"ደቀይ ዓጋመ ጌይረ እየ ከዕብዮም ዝደሊ!" ቃለ መሕትት ምስ ኤርትራዊ ስነጥበባዊ ተመስገን ተወልደ _Interview_Temesgen_Tewelde
Well Come To Berakhe Show KZread Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Berakhe_Media #ሾው_ብራኸ #ብራኸ
Well Come To Berakhe Show KZread Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Brakhe_Show
#ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
#brake_show
#Berake_Show
#Brake_Show
#Medhin_Gebreslassie
#ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
#Amhara_criss
#Ethiopian_criss
#eritrean_community
#Eritrean_Poletics
#Tigiray_poletics
#Yoseph_Gebrehiwot
#ቃለ_መሕትት_ምስ_ዮሴፍ_ገብረህይዎት
#Eritrean_Poletics
#Yoseif_Gebrehiwot_Jossi
#Yosei_,Studio
#Twmesgen_Tewelde
#ተመኣገን_ተወልደ
#ቃለ_መሕትት_ተመስገን_ተወልደ
#Interview_With_Temeage_Tewelde
#Interview_With_Eritrean,Artist_Temesgen_Tewelde
Пікірлер: 3 100
Exactly Temesgen,you are so brilliant and real proactive thinker. I appreciate you so much so as you always think and amplify peace and mutual benefit of the people.
Thank you Medhin for introducing us Temesgen. It is my first time hearing this brilliant young man. I feel hope for our people when I see young men like this man. We need more of him in Eritrea. Sadly, most people are mental prisoners of hate.
ተመስገን ዉልዶ መንእሰይ ንቁሕን በሊሕን ነዚ መንሽሮ ስርዓት ህግደፍ ፍጥር ኢልካ ፈሊጥካዮ👌👍 ❤💐
@robeltewelde1199
Ай бұрын
ኣየ ተጋሩ ደናቁር ካብ ናይ ሻዕብያ ምዝራብ ወያነ ንሕዝብኪ ብጥምየት ስርቂ ሃንግን ዝተዋሕቦ ረዲኤት እናሰረቀ ዋላ እቶም ረዲ ኤት ዝሕቡ ሰረቅቲ ምካኑ ፈሊጦም ጠጠው ኣቢሎም ህዝብኪ ብጥምየት ይሳቀ ኣሎ፣ እቶም ቲዲ ኤፍ መሄከሚ ሲኢኖም
@heavent883
Ай бұрын
kk dokro tigray
@SamuelYakob-iz8vd
Ай бұрын
Kkk kkk kkk Shabiya dea agombihu indi yu zwegrekum kondafat agame
@SamuelYakob-iz8vd
27 күн бұрын
Nay bihaki kubur haw Shabya fetiruwom Seb geruwom resiomo izom telamat kondafat tumuyat Ftret gexom yrhak @@heavent883
ኣታ ገለ ክንሰምዕ ኢና ፡ ትግራዋይ እንዲካ እንታይ እሞ ክብሉካ ትጽበ ፡❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@lymaluab
Ай бұрын
ኤርትራ ትብሃል ሃገር የላን
@SamuelYakob-iz8vd
Ай бұрын
@@lymaluab kondaf agame ab kill Tigrayka arifaka tekemet tmuy wiigin kkk kkk kkk
@marssemay69
Ай бұрын
@@lymaluabስዑራት።💀
@heavent883
Ай бұрын
@@lymaluab resha agame ethopiawe
@SamuelYakob-iz8vd
Ай бұрын
@@lymaluab Shenka dekis kondaf wiigin agame wahid
ዝዓበየ ዝናኣሰ ብዛዕባ ትግራዋይ ዘሎዎም ሕማቅ ኣረኣእያ ዘገርም እዩ ተመስገን ብንኡስ ዕድመካ ጽቡቅ ኣራኣእያ ዘሎካ የመስግነካ ኣምላክ ይሓሉካ ሓሳብ ልብካ የስምረልካ
Eway Teme hawey, Jigna. Btaemi des zibl interview❤❤❤
You make me cry TEMME . I hope you have time to do everything. God bless you
@heavent883
Ай бұрын
foo disgusting
ቶሚኖ ትግራይ ኣትዩ ዋውው ብጣዕሚ ደስ ይብል❤️ህዝበይ ሓላል ሙሉእ ሰላምኻ ይመለስ😢🙏
Ajoki temye hawey zerebaka bsul ika kexlo❤ gn nebska halu 🙏
ቶሜ ተባዕ ተቃላሳይ ከማካ ይብዝሑ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ምስ መድህን ሓፍትና💙💙💙💙💙💚💚💚💚💚💙💙💙💙💙
@rutabraha5825
Ай бұрын
Inray geru iyu tekalasay. Abaasay iyu
ብጣዕሚ ብሱልን ተባዕን መንእሰይ ኣድንቐካ ዕዳና ኣዝዩ ገዝፍ እዩ።
@wedieri3013
Ай бұрын
Bezararibakq tigraway mukanka tefelitka 😂😂😂
ጋዜጠኛ 👌 ሓሳብ ስብ ብደምቢ ኢኺ ተዳምጺ ketslyo ቶሚ welcome ወዲ ዓበይትይ 🤍
TEMESGEN. ALL. YOUR. ANSWER. IS. BRILLIANT. I. AM. REALLY PROUD OF YOU MY DEAR BROTHER FROM ONE FROM. ERITREAN. BROTHER
ዝተረዶኦን ዝተወዶኦን ማለት ተመስገን እዩ ምስ ሰናይ ፍልጠቱ
@kevindurant6824
15 күн бұрын
Betaemi gelaxit zerba
ኩቡር ነቡሱ መጠን ነቡሱ እዩ ዘክብረካዋ የቀኒየልና ቴሜ ሓወይ ቡኡነት ብጣዕሚ ፅብቅ ኣጋላልፃ❤❤❤ ቶሜዋይ ኩብር ሓው ኣዝየ እየ ዝፎትወካን ዘድንቀካን ቡሉፀይ ❤❤ፍቅሪ ሰላምን ንዙ የዋህ ክልተ ህዝቢ የውርደልና 😢❤❤❤
ተሜ ጅግና ደላኢ ፍትሒ ደላይ ሓቂ❤❤❤❤❤❤ መድሂን ሓፍትና ከኣ ንመስግነኪ ንፍዕቲ ኣጆኺ ቀጽልዮ።❤❤❤❤
@mihretyemane7301
Ай бұрын
ኣብየት እንዳ ጢግሪስ በይንኹም ኢኹም ካብ መድህን ከልቢ ኣጋዝያን ጀሚርካ ።
@tekakassa2823
Ай бұрын
መድህነይ ጅግና ርሑስ በዓል ፋስጋ ዝሃፍተይ።
@user-gr8gu9wc1y
Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@asmaerasmaer9441
Ай бұрын
@@tekakassa2823Medhen Jebena Zeyawdeametki Yegberelki Xembae Egri Gemel.
