዓዲ ማዓር ዓዲፀባ ኩርዓት ትግራይ ቀፅልሉ ጎበዝ ጋዜጠኛ ስደት ሕሱም ኣዘካኪርክና ዘዕበየ ለምለም ዓደይይ

  • @mass-media6445
    @mass-media64454 жыл бұрын

    ትግራይ ከምዚ ዝአመሰለ ደኒ ወይካአ አግራብ ዝበዝሖ ክህልዋ ዝብል ግምት ውን አይነበረንን ከምቲ ወትሩ ንሰምዖ የእማን፣ ኮኽሒ፣ ደረቕ፣ንቑጽ፣ ወዘተ እናተባህለ ንሙሉእ ዕድሜና ዝሰማዕናዮ ሎሚ ሓሶት ሙኻኑ ልሙዕ መሬት አብ ትግራይ ከምዘሎ አረጋጊጽና በርትዑ ከም ኩሉጊዜ።

  • @abrishlovetigray6851

    @abrishlovetigray6851

    4 жыл бұрын

    ጎቦዛት ጋዜጤኛታት

  • @yohannesgebre8919
    @yohannesgebre89194 жыл бұрын

    አነ እታ ልዕልን ታሕትን ናይ በረኻ አፀቢቐ ይፈልጣ እየ አይኮነንዶ ንጓል አንስተይቲ ንወዲ ተባዕታይ እውን ከቢድ እዩ ። ፀደይ ሕውስውስ ብጣዕሚ እየ ዘድንቐኪ DW ቐፅልሉ

  • @hbfufhthfgt5413
    @hbfufhthfgt54134 жыл бұрын

    ዓደይ ወለላይ

  • @mikig.m3938
    @mikig.m39384 жыл бұрын

    ኣሰይ ደስ ክብል ሰላምኪ ይብዛሕ #ትግራይ ዓደይ 😘😘 ❤🧡💛

  • @tesfayberhane1374
    @tesfayberhane13744 жыл бұрын

    ፀደይ የቅንየልና ብጣዕሚ እና ነመስግን ናብራ ጎስነት ብፍጹም ደግምካ ኣይርከብን ጥርትካ ጸጊበን ክትርእይ ደስታ ሓጎስ ባህታ ንልብኻ ይፍጥረልካ ከብትኻ ከሞኽስዓ ከለዋ ንስኻ ከምዝበላዕካዮ እዩ ዝመስለካ ብዝኾነ ናብ ናይቀደም ህይወት ኣዘኻኸርክኒ ጸደይ ሽኮር እውይ ጸጉሪ ግን የብልክን ክክክክ ብዝተረፈ ንፍዕቲ ጋዜጠኛ ሙኻንኪ ክነግረኪ

  • @user-ed7js4ev5f
    @user-ed7js4ev5f4 жыл бұрын

    ኣሰይ ደቂ ትግራይ ክሕሎ ኮሪዐልኩም ቀፅልሉ ንፉዓት ዓድና ኣዛካኪርኩምና የቀንየልና ዓድና ናብ ድምፂ ወያነ ሰነ ዘቅረብኩልና

  • @kuflomtesifamrym7163
    @kuflomtesifamrym71634 жыл бұрын

    ዋይ ዓደና ጡዑም ክምዙይ ኣሩኡና ኢስክ

  • @j4l472
    @j4l4724 жыл бұрын

    ከምዚታት እስከ ኣርኡዩና ካብዚ ፖለቲካ ዝብልዎ ቁሩብ ውጽእ ክንብል ብጣዕሚ ኢና ካኣ ነመስግነኩም።

  • @user-rp1zv4ju1o
    @user-rp1zv4ju1o4 жыл бұрын

    እሰይ ኣታ ክልምልም እዚ መረየት ግን ናብራ ገጥረ ክንደይ ከረተት ኣለው ዓደይ ትግራይ ክንደይ ይፅብቅ ናፍቀና እንበ ለምስ እ/ር ኣበይ ናብ ዓድና ምለሰና 🙏❤❤

  • @nigistisoloda65
    @nigistisoloda654 жыл бұрын

    SelamTigray Adey Lemlem!Welcome!

