DEMBENA - Semhar Yohannes Hambel - | ሃምበል - New Eritrean Music 2019
Ойын-сауық
#DembenaMusic #EritreanMusic #TigrinaMusic
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳዉሎድ ምግባር ን ኣርቲስት ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ነዚ ቪዲዮ ዳዉንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ. © Copyright: DEMBENA ENTERTAINTMENT ንቐጻሊ ትሕዝቶና ንምክትታል ሳብስክራብ ብምግባር ደገፍኩም ኣይፈለየና።
subscribe:bit.ly/2yvZx0m
Пікірлер: 2 000
ን ሰምሃር ይቕረ ዝበለላ,ፈጣሪ ምስ እትፈትዎም ወለድኻ የራኽብካ ስደትና ውን የሕጽረልና 🙏🙏🙏
@user-ww4hz1nf2y
4 жыл бұрын
አሜን
@justlive6396
4 жыл бұрын
Amen
@tesfitabrahale9267
4 жыл бұрын
@@justlive6396 Amen Amen Amen Amen Amen Amen
@sigemgebergergesghghd4036
4 жыл бұрын
Amen amen amen
@mokonenyemane5409
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን √√√ ማሓርቲ ምሕረት ክረክቡ ኢዮም እሞ ብጹኣን ኢዮም √√√√
ነዛ ጽሕፍቲ ተንብብ ዘለኻ ብር ክትብል ተሓጎስ:ዓይኒ ጸላኢኻ ይደፈን :🙏🙏🙏
@aml1213
4 жыл бұрын
Amen amen amen
@hjhj5640
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏
@gashgisha6608
4 жыл бұрын
Amem amem amem
@rahelzamtwasatnew8958
4 жыл бұрын
Wedi Mazu amen amen amen
@yonastekle5689
4 жыл бұрын
Amen
ሓዳግ ዩ ኤርትራዊ ለዋህ ፍጥረት ሰይ ደቂ ኤረ ይቅረ ተባሂልና ንተሓቃቆፍ ስደትና ክሓጽሩ ዩ።
ኣቱም ሰባት ሰሜዐ ምጽጋብ ሲነያ ነዛ ደርፊ መን ኣሎ ከምዚ ናተይ like እስከ ደቂ ሓላል መሬት ደቂ'ቲ ውጹዕ ሕዝቢ !!!
@temesgengoyttalove2514
4 жыл бұрын
Habibi
@realityishealthy.5850
3 жыл бұрын
Wala ane
@robelchelsawi9513
2 жыл бұрын
Wala ane
@eritreanqueen9832
Жыл бұрын
Same here😘 love you daki Eri ❤
ሓዲገልኪ ሰምሃረይ ናይ በሓቂ ሓዲገልኪ ዝሓደግኩሙላ እስከ like ሃቡኒ ቡሩኽ ኣውደኣመት ከኣ ይግበረልና ደቂ ዓደይ ደሃይኪ ሰሚዐ ልበይ ተሓጊሰ ኣሰይይይይይ ሰምሃረይይይ
@wedijohn5139
4 жыл бұрын
ሰደት ክኸሰካ የ ይቕሬታ ሓወይ /ሓብተይ ኣነ ልበይ ቂሒሩ ኣቢኒ ኢዩ ዘሎ ክሳብ ሕጂ ካብ ኣእሙሮይ ምድምሳስ ኣቢዩኑ በታ ዝጸረፈትኒ ፈታዊ ነብሱ ተባሂለ ግን ደሓን ንግዜ ንግደፎ
@adamadam1574
4 жыл бұрын
Semhar labam eki .neti zeqeyemkyo menesey bgbri beti zrdeo melkea yqreta mhtatki.nay bhaqi adniqeki.💝💝💝💝💝💝
@awettsegay5287
4 жыл бұрын
9jķl)key, n
@wediyemane8
4 жыл бұрын
Ya ናይ በሓቂ Adam Adam
@eliasmahray6008
4 жыл бұрын
Nic one semhar
አቡነ ገብረ መንፈስ ቅዱስ ካብ ኽፋእ ኹሉ ይሓልወና ።ንሰምሃር ትፈትዉ ላይክ ፀፊዕኹሙኒ ሕለፋ።!!!
@aml1213
4 жыл бұрын
amen amen amen
@mamiteyhalal2747
4 жыл бұрын
ጆን ጆ ወዲ ቐሺ amen
@saronghirmay6064
4 жыл бұрын
Amen amen amen
@Miniaturejelly24
4 жыл бұрын
ጆን ጆ ወዲ ቐሺ kzread.info/dash/bejne/kWelxdWQXdyuYaw.html
@LL-pt6ub
4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
Anes kab 2 like halife zeyfelt plz eba like rgexuley des kbleni
This is the best Sorry message showing deeper regrate I ever heard...also displays excellent artistic qualities of Semhar.....
