ኣሚር ብኣንደበት በዓልቲገዝኡ ሰናይት ገብረዮሃንስ

Ойын-сауық

ብበረከት መኮንን ተዳልዩ ኣብ ቴሌቪዥን ድምፂ ወያነ ኩልግዜ ቐዳም ምሸት ሰዓት 2:45 ዝቐርብ መደብ

Пікірлер: 373

  • @user-vs6tj6kp7d
    @user-vs6tj6kp7d4 жыл бұрын

    ኣጆኺ ማዓረይ ኣምላኽ የጸናንዕኪ ኣሚረይ ዘንትእለት እንዳተዘከረ ዝነብር ህያብ ህዝቢ ዩ ..

  • @ichliebemeinemutter8924

    @ichliebemeinemutter8924

    4 жыл бұрын

    Entay dea ab kulu diki tdakli dea

  • @user-ck1pz7rw5c
    @user-ck1pz7rw5c4 жыл бұрын

    ኣሚረይ ንጉስ ጥበብ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ንዓኪ ውን ፅንዓት ይሃብኪ ማዓረይ ኩሉ ግዘ ኣብ ልቢ ህዝቢ እናተዘከረ ክነብር ዩ ኣሚረይ

  • @youtobe5439
    @youtobe54394 жыл бұрын

    በጃካ ሶፍቲ (ምንዲል) ማይ ማቅራብ ይልመድካ

  • @kokobzerzgi4597
    @kokobzerzgi45974 жыл бұрын

    እዚ ጋዜጠኛ ኣዚየ ዘድነቅክዎ ሰብ ሕቡን ትግራዋይ ትግርኛ ይዛረብ ክብረት ይሃብካ።

  • @atakltimicheal7735
    @atakltimicheal77354 жыл бұрын

    በዓልቲ ቤቱ ድማ ኣጆኺ ኣይትብከይ ኩርዒ ዝሓፍተይ ጸላኢኺ ይብከ ደቒኺ ደቂ ሙሉእ ትግራይ ዮም ኣጆኺ ኩርዒ ኩሪ

  • @user-by5fm2pc8o
    @user-by5fm2pc8o4 жыл бұрын

    ዊይ ነብሲሄር አሚር ዳዉድ ነብስኻ አብ ገነት የንብሮ ኩሉሻዕ አብ ልብና ኢካ ፈታዊ ዓዱን ህዝቡን ብዝተፈላለየ መልክዕ ተሓጊስና ብዝተፈላለየ መልክዕ ድማ ሓዝና ካብ ዝሓዘናዮ ዝተሓጎስናዮ ስለዝበዝሕ እንካዕ ደስ በለኩም ተጋሩ ናይ ስላሴ ጨለቆት ራእሲ ወልደስላሰ ዘዉዲ ናብ መሬት ትግራይ አትዩ ቢንያም ተፈቲሑ ሰንበት ዕፅፍ ድርብ ታሕጓስ ተዉርደልና ብሽም አሚር like አይዞሽ በግዛቢሄር ስም አደራሽ ትዋጫለሽ አሚርም አደራ ጥሎብናል በሰናይ ተግባሩ

  • @dawitbirhane8238

    @dawitbirhane8238

    4 жыл бұрын

    God bless u

  • @Peace-zf1br

    @Peace-zf1br

    4 жыл бұрын

    @Danayt Gal gejeret amne amen beatme dess elkini elki neayy Neaski ????%%_

  • @zemichaelhailu8126
    @zemichaelhailu81264 жыл бұрын

    ፀላኢና ዝሕንዝሕ ይንባዕ ሓፍትና ሰኒ አምላኽ የፅንዕኺ ወርቂ ልኾነ ሰብ ኢና ስኢንና ዜማታቱ ብልሰማዕና ቁፅሪ ከብቸድና ይቆስል

  • @iuu5963
    @iuu59634 жыл бұрын

    ኣይይይ ዓሚር ሓወይ ግርማ ናይ ትግራይ ኣምላክ ነብስካ ኣብ ገነት የንብራ፣ኣነስ ብፍላይ እዛ ዓደይ መቀለ ትብል ሙዚቁኡስ ማራ እያ ተንብዐኒ