  • @yakobgebremariyam7716
    @yakobgebremariyam77164 жыл бұрын

    Wow btami des ybl

  • @GdHd-xc5qt
    @GdHd-xc5qtАй бұрын

    ኣምላክ ኣቦይ ናብ ዓድና ምለሰና😢

  • @user-fi7nj5ko2l
    @user-fi7nj5ko2l4 жыл бұрын

    ብመጀመርያ ብጣዕሚ እና ንመስግነኪ ንፍዕቲ ጋዜጠኛ ክምኡ እውን መስሪሕቲኪ ከመስግነኩም ይደሊ እና እስኪ ኣርኡዩና ዓዲ ርዕሞ ዓደይ ባሃንቅዊታ ይፅብ አለኩ እና ቀፅልሉ

  • @merigaltgray4722
    @merigaltgray47222 жыл бұрын

    ዴስኣ ዓደይ ኩሉ ዝርከቦ ዓደይ መቐረተይ

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu13596 ай бұрын

    Egziabher. mehaeret. Aurdelena. Nesbe. Tigray. Ahwatey. Uaye ✝️☝️😢🙏🙏🙏🌿❤️🌿💛🌿🙍‍♀️🌿✍️

  • @berihugerezghier6451
    @berihugerezghier64514 жыл бұрын

    እዚ ደኒ ብቀሊሉ ዝረኣ ኣይኮንን ኣብ ኢኮነሚ ትግራይ በጣሚ ኣገዳሲ እዩ ባጃት ብምምዳብ ጉቡእ ሓለዋ ክገበረሉ ይግባእ

  • @hagosmeressa3874
    @hagosmeressa38744 жыл бұрын

    ደስ ባሃሊ ፡

  • @firewenghiwet2812
    @firewenghiwet28124 жыл бұрын

    It's great job every one ❤❤❤🕊🕊🕊🕊

  • @SaSa-ui2ud
    @SaSa-ui2ud4 жыл бұрын

    ትግራይ ዓደይ ከውሒ ዝበለክስ ከውሒ ይግበሮ ንባዕሉ አሰይ ደስ ክብል

  • @user-js8td2ls5w
    @user-js8td2ls5w4 жыл бұрын

    ኣሰይ ጀጋኑና ቀፅልሉ ተኪእልኪም ኣብ ኩሉ ትግራይ ኣርእዩና ደቂ ሃገረ ትግራይ

  • @uccshhf2482
    @uccshhf24824 жыл бұрын

    አይ ሰድት ሕሱሙ ዝዐበየና በረካታት ዓድና አዘክርና ማርያም ድቦ ብዓልኪ ሓልውና

  • @yosefgebre7101
    @yosefgebre71014 жыл бұрын

    ስላሴ ጉንድፍሩ ዘርአኹምና ምስግና ይግብኣኩም ሓጋይ ምስ ክረምቲ ክሉ ግዜ ለምለም ዓድና ሎሚ ናትና ነገር ነቓጻት ኮይንና እበር

  • @tigriansinaz172
    @tigriansinaz1724 жыл бұрын

    ክብረት ይሃበልና

  • @user-io9qe6wi9g
    @user-io9qe6wi9g4 жыл бұрын

    የቐንየልና DWT #ጸደይ ሽኮር ንፍዕቲ ጋዜጠኛ ኣዝየ እየ ዘድንቐኪ ቀጽልዮ ግን ናብ ከምዚ እንባን ኩርባን ዝበዝሖ ቦታታት ክትከዲ ከለኺ ልስልስ ዝበለ ስረ (ታይት) ክትለብሲ ይምረጽ ምክንያቱ ጀንስ ንነዊሕ ጉዕዞ ኣይኮንን ኣድካሚ እዩ . ኣጽቢ ዓደይ 💘

  • @Mebrahti
    @Mebrahti4 жыл бұрын

    አሰይይይ ደቂ ትግራይይ ብርዕኹም ይሰስን ዓደይይ ወለላይይ አይይ ስደት አሕ ገለ ተራዕይኒ ፅቡቅ ገይርኩም ዓድና ዘርአኩምና 💞💞💞

