"ውግእ ሓድሕድ ኤርትራውያን?" ናስር ዑመር ዓሊ

Пікірлер: 101

  • @hannua
    @hannuaАй бұрын

    Most honest truthfully assessment of our conditions. Thank you Nassir & Yoel.

  • @meharennahabtemariam1637
    @meharennahabtemariam1637Ай бұрын

    Respected Omer Ali was not sided to anyone or group.

  • @edrismussa3688
    @edrismussa3688Ай бұрын

    Thank you Yoel and Naser interesting topic.

  • @SimsolWeldu
    @SimsolWelduАй бұрын

    Thank you, nasser and Joel, and I have a big respect .

  • @Yasinibo2315
    @Yasinibo2315Ай бұрын

    Very excellent analaysis as usual , If not reach the solution of this situation , i think as Eritreans we will pay the heavy price, Unless those politics matured positive minded Eritreans come front lead this situation in advantage of 🇪🇷eans and 🇪🇷. My wish to end this awful situation b/n Eritrean Diasporas to peace❤

  • @tsegaia2909
    @tsegaia2909Ай бұрын

    Nice Analysis As Always Ato Nasser

  • @bariasmara573
    @bariasmara573Ай бұрын

    nasser bitaemi kibri yhabka etti haqi gelixkayo aleka bizey adlwo bravo!!

  • @nasdam926
    @nasdam926Ай бұрын

    ብራቮታት ዩአልልን ናስርን ቀጽልዎ:: እዚ ናስር ዝበሎ ዘረብ ሓንቲ ቃል'ውን ትኹን ዝድርበ የብሉን

  • @luulawelde6455
    @luulawelde6455Ай бұрын

    Thanks Yoel snd Ustaz, maturity with the benefit of Eritrea ppl🇪🇷 52:20

  • @osmankelifa5744
    @osmankelifa5744Ай бұрын

    Great job stop vailence

  • @MohamedGbreslasemohamed-by3mo
    @MohamedGbreslasemohamed-by3moАй бұрын

    Tunkyou!

  • @tesbamicael9132
    @tesbamicael9132Ай бұрын

    selam fanus mehamed ahmed wedi akriyan aksumn

  • @user-zb8cn5uv5e
    @user-zb8cn5uv5eАй бұрын

    Good job👍👍

  • @SelamShalom419
    @SelamShalom419Ай бұрын

    ጽቡቕ ትንተና። ነቲ ዓቕሚ ኩሉ-መኣዝናዊ ርድኢት ዘለዎ ሰብ እኳ ጽቡቕ ትንተና እዩ። ኣዝዩ ብሩህ መግለጺ እዩ። ነቲ ኣድማሳዊ ፍልጠት ናይ ፖለቲካ ዘይብሉ ግን ኣይንታዩን እዩ። እቲ ምንታይስ በቶም ዝጠቐሶም 2 ኣዕነውቲ ጉጅለታት ወይ ወገናት ዝተዳናገረ ስለዝኾነ ወይ ኣብ ምድንጋር ስለ ዘሎ። ኣነ ዝገርመኒ ግን ኣብ ዓድናስ ኩሉ ተገማጢሉ እዩ ዘሎ፡ እቲ ምንታይስ እዚ ሓውና ናይ ሕጊ ምሁርን ኣዝዩ ጽቡቅ ትንተና ዘቕርብ ክንሱ ውሑዳት ሰባት ካኣ ይርእይዎ። እዞም ሓተላ ዝኾነ መደባት ወይ ሰባት (ምስ ናይ የቕሬታ) ዘቕርቡ ኻኣ ብኣንጻሩ። ምዃን ዳኣ እቲ ንዓኻ ዝመስል እዩ ዝስዕበካ እምበር። እንድዒ ወደይ ኩሉ ተገማጢሉ እዩ ዘሎ። ወዳሓንኩም።

  • @yousufmussa8976
    @yousufmussa8976Ай бұрын

    ሓዉ ናስር እዞም ገለ ሓተላ ሕብረተ ሰብ እንትርፊ ጸርፊ ንሕብረተ ሰብ ዝጠቅም ሰነ ሓሳብ ክቅርቡ ዘይክእሉ ሰለ ዘለው አይትገደሰሎም:: እቲ ግመል ይስጉም እቶም አኽላብ ድማ ይነብሑ እዩ እቲ ጉዳይ ::