  • @akhbrtmama4237
    @akhbrtmama42374 жыл бұрын

    ኣጀከ አፍፍፍፍ ዓላምጎደሎ 😢😢😢😢🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @dvidplayzz7753
    @dvidplayzz77534 жыл бұрын

    እግዚአብሄር ካንቺ ጋር ይሁን ልጆችሽንም ፈጣሪ ያሳድግልሽ አሚር ውዱ ወንድማችንንም መንግስተ ሰማይ ያዋርስልን

  • @yostinaberhe5422
    @yostinaberhe54224 жыл бұрын

    አሚረይ እግዚአብሔር ብየማናይ ኢዱ ይቀበልካ🙏🙏🙏😰😰😰አይ ዓለም ጎደለሎ እህህህህ አነለ ኮሊለ ኮሊለ ኮሊለ ናባኪየ ዓደይ መቀለ 🇻🇳👈😰😰😰😰😰😰😰😰😰

  • @user-hy5yq9ql7h
    @user-hy5yq9ql7h4 жыл бұрын

    ኣጀኪ ሓፍተይ መዓረይ ዓለም ከንቱ እያ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ፈጣሪ

  • @kahsayemane4559
    @kahsayemane45594 жыл бұрын

    ኣጆኺ መዓረይ ፅንዓት ይሃብኪ ንኣሚረይ ከዓ ኣብ ገነት የንብሮ ልዑል ፈጣሪ ጀግና ሰብ ከይዱና 😢😢😢😢😢😢

  • @kidanesolomun8753

    @kidanesolomun8753

    4 жыл бұрын

    🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @genigalegerey9924
    @genigalegerey99244 жыл бұрын

    አጆኪ ማዓርይ አሚርይ ነብስህን በገነት ያኑራት ኩሉ ግዜ አብ ልብና አለካ

  • @imissmama3978
    @imissmama39784 жыл бұрын

    ኣሚር ኣቦ ሰነ-ጥበብ ዉፉይ ናይ ህዝቡ R.i.p

  • @user-vp2mx8wz1k

    @user-vp2mx8wz1k

    4 жыл бұрын

    😭😭😭😭💔💔💔 ah ufffff

  • @user-xs2ev7sk8f
    @user-xs2ev7sk8f4 жыл бұрын

    ኣሚረይ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኣለካ ግርማ መቐለና ኣዮኺ ማዓረይ ፅንዓት ይሃብኪ

  • @zebibsudan4989
    @zebibsudan49894 жыл бұрын

    አሚር ሓወይ አብ ገነት የንብርካ አጀኪ ዝሓፍተይ ኩልና ሓለፍቲ እና ፅንዓት ይሃብኪ ደቅኪ ውን አብ ፅቡቅ ደረጃ የብፀሐልኪ ፈጣሪ አይዘኩ ዝያዳድ ዓለም ከምኡ እያ

  • @destaapp9433
    @destaapp94334 жыл бұрын

    ኣሚረይ ሓላል ኣቦ ስነ ጥበብ ነብሱ ኣብ ገነት ትንበር። ዘልኣለም ኣብ ልብና ህያው ኢካ ኣሚረይ.ሰናይት ከኣ ኣጆኪ ኣብ ጎንኪ ኣለና። ንኣሚረይ ዝፈቱ እስከ Lake ፅቀጡለይ