  • @feventewelde6994
    @feventewelde69944 жыл бұрын

    Bitamiy zegerm bota subik gezetiya dima nifetiy egizabihr yihagizkiy 😘

  • @kahsayemane4559
    @kahsayemane45594 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ባህታ ዝፈጥረልካ ተፈጥሮ ዓድና።

  • @SaraSara-hp2if
    @SaraSara-hp2if4 жыл бұрын

    እዋይ ኣታ ክንደይ ከ ደስ ይብል

  • @user-pw1jt6mr5g
    @user-pw1jt6mr5g3 жыл бұрын

    ትግራይ ዓደይ በዓልቲ ፍሉይ ጸጋ ኢኪ ሰላምኪ ይብዛሕ

  • @soloare4855
    @soloare48554 жыл бұрын

    wawww des zbl sira deki abeyti

  • @michaelt4472
    @michaelt44724 жыл бұрын

    ሰላም ለለው ዓዲ ሰላምኹም ይብዘሐለይ ደቂ ሃገር

  • @samdart696
    @samdart6964 жыл бұрын

    ኣየ ትግራይ ዓደይ እንታይ ኣለኪ ዝጎደለ

  • @user-oy5rk7kb8u
    @user-oy5rk7kb8u4 жыл бұрын

    ዴስኣ ዓደይ ኮሪዐልኪ አምበር አንካዕ ካባኺ ተፈጠርኩ ❤️⛪️

  • @berihugerezghier6451
    @berihugerezghier64514 жыл бұрын

    እዚ ደንጊ ግቡእ እንክብካቤ ክግበረሉ ይግባእ ክኽለል ኣለዎ ንዛ ዓዲ በጣሚ ኣገዳሲ እዩ መንግስትን ህዝብን ትኩረት ክገብረሉ ይግባእ ዓድና ናብ ምደረባዳ እናተቀየረ እዩ ዘሎ

  • @uccshhf2482
    @uccshhf24824 жыл бұрын

    ኣፅቢ ዓደይ ኩሉ ግዚ ለምለም

  • @maryedenbel9906
    @maryedenbel99064 жыл бұрын

    ኣብዚ ከባቢ ዘሎ ሕብረተሰብ ፡ኤሌክተሪክ ክረክቡ ተዝግበር፡

  • @user-to1ul6cd4v
    @user-to1ul6cd4v4 жыл бұрын

    አነ ነዛ ጅግና ጋዜጠኛ💋♥️💪 መግለፅይ የብለይን እሞ ካአ ጋል አነሰተይቲ🙋‍👩‍🦱👩‍💗💞 ታሪክ ሃገራ 🇪🇹🇪🇹ልምፍላጥ ብድፍረት ላዕልን ታሕትን ምባላ አዝዩ ዘሐብን እዩ እሞ ሙሉእ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምስ መሳርሕትኪ

  • @user-up6qm2lb7v
    @user-up6qm2lb7v4 жыл бұрын

    ኣፅቢ ዓደይ ለምለም ኣየርኪ ናፊቁና

  • @abrahaleyftwi4354
    @abrahaleyftwi43544 жыл бұрын

    Waww tank you so much with your work budd........!!!

  • @mariaymaxumancihtabkgue5d655
    @mariaymaxumancihtabkgue5d6554 жыл бұрын

    Wowowowowow tirgye adye

  • @aristotleknowledge1132
    @aristotleknowledge11324 жыл бұрын

    ብጣኣሚ ነመስግን ድምፂ ወያኔ ምስ ኹሎም ንዚ ፅቡቕ ዘሪኡና ሰባት እታ ኣቕራቢት ብጣኣሚ ንፍዕቲ ደስ ትብል❤

  • @fyorihans9611
    @fyorihans96114 жыл бұрын

    በረካ ዓደይ አንበይ ናፍቀ

  • @hailuarayatedla4647
    @hailuarayatedla46474 жыл бұрын

    Proud about your efforts

  • @berhangebremedhin8150
    @berhangebremedhin81504 жыл бұрын

    gobezat gn eti tenda abu gedeflom.

