Dnkuan Hagos - Biblical Questions and answers -መጽሓፍ ቅዱሳዊ ሕቶታትን መልስታቱን part 2 2020

Пікірлер: 20

  • @feweyniassefa379
    @feweyniassefa3793 жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስመዐና ኪብራተይ የቁመልና ፍጣር ብጣዕሚ የሐጉስ ቀጺሉሉ

  • @mengshabtetsion5053
    @mengshabtetsion50534 жыл бұрын

    Amen amen qale hiwet yesmana Egzabiher amlak nay agolgulot zemenkum ybarkelkum niana dima zestewiel ayne libona yiadilena

  • @selmselm9212
    @selmselm92123 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @habtomtsegay7715
    @habtomtsegay77154 жыл бұрын

    Amen amen amen kale hiwet yesmalna bhaki amlak edmen tnan yhabkum dnkan hagos

  • @fretamay7608
    @fretamay76084 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ኣምላኽ እስራኤል ይባርኩም

  • @Jd-wm8kz
    @Jd-wm8kz4 жыл бұрын

    ኢግዛቢሄር ፀጉኡ የብዛሓልኩም

  • @rozinatadese3806
    @rozinatadese38064 жыл бұрын

    Kal hiwet yesmalna yhwatey

  • @mebgeb4740
    @mebgeb47404 жыл бұрын

    እግዚአብሔር ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልኩም።

  • @manuellkesete6346
    @manuellkesete63464 жыл бұрын

    Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna xegue yebzahalkum

  • @merrymerry2356
    @merrymerry23564 жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ይባርኩም 🙏🙏🙏

  • @huruyshow1131
    @huruyshow11314 жыл бұрын

    Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen

  • @truelove5204
    @truelove52044 жыл бұрын

    እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም።ቀጽልዎ

  • @ET-wt2du
    @ET-wt2du4 жыл бұрын

    Qale hiwet yesmieukum qexlwo.

  • @user-js5xv9zo7d
    @user-js5xv9zo7d4 жыл бұрын

    መጀመራ ኣብ ስራሕኹም ኣሳልጦ ኣብ ሂወትኩም ሰላም አዳተምነኩ ክብራት ስድራ ኢግዝኣብሄር አዚ ሕስክም ዘለኩም ቁዱስ ዝኾነ መፈሳዊ ትምህርቲ ክትቅጽልው ይላበወኩም። ቀጺለ ኢዚ ጽሕፍ ሓንቲ ሕቶ ምስ ጸሓምኩምስ ንሕና ኸኣ ክሳብ ነብቦ 2 ስከንቲ ዝኸውን ኢቲ ሰብ ኣንቢብ መታን ክርድኦ ዝብል ሓሳብ ኢየ። ማለትይ ከይኣበብናዩ ከለና ናብ ካልኣይ ምስ ሰግርክም ቅርብ ከምቲ ቀዲመ ዝበልኩኻ ክሳብ ነብቦ ቁርብ ሰከንናት ተጸበይና።

  • @dnkuanhagos4726

    @dnkuanhagos4726

    4 жыл бұрын

    ስለ ርእይቶኻ/ ኺ ነመስግን . ኣብ ቀጻሊ ከነዐርዮ ኢና .

  • @habteabtekleabmehreteab3990

    @habteabtekleabmehreteab3990

    4 жыл бұрын

    እግዚኣብሔር ዓስብኩም ይሃብኩም፡ እቲ ሕቶ ምስ ጽሓፍኩም ዋላ ሓንቲ ደቂቅ ጠጠው ተቢልኩማ ክንንብባ ንክእል ኢና፡ ብዝተርፈ ብጣዕሚ ጽቡቅ።

  • @dnkuanhagos4726

    @dnkuanhagos4726

    4 жыл бұрын

    ኣብ ዝቕጽል ከነመሓይሾ ኢና

  • @aryammuler1511
    @aryammuler15112 жыл бұрын

    ኣመን

  • @user-qs7cg2xo6m
    @user-qs7cg2xo6m4 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸግኡ የብዘሐልኩም እግዚኣብሄር ምሳኩም ይኹን

  • @danielkifle7173
    @danielkifle71734 жыл бұрын

    መጀምርታ እዚ ትገብርዎ ዘለኹም መንፈሳዊ ኣገልግሎት ኣምላክ ዓስኒ ይሃብኩም። ብምቕጻል እታ ኢድ ነቲ ጽሑፍ ከይነንብቦ ትኽውለና ኣላ። ስለዚ ካልእ ስታይል እንተ ትጥቀሙ ጽቡቕ ኔሩ።

Келесі