*ደሃይካ ሰሚዐ ሃምበል* *ወጺኻ ካብ ኣፍ ገበል* *ጠላም'ዩ እንዳበልኩ ዘምረርክዎ* *የሕሚሙኒ ሎሚ ተ'ሓሰብክዎ።* *ይገርም'ዩ ናይዛ ሂወት* *ኣነ ክኸሰካ ንስኻ ትፍተን ብሞት* *ከምኡ'ያ በቃ እዛ ዓለም* *ንስኻ ክትቅንዞ ኣነ ካልእ ይሓልም።* *ስሒተ....!* *ዓቕለ'የ ኣጽቢበ...* *ንጸሓየ ብኾፈይ ኣዕሪበ* *ንዓኻ ክብድል ብቕንኢ ኣቕለይለ* *❤ኣነ ብዘይ ልበይ ልብኻ በዲለ።* ❤👈👌 *ኣታ ወለል ወለል ወለላይ* *ርኣዮ'ሞ ዘለኽዎ ቃንዛይ* *ኣታ ወለል ወለል ወለላይ* *የሕኒኹኒ ዳሕራየይ ዳሕራይ።* *ኣታ ዘለል ዘለል ዘለላይ* *ርኣዮ'ሞ ዘለኽዎ ቃንዛይ* *ኣታ ዘለል ዘለል ዘለላይ* *ብናፍቖት ሰርሐ ግናይ።* *ሃምበለየ... ጡዑም ቃሉ* *ሃምበለየ... ከመይ ትህሉ* *ሃምበለየ... ስድራይ ብሃሊ* *ሃምበላይ...!* *ሃምበለየ... ትሕዘለይ'ዶ* *ሃምበለየ... ተቐይምካ'ዶ* *ሃምበለየ... ረኽበካ'ዶ* *ሃምበላይ...!* *ምኡዘይ ለይለየ ምኡዘይ* *ሃበለይ ለይለየ ሃምበለይ* *ሕደግለይ ላሎይ ግደፈለይ!* * * * ግጥሚ: ሄኖክ ክብሮም (ጨጎራ) ዜማ: ሃኒባል ኣለም
@nopainnogain3581
4 жыл бұрын
Thank you sir for the great lyrics.
@user-ff9dz3sh8c
4 жыл бұрын
Thanks bro
@awetsucess534
4 жыл бұрын
Thank bro
@jamalmadayen8620
4 жыл бұрын
Ezi Henok zbahal getamai akrbulna nay bhaki smart wedi and Hanibal wn nifue zeyamai eka
@samsomsamsom5731
4 жыл бұрын
እዚ ሃኒባል ዝብሃል ብጣዕሚ ኩነታት ዘንብብ ካብ መኪና ክትጸድፍ ብኢዳ ስሒቡ ሒዙ ን ሰምሃር ኣድሒንዋ ኩሎም ክድነቁ ይግቦኦም
*ኣታ ካብ **#like** ትልምኑ እዚ ቃላት ኣስተውዕልሉ ባዕ ቅሩብ ተስፋ ዝህብ የለን ኣጆኺ ንበላ ነተባብዓያ የሕዋት ብጣዕሚ ልቢ ትትንክፍ ድርፊ እያ🎵❤⭐*
@user-ff9dz3sh8c
4 жыл бұрын
I Love You Arsenal ኣነ ውን ብጣዕሚ እዩ ዝገርመኒ ሰምሃር ሕጂስ ርኢቶ ደላ ኮሞንቲ ተንቢባ ላይክ ሃቡኒ ጥራይ ዝብሉ ኢያ ከተንብብ ብሊስ ንደግፎን ተስፋ ንሃበን
@samsomsamsom5731
4 жыл бұрын
#Semhar_yowhannes ደሃይካ ሰሚዐ ሃምበል ወጺኻ ካብ ኣፍ ገበል ጠላም'ዩ እንዳበልኩ ዘምረርክዎ የሕሚሙኒ ሎሚ ተሓሰብክዎ ይገርም'ዩ ናይዛ ሂወት ኣነ ክኸሰካ ንስኻ ትፍተን ትመውት ኮምኡ'ያ በቃ ዝዓለም ንስኻ ክትቅንዞ ኣነ ካልእ ይሓልም "ስሒተ!! ተካሒስና መንእሰይ ኤርትራ ኣጆክን ንበለን
@emteemte3985
4 жыл бұрын
bhaki nayta zhalefet sorry eta tbl zela
@honestta5718
4 жыл бұрын
Hakka za mlman neay kemaney aytrdeann ya alewa d u gele
@Miniaturejelly24
4 жыл бұрын
I Love You Arsenal kzread.info/dash/bejne/kWelxdWQXdyuYaw.html
Lomi kudus michael eyu eske like habuni ngdetey eu
Eza derfi xbuk gera zteredato telo like grkum hlefu
@crazyme.4953
4 жыл бұрын
Yeah. I know it
@senaihaile1532
4 жыл бұрын
Intay iyu imo kirdana kkkkkkkkk
@yoyomiss3353
4 жыл бұрын
@@senaihaile1532 eta reski cheguri tray tesekima telas aytrdakn eya
