Dehay Eritrea ኤርትራውያን ሽግርና ማዕረ ክንደይ ኢና ንፈልጦ? ደሃይ ኤርትራ

Dehay Eritrea ኤርትራውያን ሽግርና ማዕረ ክንደይ ኢና ንፈልጦ?
ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ምልካዊ ስርዓት ከቢድ ህይወት የሕልፍ ከምዘሎ ብዘይካ እቲ እናረአ ክዓውር እናሰምዐ ክጸምም ዝደሊ ወገን እትረፍ ንወዲ ሃገር ንማንም ብዛዕባ ኤርትራ ዘንብብን ዝሓትትን ወጻእተኛ እውን ርዱእ እዩ።
ከምኡ ስለዝኾነ ከኣ ኣብ ውሽጢ ሃገር ይኹን ኣብ ዲያስፖራ ዝነብር ኤርትራዊ ደላይ ፍትሒ፡ ዕምሪ ምልካዊ ስርዓት ንከብቅዕ በብዓቕሙ ይዋሳእ ኣሎ። ይኹን እምበር ኣብ ዝሓለፈ 20 - 25 ዓመታት እቲ ናይ ለውጢ ቃልሲ ብኸምቲ ክኸዶ ዝግበኦ ዝነበሮ ናህሪ ኣይሰጎመን። ስለምንታይ እዩ ከምኡ ኮይኑ? ኤርትራውያን ናይ ብሓቂ ንሽግርና ብዕምቆት ንፈልጦ ዲና? ንዝብል ሕቶ አሕዋት ወልደንኪኤል እማንዝግን ስነ ጥበባዊ ስምኦን ሓጎስን ምስ ደሃይ ኤርትራ ዘትዮም ኣለው ምክትታልኩም ንዕድም!
ኣዳላውን ኣቕራብን ሳሙኤል ገብረሂወት (ዓካ ዓካ)
23 ታሕሳስ 2023
ደሃይ ኤርትራ!

Пікірлер: 70

  • @hailewolde1816
    @hailewolde18167 ай бұрын

    ነብሱ ባዕሉ እናዓሸወ ዝነብር ህዝቢ እዩ ( መብዛሕቱ )

  • @araedombahram4150
    @araedombahram415026 күн бұрын

    ብጣዕሚ ቅዋምዩ ክኸውን ዘለዎ ቃልስና

  • @EritreanScholarsMedia
    @EritreanScholarsMedia7 ай бұрын

    Well said, weldat arkey!

  • @abeilhedguhedgu8994
    @abeilhedguhedgu89947 ай бұрын

    I hope there will be part 2 of this decision.

  • @solomonteshagerethiopian6483
    @solomonteshagerethiopian64837 ай бұрын

    Yes the question should only be implementing the constitution::::

  • @Hager330
    @Hager3307 ай бұрын

    Bravo memhir Simon 👍👍

  • @tesifithabitezigi
    @tesifithabitezigi7 ай бұрын

    ሰላም ሰላም

  • @abeilhedguhedgu8994
    @abeilhedguhedgu89947 ай бұрын

    Very good analysis from brothers 👏 👍🏿 👌 🙌 😀 💪

  • @kibromNuguse-zr7yj
    @kibromNuguse-zr7yj7 ай бұрын

    It can amendement like American constitution the people in American 27 artical

  • @araedombahram4150
    @araedombahram415026 күн бұрын

    ሳሚ ነዞም ኣሕዋት ጽቡቕ ገይሮም መታን ነቲ ሰብ ከረድእዎ ስፍሕ ዝበለጊዜ እንተትህቦም ጽቡቕ ምኾነ

  • @kibromNuguse-zr7yj
    @kibromNuguse-zr7yj7 ай бұрын

    I think from 1993 up to 1997 the party /shabya/every fighter in his mind the costitution is not accepted becaue does not understand the use of constitution only the few elit know but the majority did not know espacally the fighter that way fail

  • @teclewoldemichael9287
    @teclewoldemichael92877 ай бұрын

    Media that we can count.

  • @mhretmhret5825
    @mhretmhret58257 ай бұрын

    🎉

  • @zachariaswoldemichael5068
    @zachariaswoldemichael50687 ай бұрын

    The root cause of the problem is omong all opposition group there is no single viable group who can rally potential citizes who can play a major role to bring about a regime change.

