CHURA BAND |ቤተሰብ ኢና| Eritrean Music 2018 - Bieteseb Ina

/ @churamedia355
/ churaband1
@ ዝኸበርኩም ፍትዋት ወገናትና ካብዚ ቻነል ዝኾነ ቭዲዮ ዳንሎድ ገርካ ምውራድ ወይ ከኣ ኣብ ካልእ ምዝርጋሕ፣ ንሰነ-ጥበባዊያን ሃስያ ስለ ዘለዎ ብኽብረትኩም ካብዚ ዘይሕጋዊ ስራሕ ንቆጠብ።
© Copyright: chura band. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Пікірлер: 1 000

  • @titib3054
    @titib30546 жыл бұрын

    ጭራ ባንድ ጭራ ሰላም ጭራ ፍትሒ ጭራ ሓድነት ጭራ ብርሃን ጭራ ውጹዕ ህዝብኩም ይሕዋተይ ናትይ ኣጆኹም!!!

  • @wedibrhane1734

    @wedibrhane1734

    6 жыл бұрын

    Titi Sem ja mann🍸🍸

  • @biniambrhane620

    @biniambrhane620

    5 жыл бұрын

    🤝🤝☝️☝️ one love and peace

  • @titib3054

    @titib3054

    5 жыл бұрын

    @@biniambrhane620 Thanks wegany

  • @tesfitkibrab360

    @tesfitkibrab360

    5 жыл бұрын

    ስልም ኖኣኩም ያግብርልክም ያኣውት

  • @teweldezeru5267

    @teweldezeru5267

    4 жыл бұрын

    Titi love hasawit bderfi ayrkebin zi zbelkyo

  • @sammsomtsegay3058
    @sammsomtsegay30584 жыл бұрын

    ከተዋዳድሮም ዘይትክእል ሓደ ካብ ሓደ ዘይባላለጹ ኣጀኹም ጩራ ባንድ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @wediykalo6920
    @wediykalo69206 жыл бұрын

    አቶም ናተይ ሰብ ሕልና ።

  • @merhawiweldemariam7994

    @merhawiweldemariam7994

    Жыл бұрын

    A baiioookklzxcgyuuawt Cgijxsdghjnfdewwerg yu koi😊😊

  • @kokobentertainment7363
    @kokobentertainment73636 жыл бұрын

    በጀካ ንስኩም ሓቂ ድዛረብ የለን እሞ እቲ ልዑል ፈጣሪ ይሓልኹም የሕዋተይ 🙏

  • @user-qh8wo6ge2t
    @user-qh8wo6ge2t6 жыл бұрын

    Proud of you ...ኣቱም ጀጋኑ ኣቤት ድምፅኩም ሲ ልቢ ዝሃርም ፣ I love you so much ......from tigray

  • @teddyhalatokombia3581

    @teddyhalatokombia3581

    5 жыл бұрын

    We love you too

  • @holyland313

    @holyland313

    2 жыл бұрын

    We love ❤️ wegeney ajekum kihalif eyu kulu

  • @somaer792
    @somaer7926 жыл бұрын

    nay bahaki jeganu,bieteseb eina yehwat eina.bltsti srah yehwat lets share /like /comment

  • @samuelafewerki5650

    @samuelafewerki5650

    6 жыл бұрын

    soma ሶማ nay bhaqi ambesatat bitesb ina bitesb qexlwo

  • @Eruna1993
    @Eruna19936 жыл бұрын

    Deki Hezbi Anabes . 1000👍👍🇪🇷🇪🇷 Habuley Nezom Sele Wexu Hezbom Keydekesu Zehadru . We Love You

  • @abiabi-rg2wt

    @abiabi-rg2wt

    6 жыл бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍

  • @user-uv5fs6xl1e
    @user-uv5fs6xl1e6 жыл бұрын

    መጹ በሉ መጹ ኣንበሳ ይምስሉ ካብ ዱር ዝዋጹ ከፋሊ ንራከብ እሞ ደኪ 4 ማኣዘን ንላዘብ ዮኒ ንታሓላለ እሞ ጽላኢና፡ይፋኣላለ ሳሚ ስናይና ክንቆዶሶ ስፍራና ክንምሎሶ ኣዊታ ብሪዒ ታሪኽና እዳፍሰሰት ዛኪ ሕሰም ቀዳምና ከይምለስ ተስከምቲ ጾርና ቤት ሰብ ኢና እኮ ቤት ሰብ እና እኮ ነዚኦም ድፋቱ እስከ like habewom