@liverpoolever2850
4 жыл бұрын
Shenkoll zekone qunqa terdeyni bzkone kkk
@fioririsom359
4 жыл бұрын
semharey fikri zhabe fikri eyu zikbel emo thanks tiemti music
ነዛ ኮመንቲ ተንብእብ ወይ ተንብቢ ዘለኩም ብር ክትብሉ ተእሓጎሱ ወይ ትሓጎሲ እግዛቤሄር ኣምላክ ክኣ ዕድመን ጥዕናን ይሓበለይ 🙏🙏🙏
@michalnaod4857
4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@furtieshkor4973
4 жыл бұрын
Amen amen amen entelay niaka hawey
@user-sj4qm8fx8s
4 жыл бұрын
Amennn
@melatisake7549
4 жыл бұрын
Amen amen amen
@aml1213
4 жыл бұрын
Amen amen amen
እዛ ደርፊ ኣነ ናይ ፍቅሪ ኣይሕስባን እየ ማልተይ ይቅረታ እየ ትቢል ዘላ ሰምሃር ኣብ መጅምርታ ኽ ተቅይምልኪ ነረ ሕጂ ግን ኩሉ ገድፍዮ ከብደዪ በልዕክኒ ጋል ኤረይ ሽኮር። ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስርሕ ሃንበላይ ተጥዕሰ ኣነ ኣንታ ፈትዊ ስድሩ ዝብሉ ቃላት ምስ ሰምዕኩ እዚ ምስክናይ ኤርትራዊ ኣብ ስደት ዘሎ ካብ ዘይ ብሉ ናብ ስድሩ ዚሰደድ ዘሎ ገንዘብ እዩ። ሰለዚ ይቅረታ እያ ትቢል ዘላ ደቂ ዓበቲ ኤረይ! ላይክክክክ ደቂ ኤረይ ደልይቲ ፍትሕ ጥራይ
@fernandojohn2713
4 жыл бұрын
Smart eika temsel kem zemskenie Hambelay enty maletyu bro bkala zey konkus nkfeleto ele eye
@tsehayeseyas506
4 жыл бұрын
@@fernandojohn2713 bravo semharino
@trhasgebrhiwet9900
4 жыл бұрын
Ya xbuka aleka ezia dea yqreta ya tbl zela gegia terediewa mo yqre ykunki nbela
@michaelasmelash1404
4 жыл бұрын
ደቂ ፈተሕቲ ዶ
@amanwediminduamanwedimindu426
4 жыл бұрын
ኣማን ወዲ ማማ ኤርትራዊ ናይ ብሓቂ እየ ዝብለካ ዘለኩ ሓላለይይ ኣቃላልባ ትግርኛካ ጥራይ ፈቴዮ ከየድነቁካ ክሓልፍ ኣይደልን እየ ሰበይ ናተይ❤❤❤
It’s so sweet when habesha people said to each other haway haftay ❣️
@amanuelarayaarayahadgu7281
Жыл бұрын
Tuum zereba Des zbleka thanks 🙏
I forgive you semhar definitely i accepted apologies song,,,, please like it for the forgive of semhar!!!!🎈🎈👍
ሰሙ ደጊም ንስኺ ናትና 💟 ንሕና ድማ ናትኪ ኢና ኣጆኺ በርትዒ👏 ተቀላሲ ፍትሒ ዝኮንካ እስከ ንሰሙ ሕፍስ ዝበለ👍👍like
@dadwer585
4 жыл бұрын
ሔው እዛ ዝተጠቀምካላ ቃል እሾኽ ዘሪኣትለይ። ክክክክ ካብቶም ንሕና ንሱ ዝብሉ ዝነበሩ እሞ ናብ ልቦም ዝተመልሱ ኢኻ ትመልስ ዓርኩ!! ቀልዲ ዩ በል ኣጆኻ!!
@eyesusamlakeymaryamadey2046
4 жыл бұрын
@Mislal Maashow natka kdm yeryena ykewn mearey
*ሰምሃረይ ጥይት ፍጥረይ ከምዚ ኢልኪ ብምርኣየይ ማራ ሕጉስ እየ ኣጆኺ ናይና🌟🌟🌟❤🇪🇷*
@selaliakesete7869
4 жыл бұрын
ሰራቂ ነዛ ጋል ሓትነይ ታይ ደሊካያ ውካርያ።
@anditbraun7550
4 жыл бұрын
Entay malet eu nayna ke?