  • @teweldenegusse1345

    @teweldenegusse1345

    Ай бұрын

    ሓተላ ይኩን ጽራይ ኩሉ ውጽኢት ናይ ስዋ እዩ፡ስለዚ እዞም ትብሎም ዘለካ ከኣ ኤርትራውያን እዮም፡ንስካ'ውን ኤርትራዊ እንትድኣ ኮይንካ።ከምዚ ደሳለ ትኳቦ ዝበሎ ኣውራጃ ሓማሴን ጭዋ ሕብረተ-ሰብ እዩ ግን ከኣ ክንደይ ኣምሓሩ ዝወለድዎም ተረፍመረፍ ዝሓዘ ከባቢ እዩ ዝበሎ፡ ንስካ ድማ ተረፍ-መረፍ እንተኮይንካ ንገረና፡ካብኡ ሓሊፉ ግን ጾር ኣይትኩንዎ ነዚ ሕብረተ-ሰብ።ቀታሊ መን'ዩ ዝቅተል ዘሎ'ከ መን'ዩ ሕጂ ይኩን ዋላ'ውን ብግዜ ሰውራ ፍሉጥ እዩ፡ኣብ መወዳእታ መዘዝ ኣለዎ፡ንሱ ከኣ ሓቢርና ክንርእዮ ኢና።ስርዓት እስያስ ጽባሕ ከያዲ እዩ፡ዘጠራጥር የብሉን ብድሕርኡ'ከ እዩ እቲ ዝመጽእ ሕቶ።ዘይከውን ዘይተባህለ ኣይትጽሓፉ ወይ ኣይትዛረቡ።እዚ ናስር ዝብሎ ዘሎ ሕጂ ሓሶት'ዩ፡ኤልሳ ጭሩም ዝጸሓፈቶ ኢሉ እዩ ዝዛሩብ ዘሎ፡ኤልሳ ጭሩም ሼር ጌራቶ ዝነበረት ስሒባቶ እያ ምክንያቱ ጌጋ ስለዝኮነ።

  • @eriblood803

    @eriblood803

    Ай бұрын

    ​@@teweldenegusse1345 alghis cenawi kondaf agame....beal nisika derho kab meakorkum enda temegheba abiekum higi maerena tinebru alekum....degalat duhurat duhulat funfunat fitret

  • @eriblood803

    @eriblood803

    Ай бұрын

    ​@@teweldenegusse1345 1 million agame ab tihti gudgad alewu...5 million agame b timet yisakeyu alewu....firki meret tigrai tewesidu....missile tementilkum....kulom gorebetkum fenfinomukum....elelelll eyu imbeiii 😊

  • @teweldenegusse1345

    @teweldenegusse1345

    Ай бұрын

    ሓደ ሚልዮን ዓጋመ ብጥሜት ይሳቀዩ ኣለው፡ሓደ ሚልዮን ዓጋመ ኣብ ጉድጓድ ኣለው ሓመድከ-ዕደ።እሞ ከማካ ኣፍሪቃውያን ከማካ ጸለምቲ ከማካ ሓበሻ እንዳሎም ዓጋመ፡ጽልኣት ዓጋመ ኣለካ እንተኮይኑ ኪድ ዑና ናይ እስያስ ኣብ ተምቤን ኣለካ ርኣዮ፡ኪድ ዑና ናይ ሓጎስ ክሻ ኣብ ዓዲ ግራት ኣለካ ርኣዮ።መሃንዘል ግን ኩሉ ግዜ መሃንዘል እዩ።ካብ መሃንዘላት ትውለዶ መሃንዘላት ከኣ ትኮኑ።ድሕሪኡ ሸከም ሕብረተ-ሰብ ትኮኑ።

  • @TeweldeNegash-fi2co
    @TeweldeNegash-fi2coАй бұрын

    Entay shigrka bhaimonot ziaweru tiray ab Medebach tekirb?

  • @Milli-meter567
    @Milli-meter567Ай бұрын

    ዩኤል ሓውና ንኢብራሂም ስራጅ እባ ኣምሳልና

  • @user-zb8cn5uv5e
    @user-zb8cn5uv5eАй бұрын

    ኣብ እስራኤል ትነብሩ ተዓረቑ😢😢 ከም ቀደምኩም ተኸባቢርኩም ሰስራሕኩም ስርሑ: ኣቦ ደቅኹም ኩኑ😢😢፣ ናፉቖት ወለድኹም ይኣኽለኩም😢😢፣ ነቶም ኣብ ኤሮጳ: ካናዳ:ኣሜሪካ ኮይኖም ዘራስኑኹም ኣይ ትስምዕዎም!! ሓቀኛታት እንተ ኮይኖም ኣብቲ ዝቕመጡለን ሃገራት ከይዶም እምኒ ይደርብዩ?? ስለዚ ካብቶም ኣብ ዩቱፕ ኮይኖም ዘራስንኹም" እንታይ ትማሃሩ???