@serenityshalom7387
Ай бұрын
@@mihretyemane7301eta nab aboka meakor ziatewet nai tilyan meshenit ne aboka bi meakor himam ketilato niskum akele hamasen seraye jeberti rashaida saho elkum tefiekum agame isayas ewn lambadusa atfiekum gena eta ne aboka meakor ziatewet nai tilyan meshenit gud alewa gena gena solution coming soon Islamic Arabic republic Eritrea 🇪🇷 then Erena nikdmit mis nai tilyan meshenit 😊babene alora kalas sakit mara fnistra endiayamo 😊
ክልተ ምቁራት ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ❤👌👍😘
@samuelsultan2891
Ай бұрын
መደላይ😅😅😅😅
ብቲ ትዉንኖ ሐርነትን ናጽነትን ብጣዕሚ ዝድነቅዩ ተመስገን ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ💙💙💙💙
You are so brilliant brother. Thank u Medhn.
Great speech Temie hawey, God bless you!
ሑሱር ፍጥረት
Outstanding explanation,good job Teme
ብዛዕባ ትግራይ ዝነበረኒ ጌጋ ስእሊ ክቅይር ሓጊዝካኒ ተሜ ኣስሊ። ስርዓት ህግደፍ ንስልጣን ክብል ኩሉ ብዛዕባ ትግራይን ትግራዎትን ግናይ ወረ ሕጂ ተረዲኡኒ
We love you teme 💙💙💙💙👍💙💙
Wow I Love this Guy ❤ you are absolutely Wright 💯 %
ተሜ ጅግና ሓቀኛ መንእሰይ ኣጆካ ብሉጽ ሰብ መድህን ካኣ ብጣዕሚ ጽቡቅ ብቅዕቲ ጋዜጠኛ ኢኪ ቀጽልዮ ብጣዕሚ ነመስግን
@LemlemKahsay-ki7sd
Ай бұрын
💛♥️💛♥️💚💙💚💙💚💙
@Iyassu-oo2hn
Ай бұрын
Amnesty International and Human Rights Watch never said EDF committed genocide in Tigray. They said Amhara forces committed ethnic cleansing. Who told Temesghen about EDF's genocide??? A garbage interview.
@rutabelay3774
Ай бұрын
❤❤❤
@heavent883
Ай бұрын
ey gouhft agama muskom slem malte zebet
@SamuelYakob-iz8vd
27 күн бұрын
@@heavent883Tray Ilka kubur Haw
ዋው ናይብሓቂ ተምየ 💚💙💚💞💞 ኤርትራ ሃገር ድያ ናይኩልና ሕቶ እያ 👍👍
@SamuelYakob-iz8vd
Ай бұрын
Hagern ferekan anta fara inkai kll ay konet aykonet kem tgray
ተሜ ናይ ብሓቂ ጹቡቕ መግለጺ ጅግና ኢኻ keep going
ዋውውውው ዝም ንትግራይ ዝድግፉ ኣነስ ክፍትውም ❤❤
@user-rt7gs1st6h
Ай бұрын
እዞም ዓዶም ዝኸድዑ፡ ንባዕሎም ዝድግፎም ይደልዩ። ሓንቲ ትጠቅም ውድብ ዘይብሎም። ሰልጠነ ግርማይ እዩ ቢዝነስ ፈሊጡዋ ዘሎ። ንትግራይ መኪና ኣምቡላንስ ክሰደሎም ኣዋጽኡ ኢሉ.......ብሽም ትግራይ ሰልዱ ምስኣከበ ፡ ኣምቡላንስ የለ ገለ የለ.....kkkkkk
ተመሰገን ሓውና እንኳዕ ናብ ዓዱና ብሰላም ወፀእካ ❤🙏ስልጠን ወፉይ ጀሲ ብሓፈሻ ደቂ መለይ ተመፁና ተስፊ ገብር ❤💛💙ህግደፍ ካብ ፀሪፊ ወፁኩም ማይ እናሰቶኩም ተማሃሩ።ዕድመ ያሃብካ በሳል መንእሰይ❤
@koala10ish
Ай бұрын
ተመስገን ጋዕጋዕ ቆማል ዕጉም ወዲ ኮማሪት ሻውል እዩ ኤርትራዊ አይኮነን ተወጋሮ ኤርትራዊ ዝረኸብኩም ከይመስለኩም ክክክ እዚ ኣቶም ምስ አክኽላባትና ተሰሪዖም ተረፍ ርፍራፍና በሊዖም ዝዓበዩ እዮም ተወጋሮዋኒ። ክ ክ ክ መለስ ጨናዊ ጋዕጋዕ አብ መዓንኮሩ ፈረንሳይ መርዚ ሮኪዓ ደንኪላቶ።ክ ክ ክ እዚ ለክኽባጥ በሰንኪ ክድምና ሽርሑ እገዳ ናይ አሜሪካ እዩ እዚ ሓሳድ ኤርትራና አድክዩ መናእሰያትና መዓስከር ከፊቱ ጓሕጒሑ አውጺኡ ኤርትራና ክጎብጣ ሓሲቡ እዚ ጠላም፣ ግና ደቂ ሳዋ መንደላያት ሑቌ ወያኔ ረምሲሱ ደምሲሱ ሚሳይላታን ተንክታታን መንጢሉ ዓጋመላን ንሚእቲ ዓመት ንድሕሪት መሊሶማ። ክ ክ ክ
@user-bg5ck4mj9i
Ай бұрын
@@koala10ish ካብ ሻዕብያ ዘተዋሃብኩማ እንኮ መሰል ፀሪፊ እያ ፈጣሪ ልብ ያሃብኩም
@semharkahsay1946
Ай бұрын
@@user-bg5ck4mj9iእተን ዝተማህረን ዘርዚርልካ 😅😅😅 ጽቡቅ ጸርፊ ናይ ምሓዝ ክእለት ኢዩ ዘለዎ
@samielabrhaley8657
Ай бұрын
@@semharkahsay1946 kkkkkk ኣነ ዝገርመኒ ከምዚ ናይ ኣርኮሊዛቶ መስተ እንተ ዘይ ሰት'ዩ ኣካሉ ፈጥፈጥ ዝብሎ እንተዘይ ተጻሪፎም መልሓሶም ፈጥፈጥ ትብል ርእሶም ይሕሞም ስለዚ,,,,,,,,,,😊
@faizasaleh4498
Ай бұрын
At gahaf agma shabya seru herr belu.