  • @user-gb7jk1me7w
    @user-gb7jk1me7w4 жыл бұрын

    ኣጆኪ ሓፍተይ ንኣሚር መንግስተ ሰማያት ይዋረሶ 😢😢በረከት ከድንቀካ ጅግና ትግራዋይ ግን #ሰለሙን ሃይለ ናፊቅናዮ ኣምፃኣልና

  • @shewitafewerki4939
    @shewitafewerki49394 жыл бұрын

    ኡፍፍፍፍፍ ዓለም ጎደሎ እንታይ ሞ ይኩን አሚረይ ፈታዊ ዓዱ ህዝቡ ነብሱ አብ ገነት የንብሮ አጆኪ ሰኑየ ድማ ዓለም ጠጥዕዩ እያ ትወስድ ከክንዲ ናቱ ነዓክን ደቅክን ነዊሕ ዕድመ ንምነየልኪ

  • @user-ik6kc3zd9x
    @user-ik6kc3zd9x4 жыл бұрын

    ነብሱ ኣብ ገነት ትንበር ኣጆኺ ሰኑየ

  • @user-hl6cq5uj6z
    @user-hl6cq5uj6z4 жыл бұрын

    ኡፍፍፍ ዓለም ጎዶሎ ኣሚረይ መንግሰተ ሰማያት ይዋረሶ😭😭😭😭

  • @user-fi7nj5ko2l
    @user-fi7nj5ko2l4 жыл бұрын

    እፍፍፍፍፍፍፍ ዓለም 😭😭😭😭ጎዶሎ ኣሚረይ አብ ገነት የንብርካ ስኑይ እውን ኣጆኺ

  • @zenebugebrekidan
    @zenebugebrekidan4 жыл бұрын

    #አሚረይ ነብስካ አብ ገነት የንብረልና ዋይ ዝጊዜ ክንደይ ይጎዪ ድሮ ዓመት ጌሩ

  • @zenebeshneby9485
    @zenebeshneby94854 жыл бұрын

    ኣሚር ሓወይ እግዚኣብሄር ነፍስካ ይምሓሮ ሰንየ ፅንዓት ይሃብኪ ማዓረይ ኣጆኪ እግዚኣብሄር ዝሃበሃካ ምክኣል እዩ ናይ ፈጣሪ ስራሕ ስለ ዝኮነ

  • @samrisamri9822
    @samrisamri98224 жыл бұрын

    ኣብ ገነት የንብርካ ዓለም ጎደሎ

  • @degneshtades9752
    @degneshtades97524 жыл бұрын

    ኦፍፍፍ ዓለም ጎደሎ ድሮ ሓደ ዓመት ገይሩ ምስክን መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ፈታዊ ሃገሩ

  • @tomasmehary7007
    @tomasmehary70074 жыл бұрын

    We love him for ever ገነት ሐፍተይ አባይኪ ይንባዖ

  • @heluhabeshawit3283
    @heluhabeshawit32834 жыл бұрын

    ኣጆኪ መዓረይ ነብሱ ኣብ ገነት ትንበር ኣሚረይ😢😢😢

  • @ove6164
    @ove61644 жыл бұрын

    ከብደይ እንበር በሊዓትኒ😥😥 ፅንዓት ይሃብኪ ሓፈተይ🙏 መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንኢሚረይ 🙏💔

  • @Ak-hs5qt
    @Ak-hs5qt4 жыл бұрын

    ኣሚር ነብስኻ ኣብ ዓፀደ ገነት ያንብርካ ፈጣሪ😢 ኣይዞኺ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምስ ሙሉእ ስድራቤትኺ 😍

  • @gtsgkgbc5418
    @gtsgkgbc54184 жыл бұрын

    ኡፍፍፍፍፍ ዓለም ጎደሎ አሚርየ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @alemhailay2423
    @alemhailay24234 жыл бұрын

