@@asmaerasmaer9441 :👈 your comment doesn't make sense. Instead help your people back home and all over the world destroyed they can even leave normally life. They are hope always better life and freedom. Free from dictator, evil leader in Eritrea.👈
Yes guys as we are Eritreans let's help the police in Holland, cos now is the time to help our family in Eritrea and to protect them from the doctors. God bless our lovely Eritrea 💕💕🙏🙏
@kebrontedmer65813 жыл бұрын
Yoela nice one I think as you said the Eritreans in Holland are quite organized and strong, we, the rest Europe should follow them.It seems the world is some how getting the truth of the dictator..what is shame of HGDF supporters is, requesting to practice their rights in Holland while the dictator whom they support is not letting the people of Eritrea to practice including them their rights and implement constitution...I call them ignorant and they should be ashamed of their protest..I think you brought good video and topic today as usual..thanks
Ewah.. haka eya senait mehazay kemziom yiedug akibu eyu military yietiku deki gantakum ziblena zibelet. ( can't believe it we're all called Eritrean. Shame on you HGDEF )
Пікірлер: 237
እዞም ደናቁር ሕልና ኣልቦ መሰለይ ከኣ ይብሉ
ካላእ ሳክት ኢዮም እዞም ኤሮፓዉያን ካብ ንግፍዒን መከራን ዝወረዶም ዑቁባ ዝሓተቱ ዝሰጉ ነቶም በላዕቲ 2 ስጋ ኣምለኽቲ ጣኦት ህግደፍ ዘይግሕፎም ናብ ኤርትራ ብመግዛእቲ ዓርዑት ህግደፍ ሕቁኦም ክግቡጥ
@tekiabahta2751
3 жыл бұрын
ትክክል
@asmaerasmaer9441
3 жыл бұрын
@@tekiabahta2751 tekekel??😜 kemey kukul afka tetekel 🐕 Hawzen.
@daniefrem5054
3 жыл бұрын
True
እዚኦም ኣውሮፓውያን ነዞም ጥሪት ናይ መላኺ ናብ ኤርትራ ዘይግሕፍዎም ።ንመላኪኦም ምስ ደቆም ኣቡኡ ከይዶም ዘየምልኹዎ። Dont forget subscribe deqi ere
@kebreabwoldemariam8821
3 жыл бұрын
ከብትስ ዒበኤን ን ድኹዒ ትጥቀመሉ ናይ እዚኦም ንሱ ንሕና ንሕና አናጽ ኸ ደአ ብዘይካ ሽቃቅ ምምላእ እም ሕጽረት ማይ አብዘላታ ተወሰኸታ ክገብሩ እምበር አብኡ ከይዶም ደከቶም ምስ ዝሰትዩ ካባና ንላዕሊ ነዚ ጉሒላ ሽፍታ ስርዓት ምተቃዎምዎ አበይ እም ጸሪጉ እንተ ዝጉሕፍም ።
@dawithayle8822
3 жыл бұрын
ምሓሸ ነይሩ፡ ኣበይ እሞ እንተዝፍትንዋ!