  • @josidaniel6771
    @josidaniel6771Ай бұрын

    Naser and ibrahim serje welhante hasabe yebelekumun bejeka haimanot.nesekum be Muslim teray ekum tehasebu dehulat

  • @BarImpero
    @BarImperoАй бұрын

    Yoel, how can we contact you? Please include email and work phone numbers in your KZread page. Thank you!

  • @bariasmara573
    @bariasmara573Ай бұрын

    Ab Eritrea xubuq alo aynibln gin tigray tizier endabelka mixirar gin aynidgifon ena silezi emu hizbi extra ab goni mengisti eritra dew elu zelo

  • @tedgebregzi3832

    @tedgebregzi3832

    Ай бұрын

    The leaders in Tigray are also dictators but he has to tell the whole truth,I am a Christian but I was opposing the Israeli leadership for about 25 years.

  • @mulugetamuler464
    @mulugetamuler464Ай бұрын

    Tekalesti ni fitihi

  • @rustomyohannes5136
    @rustomyohannes5136Ай бұрын

    Respect

  • @dehabamine2322
    @dehabamine2322Ай бұрын

    Nasser reminds me of the old Yosief G/Hiwet

  • @yesman-cs6fj
    @yesman-cs6fjАй бұрын

    Aye fanus kem shinti gimal ni dehret aytmelese kab adnaqika iye gin nimintay bal ezom welahnti kimhru zeykilu sebat anxar qalsina zikonu teqrinelna kem qedmeka kun kulu seb kilatateleka👍

  • @tadesse-bw6ib
    @tadesse-bw6ibАй бұрын

    ኣነ ነቲ ኩሉ ዑመር ኣብ ዝሓለፈፈዓመታት ዘካይዶ ዘነበበረ ጎስጓሰ ዝካታቱሎን ዘይዓግበሉን ኣትሪሩ ዝቃወሞን እየ ኣብዛ ሎሚ ዘምጽኣ ሓሳባቱ ግን. ኣትሪረ ይሰማምዓሉን ይድግፎን ካብኩሉ ንላዕሊ ነቶም ብሞት ደቂ ሃገገር ገንዘብ ዘኻዕብቱ ዘለዉ ነጋዶ ምደያ ጽቡቐ. ገይሩ ተረዲእዎም ኣሎ ከም ብዓል ( ሰልጠጠነን + ሶሎ ምድያን መሰል ተመን ) ( ረድዮ. ረዋንዳታት) በሓቂ ጽቡቐ ትንተና

  • @solomonteshagerethiopian6483

    @solomonteshagerethiopian6483

    Ай бұрын

    Because you’re dictator supporter means barya dictator

  • @tadesse-bw6ib

    @tadesse-bw6ib

    Ай бұрын

    እቲ ዲክታቶር ኢሰያሲ ንዓኻን ንኸኸማኻን ይቐርበበኩም ካብ ነዓይ ብዝኾነ እቲ ትርጉም ዲክታቶር ዝርድኣካ ኣይኮነን ካብ ዓቕምኻ ንላዕሊ እዩ. ​@@solomonteshagerethiopian6483

  • @Drar18
    @Drar18Ай бұрын

    ወደጀ፡ ትንትና 4ይ ግንባርን(ወለንታዊ ባርያ)፡ ሰማያዊ ማዕበልን ኣናጻጺርካ ክትዛረብ ኣይተጸበኹን ኣነስ ሰማያዊ ማዕበልን ህግደፍን ከማን እንተትብል ሲ፡ ንዓ ተጸንበረና ቃልስና ብሓባር ኮይና ኢና ቀልጢፍና ህዝብና ነድሕን ክብለካ ኢለ ኔረ፡ ግን ኮነ ኢልካ... ነቲ ክትሰምዖ ትደሊ ጥራይ ክትሰምዕ ትደሊ ኮይንካ ትስማዓን ኩብር ሓው።

  • @abduljelilatta7166

    @abduljelilatta7166

    Ай бұрын

    ኢሉካኮዩ እዛ መለይ ኢልኩም ትጽውዕዋ ዘለኹም ሰማያዊት,ትማሊ ቀረባ ኣሰና መግነዝትኩም ክትከውንያምበር ኤርትራ ሒዝኩማ ኣይታኣትውን ኢኹም ይብለኩም ኔሩ, ሕጂ ተመሊስኩም መለይዶ ማዕበልዶ እንዳበልኩም ቅራር ከልእኩሞ ሰብ ደም ትፋሰሱለኹም ❗

