HDMONA - ማሙቐይ ብ ዳናይት ዮውሃንስ Mamuqey by Danait Yohannes - New Eritrean Music 2019
Ойын-сауық
HDMONA - ማሙቐይ ብ ዳናይት ዮውሃንስ Mamuqey by Danait Yohannes - "New Eritrean Music 2019"
Enjoy and Subscribe now bit.ly/2vIkX9f at HDMONA NEBARIT. "HDMONA NEBARIT" brings New Eritrean entertainment comedies, "New Eritrean Drama", "New Eritrean movie", "New Eritrean film" and "New Eritrean music" video clips for you. Enjoy!
Best eritrean singer Danait Yohannes here at HDMONA NEBARIT
"New Eritrean Music 2019" "New Official Video" "New Eritrean music" "New Eritrean Love Song"
All "Habesha music", "Habesha movie", "Habesha film", "Habesha comedy" are shared here.
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: HDMONA NEBARIT. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
KZread : / hdmonanebarit
Facebook : / hdmona-nebarit-2149397...
Instagram - / hdmonanebarit
Twitter / hdmonanebarit
Website hdmonanebarit.com/
" New Ethiopian Music 2019 "
© HDMONA NEBARIT LLC 2019. All Rights Reserved.
#hdmonanebarit #eritreamusic #eritreadanait
Пікірлер: 1 400
ነዛ ጽሑፍ ተንብብ ዘለኻ/ኺ ምስ እትፈትዎም ወለድኻ የራኽብካ ፈጣሪ ስደትና ውን የሕጽረልና
@lloveyoutigray4348
4 жыл бұрын
Amen amen amen
@user-uc9nx8jl8e
4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ንኩለና 🙏
@dawiddes2434
4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@habtitbahram181
4 жыл бұрын
Tigrigna Selection Ellllllllllllll amen amen amen 🙏🏼 🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@user-yi1sl8es5q
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ካብቲ መስቀል እቲ ወርቂ ድዩ ዓብዩ ሰለምንታይ 😭ዝተዓዘቦ ሰብ የለን ዝመስለኒ
ጌጋ ማዕተብ መዋስኢ ኣይኮነን ናይ እምነትና መለለዪ እዩ ውሉድነት ሰለስትነትን ሓድነትን ናይ ስላሴ ዝኣምን ከኣ ኣብ ክሳዱ ይጸሮ . ኣሚንኩም መስቀለ ክርስቶስ ንክትጾሩ እግዚኣብሄር ይሓግዝኩና ,ምስዘይት ኣምኑ ድማ መሰል ኣመንቲ ኦርተዶክስ ዘይ ምትንካፍ ካልኦት ውን ከምኡ ( ኣኮ በወርቂ ሃላፊ ዘተሳየጠነ ኣላ በውሂዘደሙ ወበ ስቅላቱ ) ደሙ ብምፍሳስ ደኣምበር ብወርቅን ብሩርን ኣይኮነን ዝገዛኣና . ደቂቀ ዛቲ ትውልድ ሰ ኢየኣምሩ ዘይሀይስ ፡ወርቅ ወብሩር ሰ ሃላፊ ውእቱ ኢያወርሰነ መንግስተ እግዚኣብሄር ኣላ ውስተ ጽልመት .
1ይ ቆረንቶስ 1 (1 Corinthians) 18-19፤ ጥበብ ጠቢባን ከጥፍእ እየ፡ ምስትውዓል እቶም ኣስተውዓልቲውን ከፍርስ እየ፡ ዚብል ጽሑፍ እዩ እሞ፡ ቃል መስቀል ነቶም ዚጠፍኡ ዕሽነት እዩ፡ ንኣና ንንድሕን ግና ሓይሊ ኣምላኽ እዩ።
@user-dt8og2du4q
2 жыл бұрын
ባሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ክብረተይ እግዚአብሔር ብምሕረቱ ይጠምተና ኣሜን
@FilateyStar
2 жыл бұрын
ብሓቂ ምስትውዓሉ ይሃበና ክብረተይ ዓለም እናሰሓቀት ትጻወተልና ኣላ 🥺😢
*ዳነይ ምቅርቲ እንካዕ ብስላም መጻኺ ባዓልቲ ካናሪ ድምጺ ንስኺ ካኣ ናዓ ማምቖይ ኢኺ 2020 ኩልና ኤርትራውያን ኣብ ሃገርና ምስ ስድራናን የዐርኽትናን ንማሙቕ ይግበረና*
@aml1213
4 жыл бұрын
Amen amen amen
@yobelaberhane4553
4 жыл бұрын
Amen🙏🙏🙏
@nardosyebio5070
4 жыл бұрын
Aman (3)
@habteabemha9768
4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@user-kq8fx5yq3c
4 жыл бұрын
Amen
ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልኩም ደቂ ኤረይ ንዓመታ ምስ ስድራናን ጀምዓትናን ነሕልፎ ይግበረና ፈጣሪ ።
ዋይ እንታይ እየ አታ ዝርኢ ዘለኩ ማዕተብ ክብተክ መስቀል ከዲፍካስ ናይ ሰይጣን ሓፂን ክእሰር ልቢ በሊ ዳናይት ብጣዕሚ ብጣዕሚ ጌጋ እዩ እግዚአብሔር አምላክ መስተውዐሊ ልቦና ይሃብኪ ንእግዚአብሔር ኩሉ ግዜ አብ ቅዲሚትና ንግበሮ ብዘይካ ንሱ ሂወትና ነብስና ከንቱ ሰለ ዝኮነት ክብርን ምስጋናን ንእግዚአብሔር አምላክና ይኩን አሜን፫
ዓገብ ማዕተብኻ ምብጣስኸ ታይ ኣምፀኦ መዕተብ ከጥፍኡ ኣብ ዝተልዓልሉ ቦታ ኣይንሃቦም ብዝተረፈ ዳኒተይ ፍትው
----- ( )----- + ትርጉም መስቀል . መ= መከራ ናይ ክርስቶስ ስ= ስቅለት ናይ ክርስቶስ ቀ= ቀራንዮ ዝተሰቅለሉ ቦታ ል= ልደት ናይ ክርስቶስ እዩ ዝገልጽ!!! ኣብታ ናይ ወርቂ ካቴና መስቀል ክህልዋ ኔርዎ!! መስቀሎም ንከይበትኩ ክሳዶም ዝሃቡ ዘክሪ!! @ 2:34
@ksanetgaym7616
4 жыл бұрын
Nay bhakei kale hiwet yesmalena 🙏
@wediasmeramaite9082
4 жыл бұрын
Samray liela ms tech nay behaki
@tmnitey5874
4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጽብቅ ኣለካ ዝሓወይ
@unknown-ri4jn
4 жыл бұрын
Emnet agudila bwerqi sedia shelel ila kemzsededeto iya tebrh ita Clip. Eti trgum nayti derfi smayo xbuk gierka
@sesinatey150
4 жыл бұрын
Ssmrey lila....naybhaki thank.u turguma ayfeltan ye nere....kale hiwet yesmalna......