  • @alemgidey5289
    @alemgidey52894 жыл бұрын

    Aye atsbi adey, tsedey haftey btaemi eye zednkeki mariam dibo baela tihaluki ziabekulu bota astawiskni ewy abu zelo hiwot des kbleka, beteley kea bzaeba nay gedam mariam dibo tarik kfletin ab UNESCO nkmzgeb nay kulatna tsaeri ykun beteley kea nay midia akalat thank you

  • @shidensport2610
    @shidensport26104 жыл бұрын

    Wow yeknalena Dw

  • @mhretalem3798
    @mhretalem37984 жыл бұрын

    ብመጀመርያ ሰላም ኒኣኪን ንመሳርሕትኽን ይምነ። መኣረምታ= እታ ብርግትጽ ዑፍያ ትኸውን ዝበልኪያ ቒንፊዝ፡ ቒንፊዝ ዕፍ ኣይኮነትን ኣይትበርርን ድማ፡ ክንፊ መብረሪ ውን የብላን፡ ኣርባዕተ መሓውር ዘለዋ ኣብ ዝባና ወይ ድማ ኣብ መላእ ሰብነታ ዑሾኽ ዘለዋ ኮይና አቲ ኣብ ዝባና ዘሎ ዑሾኽ ( መስተር ቒንፊዝ ) ይበሃል። ስለ እቲ ኩሉ ተገዳስነትክን ኣበርኩቶኹን ተውፋይነትክን ድማ ምስጋና ይግበኣኪዩ እሞ የቀኒየልና ቐጽልሉሉ ኢኺ።

  • @marmush00001

    @marmush00001

    4 жыл бұрын

    mhret alem ትኽኽል። ናይ አናፁ(rodent) ዘርኢ እያ።

  • @mhretalem3798

    @mhretalem3798

    4 жыл бұрын

    @@marmush00001 እወ ምስ ስድራ ቤት ኣናጹ ወይ ድማ ዓሌት ኣናጹያ ትምደብ። ንስለ ተገዳስነት ኩቡር ግብረመልሲ ደጊምና ኢና ነመስግን። ንሕና ኩሉና ብሓደን ኣብሓደን ኣላና ብምሉእ ተስፋ ኣብ መንገዲ ጊዑዞ ትንሳኤና እናተጉዓዝና ሓቢርና ድማ ንቅድሚት ነዊሕ ጉዕዞን ተልእኮን ኣለና!!!!!!!

  • @abrahamyemane52

    @abrahamyemane52

    4 жыл бұрын

    ካብ ናይቲግራይ ጋዝቲንናታት አዛ ኣ አያ ነፊትይ አንበር አቶም ካልስ ትግሪችኣ አውን ኣይከልውን አዮኦም

  • @user-cl8kn4tg4e

    @user-cl8kn4tg4e

    2 жыл бұрын

    @@abrahamyemane52 መጀመርያ ናይ ባዓልካ ትግርኛ ኣስተካኪልካ ፃሓፍ

  • @kassagbretekle8838
    @kassagbretekle88384 жыл бұрын

    ውቅብ።በረካእዩ

  • @SaraSara-hp2if
    @SaraSara-hp2if4 жыл бұрын

    ገራሚ ዝኾነ ቦታ

  • @user-gk3mg4ek7d
    @user-gk3mg4ek7d2 жыл бұрын

    ደኒ ዓይማሎ እዩ ዝበሃል

  • @giduasefaw5910
    @giduasefaw59104 жыл бұрын

    Ati jigina gazitiga nay bhaki jigina kitsilulu

  • @salamb9556
    @salamb95564 жыл бұрын

    👍

  • @hntsahaylay1955
    @hntsahaylay19554 жыл бұрын

    የቀንየልና ድወት።ንፍዕቲ ጋዜጠኛ። ዉቁብ ሙዑሩግ ቦታ ደስ ክብል።ቀዳማይ ክፋል ግን ሲኢነዮ?አነ ጥራሕ ድየ?

