Dehay Eritrea ደሃይ ኤርትራ | ኣርካናትና - ሚኒስተር ሳልሕ ኬኪያ | Minister Saleh Kekiya

Dehay Eritrea ደሃይ ኤርትራ | ኣርካናትና - ሚኒስተር ሳልሕ ኬኪያ | Minister Saleh Kekiya

Пікірлер: 3

  • @letigebrekristos3282
    @letigebrekristos32822 жыл бұрын

    ኤርትራ ሃገርና እቶም ዝተጋደሉልክን ዝጸዓሩልክን ደቕኺ ክርህዎም ሓርነትን ራህዋን ይፍጠረልኪ። ኩሎም ሓደ ካብቲ ሓደ ዝንእስ ግደ ዝነበሮም ኣፍሩይቲ ደቂ ሃገር ኣብ ዘይግቦኦም ስፍራ ሰፊሮም ኣለው። ኦ እግዚኣቢሔር በቲ ቁኑዕ ፍርድኻ ራህርሃልና🙏🙏🙏

  • @temesghenmehari2057
    @temesghenmehari20572 жыл бұрын

    ዝነኣድ ዝኽሪ ውዕለት ምዑታት ኣርካናት ሕብረተ-ሰብ ኤርትራ ። ንእትገብርዎ ዘለኹም ዘይሕለል ጻዕሪ ተዘክሮ ኣርካናትና ኣካል እቲ ንምልኣት ሓርነትና ዝግበር ዘሎ ቃልስና እዩ'ሞ : ደሃይ ኤርትራ ብርዕኹም ትሰስን !

  • @yohanneszeratsion1128
    @yohanneszeratsion112810 ай бұрын

    እዚኦም ሃገርን ህዝብን ዝኸዱዑን ሃገርና ኤርትራ ብገንዘብ ንወያነን ነኣመርካን ዝሸጡ ብህዝቢ ኤርትራ ንዘለኣለም ተኾኒኖም ክንርብሩዮም :: ምሕረትውን ኣይክግበረሎምንዩ : : በዓል ወዲ ከክያ ትብልዎ በዓል ኣሰፋው በዓል ወዲ ሰለሙን በዓል ዳንኤል ጋርዛ ደቂ መሳፍንቲ ንስልጣንን ንኸብዶምን ክብሉ ንኤርትራ ማሕበር አንድነት ኣቕሞም ንኢ ትዮጵያ ኣሕሊፎም ዝሃቡ እኩዋዮም :: እዚኦም ናይ ኣቦታቶም ኣቦሓጎታቶም ናይ መስፍንነት ስልጣን ንኸምልሱ ዝኸድዑ እዮም :: ንሶምን ኣቦሓጎታቶምን ንህዝቢ ኤርትራ ሰለስተ ግዜ ዝኸድዑዮም :: ሕጂ ቆርበት በጊዕ ተኸዲንካ ኣይኮመን :: ንስኹም ጋዜጠኛታት ከኣ መበቆልኩም ትግራዎት ኢኹም :: ትግራዋይ ነዚ ከውሪ ኤርትራውያን ንጽበዮ ሓሶትዩ :: ክሉ ድኣ VIVA ERITREA

Келесі