@asmaerasmaer9441
3 жыл бұрын
ERENA OESTEDEB 🐕 Mekele gena waywayyyo ketebel lka akli teay tequay Fesawi
@qestedebenaentertainment5447
3 жыл бұрын
@@asmaerasmaer9441 ሰብ ካብ እንስሳ ዝፈልዮ ስለዝሓስብ ዩ ፡ባርያ ግን ኩሉ ግዜ ባርያ ዩ ፡ብፍቅሪ ወዲ ተንቤን ዝዓበዱ ግዳ ሎሚ ኩሉ ፈሊጥኹም ዩ ንዝኮነ ሰብ ከተደናግሩ ኣይትክእሉን ኢኩም ደናቁር
ነዚ ዲያብሎስ 'ሲ ኣቶ ኢሳያስ ትብሎ ኣታ ዩኤል ሓውና ::
ተስፋ ኣለና ካልኦት ሃገራት ናይ ሆላንድ ኣብነት ክወስዳ: ነዞም ፋሺስት ሰተይቲ ደም ኤርትራውያን ገንዘብ ምዉጻእ ኣብ ርእስና ተመን ከም ምጥምጣምዩ:: ነስተዉዕል::
@asmaerasmaer9441
3 жыл бұрын
Aron yonas nay Adi AGAME metfae 🦗🦗🦗🦗🦗 kendey awaxika, weshema Ayte Sebhat 😜
@banjim499
3 жыл бұрын
@@asmaerasmaer9441 :👈 your comment doesn't make sense. Instead help your people back home and all over the world destroyed they can even leave normally life. They are hope always better life and freedom. Free from dictator, evil leader in Eritrea.👈
ኣብ ዓድኺ ዘይ ትምለሲ መሰል ትብሊ ።ዜግነት እንተ ዘሕድጉዎም ጽቡቅ ኔሩ ጓሓሉ ።
@asmaritkidane2
3 жыл бұрын
Emo kemaki xbub zhasibu zey kunu nsom
እክብ ኣቢሎም ናብ ኤርትራ እንተ ዝመስልዎም ጥርዝያ ቪዛ 😘🇪🇷😘
ኣቱም ሰባት ነዞም ደገፍቲ ሓንቲ ሕቶ አላትኒ, መንግስቲ ኤርትራ ጹቡቅ ኣሎ እንተድኣ ትብሉ ኣለኹም ሲ ንምንታይ ኬድኩም ዘይትቅመጡ ኣብ ኤርትራ, ሕራይ ወላ ንሓደ ዓመት ዘይትፍትንዎ እቲ ህዝቢ ኤርትራ ዘሕልፎ ዘሎ ሂወት, ከም ቱሪስት ንወርሒ ቤጺሕኩም እንዳ ተመለስኹም ! ቱሪስት ኬንካ ደኣ እሞ ከመይ ኢልካ ኢኻ በሰላ ህዝበይ ክትርዳእ ኣሕሕሕሕሕሕሕ,,,,
@aronyonas473
3 жыл бұрын
ጉድዩ! ገለ ገሊኦምስ ንኽርድኡ ዓቢ ዘይበሊ ጸገምዩ ዘለዎም:: ንኸምዚኦም ዉሑዳት ደገፍቲ ንድሕሪት ዝጎቱ እንዳጠሓስካ ከምዘየለዉ ንቕድሚት ምኻድዩ ዘድሊ::
@tesfuteklu7936
3 жыл бұрын
Ane zgermeni eko kulom etom degfti ena zblu hade aynet atehasasba zelewom mkanu eyu
@user-is1zk7le8b
3 жыл бұрын
@@tesfuteklu7936 ሓወይ ፓፓጋሎ ዝተባህሎ እዩ ዝደግም, ብዓይኑ ዝረኣዮ እንተድኣ ዓይነይ ተጋጊኻ ኣለኻ ዝብል ኮይኑ ግን ምስ ሕልናኡ ዝተባእሰ ሰብ እዩ, ሓሲቡን ኣመዛዝኑን ዝዛረብ ሰብ ከኣ እቲ ቁኑዕ እዩ ዝዛረብ,,,
ዘህዝን አዩ ኣብ diaspora ዘለዉ ደገፍቲ ሽፍታ ህግድፍ ካብክንዲ ህዝቦምን ሃገሮምን ዝሃስቡ ምስ ሽፍታ ወጊኖም ኣንጻር ህዝቦምን ሃገርን ክቃለሱ ክትርኢ ብጣዕሚ አዩ ዘህዝን
