ዴስነት ኣብ ኤርትራ.....

ዴስነት፡ ህዝቢ ብቑጠባን ደረጃ መነባብሮን ማዕረ ንምግባር ዝተበገሰ ቁጠባውን ፖለቲካውን ክልሰ-ሓሳብ ኮይኑ፡ ርእሰ-ማል ብህዝቢ ስለ ዝውነን ነፍሲ ወከፍ ዜጋ ኣብ ቁጠባ ናይቲ ሕብረተሰብ ይሳተፍ፡ ሃብቲ ድማ ናብ ኩሉ ህዝቢ ብማዕረ ይመቓራሕ።
ዓቊሚ ፍርያትን ምቕርሐ ሃብትን ኣብ ኤርትራ ኣብ ከመይ ደረጃ ከም ዘሎ ብንጹር ንምፍላጥ ነዛ ትስዕብ ናይ ኢሰያስ ኣፍወርቂ ቃለመሕተት ምስማዕ ይከኣል እዩ።
ምሉእ ትሕዝቶ ቃለ-መሕተት ኢሰያስ ኣፍወርቂ፡ - • isaias Afwerki intervi...
The communist manifesto፡ www.penguin.co.uk/books/353/3...
ምሉእ ትሕዝቶ ቃለ-መሕተት ኣምባሳደር ኣድሓኖም ገብረማርያም፡ eri-platform.org/updates/sbs-...
Subscribe;
/ mahderproduction
Follow;
/ mahderproduction
Instagram;
/ mahder_production
@ዳኒ ወዲ-መምህር
profile.php?...

Пікірлер: 1 200

  • @girmayfissehagf4491
    @girmayfissehagf44913 жыл бұрын

    እንቓዕ ብሰላም መጻኻ ወድ መምህር ተስፋ መንእሰያት! ኣታ ጅግና ንዓኻ ሒዝና መንእሰያት ከም ንዕወት ርግጸኛየ !! ሰዓብቲ ወዲ መምህር #likes ርገጹ !

  • @zegdagmawi275

    @zegdagmawi275

    3 жыл бұрын

    እቶም ሓሰውቲ በዓል "ንዘይ ስንኻ ሑጻ ቖርጡመሉ" ተበለጽቲ ፡ ሰብ ፈሊጥዎም እዩ። ሓደ ሰብ መንነቱ ቋንቋታቱ ዝፈንፈነን ዝነዓቐን፡ በቲ ኣብ ባርነት ዓረብ ዝነብር ሰንፈላል ርእሱ፣ ንገዛእ ርእሱ ካብ ዓረባውነት ሓራ ዘይወጸ ፡ ንኤርትራ ሓራ ከውጽእ ብቕዓት የብሉን። ሓደ ሰብ፡ ካብቲ ንመንነቱ ዘየኽብርን መንነቱ ዝፈንፈነን ጥራይ እዩ ክፈርህ ዘለዎ።

  • @samrisamri9955

    @samrisamri9955

    2 жыл бұрын

    @@zegdagmawi275 kabaka yedhinena resi derho 👎

  • @berhanetewelde499
    @berhanetewelde4993 жыл бұрын

    ለካ ወለድና ጥዑም ኣይጽገብን እዩ ክብሉ ሓቆም ኢዮም ዳኒ መቂርካን በሊሒካን እንዶ ግዳ ፡ ኩሉ ግዜ ቅልቅል ዘይምባልካስ ምስዛ ምስላ ኣታሓሒዘያ(ተረዲኡኒ እቲ ትሕዝቶ መደብካ ቅቡቅ ገርካ ከተብስሎ ደሊካ)። መዋእልካ ይንዋሕ ንሕናን ኤርትራን ንደልየካ ኢና ዓይኒ ኣባይካ ይደፈን፡ ንዳኒ 1000 like ሃቡለይ።

  • @user-rj4kp2bp5t

    @user-rj4kp2bp5t

    3 жыл бұрын

    Tkkl tezariba abi seb 👈👍👍👍👍

  • @zecariassium8553

    @zecariassium8553

    3 жыл бұрын

    U need to imagine how much effort he has input to work productive work. Ezom kilkil kilkil zibilu da zey research keygeberu eyom zimexu gega ka yekuhumuna... so he need more time I guess.

  • @user-hg8dc4uk2y
    @user-hg8dc4uk2y3 жыл бұрын

    ኣንቱም ሰባት ኩልና ተደሪርና ንሓድር እዝስ መሰታና ኮ ዩ በል ዕድመ ይሃብካ

  • @huruyshow1131

    @huruyshow1131

    3 жыл бұрын

    kzread.info/dash/bejne/mYqMzJJslMLbdcY.html

  • @Wedi_lewi

    @Wedi_lewi

    3 жыл бұрын

    hahaha

  • @amangoitom1233

    @amangoitom1233

    3 жыл бұрын

    @Arsema Tv ኣርሲ Tv ሲነማ ኣፍሪቃ kid gdefena filmka ab kalie zergehayo

  • @user-xr2gb4lw4o

    @user-xr2gb4lw4o

    3 жыл бұрын

    Ygerm knefe

  • @user-lu2xq6kn3j
    @user-lu2xq6kn3j3 жыл бұрын

    ብር ክትብል ተሓጎስ ዳኒ ዓርከይ:: ነዚ ህዝቢ ኣብ ምንቃሕ እትገብሮ ዘለካ ጻዕሪ ጻማካ ክትሓፍስ ኢካ::

  • @huruyshow1131

    @huruyshow1131

    3 жыл бұрын

    kzread.info/dash/bejne/mYqMzJJslMLbdcY.html

  • @samuelsami82
    @samuelsami823 жыл бұрын

    ኣይትንቅፍን ኢኻ መንቀፊ ሲኢናልካ ዳኒ ግን ከም ብልሕኻ ነዚ ዎሎዶ ቡዙሕ ክርድኦ ደለዎ መረዳእኻዮ ኔርካ ስለዚ ቁሩብ ትድንጉይ ኣለኻ መስለኒ ኣይትደንጉየና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ

  • @user-rj4kp2bp5t

    @user-rj4kp2bp5t

    3 жыл бұрын

    Abi Seb mdngayu ayxlean eu mknyatu ztexafefe reference Zelewo des zbl meglexi hizu sle zmexe wela wn n ktsemeo zeyrbsheka b fhshw gexka ika video tktatelo anyway thanks Bro ✌👍👍👍

  • @samuelsami82

    @samuelsami82

    3 жыл бұрын

    Ok zearkey teradeaka thankis

  • @user-bn5sh3gp7h

    @user-bn5sh3gp7h

    2 жыл бұрын

    English

  • @SEARE.
    @SEARE.3 жыл бұрын

    ኣቤት ዘረባ ነዛ ፖለቲካ ብትኽ ብትኽ ኣቢልዋ ዳኒ ጅግና

  • @zegdagmawi275

    @zegdagmawi275

    3 жыл бұрын

    እቶም ሓሰውቲ በዓል "ንዘይ ስንኻ ሑጻ ቖርጡመሉ" ተበለጽቲ ፡ ሰብ ፈሊጥዎም እዩ። ሓደ ሰብ መንነቱ ቋንቋታቱ ዝፈንፈነን ዝነዓቐን፡ በቲ ኣብ ባርነት ዓረብ ዝነብር ሰንፈላል ርእሱ፣ ንገዛእ ርእሱ ካብ ዓረባውነት ሓራ ዘይወጸ ፡ ንኤርትራ ሓራ ከውጽእ ብቕዓት የብሉን። ሓደ ሰብ፡ ካብቲ ንመንነቱ ዘየኽብርን መንነቱ ዝፈንፈነን ጥራይ እዩ ክፈርህ ዘለዎ።