  • @woldaislassie2930
    @woldaislassie2930Ай бұрын

    ዩኤል ኣምሰሉ ሰብ ኢኻ። ኣብዚ ጉዳይ ብዘይካ ተዛራቢ ትግርኛ ካልእ ኣሎ ድዩ !? እዚ ኲናት ሕድሕድ ተጋሩ 'ምበር፣ ኲናት ሕድሕድ ኤርትራውያን ኣይኮነን። እዚ ማለት ከኣ፣ናስር ዑመርን መሰልቱን ብፍላይ ከኣ ጀበርቲ፣ሻሂ እናሰተዩ ብደስታ ዝከታተልዎ ዘለው ነገር'ዩ። ብዛዕባ'ዚ ጉዳይ'ዚ ንናስር ዑመር ሒዝካ ክትመጽእስ ኣይትሓፍርን !?

  • @nurmohammed504

    @nurmohammed504

    Ай бұрын

    ድሁል ኢኻ አብ ሓሳብ ክትፈላለ ንቡር እዩ ጀበርቲ ወዲ ጀበርቲ ምባል እንታይ አምጸኦ ...ብፍላይ ኦርቶዶክሳዋያን ካብ አቦሓጎታትኩም ጀሚርኩም ሓንቲ ደርፊ ትደርፉ ሰደት ከድኩም አይትስልጥኑ ድሑራት ...አብ ወጻኢ ዕቅባ እንተደንጉይኩም ጻዓዱ ዘርኛታት ትብልዎም ግን ካባኹም ንላዕሊ ዘረኛ አብ ዓለም የለን ሓተላታት ኢኹም

  • @woldaislassie2930

    @woldaislassie2930

    Ай бұрын

    @@nurmohammed504 ዕረ ክጥዕመካ ይኽእል'ዩ፣ እቲ ሓቂ ግን ኣቐሚጠልካ ኣለኹ። ዓዲ ንእቶ፣ ምሳኹም ክንተሓሳሰብ ኢና!!

  • @jemalabdulkadir9141

    @jemalabdulkadir9141

    Ай бұрын

    Ageb ayetegage ! Kedamay neger Jeberty youkun Sahoo kabowm nilailey wela wun kndy frea adrey helfey yeblkhan kemu wun bezy ztrekbe mektelty zookone youkun Aslamai ztehagose befixum yelen slezy eti delkayuo shahe endasetenan enda mowxnan betahgous enyeuzebelo meknyiat welahanti yelen entrfow gouhen shaklan

  • @abduljelilatta7166

    @abduljelilatta7166

    Ай бұрын

    😅😅😅😅

  • @abduljelilatta7166

    @abduljelilatta7166

    Ай бұрын

    ዝገርምዩ, ነቲ ኣስላምይ ኢኹም ትውንጅልዎ ኔርኩም ብጣሕ ብጣሕ ክባሃል ከሎ, ነገር ኣጋድኣ ትልክም ንዓኣኹትኩም ትውሕጠኩም ኣላ, ወላ እዚ ኣብ ትግራይ ዝነበረ ኩናት ቀተልቲ ባዕልኹም ተቀተልቲ ባዕልኹም,❗ንሕና ወላሓንቲ ኢድ የብልናን, ከም ጵላጦስ ኢድና ታሓጺብና ወጺና : ከምቲ ዝበልካዮ ድማ ሻሂ እንዳሰተና ነቶም ሕማቅ ዝሓስቡልና ዝነበሩ ንሓድሕዶም ክባሉዑ ንዕዘብ, ብኩማንድስ ዝታሓረድናዮ ይኣክል, ሕጂውን ሓሓሊፍካ ካባና ግዳይ ካብ ምዃን ደው ኣይበለን::

  • @user-yx6gz9em4q
    @user-yx6gz9em4qАй бұрын

    Hgdef midea

  • @solomonteshagerethiopian6483
    @solomonteshagerethiopian6483Ай бұрын

    Are you 2 hgdf or what who are you zektamat?

  • @johnt1154
    @johnt1154Ай бұрын

    ብርጌድ ንሓመዱ፡ ምስ ልኡላውነትና ክደፍርን ባሕርና ክወርርን ዝህንደድ ዘሎ፡ ዕሸል ፖሎቲካኛ ዶ/ር ኣብይ ክሰርሑ ምፍታኖም፡ ብንጹር ጸረ ኤርትራን ኤርትራውነትን ይገብሮም። ስለዚ ብኹሉ ኤርትራዊ ኢየ ዝብል፡ ደጋፊ ይኹም ተቋዋሚ፡ ክወገዙ ኢዩ ዘሎዎም። ፍጹም ጸረ ኤርትራን ኤርትራውያንን ኢዮም። ምናልባት ሓደ ኣርሒቁ ዘይርኢ፡ ህግደፍ እውን ምስ ኣብይ ሰርሖም እንድዮም ክብል ይኽእል ይኸውን። ህግደፍ ግን ምስ ኣብይ ኮይኑ ብረቱ ናብ ኤርትራ ገጹ ኣየቅንዔን። ብኣንጻሩ እኳ ደኣ፡ ንዘመናት ኣብ ልዕሊ ህዝብና መከራ ክወርድ ዝገበረ ህወሓት'ዩ ንገሃነም እሳት ኣፋንይዎ። ነዚ ኲነታት ብንጹር ፈላሊና ክንርእዮ ኣሎና።