  • @teddyande
    @teddyande6 жыл бұрын

    ናይ በሓቂ ዓቢ መልእክቲ እዩ ኤርትራዊያን ከኣ ሰሚዕና ኣይነስቅጥ ንስዓቦም ነዞም ሰብ ሕልና ፍታሕ ኣብ ኢድና ያ።

  • @user-iz8fk6pi4r
    @user-iz8fk6pi4r6 жыл бұрын

    "ንተሓላለ እወ የዓኽ"!!!!!!!!መግለጺ ዘይብልኩም ጀጋኑ ደቂ ኤረይ፡ ፎርሳ ጥራሕ ንቕድሚት እዚ ጉሒላ ስርዓት ኣብ ምጥፍኡ ዩ ።

  • @dawithagos9466
    @dawithagos94666 жыл бұрын

    ኩሉ ግዜ ካብ ጩራ ባንድ ብሉጽ ስራሕ እየ ዝጽበ ምኽንያቱ ካብ ብሉጽ ሰብ ብሉጽ ስራሕ ኢኻ ትጽበ እሞ ኣጆኹም እስከ ሓበን ህዝቢ!!!!

  • @user-or9yp2tc8r
    @user-or9yp2tc8r6 жыл бұрын

    ያ እዚ ድምጾም ናይ ኩሎም ደስ ክብለካ ኣጆኩም ደቂ ኤረይ ዛኪ ጅግና

  • @yacobtesfalem5117
    @yacobtesfalem51176 жыл бұрын

    ሰብ ሕልና ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ኣጆኹም ሓንቲ መዓልቲ ጽሓይና ክትበርቕ እያ። ምፍልላይና ክውገድ እዩ። ልቢ ንበል ኤርትራውያን ኣሕዋት ነንሕድሕድና ተቓወምቲ ደገፍቲ ክንብህሃል ሃገር ንጓኖት ኣሕሊፍና ኣይንሃባ።

  • @samuelteame9336

    @samuelteame9336

    5 жыл бұрын

    Life of faith

  • @abdullahiadan1155
    @abdullahiadan11553 жыл бұрын

    I love Eritrean songs 🇪🇷🎶♥️💯 from Somalia 👉🇸🇴

  • @user-hy3op6yx3t
    @user-hy3op6yx3tАй бұрын

    ሰብ ሕልና ብጣዕም ደሰ ዝብል ስራሕ ኣጅኹም ሓንት ማዕልት ብርሃን ትኾነ ኣያ ኣቱመ ጀጋኑ ሰብ መትክል ዝፍትወኩም ወገናተይ 💙💙💊💊💙💙💙❤❤

  • @user-lg4st9wz3x
    @user-lg4st9wz3x6 жыл бұрын

    እዚኦም እዮም እቶም ሰብ ሕልና ዝባሃሉ ባእ ሰጉሙ እስከ ዕጽፊ እዚ።

  • @2pacshakur845
    @2pacshakur8456 жыл бұрын

    ጩራ ብርሃን ጩራ ሓራ ኣጆና ጥራይ ቀሪባ ያ ኣብ ዘለኩሞ ዕድመን ጥዕናን & ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ብሩካት ኣሕዋት

  • @EreyNEriBEri
    @EreyNEriBEri6 жыл бұрын

    ጩራ ባንድ ኣናብስ። ናይ ብሓቂ ግዚኣ ዝሓለወት ምልእኽቲ ሓዘል ደርፊ። ይመላኣልኩም የቀንየልና።

  • @user-hy3op6yx3t
    @user-hy3op6yx3tАй бұрын

    ኣቶም ናተይ ሰብ ሕልና 💙💙💙💙

  • @mekoneyemane5122
    @mekoneyemane51224 жыл бұрын

    ነሓድሕድና ክንጣማመት ነስተውዕል ጽባሕና ከይጽልምት ከይጽልምት ከይጽልምት ናይ ብሓቂ ርድእቲ ቃል ናይ ዘበና√√√Π

  • @awetbeletse7025
    @awetbeletse70256 жыл бұрын

    zaki yoni kefali sami awita nay bhaki nfuat Deki erey marey

  • @keseteerizuri9570
    @keseteerizuri95706 жыл бұрын

    Wawww xbku srah zema 100% Dimtsi 100% Sle wexi hizbna alena abi Genkum 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @freta8953
    @freta89536 жыл бұрын

    ጡዕማት ደሃይ.