@anditbraun7550
4 жыл бұрын
@Abel Abiii kbretey ytehawawesna alewu eko bro
@anditbraun7550
4 жыл бұрын
@Abel Abiii abshrka kbretey nsatom seb kfalalu eu dletom ezi gn nay momona Profi geyrus nayna wala gele ybl bae
ነታ ከሞንት ተንቡቡ ዘለኩም አምላክ ምሳኩም የኩን ለይክ ወቁጡኒ
@awet7321
4 жыл бұрын
👍👍
@millenmebrahtom7976
4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@xubhkhayushkablomi6758
4 жыл бұрын
@@lilayabay7260 thanks You my Brather
ኣጆኪ ሰምሃረይ ሽኮር ሕጂ ኣይኮነን ታሓዲግልኪ ኣብቲ ኢንተርቪው ዝገበርክዮ ዩ ታሓዲግልኪ ኣጆኪ ኣይትሰከፊ እምባሕ በሊ።ኣጆኪ በርትዒ ጣሓሕሻ ኩኒ
ዋው ሰምሃር ሽኮር ኩሉ ደርፍታትኪ እዩ ዝምችወኒ ይመችኪ ጋል ኤሬና👏👏👏👏👏👏👏👏💋💋💋😘😘😘ካብ ትግራይ
ሕድገት ሲ ካብ ፈጣሪ ድኣ ርኸብዮ ሰምሃረይ፡ ንሕና ድኣ እንታይ ዓቅሚ ኣለና፡ ዘይጋገን ዘይእረምን የለን፡ ኣጆኺ ድኣ ምቕንዛዉ ይኣክል፡😍
Ajoki Semhar shikor kemzi ayu zemhrelki kem nay kedemki 😍😍😍
ነዊሕ ግዝየ ተቃያይምና ነርና ሕጂግን ማራ ኢና ፈቲናኪ ርሑስ ሓድሽ ዓመት።
ብ ሽም ኪሮስ ኣስፍሃ እስከ lilke👍🌹💝 ሃቡኒ ንድቂ ይዋሃንስ ይቅረ ዝብልኩም 🙏🤝ካ ንእግደፍን ን ወዲ ሃልቃ ደስ ካይብሎም Like 👇👇👇
@liverpoolever2850
4 жыл бұрын
Kirosey
@robelyosef954
4 жыл бұрын
Kemeu zey geber kiros deu zedref zelo newri
@Miniaturejelly24
4 жыл бұрын
kzread.info/dash/bejne/kWelxdWQXdyuYaw.html subscribe pls
@robelokba5342
4 жыл бұрын
@@iloveyoueritrea5477 ata seb ika nay seb hseb ykre bhali kun zhawey kurub ati gtmi astebhlelu
@semerehadgu704
4 жыл бұрын
❤️❤️❤️❤️💪👍
ሕጂ ኪሒስክና ጽቡቕ ጊሪኪ።ቃንዛኺ ይቀንጠጥ ሰሙ ጸገም፡የለን ኣጆኺ ኣብ ጎንኺ ኣለና ።
ኣነ ሃዲገልኪ ኣለኩ ዝህዝቢ ውን ለባም ዩ ለባም መራሒ ስኢኑ እንበር ሓዲጉልኪ ኣሎ ሰሙ ኣጆኺ በርትዒ ቀደሙ ደርፍታትኪ ይፈትዎ የ ኔረ ህጂ ድማ ናብ ቀደመይ ተመሊሰ ኣለኩ
Tel Nay Switzerland Tedewilwa 🇨🇭🇨🇭🇨🇭🇨🇭🇨🇭
even i do not understand the language i like Eritrean music from Ethiopia gondar
ኣባይኪ ኣጆኪ ሰሙየ መን ምስ መን እና እሞ ክንበዳደል ደቂ ኤረይ ክላትና ሓደ እንዲና ፡ ኣይትቀንዝዊ ይኣክለኪ ሓላል ሓፍተይ ፡ በጃኩም ይቅረ ብሃልቲ ንኩን ዘይጋገ የለን
@natiwedimati3834
4 жыл бұрын
ጽቡቕ ኣለካ ክብረተይ
ሳሙ ናይ ሙደይ ናይስ ሙዚቃ ሓቢቢና ንፋዕቲ እንድኪ ደይ እዚ ሓሳድ ወዲ ሓለቃ ዩ ኣስሒትክን ደቂ ዮዋሃንስ ጅጋኑ ኢኪን I proud of you
Libi zitnkef getmi.zema ajoki gedifnayo yekre elna zeygage hade amlak teray so berta ajokn 😘😘😘😘👌👌👌👌👌👌
@awentaentertainment9976
4 жыл бұрын
Lbi ttnkf gtmi tbeat kea emo kaleay yeblkn ajoki bertie.