  • @teddysium8331
    @teddysium8331Ай бұрын

    52:19

  • @osmanmhamed3594
    @osmanmhamed3594Ай бұрын

    tgrna ezi nay awraga dm mfsas klil eu gena nay haymanot dmawi kunat hidhid yxbykum alo ktxentu ekum

  • @Yasinibo2315

    @Yasinibo2315

    Ай бұрын

    Intay maletka iyu kubur hawu 🤔

  • @kidanemesgun8144
    @kidanemesgun8144Ай бұрын

    መሪሕነት ፈልሲ ትሕተ-ሃገራዊ :ልዑላውነት ኤርትራ ዘየኽብር ፍሹል ኣተሓሳስባ ተኾልኲሉ ናብ ብርጌድ ንሓመዱ ክሕባእ ዝፍትን ዘሎ ኮይኑ፡ ዝገደደ ሕጂ ንስኻ ዑመር ዓሊ ብርጌድ ንሓመዱ ጽንፈኛ ምባልካ መስደመም ኢዩ።

  • @mikealkibreab3723
    @mikealkibreab3723Ай бұрын

    ሻዕብያ ከም ሰብ ሰለ ትሐሰብዎ ወግእ ደዊትን ጎልያድን ናይ የሕዋት ጊርኩሞም....

  • @esuratna
    @esuratnaАй бұрын

    Nebsu kabkulen awtsiewen 🫢 Lol ne kenashu qedamay zekone seb .. ab tegbar zero

  • @mulugetamuler464
    @mulugetamuler464Ай бұрын

    This man not good

  • @natnaelmiki6114
    @natnaelmiki6114Ай бұрын

    ዩኤላ ካልእ ሰብ የለን ድዩ ትንታነ ዝህብ ? እቶም ጠጡዑያቶም ምምጻእ ይኣብዩኻለዉ መስለኒ !

  • @user-gv8wx2dz3o

    @user-gv8wx2dz3o

    Ай бұрын

    ከምኡ ዝበለትካ እታ ብደንጎላ እትማሶግ ጨናዊት መዓኮራ ዝኮነት ኣዴኻ ድያ እሳ ድኣ እንታዲኣ ኣፍሊጥዋ ብጀካ ኣብ ፈቀዶ ባራትን እንዳ ስዋን ዝኮነ ሓላፍ መንገዲ ከም ከልቢ ድሸነላ ሓሳክ ምጥራ በላ

  • @natnaelmiki6114

    @natnaelmiki6114

    Ай бұрын

    @@user-gv8wx2dz3o እወ ንሳ እያ እንተበልኩኻ እንታይ ተምጽእ ። ኩሉ ድማ ከምዚ ኸማኻ እዩ ዝመስለካ ምሽ ፡ ኣበይ እሞ እቲ ርእስኻ ንዛጥ ጥራይ እዲዩ መሊእዎ 🧠 መስክነይቲ ኣዴኻ ጥዑይ ሰብ ዝወለድ ይመስላ ይኸውን ። ነቲ ኣብ ላዕሊ ዝጽሓፍኽዎ ድማ መረጋገጺ ኾንካኒ ፡ የቐንየለይ።

  • @ghedlomgoitom962
    @ghedlomgoitom962Ай бұрын

    Entay dea nay Aboy musa tray xekitka tzareb bzuhat ewin kristian alewu anyway kulu islamay b haymanot kemzhasb axebikna ena nfelit kemzom tgray tgrina, yuel kea tm elka tray aytsmae nay mibhihal interview amabilo, kalie kea nska entay tera aloka abzi guday, ane si aselchini kulu seb htah wey hasab zeyblu yzareb emo kea tfelto zereba tray eyom zizarebu. I respect your opinion gin please kab ab Media nayzhawtetka aykonen kulna natna ejam neberkt

  • @jemalabdulkadir9141

    @jemalabdulkadir9141

    Ай бұрын

    Emo Nasir aslamai sle zookone kulu aslamai b'haymanoto eyou zahaseb ab mebal bexeyhekha ; sigab nakha zeygodowka b'haymanotom ente hasabo nakha entay atetekha ?