    😔😔ኣጆኪ ማዓረይ💔 ኣሚርየ ነብሲ ይምሓር😔💔

  • @selamhailu5301
    @selamhailu53014 жыл бұрын

    ኡፍፍፍፍፍ ኣሚረይ ኣብ ገነት የንብርካ

  • @user-ck1yj9hk5c
    @user-ck1yj9hk5c4 жыл бұрын

    ኡፍፍፍፍፍ ዓለም ጎደሎ እያ መንግስተ ስማያት የዋርሶ

  • @hailushseyum3065
    @hailushseyum30654 жыл бұрын

    ኣጆኪ ኩላትና ናቡኡ ኢና መንግስቲይ ሰማያት የዋርሶ ብጣዕሚ ኢና ንፈትዎ ኣሚር ጅግና እዩ ኣሚር

  • @Mm-hy3fk
    @Mm-hy3fk4 жыл бұрын

    እዋይ ኣሚረይ ድሮ ዓመት እፉ ኣይ ዓለም😭😭😭😭😭😭ዓጀኪ ማዓረይ ፅናዓት ይሃብኪ በርትዒ ንደቅኪ ክትብሊ

  • @linidesbele380
    @linidesbele3804 жыл бұрын

    መጀመርያ ክቡር ኣርቲስት ኣሚር ዳውድ መንግስተ ሰማያት የዋርሶ ብምቅፃል ቤኪየ ሰናይት ጋሻካ ገይርካ ስለዝፀዋዕካያ ደስ ኢሉና እዩ ሰኒየ ላንቺ ደሞ ፅናቱን ይስጥሽ ማማየ እና ግን ጋሻ ክትፅውዕ ከለካ ሶፍቲ ዘድሊ ኮይኑ ይስምዓኒ ።

  • @user-lx8xb4nw2y

    @user-lx8xb4nw2y

    4 жыл бұрын

    ብትኽክል

  • @zebibsudan4989

    @zebibsudan4989

    4 жыл бұрын

    ብሓቂ አብቲ ጠረቤዛ ሰፍቲ ክቅመጥ አለዎ

  • @merrygebremichael8702
    @merrygebremichael87024 жыл бұрын

    ኣሚረይ ነብስካ ይምሓርካ ዝሓወይ

  • @atakltimicheal7735
    @atakltimicheal77354 жыл бұрын

    ዘወፈዮ ካሴቱ ኣበይ ኣሎ ሃፍቲ ትግራይ እዩ ንምንታይ ጠፊኡ ሃፍትና ዩ በጃኹም በጃኹም ንደልዮ ኢና ናብ ዕዳጋ ኣውዕልዎ እቲ ኣታዊ ንስድርኡ እቲ ጥበብ ድማ ንዓዱ ንዓና በጃኹም !!!!!

  • @GoytaDembiya
    @GoytaDembiya4 жыл бұрын

    Amir was my friend. As she said, he was a patriotic, honest, and loving person. May God rest his life in perfection. Tigray will remember him for ever. Senait should also be proud. And sorry for your loss Senait

  • @user-nf9yt1ef3h
    @user-nf9yt1ef3h4 жыл бұрын

    ኣጆኺ ክብርቲ ሓፍተይ ኣሚር ናይ ኩልና ጅግና ኣቦና እዩ ነይሩ ኣተስተማስሊ በርትዒ ፅንዓት ይሃብኪ ክብርቲ ሓፍተይ 💖💖💖 ኣሚረ ነብሱ ኣብ ገነት የንብሮ እቲ ልዑል ፈጣሪ👏👏👏😢😢😢

  • @galtigray4809
    @galtigray48094 жыл бұрын

    ጥዑይ ስብ አይኮነላን ትግራይ ኡኡኡኡኡፍፍፍፍ ዓለም ጎዶሎ ፈጣሪ አብ ገነት ይነበርልና ኣሚረ ሓውና እነበር እንታይ ዶ ይባሃል እዩ