ግጥሚ 500000 ዜማ 100 ክሊፕ 100 ድምጺ 150 ኩሉ ውድእቲ ተካሂስና ሕጂ ኣጆኪ ሰምሃረይ ኣለና ዶ ሃምበላት ደቂ ኤረይ ?
Aseyyyy Semharey Enkae temeleski ደሃይካ ሰሚዐ ሃምበል ወጺእካ ካብ ኣፍ ገበል ጠላም ዩ እንዳ በልኩዘምረርክዎ የሕሚሙኒ ሎሚ ተሓሰብክዎ:: 🇪🇷❤️
@eriwalltashow5260
4 жыл бұрын
nay behki rediti derfii 👏
@natialmeysari9699
4 жыл бұрын
🇪🇷❤
@samsomsamsom5731
4 жыл бұрын
#Semhar_yowhannes ደሃይካ ሰሚዐ ሃምበል ወጺኻ ካብ ኣፍ ገበል ጠላም'ዩ እንዳበልኩ ዘምረርክዎ የሕሚሙኒ ሎሚ ተሓሰብክዎ ይገርም'ዩ ናይዛ ሂወት ኣነ ክኸሰካ ንስኻ ትፍተን ትመውት ኮምኡ'ያ በቃ ዝዓለም ንስኻ ክትቅንዞ ኣነ ካልእ ይሓልም "ስሒተ!! ሎሚ ተካሒስና እውይ ልበይ ምልስ እባ በለት ።
@user-vd9ub3sr5z
4 жыл бұрын
Samsom Samsom Nay bhaki amlak Ayni Ayashu ydfenela
@liverpoolever2850
4 жыл бұрын
Bezia kihiskni konjo ember ferqi lbiu zelku.
ሄኖክ ኩብሮም ሃኒባል ኣለም ናይ ብሓቂ ትድነቑ ገጠምትን ዘየምትን ነዛ ብዘያተሓሳስባ ተጋግያ እትሳቐ ዝነበረት ሓብትና ሰምሃር ንዓኣ ናብ የሕዋታ ጸንቢርኩማ፡ንዓና ድማ ዝተሰብረ ልብና ኣረስሪስኩምልና፡ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል ኮንጉራ ሰምሃር ሓብተይ፡
Semharey ajoki ykire elinalki ena gefinayo ena ajoki ykire eti diha e eyu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍 gal eri kiseni
ካብቶም ቀዳሞት ይቅረ ዝበልኩልኪ እየ ከም ቀደምኪ ኩንልና ፎርሳ ጽብቅተይ
@user-zw6ny7tr4u
4 жыл бұрын
😍👏
@thankyou1442
4 жыл бұрын
@not interested in politic neska wn tarik yeblkan abza youtube gn kedmay resah qalat alka
@eriwalltashow5260
4 жыл бұрын
👏
@thankyou1442
4 жыл бұрын
not interested in politic ane ayxerfkan eye mebyika eyu bedilka selzi godena zefryom kemzi kemka seb hases bel
@lovepeace717
4 жыл бұрын
ሰሚር ሓውና ኣብ ይቅረ ብጣዕሚ ኢካ ትሕጉሰኒ ዝቅድመካ የለን ኣጆካ ቀጽሎ... don't care the ediot bodies
ነዛ ከመንት ተንብብ ዛለኻ ሰናይ ናይ ዕረፍቲ ግዜ ቀዳመ ሰንበትን ይግበረልና
ካብዚ ድዓቢ ይቅረ ታይ ኣሎ ደቂ ሓላል መሬት ንሓድሕድናስ ፍቅሪ ደኣ 🤗
Yeqre ykonki Semar gal Eri shikorrr. qedemus Eti Hankas wedi Haleqa wkarya eu agagikin. Yehwat beta tkela sne-tbeb (Music) yqre tbl ala yqre nbelela. Msay zsamae 👇👇👍👍.
Ajoki hadag u hambel, we love you soooo much as usual 🥰😍😘🤩 Just keep ur condtion darling ✅ . . . . . . . . Bless you ✅✅✅
@semharghebreslassie9668
4 жыл бұрын
ንስኹም'ዶ ንስደት ኣንቱም ሓላላት ደቂ ህዝበይ !!!