  • @lloveyoutigray4348

    @lloveyoutigray4348

    4 жыл бұрын

    Anyo

  • @tigray-hagerey

    @tigray-hagerey

    4 жыл бұрын

    kzread.info/dash/bejne/m5qOqaSNZbK7mtY.html ቀዳማይ ክፋል

  • @hntsahaylay1955

    @hntsahaylay1955

    4 жыл бұрын

    ዋዕሮ ትግራይ የቀንየለይ💙

  • @makdasadonya7290
    @makdasadonya72904 жыл бұрын

    Wawwwww

  • @user-df7jp2gs7q
    @user-df7jp2gs7q4 жыл бұрын

    ጋዚጠኛ ንፍዕቲ የድንቀኪ

  • @titiiove9421
    @titiiove94212 жыл бұрын

    🥰🥰🥰😘

  • @keritrea9400
    @keritrea94004 жыл бұрын

    ❤️💋👀

  • @formafireck3833
    @formafireck38334 жыл бұрын

    Gobez gezetagn ney beheki ketselelu kulom gobotate tigerey afeltuna

  • @aristotleknowledge1132
    @aristotleknowledge11324 жыл бұрын

    እቲ ጎቦ ብደንቢ ኣይተሰርሓሉን መንገዲታት ወጺኡሉ ማይ ድማ ካብትጎቦ ዝድይብ ኣብዚሑ ዝኸደሉ ቦታ ኣብታሕቲ ተዃኢቱ እቲ ማይ ብታሓቲ ክዕቐብ ኣለዎ! ገለገለ ቦታት ከማን ንቲ ጎቦ ኹኢቶም ማይ ኸምዝዕቕብ እንተዝገብርዎ ኣዕዋፍትን ገለገለ እንስሳታት ይመጻ ኔረን ።ኸምዝተረዳዕኽዎ ማይ ስለዘይብሉ ኣዕዋፍት ኣይህልዋን ንዚ ኢዩ ድማ ሓደ እንስሳ ዘይራኣኹም ።ኣብቲ ጎቦ ኣብ ጎና ጎኑ ማይ ኸምዝዕቕብ ክኳኣት ኣለዎ ሱቅ ኢልና እምኒ ተሸኺምና ኣይንነብርን ማይ ከምዝዕቕብ ክገብርዎን መንገዲታት ኣውጺዖም ንቱሪዝም መስህብ እንድህር ኾይኑ እቲ ደኒ ኸማን ብዙህ መፅናኣቲ እናተገበረሉ ቕርሺ ክገብሩ ይክዕሉ ዝሓሸ ዕፅዋት እናምፅኡ ክህኽምዎ ማለት ኢዩ ።ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ኸምዚታት ጎቦታት ደረጃ ጌሮሙሉ ሊፍት ኣዕቲዮም እቲ ብዙህ ቕርሺ ደውፅኡ ናይ ሓፍታማት ገዛውቲ ኣብ ጎቦታት ኢዩ እምኒ ሒዝና ናትና ገዛ ዛየፅረይና እንዳማትና ኼድና ተበሳቢስና! ኣያታትና ሓፋትማት እንኸለው ናይ ወርቒ ፣አልማዝ፣ብረት፣ኮፐር፣ዝኸበሩ እምኒታት፣ሲሚንቶ፣እምነበረድ፣እጣን፣ኣክሱም፣ኣዶሊስ፣ ጥቃ ቐይህ ባህሪ ፣ጥቃ ኑቢያን፣ጥቃ መካ፣ጥቃ አውሮፓን ኢስያ መተሓላለፊ ኣዲ ሒቦሙና ንዚ ገዲፍና እንዳማትና ተደርቢና ቆማላት፣ጥሙያት፣ሓሳሳት፣ድርባያት… እንተዝብሉና ንቕየሞዶ ንኸውን???