  • @samuelhagos2945
    @samuelhagos29453 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ሓሳብ ፡ክቡራት ኣሕዋት ነዛ ኮመንቲ ተንብቡ ዘለኩም, ናይ ዳኒ ሓሳብ ካብ ምንታይ አዩ ትብሉ፡ ማለተይ ካብ ትምህርቲ ወይስ ካብ ተውህቦ ? ናይዚ ወዲ፡ ከምዚ ከማይ ተውህቦ ተፈጥሮ አዪ ፡ ትብሉ ላይክ ርገጹ።

  • @solomonabrha6300

    @solomonabrha6300

    3 жыл бұрын

    ኣነ ናይ ታሪኽ ሙሁር እየ። ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣኽሱም ብልዑል ነጥቢ ማለት ብ 3.54 ማእኸላይ ውፂኢት ሒዘ እየተመሪቐ። ናብ ስደት ክሳብ ዝኸይድ ድማ 3 ዓመት ናይ ታሪኽ መምህር ኮይነ 11ን 12ን ክፍሊ ኣምሂረ እየ። ግን ኣይኮነን ዶ ኣነ ከም ዳኒ ክኸውንሲ እቶም ኣብ ዩኒቨሲቲ ዝመሃሩኒ ዶክተራትን ፕሮፌሰራትን እውን ከም ዳኒ ኣይኮኑን። ስለዚ ትውሕቦ + ትምህርቲ እምበር ትምህርቲ ጥራሕ ኣይኮነን። ዳኒ ሓያል ሰብ።ዳኒ ዘይከምሰብካ ንነገራት ብዝተፈለየ መነፅር ኢኻ ትሪኦም። ቀፅለሉ።

  • @mikigebrhanns3392

    @mikigebrhanns3392

    3 жыл бұрын

    Rakibekyomu danie anbasa.

  • @mercymercy8563

    @mercymercy8563

    3 жыл бұрын

    Ezzi temertn tewhbo mstewealn yu zmesleni

  • @teweldeyohannes8826

    @teweldeyohannes8826

    3 жыл бұрын

    Kab timrtin tegedasnetn eye kiblo zikiel. Dani xubuk hasabat agalalixa koxilo

  • @raesiokbay00

    @raesiokbay00

    3 жыл бұрын

    ካብ ሚስማዕ ፡ምንባብ፡ምስትዋዓል፡ብዕቡዩ ካኣ ትምህርቲ ምቕሳም ገረ አየ ዝወስዶ አንተ ዘይ ተጋጊየ አየ ግን

  • @abelgere601
    @abelgere6013 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ክሕገዝ ዝግብኦ መንእሰይ'ዩ፡ በዓል ነሽነሽ ከማን "ወረ" ከመሓላልፍ እንዳወዓለ 100 ሽሕ subscribers ጌሩ ኣሎ!

  • @danilove9182

    @danilove9182

    3 жыл бұрын

    Nay bahaki

  • @yohannesabraha

    @yohannesabraha

    3 жыл бұрын

    Nay dani ×10...

  • @abrahamteklay6553

    @abrahamteklay6553

    3 жыл бұрын

    እቲ ሓቂ ተዛሪብካ ።።። ሕዝቢ'ዳኣ ወረ በለካ ለክኣካ ዝፈቱ,,,, ስድራና ረሲእና ስደት ዝመቀረና ኢና ንመስል

  • @hayliegebray1316

    @hayliegebray1316

    3 жыл бұрын

    Kila nay bal neshnesh zeribas. himam aso iyu were b werus tsuy were zeymixi nay mesheni mixri iyu

  • @user-hm8zm8jb6c

    @user-hm8zm8jb6c

    2 жыл бұрын

    እዋይ ነሽነሽ ትረክቦ😁😁😁😁

  • @user-xx8ej8yd1b
    @user-xx8ej8yd1b3 жыл бұрын

    ንስኻስ እንኳዕ ናትና ኮንካ! ኣጆኻ በርትዕ ቀጽለሉ ብሓጺር ቪድዮ ዓቢ ትምህርቲ።

  • @huruyshow1131

    @huruyshow1131

    3 жыл бұрын

    kzread.info/dash/bejne/mYqMzJJslMLbdcY.html

  • @Fili12258
    @Fili122583 жыл бұрын

    ጽቡቕ ትምህርቲ ዳኒ ሓውና። ዝበዝሐ ህዝቢ ትግርኛ ፡ ማንነቱን ኢሰያስ ክሰርሖ ዝፈተነ ማንነትን ፈላልዮም ክርድእዎ ዘይምኽኣሎም እዩ። ብሓቂ ውጽኢት ዕረ ቲቪ ( ኤሪ ቲቪ ) ።

  • @gerebrhane6777
    @gerebrhane67773 жыл бұрын

    ብጠዓሚ ዝገርም መንእሰይ ኢካ ኣጆካ ቀጽሎ ዳኒ ሓወይ እቶም ዲስ ላይክ ትገብሩ ህግደፍን ሰዓብቱን ኢኩም ምክንያቱ ክትመሃሩ ኣይትክእሉን ኢኩም።

  • @user-lg4st9wz3x
    @user-lg4st9wz3x3 жыл бұрын

    ኣይትመኳሕ ባዓል ኣሓ፥ሰነ ኣላ ብነዋሓ።ካብ ብዙሕ ሓደ ክትባሃግ ዝገብረካ እንተሎ ኣብ መወዳእታ ትዛረቦ ቃላት እዩ መልእክቱ ካኣ ንጹር።ከም ኩሉ ግዜ ብሉጽ ትንተና ኣብ ቀጻሊ እስከ ዳኒ ሓወይ።

  • @fqrimskuluwediadam4098

    @fqrimskuluwediadam4098

    3 жыл бұрын

    Esa mesela eske gelexeley arku wela kteredini aykaletin.