  • @selambrhane1993
    @selambrhane19933 жыл бұрын

    ባች ብምንታይ ትገልፆም ነዚኦም ግን በእውነት መግለፂ ቃላት ሓፂሩኒ ኩቡራተይ ኣታሓሳስባኩም ቀዲምኩም ከይዱ ቅድሚ ዕድመኩም እግዚአብሔር አምላክ ከማኩም ለባማት መስተውዓልቲ የብዘሐልና ሙቁራተይ ክንዲ ኣቅሽቲ ክንዲ ወለዲ ክንዲ ዓበይቲ ክንዲ መራሕቲ ሃይማኖት ክንዲ ኩሉ ንስኩም ለባማት ኣለኩሙና ነቲ ሩኩስ ሰይጣን ትስዕርዎ እና ኣጆኩም እግዚአብሔር አምላክ ኣብ ጎንኩም ይኩን

  • @user-nt4mw1bw7c
    @user-nt4mw1bw7c6 жыл бұрын

    ኣታ ኣነ ደጋፊ መግስቲ የ'ኔረ ሎሚ ሎሚ ግን ካሓስቦ እከለኹ እጽለል የ'ኔረ !ካብ ዘይ ምፍላጥ የ'ድኽመተይ ኣሚነ ንፍትሒ ኣብ ጎድንኹም ኣለኹ ኣጀኹም።

  • @user-bk5dw1ws2q

    @user-bk5dw1ws2q

    6 жыл бұрын

    wellkom my daar brather

  • @vampire.-ama7308

    @vampire.-ama7308

    6 жыл бұрын

    ጽምዋ ዩ' ዘለኽዎ ቦታ ሕጂ ግርም ብሩኸይ

  • @mensurmensur9856

    @mensurmensur9856

    6 жыл бұрын

    ጽምዋ ዩ' ዘለኽዎ ቦታ ናይ ብሓቂ ሓወይ ኣነ ከማን ምስ መንግስቲ ኤርትራ ኢየ ኔረ ሕጂ ግን ኣብ ጎኒ ውጹዕ ህዝበይ ደው ክብል ምስ ነብሰይ ቃል ኣትየ ኣለኹ

  • @michalehabte8040

    @michalehabte8040

    6 жыл бұрын

    ጽምዋ ዩ' ዘለኽዎ ቦታ ካብ ጌጉኡ ዘይ ምሃር ሰብ የለን

  • @selameyezmne7017

    @selameyezmne7017

    6 жыл бұрын

    Michale Habte Aset deki erey loms korie bakum bunet nsemamae nkurub gize ena aykonan neberti aseyyyy fthi kzenb ab eri terayuni ewe yak ajokum deki one day wuxue zkesnela ala.!

  • @abzkirhasabeymajunatey3142
    @abzkirhasabeymajunatey31426 жыл бұрын

    ajekum eska mukurtey natey ❤❤💘👄💘👄🖒🖒🖒10000% 👌👌

  • @user-xt6lt2zf3k
    @user-xt6lt2zf3k6 жыл бұрын

    ጽኑዓት ሰብ መትከል !

  • @filmontesfalem2399
    @filmontesfalem23996 жыл бұрын

    Chura band መጻኢት ኤርትራ ኣባኩም እያ ዘላ ፤ 1000000000000%%%

  • @meley.Channel
    @meley.Channel6 жыл бұрын

    ቤተ ሰብ ኢና ድቂ ህዝቢ ኣጆኩም አስኪ ኤረትራውያን የሕዋተይ

  • @user-sx2um1sg5h
    @user-sx2um1sg5h6 жыл бұрын

    ሰብ ሕልና ኣጆኩም ወገናተይ ኣነ ልዕለይ ዘድንቀኩም የለን ይብሎ ኣነ ይቃወም ሰብ ሕልና ያላ ፍርሳ እስከ በጃኩም ናትኩም እካ ጽፉፍን ምልእልቱ ዘለዎ ኢዩ

