ድምፃዊት ንግስቲ ሓየሎም ንዝበርክትኽዮ ስራሕ ክብረት ይሃበልና!

Subscribe ይግበሩ!
------------
Website
www.dmtsiweyane.com
---------------
Facebook
/ dimtsiweyane
------------
Twitter
/ dimtsiweyane

Пікірлер: 56

  • @tesfalemtezare114
    @tesfalemtezare11423 күн бұрын

    ንግስትና ንግሲ ኩለን ብጣዕሚ ኢና ንፈትወክን ነኽብረክን❤❤❤❤❤❤❤ ንበርልና

  • @tesfayberhe2183
    @tesfayberhe21835 жыл бұрын

    አምላኽ ይምሓርኪ ንግስቲ ከምቲ ሽምኪ ብልፅቲ ደራፊት ኢኺ። ንግስቲ we love you for you.

  • @mohmebyooo4015

    @mohmebyooo4015

    2 жыл бұрын

    O

  • @user-uv5iz7ku4k
    @user-uv5iz7ku4k4 жыл бұрын

    ንግሰቲ መዓረይ አግዘብሃረ ምሓረት የዉረደሌኪ ንሰኩም ደማ ከብረት የሃቡኩም አሓወተይ አሰይይይይይይ 💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚 💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚 💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚

  • @user-ih8py9sj3u
    @user-ih8py9sj3u2 ай бұрын

    E/r amelaki meherit yawerideleki nigeset tigeriyay♥️🙏♥️

  • @yoditsahle2138
    @yoditsahle21385 жыл бұрын

    ጽብቅቲ ፈታሪ ኩሉ ዝካአሎዩ ምህረት የዉርደልኪ

  • @teweldemedhintesfagergis7331
    @teweldemedhintesfagergis73318 ай бұрын

    ምሕረት የውርደልኪ ሓዊኺ ክንሬእኪ ኣምላኽ ፍቓዱ ይኹን🙏🙏🙏🙏🙏

  • @user-xm5ym7gy8x
    @user-xm5ym7gy8x4 жыл бұрын

    ንግስት ሓፍትይ ምሕረት ይላአካልኪ ወይ ሓፍትይ በጅኩም ፀበል ወንቅእሽት ገዳም ቅዱስ ጉብርኤል አምሕር ክልል ውስድዋ

  • @user-eo3sj3ct1b

    @user-eo3sj3ct1b

    Жыл бұрын

    ማንጨለት እኮ ኣሎ እዩ ኣብ ትግራይ ናይ ቅዱስ ገብሪኤል ብስራታዊ

  • @weiniamen2404
    @weiniamen24044 жыл бұрын

    አዚ ጾሎት አዩ ዘድልያ ጸሎት አኡኡ ፈውሳ

  • @solomonassefa3521
    @solomonassefa35215 жыл бұрын

    ድምፂ ወያነ ትግራይ ልገወርኽምዎ የቐንየልና ፕሮግራም ብጣዕሚ ብጣዕሚ ኣድናቖተይ ወስን የዉሉይ ልእስርቲስት ክብርት ንግስት ሕስየሎ ሃምዙይ ምግብርኹም ፁቡቕ እዩ ቓፅሉሉ በርቱዑ ይቨል ይቨል!!!!

  • @akilove3701
    @akilove3701 Жыл бұрын

    ንግሰትና ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @hjhj5640
    @hjhj56404 жыл бұрын