  • @berhegebremeskelchrom7624
    @berhegebremeskelchrom76247 ай бұрын

    ጽቡቕ መደብ ጽቡቕ ዘረባ እቲ ጉድለት ኔርዎ ዝብል ግን፡ ከም ኣበሳ ክሕሰብ የብሉን፡ ምጽእ ኢሉ ውርጹጽን ብቑዕን ዝኸውን የለን።

  • @solomonteshagerethiopian6483
    @solomonteshagerethiopian64837 ай бұрын

    The key is with the monster criminal dictator::

  • @Hager330
    @Hager3307 ай бұрын

    Ezi quwam kabzi elet ezi gemiru tegbarawi ykewn zbl always ab mwedaeta eta quwam alekum

  • @eritrea91
    @eritrea917 ай бұрын

    ናይዚኦም ድምጺ ተዓቢጡ ፖለቲካ ኤርትራ ማሕበራዊ መራኸቢታት ብዝተቖጻጸሩ ደናቑር ተዓብሊሉ ህዝቢ ኤርትራ ንቑዋሙ መቃለሲ ኣርማ ጊሩ ክሳድ ብምሓዝ ሕሰሙ ከሕጽር ክንድዝሰርሕ ሽንኮለል የብልዎ ኣለዉ። ኣጆኹም ቅዋም ዓንዲ ህላዊናዩ፡ ቅዋም ዝክሕድ ኣቤናይ ደንበ ኣሎ ብዘይግድስ ንዓምጽ'ዩ ዝርህጽ ዘሎ፡ ኣብ መወዳእታ ግን እዚ ዓማጺ መንገዲ ተሳዒሩ ቅዋም ክትከል'ዩ።

  • @debessaibeyene7358
    @debessaibeyene73587 ай бұрын

    ወይ ዓዶኽዶኽ

  • @berihgebremariam9020
    @berihgebremariam90207 ай бұрын

    ዋው ኣዝዩ ደስ ዝብል ዝርርብ ኔሩ : ሓደራ ከም ዚ ዓይነት መደብ ክቕጽል ኣለዎ

  • @user-vp9mq7ql6u
    @user-vp9mq7ql6u7 ай бұрын

    Helewlw eu azi

  • @bteklegiorgis
    @bteklegiorgis7 ай бұрын

    ሳሚኤል፤ካብኩሉ ዕለታት ዘቅረብክካዮ ዘተ ናሎሚ መሪሕ እያ እብል። ብርሃነ

  • @user-tp6bf5dt5x
    @user-tp6bf5dt5x7 ай бұрын

    الستور ما يفعل قبل ما يوقع عليه الرئس يا مساكين أسياس لم يوقع عليه عشان عرف ما ذا يعني ذالك

  • @yosiefmehari8896
    @yosiefmehari88967 ай бұрын

    Constitution vs Unity = Unity not Constitution

  • @NTA130
    @NTA1307 ай бұрын

    Imo kidu nertra jemrwo it kalsi teblsti tewelje resahat kab neti hezbi tełagblu hzbna zeblai sinu gba yeblun alo🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @fretatesfay343
    @fretatesfay3437 ай бұрын

    ሰላም ብሀበራ ትገርመኒ አላ አተረዱኡን ንህዝብና ማለት ኢታይ ኢዩ ደስምዕ ክህደት ጥልመት ንዐይ ይጣዕመኒ ከሙኦ ከአ ሰቡኡት አይኩንኩሙን ሰበአይ ወይ ሰቡኡት ማለት ከም ተጋሩ ገጊኦም ፈሊጡም ከምዚ ኢዩም ሰቡኦት ንስካትኩም ግን ሀደምቲ ፈራሀት ኢኩም ተቃለሱ

  • @tesifithabitezigi
    @tesifithabitezigi7 ай бұрын

    አምላኽ በዕሉ ቅዋም አለዋ ቅዋሙ ድማ እተፍቅሩኒ እንተኸኽም ትእዛዛተይ ሐሉዉ ኢሉ ። ሙሴ ንእያሱ ነዚ ቃል እዚ ሌይትን ማዓልትን አሰተንትኖ ኢሊዎ

