ፅቡቕ ግደ ሙሉእ መዝሙር አልበም ቁ.2 ዘማሪት ብሩክታዊት ገብረመድህን- mTsibuk Gide vol.2 Zemarit Biruktawit Gebremedhin 2024

Музыка

🌸ፅቡቕ ግደ🌸
መዝሙር ማለት ኣብ ቅድስቲ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ጸሎት፣ ምስጋና ውዳሴ ማለት እዩ። ከምቲ ኣብ ቅዱስ መጽሓፍ "ኩሉ ነፍስ ይሴብሖ ለእግዚአብሔር" "እስትንፋስ ዘለዎ ኩሉ ንእግዚአብሔር የመስግን" መዝ 150÷6 ተባሂሉ ከም ዝተጽሓፈ ዝተፈጠርናሉ ዕላማ እንዳመስገንና ናይ ክብሩ ወረስቲ ንኽንከውን ስለዝኾነ እዚ ኣልበም እውን ድሕሪ "ኦ ክብሪ ዝግበኣካ" ዝብል ቀዳማይ ኣልበመይ ዝሰራሕክዎ እንትኸውን እዚ መዝሙር እንዳዳመፅናን ሓቢርና ክነመስግንን ክነምልኽን ዝተዳለወ እዩ። ስለዚ ድማ ክቡራት ደቂ እግዚአብሔር ኣምላኽና ዝሃበና ጸጋ ናብኡ ክነቕርቦ ስለዝግበኣና ኣነ ሓፍትኹም ዘማሪት ብሩክታዊት ገብረመድህን እዚ መዝሙር ኣልበም ብናይ እግዚአብሔር ፍቓድ ናባኹም ኣቢለ ኣለኹ እሞ ድጋፍኩም ኣይፈለየኒ። "ሓዱሽ መዝሙር ዘምርሉ ብዕልልታ ኣፀቢቕኩም ቃንይሉ" መዝ 32÷3ቅዱስ
============================keyboard =========================
#ትግርኛ_መዝሙር #ተዋሕዶ #ዘማሪ #ኣክሱም #አክሱም #ትግራይ #ሚድያ #መዝሙር
#ትግርኛ_መዝሙር #ትግርኛ #2016
#mezmur_ortodox_Ethiopia #mezmur_ortodox_eritrea #eritrea_mezmur_ortodox #mezmur_ortodox #mezmur_Orthodox_ethiopia ፅቡቅ ግደ #ፅቡቅ_ግደ #eritrea_mezmur_Orthodox #new_orthodox_mezmur #Orthodox_chat #ሕዳር_ጽዮን #ህዳር_ጽዮን #TigrayOrthodox
#orthodoxmezmur @ZemaritTirhas @zemaritbruktawitgebremedhin
#tigrignamezmur #awetash fwi Tigray Mezmur Awetash Ftwi O Fetari ኣወጣሽ ፍትዊ ኦ ፈጣሪ New Tigrigna Orthodox Mezmur Eritrea orthodox/Ethiopian orthodox/Tigrinya mezmur/Amharic Mezmur/Addis Ababa/Teahdo mezmur/Debesey Mezmur/orthodox tewahido/ethiopian news/seifu on ebs/ethiopian Orthodox Church/ethiopian Orthodox Church/ethiopian Orthodox Church/ethiopian orthodox tewahedo/orthodox sibket/daniel kibret/begena mezmur/ethiopian orthodox sibket/ethiopian orthodox mezmur/ethiopian orthodox mezmur new/ethiopian orthodox mezmur mariam/eritrean music/Eritrea orthodox tewahdo/amharic Zemari Yonas Gebrekidan Zemari Bereket Tikue Zemarit Hermela
YehishoZemari Ypnas gebrekidan #Eritrea orthodox, #Ethiopian orthodox,#Tigrinyamezmur,
#Amharic Mezmur, #Addis Ababa, Teahdomezmur,
#debesey Mezmur, #orthodoxtewahido,ethiopian
news,seifu on ebs,ethiopianorthodox #Eritrea orthodox, #Ethiopian orthodox,#Tigrinya mezmur, #Amharic Mezmur, #Addis Ababa,Teahdo mezmur, #Debesey Mezmur, #orthodox tewahido,ethiopian news,seifu on ebs,ethiopian orthodox church,ethiopian orthodox tewahedo,orthodox sibket,daniel kibret,begena mezmur,ethiopian orthodox sibket,ethiopian orthodox mezmur new,eritrean music,Eritrea orthodox tewahdo,amharic mezmur,eritrea orthodox tewahdo,bereket tikue,keyari tarikey,bereket tikue mezmur
#tewahido church #tigray #zemari bereket tikue #eritrean mezmur 2021 #new tigrinya mezmur
Eritrea orthodox tewahdo
eritrean music
ethiopian orthodox mezmur mariam
ethiopian orthodox mezmur new
ethiopian orthodox mezmur
ethiopian orthodox sibket
tewahido church
ethiopian orthodox church
seifu on ebs
ethiopian news
orthodox tewahido
Debesey Mezmur
Teahdo mezmur
Addis Ababa
Amharic Mezmur
Tigrinya mezmur
Ethiopian orthodox
Eritrea orthodox
eritrean music
Eritrea orthodox tewahdo
ethiopian orthodox sibket
begena mezmur
daniel kibret
orthodox sibket
#ethiopian orthodox tewahedo
ethiopian orthodox church
seifu on ebs
ethiopian news
#orthodox tewahido
Addis Ababa
Amharic Mezmur
Tigrinya mezmur
#Ethiopian orthodox
#Eritrea orthodox
Hidmona
new eritrean movie 2020
#Debesey Mezmur
ethiopian orthodox mezmur mariam
ethiopian orthodox mezmur
Teahdo mezmur
music eritrea
eritrea music
comedy of eritrea
eritrea comedy
hidmona comedy
warwarta
eritrean film
eritrean movie 2020
eritrean music 2020
eritrean comedy
eritrean movie
eritrean film 2020
best eritrean film 2020
New eritrean comedy 2020
ethiopian orthodox mezmur new
Bereket
eritrea orthodox tewahdo
ethiopian orthodox tewahido
#tewahido church
amharic mezmur
Shegye Shegitu
best music
New Eritrean Music 2020
Ethiopia music
Rora
New ethiopian tigrigna
admas
Amharic
Tigray
ATA
Eritrea orthodox tewahdo/eritrean music/ethiopian orthodox mezmur mariam/ethiopian orthodox mezmur new/ethiopian orthodox mezmur/ethiopian orthodox sibket/begena mezmur/daniel kibret/orthodox sibket/ethiopian orthodox tewahido
church,ethiopian orthodoxtewahedo,orthodox
sibket,daniel kibret,begenamezmur,ethiopian
orthodox sibket,ethiopian orthodoxmezmur
new,eritrean music, Eritrea
orthodoxtewahdo,amharic mezmur,eritrea
orthodoxtewahdo,bereket tikue,keyari tarikey,bereket
tikuemezmur#tewahido church #tigray #zemari
#new tigrinya
mezmurEritrea orthodox tewahdoeritrean
musicethiopian orthodox mezmur mariamethiopian mezmur/ethiopian orthodox tewahido/ethiopian orthodox church #ግጥም #sbket #apostolic
#ኣናስታስያ #መዘምራን ዱባይ #ናይ ሕብረት መዝሙር #መዝሙር #ኦርቶዶክስ_ተዋህዶ_መጽሐፍ_ትንተና #ኦርቶዶክሳዊ #ስብከት #ትንሳኤ መዝሙር #ልደት መዝሙር #ግጥም #መዝሙር #ተዋህዶ #ኦርቶዶክስ_መዝሙር #ኦርቶዶክስተዋህዶ #ኦርቶዶክስተዋህዶ #ስብከት #ኦርቶዶክስ_መጽሐፍ_በድምጽ #ethiopia orthodox #tigrignamezmur #tewahdo #tewahdomezmur #begena #apostolic #sibket #nsha #mezmur tewahdo #mezmur #orthodox #tewahdo #eritrea #sbket #orthodox_mezmur_lyrics #media #tigrigna #2022 mezmur #2023 new mezmur #sibket tewahdo #mezmur orthodox #Tewodrosyosief #ዘመን #zemen #ዝማሬ #zmare #2016 #ዲ/ን ኣማኑኤል #መር ዕርዶም ዑ/ሚካኤል # ዲ/ን ዓንደብርሃን #ዘተ #ትግርኛ_መዝሙር
#ናዝዝኒ #መርድእ #ትግርኛ_መዝሙር