  • @user-lg4st9wz3x

    @user-lg4st9wz3x

    3 жыл бұрын

    @@fqrimskuluwediadam4098 ሰነ ጥምየት እዩ።ለምለም ዘበለ ዝነቅጸሉ፥ሓጋይ ስለ ዝኾነ፥እኩል ቀረብ ተዘይ ሃሊኻ እሞ ካኣ ብዛሓት ኣሓ(ጥሪት)ተለዋኻ ኣይትውጻእን እያ።ስለዚ እዩ ዳኒ በዚ ምስላ ጌሩ ዘረዳኣና ዘሎ።ተረዲኡካ ክኸውን ተስፋ እገብር።

  • @fqrimskuluwediadam4098

    @fqrimskuluwediadam4098

    3 жыл бұрын

    ዝጸንሐ'ዩ ስደት www thanks you my bro I understood Nexriti mesela eya

  • @akufebu6923
    @akufebu69233 жыл бұрын

    ኣይትመካሕ ብዓል ኣሓ ሰነ ላ ብነዋሓ!!! ኣይትመካሕ ብ ኤርትራዉነት ኣሎካ ናይ ኣቦታትካ ክቡር መንነት።

  • @Samiymayawi

    @Samiymayawi

    3 жыл бұрын

    Ya tmkihti natna aykonen nay eritrawnet u

  • @lulrbahri

    @lulrbahri

    3 жыл бұрын

    ኤርትራውነት እሞ መንነት ኣቦታትና እንድዩ

  • @Samiymayawi

    @Samiymayawi

    3 жыл бұрын

    @@lulrbahri hgdef dyom abotatka? meninet eritrawinet nay hgdef ember nay abotatna koynu ayfeltun eyu Dhar kea nay timali nigho eyu fahfah zebil meninet eritrawinet barinet natna aykonen (4444.)

  • @facheeritrawi7331

    @facheeritrawi7331

    3 жыл бұрын

    @@Samiymayawi eway ata alietu zeyflet nhna Eritreawian ena kkkk

  • @user-rk1kj2ps9q

    @user-rk1kj2ps9q

    3 жыл бұрын

    @@facheeritrawi7331 መን ኢሉካ

  • @user-dy7up5uk7f
    @user-dy7up5uk7f3 жыл бұрын

    ብራቮ ሕጂ ውን ብ ኣገዳሲ ጉዳይ ኢኻ መጺኻና፡ ጽቡቕ ኩርናዕ ጠሚትካ ትምኒትና ከይተሓለልካ ክትቅጽሎ እዩ ንሕና እዞም መንእሰያት ኪንፈልጦ ዘለና ጥራይ ዘይኮነስ ቀንዲ ነቶም ኣብ ዝተፈላለያ ውድባት ከም መራሕቲ ቖይሞም ዘለዉ ኣገዳሲ ትምርቲ እዩ፡ ንዕኦም ክትምህረልና እዩ ቀዳማይ ድለትና።

  • @ezrahaile3349
    @ezrahaile33493 жыл бұрын

    ጎበዝ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩልንትናኻ መግለጺ ስኢነልካ ከማካ 10 እንተዝህልዉዋ ሃገርካ መሓለፈላ

  • @weldebrukhadgu2248
    @weldebrukhadgu22483 жыл бұрын

    ካብ ብሉጽ መንእሰይ ብሉጽ ሓሳብ እግዚኣብሔር ይሓሊኻ ወትሩ ኢየ ዘድንቐካ ቀጺሎ ኣይትደንጊ

  • @user-nj2ql6sc5f
    @user-nj2ql6sc5f3 жыл бұрын

    ሎሚ ኢየ ሰሚኤዮ ንወዲ መምህር እዚ ወዲ ንዚ ብድንቁሩና ዝስቀ ዘሎ መንእሰይ ክልወቶ ኢዩ እመኑኒ ።

  • @bahgiloni1419

    @bahgiloni1419

    3 жыл бұрын

    Nska eka donqirka tigrigna yferseka alo dngay

  • @mnbarbtesfa5124

    @mnbarbtesfa5124

    3 жыл бұрын

    Mnbar ab hlna ydane nebska fetsh dani denqoro aykonenn

  • @user-nj2ql6sc5f

    @user-nj2ql6sc5f

    3 жыл бұрын

    @@mnbarbtesfa5124 ኣነ ውን ኣይብልኩም ።

  • @facheeritrawi7331

    @facheeritrawi7331

    3 жыл бұрын

    Donkorotat dea nsukum endikum arku mknyatu eti Eritreawi zbehal ktdmssu keydekeskun thadru

  • @zecariassium8553

    @zecariassium8553

    3 жыл бұрын

    Wedi Gerie dngay aynatinan etu tigrigna natika win ferisa alla

  • @One_Day-Ab-Adey
    @One_Day-Ab-Adey3 жыл бұрын

    መምህረይ እንቃዕ ደሓን መጻኻ

  • @meharig.tesfay9974
    @meharig.tesfay99743 жыл бұрын

    ኣዝዩ ዝድነቕ ኣገላልጻ ዳኒ ። ብዝግባእ ነዚ ዘሎ ሕብረተ ሰብና ክርድኦ ብዝኽእል ኣብሪህካዮ ።

  • @zerugermay3153
    @zerugermay31533 жыл бұрын

    Welcome to the one and only dani hawey keep it up

  • @toremember8793
    @toremember87933 жыл бұрын

    ዳኒ ተብዓታይ ኮሪዐልካ ጅግና ካብ ኩሉ ናዓኻ ሪኤ ኢየ ዝጻናናዕ🎓🎓🎓💪💪💪👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @onelove3755
    @onelove37553 жыл бұрын

    Eza ግራት ምሕዳግ ኣብ መንደፈራ ከማን ተጠቅምላ ኒሩ እዪ እዚ ዩሁዳ በላዒ ሰብ ኣስሚረልካ ኣለኩ ወዲ መምህር ጅግና ቀጽሎ 👏👏👏

  • @angosomgebrit8640
    @angosomgebrit86403 жыл бұрын

    Very Good bor

  • @user-oo2ow8vc1s
    @user-oo2ow8vc1s3 жыл бұрын

    ዋይ ዝወዲ ከጸልለኒ ኢዩ ብጽምዋ ኢየ ዝካታተለካ ኣምላክ ዕድመ ይሃብካ ንህዝቢ ትግርኛ ክብል

  • @atchanel6181
    @atchanel61813 жыл бұрын

    ሓደ ክንዲ 10 ዳኒ ናይ ብሓቂ ::

  • @biniamtesfalem9622
    @biniamtesfalem96223 жыл бұрын

    ኣደ ወሊዳ ትምከን ይበሃል ዳኒ ሓወይ ተስፋ ዘለካ መንእሰይ ኢካ'ሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣጀካ ቀጽሎ በርትዕ

  • @gnnmntay4938
    @gnnmntay49383 жыл бұрын

    ዳኒ ብጣዓሚ ኣገዳስን ጠቃምን ትምርትን ኢካ ትሕልፍ ዘለካ ኣይትጥፍኣና ጥራይ ብቅዓት ዘለዎ ከምዚ ጌሩ ንህዝቡ ከንቅሕ ይጽውዕ

  • @brhanemengsteab5078
    @brhanemengsteab50783 жыл бұрын

    ዳኒ ጽጹይ ወዲ ብጣዕሚ ንፉዕ ከማካ የብዝሓዮም ቀጽሎ በርትዕ

  • @user-bh6jd3jf2q
    @user-bh6jd3jf2q3 жыл бұрын

    ከየድነቅኩካ ካሓልፍ ኣይካኣልኩን ሕልናይ ገዲድኒ ንፉዕ ቀጽሎ ኣብነታዊ መንእሰይ እቲ ካብ ሓንጎልካ ተመንጭዎ ቃላትን እቲ ምቅንባር ናይቲ ቪድዮን ማሃሪ እዩ ከይተቃርጾ በርትዕ ዛሓወይ ለባም ጅግና ኢካ ቀጽሎ !የቀንየልና ።

  • @medahabte2704
    @medahabte27043 жыл бұрын

    What a brief analysis, Well-done !