  • @Peace-zf1br

    @Peace-zf1br

    4 жыл бұрын

    Tigray teryy aykonnnn Africa meltyy tuyyy sebb aykonlann Eyou tsebktyy

  • @seblegebrehiwot6145
    @seblegebrehiwot61454 жыл бұрын

    ኣሚርየ ነብስካ ኣብ ገነት የንብረልና ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኢካ

  • @user-vi5il6pu2q
    @user-vi5il6pu2q4 жыл бұрын

    *በረከት ሓወይ ቃላት የብለይን።ተባረኽ .ሰኑየ ሓፍተይ ኣጆኺ ብርትዕ በሊ ዳኣ ደቅኺ ንስኺ እንተበርቲዕኺ እዩ ዝብርትዓ።ብጣዕሚ ዘድነቕኩልኪ ድማ ናይ መጀመርያ ጋሉ ዋላ ኣይውለዳ ጋለይ እያ ምባልኪ ልብኺ ንፁህ ሙኻንኪ እዩ ዘርእየካ።ካልእኣብ ቀፃሊ ድማ ሰበይቲ ሚጀር ጀነራል ሓዮሎም ኣርኣያን ኣብ ዓፋር ዝርከብ ወዱን ብሓደ ተተቕርበልና ኢለ ብትሕትና ይሓተካ።ምሳኣ ኣፀግዕ ኣቢለ ድማ ማይን ሶፍትን ካብ ወምበርካ ኣይትፍለ ይብል እዚ ናይ ሕውነት ምኽረይ እዩ።ብዝተረፈ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ*

  • @geregh6789
    @geregh67894 жыл бұрын

    አይዞኺ ሰኒየ ፅንዓት ይሃብኺ መንግስተ ሰማያት የዋርሶ

  • @user-ho9px3nv8c
    @user-ho9px3nv8c4 жыл бұрын

    ኣይዞኪ መዓረይ ፅንዓት ይሃብኪ 😭😭😭

  • @ChristianityUnderAttack
    @ChristianityUnderAttack4 жыл бұрын

    Proud of kezahta host even though you speak amharic you still talk in tigrigna. First time I watch your program and like it.

  • @user-hm2ty6ft8q
    @user-hm2ty6ft8q4 жыл бұрын

    መዓረይ አይዞኺ ብርትዒ አሚር አብገነት የንብሮ ዓለም ጎዶሎ

  • @kibrommehari9502
    @kibrommehari95024 жыл бұрын

    ኣሚረይ ነብስኻ ኣብ ገነት ትንበር ! ንዝልኣለም ኣብ ልብና !

  • @user-up2bp9yh4u
    @user-up2bp9yh4u4 жыл бұрын

    አሚር ሓውና መንግስቲ ሰማያት ይዋርስካ

  • @Rut96969
    @Rut969694 жыл бұрын

    *ኣይዝሽ የኔ እህቴ እኔ ላልቅስልሽ 😥እግዚአብሔር ይርዳሽ*

  • @setetapp1945
    @setetapp19454 жыл бұрын

    ብጣዕሚ አድኒቐካ ጋዜጠኛ አብ ቋንቋኻ ዘለካ ክብሪ ! ከምቶም ሓደሓደ አብ መቐለ እንዳተቐመጡ ጅግንነት መሲልዎም ብ ኣማርኛ በሮቕሮቕ ዝብሉ አይኮንካ ። ቋንቋና ክነዐቢ አለና ቀጽሎ 👍👍 ወላ አምሓራይ እንተኾነ ብትግርኛ intrview ግበረሉ ተደልዩ ተርጓሚ የምጽእ😃! ብጣዕሚ እየ ዘድንቐካ👍!

  • @momwithfourkids7989

    @momwithfourkids7989

    4 жыл бұрын

    amharay ke zihato gazetagha seinom dyom tergami hizom kmetsu aye tmkhiti may yeblu soft yeblu abkiy weilwas men eyu kimetso

  • @setetapp1945

    @setetapp1945

    4 жыл бұрын

    @@momwithfourkids7989 ማይን ሶፍትን ሒዙ ዝኸይድ ድኣ ክትበኪ ምዃና መብጽዓ አትያትሉ ድያ ነይራ ህግድፍ መንደፍ!