መስቀል ሃይልና መስቀል ጽንዕና መስቀል መድሃኒና ማዕተብ በቲኽስ ወርቂ ኣይግድን
@user-on3fy4ik2y
4 жыл бұрын
Zkyrwo kdawnti ember zigebro zeyfeltu Meskel trgumu felita mias gerato mesiluka melagetsi koynu
ዘረባ የብሉን ኩሉ ግዜ ሽኮር ዕድመን ጥዕናናን 👍🏽👍🏽👍🏽ዓይኒ ጸላእትኽን ሐሳዳትን ድፍእ ይኸውለልኪ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏👋👋
Just ንፍዕቲ ገለ ተሰሚዕኒ ክሰምዓ ከለኩ ስደትና ይሕጽረልና ቡርካተይ !!!!!
I’m from Sweden and I speak a little bit Tigrinya! I like Danait so much and I like her music a lot as well! God bless you and your music Danait. Jfkreki
@plina4995
2 жыл бұрын
Vi är en men jag är eritrean och jag älskar henne väldigt mycket!
Your father drove us crazy when we were shebab, and now you two sisters are doing it again. Excellent ,well written and good choice of voice. thanks
@gregorysamson2888
2 жыл бұрын
I know Im randomly asking but does any of you know a tool to get back into an instagram account..? I was dumb lost the password. I would appreciate any tips you can give me!
@piercejonah6289
2 жыл бұрын
@Gregory Samson Instablaster =)
@gregorysamson2888
2 жыл бұрын
@Pierce Jonah Thanks for your reply. I got to the site through google and I'm in the hacking process atm. Seems to take a while so I will get back to you later when my account password hopefully is recovered.
@gregorysamson2888
2 жыл бұрын
@Pierce Jonah DAMN IT REALLY WORKED :O I literally hacked my ig account details after about 30 mins by using the site. I had to pay 15 $ but definitely worth the money :O Thanks so much you saved my ass :D
@piercejonah6289
2 жыл бұрын
@Gregory Samson glad I could help :)
ዋውው ዳኑ ገለ ዓይነት ደርፍ እንተ ናይ ማዕተብ ምብታክ ግን ከም ዝመስለን ንረብሓ ክትብል ቃል ኪዳና ከም ደፍረሰት ዩ ደርእየካ መክንያቱ ማዕተበ በቲኩ ቡሩር ስለ ዝሃባ
@iloveyoutigrayyou2903
4 жыл бұрын
Eumo mesikel do yiAbis Eunjera Ata Euza maeuteb waza Ayitugberuwa
መርሓባ ዳኑ ዓይነይ😘😘😘💎🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ማሙቕይ'ዶ በልኪ🤔🤔🤔 ፈጣሪ ስደትና የሕጺሩ ኣብ ማሙቕ ቤትና ኣብ ሕቁፎ ስድራና ንማሙቐሉ ጊዜ የምጸኣልና🙏🙏🙏😇😇😇🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@saymstudiosenafe2158
4 жыл бұрын
Amen (3)
@rutadawit771
4 жыл бұрын
Amen
@dawitfitsum7566
4 жыл бұрын
Amen Amen Amen.