  • @wedigalowedigalo9272
    @wedigalowedigalo92723 жыл бұрын

    Thanks you very much Dani wedi

  • @rachel1542
    @rachel15423 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ትድነቅ መንእሰይ ኢካ ከምዚ ከማካ መናእሰያት ኢዮም ዘድልይዋ ዘለዉ እዛ ሃገር። Thank you very much 🙏🙏🙏🙏 ኣጆካ ቀጽሎ please 👍👍👍👍👍👍👍💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪

  • @Naighikiflu
    @Naighikiflu3 жыл бұрын

    1st ዳነይ ብሉጽ ሰብ እስከ ንዳኒ ፋራ 🤣🙈 ንፈቱ #like

  • @desalegebreyohanes8616

    @desalegebreyohanes8616

    3 жыл бұрын

    ዳኒ ፋራ ክክክክክ

  • @user-fx5wg4rl2h

    @user-fx5wg4rl2h

    3 жыл бұрын

    zebib mehari : AysemaEkyon Ember geliTSiwo Eko nieru!❤️❤️❤️

  • @user-fx5wg4rl2h

    @user-fx5wg4rl2h

    3 жыл бұрын

    zebib mehari :HaQEN’ : nHsya zeyblki bliTsliTs abilkyen: Entay deA kbla Elkiyen’😁😁😁

  • @user-nj2ql6sc5f

    @user-nj2ql6sc5f

    3 жыл бұрын

    @zebib mehari ናይ ኣፍሪካ ካይትረፍ ኢዩ እብር ኣብ ኦሮፓ ዳኣ ንጉስ እንዲካ ሞ ንስታን ካኣ ይህባይ

  • @maekelkesete3148

    @maekelkesete3148

    3 жыл бұрын

    @zebib mehari Www you are smart,(ሓሪፍ) ንሰን እየን ፋራታት (ትርጉም ፋራ ውን ኣይፈለጥኦን። ክክክክ ቀጽልዮ ከኣ ኤሱ ግን ከይኣስረኪ ኣብዚ chanel tkatateli aleki ab Eritrea keleki kkkkkkkkkkk

  • @meksebhalefakulu9297
    @meksebhalefakulu92973 жыл бұрын

    ዳኒ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ።መን ከም ዳኒ ክንዲ 1000

  • @robelyakob9664
    @robelyakob96643 жыл бұрын

    ብጣዓሚ ጽቡቕ ትምህርቲ፣ ቀጽሎ ዝሓወይ።

  • @thanksgod4128
    @thanksgod41283 жыл бұрын

    Brilliant boy

  • @rasdarma1
    @rasdarma13 жыл бұрын

    I would like to supported this kid. He's very special to me.

  • @gughgyfy5097
    @gughgyfy50973 жыл бұрын

    ኣታ እዛ ሃገር ሰብ እባ ኣለዋ ኣይትሕመቅ ዳኒ ኣጆካ ኣብ ጎንካ ኣለና

  • @yb31er10
    @yb31er103 жыл бұрын

    Thank you so much my brother.

  • @cinemaroma9985
    @cinemaroma99853 жыл бұрын

    Abta timetsie eritrea you're be our president, ኣርባዕተ ነጥቢ, hzbi tigrigna msaka u gobez keep going bro

  • @thominator14
    @thominator143 жыл бұрын

    Daniel, the content you bring in your videos is off the charts. Keep up the good work.

  • @rahwahaile3735

    @rahwahaile3735

    3 жыл бұрын

    He is Comparing communism party VS. Socialism party in history, in contrast where does the Eritrea politics stand. Is this hard for you to understand?

  • @yonashabtom810

    @yonashabtom810

    3 жыл бұрын

    rahwa Haile it’s capitalism vs. communism, not as you stated.

  • @semeretekle9118
    @semeretekle91183 жыл бұрын

    Ur are genius💫✅ u have to keep moving forward

  • @grmayhabtu3587
    @grmayhabtu35873 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ በሊሕ

  • @daniel.m2808
    @daniel.m28083 жыл бұрын

    Very smart and clear explanation.

  • @mukuhtsatse9306
    @mukuhtsatse93063 жыл бұрын

    መጀመርታ ሰላም ዳኒ (Thank so much )ኣብዚ ገሊጽካዮ ዘለካ ንጹርን ገላጽን ሓሳብ ምናልባት ቡዙሐት መንእሰያት ኣብ ሃገርና ኤርትራ እንታይ እዩ ክግበር ጸኒሑን ኣሎን ብቕልል ዝበለ ይርድእዎ እዮም ዝበል ርኢቶ እዩ ዘለኒ::

  • @DanDan-bf1bo
    @DanDan-bf1bo3 жыл бұрын

    "ኦይ ዓደምሓራ እንድዮም ግዳ ዘለዉ" 🤣🤣🤣🤣መጻጽ ዝኮነት ወስጠዝ ዘረባ🤣🤣🤣🤣

  • @habtekidane477
    @habtekidane4773 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣገላልጻ ዳኒ ወዲ መምህር።

  • @habtomhaile7275
    @habtomhaile72753 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ጽፉፍ ኣገላልጻ ቀጽሎ ነዞም ናእሽቱ ወለዶ ድማ ጽቡቅ ኣብነት ኢካ ዳኒ ዓቢ ኣእምሮ።

  • @mnbarnzelekamfkar6123
    @mnbarnzelekamfkar61233 жыл бұрын

    He is smart menasey Ade welidka tmken Anbesa jigna ♥️♥️♥️♥️♥️

  • @melesfsehayemanna3835
    @melesfsehayemanna38353 жыл бұрын

    Great Analysis as usual! Keep on going!

  • @yonaszerabruk6644
    @yonaszerabruk66443 жыл бұрын

    Dani you are best journalists .

  • @abelgebrehiwet4444
    @abelgebrehiwet44443 жыл бұрын

    ኣታ ፈላጥ ሰብ ናይ በሓቂ

  • @biniamabrha191
    @biniamabrha1913 жыл бұрын

    dani...i am from tigray..man you are our ben shapiro.ur arguments are based on facts not emotions .if u can please also talk about tigray...art culture and political systems..it will enlighten every tigrigina speaker youths

  • @esiabu8665
    @esiabu86653 жыл бұрын

    I'm waiting for any clip from you,to be honest this is why because you take time and you did great job as usual you are genius,I don't have words to explain you in every aspect you are absolutely brilliant.

  • @letsgo4323
    @letsgo43233 жыл бұрын

    Thank you dani

  • @dehabamine2322
    @dehabamine23223 жыл бұрын

    Intellectual and scientific analysis. Bravo Daniel.

  • @HuRiBe
    @HuRiBe3 жыл бұрын

    21:00 ኣይትመካሕ ብዓል ኣሓ ሰነ ኣላ ብነዋሓ ።❤👍

  • @davidrodrigo6375
    @davidrodrigo63753 жыл бұрын

    ተስፋ ይገብር እዞም ህግደፋውያን ንሓቂ ከመዛዝኑ እምበር ካ በየናይ ርእሶም ጸማምስ ሓንቲ ደርፉ ኮ ኢሎሞ!!