    ፈጣሪ ምሳኪ ይኩን ነግየይ ዋዕሮ ትግራይና

  • @abihile4642
    @abihile46424 жыл бұрын

    አጆኺ ከያኒት ንግስቲ ሀየሎም ጥእናኺ ይምለስዮ አብመድረክ ክንሪኢኪ ኢና

  • @berislsl2119
    @berislsl21194 жыл бұрын

    ምሕረት የውርደልኪ ንግስቲ ሓፍተይ እግዚያብሄር ዝሰአኖ ነገር የለን ።

  • @user-fu9wd8on4u
    @user-fu9wd8on4u4 жыл бұрын

    ምሕረት የውርደልኪ

  • @tesfabest1344
    @tesfabest13445 жыл бұрын

    ኣነ ንንግቲ ካብ ብህፃነይ ደርፋን ድምፃን ኩሉ ዜማኣን ብፍሉይ ዓብዩ ፍቅሪ ዘለኒ ኢየ። ኾይኑ ግን ናይ ንግስቲ ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣይፈልጥን ነይረ። የቐንየለይ ክትብል ኣፋ ምስኸፈተት እየ ተረዲአ!! ካብ መጠን ብላዕሊ እየ ሓዚነ!! ሓዘነይ ውን ኣይኸኣልኩን!! ንግስቲ ኣፍተይ እግዚኣብሄር መሊኡ ጥዕና ክህበኪ ፀሎተይ ኢዩ!! ጎይታ ምሳኺ ይኹን! እቲ ዝገርም ድማ ሙላት ሓዋ ምኻኑ ክሳብ ሎሚ ኣየስተብሃልኩን ነይረ። ንሱ ውን ሰላም ጥራይ ደርፉ ልክዕ ከም ናይ ንግስቲ ደርፍታት እየ ዝፈትዋ!! ብዝኾነ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም ብሩኻት ስድራ!!

  • @user-gp2nu5jy4z
    @user-gp2nu5jy4z4 жыл бұрын

    ፈጣሪ ምሕረት የውርደልኪ ንግስቲሓፍትና

  • @user-eh5iv3jq8p
    @user-eh5iv3jq8p4 жыл бұрын

    ሙልእ ምሕረት የውርደልኪ መዐረይ

  • @Sara-sr4sg
    @Sara-sr4sg4 жыл бұрын

    አምላክ ምሕረት የውረደልኪ

  • @user-uv5iz7ku4k
    @user-uv5iz7ku4k4 жыл бұрын

    አዋይ ደሰ ኩቴብሉ ትግራይ ደቅ ዓበይቲ አኩም ዕዳመ ና ጥዕና የሃብኩም ምቅራት

  • @user-eo3sj3ct1b
    @user-eo3sj3ct1b Жыл бұрын

    እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሕረት የዉርደልኪ ንግስትዋይ

  • @user-oo6hf7ll7l
    @user-oo6hf7ll7l4 жыл бұрын

    ንግስቲ ሓፍትና ጸሎት ማይጮሎት እዩ ዘድልያ ናብ መምህር ኣባ ግርማ እንተትከይድ ከኣ ኣነ ብወገነይ ጽቡቅ ይመስለኒ እዩ

  • @netsanettuam9064
    @netsanettuam90644 жыл бұрын

    ንግስቲ ሓየሎም ንዝበርክትኽዮ ስራሕ ክብረት ይሃበልና

  • @haregzew1165
    @haregzew11654 жыл бұрын

    She is the best tigrigna singer, may God be with you

  • @sofiat3079
    @sofiat30794 жыл бұрын

    ንግስትና ❤❤❤

  • @akilove3701
    @akilove3701 Жыл бұрын

    ❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️❤️

  • @salammolo435
    @salammolo4353 жыл бұрын

    አምላክ ምሕረት የውረደልኪ ማዕርየይይ

  • @afrabtarar8979
    @afrabtarar89794 жыл бұрын

    I love she serious

  • @wegahtateklay6282
    @wegahtateklay62824 жыл бұрын

    I love you so much mama ngsti bless you mam

  • @medid.454
    @medid.4544 жыл бұрын

    Nigsti mearey Emebete Mariam timarki.

  • @user-me9hq3vd4m
    @user-me9hq3vd4m4 жыл бұрын

    ንግሲ ጅግና 💋💋💋💋💋💋

  • @speedcall4684
    @speedcall46845 жыл бұрын

    😍😍😍😍😍👍

  • @samimebratu6389
    @samimebratu63895 жыл бұрын

    Wow nice famile

  • @user-wv8if6ld4r
    @user-wv8if6ld4r5 жыл бұрын

    wawwww

  • @saragebreslase1297

    @saragebreslase1297

    4 жыл бұрын

    እግዚአብሔር ቸሪሱ ይምሃርክይ

  • @hiwetyemareyamewedaje8578
    @hiwetyemareyamewedaje85784 жыл бұрын

    አንቲን የመሰለት እህት እያለሽው ነው ወንድምሽ እንደዚ ተጎሳቅሎ ዛሬ በ ፌስቡክ ሳየው አለቀስኩኝ ሰው ስለሆንኩኝ አመመኝ ትግሬ አይደለሁም ምን እንደሚያወሩም አይገባኝም ማርያምን ግን ልጁ አንጀቴነው የበላኝ ውይ የኔ ጌታ