  • @yemanegoitom1651
    @yemanegoitom16516 жыл бұрын

    ጩራ ባንድ ጩራ ተስፋ ጩራ ሰላም ዘመንኩም ይባረኽ ሰሱንለይ ወገናተይ።

  • @luellilay5483
    @luellilay54835 жыл бұрын

    ሰብ ሕልና ናዓይ ይጥዓመኒ ዘይብሉ ብሕማም ሃገሮም ድቃስ ለይቲ ዝሳኣኑ ይፈልጡ ዮም ግን ንሶም ድሕሪ ጸበባን ጻዕርን ዓወቶም ከም ዝዓትሩ ወይልኩም ዳኣ ኣቱም ንእከይ ተዓጢቅኩም ኣብ ጥራሕ ጎልጎል ብድሕሪት ተጣቁዑ• ጩራ ባንድ ሰብ ሕልና ኣጆኩም ቀጽልዎ።

  • @wedihagos5774
    @wedihagos57746 жыл бұрын

    ሰብ ሕልና ከመይ ዲኡም ወገናተይ ኣጆኩም ከጽልዎ አስከ ካብዘን ናይ መጀ መርያ ናይ ዛ ደርፊ ፈይ ከብል። መን ኢካ ንስካ አረትራዊ ንስኺኺ አርትራዊት ካልእ የብልናን መፍለዪ ፉሉይ መለለዪ ደኪ ሃደ ዓውዲ ኢና ደኪ ሃደ መኣዲ ሰብ ሃደ ዓውዲ እንታይ ደኣ ነስተብህል ዶ ኣሎና እዚ ኩሉ ክሰት፡ ,,, ኣጀኩም አስከ ከጽልዎ ኣይትትፍኡና ወገናተይ ብታእሚ ጽቡክ ስራሕ 10000%

  • @mussietn1966
    @mussietn19666 жыл бұрын

    ንፉዓት

  • @msgyerezene85

    @msgyerezene85

    6 жыл бұрын

    waww bulux seb u blux srah diserh wetru srahkum bluxe srahkum wetru ayni hzbi ekum so ab godnukum alena beteseb ina

  • @user-mc7do4bz5m
    @user-mc7do4bz5m3 жыл бұрын

    ኩሉ ከምዚ ከማኩም ተዝኮን ❤

  • @yemane8816
    @yemane88165 жыл бұрын

    ካልእ የብላን መፍለዪ ሓደ ኢና ሰብ ሓደ ዓውዲ ናይ ብሓቂ መናውሒ ሂግደፍ ክንማቃቀል ይገርም ኢዩ ን ገዛኢና ዕድመ ስልጣን መናውሒ

  • @mussieafewerki
    @mussieafewerki6 жыл бұрын

    ዋው ኩሉ ግዜ ቡሉጽ ስራሕ ። ሓቂ ብጾት ደቂ ሓንቲ ስድራ ፡ ሓንቲ ሃገር ወ ። ኣጆኮም በርትዑ ።

  • @user-kg9gu3hs7q
    @user-kg9gu3hs7q6 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ጀጋኑ ኣጀኹም ኩሉ ክሓልፍ እዩ ።nice song so keep it up

  • @abisawizemenawi3933
    @abisawizemenawi39335 жыл бұрын

    ኣናብስ ምድረ በዳ ናይ ብሃቂ ዉሽጣዊ ስምኢት ዝረኣክሉ ስራህ ኣጆኩም የህዋት ሓደ መኣልቲ ጻማኩም ክትክፈሉ አኩም ፈጣሪ ምሳኩም ይኩን

  • @bahlbisolomon8377
    @bahlbisolomon83776 жыл бұрын

    ሰብ ሕልና ሰብ መትከል ጸግዒ'ቲ ውጹዕ ህዝቢ

  • @azebghebregerios8977
    @azebghebregerios89776 жыл бұрын

    👑👑👑👑👑welcome chura band deki eree deki hizbi betami tsbuk derfi kemti kulu derfkum 👌👌👌👌❤❤❤

  • @tekleabteklegergs4158
    @tekleabteklegergs41586 жыл бұрын

    Beteseb eina..... Zwetso yeblun gtmn zieman Kulu Gzie bluts eyu srahkum Tsura Band. Kemzmesleni gna ezi melektukum ab lbi Kulu seb keatun ksefrn entekoynus (Ab kemzi zeamesele melekti zelewo derfi endasaesakum deykones msti kalat etewtso (gtmkum) zkeyd negerat entetgebru zyada des zbl srah mkone eti mntaysi saesieit megletsi hsemn kanzan slezeykone).