  • @huruyshow1131

    @huruyshow1131

    3 жыл бұрын

    kzread.info/dash/bejne/mYqMzJJslMLbdcY.html

  • @yanetdani8931

    @yanetdani8931

    3 жыл бұрын

    hawey kab bxerfs bfkri geyrna zeyneredom ahwatna endom inthalalek

  • @israelloveisraellove125
    @israelloveisraellove1253 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ንፉዕ ዳሚ ከምዚ ጌርካ መንእሰይ ኣንቅሕ

  • @meronbrhane3984
    @meronbrhane39843 жыл бұрын

    You are Smart man

  • @kutmiamassawa167
    @kutmiamassawa1673 жыл бұрын

    ካብ እዝጊ ስ ምንአስና እዩ፡ እንተ እቲ ፍልጠቱ ግን ደረት አልቦ ። አቅስመና ደአ ከምኡ ጌርካ

  • @naftalembiniam8541
    @naftalembiniam85413 жыл бұрын

    ካብዚ ዘለካ ቁሩብ አንተ ዳኣ ወሲኽካ ናይ ኤርትራ president ክትከውን ዓክሚ ኣለካ!!!

  • @Mhki676

    @Mhki676

    2 жыл бұрын

    Kkkkk

  • @efremkidane5275
    @efremkidane52753 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ

  • @fedayn1838
    @fedayn18383 жыл бұрын

    Thank you your service Bro

  • @mebrahtomkesete7450
    @mebrahtomkesete74503 жыл бұрын

    ዳኒ መምህር ናይ ብሄር ትግርኛ ኣጆካ ቀጽሎ።

  • @bs5311
    @bs53113 жыл бұрын

    ሰላማት ዳኒ ሓወይ እንቃዕ ብሰላም መጻእካ ኣታ ጅግና ወዲ ጀጋኑ። ኣብዚኣ ግን ንተዓዘብቲ ሓንቲ ክትበርሃሎም ዘለዋ ነገር ኣሎ። ካል ሃይንሪሽ ማርክ ምስ እዞም ዝጠቀስካዮም ጨካኖ ከየማሳስልዎ ወይ ሓደ ሓሳብ ወይ ሪድእት ዘለዎ ከይመስሎም። ብዛዕባ ካል ሃይንርሽ ማርኽ ከለጽሑፍ ከውርደለካ እየ። ካል ማርክስ መን እዩ ጀርመናዊ ፍላስፋ ፣ ምስ ፍራንሳዊ ዓርኩ(Friedrich Angels) ኮሚኒሱም (communism) ዝመስረተ ኽኢላ ስነ ሓሳብ። ካል ሃይንሪሽ ማርክስ ይበሃል (karl Marx)። ብ5 ሚያዝያ 1818 ኣብ ትሪር ዞባ ራይንላንድ ፋልስ ጀርመን ካብ ዩህዳውያን ስድራ ተወሊዱ። ኣብ ትሪር ከኣ ምስ 6 የሕዋቱ ዓበየ። ኣብቲ ግዜ እዚ ዞባ ብሩውሰን ነገስታት ይግዛእ ነይሩ። ኣቡኡ ከኣ ናብቲ ንናይ እምነት ነገስታት እምነት ቀየረ፣ ንወዱ ማርኽስ ከኣ ወዲ 6ዓመት ከሎ ኣጠመቆ። ማርኽስ ኣብ ግዜ ንእስነቱ ከኣ ሕጊ፣ ታሪኽ፣ ከምኡ እውን ፍልስፍና ይመሃር ድሌት ነበረ።መባእታን፣ ማእከላይን፣ ካልኣይ ደረትምህርቲ ምስ ወደአ ከኣ ናብ ዩኑቨርስቲ ሕጊ ክመሃር ከደ። ኣብ ጎድኒ ትምህርቱ ከኣ ኣብ 1842 Rheinische zeitung ኣብ ኮለን ዝመደበራ ጋዜጣ ከም ጛዜጠና ኮይኑ ክሰርሕ ጀመረ። ከምዚ እንዳሰርሐ ከሎ ኣብ ሓንቲ ጛዜጣ ፍሪድሪሽ ኣንግል ዝበሃል ከም ናቱ ሓሳብ ዘለዎ ተላለዮ። ኣብዛ ኣብ ኮለን ዝመደበራ ጋዜጣ ብዛዕባ መሰላትን ሰረሕተናታት መዓርነትን ኽጽሕፍ ምስ ጀመረ። ነገስታት ብረኡሰን ከኣ ነዛ ጋዜጣ ኣገድዎን።ንዑኡን ንኩኦም ኣብታ ጋዜጣ ዝሰርሑ ዝነበሩ ከኣ ኣሰሩዎም። ሓሳቡ ብዝግባእ ንክገልጽ ከኣ ምስ ሰበይቱ ጀሊ ሒዚዋ ከኣ 1843 ናብ ፈረንሳ ከተማ ፓሪስ ቀይሩ። ምስ እቲ ከም ናቱ ተመሳሳሊ ሓሳብ ዘለዎ ፍሪድሪሽ ኤንግል ከኣ ተራከቡ። ግሪድሪሽ ኤንግል ካብ ሩኩባት ስድራ ኢዩ ተወሊደ፣ ኣቡ እውን ወናኒ ሓደ ዓቢ ፋብሪካ እዩ። ሰበይቱ ማርያ ከኣ እውን ኣብ ናይ እብኡ ፋብሪካ እትሰርሕ ከም ዝነበረት። ብዣዕባ መሰላት ሰራሕተናታት ምስ ተዛረብት ከኣ ተሰጎት። ፍሪድሪሽ ከኣ ጸግዒ ናታ ናይቶም ዝብደሉ ዘለዉ ሰራሕተናታት ከምዝኮነ ነገራ ፣ ብሓንሳብ ኮይኖም ኽቃለሱን ከኣ ተሳማምዑ። ምስ ማርክስ ከኣ ኣላለያ። እቲ ጀርመናዊ ክኢላ ስነ ሓሳብ ሓደ ነገር ሓሰበ ፣ሃገራት ኤውሮጳ ክርድኦኦ ክቅይርኦኦ ዘለወን ኣካይዳ ኣብ ልዕሊ ሰራሕተናታት። ንሱ ሓደ ነገር ይኣምን ነይሩ ፣ ኣብ ሂወት ናይ ደቂ ሰባት ስራሕ ብጣዕሚ ኣገዳሲ ከምስኮነ ፣ስራሕ ዓይነቱ ብዘይገስ። ኣብ ኤሮፓ ዘለዋ ሃገራት ኩነታት ትካላት ብጣዕሚ ፍትሒ ዝጎደሎ ከም ዝኮነ። ሰራሕተናታት መሰል ከምዘይብሎምን፣ ዝክፈዎ ዝነበሩ ገንዘብ እውን ካብ መግቢ ምግዛ ክሓልፍ ካልእ ክስፍነሎም ከምዘይክእልን። ዳርጋ ብከብዶም አዮም ዝሰርሑ ክበሃል ይክእል ኢዩ። ኣብ ሓደ ቦታ ከኣ ብዙሓት ሰራሕተናታት ኣከበ ከምዚ ኽብል ከኣ ድምጹ ኣስመዐ። ንስኹም ብጉቡእ ኣይኮንኩምን ግልበትኩም ትሸጡ ዘለኩም፣ ትዕመጹ እኹም ዘለኩም። ኩላትና ብሃንሳብ ኮይና ባርያነት መከራ ስቃይ ኽንቅሮ ኣለና ። እንዳበለ ይሰብኽ ስለ ዝነበረ፣ ብሃፍታማት ወነንቲ ትካል ከኣ ክጥመት ጀመረ። 1844 ከኣ ኣክብ ቡርስርልን ጀርመንን ተሰገ ፣ፍሪድሪሽ ከኣ ብቕልጡፍ ናብ ኢንግሊዝ ክመጽእ ከም ዘለዎ ኣቡ ሓደ ጉጅለ ከም ዘለዉ ሓበሮ፣ ብመልክዕ ሰታሪት ለኣኸሉ ማርኽስ ድማ ንጆሊን ደቁን ሒዙ ሎንደን ከደ። ካል ማርኽስ ክሳብ 1843 ጀርመናዊ እዩ ነይሩ ካብኡ ንደሓር ግን ሃገር ዘይብሉ ሰብ ኮነ። ከመይ ገይሩ ካል ማርክስ ዓለም ቀይሩዋ ካል ማርክስን ፍሪድሪሽ ኤንግልስን ኣብ ፓሪስ ከለዉ ኢዮም ብሉጻት የዕሩኽ ኮይኖም። ካል ማርኽስን፣ ፍሪድሪሽ ምስ እንግሊዛዊት ሰበይቱን ማርያ ብሓንሳብ ኣብታ ጉጅለ ተጸንበሩ። ከምዚ ከኣ በሎም፣ ኣብ ኩለን ሃገራት ኤሮጳ ዘለዉ ወንውንቲ ትካላት ሕማም ስሰዐ ከምዘሎዎም ተዛረበ። 1848 ከኣ ኮሚኒስም ማኒፈስት ዝብል ጸሓፈ። ኣብ ዓለም ዓቢ ኣቃልቦ ዝሰሓበት ዝተነበትን መጽሓፍ እያ።ካብዚ ንደሓር ከኣ ዘ ካፒታል እትብል መጽሓፍ ኣሕተመ ። ኣብ ኮሚዝሙስ ሓቢሮም ክሰርሑ ጀሚሮም። እዚ ሕጂ ኮሚኒሱም ዝበሃል ዘሎ ብዙሓት ሃገራት ብጉብእ ንዐአን ብዝመስል መኽዕ ይጥቀምሉን ናይ ሃገረን ቁጠባ ከኣ ክብ ኣቢለን ኣለዋ። እዚ ማለት ከኣ እዚ ከኣ ሃብታምን ድካን ዝበሃል የለን፣ ኩሉ ናይ ተፈጥራዊ ጸጋ ናይ ኩሉ ሰብ ኣዩ። ካብ ረብሓ ግለ ሰብ ነብስኩም ክትከለካሉ ኣለኩም ብምባል ናይ ሰራሕተናታት ምንቕስቃስ ጸወዐ፣ ካል ማርክስ እቲ ናይ ኮምኒዚም መምህር ወይ ከኣ ፈጣሪ ኮሚንሲም ። ኣብ ፖለቲካ እውን ንቁሓት ስለ ዝነበሩ ፣ ብዙሓት ሰባት ከኣ ሰዓብዎን ዋላ ከም እቲ ዝድለ እንተዘይቀየርዎ ብዙሕ ምምሕያሻት ግን ገሮም እዮም። ነውሒ እውን ኣይነበሩን ካል ሃይንሪሽ 1883 ፍሪድሪሽ ከኣ 1895 ኣብ እንግሊዝ ሎንደን ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈለዩ። ገለ ሃገራት ከኣ እዚ ኮሚኒዝም ዝብል ናይ ካል ማርኽስ ሓስብ ከኣ ናብ ረብሐን ብምቅያር ዓቢ ለውጢ ካል ማርክስ ዘ ካቢታል እትብል መጽሓፉ እውን ድሕሪ ሞቱ ብቡዝሓት ቃንቃታት ተተርጉማ ተጸርገሐት። እታ ቅድሚ ሞቱ ዝዘርግሓ ኮሚኒስት ማኒፈስት እውን ብቡዙሕ ቃንቃታት ተተርጉማ ተዘርገሐት። ኣብ ጀርመን ገለ ሰባት ከኣ ን ኮሚኒዝም ዝብል ማክሲዚም ይብልዎ። ኣብ ምብራቅ ጀርመን ቸኒትዝ እትበሃል ከተማ እውን ካል ማርኽስ ይብሉዋ እዮም። ናይ እዞም ክልተ ኽኢላታት ስነ ሓሳብ ከኣ ብ 1917 ናብ ናብ ሩስያ ተዘዋወረ። ድሕሪ ሓደ ኦኣመት ከኣ ለውጢ ኣምጸአ። ብዙሓት ሃገራት ዓለምና ሕጂ ብዝለዓለ መልኩዑ ገረን ይሰርሕእሉ ኣለዋ ። ገለ ደናቁር መራሕቲ ዘለወን ሃገራት ከኣ ህዝበን ከም ባርያ የዋርድወን ኣለዉ። ህዝበን ከኣ ኣደዳ ስደትን ብባዕዳውያን ከኣ ይዋረዱ ይቅተሉ። ዝተጋገኽዎ እንተ ሃልዩ ክትእርሙኒ ሓውኹም ሽመጃናዊ

  • @daniagualtigray5555
    @daniagualtigray55553 жыл бұрын

    Proud of you Very Smarttttt 💯

  • @amanok9282
    @amanok92823 жыл бұрын

    habrom Dani brilliant

  • @michealwelderufael6165
    @michealwelderufael61653 жыл бұрын

    Dani Hero brilliant OUR futures leder Great work go head we Always stand bisaide u

  • @habenokbai3762
    @habenokbai37623 жыл бұрын

    Keep it up u doing good job!and u delivering the fact to the people u love 💓

  • @selamawitogubai2157
    @selamawitogubai21572 жыл бұрын

    Weldone brilliant young man 💪

  • @kidanetsegu1629
    @kidanetsegu16293 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ኣገላልጻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @meradedeart9949
    @meradedeart99493 жыл бұрын