ዘገርም ድንቁርና እዩ ሕጂስ ይሓፍሩ ይኾኑ እምበር።
@asmaerasmaer9441
3 жыл бұрын
Leti GebreDebrechen eflaw Gahshar weshema Hewehat 🐕 Mekele Hotel 🤔🤔🤔🤔🙄🙄
@aronyonas473
3 жыл бұрын
ሰላም ለቲ! በየናይ ናይ ሕልና ሚዛን ክሓፍሩ: ዕሉላት ገበነኛ ሸፋቱ ጥፍኣትዩ ዕላምኦም::
ብስምኣም ኣታ ሓቁ እባእዩ ኢሰያስ ክሳብ ሎሚ ክጽንሕ እዚኦም ዝሕረሱ ኣብዕር ከለው ሎሚስ ናብ ልቦም ተመሊሶም ይኮነ እባ
@aronyonas473
3 жыл бұрын
ብሓደ ወገን ሓቅኻ እንዳረኣዩን እንዳሰምዑን ዘይምለሱ ባሃማት ስለዘለዉ ግድንዩ ሕማቕ ስርሑ ክሰርሕ::
እቲ ገንዘብ ዝዋጻእ ከ ኣበይ እዪ ዝኣቱ ዘሎ ኢሉ ዝሓትት ዶ ተሳእነ ? ህዝቢ ዝኮነ ሓገዝ ካብቲ ስርዓት ኣይረከበን ስለዚ እቶም ኣምለኽቲ ጣኦት ህግደፍ እቲ ገንዘቦም ኣብ ምንታይ ይኣቱ ከም ዘሎ ክፈልጡ ኣለዎም '። ከምቲ ኣን ሆላንድ መሰልና ኢሎም ሰልፊ ዝወጽዎ ኣብ ኤርትራ ከ መሰለይ ኢሉ ክሓትት ህዝቢ ዘይደልዪ ንምንታይ ? እዞም ደገፍቲ ብርእሶም ኣይሓስቡን እዮም ።
ከምዞም ደገፍቲ ናይ ህግደፍ ዓያሹስ ኣብ ካሊእ ሃገራት ይህልዉዶ ይኾኑ?
@asmaerasmaer9441
3 жыл бұрын
Wedi Bashay kemzom Esubat Tehlon 🐕🐕🐕 Mekele Hotel ab alem yehelu do kon😜 tequay Fesawi
@tekiabahta2751
3 жыл бұрын
Wedi bashay ከምዚኦም በራዩ የለዉን
@aronyonas473
3 жыл бұрын
@@tekiabahta2751 ናይዚኦምስ ክሳብ ዝስቆሮም ኣዝዩ ቡዙሕ ግዜ ወሲድሎም'ሎ::
ዓሻ ጽቡቕ ኣሎ እዩ ናይ ህግደፍ መንደፍ
ሰላም ዮኤል ኣብ ዕለታዊ ሂወትካን ስራሕካን ኣሳልጦ እምነየልካ። እዚኦም ብበለጽን ውልቓውነትን ዝዓወሩዮም እምበር ንቕዋም ዘይብሉ ውልቐመላኺ እናደገፉ ቕዋም እንዳማቶም ከኽብሮም ምሕታት ጥዑይ ኣእምሮ ኣይኮነን።
ካብ ዓዲ እንግሊዝ ዝመጸስ ፉሉይ እዩ ወይዚ ባሎንጋ ፋቺኡ አብአ ኮሎ ገረአምላክ ወዲ ስዩም ሐወይ እዩ
ህምምምምም 🤔ግርም እኮ በለኒ ሪጋ ድሕሪት ዶ በለ🤣🤣🤣አንታ ዩኤል መንግስተ ሰማይ የዋርስኩም በለለይ
መሰልኩም ተገፊፉ ምስ ስድራኹም ዕድሜኹም ሙሉእ ተፋላሊኹም ደቕኹም ቛንቛ ናይ ካልእ ሒዞም'ሲ መሰል ትሓቱ ኣለኹም ደናቑር ይገርመኩም ኢዩ እቶም ጉዳይ ኣገልግሎትን ጉዳይ ህዝቦምን ዘይፈልጡ ከብቲ ን ኸብቲ ታኣኻኺቦም ዱሁላት
ሓደ መዓልቲ ድኣ አቶም ዝድግፉ ን ኤርትራ ክግሕፍዎም ኢዮም።
@LYE4EVER
3 жыл бұрын
ሽዑ ድማ እቲ ቀንዲ ጠላም ኢሰያስ ኣይ ፈልጠኩሕን እየ ይብሎም ኣፉ መሊኡ ኤርትራውያን ኢይ ኮኑን ምበሎም ናይ ቁምነገር 😘🇪🇷😘
10:17 እዚ ድኣ እንታይ ክሓይሽ ይገድድ ' ምበር : ኣብ ክንዲ ሃገራት ዓለማት እና በለ : እዚኦም ዝሓይሽ የብሎምን ኩሎም ደናቑር ኢዮም ::
Yes guys as we are Eritreans let's help the police in Holland, cos now is the time to help our family in Eritrea and to protect them from the doctors. God bless our lovely Eritrea 💕💕🙏🙏