  • @gedemb1961
    @gedemb19617 ай бұрын

    መዔቀኒ አብዛሐ አይተረድኦም ዘሎ ናይ ጉጅለ ቁዋን ናይ ሃገር ቁዋም ክኸዉን አይኽእልን።

  • @user-di2dg3cq8p
    @user-di2dg3cq8p7 ай бұрын

    ኣነስ ኩሉ ሙሁር ፈላጥ smart intelligent ይመስለኒ ነይሩ ግን ቡዝሓት ደናቁር ሙሁራት ኣሎውና : እናሆውን ይዛረቡ ኣሎው ::

  • @tesifithabitezigi
    @tesifithabitezigi7 ай бұрын

    ንባዕሉ ቃል ቅዋም እዩ ።

  • @teferemerkebu6717
    @teferemerkebu67177 ай бұрын

    Simon hagos abet halewlew. Ezen wedkemzen denkorotat teakebum fere zeybelkum. Derbayat

  • @debessaibeyene7358
    @debessaibeyene73587 ай бұрын

    ሓደ ውድብ ንኻልኦት ኣግሊሉ ዘጽደቖ ኢዪ ህዝቢ ከኣ ሚድያን መማረጽን ኣብ ዘይነበሮ እዩ

  • @debessaibeyene7358
    @debessaibeyene73587 ай бұрын

    ሳሚኤል ናይ ሎሚ ኣዳይሽካ ኣይግድን

  • @Eriboy
    @Eriboy7 ай бұрын

    ክክክክክ እዚኦም እዮም ሙሁራት ( ኣስመራ ዩኒቨርስቲ ) ናይ ምሁራት ደነቁር .. ቕልዑ !!

  • @abeilhedguhedgu8994

    @abeilhedguhedgu8994

    7 ай бұрын

    What is wrong you don't like constitution?

  • @hiwetgirmasion6009
    @hiwetgirmasion60097 ай бұрын

    እዋይ እዞም ሙu ራት ጥር ኢልካስ ኦክያለ ቁዋም ዩ ሽግርና ትብሉ ኣሎኮም ሃገር ከይ ኣውሕስካ ቁዋም ኣብ ልዕሊ ዛሃገር ዝወርድ ጸግም ዘትዛረቡ ::

  • @user-tp6bf5dt5x
    @user-tp6bf5dt5x7 ай бұрын

    أساياس خدع الدستور لمن خدع جبهة التحرير الارترية الذين ما تعلمون الحيقة ولتاريخ ارجو ان تدرسو التاريخ اسياس بنا نفسه في الساحل زمان ليس الان

  • @messihemulu5531
    @messihemulu55317 ай бұрын

    አቶ ሲሞን የቀንየልና ❤🎉

  • @tesifithabitezigi
    @tesifithabitezigi7 ай бұрын

    ንባዕሉ ቃል ቅዋም አምላኽ እዩ ማለት አምላኽ ቃል እዩ ።

  • @NTA130
    @NTA1307 ай бұрын

    Yehzen iyu izeom hasewti haki zeyebelom degfti Esayas iyom lyeabu denakur bejaka atfalna nezeom 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @abeilhedguhedgu8994

    @abeilhedguhedgu8994

    7 ай бұрын

    What happened? You don't like the constitution.

  • @wediadi6788
    @wediadi67887 ай бұрын

    ኤርትራውያን ሓደ ካብቲ ብዙሕ ሽግራትና ኣብ ክንዲ ኣብ ልዕልነት ሕግን ስርዓትን ንኣምን፣ ኣብ ልዕልነት ሰባት ንኣምን ስለ ዝኾና ኢዩ።

  • @asefawasmeromtekli8017
    @asefawasmeromtekli80176 ай бұрын

    Wolodoy production ነዚ ቻነል ምክትታል ሓጋዚ ኢዩ ኢልካ ስለዘዘኻኸርካ ኣዝየ የመስግነካ።

  • @fnangurja3875

    @fnangurja3875

    6 ай бұрын

    Me to🎉

  • @goitomfekadu7950
    @goitomfekadu79507 ай бұрын

    Very interesting and good point. The problem is how to persuade the people on power to accept and work on it with out conflict. Can every eritrean has the feeling and knowledge about the " quwam" and if implemented everyone can live on peace.