@simonberhane6450
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ዝሓፍተይ / ዝሓወይ
@oamlakey7226
4 жыл бұрын
Amen 🙏
2020 amet selam amete rahwa nikulikum neza comment tenibubu zelekum
@awettsegay4544
4 жыл бұрын
Hani Keren amen(3) thanks
@awetbrhane8789
4 жыл бұрын
Amen amen amen ahbiru
@yobelaberhane4553
4 жыл бұрын
Hani Keren Amen 🙏
@solomunhabte9920
4 жыл бұрын
Dani shkor ajoki kexiloyo 🖕🖕🖕🌷🌷🌷🌷
@merhawi50
4 жыл бұрын
🙏 Yehbiru
Selam selam deki eirey shekokur aab zelekumo selamkum kem xega Amlak ybzah ( Ruhus hadush Amet Amete selamen rahwan ygberlna sdtna sdet Eyorsalem ygberelna) so one love eritrean ❣❣❣🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@sarazeray3586
4 жыл бұрын
Amen amen amen
Danuye beautiful good job ደቂ ኤሪ ሩሑስ ሓዲሽ ዓመት ዓመተ ራህዋን ቅሳነትን ይግበረልና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
ዋውውው ዳኑ ሽኮር ብታእሚ ጽቡቅ ግም ኣቢ ገጋ ተጋጊኪ ዳኒ ማዕረ ክንድቲ ጽቡቅ ዝሰራሕክዮ ብዕጽፉ ሕማቅ ገርኪ ማለት ካልእ ሜላ ክትጥቀሚ ነይርኪ ማዕተብ ግን ክትብተክ ኣይግበኣን ኢዩ ነይሩ ማዕተብ ንክርስትያ መለለይና ኢዩ ጎይታና ኢዮሱስ ክርስቶስ ኣብ መስከል ተሰኪሉ ኢዩ ነኣና ደቁ ኣድሒንና እትረፍ ኣብ ፊሊም ክብተክ ሲ ማዕተቦም ከይበትኩ ኢዮም የሕዋትና ኣቦታትና ዝሲየፉ ዝነበሩ ንስኪ ግን ብታዕሚ ተጋጊኪ ናይብሃቂ ዓኒ ጌጋ ኩልኩም ሕዝቢ ክርስትያን የሕዋተይ ከምዚ ኣይነት ጌጋ ክንርኢ ከለና ሸለል ኢልና ኣይንሕለፎ ጸርፊ ገዲፍና ቀስ ኢልና ከነረድኦም ንፈትን ካብ ጌግኦም ክእረሙ
መኣሙን ኮይነ ኢዛ ትመጺኢ ዓመት ርግጸኛ ኢየ ሰላምን ራህዋን ክከውን በዓል ሙሉኢ ተስፋ ኢየ ከም'ዚ ከማይ ከ ትሁሉው'ዶ ?
@sarazeray3586
4 жыл бұрын
Amen
@habteabemha9768
4 жыл бұрын
Ane aleku kubur haw
@user-kq8fx5yq3c
4 жыл бұрын
amen amlak alo bro
@yonastekle9077
4 жыл бұрын
ygberelna kubur haw
@fikaduzeru1392
4 жыл бұрын
Wawqw shkorr
Danuye mekseb enqae dahan mexaki my favourite girl 👧 god bless you sweet ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷 gal Eriy mearey
ዳኑ ሽኮር ናይስ ሙዚክ ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና ዓመተ ሰላም ራህዋን ይግበረልና ደቂ ኤረይ መዓረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹
ዳኑ፡ ኩሉሙሉኺ ሽኮር። ካብኮነ ትብል መዘና ዘይብላ ደርፍኺ ኣስተማቒረ ከይጸገብክዋ፡ ሕጂ ድማ ማሙቕይ ኢልኪ ኣፍዚዝክና'ኮ። ኣይተኽኣልክን። ነቲ ኣብ ግዜ ቁልዕነተይ 'ሙለይይይይ. . . ናበይ ኣቢላ ሙለይ' እናበለ በቲ መዘና ዘይርከቦ ዜምኡ ኣብ ልቢ ኩልና ዝሓደረ ክቡር ወላዲኽን ስነ-ጥበባዊ ዮውሃንስ እስቲፋኖስን ክብርቲ ወላዲት ኣዴኽን እንቋዕ ሓጎሰኩም በልለይ'ሞ፡ በዚ'ጋ'ጣሚ'ዚ ድማ ርሑስ በዓል ሓድሽ ዓመት ክኾነልኩም ምንዮተይ ደረት የብሉን። ብዛዕባ ናይ'ታ መስቀል ግን ክብለኪ ዝደሊ፡ እቲ ጉዳይ ነዓኺ ዘይኮነ ንዳይረክተር ዝምልከት ስለዝኾነ ንዓይ ኣባኺን ኣብዛ መወዳድርቲ ዘይብላ ደርፍኽን ዘሎኒ ኣድናቖት ኣየጉድሎን'ዩ። ግን፡ እቲ ዳይረክተር ከምኡ ዝገበረሉ ምኽንያት ክህልዎ ስለዝኽእል፡ ኣብዝሓጸረ እዋን ኣብ ቃለ መሕተት ናትኪ ወይ ናይቲ ዳይረክተር 'ማለቱ' እንታይ'ዩ መብርሂ እንተዝውሃበላ፡ ነቲ በታ ጉዳይ ባህ ዘይበሎ ቲፎዞኺ መቕሰነት ይመስለኒ። ኣብ 2020 ምስ ካልእ ብልጽቲ ደርፍኺ የራኽበና።
ወፊርኩም እተዉ እዞምደቀይ ዝበሃለሉ ግዜ ይግበረልና 2020 ምርቃ ዝፈቱ ገለ ግበሩ
@sarazeray3586
4 жыл бұрын
Amen
@user-tt5ms9kj8h
2 жыл бұрын
Amen(3)🙏🙏🙏🕯🕯🕯
ማዕተብኪ ፈቲሕኪ ወርቂ ቡሩር ትመርጺ ሕማቅ ስራሕ
❤❤❤😂😂 I love your song. Everything is beautiful. You are the powerful great singer. God bless you. Keep up a good job.