Yoela nice one I think as you said the Eritreans in Holland are quite organized and strong, we, the rest Europe should follow them.It seems the world is some how getting the truth of the dictator..what is shame of HGDF supporters is, requesting to practice their rights in Holland while the dictator whom they support is not letting the people of Eritrea to practice including them their rights and implement constitution...I call them ignorant and they should be ashamed of their protest..I think you brought good video and topic today as usual..thanks
አክንዲ ዘኾለስኩ ኢደይ ተነኸስኩ ነቲ ካብ ዓዲ ዝሰጎጎኩም ዘይተቃወምኩም'ሲ ነቲ ዘዕቆበኩም ሓገዝ ማኣልታዊ ዝገብረልኩም ሰበርቲ ጻሕሊ ትባሀሉ
ክክክክክክ ሪጋ ሒዞም ንኤርትራ ዋይ ሕፍረት የሕፍርኩም።
✊✊✊እንቤይ ንውልክ መላኪ ።
እዞም ህግደፍ እርጋን መጺኣ ተገላግለና እንበር ከጽንቱናዮም።
@kalMHe
3 жыл бұрын
Hahahaaaaa
@yordanoskidane5394
3 жыл бұрын
አሜን አሜን
ሪጋ ሒዘን ክክክክክክክ ክክክክክክክክክክክ፡ ክክክክ እዋይ እንዳ ህግድፍ ኣይትሳኣኑ ኣስሒቅኩሙና ኳ!!! ለከ በዓል ንስኩምን ንስክን ኢኩም ደገፍቲ ኣየ ርእሲ ክክክ ክክክክክክ
ናይ ዕጸ ፈረስ ሰብ ምካናስ ብገጻ ትፍለጥ ንሳ ዘይ ኮነት ሲ ዕጸ ፈረስ ኢዩ ዝዛረብ ዘሎ ስለዚ ብፍላይ ነዛ ጋል ኣነ ንከይ ሕዘላ ምስ ነብሰይ ቃል ይቅቱ ስለዚ ካብቲ ዘላቶ ሂወት ኣምላክ ብሰላም የውጽኣያ
"mengsti holand kab riga nay Eritrea mhznet ndhrit kmles eu"so funny 😂😂😂😂
@jacobkidane2237
3 жыл бұрын
ክክክክ
አዚኦም ምሕፈራት ኢዮም አዚ ዓዲ አንግሊዝ ይለክሞ ለኪምና ናይ ይአምሮ ጽግገም ኣለው አንታይ ኣለዋ ኤርትራ ታርታ ክሕዛ መሃይም ደንቆሮ shameful!
እንታ ዩኤል እዚ ወዲ ደኣ ኣበይ ኢዩ ነይሩ፡ ጽቡቅ መማሰዪ ኮይኑና፡ናይዘመና ዋዛ ኢለያ ኣለኩ።
@mikuku397
3 жыл бұрын
Ya Wela Ane 😂😂😂
yoela af ebusat tbark thahawey 😍
እንታይ ዓይነት አቡዑር እዮም እዚኦም አቡዑር እኮ ይሕሹ ካብዚኦም ሲ ደናቁር
Excellent as always brother Yeol
እዚኦም ከም ኮምፕዮተር ሐንጎሎም ፕሮግራም ዝግበሩ ከም ተለፍን ብ ሲም ካርዲ ዝንቀሳቀሱ ሮባት ዓይነት ሐዉሲ ሰባት እዮም ። ሕጂ እዉን ብዘተባሃልዎ እዮም ዝኸድ ዘለዉ ብናቶም ሐንጎል ዝኸዱ አይኮኑን ።
ፊኒቶ ህግደፍ መንደፍ R I P.