This interview will be historicall cuz temsegen talks about #Human #Not #politics #if you are wise you lurn from it if you are foolish you die so it’s your choice bro *.*
@heavent883
Ай бұрын
his disgusting dergi support
@EndalkAllem
Ай бұрын
@@heavent883 I think u don’t get it bro you will get it when you die 😜
Brilliant and understandable explanation , Eritreans should take lesson
@heavent883
Ай бұрын
no thank you
ዋው!! ካብዚ ንዕሽተይ ቆልዓ ዝወፅዕ ቃላት አዚዩ ረዚንን ልብኻ ዝትንክፍዩ። እቲኦም ክንዲ ገለ ዝኾኑ ፖለቲከኛታትን ዳንኬራ ዝገብሩ ጊና አብ ሰደት ኮይኖም "ዕምባሕ በለ" ኢልካ ከምብዕራይ ክጭደዱ ይውዕሉ።ዓይኒ ዓባይካ ይደፈን ወደይ ማዓረይ!
@user-vt4hu3hi9z
Ай бұрын
እማን።
@tirhasghbray1049
Ай бұрын
ብሐቂ ዐይኒ ፀላኢኡ ይደፈን ልብኻ ዝትንክፍ ዘረባ ካብ ሐደ መንእሰይ ወርቂ ዝኾነ ዘረባ ሓሳብ ልቡ የስምረሉ
ብጣዕሚ በሊሕ መንእሰይ። እዛ ጽንተት ህዝቢ ትግራይ ምባል ግን ጥንቃቀን መጽናዕትን ዘድልዮ እዩ ዝመስለኒ
Good explanation temi, keep up the good
ተባዕ ኣጋላልጻኻ ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣጋላልጻ
ሓሲብኻ ኢሉ ዝኣስር ስርዓት 💙💚💙 እዩ ኢልካ ንሰብ ከተርድእ ከብድ እዩ 💞💞
Temie u r extra smart....super brilliant!!
ጅግና ኩሉ ግዜ ወድሰብ እዩ እቶም ኣራዊት ግና ኩሉ ግዜ ትሕቲ ዲክታተር ህይወቶም ሙልኡ የሕልፎ መርገም ይብሉ ወለድና ጎበዝ ሓውና ❤❤❤
ተጋዳሊት መድህን ገ/ሥላሰ ብ ሐዊ ሀም ወርቂ ተፈቲና ልወፀት ሐቀኛ ጋዜጠኛ መርኤያ ተጋሩ እያ እቱ ተወሊዱ ልኑቒ ሓያል ሰብ ወዲ ሰብ ትግራዋይ ኣለም ልመስከረትሉ ሕርኽራኽ ለይብሉ ትግራዋይ (ወዲ ትግራወይቲ ይኹን ትብላ። ። ወላድ ሀቀኛ ትግራወይቲ ይበል ንበላ ። ገ/ ሔር ዓለማዮ ካብ አሜሪካ
ተመስገን ንቚሕ ሓቐኛን ተባዕን 💙💙💙💙
@samreh3168
Ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙👑💙💙💙
@KertetKertet-dc9ti
Ай бұрын
Nquhu kemzi u naka
ተሜ ጅግና ተቃላሳይ ጀነራል ፍልጠት በሊሕ ሰብ ተሜጅግናተቃላሳይጀነራልፍልጠትበሊሕሰብ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ዓጋመ እንዲኻ፡ ደቅኻ ዓጋመ ጌርካ ወ ኣዕብዮም
3 ጊዜ ደጋጊመ ሰሚኤዐ ክመንዋ ኣይከኣልኩን መዋእለይ ናይ ትግርኛ ቃለ መሕተት ሰሚዐ ኢየ ከምዚኣ ታሪኻዊት ቀትታዊት ሰሓቢት መሃሪት ኣዘናጋዒት ንዘልኣለም ህያው ኮይና ኣብ ዘበንና ዝተሰነደት ናይ ታሪክና ርሰሓትን ድንቁርናን ግሒጣ ናብ ጎሓፍ ዝደርበየት ኣገጣሚ የቀንየልና ተሜ & ኪዳን
@amanuelh210
Ай бұрын
👍👌💔
ኣባ'ሳደር ተመስገን ንፉዕ መስተውዓሊ ጽሩይ ዘርኢ ኮይንካ ረኺብናካ ንሕና ከም ህዝቢታት ከኣ ባይታን መዳባርያን ማይን ኮይና ንጽበየካ ኣለና ኣጆኻ ቀጽሎ።
@Iyassu-oo2hn
Ай бұрын
Amnesty International and Human Rights Watch never said EDF committed genocide in Tigray. They said Amhara forces committed ethnic cleansing. Who told Temesghen about EDF's genocide??? A garbage interview.