  • @user-mu1by1xz4e
    @user-mu1by1xz4e6 жыл бұрын

    ናይ በሓቂ ዓበይቲ ሰነጥበብዋያን መን ከማኩም ጩራ ባንድ መራ ንፈትወኩም እና ምሳኩም ኢና

  • @classicalmeda4430
    @classicalmeda44306 жыл бұрын

    ኣበት አዚ ድምጽኩም ሲ ዘረባ የቡሉን ካናሪ አንታይ ዓይነት መሳርሒ ትጥቀሙ chura band i don,t know nice song with nice message

  • @tigrayadey2771
    @tigrayadey27716 жыл бұрын

    I'm from tigray I love your song

  • @salemgualer6250
    @salemgualer62506 жыл бұрын

    Ezeom eyom, DKEBAT ERIT. Ajokum yehwatey.

  • @muluebahlbi9439
    @muluebahlbi94396 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ንኣድ ስራሕ ጭራዉያን ስብ ሕልና ጥዕና ይሃበለይ

  • @amanrezene8111
    @amanrezene81116 жыл бұрын

    Ajokum deqi eri adnekekum so l like you good thing and keep going God bless you 👍😊☺️ one days like this🎂🎂🎂🎂

  • @yoni8787
    @yoni87876 жыл бұрын

    ንፉዓት😍hilina zbhal kemzi aynat hasab zelwo seb eyu much luv nd respect deki Erey

  • @fkriyuemnetey15
    @fkriyuemnetey156 жыл бұрын

    ክብሪ ንዓኹም ጩራ ባንድ !!! ሓደ መዓልቲ ፍረ ጻዕርኹም ክትሓፍሱ ኢኹም ። ክትህነጽ ኢያ ሃገር ሰላም ሃገር ፍቕሪ እታ ኩልና ስኢንናያ ዘለና ኤርትራ. ........ !!!!!!!!

  • @hasenamanful
    @hasenamanful6 жыл бұрын

    ንየ በልዎም እቶ ቀላጣት ጸዓዱ በቲ ጎኒ ዝሓልፉ ዘለው. ጻዕዳ ሕብሮም ሓርፋፍ ልቦም. ኣብ ጎንኹም ኣለና ከኣ ኣጆኹም ኣሕዋተይ. እዞም ጉማማታት ኣምሓሩ ከኣ መሬትና ደልዮም እዚ ኩሉ ተብተብ ዝብልዎ ዘለው ኣይከውንን ኢዩ ንበል ደኣ.

  • @user-zs7il4ep7s
    @user-zs7il4ep7s6 жыл бұрын

    መርሓባ መርሓባ መርሓባ ደቂ ዓደይ ከመይ ከመይ ዲኹም ጀጋኑ ቅሰኑ እስኪ ኣጆኹም ቀሪብና ኢና።ከፋሊ፡ዘካርያስ፡ዓወት እቶም ክልተ ኣሕዋትና ከኣ ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቐኩም ኣጆኹም ኣብ ጎንኹም ኣለና ደቂ ህዝቢ። ትማሊ ዝሓለፈን ዘሎን ሕማቕ መሪሕነት ዋላ እኳ እንተፈላለየና ናይ ጽባሕ ሰላም ግን ንኹላትና ኢዩ።

  • @ftsumgg6065
    @ftsumgg60656 жыл бұрын

    አምሓሩ ባሕርኩም ተጋሩ ፍቅርኩም ብጣዕሚ ተመቻትኒ አላ ንቃሕ ኤርትራዊ ዓባይ መልእክቲ እያ

  • @filmontesfalem5833
    @filmontesfalem58335 жыл бұрын

    ስነ-ጥበብ እቲ ንስሓ ዘይፈልጥ እናረኣየ ዝዕመት ጡብ ወላዲቱ ዝነክስ ሕሰም ኩልና ዝሕጎስ

  • @goipu-tvtv4337
    @goipu-tvtv43375 жыл бұрын

    Chura band beteami xebuk sereha eyu. amlak bealu slm yehabena. Qitseluwo.

  • @watisliefdeikweethetnietam4458
    @watisliefdeikweethetnietam44586 жыл бұрын

    chura hager chura tesfa chura hizbi chura selam chura birhan ajekum wegenateyyy beteseb ena nay bhaki ....