Thank u bro for everything
You are best brother ❤ 💙 ♥ 💓
Wellcome Fanus Network & ERISAT Selamkum yibzah 💖💖💖🙏🙏🙏
Welcome Yuel, Jigna iza Sebeyti Ab Eritra zeyiqmet Ab Eritra Zelo ISEIAS SEYTAN Wedi Tembien Shifta, Mafia, Hasawi, Medanageri, Seraqi, Lemani, U.
ህግደፍ ኩሉ ነገሮም ከም ነፋሒቶ እንድዩ ቐንዲ ጸላኢኦም'ካኣ ደጋፊ ኢዩ ፡ ምኽንያቱ ለኽባጥ ሰብ መባልዕቶም ኣይኮነን
ዮኤለይ ሓንቲ ማዓልቲ ክትሁሉ እያ ኣብ ዓድኻ ኣብ እታ ትፈትዋ ሃገርካ ምስ ትፈትዎ ህዝብኻ ኮይንካ ብዛዕባ ሽግርን መከራን ዝይኮነ ብዛዕባ ምዕባሌታትን ሃብትታት ኤሪትራን ብኹርዓት ክትዝርግሕ ርሑቕ ኣይኮነን ። በርትዕ ኣጆኻ ኣጆና
Ab Eritera keydkum selemawi selfi wutsu lekomts
Eza Aregit 2 Kab mety kikfel ena tebil Ne Hezbi Eritrea da zeythgezi Kab Ne Dictator Esayas mihgaz
Selam selam Yoel hawey Bemintay miknyat Nab Holland kemzmetsana Xbuk gerna Sele nnegrom eyu ndeki Hollands Bekemu eyom ztahababuruna zeleyu kemzmesleni!
Great Job !
Kegrmaka ana eritreawe mekanay kab matian nelale yhizenane kamzeom sebat keriee kalakou
3:16 ኣይትጋገይ ኣዴና 2 ካብ 100 ምክፋል ሽገር ኣይኮንን ግን ኣበይ ያኣቱ ስለ ዘይፍለጥ ቱርጉም ምፋል ብላሽ ዩ 2% ስለ ዘይክፈልኩ ናብ ኤርትራ ካኣቱ ኣይፍቅደድንን ሂወድ ኣቦታተይ ምክፋለይ ክ ኣየሕስበኩም ዶ ህግደፍ? ብላሽ ን መን ትድግፉ ትሕግዙ ስለ ዘይትፈልጡ 2% ቱርጉም የብሉን ሂወቱ ዝከፈለ ዘይክብረላ ሃገር ሲ ምስ ምንታይ ይቁጸር? ቁዋም ዘይብላ ሃገር መሰል ስብ ዘይክበረላ ሃገር ኤርትራ ያ ::
Spot on as always!
What about in Dc and uk.?
Keep up the good work
Anes betami eyu zegeremeka Tigrigna zezarebu ensesa eyom eziom
Hasawit nay mengesti genzeb endawesedki 100% ketekefli. Aday amete 2% kekefelaki
Yoel I always appreciatie you how you select rhe information
ስእሊ ቁዋምኩም ዝቀተለ ሰብኣይ ተሰክምኩም ቁዋም ናይ ሆላንድ ክትኸሱ: ጉድ ርኢና መን እዩ ክሓፍረልኩም???
ክንስሕቅ ዶ ወለስ ክንበኪ ኩሉ ኮ ኢዩ ተፊኡና ምስዞም ሕልንኦም ዝዓረበ ሰባት
Yoel well done as always.