ሃየ ንመንእሰያት ንኽወጹ የተባብዑ ነሮም ተነስነስ
@user-xm2un2sl7e
Ай бұрын
ኣንታ ናይዚ በይኑ ዩ ንሓመድ ካብ ሓመዱ ወጺኡ ናብታ ቅድስቲ መሬቱን ቤቱ እናተመለሱስ እዚ ካኣ ካብ ቤቱ ወጺኡ ኮብሊሉ ጠፊኡ ።ያ ሚስኪንንን🇪🇷🇪🇷✅
Great 👍!!!!!!!
ተመስገን ተወልደ ሓቂ ዝተረደኦ መንእሰይ እዩ ከም ናይ ተመስገን ዓይነት ዝሓስቡ ብዙሓት ኤርትራዊያን ከምዘለዉ ይፍለጥ ከምዚኦም እምነታት የብዛሓዮም ይፎቶ ይፀላእ ወይ ሓደ ወይ ጎረባብቲ ምዃና አይተርፍን
ተሜ ተባዕ ሓቀኛ ስነ ጥበባዊ
@samuelsultan2891
Ай бұрын
ኣታ ቆፍቃፍ 😮😂😂😂😂 መደላይ
@redaeteklay2484
Ай бұрын
ዶ።ክክክክክክክ ብከመይ ደኣ ቁኑዕ
@user-xm2un2sl7e
Ай бұрын
ባቃ ? ተባዕ? ተባዕ ዳኣ ኣብ ኤርትራ ኮዩ ዝዛረብ፡ በል በል ያኣኽለካ
ተሜ ተባዕ ተቃላሳይ ኣኽባሪ መንነቱ ጅግና 🙏🙌
ተምየ ቡሉጽ ስነጥበባዊ በዓል ሕልና ❤💯🙏
OMG! God bless your heart. MY Dear Brother Temsgen ! U,R genius, & brilliant young man. I wished we had some young generation like u. On top of that, you are a very funny😁 & Medhen, you are doing good, job .God, lak😢 for both of you.
ካብ ንባድመ ኢለ ካብ ዝመውቲ ኣብ ኢጋዳ ኬይደ ዘይነብር ናይ በሓቂ ተሚየ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@koala10ish
Ай бұрын
ተመስገን ጋዕጋዕ ቆማል ዕጉም ወዲ ኮማሪት ሻውል እዩ ኤርትራዊ አይኮነን ተወጋሮ ኤርትራዊ ዝረኸብኩም ከይመስለኩም ክክክ እዚ ኣቶም ምስ አክኽላባትና ተሰሪዖም ተረፍ ርፍራፍና በሊዖም ዝዓበዩ እዮም ተወጋሮዋኒ። ክ ክ ክ መለስ ጨናዊ ጋዕጋዕ አብ መዓንኮሩ ፈረንሳይ መርዚ ሮኪዓ ደንኪላቶ።ክ ክ ክ እዚ ለክኽባጥ በሰንኪ ክድምና ሽርሑ እገዳ ናይ አሜሪካ እዩ እዚ ሓሳድ ኤርትራና አድክዩ መናእሰያትና መዓስከር ከፊቱ ጓሕጒሑ አውጺኡ ኤርትራና ክጎብጣ ሓሲቡ እዚ ጠላም፣ ግና ደቂ ሳዋ መንደላያት ሑቌ ወያኔ ረምሲሱ ደምሲሱ ሚሳይላታን ተንክታታን መንጢሉ ዓጋመላን ንሚእቲ ዓመት ንድሕሪት መሊሶማ። ክ ክ ክ
@zaidtecle2068
Ай бұрын
Kemskum anjalst enquae ayeweledet eritra. Deqi malelit qondafat chaw eritra be maeduo teray ekum teriewa abbta qondaf kelelkum teterefu.ne eritra eritrawi allewa ne selama ne mereta zewgaela zeserehala.
@Iyassu-oo2hn
Ай бұрын
Amnesty International and Human Rights Watch never said EDF committed genocide in Tigray. They said Amhara forces committed ethnic cleansing. Who told Temesghen about EDF's genocide??? A garbage interview.
@koala10ish
Ай бұрын
@@Iyassu-oo2hn ተመስገን ጋዕጋዕ ቆማል ዕጉም ወዲ ኮማሪት ሻውል እዩ ኤርትራዊ አይኮነን ተወጋሮ ኤርትራዊ ዝረኸብኩም ከይመስለኩም ክክክ
@koala10ish
Ай бұрын
@@Iyassu-oo2hn Go complain to FANOs and ENDF as EDF won't touch filthy Agames!
ታይ ታዚ ፎኪስ ተቃወም ተደሊኻ ስቅ ኢልካ ግን ፎኪስ ሙኻን መን ምኻንካ ክነግረካስ ምስመን ከምትኸይድ ነገረኒ ምስወያነ ሕብሪ ገጽኩም ደስ ኣይብለናን ዝብሉ ነውራማትን ሑሱራትን አውሽ ንሰብ ሞት ኣይትትምነየሉን ዲኻ ናዓኻን ንኪሮስን ዝግባእ ናይ ክድዓትን መደምደምታኹም ክርኢ ምደለኹ ወላውን ኣነ ተቃዋማይ ይኹን በር ኣበዚኦም ካብዝዕሰብ ኣብሃገረይ ንዘሎ ነገራት ኣሜን ኢለ ክነብር ይመርጽ ቲ ምኽንያት ምስፉንፉናት ክብረተይ ዋጋ ዕዳጋ ካብምእታው ንዓኻ ውን መሳርሒኦም ገሮም ኣብዝጥዕሞም ክግሕፋኻ ዮም ኣታ ብጽብጽ ከዳዕ መትከለይ ግን ሽሕ ግዜ ሕያዋይ ኣይትእመን ቆንዳፍ ትግራዋይ
@user-vw9oz8dw2m
Ай бұрын
ባርነት ኣብርስኻ ሒዝካ እቲ ሓቂ ኣይትቕበሎን ባርያ ጎይቱ እዩ ዘሐጉስ ተምየ ጅግና እዩ 💚💙💚 እስ እዩ ትሓቂ 💞💞👍
@user-vw9oz8dw2m
Ай бұрын
😭😭😭መትካ ኢኻ ዘይተቀበርካበር
@user-up2bn3zb7o
Ай бұрын
ክላ ንስካ ደላዩ ፍትሒ ክትከውን ኣይትክእልን ኢካ።ተሜ ነጊሩካ ኣሎ ኣጽንዓዮ እቲ ሕማም ደቂ ሳሕል ኣይገደፈካን።ተሜ ጅግና እዩ።
@MerihHadgu
Ай бұрын
ተሕዝን ኢካ
@Henok24.