  • @momwithfourkids7989

    @momwithfourkids7989

    4 жыл бұрын

    @@setetapp1945 entay elu kem zahata felitu nieru eyu ezi hito hasibu dae kamcha gieru zimetse dae birthday guala dyu taedimu

  • @meklitkebede1744
    @meklitkebede17444 жыл бұрын

    ዕንዓት ይሃብኪይ መንግስቲይ ሰማይ የዋርሶ

  • @danielabeselom7175
    @danielabeselom71753 ай бұрын

    አሚር ምርጥ ሰው,,,,

  • @tngtn3977
    @tngtn39774 жыл бұрын

    ኣምላኽ ብየማናይ ኢድ ይቀበልካ። ኣጆኺ ሰኑ በርቲዒ

  • @user-zm9vk4oo9b
    @user-zm9vk4oo9b4 жыл бұрын

    መንግስተ ሰማያት የዋርሶ ዓለም ጎዶሎ ኣጂኪ ምቅርተይ

  • @user-nv8ud3jy7c
    @user-nv8ud3jy7c4 жыл бұрын

    መንግስቲ ሰማይ የዋርሳ ኣሚር ኣቦ ትግርኛ

  • @user-uu2dy4iz6z

    @user-uu2dy4iz6z

    4 жыл бұрын

    😭😭😭😭

  • @user-is5fh9wf7z

    @user-is5fh9wf7z

    4 жыл бұрын

    ኡፍፍፍ ዓለም ጎዶሎ 😭😭😭😭😭አሚረይ መንግስተ ሰማይ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልካ እ/ር አሚየ አቦ ትግራኛ

  • @user-lu5ro2bf4n
    @user-lu5ro2bf4n4 жыл бұрын

    አጀኪ ሓፍተይ አማረ ሓዉና መንግስተ ሰማይ የዋሩሳካ

  • @princessmekelle81
    @princessmekelle814 жыл бұрын

    መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ድሮ ዓመት ገይሩ ዓለም 9😭😭

  • @andompillastro6856

    @andompillastro6856

    4 жыл бұрын

    ሎሚ ዓለማት 14 እየን ዘሎዋ ቀደም እየን 9 ነረን

  • @tedrosmahari9555

    @tedrosmahari9555

    4 жыл бұрын

    @@andompillastro6856 😂😂😂😂

  • @salamss6409
    @salamss64094 жыл бұрын

    ኣጆኪ ማዓረይ መንግሰተ ሰማያት ዮዋርሶ

  • @wintanakfele1489
    @wintanakfele14894 жыл бұрын

    Ajoki mearey amir kea allah yrhamo 😭😭😭😭❤❤❤❤

  • @hntsahaylay1955
    @hntsahaylay19554 жыл бұрын

    😢😢😢ዓለም ጎደሎ ድሮ ዓመት ኮይኑዎ። አጆኺ ሓፍተይ። አብ ስደት ኮይንካ ምስ ናፍቆትካ ቤተሰብካ ምስአንዉን አሎ።ሓንቲ አነ እየ።😭😭መንግስተ ሰማይ የዋርሶም።ሞት ተፈጥሮ እዩ። ኩልና ሰዓብቲ ኢና።

  • @user-uu2dy4iz6z
    @user-uu2dy4iz6z4 жыл бұрын

    አጅኺ ማዓርይ። 😭😭😭😭😭😭

  • @tg-yh7mp
    @tg-yh7mp4 жыл бұрын

    ኣጆኺ ሐፍተይ ዓለም ጎዶሎ እፍ

  • @user-xs9ec2ow7d
    @user-xs9ec2ow7d4 жыл бұрын

    ሰኑየ ኣይዞሽ እ/ር ኣለ ከ ኅንሽ

  • @derebeyimam9750
    @derebeyimam97507 ай бұрын

    RIP, WE LOVE AMIR, BE STRONGEST

  • @sabasaba4228
    @sabasaba42284 жыл бұрын

    ነፍስ ይምሓር ኣሚሮም

  • @user-xr9rb3rm4h
    @user-xr9rb3rm4h4 жыл бұрын

    ኣጀኪ ሓፍተይ ናተይ እግዛብሔር ነብሱ ይማሓሮ እና ደቂኪካኣ የዕብየልኪ ምቅርተይ ኣጀኪ ኣብጎንኪ ኣለና ንቀዛሕታ ዶሞ ክብረት ይሃበልና