    ወላ ሽቓቕ ናይ መንግስቲ ብራቮ ጎነይ ኣጆካ ብዙሕ ሰብ ክትልውጥ ኢኻ

  • @user-wf4el9rq4u
    @user-wf4el9rq4u3 жыл бұрын

    Thank u Dani ኢሰያስ ዝበሃል ድያብሎስ ብንቁር የብለልና

  • @mileteyemane897
    @mileteyemane8973 жыл бұрын

    God jobb Brother

  • @romayromay9489
    @romayromay94893 жыл бұрын

    Thank you Dani very important topic keep it up

  • @binyamsamsomsamsombinyam112
    @binyamsamsomsamsombinyam1123 жыл бұрын

    ዳኒ ጅግና ጽፉፍ ስራሕ ከም ኩሉ ግዝየ ንዓይ ግን ዶንጊኻ ኮይኑ ተሰሚዕኒ እዛ ቭድዪ 10 ግዝየ ሰሚዖያ

  • @ziyadakulu1649
    @ziyadakulu16493 жыл бұрын

    Welcome smart hawey 🥰

  • @oneday5636
    @oneday56363 жыл бұрын

    Supper Uniqe

  • @biedlubigoyta2578
    @biedlubigoyta25783 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ጽሒፍ በርትዕ

  • @hagosmkem5468
    @hagosmkem54683 жыл бұрын

    አዋ ተሓዋውስኒ አኮ🤣 ምንጪ አባ ተሓባብረና ሰበይ ኣብ ጎንኻ ክንስለፍ"✌

  • @raesiokbay00

    @raesiokbay00

    3 жыл бұрын

    ሰብ አዩ ሰብ ሚካን አኩል አዩ

  • @ERI-BOY_7

    @ERI-BOY_7

    3 жыл бұрын

    ኣግኣዝያን ማየኣ ምንጪ

  • @abelabi6782

    @abelabi6782

    3 жыл бұрын

    Entay mnchi delikalu babiu cominzm zmehaze ko negirka 🤷🏽

  • @mengsteabemaha23
    @mengsteabemaha233 жыл бұрын

    ኦይ ዓደምሓራ እንድግዲ እዮም ዘለዉ ክክክክክክ ዳኣኒ በሊሕ በርትዕ

  • @lovepeace8606
    @lovepeace86063 жыл бұрын

    ብሓቂ ፥ ዳኒ ሓወይ ፥ ኣጆካ ተስፋ ዘለካ ለባም ኢካ ኣምላክ ምሳካ ይኩን ፤፤

  • @hareguwenimebrahtu7856
    @hareguwenimebrahtu78563 жыл бұрын

    Bravo

  • @henoktsegezeab8186
    @henoktsegezeab81863 жыл бұрын

    Well done on your research and presentation. You really exposed this Utopian system and it’s flaws. It would have been good if you have included the free labour systems Communists use to “build” the nations economy. The Siberian prison work camps and China are similar to the “national service” tactics used by PFDJ. Overall excellent video!! Keep up the good work.

  • @weldeabkidane4006
    @weldeabkidane40063 жыл бұрын

    ኣንታ እዘን ናብ ኤርትራ ብሳትላይት ዝፍንዋ ዘለዋ ተለቪጅናት asena, erisat.. እንትይ ይጽበያ ኣለዋ ነዚ ጸባ ዝኮነ ትምህርቲ ናብ ማእከል ዓዲ ዘይፍንውኦ

  • @efremgrmatsion2505

    @efremgrmatsion2505

    3 жыл бұрын

    weldab kidane እዘን ትብለን ዘለካ ምስ ህግደፍ ዘባእሰን ድሞክራሳ የለን ትራይ እዩ ኤርትራዊ ዘጊነት እምበር መንነት ከመዘይ ኮነ ኣይኣምናን እየን ንስካ ንባእልካ ናይ ዳኒ ትኣምነሉ እንድሕር ኮይንካ መንነትካ ትግራዋይ ምካኑ ትቕበሎ ድካ

  • @letsgo4323

    @letsgo4323

    3 жыл бұрын

    @@efremgrmatsion2505 normal

  • @nohrodu8181

    @nohrodu8181

    3 жыл бұрын

    @@efremgrmatsion2505 ትግርኛ ኢዩ መነነትና።

  • @efremgrmatsion2505

    @efremgrmatsion2505

    3 жыл бұрын

    @@nohrodu8181 ጀርመን ጀርመናዊ እንግሊዝ እንግሊዛዊ ብልየን ብልየናይ ... ትግርኛ ትግራዋይ ኣብ መስመር ክቡር ሓው

  • @nohrodu8181

    @nohrodu8181

    3 жыл бұрын

    @@efremgrmatsion2505 ኖእ ንሕና ትግርኛ ኢና ።ብሰንኪ 140 ዓመታት ዘተፈላለየ ልቦና ሃኒጽና ኢና።ሕጂ መሊሰካ ጸገም ምምጻእ እንበር ፍታሕ ክምጽእ ኣይክእልን ኢዩ።

  • @hayelomhadish9793
    @hayelomhadish97933 жыл бұрын

    እዞም መንእሰያት ግን ዉጽኢት ኤር ቲቪ እዮም ክክክ ዓርከተይ ይበል ኣወዳድቃ ቃላት ወዲ መምህር ጅግና ❤️❤️💪

  • @silverkisa6759
    @silverkisa67593 жыл бұрын

    Selam. First of all thanks for your hard work. It was well thought through and insightfull. And second: Could you, in one of your next contents, talk about the pre-history of eritrea? About the time before 1961. My and that of many others knowldege about that time is very superficial.

  • @mercymercy8563
    @mercymercy85633 жыл бұрын

    Anta nsekkas seb zeyrio iyu zeriyeka....pewwwww ere medhaniealem ybl gere emun....😂😂😂😂kemakka ybzhuuuu

  • @user-bk5dw1ws2q
    @user-bk5dw1ws2q3 жыл бұрын

    ይቀነልና ዳኒ ሓወይ❤️❤️❤️

  • @reemtinsaew3404
    @reemtinsaew34043 жыл бұрын

    ብዝኮነ ጽቡቕ መግለጺ ኢዩ።እቲ ኣብ መንጎ ደሳውያንን ካፒታላውያንን ከተወዳድሮ ዝፈተንካ ፡ኣነ ብካልእ ኩርናዕ ኢየ ዝርእዮ፡ደሳውያን ቀቲሎም ቀቲሎም ጥራይ መልእካዮ፡እቶም ካፒታሊስት 'ከ ሰቲ እንዳ ነጸጉ ድዮም ሃብቶም ሃኒጾሞ፡በዓል ኣሜሪካ ብጸለምቲ ገላዩ እየን ቁጠበአን ሃኒጸናኦ፡ መሳኪን እቶም ጸለምቲ ክንደይ ከም ተቀትሉ ዝጽሕፈሎም የብሎምን ክሳብ ሂጂ ውን ይቅተሉ ኣለዉ።ብዝኮነ ኩሉ ጊዜ ሓቂ ኣብ ዝሰዓሩ ጥራይ አዩ ዝመስለና።መክንያቱ እቶም ዝሰዓርዎም ሲለ ዝመርሑና ፡ደሳውያን ስለ ዝተሳዕሩ እዮም እንበር ገበን ካፒታላውያን ቀሊል ኣይኮነን። ክውስከልካ ፡ ዝኮነ መንግስቲ ኣቀዲሙ ባህሊ ሕብረሰብ አዩ ዝኣሊ ፡e.g Eurpean countries now and then,culture is dynamic,you never look like your grandfather by any means.but only your Mother Language.

  • @reemtinsaew3404

    @reemtinsaew3404

    3 жыл бұрын

    Any way Esayas has Faild to Govern Erirea.