  • @tesfakibrom2447
    @tesfakibrom24477 ай бұрын

    አብ ወጻኢ ኮንካ ምዝራብ ምጉስጋስ ፍረ የብሉን ዘይ ስንካ ሕጻ ቆርጥመሉ ኢዩ ብሰላም ዓድኩም አቲኩም እተተበርክቱ ዝሐሸ ኢዩ መሳርሒ አይቱኩኑ ዘረባ ምብዛሕ ጽቡቅ አይኮነን

  • @abeilhedguhedgu8994

    @abeilhedguhedgu8994

    7 ай бұрын

    What is wrong to be ruled by the law?

  • @debessaibeyene7358
    @debessaibeyene73587 ай бұрын

    እቲ ባይቶኽ ካበይ ዝመጸ እዩ?፡

  • @tesifithabitezigi
    @tesifithabitezigi7 ай бұрын

    ብደይ ቅዋም ቃልሲ የለን ሐሶት እዩ ።

  • @meharitedros1831
    @meharitedros18317 ай бұрын

    እንታይ ማለት እዩ ቅዋም መጀመርያ ውሕስነት ሃገር ክህሉ ኣለዎ ብዘይ ሃገር ኩሉ ዋጋ የብሉን

  • @solomonteshagerethiopian6483

    @solomonteshagerethiopian6483

    7 ай бұрын

    Kuwom is the first wusenet hager xemam eka or hgdf eka??

  • @veronicaeyob3150

    @veronicaeyob3150

    6 ай бұрын

    እንኮ መውሓሲ ሃገር ቅዋም'ዩ! ውልቀ-ምልኪ ኣስቢሑ ኣስቢሑ ሃገር ዘዕኑ'ዩ! ልብያ ሂያው ምሳሌ'ዩ!

  • @tesifithabitezigi
    @tesifithabitezigi7 ай бұрын

    ቀንዲ ኤርትራዊያን ቅዋም ክርዳአና አለዋ ስለምታይ ቢሰንኪ ዓለም ለኻዊ ቅዋም መሰል ስደተኛ በቲ ቅዋሞም ይቅበሉና አለዉ ። ቅዋም ሐበራዊ ሕጊ እዩ ።

  • @bashayk8170
    @bashayk81707 ай бұрын

    ግዲ የብልኩምን ሽግርናስ ኤርትራውያን ኣጸቢቅና ንፈልጥ ኢና። ኣርዑት ምልኪ ከም ዝኸበደና'ውን ብዕግበት ንርዳእ ኢና። ግቡእ ገምጋም ናይ ታሪኽና ብምግባር ብቁዕ ኣመራርሓ ከነፍሪ ግን ኣይበቃዕናን። ኣብ ተጋድሎ ክኣ ንርከብ ኣለና። ነዚ ዝኸይድ ዘሎ ቃልሲ እንተድሃብኩሙሉ ይሓይሽ። ህዝብን ዝተፈላለየ ደረጃ ኣተሃላልውኡን ተመሊስኩም ምስ ዞባውን ዓለም ለኻውን ኵነታት ኣተኣሳሲርኩም መጽናዕቲ ውሰዱ።

  • @tesifithabitezigi
    @tesifithabitezigi7 ай бұрын

    ቅዋም ቀንዲ መርሖ እዩ

  • @yohannesaradom8656
    @yohannesaradom86567 ай бұрын

    Dear Samuel, Are these two individuals were dead and came to life today for Christmas? The question that was asked to answer by your guests completely not at the discussion. They jumped left and right about Constitution. These individuals have no common sense and were not in this world and were far away from Eritrea and Eritreans. It looks they were picked up from street as your guests. Dear Samuel from the beginning you should have removed them from the discussion they were good for nothing. How did they come to talk about the Constitution? The Constitution doesn't exist any more in Eritrea and it is buried in Adi Hallo under his bed. You allowed them keep talking and I sense it you didn't feel comfortable keep talking with them. I observed Simon was looking to his left and can be seen his eyes watching as if someone is giving directions or some sort of sign. I have never seen such kind of discussion so disgusting out of order that doesn't reflect the reality in today's Eritrea. Eritreans know very well what is going on in Eritrea where a Born Criminal and Fascist rules them with an absolute power. Forget about Constitution, today Eritrea is at critical time for its existence and war is on the air planned by the two leaders of Eritrea and Ethiopia- dangerous dictators. 2:28