  • @bibihadish118

    @bibihadish118

    6 жыл бұрын

    Fano Amanzgi yesssss

  • @samisoli5058

    @samisoli5058

    6 жыл бұрын

    fano wedey awhidkalom nezom haleyti hzbomn hagoromn

  • @meriandom5373
    @meriandom53736 жыл бұрын

    Seb metkele Samey ke abey gedifkemo Love 💕 you mekuratey

  • @zowdikidane3760
    @zowdikidane37605 жыл бұрын

    ሕርያተ ዳቀኤ ኤርይ ፍራይልኣይ ስሕነኤ ውልታነኤ ክንልያኣይ 🇪🇷🇪🇷😍🇪🇷😍🇪🇷😍🇪🇷🍇🍋🌽🍒🍓 ዝለክውም ይጥፋኤ ንኤ ኤርትራአ ዝተምውትው ግድግደኤ ይኤትው

  • @biniammaekele7111
    @biniammaekele71114 жыл бұрын

    Xabke derfi chura band ajokum ❤️

  • @horgadasafaga6364
    @horgadasafaga63646 жыл бұрын

    እወ ሓቁኩም ንተሓላለ ህላወና እንዳ ጠሓለ ዕላልና ከይከውን ነይሮም ከምቲ ኣሰሩ ዝጠፈአ ዝዕለለሉ ነይሩ እንዳ ተባህለ

  • @danidag3798

    @danidag3798

    5 жыл бұрын

    መኸሰነየ

  • @teswedierihalalmeret46
    @teswedierihalalmeret466 жыл бұрын

    Welcom welcom jiganu yeak nakum hizna si korena ena yeak📢📣📢📣📢🔊🔊📢🌏

  • @wedijohn5139
    @wedijohn51396 жыл бұрын

    ዋውውውውውውውው ንፉዓት እንካ ደሓን መጻኹም እዋይ ክፍሎም ይከኣሎ ዝጥቀመለን ሓረጋት ፍሉይ ኢዩ ኣብ ግሩብ ኮይኑ ዝተደረፋ

  • @pacifico5500
    @pacifico55006 жыл бұрын

    ብሓቂ ክትነኣዱ ዘለኩም ሰባት ኢኩም ንፉዓት ፡ ስነጥበባዊ ዘብላካ ከኣ እዚ ኢዩ፡ ኣፍ ጽጉምን ውጹዕን ህዝብካ ምኳን ኢዩ።

  • @danielmikiel1818
    @danielmikiel18186 жыл бұрын

    ደቂ ህዝቢ ደለይቲ ፍትሒ ደለይቲ ሰላም ብህዝቦም ሕሙማት ወትሩ ኣብ መትከሎም ጽኑዓት ናይ ብሓቂ ቤተ-ሰብ ኢና ጛና እካ ዘይብልና

  • @vampire.-ama7308
    @vampire.-ama73086 жыл бұрын

    🙆ኣሕ ጩራ-ባንዲ ብሓቂ ንስኹም'ስ እንቃዕ ናትና ኮንኩም ቡኡነት ንዓኹም ሪኤ ነቶም ካልኦት ስነ ጥበባውያን ክሪኢ ከለኹም ግርም'ዩ ዝብለኒ ስነ ጥበብ'ስ ሓቀኛ ምስልኻ'ዩ ዘሪኤካ ምስ ፈለጥኩ ኣብ ጎንኹም ክኸውን መሪጸ ብፍላይ ክፍሎም ከጸልለኒ ድዩ ገለ በቃ ኣይትጥፉኡና እስከ በሉ ናትኩም ህላውየ እዩ ህላውየና ጩራ ባንዲ 👌✊🇪🇷✊🇪🇷✊💖😘😘

  • @user-fr3cb9hg7c
    @user-fr3cb9hg7c6 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ንፉዓት ሰብ ሕልና ንስካትኩምስ ከመይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ።

  • @wedhailewedihaile8484
    @wedhailewedihaile84846 жыл бұрын

    Betami ena nemesgeneku kuburateyyy ajokum

  • @habtomfesseha9829
    @habtomfesseha98296 жыл бұрын

    Ajoku eske chura berhan selam bisakum eya deki hizbi

  • @shootingstar6967
    @shootingstar69673 жыл бұрын

    I listened to this lovely song more than 40 times and still can't leave it. Love you guys, God bless you

  • @user-en4ty2kw6i
    @user-en4ty2kw6i2 жыл бұрын

    የኒ ማዓራይ ጭራ ስላምኩም ይብዘሕለይ

  • @yonisolomon8842
    @yonisolomon88424 жыл бұрын

    ኣታ ኣነ ሲ ድጋፊ ህግድፍ አየ ነረ ሕጂ ግን ኩሉ እቲ ሓቂ ፍሊጠዮ ይቅረ ግብርሎይ ይሕዋተይ ማዓርይ ድለይቲ ፍትሒ ይኣክል ንምልኪ ይኣክል ንስቅታ !!!