  • @emwin4925
    @emwin49253 жыл бұрын

    ክብሪ ይሃብካ ናይ ብሓቂ ዳኒ ፡ብሱል ሓሳብ ፡ብሱል ኣዘራርባ ,ብሱል ስነምግባር ።ሓቂ ካብ ብዙሓት ዘይኮነት ካብ ከምዚ ከማኻ ዝበሉ ውሑዳትን ውፉያትን አያ ትርከብ ።

  • @milkyash156
    @milkyash1563 жыл бұрын

    ምሳካስ ኣብ ጣውላ ኮፍ ኢለ ከዕልል ብጣዕሚ ደስ ምበለኒ (:

  • @mossitube817
    @mossitube8173 жыл бұрын

    ዳኒ ብሉጽ መንእሰይ ነዞም ኣንጻር ገዛእ ነብሶሙን መንነቶም ዝቃለሱ 8ተ ቢሄራት ክመስሉ ጸሓይ ዘዓረቦም ፡ እታ መንነት ትብል ናይ ዳኒ ቪዶ ራይዋ። እንበር ኣንጻር መንነትካ ትግርኛ ኣይኮንኩን ኤርትራዊ የ ኢላካ ምቅላስ ማለት፡ ኣብ ገዛእ ነብስካ ነብሰ ቅትለት ምፍታን'ዩ።

  • @lulrbahri

    @lulrbahri

    3 жыл бұрын

    ኣንታ ሓወይ እንታይ ኣግኣዝያን ዘይበልና ድዩ ደም ጥዒሙኩም። ኣነ ትግሪኛ እየ ትግሪኛ ብሙኳነይ ውን ኩርዕቲ እየ ብሃገራዊ መንነተይ ማለት ኤርትራውነተይ ውን ኣዝየ ይኾርዕ ኣግኣዝያን ዝብሃል መንነት ግን የብለይን ኤርትራዊት ኩርዕቲ እየ እዚ ክንለካ ከለኩ ግን በዓል ኢሰያስ በዓል ተስፋጽዮ መጽዮም ኣይኮኑን ዘማእዙኑኒ ዝሓስብን ዘመራምር ኣእምሮ ኣለኒ ከምኡ ውን ኩሎም እቶም ከማይ ዝበሉ። ሕብንቲ ኤርትራዊት ትግሪኛ እየ።

  • @samaraya8596

    @samaraya8596

    3 жыл бұрын

    @@lulrbahri ሓወይ እዚ ወዲ ኣግአዝያን ዝብል ቃል ኣየወጽአን መስለኒ አንታይ ክሳብ ክንድዚ ዘነድር ኣለካ ።ንስካ ትግርኛ ብምኻንካ ትኾርዕ ከምዝኾንካ ነጊርካና አለኻ ቡዙሓት ከኣ አለዉ መንነቶምን ዜግነቶምን ዘይፈልዮ ስለዚ ዘይተጻሕፈ ኣይተንብብ

  • @user-sk4fm8ez3d

    @user-sk4fm8ez3d

    3 жыл бұрын

    ኤረትራዊ የ ኣነ 🇪🇷✌

  • @mossitube817

    @mossitube817

    3 жыл бұрын

    @@lulrbahriBro ኣነ ተስፋጽዮን ኮይነ ድየ ዝራኣየካ ዘለኩ መን ኣጋኣዝያን ኢሉ ጽሒፉ ስር ስር ትብለለይ ነዓይ። ኢሰያስ ነተን 9 ቢሄራት መንነተንን ባህለንን ክብርታተንን ሓኺኹ ደርብዩ፡ ጨፋሊቁ ኤርትራዊ መንነት ዝበሃል ሰሪሑ። ነዚ የ ካኣ ቁቡል ኣይኮነን ክንጉሕፎ ኣለና ኢለ ጽሑፈ ዘለኩ። ኩለን ቢሄራት ነናይ ባዕለን ዝኾርዓሉ መንነት ኣለውን ኣብ ዝግነት ሃገራውነት ጥራይ ንራከብ ባስታ ።

  • @mossitube817

    @mossitube817

    3 жыл бұрын

    @@samaraya8596 Bro ተስፋጽዮን ኮይነየ ዝራዮ ዘለኩ መስለኒ ዘይተጻሕፈ የንብብ። ብ ትግርኛይ ይኮርዕ የክትብል ጸኒሓስ ፡ኤርትራዊ መንነት ካ ትብል ትግራኛ እንታይ ዝሓዘለ ድዩ ባህልና ቃንቃና ክብርታትና ሃይማኖትና ንዕኡ ዘጠቃልል ካኣ መንነት ትግርኛ ከምዛ ዝበልካያ መንነትን ዘግነትን ኣይፈላልይዎን ለዉ።

  • @zielundaufgabe210
    @zielundaufgabe2103 жыл бұрын

    ዳኒኤል ኩሉ ነገርካ ጽቡቅ ኢዩ ኣፍሉጦ ዝተሓወሶ ኢዩ ውን ግን ሰብ ኣይተቃልል ብፍላይ ኣብዛ ፊልም ቁርቁስ ዘቅረብካያ ሓሳብ ዘይቅቡል ኢዩ ኩሉ ሰብ ሓደ ዓይነት ፍልጠት ክህልዎ ኣይክእልን ንሳቶም ከኣ ገለ ካብ ኣዘራርባ ዝጥቀምሉ ንኣብነት ጃህራ ልዕሊ ኤርትራውያን ዝግብኦ የለን ምባሎም ኣታራጉማ ጸይቅካዮ ንኣብነት መጽሓፍ ቅዱስ ዝጥቀመሉ ኣቲ ሰበይቲ ማለት ናይ ኣክብሮት እንበር ናይ ሕስረት ቃል ኣይኮነን ስለዚ ተቅርቦ ስውብ ውን ክስዕበካ ኣብ ኣቀራርባካ ተጠንቀቅ እዚ ክብለካ ዝከኣልኩ ናይ ኣክብሮት እንበር ኩሉ ሓሳባትካ ይድቅፎ ኢየ ቀጽሎ

  • @piyaryohanakehasesarahana7394
    @piyaryohanakehasesarahana73943 жыл бұрын

    ዳኒ ሓወይ ከማኻ ይብዙሑ።ንስኻ ቶምጽኦ ሓሳባት ኣብ ሓንጎልና ዩ ዝስፍር ። የቀንየልና ዳኒ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፊጣሪ። ውትሩ ንጽበየካ ኣትደንጉየና፡፣♥️🙏🙏🙏

  • @andayteweldemedhen8195
    @andayteweldemedhen81953 жыл бұрын

    እዛ ቪድዮ ክጽበያ አየ ቀንየ tnx ዳኒ ግን ኣሕጺርካያ ማለት ብዙሕ ዝበሃል ኔሩ። ተወሳኪ ኣብ ህየሳ መደንካ መብረድ ኣብ ግምት ኣእትዋ።

  • @ksanetabraha183
    @ksanetabraha1833 жыл бұрын

    Smart boy🔥🔥

  • @auntieyoutube5375
    @auntieyoutube53753 жыл бұрын

    You are absolutely brilliant. May God bless you for ever, please keep doing it !!