እናቅዕ ሓሳብ ልብኪ ሰመረ ዳኑየ! 5 ስታር ***** ሂበኪ ኣለኩ። ነዛ ኮመንት ተንብቡ ዘለኩም ኣብ 9 ዓመተይ ሎሚ ኣደይ ረኺበያ፡ መርቁኒ እስኪ. ንማዘረይን ዳናይትን እስከ Like ኣጥሙኒ
@wedinegassi2554
4 жыл бұрын
እንቃዕ ሓገሰካ ሓወይ ነዓና ከምዚ ከማካ የማስለና
@siem9744
4 жыл бұрын
Entay aleki emo KZread tatwi ms adeki zeytelli eway
@saymonmandela3552
4 жыл бұрын
@@wedinegassi2554 ኣጆኻ ፈጣሪ ንመን ኢልዋ ፈጣሪ ሓውይ።
@saymonmandela3552
4 жыл бұрын
@@siem9744 ወዲ ሹቀይ ሓቅካ ኢካ።
@johni7071
4 жыл бұрын
እንቃዕ ሐጎሰካ ዝሐወይ ከማኻ የማስለና እንታይ ድአ እሞ አዴኻ ረኺብካ ድአ እንታይ አዛወረካ ናብዚ ዩቲብ?
Danait shikor xbuq srah 🤯🤯❤️🇪🇷🖤❤️
Ykre eilelki aleku Ruhus hadush amet nmelae hzbi Eritra Selan tienan yewrdelna fetari
@FASEAful
4 жыл бұрын
Adhanom Sbahtu Ane wn ykre elela aleku
@emnetyonas2901
4 жыл бұрын
Nay mentay
@gebrealnabute7502
4 жыл бұрын
seb koynu zeygage yelen . ykreke nay lbon eu deki ERE
Mamukey do belki shm haftey eko azekirkni gal yewhans shkor xbuk srah 👏👏👏👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Danuye anes ftuww ye zebleki Love u beqa wdeti eki kulu gize blux 🇪🇷💚😍💚🇪🇷qexlyo mearey deqi eriy amet selam fqri mthuquqaf ygberelna amen🙏💚
Danu sweetheart you are so good, I like your style your so elegante 💁♀️ don’t change maintain your innocence we love ❤️ you from Canada 🇨🇦🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዳኑ ሓፍተይ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅልሉ ግን የቅሬታ እታመስቀል ካብ ክሳድኪ ክትብንጥስያ ኣይምነበረክን ምክንያቱ መስቀል ክቡር እዩ ሓፍትኪ ካብ ኢ/ያ 💝
@user-dr4cy7or2f
4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ሓፍተይ ናተይ ጽቡቕ ኣለኺ ክብረተይ!" መስቀል መድሓኒና"ዪ ስለዚ ብዝኰውንን ዘይኰውንን ነገር"? ንክንገብር ኢልና መስቀል ምብታኽ ኣድላይነት ኣለዎ ኣይብልን"የ ኣነ ብወገነይ።
@user-zb8cn5uv5e
4 жыл бұрын
ዓጋመ🐍🐒🐍 መጣቖስቲ ኩዱ ኣብ ናትኩም ደርፊ ሰማዒ ድሰኣኑ ደረፍቱኹም ሎቖምጽ ክክክ ( ኤረትራ ብ ኤረትራዉያን ጉዳይና ባዕልና ኣለናዮ ። ። ።)
@iloveyoutigrayyou2903
3 жыл бұрын
@@user-zb8cn5uv5e ረሳሕ ኤር ብ ኤርትራኩም ክትኮኑ ትኽእሉ ኢኹም እት ናይ መስቀል ጉዳይ ግና ዓዲ ና ሃገር ኣይፈልይን ok ደደብ ንምኻኑ ክርስትያን ድኻ ቆማል
እታ መስቀል ግና ክትበትክያ ኣይነበረክን ደኑ ዓይነይ!" እቲ መስቀል መድሓኒና"ዪ ስለዚ ንዝኰውንን ዘይኰውንን ክንኣስር ኢልና መስቀል ክንበትኽ ኣድላይነት ኣለዎ ኣይብልን"የ ኣነ ብወገነይ። እቲ ምንታይ ካብ ወርቂ ብሩር እቲ ዝኸበረ ነገር ንዓና ንኣመንቲ ተዋህዶ መስቀል"ዪ። ስለዚ ኣብ ዝመጽእ ስራሓት ናትኪ ንኸይድገም ጥራይ"የ ዝምሕጸን ኣነ።√√√ እምበር ካልእሲ ዝብሎ የብለይን ደኑ ቆንጆ 100% ጽቡቕ ስራሕ ኢኺ ሰሪሕኪ ዘለኺ ደኑ ሓፍተይ ሽኰር።
*መስቀል ኣይብተክን ኢዩ።*
@yared928
4 жыл бұрын
ትክክል♥✔
ማዕተብ ከይበትኩ እካ እዮም የሕዋትና ኣብ ልብያ ክሳዶም ንስሕለት ሴፍ ዝሃቡ ስለዚ ንምንታይ ማዕተብ በቲክኩም ግን ኣይተረድኣንን ?