Ай бұрын
1ይ.ታቓዋማይ መሲልካ ምጽሓፍ ግደፎ ኣይትሓሱ 2ይ. እንተ ኾንካ ኸ ንኸማኻ ብዝመስሎ ዝቃለስ ተቓላሳይ ፍርዲ ሞት ትምነየሉ ፧ 3ይ. ጽልኢ ሕማም ዩ ንዮ በሎ ህግደፍ ይሕመሞ
He is brilliant
Wow thank you gobozay ❤
Dear Eritreans, please be mindful. If you can’t love the least you can do is to not hate. Thank you Temie with your host.
@dalac_93
Ай бұрын
We don’t hate! But we don’t accept deception & lying in order to erase the Eritrean identity
@samsonfissehaye7807
Ай бұрын
@@dalac_93 are we speaking about the identity that grants you asylum?
@heavent883
Ай бұрын
we don't listen to people who deceive & lie in order to erase us Eritrean
ተጋሩ ነዞም ጋዕገልጠም ኣዝማድኩም ኣሚንኩም ኣይታለሉ ተደጋጋሚ ገጋ ቁማረ የጋጥመኩም ኣሎ:: ኤርትራን ኤርትራውነትን ነቅ ዘይብል እዩ: ልዕሊ ምንባርና ሃገርና ነፍቅር
@amanuelh210
Ай бұрын
ችድ ኣምሶሉ ሓሳዊ ፈዛዝ ደንቆሮ ተማሃር ኩሉ መንእሰይ ደላይ ፍትሒ ልዕሌኻ ሃገሩ የፍቅር ኢዩ፡ ግን ብሸፋቱ ገዛእቲ ስርዓታት ክንምራሕ ኣይንደልን ኢና።
ብጣዕሚ መግለጺ ተመሰገን
@AsafBiniam
Ай бұрын
denkoro . resekumo abe adena atikum 99 sebna ketebasabesu
Just waw 😍 😳 ❤❤🎉🎉 brother and sister 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤
ተሜ ሓቀኛ ስነ-ጥበበና 💙💙💙🌿🌿🤝
@radyaesmael-ex7vk
Ай бұрын
Aye tegaro banderakom axliokom beka 💊🤑🦎😂😂😂
"ምስደሓንኻስ ነቲ ዘጋፋዓኻ ትናፍቕ" "እስኻ ትነድቕ ደድሕሬኻ ይወድቕ" ጽቡቕ ኣገላልጻ
ተመስገን ተወልደ ውልድ ክብል ከሎ እዩ ፈሊጥዋ ንሻዕብያ ❤❤❤
Tnx bro
ደጋል ሐሰኻ ማዓኮር ወያነ
@SamuelYakob-iz8vd
Ай бұрын
Nay bihak i kondaf agame iyu
ናይ መን ደንቆሮ ኢካ ሓወይ ሓንቲ ብስልቲ ሓሳብ ዛይብሉ ዶንቅሮ አዩ ታ አዚ
@user-lx7tp5jl8y
Ай бұрын
Hangolka kfet zhaweh
@azaziyohannes8873
Ай бұрын
ተመስገንኮ ኣብ ኤርትራ ተወሉዱ ዝዓበየ ትግራዋይ እኮዩ።
@Hopeadehopelehope911
23 күн бұрын
ከመይ ኢሉ ክርደኣካ እቲ ርእስኻ ብቫይረስ ህግደፍ ተበኪሉ
ቴሚ ሓቀኛ ሰብ ዕድመ ይሃብካ❤❤❤
Very brilliant analysis Temesgen. Ve
እስኪ: ዝሓለፈ ሓሊፉ: 'ንብራኸ ሕውነት' ይግበረልና። Thank you.
@koala10ish
Ай бұрын
ተመስገን ጋዕጋዕ ቆማል ዕጉም ወዲ ኮማሪት ሻውል እዩ ኤርትራዊ አይኮነን ተወጋሮ ኤርትራዊ ዝረኸብኩም ከይመስለኩም ክክክ እዚ ኣቶም ምስ አክኽላባትና ተሰሪዖም ተረፍ ርፍራፍና በሊዖም ዝዓበዩ እዮም ተወጋሮዋኒ። ክ ክ ክ መለስ ጨናዊ ጋዕጋዕ አብ መዓንኮሩ ፈረንሳይ መርዚ ሮኪዓ ደንኪላቶ።ክ ክ ክ እዚ ለክኽባጥ በሰንኪ ክድምና ሽርሑ እገዳ ናይ አሜሪካ እዩ እዚ ሓሳድ ኤርትራና አድክዩ መናእሰያትና መዓስከር ከፊቱ ጓሕጒሑ አውጺኡ ኤርትራና ክጎብጣ ሓሲቡ እዚ ጠላም፣ ግና ደቂ ሳዋ መንደላያት ሑቌ ወያኔ ረምሲሱ ደምሲሱ ሚሳይላታን ተንክታታን መንጢሉ ዓጋመላን ንሚእቲ ዓመት ንድሕሪት መሊሶማ። ክ ክ ክ
@user-br9ig5ji7q
Ай бұрын
@kone🤮🤮🤮
@danigsahle
Ай бұрын
@@koala10ishኣንታ ከመይ ዝበልካ ባዶ መሃይም ፍጥረት ኢኻ። ክልቲኡ ህዝቢ ትግርኛ ንስኻ ፈተኻ ኣይፈተኻ ምርኻቡን ምትሕቁቃፉን ኣይተርፎን።ወይለኹም ከምበዓል ንስኻ ዝበልኩም ጋዕጋዓት እምበር። መንነት ኤርትራዊ ፈተኻን ፀላእኻን ካብ ትግራይ ይብገስን ይምዘዝን። ኩሉ ታሪክኻ ኣብ ትግራይ ኢኻ ትረኽቦ ኣንታ ርእሲ ደንጎላ ፍሹል። ሓቃዊ መንነትካን ታሪክኻን ኣኽብር መታን ክትኽበር። 😢
@naboobsprit5638
Ай бұрын
እዚ ጋሐፍ ቶጋር እዋይ እዞም ተጋሩ ዋላ እቶም አብ ኤርትራ ዘተ ወለዱ እባ ናይ አቦኦም አይገድፉን ኢዮም ክፍአት ተንኮል ሐሶት
@futsumamare9074
Ай бұрын
Ohhh my God ከምዚ ዓይነት ደንቆሮ ሰነጥበባዊ ኣሎ ድዩ? ኣምላክ ምሕረት የውርደልካ።
Temie jigna, ata ambesa nskas medargti albo eka....kemkan kem kirosn jeganu ayreakun. Ade welida tmken Temie hawey tebaetay.❤❤❤
He is so Young and brilliant !!!