ዓሚ ኣትታሃበል ዝቦሎቶ ሽደን ኤርትራ ሎሚ ብሃንበለይ ደምሲሳቶ well done 🇪🇷👍👍
@Miniaturejelly24
4 жыл бұрын
kzread.info/dash/bejne/kWelxdWQXdyuYaw.html Isaac Amanuel
Ane neza derfi kisemie keleku bekiyat eyu zisiereni . Ane b wegeney yikreta gerela aleku emo Eritreawyan yehwatey bejakum kulu seb yikreta yigberela. Love u deki 🇪🇷hagereyin hzbeyin ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
Semharey shikor gal Erey xaeda 🇪🇷agoki shikorina. Nice song GBU.
ሰምሃር ሽኮር እንቃዕ ደሓን መጻኺ ደቂ ኤረይ ንሰምሃር እስከ ላይክ ኣይተዉሕዱላ
@Miniaturejelly24
4 жыл бұрын
በዲለ ድየ ተበዲለ kzread.info/dash/bejne/kWelxdWQXdyuYaw.html
Semhar shukor ykre elelki alku ykre zbelela like yrgex bruk kedame senbet ygbrelna 😘👌👍👍
@kubromtube2625
4 жыл бұрын
ንዓኻ ዲና ንሰምሃር like ክንህብ
@kendelchanel9058
4 жыл бұрын
Ykre elelka alku
@gunnersarsenal38
4 жыл бұрын
@@kubromtube2625 loqmax konka ember embr nsemhar endye elka
@gunnersarsenal38
4 жыл бұрын
@@kendelchanel9058 men neay ilka loqmax
@sohnnuguse9214
4 жыл бұрын
Eawy senuche mekseb Hakka lokmax koynu enber nsemhar endabelkayos si
Good job semharey awetin asalton yhabki fetari
Ykre ykunki Semharino 👍❤️💖, kab af Gebel zwexe tray like
ዝፈልጦ ታኣምር የብለይን ገረ ኣቱም ሰባት እዚ ወዲ ሃለቃ ኣኽስ እዩ ኣሽክዕወን እምበር እዘን ቆልዑ ሓንቲ ኣይገበራን ሰኒ ሰኒ ሰምሃረይ ይቕረ ይኹንኪ we love you💗👌🏻
ከመይ ዲና'ሞ ንሕና !!! ገዲፍናዮ ኮ ግን ፈሪሕናልኪ ኮ ሎምስ ከይትቁጸይና ። ኣለናልኪ ኣብ ጎድንኺ ኣለና ። ጸላኢኺ ይድነን ተስኢ ይቅረ ይኹንኪ ሰማቸይ ልብና ዝልባ ።well come to the way good job semharey !!!!
Ajoki ykre mbal nnebska eyu nhna kea ykre elnalki ena♥️♥️♥️🙏🙏🙏
Tegdiflky alo brekty haftna
ኔይ ሰምሀር ደርፍታት ዝምቸየኩም like አግርጭውኒ
@Miniaturejelly24
4 жыл бұрын
Bisrat gere kzread.info/dash/bejne/kWelxdWQXdyuYaw.html
ዳሃይኻ ሰሚዕ ሃምበል ወጺካ ኻብ ኣፍ ገበል ! Great Semhar Yohanns Good job !
Semharey ab sawa msay nerki azki thtna zeleki seb eki zhalfe halfu enkea kulu terdaki ❤💯🙏
ሰምሃረይ ,ሽኮር እንካዕ ዳን መፀእኺ ካብ ዝፍትወኪ ዘድንቀኪ ካብ ትግራይ ሶ ሰሰናዩ ።
@amaerigermen7404
4 жыл бұрын
Entay tedenkiya, ezia kehadit endiya
@samuelabdu9794
3 жыл бұрын
@@amaerigermen7404 ewa kemet gereka kehadit tebela enetay kem tebeleka zela ateredeakan malet diyu
ወይ ልበይ ሰልሃው ኢሉኒ ነዛ ደርፊ ምስ ሰምዓኹ ሰምሓረይ ሽኮር ከመይ ድየ ዝፈትወኪ love you gual eri sweet
@DaywithHabu5258
4 жыл бұрын
ፍትሒ ይንገስ 😆😆🇪🇷❤️🇪🇷
ሰምሃር ሽኮር ወጺና ኢዉ ካብ ኣፍ ገበል። ከምዚ ገርኪ ይቅረታ ምባልኪ ኣዝየ ታሓጊሰ ኣጆኪ ንሕና ውን ኣይንሕዘልክን ኢና ቃንዛኪ ቃንዛና ኢዩ። ሃምበላይ ስድራይ ባሃሊ ናይ ባሓቂ ሰምሃረይ ኣምላክ ጸጉኡ የብዛሓልኪ፡ንሕናውን ኣብ ጎንኪኣለና