  • @selambrhane5825
    @selambrhane58252 жыл бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ALiALi-zn1kz
    @ALiALi-zn1kz Жыл бұрын

    ❤❤❤❤❤❤💞💞💞💞💞😍😍😍😍😍💋💋💋💘💘💘💘❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @zaidworqi5871
    @zaidworqi58714 жыл бұрын

    Dmxawet Ngisti Hayelom Kabten zednqa Dmxawet eya Mlui Mhrat ygbralki

  • @sivasankarbadvel2986
    @sivasankarbadvel29864 жыл бұрын

    Ajoke zayady marrrr

  • @here5ydgr469
    @here5ydgr4692 жыл бұрын

    💪💪💪💪💪💊💊💊💊🌹🌹🌹🌹💐

  • @lulalula9924
    @lulalula99244 жыл бұрын

    mhret yewrdelki ngsti muziqa

  • @henokmussie6002
    @henokmussie60024 жыл бұрын

    Yemarki

  • @saraalema7272
    @saraalema72724 жыл бұрын

    Nab nay kedemki tenaki ymleski fetari

  • @user-sp2kk1zl7f
    @user-sp2kk1zl7f4 жыл бұрын

    E,r ymharki negiye mar

  • @negasitesfaye9978
    @negasitesfaye9978 Жыл бұрын

    ንግስቲ ሀየሎም ናይ ትግራይ ባህሊ ትግሪኛ ቋንቋና ዘእበየት አምባሳደር ባህሊ ትግራይና እዩ ክብሪ ክውሀባ ይግባእ!? አደ ባህልና እዩ

  • @tsgabaxum
    @tsgabaxum Жыл бұрын

    አብ ሃይማኖትን ቋንቋን ትግራዋይ ባርነት እዩ ነይሩ ሕዚ ቋንቁኡ ጀማሪኡ ፅቡቁ እዩ እቲ ዓቡዩ አብ ባርነት ዘንበረና ድማ ናይ ኢትዮ,, ሃይማኖት ይቀሪየና ካብ ናይ ሽዋ ንፍተሐሉ

  • @afrabtarar8979
    @afrabtarar89794 жыл бұрын

    Kela hasewti ekum ane wedi shire eye hewhat yekun kalie seb seltanat nesekum ne seltankum ember ne hezbi tigray aytkonun ekom ezi entay kegebrela eyu entedelikum be kalie zeytehegesewa hasewti

  • @ltgofficial500
    @ltgofficial5005 жыл бұрын

    እዚ ዝዛረብ ዘሎ ወዲ ሽሙ ይቐይር፡ኣበባው ዝበሃል ትግራዋይ የብልናን። ናይ ምንልክ ዉጥን ብሮጀክት ሸዋጢያን ዝጀመርዎ ናይ መንነት ምጥፋእ ዉፅኢት እዩ።እዙይ እንተዘይኮዉን ነይሩ ሕጂ ኣይተ ኣበባው ኪሮስ ወለገብርኤል ወይ ገረንኪኤል እዩ ክበሃል ነይሩ።ስለዝኮነ ኩላትና ናይ ሸዋጢን ሽም ዘሎና እንተስ ብኣዋጅ ወይ ብገለ ገይርና ሽምና ንቐይር። ዝኸበርኩም ጋዜጣናታት ድወት ክሳብ ሕጂ ጌጋኩም ክትእርምዋ ዘይከኣልኩም እንተሃለወ"ኣስተዋፅኦ" እትብል ባዕዳዊ ቃል ኣላ።ኣስተዋፅኦ ዘይኮነስ ኣበርክቶ ብዝብል ንክትጥቀሙ ብትሕትና ንላቦ። ደቂ ኣቦይ ሓየሎም ከዓ ጅግንነትኩም ኣብ ህዝቢ ተዛረብቲ ትግርኛ ተሰንዱን ተፀሓይፉን ንዘላለም እንዳተዘከረ ክነብር እዩ። ሰላም ጥራይ ኣጆኪ ትግራይ!!።

  • @m.g5367

    @m.g5367

    4 жыл бұрын

    Geltam mekden desti Shem nay weldeka zewsolka kebret eyo Sehmka zeykone serhaka eyo zekrka

  • @chaltuaddisabebakegna265

    @chaltuaddisabebakegna265

    4 жыл бұрын

    No no no kemu aytbele

Келесі