  • @birhanebirhane4763
    @birhanebirhane47634 жыл бұрын

    ኣጀኪ ብዝበለፀ ናዓኪ እካ እንተተፈለየኪ ናዓናን ንትግራይን እውን ክፍለየና ዘይግባእ ሰብ ተፍሉዩና ክዝከር ክነብር እዩ

  • @user-hb7gg2cy3n
    @user-hb7gg2cy3n Жыл бұрын

    ኣጆኪ ምኣረይ ፅንዓት ይሃብኪ ንኢምር ሓውና ክኣ ኣምላክ ኣብ ኣፀደ ገነት የንብሮ😢😢🙏🙏🙏ንብዓተይ ወዲኤ ምስኣ ኡፍፍ😢😢😭

  • @user-jl4om7gj7j
    @user-jl4om7gj7j4 жыл бұрын

    ኣጆኺ ሓፍተይ ማዓረይ ፅንዓት ይሃብኪ 😢😢

  • @gualwoyane350
    @gualwoyane3504 жыл бұрын

    may heavenly father be with you and his family 😭😭 amir may be gone but not forgotten😭😭

  • @user-jn7sj3jb4d
    @user-jn7sj3jb4d4 жыл бұрын

    ኣሚር ወዲ ጅግና ህዝቢ መንግስተ ሰማያት የዋርስካ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኢኻ

  • @selamselam5020
    @selamselam50204 жыл бұрын

    የኔ ውድ ፅናቱን ብርታቱን ይስጥሽ አለም እንደዚናት

  • @abrehamkalayu201
    @abrehamkalayu2012 жыл бұрын

    He was a legend when I think of anything sad or happiness I hear his music specially Adey mekelle be strong my sister

  • @user-ev3qn4ox3z
    @user-ev3qn4ox3z4 жыл бұрын

    ኣሚረይ ኩራዓት ኩሉና እዩ ኔሩ ኣይዞሽ እህቴ ፅናቱ ይስጥሽ

  • @fitsumhagos9504
    @fitsumhagos95042 жыл бұрын

    ብሓቂ ፍቃርን ተባዕ ወላዲትን ብዓልቲ በት ኣሚር ከማኺ ደቂ ሀዋን ውሑዳት እየን ኣጆኺ

  • @umaluumalu7427
    @umaluumalu74274 жыл бұрын

    አጀኪ😢😭😭😭

  • @rahelhaileadwa6509
    @rahelhaileadwa65094 жыл бұрын

    My sweet Aezshe uffff 😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔Rip🙏🙏

  • @user-zm5di2lx6l
    @user-zm5di2lx6l4 жыл бұрын

    እፍፍፍፍፍ ዓለም ጎደሎ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @mee1226

    @mee1226

    3 жыл бұрын

    እፍፍፍ ዓለም ጎደሎ😂😂😂😂😂😂😂

  • @kebera2636
    @kebera26364 жыл бұрын

    አጆኺ ማዓሪተይ ክትበኽይ የብልክን ክትፀንዒ እዩ ዘለኪ በርግፅ ይኸብድዩ እንኳዕ ንዓኽስ ንዓናውን አሚር ሲኢንካ ምንባር ከቢድዩ ሰበይቲ እቲ ጅግና አሚር ኢኺ አሚር ናትኪ ጥራሕ ዘይኮነስ ወዲህዝቢዩ አሚር ፈታዊ ዓዱ ነብስኻ አብአፀደገነት የንብሮ

  • @user-ej3ib7sp3u
    @user-ej3ib7sp3u7 ай бұрын

    Amir, I am very admirable. May heaven bless us? Bereket, you are a good journalist, keep it up.