Great 👍
ህዝባዊ ግንባር ንህዝቢ ኤርትራ ኣእምሩኡ ኣስሒትዎ እዩ 👌 ኣብ ዘይምንባር ክነብር ፈሪዶምና። መድህን ሓፍትና ግዜኺ ሰዊእኪ ቃንዛና ጽን ኢልኪ ብምስማዕኪ ምስጋና ይግበኣኪ❤ ተሜ ሓወይ ከማኻ ናጽነትና ክንእውጅ ፈጣሪ ይሓግዘና🙏
@Iyassu-oo2hn
Ай бұрын
Amnesty International and Human Rights Watch never said EDF committed genocide in Tigray. They said Amhara forces committed ethnic cleansing. Who told Temesghen about EDF's genocide??? A garbage interview.
@alenalkieritrea3862
Ай бұрын
ስቅ በል ሐሳዊ
@azuazeba2225
Ай бұрын
Naxa silezkonka eko eka credit thb zeleka🩵💙🩵💙🩵💙🩵
@senaitmebrahtu912
Ай бұрын
ተመስገን ተወልደ please just call to your family and say them thank you.!! ሊቅ ኢኻ ጹቡቕ አተዓባብያ ከምዚ ዝበለ ነጻነትን እንታይነት ሰብን ይትንትን!! Elite Tegaru come and take a tip lesson from this Kid!!
@alenalkieritrea3862
Ай бұрын
@@senaitmebrahtu912 kkkkkk ንስኪውን ካብኡ አይትሕሽን ኢኪ
ዕድመ ይሃብካ ተሜ እትህቦ ዘለኻ መረዳእታ ንህዝቢ አርትራ ደጊሙ ከምዝሓስብ ይገብሮ ይመስለኒ ጽቡቕ መረዳእታ ። አምዚ ኣሃትካ ርድኢት ተዘስፍሕ ህዝብና ሽግርና ምሓጸረ አይሩ
ተሜ ሓውና ብቱ ሓደ ወገን ደስ ኢሉኒ ትግራይ ብምካድካ በቲ ሓደ ወገን ካዓ ፈሪሐልካ ፈጣሪ ምሳካ ይኩን🥰 ቡሉፅ ሓሳብ ካብ ቡሉፅ ሰብ🥰
thanks temie und Medi
💙💙💙💙🤝💛💛💛❤️❤️❤️🫶✌️✌️✌️💪💪💪🌿🌿🌿🌿 ጽቡቅ ኣጋላልጻ ተምየ ሓውና የቀንየልና ምድህን ዋዕረና ክበርልና ንበርልና
መ ድሕን ንፈቲ ጋዜጠኛ አኪ, ንሰላም ዘይ ትምነይ , አዚ ከም rdio ርዋንዳ ጎስጋስ አዩ ዝግበር ዘሎ ዘይ ኣክል ኩሎም ተምጺኦም ዘለኺ ንኩናት ዝደሉ አዮም ዝገርመኒ ተጋሩ ኩናት ኣይደሉን ዘለዉ አዞም ኩናት አንተ መሳ ተምስገን ኩሎም ካብ ትገራይ ኣይራዩን አዮም,, please medhin ezi ትገብርዮ ዘልውክይ ጽባሕ ንግሆ ከታሰክይ አዩ,, ኩሎም ከኣ ትግራይ አዮም ነሮም ኣይፈልትኩሞን መድህን ሓብተይ,,, ንሕና ኤና ንፈልጦም,,,,
@ghidenahabtegerghish2940
Ай бұрын
I translated to English but I don't really understand what are you saying so he speak the reality and his pain is our pain
Xbuk medeb kexlyo haftna
Woooooo amazing keep the good work brother
ብጣዕሚ ሕማቅ መደባት ተቅርቢ ኣለኪ ዝሓፍተይ ከምዚኦም ዓይነት ሰባት እናቅረብኪ ዋላ ሓንቲ ሓገዝ ኣይኮውንን ኢዩ ንሰላም እንተትጽዕሪ ንክልቲኡ ህዝቢ ጽቡቅ ምኮነ ከምዚኦም ዓይነት ንህዝቢ ኤርትራ ዘይውክሉ ሰባት ንምንታይ ዕላማ ተምጽእዮም ኣይተርድኣንን
@mmkafl6326
Ай бұрын
ዜግነቱ ከተሕድጎ ኢሂ ነብሱ ወኪሉ ይዛረብኣሎ ንስካ ከ መን ወክለና ኢሉና
@Eritrea4evr24
Ай бұрын
ንሕና እንዳ በለ ኢዩ ዝዛረብ ዘሎ ፡ መን ናይ ህዝቢ ኤርትራ ውክልና ሂብዎ። ስምዓዩ..፡...።
@fekarwedifekarat
Ай бұрын
ንፍቅሪ እንድዩ ድዝምር ዘሎ ነቲ ስርዓት እዩ ደዉንጅሎ ዘሎ እምበር ካልእ ሕማቅ ዘረባ ኣይተዛረበን ሰበይ
@user-lx7tp5jl8y
Ай бұрын
Neaka ke men wklna hibka gohaf
@eritreansea5026
Ай бұрын