  • @rezenedebesay5275
    @rezenedebesay5275Ай бұрын

    Hzbi eritrea kab af hargets kewtsa kolosi niska abey neyrka

  • @rezenedebesay5275
    @rezenedebesay5275Ай бұрын

    Eska ni men wekilka eka interview tigebir zeleka ni hgdef wala ni deleyty fithi

  • @tsegaia2909

    @tsegaia2909

    Ай бұрын

    Nay Glu Ruto Kem Hade Gudus Wedi Hager Yekrbelka Alo

  • @Drar18

    @Drar18

    Ай бұрын

    😅 ከም ሓደ ትግራይ ትግርኚ ከይትምስረት ኢሉ ሃገርን ህዝብን እናጠፍአ ምዕዛብ ዝገደፎ። ኤርትራዊ ሃገራዊ 😂

  • @eriblood803

    @eriblood803

    Ай бұрын

    ​@@Drar18😅😅😅 aye agame cenewuti komalat ghembi funfunat fitret...ghena kitsilelu ikum....degalat duhurat duhulat fitret

  • @jemalabdulkadir9141

    @jemalabdulkadir9141

    Ай бұрын

    Helunow wakeylowo

  • @selam7603

    @selam7603

    Ай бұрын

    ​@@eriblood803be careful the dictator of ERITREA he is from tegray and you are his supporter shame ❤❤❤

  • @Ninotes17
    @Ninotes17Ай бұрын

    እንበር yoel ካ ነዚ ቀታሊን ተቀታልን ዝኾነ ሰብ ከትርካ ብካራ ምቕታልስ ውግእ ሕድሕድ ኢልካ ጸዊዕካዮ ዝገርም ልክብትና. እሞ ሓቆም እዮም በዉራጀኦም ይቕተሉ ኣለዉ ክብሃሉ እንድሕሪ ንስኹም ካ ምስ ቀተልቲ ወጊንኹም

  • @khaledaberra8940
    @khaledaberra8940Ай бұрын

    የቐንየልና ክቡር ሓው። ብጣዕሚ መሃርን እዋናን መደብ። ኣገዳሲ ሓበሬታ፣ ሃናጺ ለበዋ፣ ኤርትራውያን ፍልልያትና ብፖለቲካን ብሓሳብን ወይ ድማ እንተሃልዩናብስነ-ሓሳብ ኣይዲዮሎጂ እምበር ብጎነጽ፣ እምኒ፣ በትሪ፣ ካራ፣ ብረት ወዘተ ክንፈትሖ፣ እሞ ድማ ኣብቲ ምዕቡል ግዝኣተ-ሕጊ ዘለዎ ቦታ ኮይንና ኣዝዩ ዘሕዝንዩ። ስለዚ እቲ እዋናዊ መልእኽቲ ብምሃብኩምን ነዚ ኣብ መንጎ ኣሕዋት ዜታት ኤርትራ ዝካየድ ዘሎ ኣዕናዊ ደም ምፍሳስ ብቕጽበት ደው ክብል፣ ብምጽዋዕኩም፣ ንዓኻን ንክቡር ሓውናን ኣቶ ናስር ዑመር የመስገኩም። ከም ወትሩ ኣቶ ናስር ምዙን፣ ኣፍልጦን ልቦንና ዝሓዘ ርእይቶኡን ዝገበሮ ዝርርብን ዝምስገንዩ። በርትዑ! ቀጽሎ! ኣጆኻ።

  • @jemalabdulkadir9141
    @jemalabdulkadir9141Ай бұрын

    Neti neza semeyiawet banderah hezoo kouwam zesereh zeykebelo beshefan semeyiawet bandera bedereyt zozoworu netom gerhe eishellat menasey gdai yegebro alewo . Temal temal eza semeyiaweyt bandera megnezykom kitkewon eyia zeblow znebero hiji daa ashab ameynomla . Zgerem eyou !

