Dehay Eritrea ሳይኮሎጂ፡ ኣብ ፍቕርን ሓዳርን እንታይ ጽልዋ እዩ ዘለዎ? ደሃይ ኤርትራ
Dehay Eritrea ሳይኮሎጂ፡ ኣብ ፍቕርን ሓዳርን እንታይ ጽልዋ እዩ ዘለዎ?
ሊቃውንቲ ስነ አእምሮ ( ሳይኮሎጂስት) ካብ ቅድሚ ኣሽሓት ዓመታት ጀሚሮም ንባህርን ጠባይን ደቂ ሰባት ከጽንዑ ጸኒሐም ኣለው። ክሳብ ሕጂ ኣዝዩ ኣገዳሲ ፍልጠት ኣማዕቢሎም እኳ እንተለው፡ ሕጂ እውን እንተኾነ እቲ ምርምር ገና ደው ኣይበለን። ንሕና’ኸ ካብቲ ባሕሪ ፍልጠት እቲ ዓውዲ ብዛዕባ ስብእናና፡ ባህርያትናን ጠባያትናን ማዕረ ክንደይ ኢና ንፈልጥ? ብዛዕባ እዚ ብዝምልከት ምሁር ናይቲ ዓውዲ መምህር ኪሮስ ዮውሃንስ ምስ ደሃይ ኤርትራ ተዘራሪቡ ኣሎ ምክትታል ናባኹም!
ኣዳላውን ኣቕራብን ሳሙኤል ገብረሂወት ( ዓካ ዓካ)
13 ግንቦት 2023
ደሃይ ኤርትራ
Пікірлер: 17
ብጣዕሚ ኣገዳስን ማሃርን መደብ ኢዩ 🙏
Very interesting and everyone must watch. Change ourselves before we try to change others. Thank you Kiros and Samuel.
Mir Kiros Yohannes thank you for sharing your knowledge with us very important and educational I just heard your interview 3️⃣ times thank you very much and thank you, Samuel.
Excellent explanation we look more next time .
My favorite show
ናብ ክልተ ኣንፈት (dimension)tnx samiel & kiros
Very informative, keep the good work up. Samuel and kiros
Yekeniyelna Mr. Kiros
ከም ወትሩ ማሕበራዊ ጉዳያት ዝትንትን ጠቓሚ መግለጺ
ጽቡቕ መደብ ኔሩ የቐንየልና
I got a lot information. To advance a win-win atmosphere between introvert and extrovert personality. Personality in Tigrigna ( KUMENA ). Thanks both of you for a great brief.
ጉርዙውናን ስብእናን እዩ ዝበሃል
*❤❤❤❤❤*
ወረጃ ኣስተምህሮ
ሰላም ሳሙኤል ከምኡ ኪሮሰ አነ ዝሓቶ ፍርሒ ካብ ምንታይ ይኸውን ይብል ?
Dahay eritrea ካብተን ኣገደስቲ ቻነል ኢያ ብፍላይ ንሓው ኪሮስ ዮውሃንስ ብቐጻሊ ከተቕርቦ ይላቦ ምኽንያቲ እዚ ኩሉ ምብትታን ስድራቤት ገለ መፍትሒ እንተኮነ❤❤❤❤❤ so Contiu ቀጽልዎ
መዓስ አብ ሓዳር ጥራይ ፦ አብ ጋዜጠንነት ፣ አብ ፖለቲካዊ ዝንባለ አብ ክእለትን አበሀህላን ምርዳእን ምርድዳእን አረዳድአን ... Psychology It teaches /should teach Ethical Not a kind of Sycophant.