@user-nd4bq1zq2u
4 жыл бұрын
ናይ በሓቂ
ዳኑየ ምቅርቲ ፍጥረት ርሑስ ሓድሽ ዓመት ንደቂ ኢረይ ከብ ትግራይ
Danu shikorrrr ,Wellcome dimtsi aytehabae !!♥️👍♥️👍🙏🏾♥️🙏🏾♥️
ዓባይ መልእኽቲ ኢያ ጽን ኢልኩም ሞ ስምዕዋ Love you danuye ❤
@anharmuktaranhar1122
4 жыл бұрын
Skit
@kiroseyymeatwerzyelezyeneb4486
4 жыл бұрын
እስከ በል ትመልእክቲ ገለ በለና ክክ
@anharmuktaranhar1122
4 жыл бұрын
kistay koyunu mara foqesu tigtme baay wegan tara ilal eyu ze
@anharmuktaranhar1122
4 жыл бұрын
Inde bnay qedam MUSIC sl zeabokus ize neay chinqat eyu sorri
@selam841
4 жыл бұрын
ጽቡክ ገርካ ኪሊብ ርኣዮ ኢሞ ካብኡ መልእክቱ ክርዳኣ ኢዩ ምስማዕ ዘይኮነስ ምርኣይ ይድለካ ኣሎ
ስወዳቹ እኮ ....ተባረኪ አንች ቆንጆ ልጅ
ዳኑ መክሰበይ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልኩም ሙቁራት ኣሕዋተይ ኣሓተይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤Love you All❤
ነቲ እንኮ መሰረት ድሕነትና ንዝኮነ መስቀል በቲክካ ደርቢካ ናብ ምድሪ ምግባር እንታይ ኣምጽኦ ኣቱም ሰባት ብዓልና ናይ ጥፍኣት ማዕበል ንእውጅ ኣሎና ዳሪክተር ናይዛ ድርፊ ድማ ከም ዝመስለኒ ገንዘብ እዩ እምነትካ መስለኒ መስቀል ድርቢካስ ወርቂ ክንዲ ወርቂ ናይ ዓለም ደርቢካ መስቀለ ክርስቶስ ምስካም ድዩ እዛ ጌጋ መብርሂን መእረምታን ግበረላ ወድሕንካ መስቀል ሓይልና መስቀል ጽንዕና መስቀል መድሓኒና መስቀል ትምክሕትና መሰረትን ንጽህናናን ህላወናን እዩ ነቶም ንኣምን ናይ ድሕነትና ህላወ ነቶም ዘይኣምኑ ድማ ዕሽነትምን ንጥፍኣቶም እዩ✝️✝️✝️💒✅✅✅⛪☑☑☑✔✔✔((((💰❌💴❌💵❌💶 ❌))))
ሎማዓልቲ ብታዓሚ አየ ተሓጉሰ ዘለኩ መቸም ይጠፋኩም ኣይብልኒ congura ተባሂልካ ማዕረ ክንደይ ከም ትሕጎስ like ኣይትኽሉኡኒ ንሎሚ ደቂ ኢረይ forever love u merry X-mass &happy new year ዓመተ ሰላም,ራህዋ,ፍቅሪ ትኹነልና🙏❤ gays ............ danu shikor btami bulux srah we proud of you ❤😘😘
@azmarinodoyemino2344
4 жыл бұрын
congratulations
@siku4187
4 жыл бұрын
እንቋዕ ሓጎሰካ ማዓረይ
@lordmysavior1831
4 жыл бұрын
Tanx dear
Wow kndey des tibil derfie eya kab kulu eti videoclip wow gtmie wow zema emo papapapapapapap qexilyo delu shkor peace 🎧🎧🎧🎧🎧✌
ዳናይት ደርፊ እሞ እንታይ ኪወጾ ማዕተብ ምብታኽ ግን ናይ ጌጋ ጌጋ እዩ እዚ ኸኣ ናይ ዳይሬክተር ጸገም እዩ ብዘይ ዝኾነ ጥራሕ ክሳድኪ ክትጸንሒ ኔሩኪ ማዕተብ በቲኽካ ግን ማሙቕ ኣይርከብን እዩ
@er2531
4 жыл бұрын
*yes*
@mts6897
4 жыл бұрын
Nay bhaqi kabti kieremulu zelewom gega eyu ember maeteb kbtek aygbaen
@user-sg7ps6kk3z
4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ተማሃሩላ ወይ ጥራያ ክትጸንሕ ኔሪዋ ወይ ካኣ ኖሩማል ነገሪ ጌራ ክትጸንሕ ኔሪዋ
@henokhabtom3401
4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ቱኩር ኢካ ኣነከማን ሪኢያስ ምስ ነብሰይ ትራይ ተዛሪበ ሰጊረያ ኣዚካ ብልጽቲ ኮመንቲ ጺሒፍካ
@qofonamedia8299
4 жыл бұрын
እምነት ንምፍራስ ዝተገብረ ውክልናዩ ኣሕዋት
Xebuq serah danuye shikorrr I love u so much kemey diki mexelel ane nateki degafi eye ajoki danuye gal gezawtey ati naki dea 10 star hibeki alku danuye konjo let's keep it up danuye mekereti nza comment tenbubu zelkum kea guys amlak sedetna yehexerelena ab zelenayo selamuye rahwan fekern yewredelna sesnayou ab zelkumo nakum yekum xelalu yenberlelku guys fetari danuye kea xebuq serah danu iyney demxi 1000000% Getmi 100% Zima 100% Video clip 100000% Danuye let's keep it up danu iyney I miss u ziyada ❤❤🥰🥰😘🇪🇷😍🇪🇷