  • @mkabrha4968
    @mkabrha4968Ай бұрын

    Antum hzbi kem hzbi neziom nay wyani wey kea tegaru mesarhi kab hji ente zey tekalisnayom waga kekfuluna eyom,

  • @letsdreambig5087
    @letsdreambig5087Ай бұрын

    ኣብዚኣ ዘሎ ጻሕጻሒ ሰብኣይ ጸላእኩ።

  • @user-gv8wx2dz3o

    @user-gv8wx2dz3o

    Ай бұрын

    ኣልግስ ቆንዳፍ ዓጋመ ክንድ ሕጻብ እግሩ ኣይትመጽእን ኢኻ ጥረ ዋሒድ

  • @user-gv8wx2dz3o

    @user-gv8wx2dz3o

    Ай бұрын

    ከምኡ ዝበለትካ እታ ብደንጎላ እትማሶግ ጨናዊት መዓኮራ ዝኮነት ኣዴኻ ድያ እሳ ድኣ እንታዲኣ ኣፍሊጥዋ ብጀካ ኣብ ፈቀዶ ባራትን እንዳ ስዋን ዝኮነ ሓላፍ መንገዲ ከም ከልቢ ድሸነላ ሓሳክ ምጥራ በላ

  • @Higuain1995
    @Higuain1995Ай бұрын

    ኣብቲ መጀመርያ ብዙሕ እካተለካ ኔረ ደሓር ግን ፕሮግራምካ እንዳሓመቀ መጺኡ ምክንያቱ ከምበዓል ናስር, ስራጅ አብ ደሞክራሲ ዘይኣምኑ ብድሑር ናይ ሃይማኖት ዝተጨማለኹ እዚኦምስ ብዛዕባ ህዝቢ ሓልዮም ክዛረቡ ዘይሕሰብ እዩ.

  • @user-gv8wx2dz3o

    @user-gv8wx2dz3o

    Ай бұрын

    ከምኡ ዝበለትካ እታ ብደንጎላ እትማሶግ ጨናዊት መዓኮራ ዝኮነት ኣዴኻ ድያ እሳ ድኣ እንታዲኣ ኣፍሊጥዋ ብጀካ ኣብ ፈቀዶ ባራትን እንዳ ስዋን ዝኮነ ሓላፍ መንገዲ ከም ከልቢ ድሸነላ ሓሳክ ምጥራ በላ

  • @user-gv8wx2dz3o

    @user-gv8wx2dz3o

    Ай бұрын

    ከምኡ ዝበለትካ እታ ብደንጎላ እትማሶግ ጨናዊት መዓኮራ ዝኮነት ኣዴኻ ድያ እሳ ድኣ እንታዲኣ ኣፍሊጥዋ ብጀካ ኣብ ፈቀዶ ባራትን እንዳ ስዋን ዝኮነ ሓላፍ መንገዲ ከም ከልቢ ድሸነላ ሓሳክ ምጥራ በላ

  • @SalehAbdela
    @SalehAbdelaАй бұрын

    Mr Nasser , you comment discard both sides. One of can not be wrong. If they were both wrong the would not have been clashed . Furthermore, you blame both side on your entire argument and you focus on effects not on the causes. Simply put it yourself and Mr Noel are detractors!!! ንጠንቂ ጎሲኹም አብ ሳዕቤን ኮለይ ትብሉን ትውህትቱን አሎኹም:: እዝ ትተናኹም 60 ( ሱሳ አላታ ጠራይ ካይኮነስ) 120 (ሚእቲን ዕሰራን አላታ )ሰሱሳኹም ማለትእያ !!! ሰለቲ détracteur ሪእተኹም ክብረት ይሀበልና:: እታ ግመል ጎዕዘአ ክትቅጽል እያ እቶም አኽላባት ከአ አብጥራይ ጎልግል ክነብሑ እዮም!!!

  • @user-dc3jt3zp2s
    @user-dc3jt3zp2sАй бұрын

    ፋኑስ ነትዎርክ እንታይ ዓላማ እዩ ዘለዋ ዘይርዳኣካ

  • @davidharcot220

    @davidharcot220

    Ай бұрын

    ሓቂ ምግላጽ

  • @asmerashikor6640

    @asmerashikor6640

    Ай бұрын

    ድጅታል ወየነ ምኳኑ ተፈሊጥካ እኩል እዩ

  • @wolderufael
    @wolderufaelАй бұрын

    እሞ 4ይ ግምባርን ብርጌድ ንሓመዱን ክልተ ማዕረ ጽንፈኛ ዝኸኑ ዘይድለዩ ሓይልታት እዮም ድዩ ዝበሃል ዘሎ?