No. No. No good news is better. Who's crazy? Everybody know. I like it Crazy people crazy Please I like kiros medebi helayat kkkkkkkkkk
This young man explains the real Eritrean political situation in simple words 👌👀
Teme bruk bzuh rae zeleka seb eka edmen tenan yhabka zeben hiwetka ybarek
ተሜ ጅግና ከማኻ ይብዛሓልና ዓድና ክንምለስ:
ኣቤት ዶሮና! እታ ትግራይ'ሲ ካብቶም ተጋሩ ጀሚርካ መኣከቢት ፈካሮ ኮይና ተርፋ።
@hussienibrahim6577
Ай бұрын
ዶረና ብዶረናስ ካምሲን እምበር
@eri-dairyeritrea1377
Ай бұрын
ክልተ ደናቁር ተጋሩ ነቲ ህዝቢ ሓዊ ወሊዖምሉ ንኡጋንዳ ክሃድሙ እዮም።
@user-hy5ce8nf6e
Ай бұрын
Alges ertrawi eye keytbl hari kelbi derona tray kuntal hakmshti tewaridna ember bezom Elfi esubat
@lulaahmed8369
Ай бұрын
Nesh nesh ka terifu alo dorona 😂
@Sam-ws3cy
Ай бұрын
ጉሐፍ ሞዶሸቶ
ብናይ ተሜ ኣንደበት፡ ኤርትራ ሰሜን ኮርያ ኮናትኒ፡ መጽሓፍ ናይ ሰሜን ኮርያ የንብብ ስለደለኩ'ዩ መስለኒ።ክወግሕ እዩ ኤርትራዊያን ኣጆና።
@koala10ish
Ай бұрын
ተመስገን ጋዕጋዕ ቆማል ዕጉም ወዲ ኮማሪት ሻውል እዩ ኤርትራዊ አይኮነን ተወጋሮ ኤርትራዊ ዝረኸብኩም ከይመስለኩም ክክክ እዚ ኣቶም ምስ አክኽላባትና ተሰሪዖም ተረፍ ርፍራፍና በሊዖም ዝዓበዩ እዮም ተወጋሮዋኒ። ክ ክ ክ መለስ ጨናዊ ጋዕጋዕ አብ መዓንኮሩ ፈረንሳይ መርዚ ሮኪዓ ደንኪላቶ።ክ ክ ክ እዚ ለክኽባጥ በሰንኪ ክድምና ሽርሑ እገዳ ናይ አሜሪካ እዩ እዚ ሓሳድ ኤርትራና አድክዩ መናእሰያትና መዓስከር ከፊቱ ጓሕጒሑ አውጺኡ ኤርትራና ክጎብጣ ሓሲቡ እዚ ጠላም፣ ግና ደቂ ሳዋ መንደላያት ሑቌ ወያኔ ረምሲሱ ደምሲሱ ሚሳይላታን ተንክታታን መንጢሉ ዓጋመላን ንሚእቲ ዓመት ንድሕሪት መሊሶማ። ክ ክ ክ
@user-gp6be6wu1n
Ай бұрын
yes ከመይ ዲና ድቂ ሳዋ ንትግራይ ኣብኪና ሲ ንኤምርካ ዘብከና ምኩሓት ሽዕብያውያን ኢና ክክክክክ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤፡እንቅዕ ኤርትራዊ ከንኩ ኣምላክ ኣቦይ ተመስገንካ
@Iyassu-oo2hn
Ай бұрын
Hasawi Agame.
@alenalkieritrea3862
Ай бұрын
ክክክክክ ጋዕጋዓት ተጋሩ
@user-rt7gs1st6h
Ай бұрын
ሰሜን ኮርያ እኮ ከምዞም ጁንታ ኣይኮነትን። ዋላ ብኣመሪካ ዘይትድፈር ሃገር እያ። ኣብ ሰሜን ኮርያ ዘለካ ኣረዳድኣ ኸኣ፡ ምዕራባውያን ብዝመልኡኻ ሓበሬታ እዩ ተቐሪጹ። ሰሜን ኮርያ እያ ንራሻ ኣጽዋር ትሕግዛ ዘላ።
ተባዕ ባዓል ራኢ ❤❤❤
❤❤❤❤❤ ሑኒቲ ዒባይ ኢሪቲራ ቲጊራዊቲ ከሞኦ ኢላቲኒ አይዚኪሮን ኢቲ ዚሐሊፈ ሺጊር አይዚኾሮን❤❤❤❤❤
ቶሚየይ ብጣዕሚ ዝፈትወካን ዘድንቀካን ብሉጽ ሓውና በሊሕ በዓል ሰፊሕ የእምሮ ኢኻሞ ንበረልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ሓውና ኩሉ ሓሳባት ልብና ድማ የስምረልና ሰላሙ ይልኣኸልና ጎይታ መድሓኒኣለም እየሱስ ክርስቶስ❤❤❤❤❤❤
Temesgen is a brilliant young man! Keep it up brother!
Thank you Temesgen Jegna💙🌿💙🌿❤🌹❤🌹
አላ ተመስገን ሐወይ ረኬረድ ሰብርካያ እንካዕ ደስ በለካ አታ ተባዕ መንእሰይ❤
ተሜ ወዲ ዓደይ ጅግና ናይ መን ዳኣ ክትወስድ ናይ ኣቦታትካኣ እንበር❤❤❤❤❤
@Iyassu-oo2hn
Ай бұрын
Ewe nai Agame.