Embar do eridom eu entay eyu mesel embar ab Eritrea mesel alo eu.. Kem nay Holland alem kulu tetew kebliom nihgdef tesfa yegebir. Thank you yuaiel
Yes this we must do it everywhere. This time PFDJ has no place in diaspora. We must remove it from the root
BHAM, BARAY ADE NEZEKTWELD TESAERA MAHBUL PERNENTE WLAD MJNUN...
THANK YOU HOLLAND!!!!
We r amazed with ur attitude!!!!!!
ዩኤል ሓወይ በሎም ድኣ ኣብ ሆላድ ቦታ የብሎምን ቅሰን እዞም ሸፋቱ ግን ዝገርመንስ እቶም ብባሕሪ ዝመጹ ኣዚ መላገጺ ጉዳይ እዚ ዝኣትዉ ኣለው ኢለ ውን ኣይኣምንን እንተ ሃልዮም ከኣ ጽንዓት ይሃብኩም ኢልካ ኣብጽሓለይ ሓደራካ መክንያቱ ኣብ ኤርትራ ኣሽቅሩሮምናስ ኣብዚ ዓዲ ፍትሒ መጽዮም ከፋራርሕካስ ክልተ ሞት እዩ
Ewah.. haka eya senait mehazay kemziom yiedug akibu eyu military yietiku deki gantakum ziblena zibelet. ( can't believe it we're all called Eritrean. Shame on you HGDEF )
Essays tenbanay ahhhh ayhlefelka huzbi Eritrea endatmekan endabedelka Egzabhar amlak nebseka kmhera diu ayhulefelkum ahhhh 😭😭😭
ሰላም ንዓካ ይኩን ዪአል ሓወይ ብ ምቅጻል ክብለካ ዝደሊ ንስካ ንባዕልካ ሕጋዊ ኣይኮንካን ምክኒያቱ ቡዙሕ ግዚየ ሰሚዕካ ኣለኩ ፕረዝደት ኣቶ መንግስቲ ኤርትራ ሓለፍቲ ኤርትራ ክትብል ኢሞ መን ዝሃቦም ሓላፍነት ኢየም ኩሎም ቃላት ኣውጺካ ትዛረቡም ወይ ዝና ዝሃቦም ስለዚ በቲ ናይ ሲም ኪህነቶም ዳኣ ጸውዓይም ኢንበር ንገባቲ ገባቲ ኢልካ ጸውዓየም ነዞም ደቂ ሓራም ዝኮኒ ሰባት ወድሓንካ ።
አምላኽ ንድያብሎስ ካብ ሰማይ ንመሬት ምሰተሰንደወ አብ ኤርትራ እዩ መስለኒ ዓሊቡ እዞም ደገፍቲ ዝብሃሉስ ናይብሓቂ ካብልቦም ድዮም ዝድግፍዎ ምእማን እየ እኮ ዝስእን እንታይ እዩ እቲ ጸገሞም ናይ ኤርትራ መንሽሮ እዮም እዞም ሲ
👍🏽🙏👍🏽
እዚኦም ብጀካ ስእሊ ኢሰያስ ተሰኪምካ ምውጻእ ካልእ ቁም ነገር የብሎምን ::
ምቸም ነቶም ዝድግፍዎም ኣጸቢቖም ኢዮም ዝፈልጥዎም፡
I'm proud of you Yoela kulu seb kemzi zhasebelu seat adna qet elna kinatu ena nhna ena eko nberelna nblo zelena nezi kezab sebay nezom shimagletat kea mhret yewrdelkum
ሰላም ህግደፋውያን ይሕዋትና እታ ሃገር ንኩላትና ማዕረ እያ ትብጸሓና ሕልፍና ፈቲኩማ ኣይ ኮንኩምን እንታይ ደኣ ኣቲኩም ስለ ትምለሱ ዘለኩም ጥራይ እዩ፡ንሕና እውን ክንቃወም ከለና ጸሊእናያ ኣይ ኮናን እንታይ ደኣ እንተልኩምኒ ሕጊ የለን፡ ቅዋም የለን፡ናጽነት ሓሳብካ ምሃብ የለን፡ሰልፊ ክትገብር ኣይ ትክእልን፡ ስግረ ዶብ ሓሲብካ እሉ ዝኣስር ለክባጥ ከዳዕ እዩ።ገንዘብኩም ኣበይ ይኣቱ ኣሎ ምሕታት ምሓሸኩም ዝተሰርሀ ጽርግያ የለን፡ዝተህንጸ ገዛ የለን፡ዝተሓገዘ ሰብ የለን፡ ዝተኣስረ ፡ዝሰንከለ፡ዝተጭውየ፡ ወዘተ,,,,,,,ግን ክንደይ ክንብሎ፡ ሕሰቡ ከም ሰብ እታ ዓዲ ባዕልና ከነማሓዲራ ንዛራረብ፡ከምቲ ኣብ ስደት እንነብሮ ዓዲ ክትከነልና ንጽዓር ፡እንበር ከምዝይ እልካስ ውጽእት የቡሉን?