  • @asmeromdrar1231
    @asmeromdrar12316 жыл бұрын

    seyyyyyy wegenatey xubuk derfi ajokum kexlwo 👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @dawitgebrezigabher8850
    @dawitgebrezigabher88506 жыл бұрын

    ኣጆኩም ኣጆኩም ንፉዓት ኢኩም ቀጽልዎ በርትዑ ደስ ዘብል እዩ ብሓቂ ኩሉ ስራሕኩም

  • @tiamo6029
    @tiamo60296 жыл бұрын

    Wawww chura nufuat btami tiemti derfi melikti zelewa eya

  • @weditewelday1309
    @weditewelday13096 жыл бұрын

    ንፉዓት ኣጆኩም ሽግርና ክቅንጠጥ ኢዩ ሓንቲ መዓልቲ የሕዋተይ ናይብሓቂ ብሉጽ ስራሕ ሰሪሕኩም ሶ ኣጆኩም በርትዑ። ጸዓዱ ኢዮም ዘባእሱና ዘለዉ።

  • @genetgeryeiamproudoftigray3032
    @genetgeryeiamproudoftigray30326 жыл бұрын

    እስይይይይ ጩራ ባንድ ስወዳቹ የኔ ምርጦች በያላችሁበት ሰላማቹ ይብዛላቹ የኔ ምርጦች

  • @user-gv4zd2md5r

    @user-gv4zd2md5r

    6 жыл бұрын

    Genet Gerye የያቆብ ኣድናቂ ነኝ Ati chenawit Abziy mexiki Amahrina Aytxahflna bosero nay badawi qanqa Ayedlyenan eyu::

  • @meazahaileslassie.5299

    @meazahaileslassie.5299

    6 жыл бұрын

    Biteweded jigna Eretireawi ብዘይ ፀርፊ ይኹን።ግን ትግርኛ እንዳኻኣለት ንምንታይ ብኣማርኛ መሪፃ?

  • @user-gv4zd2md5r

    @user-gv4zd2md5r

    6 жыл бұрын

    meaza haileslassie.ኣደዋይ እየ ዝፈቱ entay felite elkni eki hafte natey nsu endyu zgermeni delo gele tegaru Eretirewiyan yehwatna ekum endabelu tigrigna Ahfirwom Amahrina yzarebu

  • @aster5368

    @aster5368

    5 жыл бұрын

    Biet wedede Anich kotete be Englisch betexe noro menime balalish deniqro. Wanawe desetawani New yegelexechwe. Sedi balege

  • @habenzaid3138
    @habenzaid31386 жыл бұрын

    #ጩራባንድ ሰብ ሕልና ኣጆኹም

  • @hevenyosias8124
    @hevenyosias81246 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ንሓድነት ምዝማር እቲ ዝበለጸ ዩ ቀጽልዎ ፍትዋት የሕዋት ኣብ ሓድነት ዩ ሓይሊ

  • @user-ch2ul7qe5c
    @user-ch2ul7qe5c6 жыл бұрын

    እሰይይይይይ ከማኩም ዝበለ የብዝሓዮ ሙቁሩት ሓሳብኩም ብጣዕሚ ቆንጆ እዩ ቀፅልሉ ጩራ ባንድ

  • @user-zb2oi7mg4f
    @user-zb2oi7mg4f6 жыл бұрын

    Chura band nay bhaki nufat eikum bela srah areikumna jeganu deki hzbi🇪🇷💯😍🎤

  • @muluberhanzeru9168
    @muluberhanzeru91686 жыл бұрын

    ሕልናውያይ እንቃዕ ብሰላም መጸኩም

  • @user-zt5ve2jx8k
    @user-zt5ve2jx8k6 жыл бұрын

    Kef kthbuni mat ekum Chura band kulu gzie ab goni Wuxue hzbi ms konkum love u all, deqi'tom wuxuat hzbi

  • @efremgoytom2236
    @efremgoytom22366 жыл бұрын

    Chura berhan xebuq serha edmen tenant yhabqum. Fetari

  • @onelove3098
    @onelove30986 жыл бұрын

    Keep up your head my brothers.....God is on your side 🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @galhasablo9127
    @galhasablo91276 жыл бұрын

    Anabs endikum nskum da nufattt😍😍😍💪👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @tesfahiwetmerhawi3201
    @tesfahiwetmerhawi32016 жыл бұрын