  • @yirgaberhe8173
    @yirgaberhe81734 жыл бұрын

    Very fantastic female

  • @mariaymaxumancihtabkgue5d655
    @mariaymaxumancihtabkgue5d6554 жыл бұрын

    Marye

  • @abrhayobeyene3440
    @abrhayobeyene34402 жыл бұрын

    ኖ' ቅንፍዝ ዓይነት ዑፍ ኣይኮነትን ጌጋ ሓቤሬታ።

  • @amebrhan6095
    @amebrhan60954 жыл бұрын

    medebkum rieka iyxgebn yekenyelna

  • @rahilrahil2639
    @rahilrahil26394 жыл бұрын

    💋💋💋💋💋💋💋❤❤❤❤❤

  • @Sara-sr4sg
    @Sara-sr4sg4 жыл бұрын

    አሰይይ💕💕💕💕💕💋💋💯💯

  • @asli8831

    @asli8831

    4 жыл бұрын

    አሰይይይይ ጉኑዱፍሩ ዓደይይ

  • @maryedenbel9906
    @maryedenbel99064 жыл бұрын

    እዋይ ካብዚ ጫው ጫው ናይ ከተማ ወፂካ ናብዚ ገነት ሃፅ እልካ ምካድ! ናይ ቲ ጫካ ድምፂ፡እተን ኣጣል ኮታስ ኩሉ ክፅብቅ።

  • @formafireck3833
    @formafireck38334 жыл бұрын

    Gen euko eti meret ney tigerey eyu neyru hewhet ne federlsem kemuchuwom hebomuwom ebar

  • @imissmama3978
    @imissmama39784 жыл бұрын

    Wowwww ደኒ ማለት ግን እንታይ ,ዩ ?

  • @user-sp5xi1jo1l

    @user-sp5xi1jo1l

    4 жыл бұрын

    ኣግራብ

  • @wrqw5287
    @wrqw52874 жыл бұрын

    ከተማ ሓ/መስሓል ሓዲርና በሊ አፅቢ አይኮነን

  • @tigray1221

    @tigray1221

    Жыл бұрын

    ኦንታይ እዩ ፍልልዩ

  • @kstaybel7358
    @kstaybel73584 жыл бұрын

    ቅንፊዝ ካብ ማዓስ እያ ዓሌት ዑፍ ኮይና?

  • @yfyfmfhftu892
    @yfyfmfhftu8922 жыл бұрын

    አዛጋዘጠኛ ረዲአዎ ናብኩሉ አናከደት በረከት ቦታታት ትረክብ

  • @berihugerezghier6451
    @berihugerezghier64514 жыл бұрын

    እቲ መንግስቲ እንታይ ይሰርሕ ኣሎ ክንክን ዘይገብርሉ ተስፋ ዘንይብሉ መንግስቲ

  • @kuflomtesifamrym7163

    @kuflomtesifamrym7163

    4 жыл бұрын

    ምርጫ ይካየድ ይብል ኣሎ ሰለፍ ኣምሃረቲ ናፍቆም ዘም ከብዳማት

  • @kuflomtesifamrym7163
    @kuflomtesifamrym71634 жыл бұрын

    ኣየ ደቅ ሎሚ ጠረው ገርካስ ዓቀብ ቁልቁል ክትወርዳ ሰረክን ኣይሓሽ ቀደም፡ኣደታትና ቁምጣ ገረን፡አየን፡ዘቃለሳ ዘንበራ

  • @j4l472

    @j4l472

    4 жыл бұрын

    እሞ ናይ ቀደም ቁምጣ ስለ ዝገበራ ሲ እዚኣ ካኣ ቁምጣ ክትገብር ኣለዋ ? ቱታ መሳሊ ክትገብር ነይርዋ ዳኣ በል እንበር ዘዘመኑ ኢዩ ሓወይ

  • @thomastube6705
    @thomastube67054 жыл бұрын

    Medebik tsebuke eyu, bejaki Ameharegna mes tigrigna ayetehewsi. Den = agerabe

  • @afewekigere6395
    @afewekigere63954 жыл бұрын

    አይ ትግራይ ምድረገነት ነርኪ ታይሞ ይኹን ኣብ መውዳእትኡ ናዓኺ ዝኾኑ እንዶ ሲኢንኪ

  • @ggzeru233
    @ggzeru2334 жыл бұрын

    ዝገርም ካብ ማዓስ'ያ ቅንፊዝ ኣብ ዘርኢ ኣዕዋፍ ተመዲባ ? ምሕፈሪት ጋዜጠኛ ።

  • @gobbosahil3803
    @gobbosahil38034 жыл бұрын

    No animals 😃 plenty of Bed Bugs and flies 💢 ayokhum Filth ayokhatkum

Келесі