semhar zedengexoto alo do kemay kebdey beliatni so ane eka yqre elelki ye yqre zbele kemay entolo b like yhabreni
ይቅረ ይኹንኪ ሰምሓረይ ኣንቢዕኽኒ እኮ ኣጆኪ ኣብ ጎድንኪ ኣለና ኣባይክ ፎፎው ይበል ❤️❤️❤️❤️❤️💕💞❣️🌼🌾🇪🇷💐👋💘ሰላም ኣብ ዘለኹሞ ደቂ ኤረይ መዓራይ ደቂ 9 ብሄር ብሓበራ ከምዝከማይ ኣድኩምን ስድራ መሓዙት ዝናፈኩም ሓሳብ ልብኹም የስምረልኩም ኣብዚኣ መዘከርታ ልቢ ኣብሩለይ😍🥰
ሰምሃር ጽብቕቲ ከንፈር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ።
ኪሒስክና ሰምሃረይ፡ቡሉጽ ስራሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ወትሩ ታሓጎሲ፡፡
I can't stop listening to this song omg what an amazing lyrics❤🇪🇷
@solosolo4943
2 жыл бұрын
✌
Ufffffffffff ajoki aykealkun anbekekeni 😭😭😭🇪🇷❤️🇪🇷❤️slm yeweredelna deki adey mearey ❤️🇪🇷❤️✌️🙏
*#ዝገርም** **#ናይ** **#ይቅሬታ** **#መልእኽቲ* *#ይገርም**'ዩ **#ናይዛ** **#ሂወት** **#ኣነ* *#ይኸሰካ** **#ንስኻ** **#ትፍተን** **#ብ* *#ሞት** **#ኮምኡ**'ያ **#በቃ** **#ዛዓለም* *#ንስኻ** **#ትቅንዞ** **#ኣነ** **#ኻልእ** **#ይሓልም* *#ስሒቱ*
@user-tz9zr7rg4j
4 жыл бұрын
Abzi enho angar wedis kkefeni::
@arayaamaniel5485
4 жыл бұрын
semhar lomi ab timali aytinber)
@user-wq8mk2xh7t
4 жыл бұрын
@@arayaamaniel5485 kkkkkk
Ajoki Semhar shekor bitami kiheskina ❤💯🎶🎤✍
Samu shkore ajoki bertie nice music
Yqre ykunki semharey konjo we ❤️ you keep it up Great. Job
Semhareyyy mkrti ♥️❤️ forsa ykre yknki zbelkum like 👈 gerkum hlefu deki eri 🇪🇷❤️.
@estivet1
4 жыл бұрын
Haben Bereket 👍
እዚ ለዋህ ህዝቢ ሕማቅ ናይ ወገኑ ዘይ ደሊ ሰምሃረይ እቲ ዓቢ ነገር ካብ ጌጋካ ምምሃር ዩ ሰሙ ጽብቅቲ
@user-hi5ik3dn3q
4 жыл бұрын
Coment natka mesitatni kbretey anes kea ykre nzbele kefkro mat eye ezen yehwatna nhna ena nemamuken ajokn endabelna
ariff music konjoo nesh koo
Endi beqa susuyy kebdey belkin Zydayyyyy kab af gebel wexka hambeley Nic zydayyyyy love uuuu 😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘
ኤህ ደኣ ወዲ ሃለቃስ ኣታ ወዲ ድቃላ ። ሰሙ ኣጆኪ ኣብ ጎንኪ ኣለና ጋል ኤረይ ማራ ኢና ንፈትወኪ
@simreth3954
4 жыл бұрын
ኣብ ዓለም እንተ ብፍላጥ እንተ ብግዴታ ጌጋ ንፍጽም ኢና ይቅረ ምባል እዩ እቲ ወሳኒ Thanks
@user-qw6jo2jk3x
4 жыл бұрын
@@simreth3954 ያ ጽቡቅ ኣለካ ሓወይ ናተይ ቀደምሲ ደይ ኣስሒቶመን አዮም ነዘን ቆልዑ
@amanuelhabtayeyenumberone1581
4 жыл бұрын
ሃገረይ ዝበለ ተዘኪሩ ይነብር ኤሪትርያ senef Entay koinka kabzi nska zibelkayo zikefia Yelon
@samsomsamsom5731
4 жыл бұрын
#Semhar_yowhannes ደሃይካ ሰሚዐ ሃምበል ወጺኻ ካብ ኣፍ ገበል ጠላም'ዩ እንዳበልኩ ዘምረርክዎ የሕሚሙኒ ሎሚ ተሓሰብክዎ ይገርም'ዩ ናይዛ ሂወት ኣነ ክኸሰካ ንስኻ ትፍተን ትመውት ኮምኡ'ያ በቃ ዝዓለም ንስኻ ክትቅንዞ ኣነ ካልእ ይሓልም "ስሒተ!!
@user-qw6jo2jk3x
4 жыл бұрын
@@amanuelhabtayeyenumberone1581 entay ele dye ane dea? Dos nwedi haleqa sle zxerefkwo eka?