ሪጋ ሒዘን ኣለዋ ?ብጣዕሚ ዘሕዝን ኣብ ምቾት እንዳ ነበርካ ኣብ ልዕሊ ቲ ውጹዕ ህዝቢ ምሽክዕላል.
❤❤❤
ዩኤል ሀወይ እይተህዘሎም ተገዲዶም ኢዩም ወፂዬም እዚኦም ጎዱዳት ህግደፍ ኢዪም
Anes zeysemeo yelen... Weleke meselom mennetom sienom zeykonun adom hadigom... AB endamatka metsiekas kndzi🤔 msgana adgi right dea ezia endya... Gud rekibom Holland 😔
😍😍😍
ኣቤት መሰል ኣብ ዓዲ መሰል እንዳ ነበርካስ መሰል ያ እዚኦም ዘይመቱ ረሳ እዮም
Anta haraf wayane eskake melmexi dahlia Holland 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪
Right bro 👏👏👏👏👏💯
ማህጸን ኣደ ጉራጉራ ክባሃል ሰሚዕኩም ዶ?
ህግደፍ መሕፈራት እዮም እኮ ኣብ ምዕቡል ዓለም እንዳተቐመጡ ኣተሓስስብኦም ዘይልወጥ ዝመተ ሕልና ሒዞም ይነብሩ ምህላዎም እዩ።
ጥሪት ህግደፍ መዓልትኽን ጥራይ ተጸበያ!!!!
ነዓይ ግን ኣየገደዱንን።
Abzi alemsi kabtom btefetroeom enssa koynom ztefetru benssawi iatahasasba ztsnberwom zelewu endabezhu ykedulowmo yehwat gele deia nmker keyfareyu kemzi hawna. Tigrinjuyu keman iayetsbeken ewaeka haweyyy.
አብ ኤሮጳ ይኹን አብካልእ ሃገራት ደምበ ፍትሒ ብፍላይ መንእሰይ አዝዩ እዩ ደኺሙ ዘሎ እቶም ዕድሚኦም ዝወድኡ ደገፍቲ ንሬስኦም እዮም 2%ዝኸፍሉ ኣብከምዚእታት ጉዳይ ስለምንታይ እዩ እቲ ንኡስ ወለዶ ደምበ ፍትሒ ዘይወጽእ ነቲ ዝዓጸዎ መንግስቲ ድጋፍ ክህብ ኣሎዎ ኣብካልኡት ሃገራትውን ክዕጾ ምእንቲ ሱቅ ሱቅ እንታይ እዩ አቱም ሰባት ዕድሚኦም ወዲኦም ናትና ዕድመ ይውድእዎ አለዉ please ከመይ ጌሮም ገንዘብ እንዳውጹ ካብሃገርና ኣውጾሙናስ አብደገ ክኣኒ ክሱዕርና
Guuuud kou! zey hafr ya dumus germaryam shumu.
Mesel ab Eritrea ente haleyu Holland ente gohefa nab Eritrea tsubuq neru.
