"ጨፍጫፍ ማርያም ደንገላት ንዓለም ዘቃለዐ ጅግና!"
Ойын-сауық
መሬት ዕዳጋ ሓሙስ ዘፍረየቶ ታሪኸኛ መንእሰይ ተላለዩ። ኣብ እዋን ፅንተታዊ ወራር ሰራዊት ሻዕብያ ናብ ዕዳጋ ሓሙስ ኣትዩ ካብ ህፃን ክሳብ ሽማግለ ንፁሃን ዜጋታትና ብኣልማሚት እናረሸነ ኣረመንያዊ ተግባሩ እንትፍፅም ንሱ ንህይወቱ ከይበቐቐ ብሕቡእ እናቐረፀ ይስንድ ነይሩ። ዝተረሸኑ ንፁሃን ኣራዊት ከይበልዖም እናቐበረ ሓመድ የልብሶም ነበረ። ሽምን ኣድራሻን ዝተሰውኡ ሰባት እናመዝገበን ታሴረኦም እናሓዘን መንነቶም ከተበ። ኣብ መወዳእታ ድማ ብምስሊ ዝተደገፈ ጨፍጫፍ #ማርያም #ደንገላት ንዓለም ለኻውያን ሚድያታት ብምሃብ ኣቃለዐ። እዚ መንእሰይ 'ዚ ሙሉ ፍፁም ይበሃል። ነርቭታትካ ዝነክእ መደምም ታሪኽ ከውግዐና እዩ ተኸታተሉ።
Пікірлер: 155
ጀግና. ሓውና. እንኳዕ ብሂወት ተረፍካልና ጎይታ ኣምላኽ. ዕድመን ጥዕናን የብዘሓልካ ዘሓወይ 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ኣብ ህዝብና. ዝተገበረ መስካሕኪሂ ገበን ከይርሳዕ ከይድገም 😭💔😭💔😭💔😭💔😭💔😭💔😭💔😭💔😭💔😭💔😭💔😭💔😭💔😭💔😭💔😭💔😭💔😭💔😭💔😭💔
እህህህህህህ ካብ ሕልና ዘይጠፍእ ቃንዛ ኣብ ሕቁፉ የንብርኩም ኣሕዋትና😢😢😢😢😢😢😢😢
እንኳዕ እስቲ ብሂወት ተረፍካ ማዓረይ ንኣሕዋትና ለ ኣብ ሕቅፊ ቅዱሳኑ የንብረልና ፈጣሪ😢 ዞሞጨካናት ህፃውቲ ኣሕዋተይ ምስ ናፍቆተይ ፈልዮምና እህ💔😭
እታ ጀጊና ተጋዳላይ እዝጋአቢሄር ኢኳኢ ቢሰላም አዉፀአካ❤❤❤
ዋዉ ንስካ ግን ብጣዕሚ በሊሕን ፈጣንን ሰብ ኢካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ኣይ እመአምላክ ምስ ወድኺ ፍረዲ ። ክፈርዱ ድማ ዮም ተስፋ ከይንቆርጽ ኣሕዋተይ ።
ዕድመና ጥዕና ይሃብካ ሙሉ ሓወይ 👏 ካብ ልብና ዘይሃስስ መዓልቲ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኢኹም ኣሕዋተይ 😭😭😭😭😭
Thank you so much God bless you
ንስካ እስኪ እንኳዕ ተረፍካልና እምበር ልብና ደምዩ😢😢😢😢
Welcome ጅግና ሓውና ❤❤❤🎉
እግዚአብሄር ይመስገን ጅግና ሓውና እንኳዕ ብሂወት ተረፍካልና !!ምእንታን ታሪኽ ክትሰርሕ መሪፂ አትሪፍካሎሞ ቐፅለሎ በርትዕ ዝሓወይ
Hawey ankai bhiwet terefka 🥰👏👏
ኣምላኽ ሓይሉ ፣ፅንዓቱ ኒብካ። ኣይዞኻ ብጣዕሚ ጅግና ኢኻ። ኣነስ ወሪሒ ሙሉእ ሓሚመ ተፀሊለ ናይረ። ኣነ ኣብ ሚዲያ እየ ሪኦዮ ንሳኻ ግን ብኣካል እዙኹሉ ተፃዊርኻ ከምዝይ ብምግባርኻ ብጣዕሚ ጅግና ኢኻ። ጅግና ወሊዳ ትግራይ ማለት ከምዝ ዝበለ እዩ🙏
ዝሓወይ ትግራዋይ እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ታሪኽና መስደመምዮ
You’re HERO and you survive for reason wish you long live to serve to your people and to your country I am Eritrean but you story touched my heart
This a very painful story. One thing i notice God is a witness who ever did t this evil they will pay the price. You are a hero🙏🙏🙏
ጅግና ሓውና ብሰላኩም እቲ እከይ ተግባሮም ዓለም ክትፈልጦ ይግርኩም ኢኩም ክብሪ ይግበአካ ዝሓወይ ❤❤❤ ንውሉድ ወለዶ እናተዘከርኩም ክትነብሩ ኢኩም ጀጋኑና❤🙏🙏🙏
ሙሉ ሓወይ ቃል ሲኢነልካ 😥😥💔
😢😢😢ከይርሳዕ ከይድገም😢😢😢
ጀግና .......................