Пікірлер: 852

  • @gdvjuf4067
    @gdvjuf40673 ай бұрын

    ደቃ ተዋህዶ ኣበይ ኣለና 👍ሸር እናበልና ❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ክብርቲ ሓፍትና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ እግዚኣብሄር ይባርከልኪ ኣሜን 🙏❤💘❤

  • @zemaritbruktawitgebremedhin

    @zemaritbruktawitgebremedhin

    3 ай бұрын

    ኣሜን የኽብረለይ

  • @KalebTesfay-ed7gi

    @KalebTesfay-ed7gi

    2 ай бұрын

    የሕዋት ህድእ እሞ ንበል: ነስተውዕል #እዚ ካብ ናይ ተዋህዶ ሃይማኖት ዝወጸ ግጥምን ዜማታትን ናይ ኤርትራውያን ተጋሩ ኣብ ኢትዮጵያ ዘለው ስለምንታይ ብሓደ ሰብ(ዲያቆን ነጋ) ይከውን። (እታ ሓንቲ ናይ ድንግል ማርያም ዝኣተወት መዝሙር ከማን ካልእ እዮ ገጣሚኣ)። #ካልኣይ ስለ ስለምንትይ ካብ ኢየሱስ የማልድ እዪ ፣ ድንግል ማርያም ጥንተ ኣቡሶ ኣለዋ፣ ያሬዳዊ ዜማ ኣይንቅበልን፣ካብ ዝብሉ ንናይ ሰሜን ኣሜሪካ ተሓድሶ ምንቅስቃስ ግጥምን ዜማን ትቅበሊ።እግዚኣብሄር ኣምላክ ጽባሕ ከይሓተና ነቶም ቆርበት በጊዕ ተካሉ ካብ ሕጂ ንንቀሓሎም።

  • @barakiyotala5671

    @barakiyotala5671

    2 ай бұрын

    Yethasasbena alo

  • @semiratek

    @semiratek

    22 күн бұрын

    ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባረኽ ሓፍትና ብመዝሙርኪ ስለተዕብይና

  • @FirewyniGebreyohanes
    @FirewyniGebreyohanes3 ай бұрын

    አቲ ማይ ዒላ ኣይኮነን ጽምአይ ዘተርከሰ አቲማይ ሂወት አዩ ንዓይ ዝፈወሰ 💔👸👸👑👑

  • @Gog-ok3ly
    @Gog-ok3ly3 ай бұрын

    በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣኃዱ ኣምላክ ኣሜን፫ በየናይ ቃላት በየናይ ቛንቛ ክገልጾ ምሕረቱ ብፍቅሩ ንልበይ ቢሒቱ እየሱስ ገይረኒ እዩ ናቱ 🙏❤️🙏 እቲ ማይ ዒላ ኣይኮነን ፪ ጽምአይ ዘተርከሰ እቲ ማይ ