Dehay Eritrea “ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ቀረባ ግዜ ንዝኽሰት ለውጢ ብኹሉ ዓቕሙ ክቕረብ ኣለዎ” ዶር ኣሰፋው ተኸስተ ደሃይ ኤርትራ

Dehay Eritrea “ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ቀረባ ግዜ ንዝኽሰት ለውጢ ብኹሉ ዓቕሙ ክቕረብ ኣለዎ” ዶር ኣሰፋው ተኸስተ
መለኽቲ ኣብ ዘመሓድሩወን ሃገራት ንለውጢ ምንባይ ቀሊል ኣይኮነን፤ ግን ከኣ ዝበዝሕ ግዜ ብዘይሓሰብካዮን ዘይገመትካዮን መገዲ ለውጢ ይኽሰት እዩ። ህሉው ኩነታት ኤርትራን ብዕምቆት ንዘንብብ ሰብ ግን ለውጢ ርሑቕ ዘይምዃኑ ብዙሕ ምልክታት ስለዘሎ፡ ኣብ ውሽጥን ግዳምን ዝነብር ህዝቢ ኤርትራ ንዘይተርፍ ሃንደበታዊ ለውጢ ክቕበል ክቕረብ ይግባእ።
ዶክተር ኣሰፋው ተኸስተ ምስ ደሃይ ኤርትራ!!
ኣዳላውን ኣቕራብን ሳሙኤል ገብረሂወት ( ዓካ ዓካ)
22 ታሕሳስ 2022
ደሃይ ኤርትራ

Пікірлер: 138

  • @bkt2781
    @bkt2781 Жыл бұрын

    Excellent program. I always enjoy listening to this program. Thank Dr. Asefaw and Samuel.

  • @AT-ut7yx
    @AT-ut7yx Жыл бұрын

    Thanks a million for the health care professionals Dr, nurse midwifery all together inside Eritrea 🇪🇷 ❤️ for sticking with your beautiful brilliant people. 👏

  • @michaelteweldeberhan6619
    @michaelteweldeberhan6619 Жыл бұрын

    ናይ ስልጣን ጽምኢ ዘለኩም ሙሁራት ኤርትራዊያን ልቢ ግበሩ።ንስካ ዶር አሰፉው ኣብ ጹንኩር ኩነታት መስዋዕትን ስንክልናን ምስ በዝሔ ምስ ኢትዮጵያ ብፈደሬሽን ክንጻንሕ ዘይንሐትት ዝበልካዮ ዘክሮ ።ካብኡ ኣትሒዝካ ቁልፍካ ምስ ፈታሕካ ኣንጻር መንግሥትን ሕዝብን ትገብሮን ዘለኻ ምጽላም ያኣክለኻ።ናይ ወያነ ነገር ተወዲኡ ትገብርዎ ጠፊእኩም ዓጀዉጀዉ አይትበሉ።ሕዝባዊ ግንባር ኩሉ ግዜ አብ መስመሩ ።እቲ ከልቢ ይነብሕ እቲ ግመል መንገዱ ይቅጽል።ዓወት ንሐፉሽ ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @solomongebrehiwet3425
    @solomongebrehiwet3425 Жыл бұрын

    I always admire haw Samuel for your priceless activities and for your guests like abona Dr Asefaw. I love the way he clearly explains. It would be great if we can get any research or any article (as references) in what he has stated in this video. Peace✌

  • @Hager330
    @Hager330 Жыл бұрын

    We love you doctor Assefaw tekeste our hero

  • @amra5753
    @amra5753 Жыл бұрын

    You can go to. Eritrea. All. Eritrean. People. New. Year. You are. Free. To. Visite. Eritrea. Whene. You. Miss. Eritrea.

  • @temporary995
    @temporary995 Жыл бұрын

    ኣቱም ሰባት እቲ ጨካንን ውልቀመላኽን መራሒ መንግስቲ ኲባ ዝነበረ ፊደል ካስትሮ ንሃገሩ ከመይ ካብ ዓለም ከምዝነጸላ ክሳብ ሎሚ ኢነተርነት ዘይብላ ብኩፖን እትመሓደር በሓንቲ ፓርቲ እትምራሕ ድኽምቲ ሃገር ጌርዋ ፣ኩባውያን ካስትሮ ምስ ሞተ ክሓልፈልናዩ ይብሉ ኔሮም እንተኾነ ካስትሮ ካብ ዝመውት ዓመታት ሓሊፉ ስልጣን ናብ ሓው ተሰጋጊሩ እቲ ምልኪ ሕጂ ኣዝዩ ይኸፍእ ፣እሞ ንሕና ኤርትራውያን ውን ንኩባውያን ዝበጽሖም ክበጽሓና ይኽእልዩ ኡልኩምዶ ሓሲብኩም ዶ ትፈልጡ?

  • @amra5753
    @amra5753 Жыл бұрын

    What is thé idoghy. Of. Tigray we. Eritreans. We need. To stope. Stope. Thé civile. War

  • @andebrhanteame2234
    @andebrhanteame2234 Жыл бұрын

    ደስ ዘብል ኣገላልፃ እድመን ጥዕናን ይሃብካ ደግተር ኣሰፋው

  • @ademabdela5539
    @ademabdela5539 Жыл бұрын

    Merhaba our father Assefaw. 💪

  • @erishkor8262
    @erishkor8262 Жыл бұрын

    Men eritrawi Ms beleka eyu dector denqoro

  • @dawitkifle9183
    @dawitkifle9183 Жыл бұрын

    Merry Christmas and a Happy New year 🌲🙏🌲 to you too.

  • @fiory25
    @fiory25 Жыл бұрын

    👍👍

  • @Hager330
    @Hager330 Жыл бұрын

    Thank you aka aka

  • @amra5753
    @amra5753 Жыл бұрын

    Free. Speech. And. Press. Thé Best. Way.

  • @ube-23s
    @ube-23s Жыл бұрын

    Thank you very Much.

  • @amra5753
    @amra5753 Жыл бұрын

    Eritrea is one. Country. True

  • @amra5753
    @amra5753 Жыл бұрын

    Poletices is very. Complicated we. Eritreans. We need peace and gustice.

  • @hailewolde1816
    @hailewolde1816 Жыл бұрын

    እቲ ብሕግን ቅዋምን ዝበል ኣምር ብኸመይን መኣሰን ብመንን እዩ ዝፍጸም ? "ክንደይ ዓቀብ ዘይጠረጠና " በለት ኣድጊ ድዩ ዝበሃል ።

  • @solomonteshagerethiopian6483
    @solomonteshagerethiopian6483 Жыл бұрын

    Thank you our hero dr fethi

  • @yassinomer4847
    @yassinomer4847 Жыл бұрын

    Brother Dr. Asefaw, In the political realm, we need to be more effective and pragmatic to make a drustic change and succed by over throughing the dictatorial regime.

  • @michaeleghebreab1198
    @michaeleghebreab1198 Жыл бұрын

    God bless you brother

  • @amra5753
    @amra5753 Жыл бұрын

    We. Eritrea.s. we. Need. Peace. We. Are. Refuges. We need to. Stope. Thé civile. War. And we need. To stope. Civile. War. Over thé world. Iam. Frome sentmentale. Groupe.

  • @tedrosmekonen4373
    @tedrosmekonen4373 Жыл бұрын

    ዶ,ተ አስፋው ቡዙሕ ጽቡቅ ትዛራብ አለካ ኮይኑ ግን አብ ልዕሊ ወያነ ዝወሰዶ ስጉምቲ ምኩኑይ አይኮነን ምባልካ ግን እንድዒ መንዩ ንሕውሓት ጽላል ኩነላ ዝብለካ ዘሎ ብሓቂ ተሸፊንካ ድዩ ሕውሓት አብ ልዕሊ ኤርትራ ዘለዎ ትምኒት ጅንራላቱን ዶካቱርን መማህራኑን ካድራት አይስማዕካዮሙን ዲካ ዶስ ንኦም ዝስምዕ እዝኒ ንኢሰያስ ክትስምዕ ትዓጺካ ዝሕዝን።

  • @Hager330
    @Hager330 Жыл бұрын

    Welcome kubur abo

  • @delelaissak1993
    @delelaissak1993 Жыл бұрын

    Muhurat donaqur Eritrea kemakum zeameselu tifuom zilhsu guhafat donaqur Murat ayedliwan eyom Kab eskum ab Eritrea bota kithzu 10 gzie mot yhaysh.

  • @amra5753
    @amra5753 Жыл бұрын

    Ethiopea is one. Country. True

  • @hadaswolde
    @hadaswolde Жыл бұрын

    ካብ ዝከታተሎም ናይ ፖለቲካ ተንተንቲ ሓደ ዶር ኣሰፋ'ዩ። ተስፋ ምግባር ጽቡቕ እንድዩ ግን ንህዝቢ ትገልጾ ተስፋ ኣብ ጭቡጥ ኩነታት ዝተመርኮሰ እንተኾን ይሓይሽ

  • @amra5753
    @amra5753 Жыл бұрын

    There. Is. One. God.

  • @adhanettekleberhan4526
    @adhanettekleberhan4526 Жыл бұрын

    I really appreciate Sami ur hard work. U give us a lot of insights with ur guests. U talk the hard talk n we should have to be all ears!!!

  • @kaibronabraham3470
    @kaibronabraham3470 Жыл бұрын

    ዘባዊ ሺርክና ናይዚ ሳዲስት ዲክታቶር ሃቀኛ ዞባዊ ሺርክነት ደልዩ ዘይኮነ ብሺም ዞባዊ ሺርክና ናይ ኮትሮባንዳን ምዝመዛን ዘይህጋዊ ወፍርታት ህግደፍ ዝጥቀመሉ ስርቅን ዶላራት ዝምዝምዘሉ ድኣበር ህዝቢ ብህዝቢ ኣባይቶታት ናይተን ሃገራት ዝፍጸም ጉዳይ ኣይኮነን፥ህግደፍ ከምአንፈልጦ ናይግዘና ማፍያ ጉሩብ ኮይኑ ጥር ትብል ሃገር ምስዚ ሰራቂ ኣማጺ ጉጂለ ክታሃባበር አትደሊ ሃገር የላን፥

  • @Hager330
    @Hager330 Жыл бұрын

    💙💚💙🇪🇷

  • @Eyobme
    @Eyobme Жыл бұрын

    What wonderful inspiring speech!

  • @Eyobme

    @Eyobme

    Жыл бұрын

    Thanks Samuel.

  • @tesfaluulmichael1897
    @tesfaluulmichael1897 Жыл бұрын

    Thank you Samuel& Dr. Asefaw for this wonderful program. we hope to see some changes in Eritrea sooner ,before things gets out of control. Merry Christmas to you both . 🙏🏿

  • @deki-erena6291
    @deki-erena6291 Жыл бұрын

    Kkkkkkkk Dnkurna eko timhirti ayalyon eyu. Denkoro muhur seb

  • @amra5753
    @amra5753 Жыл бұрын

    1

  • @arefaineghebremariam5902
    @arefaineghebremariam590211 ай бұрын

    ሲኣኤ ኩርኩሮ ኣበይ ደኣ ጸኒሑ

  • @amra5753
    @amra5753 Жыл бұрын

    Tigray is. A régionale. In. Ethiopea

  • @Abi-hero
    @Abi-hero Жыл бұрын

    Thanks Dr Asefaw Great analysis . I AGREE with you . WE have many educated ERITREANS .ln every family you see one Bachelor or master degree💒🕌🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @gorfubitew6142
    @gorfubitew6142 Жыл бұрын

    እኒ አሰፋው እኳ ናይ አምሓራ ሕማም ተሓላሊፍዎምስ መሽምሾም እዮም መሬት እበር ብዛዒባ ህዝቢ አይግዶምን ! ምኽኒያቱ ድማ ህዝባውነት ዘሕርሞም ተበሐፅትን ሃጆሮማታት ስለ ዝኮኑ !!?!?😂🤣🤣🤣🤣

  • @kemalmahamednasseribrahim4612
    @kemalmahamednasseribrahim4612 Жыл бұрын

    ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኻ ቡቁዕ ጋዜጠንኛ ሳምእል።ሰናይን ናብ ሃገርና ተመልስና ርግኣቲን ስንቲን ዓመተ ምትሑቁቃፍ ይግበረልና።

  • @tess8603
    @tess8603 Жыл бұрын

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ትንተና ዩ ዶቶረ❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷

  • @solomonteshagerethiopian6483
    @solomonteshagerethiopian6483 Жыл бұрын

    Issias is not leading hazbi Eritrea issias is working for him self and his family::

  • @ube-23s

    @ube-23s

    Жыл бұрын

    you mean. he is killing our country and people.

  • @user-oi4jc4fc2j
    @user-oi4jc4fc2j8 ай бұрын

    Tultula

  • @arefaineghebremariam5902
    @arefaineghebremariam5902 Жыл бұрын

    ጽፉፍ ጸብጻብዘይብሉ. ነገር. ጽፉፍ. እሰትራጂ. ከወጽእ እውን ብቕዓትየብሉን

  • @habtomhagos8999
    @habtomhagos8999 Жыл бұрын

    Antum doctor Beal MRI Beal electronic microscope bkemei yigzea zeitzarebu bkemei medai tiena yibrk zeitzarebu ayenai dyu meseretawy

  • @ube-23s

    @ube-23s

    Жыл бұрын

    ኣይንበብን ዘሎ ዘረባኻ

  • @habtomhagos8999

    @habtomhagos8999

    Жыл бұрын

    How we can support the health of people don't teach us hate. Hji nbebo bzei qanqaka

  • @ube-23s

    @ube-23s

    Жыл бұрын

    @@habtomhagos8999 Ok, Thank you. you right,

  • @ebrahimhagos6386
    @ebrahimhagos6386 Жыл бұрын

    Muzieka hmak

  • @amra5753
    @amra5753 Жыл бұрын

    Religione. Is. Private.

  • @amra5753
    @amra5753 Жыл бұрын

    9

  • @sarajoh313
    @sarajoh313 Жыл бұрын

    🤮🤮🤮🤮🤮🤮

  • @yohannesdesta6954
    @yohannesdesta6954 Жыл бұрын

    ምስጋና የቅሪብ ፣ኣቶ ፣አሰፋው ።።ሕዝብ ኤርትራ ፣ክዓወት ኢዮ ።።።። ክንጥረፋ አለና ።።።።ክንብሪት አለና ። ጉዳይና ንግበሪ።።።።🎤🔊💪💪💪🏳

  • @jossientertainment2585
    @jossientertainment2585 Жыл бұрын

    Ezi aregit sheyab sebay sebab eyu please be careful our yang generation 🇪🇷

  • @emmanuelmandel2574

    @emmanuelmandel2574

    Жыл бұрын

    Mr. Jossi, if you have a different opinion, please tell us. I would like to hear your opinion. From your words, I understand that you don't have any opinion. I don't think that you even understand the discussion.

  • @jossientertainment2585

    @jossientertainment2585

    Жыл бұрын

    @Emmanuel Mandel do you have any idea about this idiot man what he did last a couple of weeks he sent a litter to bayden administration to Eritrea Arms did genocide in tigray with not evidence this what is it Again I say be careful eritrean uth this is our time not for this idiot man 🙄

  • @emahazionhaile4526
    @emahazionhaile4526 Жыл бұрын

    Absolutely true 👍👍👍💪🏽💪🏽💪🏽🙏🙏🙏Thank you Dr-Asefaw and Samuel Aka-Aka

  • @solomonteshagerethiopian6483
    @solomonteshagerethiopian6483 Жыл бұрын

    This journalist questions is rubbish always asking questions that never focus on the dictator or how do we overthrow the dictator 🤷‍♂️

  • @ytewolde9350
    @ytewolde9350 Жыл бұрын

    ህዝቢ ኤርትራ ክክክ ተሻቂሉ ማሕበር ከዳዕት መችም ኣይትሳን ክክክክክ ኣላ ዶክቶር ቅኣል ታትውልና ዲኹም ኣስመራ ምስ ኣተና ከይትወሩና ሓራኤ

  • @solomontekleab4531
    @solomontekleab4531 Жыл бұрын

    ርሑስ ልደት ክቡር ኣያና ዶ/ር ኣሰፋውን ኩቡር ሓወይ ጋዜጠኛ ሳሙኤል። ስለ ዝሃብካዮ ትስፉው ትንተና ኽኣ ካብ ልቢ የመስግን። እወ ሕጂ'ውን ህ/ኤርትራ ኣይወደቐን።

  • @arefaineghebremariam5902
    @arefaineghebremariam5902 Жыл бұрын

    ኣየ. ሰብ. በዓል. ሕማቕ. ታሪኽ. ካብዚኦም የድሕነ ና. ኢሳያሰ. ደኣሞ. ኣብ. ዓለም. ከም. ወርቂ. እናተወለዐ. መብራህቲ. ኣፍሪቃ. ኮይኑ. ብሂወቱ. ከሎ በቃ. ኣኸለ

  • @mohammednurmohammed6166
    @mohammednurmohammed616610 ай бұрын

    0

  • @ube-23s
    @ube-23s Жыл бұрын

    እዚ ፡ ""ኢሳይስ ፡ ን ኤርትራ ፡ ምስ ኢትዮጲያ ፡ ክሕውሳ ደልዪ ፡ ኣሎ፡ ወይ፡ ነይሩ""" ፡ ዝብል ፡ ዘረባ፡ ኣብዚ ፡ እዋን ፡ እዚ፡ ዘይከውን ፡ ዘይመስል ፡ ዝረባ፡ እዩ። ብግዜ፡ መለስ፡ ቅድሚ ፡ ውግእ ፡ ባድመ ፡ ን ኤርትራን ፡ ትግራይን ፡ ሓንቲ ፡ ዓዲ ፡ ክገብረን ፥ ሓሲቡ ፡ ነይሩ ፡ ግን ኣይሰለጦን ፡ እንተኾይኑ፡ ክእመን ዝካኣል እዩ፡ ምኽንያቱ ፡ """ኤርትራን ትግራይን ፡ ዶብ ፡ ዘይብሉ ፡ ጊዜ፡ ክመጽእ ፡ ኢዩ """ስለ ዝበለ፡ ድሕሪ፡ መለስ ፡ ግን ፡ ደማዊ ፡ ውግእ ፡ ከፊቱ ፡ ምስ ፡ ህዝቢ ፡ ትግራይ ፡ ብኸመይ ኢዩ ፡ ኤርትራ፡ ምስ ፡ ኢትዮጵያ ፡ሓንቲ ፡ክገብራ ፡ ዘይመስ ል ዘረባ ። ዘድልዩ ፡ ጭሮሖታት፡ ፨ ፨ ፨ ኢሳይስ ፡ ሰላይ ናይ ኢትዮጵያ ፡ ዝነበርካ ውጻእ ፡ ካብ ፡ ኤርትራ ፨ ፨ ፨

  • @kewanisium2643
    @kewanisium2643 Жыл бұрын

    እዛ ለውጢ ብኻልእ ክትመጸና ኣይንደልን ትብል ብዙሕ ናይ ስንፍና ቃል ኢያ ትመስለኒ። ኩቡር ኣቦና ዶር ኣሰፋው ለውጢ ኢሰያስ ካብ ምድሪ ዝሰናበተሉ ብሰማይ ይኹን ብሰብ ለውጢ ኢና ንደሊ። ኣይንደልን ስለዝበልኩም ውን ኣይንገድፍን ዓቕሚ ጥራይ ንርከብ እምበር ኣይደልን ዝብልሽዑ ክንሪኦ ኢና ። ምድጋሙ ጥራይ ኢዩ ዘዋጽእ ።

  • @ermiwolde4195

    @ermiwolde4195

    Жыл бұрын

    ከማኻን ከም ከማኻን ድርባያት አብ ኤሪትራ ቦታ የብልኩምን እዚ ሸያብ ቆነቆን አረጊት ክንደይ ዓመታት ኢዩ ለዚዮ እናለዘየ ድማ ቅድሚ ኢሳያስ ክቅዘፍ ኢዩ ንስልጣን ኢልካ እዚ ኩሉ ሐተፍተፍ 🐽🐷🐷

  • @SHaile-xu9ub
    @SHaile-xu9ub Жыл бұрын

    ሰላም ሳምኤል ወ ድ/ር ኣሰፋው ገዲም ተጋዳላይ የንጸርጽር በዓል ስልጣን ዝነበረ የንጸርጽር ዓሕ ዓሕ! ጥራይ ሓሳቡ ኣየንጽር ኢሳያስ ክመውት ዓመት ይቖጽር ይራገም ይጽሊ ዕድመ ከሕጽር ዝነጻጸር ዘይነጻጸር የነጻጽር ካብ ባዕልኻ ዘይጀመረ ቁጽጽር ኢሳያስ ጥራይ መሰረት ጸገም ሱር ? ሓቂ ድዩ፡ ወይ ኣቕሊልካ ራኢ፡ ሕሱር ኩሉ ዘሎ ጸገማት-ሃገር ፍጹም ዘይኣስር ተጋደልቲ እምነት ነይነበሮም ኣብ ገባር ኢሳያስ እንትርፎ ብጾቱ ነይለመዶ ምስራሕ ብሓባር ኣዚ ዶ ኣይኮነን ታሪኽ ገድሊ ቓልሲ ግንባር ዝለመድናዮ ዝገደፍናሎም መንበር ገና ዘይወጻና ካብዚ ዓዘቕቲ ናይ ሓባር ኣተሓሳስባ ምልዋጥ'ዶ ለውጢ ምትግባር ? ድሕሪኡ መዓት ኣሎ ብዛዕባ ሃገር ዝትግበር ኢሳያስ ክሸጣ ድዩ ኣይሸጣን ንኤርትራ ሓንጎልና ኣጽቢብዎ ንኻልእ ዘይብሉ ስፍራ ንምንታይ'ከ ክሸጣ ደልዩ? ዘይንገብር ምርመራ ገና ዘይተገዝአት ጤል እንኣስራ ተሳኢኑ ስፍራ

  • @alemkidane7964
    @alemkidane7964 Жыл бұрын

    ኢሳያስ ብቀሊሉ ዝፍንቀል ደንጎላ አይኮነን ብርኢቶይ አነ ሎሚ ኢሳያስ መሓዉሩ ዘስፈሑ ጎበለል ናይ ቀርኒ አፍሪቃ ክኸውን አብ ዝደልየሉ ዘሎ ጊዜ አምሓራ አዕጢቁ ንሱዳን በተን ቀቢላታት ገይሩ እናፈራረሐ ንኢትዮጵያ ኸፋፊሉ አብዘለሉ ጊዜ ብቀሊሉ ግለስ አይኽእልን ። ዶ/ር አሰፋው ዝብሎ ዘሎ ነቲ ዕርቂ አሚልኪቱ ፅብቅ እኳ እንተኾነ ነቲ ዕርቂ ከይሰልጥ ኢሳያስን አምሓራን ከአ ብፅኑዕ ከምዝሰርሑን ዝቅልብስዎን ሰብ ኩሉ ኽርዴኦ ይግባእ እዙ ዕርቂ ዝበሀል ዘሎ ንይምረል ደኣምበር ውፅኢት ከምፅእዩ ኢለ አይግምትን እምበር ዝሰረቆ ሒዙ ህዝበይን መረተይን ለቂቁ እንተዝወፀለይ ሓጐስ መተሰመዓኒ ብዝኾነ ነቶም ወራርን ስርቅን አረመኔያዊ ፅዩፍ ተግባር ኢሳያስ ኮኒንኩም ምስቱ ብዱል ህዝቢ ዝቆምኩም አነ ከመስግን ይፈቱ።

  • @ube-23s

    @ube-23s

    Жыл бұрын

    ኢሳያስ ፡ ን ዒስራ ፡ ዓመት ፡ ኣበይ ፡ ነይሩ፡ ታሓቢኡ፡ ሕጂ፡ ወዲ ፡ ዓዱ ፡ ኣቢይ ፡ ምስ ፡ መጸ ፡ ምስ ፡ ኣቢይ ፡ ተጎርቢቱ ፡ ትግራይ ፡ ኣትዩ፡

  • @samuelbokre2307
    @samuelbokre2307 Жыл бұрын

    ዶር ኣሰፋው ኩሉ ትሕልንትኻ ባህግኻ ጽቡቕ'ዩ።እንተኾነ እዛ ኣብ ህወሓት ምጽጋዕን ንህወሓት ከም ስግኣት ሃገር ዘይምርኣይካን ይገርመኒ'ዩ።ንሕልሚ ኢሰያስን ሕልሚ ህወሓትን ከመይ ቢልካ ክትፈላልዮ ይከኣል ክልቲኦም ሓደ'ዮም።

  • @eritreanpeopletshtbnkra7084
    @eritreanpeopletshtbnkra7084 Жыл бұрын

    Sami hade neger alo ane dirideani ab alem kulu hiszbi seraki alewo ketali alewo hasawi alewo gn hade neger alo ezi beritrawya zifitsem zelo zero eyu zelo kinble nikiel ena plus ab hatsir gizie slezegateme eyu ember buzuh sle zikone aykonen

  • @minasegebre9274
    @minasegebre9274 Жыл бұрын

    ዶክተር አሰፋው አባልአ እንጀራ መሲሉካ ብአፍካ ዝግበር እንትርፎ አብ ትእዝብቲ ከውድቀካ ከምዝኮነ ክትፈልጥ ይግባእ አብ ህልሚ ከምዘለኹም ሃታቲን ተሃታቲን ገና ዘይተበራበርኩም ተፍልጡ አብ ግዳም ተቀሚጥካ እንዳማረጽካ እንዳበላእካ ንመን ከተታልሉ ቁማር ተበሊእኩም ዝጠፈሽኩም ከንቱ ህልሚ

  • @ww1075
    @ww1075 Жыл бұрын

    Harnet qedem eya teharira Eritrea eskum gn ab eritrea kelekum bzuh halefa tegearlkum hjy kea neritrea qendy xelaeta ktbtnwa keydeqeskum thadru gn ab tbexhwo yelen

  • @michaelgod6714

    @michaelgod6714

    Жыл бұрын

    No one is enemy of Eritrea more than the dictator!

  • @user-et1ls7pk8k
    @user-et1ls7pk8k Жыл бұрын

    ዶር ኣሰፋው ኣዝዪ ደስ ዝብል መግለጺ'ዪ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ፡ ርሑስ ቕንያት ሓድሽ ዓመትን ብዓል ልደትን ይግበረልና !!

  • @kiflomfanus2680
    @kiflomfanus2680 Жыл бұрын

    መን ዳኣ ይብልኩም ንስኩም ከ እዚ ከኣ ናይ ኣድጊ ዕሽነት ዘለዎ ኣረጊት

  • @khaledaberra8940
    @khaledaberra8940 Жыл бұрын

    ብጣዕሚ መሃሪ፣ እዋናውን ጠቓምን ዘተ። የቐንየልና ክቡር ሓውና ጋዜጠኛን ደራስን ሳሙኤል። ከምኡ'ውን ክቡር ዶክተር ተቓላሳይ ሓውና፣ ኣያና ዶክተር ኣሰፋ። በርትዕ፣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ቀጽሎ በርትዕ። ምስ ከማኻ ሃገራውያን ተቓለስቲ ሓቢርካ ብግብራዊ ስራሕ ክዉን ንትምግባርን ፍልጠትካን ተመኩሮኻን ምስ ናይ ካልኦት ተሓባቢሩ፣ ኣድማዒ ኮይኑ ንሃሃገና ካብዚ ኣትያቶ ዘላ ናይ ጥፍኣትን ሕሰምን ኩነታት ከነናግፋን ዕዉት ስራሕ ክትሰርሕን ተስፋ እገብር።

  • @tewodrostessema2720
    @tewodrostessema2720 Жыл бұрын

    በዓል ትወሩና ዲኹም 😂😂😂The loser still think he matters. Nonsense!

  • @abuahmed9750
    @abuahmed9750 Жыл бұрын

    لست أدري تتحدثون عن أريتريا أم عن تقراي لا أدري معروف انتم تتبع من

  • @ytewolde9350
    @ytewolde9350 Жыл бұрын

    ደንበ ዕንኪል ወይንቲ ብማዕዶ ተለቪጂን ተዛሪብኩም ተምጽዎ የሎን ወረዱ አሎሙኹም ኣለዉ ታዓዲምኩም ኣለኹ

  • @dahlakdahlak9695
    @dahlakdahlak9695 Жыл бұрын

    Oww..እቶም አቦታትን መንእሰያትን 1950-- 1960,1980+ ታሪኽ ሰሪሖምን የውርሱን ብኽብረት ይሓልፉን አለው ወላ "ኳ > እቶም ገለ 70+ ቀሪቦም ዘለው ኸአ ከም ገለ መቐልቀሊ ዕድል ምስ ዝረኽቡ አብ ዩቲብን አብን /ን ገለ ጽሑፋት ይልጥፉን የቐብሉ አለው ዶ ? አየ ጊዜ ። ዓደ የ ዓዲ ..ጀጋኑ በዓል መን "ዮም ዝሰድዑ ዝባህረ..ሩ ዝጠ ..ዝወገኑ ..ንሕናን አበልናዮም አይገበርናን አሉ .ተመሲሖም ከይተደሩ ከም.. ሱሮም ...etc...ታሪኽ አለዋ ባጎኒ ናይ ጎሓፍ !

  • @birreyohannes1311
    @birreyohannes13117 ай бұрын

    Poor analysis from Dehay Eritrea by bringing all theses failures and betrayals of liars who were left behind and fully ashamed personalities.

  • @ninaabay2140
    @ninaabay2140 Жыл бұрын

    There are no other Africans because they live in their own country unlike Eritreans who are all over the world

  • @semaineshtewolde4360
    @semaineshtewolde4360 Жыл бұрын

    ሙሉእ ዓለም ብመራሕቲ ይምራሕ ህዝቢ ከአ ይስዕቦ ኤርትራ ከአ ከምኡ ትገብር አላ ግርምባ ኮፍ ተዓጺኻ አብ ገዛ መድሩ በሉ አብ ዜሮ እምበር ኢሱ ድአ ገና ከሪኡኩም ኢዩ ናይ ሙሉእ ቀርኒ አፍሪቃ መራሒ ክኸዉን ኢዩ ኢትዮጵያ ኩሎም ጎረባብቲ ሃገራት ኢሳያስ እንታይ በለ ኢሎም ሃንቀዉ ክብሉ ንሪኢ አሎና ህዝቢ ኤርትራ እሞኸአ ከም አምላኽ ኢዩ ዝሪኦ

  • @teamrgomida7834
    @teamrgomida7834 Жыл бұрын

    ወሽላኻት። ተሕፍሩ

  • @michaelgod6714

    @michaelgod6714

    Жыл бұрын

    What have you done for Eritrea? These two heroes gave their young life for Eritrean independence !

  • @araiatesfamariam7450
    @araiatesfamariam7450 Жыл бұрын

    Asefaw &akaka both aporchinity kondaft believe me you will never see eritrea laier & you old enough andnet resah

  • @mulugetaaraya2362
    @mulugetaaraya2362 Жыл бұрын

    አየ ደንበ ዕንክሊል መዋእልኩም አብ አእምሮኩም አብ ከምዚ ከተውዕልዎስ ብጣሚ፡ዘሕዝን ኢዩ ግን ክሳብ ማዓስ ኢኩም ብከምዚ ፧?

  • @susugidey8571

    @susugidey8571

    Жыл бұрын

    😂😂😂 እንታይ አምጻአካ አብዚ ገዛና ተማሃር ካብ ትጻረፍ

  • @solomonteshagerethiopian6483

    @solomonteshagerethiopian6483

    Жыл бұрын

    Hafer eski denkoro kalbi issias

  • @ytewolde9350
    @ytewolde9350 Жыл бұрын

    ክክክክ ከምዚ ዶክቶር ዝሓልም የሎን ኩሉ ጊዘ ቀሪቡና ኢሰያስ ድሕሪ 5ዓመት 2ዓመት ክብል ኣምባህቅካ ተርፊካ ።ህዝቢ ኤርትራ ከዳዕ ኣይፈቱን ኢዩ ። ንሰራዊት ይሕሊፍካ ትህብ ሲ ሓሳዊ ።

  • @user-oc6nb7my1m
    @user-oc6nb7my1m Жыл бұрын

    ኣቦና Dr. ኣሰፋዉ ጹቡቅ ኣጋላልጻ የቐነልና ከም ወትሩ ጹቡቅ።

  • @berhanefesshaye1493
    @berhanefesshaye1493 Жыл бұрын

    ዶክተር እቲ ቅዱስ ሃሳባትካ ክዉን ይግበረልና። 👍

  • @tseghehabtemicael1245
    @tseghehabtemicael1245 Жыл бұрын

    ኩሉ ኤርትራ ብዛዕባ ኩቡር ፕረዝደንት ሃገረይ ኤርትራ ኢሰያስ አፎወርቂ ህዝቢ እርትራ አይሻቀልን ከም ደ.አሰፋው ሰዓብቱን ንመሪሕነት ስለ ዝደለኹም አብ ደገ ኮይንኩም አንጻር ህዝቢ ኤርትራ ትጉስጉሱ ደለኹም እታ ሃገር አብ ትሕቲ አምላኽ እያ ዕድመን ጥዕናን ንኩቡር ፕረዝደንት ኢሰያስ አፎወርቂ ዓውት ንሐፋሽ ውድቀት ንዑሱባት

  • @ERIMAS962
    @ERIMAS962 Жыл бұрын

    Hasewti sebut tekoynkum da balkum zeytbgsu ab sofa koynka seltan yelen ktereywa ekum galansteyti eya ktemerhe tedalya zela ketfakum eya ksab ab serekum teshenu knre ina edemekum da anawehu

  • @michaelgod6714

    @michaelgod6714

    Жыл бұрын

    You're hiding behind the dictator too! You are Eritrean people enemy

  • @samru2018
    @samru2018 Жыл бұрын

    Halew lew an semai zelo debena hezbi eritrea kem kdeaten sheyti hagern eyu zfeltkum leyabu mhurat denaqur😡😡😡😡

  • @tedighirmay5804
    @tedighirmay5804 Жыл бұрын

    Very poor political intention

  • @hibetbiedu1311
    @hibetbiedu1311 Жыл бұрын

    ሻዕብያ ተረከቡኒ መንግሰቲ ኤርትራ እንተትብለኩም እንታየይ ምገበረኩም?

  • @ruthgebresselassie9328
    @ruthgebresselassie9328 Жыл бұрын

    ኤርትራውያን አብ አስመራ ዶሉ ናአካትኩም ዝሃርደኩም እበር ዝቅበለኩም የሉን

  • @susugidey8571

    @susugidey8571

    Жыл бұрын

    እቲ ህዝቢ ክቅበለና ብሓጎሶ ሙኻኑ 💯 ርጎጸኛታት ኢና፣ እቲ ንስካ ትብሎ ዘለኻ ስርዓት ግን ሓራዲ ሙኽኑ ፈሊጥና ኢና ሃዲምና ዋላ ንስኺ ኩይተረፈ ትአምንሉ እዩ 😂

  • @michaelgod6714

    @michaelgod6714

    Жыл бұрын

    You are a minion of the dictator

  • @solomonteshagerethiopian6483

    @solomonteshagerethiopian6483

    Жыл бұрын

    💯% hazbi Eritrea is waiting for change I was in Eritrea last summer

  • @user-ii6kx4ko1g
    @user-ii6kx4ko1g Жыл бұрын

    ደጉተር ኣሰፋው ሕጂ ኣብ ትብሎ ዘለካ ጹቡቅ ኢዩ ግን ን ኤርትራ ልዕሊ ኢሰያስ እቶም ምሁራት ኢና ኢልኩም ኣብ ደገ ትነብሩ ኢኩም ከፊእክማ ዘለኩም ሓቂ ክንዛረብ ንስካትኩም ባህጊ ስልጣን እንበር ንህዝቢ ክትእክቡ ኢልኩም ሓሲብኩም ዘይትፈልጡ ሰባት ኢኩም ተገምጢልኩም ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ክልል ትግራይ ጆኖሳይድ ፈጺሙ ኢልኩም ናብ ሑቡርት ሃገራት ወረቀት የእቲኩም ደናቁር ዲኩም ምሁራት ምርዳእ ኣብይኒ ይቅረታ ብምጽራፈይ ምስ ሙሁራት ትዋዳደር ግን ድቁርና ጥራይ ኢያ ስለዝኮነት ኢየ ከም መግለጺ ተጠቂመላ እንበር ክዳፈር ኢለ ኣይኮንኩን ህዝቢ ኤርትራ ኣይበልናን ክትብሉ ኢኩም ነባሪ ስራዓት ከምዘየለ ተረዲአ ኢየ እቲ ዝተመነክሞ መንከራ ንህዝቢ ኤርትራ ምካኑ ከረደአኩም ኢለ ኢየ ባሕቂ ንስካትኩም ጽላኣት እሰያስ ዘለኩም እሰያስ ክመተልኩም እሞ ናብ ስልጣን ክትመጹ ትህንደዱ ዘለኩም ሃገር ገዲፍኩም ኣብ ክልል ዛዓሰልኩም ዑሱባት ሰባት ኢኩም ሕጂ እዉን ሓቢርና ህዝብና ነድሕን ኣኩቡና ፍቅሪ ህዝብኩም ያሃልኩም ታሪኩም ኣይተባላሽዉ መጀመርታ ግን ንህዝቢ ይቅረታ ሕተቱ ወደሓኩም ሩሑስ ሓዱሽ ዓመትን ባዓል ልደትን

  • @user-ii6kx4ko1g

    @user-ii6kx4ko1g

    Жыл бұрын

    @fiorytaeme2752 ሓፍተይ ኣነ ሕጂ እዉን ይጻረፍ ዘይኮንኩ ዘለኩስ ይነግሮም ኢየ ዘለኩ ኮኖሞ ዘለዉ ኣጻር ናይ ሰላም ኩናት ኢልካ ስለ ትጽዎዖ በጻር እቲ ክኮንዎ ዝግቦኦም ስለ ዝከዱ ዘለዉ ይጽዎዖም ኣለኩ ስለዚ ከም ርዲኢተይ ምዝላፍ ዘይኮነ ኮኖሞ ዘለዉ ኢየ ነጊረዮም ስልጣን ጸገም የለን ይኩኑ ግን ከመይ ጌርካ ህዝቢ ከይ ጠርነፍካ ሃገር ንምዕናው እንዳሰራሕካ መጻኢ ወለዶ ብፈርማካ ገርካ ከም ዝጽልምት እንዳገበርካ ከምይ ኢሉ ክከዉን ወይስ ጎቦን ኩሩባን ኢዮም ከማሓድሩ ኢሰያስ ካብዚ ንላዕሊ ዶ እንታይ ገርና ኣሎ ኢዩ ንሱ ግዳይ ብካሊእ ከይትውረር እንዳተካላከለ እዚኦም ግን ብካሊእ ንክትጽልምት ዝጽዕሩ ዘለዎ በጃኪ ሓፍተይ ናተይ ተግባራቶም እሞ ኣስተዉዕልሎም እዚ ክብል ከለኩ ግን ዛሓለፈ ታሪኮም ረሲዐ ኣይኮንኩን ዘለዉዎ ኢየ ዝዛረብ ዘለኩ

  • @user-ii6kx4ko1g

    @user-ii6kx4ko1g

    Жыл бұрын

    @fiorytaeme2752ብመጀመርታ ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ባዓል ልደትን ይግበርልኪ ይግበረልና ጹቡቅ ኣለኪ ኣብ ናይ ኢሰያስ ይሳማዕ ኢየ ሰላም ኣምጺኡ እኮ ኣይበልኩን ኣብ ሰላም ዘይነብር ፉጡር እንተልዩ ኢሰያስ ጥራይ ኢዩ ካብ ሕማቅ ዛሓመቀ ስለ ዞሎ ኢየ ከም መግለጺ ተጠቂመሉ ብዝኮነ ዳሓን ኣነ ሕጂ እዉን ክብርኩም ናብ ዕዳጋ ኣይተዉርዱ ህዝቡኩም ጠርንፍኩም ናይ ሓባር ቃልሲ ፍጠሩ ክንስዕበኩም ኢየ ዝብሎም

  • @user-ii6kx4ko1g

    @user-ii6kx4ko1g

    Жыл бұрын

    @fiorytaeme2752ኣሜን (3) ኖ ኣነ ዝብል ዘለኩ ኣብዚ ናይ ሕጂ ዝህቦ ዘሎ መግለጺ ኣይኮንኩን ነቀፈታይ ዘቅርብ ዘለኩ ሙሁራት ኢና ኢሎም ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ታኣኪቦም ኤርትራ ጆኖሳይድ ፈጺማ ኢያ ኢሎም ናብ ዉድብ ሑቡራት ሃገራት ክሰድዎስ ከም ታራ ገጋ ገርካ ከመይ ገሩ ይረአ ብዝኮነ ነቲ ዘሓለፈ ታርክ ጅግንነት ኣይካሓድን ኢዩ ሕጂ ግን ኣይግድንን ክጋገዪ ከለዉስ ኩላትና ዓገብ ንበሎ በዚ ገሮሞ ዘለዎ መዋእልና ከም ህትለር ክንጽዋዕ ክነብር ኢና

  • @ayobmuzzollo478
    @ayobmuzzollo478 Жыл бұрын

    Dr true war is bad . This last war who started it, weyane or Eritrea. Defending your sovereignty is it invading another country. Did you forgot badme issue. Weyane kept it by force for 20 years. And all invasion was initiated by Weyane. We can hate or love issias this is a national issue.

  • @michaeldebbas5664
    @michaeldebbas5664 Жыл бұрын

    Viva President Issayas. Viva Ere

  • @shatir-1
    @shatir-1 Жыл бұрын

    ክክክክክ ክልተ ኑዱያት

  • @michaelgod6714

    @michaelgod6714

    Жыл бұрын

    You are bankrupt who support a dictator!