ኣጆኺ Semharey ab gonikin alina ❤ በርትዓ ዳግም ካልኣይ ጌጋ ከይድገም ተጠንቀቃ
Semhary asli terguma terdatna ala .you right kab afe gebel terfna ajoki befreedem tedrflu kerbu eyu.
Eske bejakum netom gorebetba des keyblom 👍👍👍 habuley ndeleyti fthi agame endyom zbluna kkkk nbaelom nebsom ayfeletwan wedi berad eyu agame Nsom eyom kea gorebetna Ezi gn agame Seb aykonun wey husurat kem hgdef aybelkum entay dea gorebetna Eritrawi 🇪🇷 Eritrawi ena ahwat kalie hawi yeblnan Ethiopia gorebetna eya amharay oromo tigray nay beynom eyom so Dekebat ena Beka Eritrawiiiiii Emo like nehaba Havtna eya bleass 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Waaaaw semu gedifnalki eina ajoki tray ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሕጂ ኢኪ ልበይ ዝረከብክኒ ሰሙ ምቅርቲ! We love you Semu ayney!
@mielatbeyene7363
4 жыл бұрын
💔💔💔💔💔💓💔💔💔💔🙏
Kebzi nelali entay kehlu kabti zenabrni kemta 10000000......demsekyo Thanks Semhar hedget zeygber kehlu ele aygmeten Thanks Deki Eriiii
Aseyyyyyyy xebkti Enqa natna konki shikorey ajoki ab goni hezbiki kuni❤️🇪🇷❤️✌️🇪🇷🇪🇷🇪🇷😘😘❤️
Semu kem shima mesmer nic song ajoki qexlyo 😍😍 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ስጋኺ ኢለ ዘይሓዝኩልኪ 🤚🤝🤚
Bitami nifeti tesbuk yikreta like hebuwa lewah eritrawi
ጠላም'ዩ እንዳበልኩ ዘምረርክዎ የሕሚሙኒ ሎሚ ተ'ሓሰብክዎ. well done ሓላል ሓፍተይ.
Aseyyyyyyyyyyyyy lomi fetyeki 🌹🌹🌹🌹❤️
I usually don't comment on KZread videos but this time I have to!. we all made mistakes in the past and learnt from it and I think Semhar also did. you are forgiven. all erased by my side . great work !
Wowwww ata kendy des ketebulu.....beka kulu zeritreawi yekera yekenki yekera yekenki yebel...fikre kum yebzhaho❤️
Nay belbi gedifalki aloku eska kabzi nelali taesa yelen yekera belula eqer zeble abezi 👇👇👇#like etawq 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖💖💥
You make me cry. Ykre behalti nkun yehwat
Ykire ykunki semu shikor 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇩🇪
Waww za derfi hiji terediatni nay yqreta mkana. Hadignalki alena Semhar haftey. Ajoki bertie
Semhar shkor edmen tenan yhabki fetari jgna kexlyo
*ንሰምሃረይ ዝፈቱ እስኪ ክሳብ ዝኸብደኒ Like የግዝመኒ*
ሰምሃር ሓፍተይ እንቃዕ ብ ሰላም መጻክና ለከ ምስ ጠፋእክስ ገሪሙኒ ነሩ ነዛ ጥዕምቲ ደርፊ ሒዝኪ ስለ ትመጺ ኢኪ ማለት ኣጀኪ ኩሉ እዚቢ ኢርትራ ኣብ ጎንክ እዩ ጅግና ጋል ጅግና ን ዝርደኦ እዛ ደርፊ ካብ ኣፍ ገበል ወጺካ ሰሚዐ ዶ በልኪ ሰሙ
@Miniaturejelly24
4 жыл бұрын
Wedi Negassi kzread.info/dash/bejne/kWelxdWQXdyuYaw.html
Semhar ane bwegeney qedem gedifeyo yqre elelki eye bay tiray tezkewun 10.000.000 like mhabkuki gn mtiam sinni semharey ajoki knrakeb ena bhaqi debiskna beti muqur dmxki
Semharey natey ati shikor
Semu shikorrr abet dmxi zeymno beka Nsemu zfeti like agrchw
ሰምሃረይ ኣይሕዘልክን! !!! i like.
@Miniaturejelly24
4 жыл бұрын
Andit Tewelde kzread.info/dash/bejne/kWelxdWQXdyuYaw.html
Eza derfes tsebuk gerkum mo semeowa halewlew gedifna kulu negera NESEKA.TEKENZO.ANE.KALE.YEHASEB KULU NEGERA POLETIKA EYA HEDEGULA NAY. aytetehamel zederefeta terediewa eu sederay behali endabelt eya mesay zesamemae like geru yehabereni
Ne semharay zefatu like yehabani