@user-cc5cq4jz1h
Ай бұрын
ቆማል ትግራይ
@user-bw9sc4ll5s
Ай бұрын
@@user-cc5cq4jz1h ክክክክክ ባኮ ርእስ ሕዝካኣ ዳኣ እንታይ ክንጽበ ዓዋን
@user-cc5cq4jz1h
Ай бұрын
@@user-bw9sc4ll5s ቆማል ምጥሪ ትግራወይት የላፍልፋካ ኣሎዋ ገና መድህን ክትሰርዐኩም ኢያ ተተሳእልኩም ክትምከሱ ገዋድ ክክክክ
@user-bw9sc4ll5s
Ай бұрын
@@user-cc5cq4jz1h ሎም ኣይኮናን ፈልጥናዮ ዕሽነትኩም ድርባይ ርእስ ምትሓት ዳኣ እንታይ ዘይገብር ትግራይ ጥራሕ እዪ ዘብል
❤❤❤❤❤❤ተምየ ተባዕ አጆካ አታ ጅግና🎉
Really wise person, he perfectly understood the real politics of HIGDEF’s Eritrea.
Brovo ata jegna❤❤❤❤
ናሕና ከማን ዓጋመ ኣይንደልን ኢና። ጽቡቅ መዕቆቢ ረኺብካ ዓጋመነትካ ጽቡቅ ጌርካ ተላበሶ።
@user-ou5rq5mf4e
Ай бұрын
Anta resah abhasot tnebr
@TesfalemNazrawi-hk9hp
Ай бұрын
dokoro abey ilkay amo barya
@user-rt7gs1st6h
Ай бұрын
ሻዕብያ እንተደልዩ ካብ ትግራይ ክወስዶ ይኽእል እዩ። ግን ነዚ ደቂቕ ፍጥረት፡ ግዜ ከጥፍኡሉ ኣይደልዩን እዮም። ወትሩ ሻዕብያ !!! ዓወት ንሓፋሽ !!!
@amanuelh210
Ай бұрын
@@user-rt7gs1st6h ዝናዓቕ ደቂቕ ተዝኸውን ተገዲስካ ጽን ኢልካ ኣይምሰማዕኻዮን ተገዲስካ ውን ኣብዚ ኣይምጽሓፍካን ንዑቕ ንስኻን ከማኻን ኢኹም። ሻዕብያ ውን ምስ ፌደራል ሰራዊት ኢትዮጵያ ትሓንጊራ ኢያ ትግራይ ኣትያ እምበር 27 ዓመት ሕውሓት ኣሲሩ ክድክራ ኢዩ ጸኒሑ
@user-rt7gs1st6h
Ай бұрын
@@amanuelh210 ከዳሚት ወያነ ብዘይ ዘራይ ናይ ምዕርራብ ንሻዕብያ ሓንቲ ክትገብሮ ኣይትኽእልን እይያ። ሻዕብያ ባዕሉ ፈጢሩዋ፡ GAME OVER ኢሉ ኸኣ ኣቃቢጹዋ። እዚ ወዲ ዝተሳዕረ ጦር ከኣ፡ ኣነ ስለዝሰማዕኩዎ ፈርዩ ሓዲሩ ኣይኮነን። ጌና ደቂቕ ድንኪ እዩ። ንሕና ከም ሻዕብያ መጠን ከኣ፡ መን እንታይ ኢሉ ንከታተል ኢና። ጽባሕ "ተጣዒሰ፡ ተጋግየ" ክብሉ ከለዉ፡ ንመን ሕድገት ይግበረሉ፡ መን ከ ይሓቅቕ ንውስን። እዚ ናብ ይቕረ ዘይበሃሎም ገጹ ዝቐረበ እዩ። ቁሩብ ጥራይ እያ ናይ ምምላስን ኢድካ ናይ ምሃብን ዕድል ዘላቶ። መንብሮኡ ኸኣ ኣብ ትግራይ ኣሎ፡ ኣብ ዩጋንዳ ኣሎ። ዋላ ደቂኢቕ እንተኾነ ካብብ ዓይይኒ ንስርሪኢኢ ሻዕብብያ ክኽወል ኣይክእልን እዩኡ።
ቁኑዕ፣ግልፂ ባዓል ንፁር ሓሳብ ሓው አቅሪብኪ። ህዘቢ ኤሪትራ ሓው እምበር ፀላኢ ህዝቢ ትግራይ አይኮነን።ህዝቢ ትግራይ ዝበፅሖ ግፍዒ፣መጀመሪያ አብ ህዝቢ ኤሪትራ ዝበፅሐ ምኻኑ ሰለ ዝፈልጥ ፣አብታ ቀውጢ ግዜ ድምፂ ዝኾንዎ አሓቱ ኤሪትራዊታን ምዃኖም ሰለ ዝፈልጥ ንኹሉ ኤሪትራዊ ብቂም ክሪኦ አይኽእልን።ዝበደልዎ ከምኒ ሲዒድ አወል ዘብሉን ንስራዊት ቅተል እንዳበሉ ዝአዘዙ ውሑዳት መራሕትን እዮም።
ሰላም መድህን ምስ ጋሻክ ስነጥበበኛ ተመስገን ተወልደ እንቃዕ ናብ ኩቡሩ ብዓል ዋዜማ ናይ ጎይታናን መድሓንናን ኢየሱስ ክርስቶስ ብሰላም አብጻሓኩም ብምቅጻል ሓዉ ተመስገን ኩሉ እቲ ስምዕትና 90% ሰለዝገልጽካዮ ብልብ ነመስገነኻ ህዝብ ትግራይ ሎም ሓውና ጽባሕ ሓውና ድሕር ሕጂ ደም ንለጋገስ እምበር ደም አይንፍሰስን ኢና ዕረ ዝጣዓሞ ድማ ይምዓጎ ዓወት ንውጽዓት ህዝብታት ትግራይ ኤረትራን ንምነ አብ መወዳእታ ድማ ደስ ዝብል መደብ ።
ዕድመ ይሃብካ ተሜ ተባዕ