Danuyy natey konjo eniqoa dihan mexiaki mekirt I Love ❤️ Mera ey zifetiwak so ajku ruhis hadish amet yemxialina schonen Weihnachten 🎄 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍 🇨🇭
ናይ ብሓቂ ይቅረ ይኩንኪ ኢልና ከነዕብያ ዘለና ኮኮብ መጻኢት ሓርነታዊት ኤረትራ ክትኮነልና እያ ነታባባዓያ ሓዳጋት ንኩን
@afeworkiteslay1704
4 жыл бұрын
Atum sebat etay ms belet eya hdget hdget tblu etay do abesa zgeberto alewa meshemush wakeru gedidu smawo zblekum yelen hasewti kndey sdtat derefti ms bahlna zeykeyt zderefu hati ayblkumomn meshmush men koynkum ekum mahrtn hadegtn duhulat kondf akame lbom twyway hasdat dekalu
@user-kq8fx5yq3c
4 жыл бұрын
@@afeworkiteslay1704 beqa hji nay mewedaeta tezaribka xerifka malet du paaaaa way eritrawi ezi keynu edlna ab youtube faccbook knwanajel knxaref knwil hawey ka nsu zbele yebulun entay gedeseka ab zeyhatatka tatu bejakum nfaqer bsm amlak
@tsgabmedia
4 жыл бұрын
@@afeworkiteslay1704 ኣታ ጠዋይ ሓንጎል ከም ሰብ ግዳ ዘይትሓስብ ። ሕጂስ በዲላ ነይራ ካብ ጌጋኣ ድማ ተኣሪማ ይቅረ ኢላ ንስካ ሕጂ ከምዚ ሓላዩ ሕሉፍ ኤርትራዊ ገለ ክትከውን ክትፍትን ገለ እሞ ደየለ ።
@mamagreat4131
4 жыл бұрын
Afeworki Teslay Bravo hawey dihiru dyu zrdeaka hmaq kzarebeka aytxebe ab clip tezergihu zelo nay kndey eshelatn deqi swiatn si entay zgebereto alewa yu tbl
@user-nd4bq1zq2u
4 жыл бұрын
ኣቦታትና ደርፊ ሰለዘይሰምዑ እቲ ኣብ ደርፊ ዝግበር ንገራት ክርእይዎ ኣይክእሉን አዮም ስለዘይርእዮ ድማ ክቃወሙ ኣይክእሉን አዮም እቶም ደርፊ እንሰምዕ ግን ክንቃወሞም ወይ ንመማሃራን ቤተክርስትያን ክነግር ሓላፍነትና አዩ ብመስቀል ጸወታ የለን ንእምነትካ ብገንዘብ ዋጋ ዕዳጋ ምግባር ሰናይ ኣይኮነንን እቶም፡ምሳኣ ርክብ ዘለኩም ብውልቂ ማዓድዋ ሎሚ መስቀልንትድርቢ ጽባሕ ካኣ ካልእ ክመጽእ ይኽእል አዩ ወገናት ካብ ደርፍን ዳንኬራን ወጺና ናብ እግዚኣብሄርና ንመለስ ምስ ኣምላኽ ዕርቂ ንግበር ሰላም፡ክህበና ኤርምያስ 3 40፤ መገድና ንተዐዘብን ንመርምርን እሞ ናብ እግዚኣብሄር ንመለስ።
Rhus Hadsh Amet 2020 Rhsi Amet Tkunelna Deki Ereyyy ❤❤🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷Mamukey Abet Elkani Ab Gzie Shigrey Danu Shikorr 😘😘
ዋው ዳኒ ከምግል ዓይነት ደርፍይ በልጽትይ ናይ 2020 በናሃትይ ኣራእእያ አያ አሞስኪ ሃዱሽ ኣፍቃርይ አያ እሞ ነዕይን ናፍቅርትይ አልኩም ላይክ(Like)ኣግሩጹዉ ኣብሎንይ
ካብ ወርቂ ግን አታ ብፈትሊ ድነበረት ምዕተብኪ ምጃሸትኪ so niccc song ajoki
Cant stop listening to this song! Kef zelewa derfi🥰🥰🥰🥰🥰
ዳኑ ናተይ ከመይ ድየ ዝፈትወኪ ብዘይ ቀላዓለም ጽቡቅ ስራሕ ካናሪ ዝኮነ ድምጺ ደቂ ኤረይ ነዛ ብገራሃ ኣብ ዘይትፈልጦ ጉደይ ደኪሎማ ዝነብሩ እኖሆ ሕጂ በቲ ካናሪ ዝኮነ ድምጻ ናይ ይቅሪታ መልእኪ ትሰድልና ኣላ 2020 ማሚቂና፡ምስ ስድራና ንነብረሉ ይግበረና ፈጣሪ በዛ ናይ ደናይት ስራሕ ዝተሓጎስኩም እስከ ከምቲ ሉምድ ሕፍስ ዝበለ like ንዳኑ ዓይነይ ሃቡለይ ሽኮርናታት ደቂ ኤረይ ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ካኣ ንኩሉ ህዝቢ ዓለም ዓመተ ሰላም ፡ዓመተ ፍቅሪ ፡ዓመተ ብልጽግና ፡ንዛሓመሙ ምሕረት ፡ዝተባኣሱ ይቅረ ዝባሃሃሉሉ ፡ ን ኣብ ስደት ንነብር ካኣ ስደትናን መከራናን ተውዲኡ ምስቶም ንፈትዎም ስድራና የርክበና ኣምላክና ኣሜን
Happy new year nmelae hzbie eritrea abe wshten degen zeleka ftwe hzbey 2020 sdetena zhatsrelu gezawtna metaebitna sdranan nrakebulu ykunu nezie tenbeb zeleka like ayfeleyena yehwat
ንዳኒት ከምቲ ከማይ ዝፎቱ❤😘😘😘
Danayit keeps shinning like a North star.
ደስ ክርብለካ danuye ርሑስ በዓል ልደትን ሓድሽ ዓመትን 2020 🕯🕯🕯🕊🕊🕊 መባልዕትና ዓመት ይኩነልና ! ነናይ ልብና ንረክበሉ ይግበረልና፡ምስ በዓል ማማ ከኣ ዘራክበና ይበሎ ፈጣሪ፡፡
ናይ ብሓቒ ውድእቲ ስራሕ ዳኑ ዓይነይ 👍👍👍🥇🥇🥇🥇🥰👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏💫
Ruhs hadish Amet 2020 Ygberelna yehwat. Amete selamn & fkrn ygberelna. Amen.🙏🙏🙏
ዳኑ ሽኮር፡ ንዳኑ ዝፈቱ እስከ ላይክ የቐምጥ እቲ ኩሉ ዝከኣሎ ፈጣሪ ከኣ ሓስብኩም የስምረልኩም ደቂ ኤረይ።
ናይ ብሓቂ ንፍዕቲ ኢኺ ኣጆኺ
Wawwww nicely music danait
ኣመስግን❤ 👉🏾ኣብ ጎንኻ ዘላ ሰበይትኻ ናይ ብዙሓት ዘይተመርዓው ትምኒት እያ 👉🏾ኣብ ሕቕፎኻ ዘሎ ወላድካ ናይ ቡዙሓት ውላድ ዝስኣኑ ትምኒት እዩ 👉🏾ጸባብ ገዛኻ ናይ ብዙሓት ኣብ ጎዳና ዝነብሩ ትምኒት እያ 👉🏾ኣድካሚ ስራሕካ ናይ ብዙሓት ስራሕ ስኢኖም ኮላል ዝብሉ ትምኒት እዩ 👉🏾ውሑድ ገንዘብካ ናይ ብዙሓት ወላ ሓንቲ ሳንቲም ዘይብሎም ትምኒት እዩ 👉🏾ጥዕናኻ ናይ ብዙሓት ብሕማም ዝሳቐዩ ትምኒት እዩ 👉🏾ብነጻነት ናብ ዝደለኻዮ ትንቀሳቕስ ዘለኻ ናይ ብዙሓት ኣብ ማእሰርቲ ዘለው ትምኒት እዩ ስለዚ ተመስገን ንበል!!
@user-ff9dz3sh8c
4 жыл бұрын
ERITREA MOTHERLAND ኣሜንንን ኣሜንንን ኣሜንንን ግን እንተኣዋን ጽሕፍካዮ ወላስ ኮፒ እካ ገርካዮ
@lavitateppista5700
4 жыл бұрын
Sei grande bro fantastico dai continui così
@RobiRobi-by7yr
4 жыл бұрын
@@user-ff9dz3sh8c copy እየ ጌረያ ዘለኩ ዝሓወይ ብ ዘለና ተመስገን ኢልና ጽባሕ ካብቲ ዘለና ብዝያዳ ከም ዝመጸናን ከም ንረክብን ስለ ዝኣምን እየ።share ዝገብራ ዘለኩ ኣብ ኩሉ እምበር ከምዚ ካሊእ ከይመሰልኩም ፍቕርን ስኒትን ን መላእ ህዝቢ ኤረትራ።
@marthachanel1821
4 жыл бұрын
ተመስገን ኣምላኽ ኣቦይ ንዘልኣለም ምስጋናኻ ይባረኽ
@user-ff9dz3sh8c
4 жыл бұрын
ERITREA MOTHERLAND ብጣዕሚ ዝሓለፍናዮ ተዛካክር ካብ ስስዐ ተርሕቅ ኣብ ኢድና ዘሎ እኩል ምካኑ ተዛካክር ጽሕፍቲ እያ ሶ ቀጽሎ
waw ደኑ መቅሰን ኣይተካኣልክን ሎሚ ዘመን ❤❤
Gel aynet srah gal ery .. ❤❤❤❤❤❤❤.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍💪💪
Danu shikor wel come Gaul erey xada nice song 🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷🇪🇷👍👍
Danu all your songs are so wonderful that nobody near you.
happy new year for my beloved Eritrean
Iza derfi mmnaw seaneyaaa ko🥰🥰🥰🥰
ዳኑ ጽብቅቲ ቁኖ ጋመይ። ኣቲ ናይ ሕማመይ። ደርፍታትኪ ኣትይኒ ኣብ ደመይ። በሊ ኣይትከወልኒ ካብ ቅድመይ። ምእታን ክርእያ ዓለመይ።
Welcome ሽኮሪና😘ገለ ዓይነት ስራሕ ኣጆኺ ቀጽልሉ👍👍ዝተባረኸን ዝተቐደሰን ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና ኣሕዋተይ ማዓረይ 🙏
ኣጆኪ ዳናይት ይቅረይኩንኪ ኣዚያ ጽብቅቲ ደርፊ።ኩልካ ነዛ ናተይ ኮሞንት ተንቢብ ዘለካ /ዘለኪ ሓወይ ኤርትራዊ ጾሎት እቶም ብሩኳት ስድራና ምሳኹም ይኩን ዚተባረከን ዚተቀደስን ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና ።
Tsebuq srah Bravo 👍 Gn nayza መስቀል ንድህሪ ህጂ ምስትውፃል ከድልየኪ ዩ!!!! ብዝተረፍ nice Job
Dki eri bakakate eyom ne like elomni like eska baloni daki eri nay hemmamey happy new year 🍻🍺
I love this song ❤❤❤😭💘💘💘💘💘💖
ካብ ደኑ ብዙሕ ክንጽበ ኢና ቀጽልዮ ኣብ ጎንኪ ኣለና ዝብል like ድምጺ 100% ግጥሚ 95% ክሊብ 100% we love u denu
@yohannsjohn7717
4 жыл бұрын
ዜማ 70% ግጥሚ 90% ክሊፕ 95% እቲ ልክዕ እዚ ዩ ዘይ ትፈልጥ ተኾንካ ኸኣ ሰሚዕኻ ሱቅ በል
@RobiRobi-by7yr
4 жыл бұрын
@@yohannsjohn7717 ኣነ ንስካ ዴ በቲ ዘስተማቐርኩዎ ከም ደስ ዝበለኒ ክህባ ይክእል እየ
@mogolomanchesterawi516
4 жыл бұрын
Hurma 25
@furtigodloveme8090
4 жыл бұрын
@@yohannsjohn7717 haqi tezaribka mengedi babur deqs temexia kea.......kkkkk