    Aseyyy Chura bandi shikorinatattt so Ajokum kexluo ekium 🤙🤙🤙🤙🤙🤙🤙🤙🤙🤙🤙🤙🤙🤙🤙🤙🤙🤙🤙🤙🤙🤙🤙🤙🤙🤙🤙🤙🤙🤙🤙👈

  • @simretnharnet7059
    @simretnharnet70596 жыл бұрын

    ዋውውውው ደቂ ሓደ ዓዲ ኢና ደቂ ሓንቲ መኣዲ ሰብ ሓደ ዓውዲ ራኢ ጥበብ ኤርትራውያን ምሳኹምዩ ኣጆኹም በርትዑ ፍትሓውያን ጩራ ባንድ

  • @selyetoli5628
    @selyetoli56286 жыл бұрын

    በሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ቢ ኣምላክ ርከብዎ ዓስብኩም እምበር ካባና ሲ ክንደናይ፡ ከምቲ ትምነይዎ ትምኒትና ዩ ሞ ሰኣን ሕመቅና ዩ ዲቅጺል ዘሎ ሽግርና ከምዚ ጌርኩም እንተ ኣካኪብኩሙና ጊን ኣይክነዉሕን ዩ ሽግርና ከብቅዕ የሕዋተይ love u more guys !!!

  • @simonamanuel6348

    @simonamanuel6348

    6 жыл бұрын

    Wawa deki abyti kemakims 10000000000

  • @grmawitsibhat125
    @grmawitsibhat1256 жыл бұрын

    Welcome chura base 👏💋👆👫

  • @user-lx7qx2xy3s
    @user-lx7qx2xy3s6 жыл бұрын

    Jeganu yehwatey, I Love You xbah nguho mis weghe kulukum Chura Band abti tarikawi mexhaf kitsnedu ekum, kem bal Yemane Barya ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @selambrhane1993
    @selambrhane19933 жыл бұрын

    ምስጋና ይብፃሕኩም ኩቡራተይ ድምፂ ዝኮንኩምዎ ነቲ ውፁዕ ህዝበይ ካልእ ዋላ ሓንቲ ቃላትን ዓቅምን ኣይብለይን ናዓኩም ዝከውን so i l9ve you ሙቁራት ጩራ ባንድ 👉💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋

  • @berie6325
    @berie63256 жыл бұрын

    ዋውውውውውው ብልጽቲ ደርፊ።

  • @mulleramra4974
    @mulleramra49746 жыл бұрын

    ጩራዉያን ኣጆኹም ,👍👍👍👍

  • @user-il8qo8dt6s
    @user-il8qo8dt6s6 жыл бұрын

    ሰብ ሕልና ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ኣጆኹም ኣነ ኩሉ ግዝየ ሕጉስ እየ ባኣኩም ስራሖም ገድፎም ንህዝበይ ባሃልቲ

  • @miliondesale4625
    @miliondesale46255 жыл бұрын

    Btami xbuk shrah kemakum si Alo do shikornatat yehwat Ajokum Abgonkum Alena delyti fithi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @abiwedigerie9933
    @abiwedigerie99336 жыл бұрын

    Kemakum ybzhu bravotat

  • @OneLove-sh3wf
    @OneLove-sh3wf6 жыл бұрын

    'ጩራ ባንድ' ስራሕትኩም ኩሉ ጡሉል ምኽሪ ኢዩ።ኤርትራዊ ይኹን ካልእ ዜጋ ከም ናይ የማነ ባርያ ኩሉ ግዜ መዝሙር ምኽርኹም ክሰምዕ'ዩ። እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።

  • @Eri.Boy07
    @Eri.Boy074 жыл бұрын

    ጩራ ባንዳ ጩራ ፍትሕ ጩራ ሓቂ ጩራ ሰላም ጩራ ናተይ ደልይቲ ሰላም

  • @habengerezgiher1301
    @habengerezgiher13016 жыл бұрын

    ጩራ ባንድ ጩራ ሰላምን ጽንዓትን ኣጆኹም እስኪ ደቂ ኤረይ ከምቲ ንብህጎ ሰላም ክኸውን ኢዪ ጥራይ ፍቕርን ይቕረን ምብህሃል ይሃለወና እምበር ክወግሕ ኢዩ።

  • @wedimeret1913
    @wedimeret19136 жыл бұрын

    Seyyy ntahalale deki eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

Келесі