ጅግናዋይ TDF
ኣጆካ ጅግና ❤❤❤❤❤😢😢😢😢
እንካዕ ብሂወት ተረፍኻ ዝሓወይ😢😢
Aeye Hezbey 😭😭😭💔💔
ኣሕሕሕሕ😭😭😭😭😭😭😭
Egziabher. Ferad. DamTigiray. ☝️😢🙏
❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
⛪ tirah zelo 🕌❤️ke
ሙሉ ወዲ ሪመይ ብጣዕሚ ጠንካራ ኢኻ እዚኩሉ ርኢኻ ዘይምፅላልካ 😢😢😢
😢😢😢😢😢😢
እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ዛሓወይ እይይይ ዝም ጨኻነተ ናይ ኢድም ይሃባም😢
😢😢😢😢😢
ጀግና ነህ አሁን ደስ የሚለው የትግራይ ጠላቶች እየተበላሉ ነው❤
❤❤❤😢😢😢
😢😢😢💔💔💔
Hero💪💛♥️
ጀግና፦ሓውናእንዃዕበሂወትተረፍካልናጎይታኣምልክዕደመንጥዕናይሃብካ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
😢😢❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
💔😭 ዘይሃስስ በሰላ
😢😢
😭😭😭💔
😢😢😢💔
Iwaiiiiiii bailikum libailikum ekum tegaru tegaru ekum tekatilikum imbey saiwya kemu ayigebiriyiiiii yehiwatina eyom ketelitina aginenayom iko
እፍፍፍፍፍ😢😢😢😢😢
😢😢😢
😭😭😭😭💔💔💔💔💔
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤ mulie telk sew
😢😢😢😢
Our hero long live mulu brother
Hashawti
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ጋዜጠኛ ሓውና ስራሕኻ ኹሉ ደስ ይብል ብሰነድ ዝስነድ ትግራይ መቸም ዘይተነገ እምበር ዘይተፈፀመ ዘይተገበረ ናይ ግፍዒ ዓይነት የለም በርትዕ። ፀጉርኻ ግን ናይ ጩዋ ፀጉሪ ተትገብራ ደስ ይብል።
ኣንኳተረፉካ
Ezom chekanat fetari baelu yfredom😢
😢😢😢❤️
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
መዘምራን እዩ ዝበዝሓል መዘሙራን ?
meles ade 🇪🇷😭
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
WOW እዚ በሰላ ጽባሕ ንግሆ ሰንካም ጸገም እዩ ከምጽእ ???
😢😢😢መት ደቅነይ ኣበዘስታወስክዎ ቁፅሪ ሓዱሽ መርድእ ይኮነኒ😢😢😢
@mabrhitberhe7846
13 күн бұрын
ኣጆኺ መዓረይ😢😢
💔💔💔💔💔💯💯💯💯😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔🖤
1998🕌⛪💔😭
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
hzbey 😭😭😭😭
😢😢ክትዛረቦስ ክቐልል😢😢😢
Ahhhhhh ahwatey mengte semay yewarskum 😢😢😢😢😢😢
😢😢😢😢💔💔💔
እንቋዕ ፈጣሪ አኽአለካ
😭😭😭😭💔
Jgna eka mulu hawey
እንኳዕ ተረፍካ ሓዉና😢😢😢😢😢😢😢
😢😢😢😢😢😢😢😢😢
አይይ ሲያዛዝኑ 😢😢😢😢😢😢😢😂😂😂😂😂😂😂
Ata ezom shaebias kinefue xeba astimini🌺🌺🌺🌺🌺 entadieka kitgebr ketema timetables nierka hasawi
@milli12354
10 күн бұрын
ፈጣሪ እዩ ዝፈርድ።።።ከምቲዘይሓሰብዎ ናብ መረበቶም ኣቲኹም ዝቐተልኩምዎም ኣምላክ ዘይሓሰብካዮ መከራን ሓዘንን ይእተውኻ☝
😭😭😭😭😭😭😭
ጨና ኣብ ቤተክርስትያን ከምዝግበር ኣይፈለጥኩን?
Hatewtew. Zerebaga asrey.
😢😢😢😢💔😭
Hasawe
እንኳዕ ተረፍካ ።
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
hezbi 🇪🇷 30 amet 😭
እንኻዕ ብሂወት ተረፍካ
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
ከይርሳዕ ከይድገም
💊💊💊💊💊💊💊💊💊😭😭😭😭😭😭😭
ታይ እሞ ከንብል ተጋሩስ ረሳዕቲ እንዲና እናኾና ሞ ሻዕብያ ሰፍ ዘይብል ግፍዒ እዩ ፈፂሙ ኣብ ልዕሌና ከይንርስዕ
@hybirdgenetic7096
15 күн бұрын
ጌኔ ክትጭፍጨፍ ኢኻ ፡ብሰላም ተዘይየዕረፍካ
@mohdnoora5601
15 күн бұрын
@@hybirdgenetic7096 ሐዚ ደኣ እታ ኣፈሙዝ ናባኻ እያ ገፃ ኣብ ቀረባ እዋን ክትሰምዕ ኢኻ መርድእ ናይ ስድራኻ
Tsienat yehabkum.
እዋይ ዘይወጽእ ስቃይይይይ
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ከይድገም ከይርሳዕ😢😢😢😢😢😢😢
Haswety hasn't qelebom