  • @mebrahtuabbay2614
    @mebrahtuabbay2614 Жыл бұрын

    በዓልንስካ ትርከብዎ ጉጂለ ኤርትራ ጆነሳይድ ፈጺማ ኢልኩም ዘቅረብኩሞ ንኤርትራ ብከመይ የርባሓ

  • @anditwedikeshi9967
    @anditwedikeshi9967 Жыл бұрын

    ዕስራ ዓመት ጌርካ ኣሎኻ መንሰይ እናተለልካ dog እንስሳ ዘቤት ካብማስሜድያ ኤርትራውያን እንተትወጽኡ መንእሰይ ኩሉ ጸገማቱ ምኣለየ ህዝቢ ኤርትራ ሓደ መራሒ ከም ኢሰያስ የድልያ ኣሎ እዚ ኽብል ከለኹ ኩሉ ኢሰያስ ዘውረዶ ጸገም ኣልዩ ማለተይ ኢየ ኣብዚ 30 ዓመታት መራሒ ከተፍሪ ኣይከኣለትን መኽንያቱ ተራ ናይ መራሒ ማዕረ ኽንደይ ወሳኒ ምኻኑ እዩ ዘርእየካ እሞበር ካብ ባዓልዝስ በኹርና ኢና

  • @abrhaleyrussom1718
    @abrhaleyrussom1718 Жыл бұрын

    Beyeneyti eritra eyu zkuhla zelo bogog

  • @adikeyh7770
    @adikeyh7770 Жыл бұрын

    ወይለይ ኣታ እዚ ዓካዓካ ዝብልዎ ደኣ መዓስ ከዲዑ? ኣብዚ ኮመንት ሂብክን ዘለወን ከኣ ኩልኽን ተጋሩ ኢኽን::

  • @susugidey8571

    @susugidey8571

    Жыл бұрын

    ንኹን 😂

  • @adikeyh7770

    @adikeyh7770

    Жыл бұрын

    @@susugidey8571 እቲ ሓሳብ ናይ'ዞም ከዳዓት ዝድግፎ ኤርትራዊ ስለ ዘየለ ኢየ ኮምኡ ኢለኩም :: ስልጣን ዝተረፈ:ሰብ ዝቀተለን ገንዘብ መንግስቲ ዝሰረቀን ኢዩ ናብ ጁንታ ዝጽጋዕ:ንሓዋሩ ናብ ኤርትራ ክኣትው ኣይክእሉን ኢዮም::

  • @susugidey8571

    @susugidey8571

    Жыл бұрын

    @@adikeyh7770 ንባዕልኻ እሞ እቶ ጠቅሊልካ ሽዑ አብኡ ኮንካ ከምኡ ትብለና እንተዘይኮነ ኡብ ስደት ኮንካ አይትፈክረልና። ንሕና ናጽነት ናይ ርኢቶና ምባል ዝተላማመድና ኢና። ንስካ ካአ ዋላ አብ ናጽነትን ሓርነትን ዘለዎ እንዳተቀመጥካ ባርነት መሪጽካ ብፍርሒ።

  • @adikeyh7770

    @adikeyh7770

    Жыл бұрын

    @@susugidey8571 እንበበኣር ምስ ፈራሕን ከደዓን ደመኛ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ ኣሰፋው ሃራፊ ስልጣን ኮይንካ ትገብሮ ክንሪአካ ኢና

  • @susugidey8571

    @susugidey8571

    Жыл бұрын

    @@adikeyh7770 ዓዲ አቲኻ ከምኡ ኢልካ ፈክረልና 😂😂 አብ ዓዲ ሃገር ኮንካ ምፍካር ነውሪ

  • @semaineshtekie1394
    @semaineshtekie1394 Жыл бұрын

    ጸማም ሐደ ደርፉ ንስኻ ምስ ቆልኡ ኤሪ ሳት ቃል መሕትት ክትውእል ኢሰያስ ግን አሽቆጥቂጥዋ አሎ ብጣእሚ ግን ተሕዝን ብጸጻይ ጻድቃን ብጻይ ወዲ ወረደ ኢልካ ከተካባብሮም ሮኬት ስለ ዝሰደዱ ሃላይ ዘይ ከምእድሜኻ ብጻይ መለስ ደአ ዘይትውስኸላ ስለ ዘየለ ክብረት አይግቦኦን ንአና ዝውክል አይኮነን አይትበለና አነ በዛ ነብሰይ መራሒ ሃገረይ ኤርትራ ኢሰያስ እዩ እዋይ እዚ ጋዜጠኛ በቃ ዘይትቅየር ሕቶ ንዶር አቢ እስኻ ምርሐና ሐመደ እደ ንሕና ንስኻትኩም ከይትውኩሉና ተሰማሚእና ኢና 😭😭😭😭😭😭😭😭😭👎👎👎👎👎👎👎

  • @ube-23s

    @ube-23s

    Жыл бұрын

    ን ኢሳያስ ሒዝካ ን ጎንደር ኪድ ምስ ኣቢይ ክትራኸቡ፡ ከይ ትምለስ ናብ ኤርትራና

  • @tesfaslasiewelderufael94
    @tesfaslasiewelderufael94 Жыл бұрын

    ከላ ጉኑፋት

  • @ruthgebresselassie9328
    @ruthgebresselassie9328 Жыл бұрын

    አታ ሃሳዊ ዶክተር ዘይ ኮነ ዶክ ተር ይባሃል እዚ ከዳእ ፈጵሙ እዮ ዘይ ትረክቦ ኤርትራ አማእድካ ትራአ ከማካ ከዳእ ወየነ

  • @susugidey8571

    @susugidey8571

    Жыл бұрын

    ጸርፊ ካብ ጎይታኻ ኢሳያስ ዲኻ ተማሂርካዮ?

  • @solomontesfa2117

    @solomontesfa2117

    Жыл бұрын

    ዓቕሙ ዩ ዝጽሕፍ ሰብ, ዓቕምኽ ዩ

  • @teweldehaile3776
    @teweldehaile3776 Жыл бұрын

    I subscribe today because they recommended in fnan app infotech .

Келесі