  • @raniyaassfakhan2812
    @raniyaassfakhan2812 Жыл бұрын

    ፈዛዛት ማይ የለ ሶፍቲ የለ ታይ ዓይነት ቃል መሕተተ ምግባር እዩ ስርዓት ዘይ ብሉ ንሞዋቲ ነብሲ ይምሓር

  • @habentewodros3093
    @habentewodros30933 жыл бұрын

    yekeneyeleye beki haweye, for interviewing seni , we all know that amire contributed so much for his ppl i meant our ppl , from the songs to ....thre is no limit how much he love tigray and tegaru .

  • @Temesgen-pm4nu
    @Temesgen-pm4nu4 жыл бұрын

    አጆኪ አሚር ጅግና ፈታዊ ዓዱ መንግስተ ሰማይ የዎርሶ ዕድመን ጥዕናን ንደቁን ንዓክን ቀዛሕታ በረከት ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ትግርኛ ከምዚአ ገርካ ሓግዛ ቋንቋካ ባዕልካ ተዘይክብርካያ መጺኡ ዘክብረልካ የለን ቀደም አብ ትግራይ ብመግዛእቲ አምሓርኛ ይዛረብ ኔሩ ትብል ሎሚ ግዜ ትግራዎይ አምሓርኛ ክዛረብ ቋንቋኡ ገዲፋ ገበን መሕፈሪ እዩ ።

  • @almazalmiye4335
    @almazalmiye43354 жыл бұрын

    Dro ametu koynuwo rip amirom😢😢😢😢 ajoki senu haftey entay dea alem 9 alem godelo

  • @ferwiniberhane3342
    @ferwiniberhane33424 жыл бұрын

    Ayezosh yenmbet God bless your family RIP Amirye

  • @brtukanhayela6244
    @brtukanhayela62444 жыл бұрын

    አይዝኪ ማማየ

  • @nanililay1787
    @nanililay17874 жыл бұрын

    Ayzosh yene mar 😢 Egziabher yasnash

  • @berislsl2119
    @berislsl21194 жыл бұрын

    አጆኺ ምቅርተይ ፅንዓት ይሃብኪ ።

  • @berheberhe
    @berheberhe4 жыл бұрын

    Beki God bless you more! Good job!

  • @user-ip2kc6ur7q
    @user-ip2kc6ur7q4 жыл бұрын

    ኣዘኪ ማአረይ

  • @user-yv2cs8ml7k
    @user-yv2cs8ml7k4 жыл бұрын

    አጁኪ ማኣረይ አይትንበዕለይ

  • @mafiimafuu3076
    @mafiimafuu30763 жыл бұрын

    Amiiye Allah yerhamk😭😭😭😭

  • @genetgirmay4251
    @genetgirmay42514 жыл бұрын

    መንግስተ ሰማያት የዋርስካ አሚረይ😭😭😭😭😭😭😭

  • @tige7761
    @tige77614 жыл бұрын

    አይጆኪ ሓፍተይ አምላክ ንብሱ ይማሓሮ 😭😭😭😭

  • @user-dy9tv3rb7c
    @user-dy9tv3rb7c4 жыл бұрын

    ኣይዞሽ ሓፍተይ ፅንዓት ይሃብኪ ዓለም ዳ ጎዶሎ እንድያ ኩልና በብተራ ገየሽቲ ኢና😭

  • @birhantesfe4281
    @birhantesfe42814 жыл бұрын

    እዚ ጋዜጠኛ ብጣዕሚ ፍሕሹውን ሕጉስን እዩ፡ኩሉ ግዜ እየ ዝከታተሎ መደብካ ቀጽሎ ሓወይ ናተይ።ጽንዓት ይሃብኪ እዚ ሓፍተይ ።

  • @soligodislove4285
    @soligodislove42854 жыл бұрын

    Rest in peace so sad 💔😭😭beki hello everyone thanks a lot dear God bless you

Келесі