  • @tesifithabitezigi
    @tesifithabitezigi7 ай бұрын

    ብዘይ ቅዋም መሰልካ ክትሐትት አትኽእልን ኢኻ ። ቅዋም አብ ደገ ንዘለዉ ኤርትራዊያን ይቸግበር ።ምምሕያሽ ዘድሊዮ አብ ስራሐ እዩ ።

  • @dahlakdahlak8740
    @dahlakdahlak87407 ай бұрын

    መልሲ ናይ ኩሉ ሸግራትን ሽጎርን ብፍላይ ፖለቲካዊ ፍታሕን አብ"ዛ KZread እያ ዘላ ። ብ ናይ KZread ጋዜጠና/ኛታትን ዕዱማት ሙሁራትን መደርትን ፦ ወላ ብ ናይ ጥዕና ሓካይምን ብደረፍትን ፦ ዳርጋ ቡዙሓት ፖለቲከኛ ዝኾኑን ንኹሉ ፖለቲካዊ መልሲ ዘለዎም እዮም ዝመስሉ ። ዕድመ ነቶም መንእሰያት 1950+s ወርቃውያን ወለዶታት ፥ በዳህትን ተቓለስትን ቀየስትን ዕውታትን መራሕትን ገና መራሕቲ ሀገርን መንግስትን ። ሀገር ብጀጋኑን ንጀጋኑን ተረከብትን ወረስትን !

  • @solomonteshagerethiopian6483

    @solomonteshagerethiopian6483

    7 ай бұрын

    Kalbi

  • @yosiefmehari8896
    @yosiefmehari88967 ай бұрын

    My dear brothers can you think beyond the value of constitution at this critical situation?

  • @teclewoldemichael9287

    @teclewoldemichael9287

    7 ай бұрын

    There is no value beyond constitution, that is why Eritreans paid their life. What’s the reason to separate from colonialism if couldn’t have personal right. I don’t think you know and understand the basic value of your own human values.

  • @wediadi6788
    @wediadi67887 ай бұрын

    ኤርትራውያን ሽግርና ፈሊጥና ነቲ ሽግር ንምፍታሕ ብሓባርን ብዕቱብን እንተ ንቃለስ፣ ስርዓት ኢሳያስ ኣብ ልዕሌና ን32 ዓመታትን ቀጻልን ኣይምሸነን ነይሩ። ሃገር ዘይብልና ኮይና ውን ኣይምተረፍናን። ምኽንያቱ ኤርትራውያን ሃገር ኣላትና ክንብል ኣይንኽእልን ኢና።

  • @eyobhabte3595
    @eyobhabte35957 ай бұрын

    ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሃገር ዝነብር ብዛዕባ ቁዎም ዝያዳኩም ይፈልጥ። ክልቴኩም ናይ ፖሎቲክ ሳይንስ ዝተማሃርኩም ኣይኮንኩምን ። ስለዚ ፍልጠትኩም ድሩት ኢዮ። ቁዎም ኣድላይ ኢዮ፡ ንህዝቢ ኣብዚ እዎን እዚ ዘድልዮ ካልእ እዮ። እንተድኣ ትምህርቲ ኣለኩም ኣብ ሃገርና መምሃራን የድልዮ ኣለው። ኣብኡ ኮይንኩም ሽዑዑ ትቃለሱ።

  • @abeilhedguhedgu8994

    @abeilhedguhedgu8994

    7 ай бұрын

    For HGDF the constitution is hadag?

  • @fiory25
    @fiory257 ай бұрын

    ጋዜጠኛ ሳሚ (ዓካ ዓካ) ናይ ሎሚ ኣጋይሽካ ስ ኣይግድኒን::ጃብሃ ዳኣ እንታይ ውድብ ነይርዎ::

  • @araedombahram4150
    @araedombahram415026 күн бұрын

    ኢሳያስ እሱራት ተትፈትሕ ኩኡ ነገር ብታ ዘላ ቁዋም እንተዝትግበር ቀዳማይ ንዓደይ ጠቕሊለ ም ኣትኹ ነይረ

  • @araedombahram4150
    @araedombahram415026 күн бұрын

    ሳሚ ነዞም ኣሕዋት ጽቡቕ ገይሮም መታን ነቲ ሰብ ከረድእዎ ስፍሕ ዝበለጊዜ እንተትህቦም ጽቡቕ ምኾነ

Келесі