  • @Temie__Lyrics
    @Temie__LyricsАй бұрын

    ንመን ኢኻ ሓድሕድ ዝበልዮም 2 ኬና ኢና። ን 2ተ ክተቀባጥር ሓደ ከይትስእን fanus ።

  • @bh8509
    @bh8509Ай бұрын

    ናስር ቲፎዞ ነቦይ ሙሳ ዝአሰረ ዝቀተለ መንግስቲ ህግደፍ ኢኻ ፡ ናስር ካብ ክዉንነት ርሒቅካ ዘየለ ፍልልይ አብ ህዝቢ እንዳደለኻ ከተጋፍሕ እምበር፡ ቁምነገር ኮነ ሐቂ ተዛሪብካ አይፈልጥን ኢኻ።

  • @besm113
    @besm113Ай бұрын

    እንኳዕ ሓጎሰኩም እቲ ንጥፋአት ክትሰርሑ ታዐሲብኩ ዝፃዐርኩም ክንደየናይኳ ቁምነገር ከየፍሪ።አብንዳማትኩም ዐዲ ኮንኩም ንጥፋአት ዝፀለኹሞ መሳኪን ይቐዝፍ አሎ።

  • @karamara9641
    @karamara9641Ай бұрын

    ክክክክክ ጀሃድ ጥራይ ዲኻ ተምጽእ

  • @user-gv8wx2dz3o

    @user-gv8wx2dz3o

    Ай бұрын

    ኣልግስ ቆንዳፍ ዓጋመ

  • @user-gv8wx2dz3o

    @user-gv8wx2dz3o

    Ай бұрын

    ከምኡ ዝበለትካ እታ ብደንጎላ እትማሶግ ጨናዊት መዓኮራ ዝኮነት ኣዴኻ ድያ እሳ ድኣ እንታዲኣ ኣፍሊጥዋ ብጀካ ኣብ ፈቀዶ ባራትን እንዳ ስዋን ዝኮነ ሓላፍ መንገዲ ከም ከልቢ ድሸነላ ሓሳክ ምጥራ በላ

  • @user-gv8wx2dz3o

    @user-gv8wx2dz3o

    Ай бұрын

    ከምኡ ዝበለትካ እታ ብደንጎላ እትማሶግ ጨናዊት መዓኮራ ዝኮነት ኣዴኻ ድያ እሳ ድኣ እንታዲኣ ኣፍሊጥዋ ብጀካ ኣብ ፈቀዶ ባራትን እንዳ ስዋን ዝኮነ ሓላፍ መንገዲ ከም ከልቢ ድሸነላ ሓሳክ ምጥራ በላ

  • @user-ey4rj5fm7g
    @user-ey4rj5fm7gАй бұрын

    እዚ ብመሰረቱ ተቃዋሚ ወይ ደጋፊ ዘይ ኮነስ ኣዉረጃዊ ምቅትታል ኢዩ

  • @teweldenegusse1345
    @teweldenegusse1345Ай бұрын

    ናስር ዑመር ጂ-15 ጉዳዮም ዳግም ክርአ ኣለዎ ምክንያቱ እስያስ ብዘይሓደ ነገር ሱቅ ኢሉ ክኣስሮም ኣይክእልን'ዩ ኢሉ ዝተዛረበ'ስ ብዛዕባ ግጭት ኤርትራውያን ፍታሕ ከምጽእ ኢልካ ኢብዚ ኣምጺእካዮ Yuel።በዓል ናስር ናይ ዴሞክራስን ፍትሕን መንፈስ የብሎምን።

  • @shanealem608
    @shanealem608Ай бұрын

    ክላ ትግራይ ትግወራይ ክትብል ክትነብር ኢኻ መሳፍሒ ቀደሙ ኣስላማይ ከሳፍሕ እንበር ዋላ ሓደ ኣይገብርን እዩ።

  • @N.at.79

    @N.at.79

    Ай бұрын

    ዶ?ብእምኒ ንኣሕዋቱ ወለዱ ስለ ዘይፈገኤ ድዮ? ደቂ ማይጠላሚት። አስላማይ ቃልሲ ክምስርቱ ከለው ንኢትዬጵያውያን ብደንጓላ አይፈግኡን ኣብ ውሽጢ ዓዶምዬም ንጸላኢ ብብረት ገጢሞሞ ጀጋኑዬም። ሕጂውን ኢዶም ሓጺቦም ኣብ ጉኒ ሃገሮም ደው ኢሎም።ኣካይድኦም የሕጉሰኒዮ።ፈካሪ ከማኻ ኣይኮኑን ወዲ 7 ጥውይዋይ ልቦም።

  • @user-gv8wx2dz3o

    @user-gv8wx2dz3o

    Ай бұрын

    ከምኡ ዝበለትካ እታ ብደንጎላ እትማሶግ ጨናዊት መዓኮራ ዝኮነት ኣዴኻ ድያ እሳ ድኣ እንታዲኣ ኣፍሊጥዋ ብጀካ ኣብ ፈቀዶ ባራትን እንዳ ስዋን ዝኮነ ሓላፍ መንገዲ ከም ከልቢ ድሸነላ ሓሳክ ምጥራ በላ

Келесі