👍👍👍👍👍👍👍
ዘገርም እዩ ከምዚአተንሲ እንታይ ይሐይሽ ሐሰካ ደንበስ ናብዝለምለመሉ ነቲ መስሎም ገፊፉ ዘሎ ዘይከሡ ነታኩሉ መሰሎም ዝሐለወትሎም ክቃወሞ እቲ ሐንጎሎም ከመይ እዩ ዝሰርሕ
Entay emo ygber yoel. Ane hanti zibla kulu gize. Endhir Komeu koynu Entay ygebru Ab sidet Adom zeykedu
ብ መንግስቶም ሕሙማት ተኮይኖ ምስኡ ዘይነብሩ፡ኣብታ ሃገር ወይ ፍሽፈሽ ፡ኤርትራ ኮ ናጻ ሃገርያ ኩዱ ሞ ኣለና በልዎ ፡ሕልና ሕልና ያኣክል ተዋስኦ።
መሰሎም ተተገፊፎም አብታ መሰል አለዋ ዝብልዋ ዘለዉ ኤርትራ ይኪዱ ክልተ አማራጺ ክልተ ሃገር አለና ፡ ካብ በሉ ያላ ይመለሱ ናብታ ጽብቅቶም ኤርትራ አብ አመት ወርሂ ተወኒሶሙላ ዝመጹ ሃራ ኤርትራ ናይ በይኖም ደቆም ሃቂፎም ድላዮም ይበሉኡ አብ ውሁስ አዲ ተቀሚቶም አዴታትና ተደርሚመን ብትሚየት ተኮሚቲረን አቦታትና ብጎሂ ናሞቱ ከምዘይ ሰቡኡት ከም ዶርሆ ገዛ ተአጺዮም የሀዋትና ከም ድሊየቶም ይገብርዎም ተደልዮም የአስርዎም ተባህ ዘይበልዎም ቀቲሎም አብ ጋህሲ ይድርብይዎም ደቂ አንስትዮ ይህዋትና ደፊሮም ቆሉት ከለዋ ቆሊኡቶም ይህቂፎሞን ተነጊርን ትይት ከምዝድረራ ናፈራርህወን ሲ ፈትሃዊት ኤርትራ ተላቶም ይመለሱ ናብ ሃገሮም ክልተ መንነት ኩልኩ ኢዩ ብህጊ ንሳቶም ግና ክልተ መንነት ከምዘለዎም ናብ ኤርትራ ከአትዉ ከለው ዝትቀሙሉ ጉጎም ነጋልጾም ምክንያቱ ክልተ መንነት ውልቀ መላኪ ኢዩ ዝፈቅድ ሩሁቅ ከይከድና ኢትዮፕያ አይትፈቅድን ኢያ ክልተ መንነት ከምዘለዎም ናብ ኤርትራ ዘትውሉ ሲስተም ነጋልጾም
Ewayyy anes btaemi eiyu gerimuni gele da fewsi da ente lekiywom enber iseyas kblu tnfasom wexiyom miskinot yhzunu iyom
Af kanchelo guhaf ab Eritrea hadima 30 amet yegheber, chennawit sidi ab Eritra seyteguwom.
Hmmmmm
Donkoro eom iziom hgdef degefti
Eziom acnhiwa 2 andel eyom zibehalu yehznuka.
ፍፍፍፎእ ኔው ይበሎ ኣይተሪኢየና ስእሉ እዚ ህበይ ዓቢ ጋውና
@user-rc9hp1qc3i
3 жыл бұрын
ዑሱብ ደቆሮ ታይ ሞ ክንብለካ ዓሻ ጽቡቅ ኣሎ ሐዉ ዓሻ ከፊእዎ ኣሎ ስድራካ ስ ሕርር ኢሎም ኣለዉ
@teklayasgedom8652
3 жыл бұрын
@@user-rc9hp1qc3i ንዓይ ዲኻ ኣንታ ዓሻ ?
Dinkurna overload hgdefawian riesi kemzeyblom bezi tifelit ensisa keman yihayish kabakum