@yohannsjohn7717
4 жыл бұрын
@@furtigodloveme8090 ተመጽያ ደኣ ብድድ ኢልካ ትሃድም
Denitye xebkti kokbe nayi eritrean 2020 ❤❤❤❤
Mejemerta nkulna artrawyan kabzi zelenayo nay sdet hiwet yewxana danu ka xubu derfi xbuk dmxi gn eta mate kema ktkewn ayneberan natki xegem ayonen ka nay dayrekter eyu👍👍👍👍🙏🙏
ኣቱም ሰባት ካብዚኤን ጽቡቅ ነገር የለን ሕጂ ከኣ ማዕተበን ክበትካ ጀሚረን ን ሄርሞን ንስዓቦ ትብል ዘላ ኮይናኮ ተሰሚዓትኒ
ካብ ማኣተብኪ ንላዓሊ ማምቀይ ዶ በሊኺ ዮ።🤣😂
@ruthmen3382
4 жыл бұрын
Ity telam yo miteb zbetik zelo
ኣሜን ኣሜን ኣሜንንንን
Denayetey besemam neta meskel gedifkes werki oh amlak abom mhret ka awredelena 🤲
ንሕሉፍ በደላ ይቅረ ዝበልኩሙላ እስከ 👇 like ሃብዋ እስከ ነዛ ዝተገርሐት ሽኮራና ሓፍትና..... we love ❤️ so more 💯💯💯💯💯
@smerttesfahiwet4840
4 жыл бұрын
Meliska neti seb tezekro sekt
@trustyourself9355
4 жыл бұрын
ሕሉፍ ኣይቅስቀስን እዩ ብሮይ ወይ ነኣድ ወይ ድማ ንቐፍ
@123mansur6
4 жыл бұрын
Sekt eske bejaka entay ekum sik elkum hluf tzkru
@ahmedsalih4638
4 жыл бұрын
Badel mesla abotait b fekir eu zetikan badel danit semhar and wedi haleka gin ab helnom eu zalo b helnom tezay yeamnluo neita bedel temile gaddefkuom eska like aymebalikan nerka zearkey
@fst5833
4 жыл бұрын
Ykre ykunka naka ember nsas ekre zebl yeblan.
ሽኮረይይይ ዳኣ እስከ ን ዳኑ ድሕቢ like ኣጥዑሙኒ ክክክ😚
ማሙቐይ ዶ በልኪ ፈጣሪ ካብዚ ዘለናዮ ስደት ኣውጺኡ ኣብ ማሙቕ የንብረና።
ኣንካዕ ብሰላም ተመለስኪ ዳናይት ሽኮርር
Daniti ... nice music, All your music pleasant to listen! keep it up!
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ: ግን ኣብ 2:34 ማዕተብ ፈቲሑ ? ኣይተድልን: ካልእ ዝድነቅ ሰራሕ ኢዩ ቀጽልዮ::
@awetkiros9442
4 жыл бұрын
nay behaki hawey eta baeteb giga kedrbeya aynebron enber xebuk serah
ዋውውውው ዳኑ ምክርቲ btami xbuq srah
Ahwatey eski xibuk amet selam kesanet sidetena zehexero amet yegiberelena wegenatey 2020 🥰🍎🍎🍎🍎🍎
ደናት ሽከር 😘😘😘😘😍😍😍😍❤ማራ እየ ዝፍተውኪ ንዳና ዝፈቱ ላይክ
1st show dis musical so given like appreciate you danu sweet things i love you eritrean 🇪🇷🇪🇷👏👈
@user-oe4tw9mt1n
4 жыл бұрын
ትርጉም ገለ ከ
@chakurmedia
4 жыл бұрын
@@user-oe4tw9mt1n Pen and paper hizki mxni azaney
Eti meateb mskel zelewos yhasr kab werki malet dyou kulom sne tibebawiyan sakt yom meateb zgebru kefat beka. Bzkone xubuk derfi donu mkirt gn ab zkone srahiki tinkiki dea beli 💖💖
Abet dmxi,,,, werkii zemaa,,,,, mamkuey enty kwxeaaa mara teamti derfi by danu
ነዛ ፅሑፍ ተንብብ ዘለካ ብር ክተብል ተሓጎስ ፀላእ ዓይንካ ይደፈን ፍቅርን ስኒትን ይምለኣዮ ቤትካ/ኪ subscribe ግጨውኒ የቀንየለይ
Deki Eri amete Selam yegberelna.Kab zebne dictator Nab Zebene harnet yegberelna. 😍😍😍😍😍
Welcome danu mkrti ♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Ibrahimwedisaho
4 жыл бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
Hambel semharey mamokey danaytey mara ye zemesiginekin tredekin aleko nofat🤗 kab Hije gen aytsekefa kolo kimita tedemsiso yo keep going😍😍😍
Great job Daniat Shikor🙏❤🇪🇷👍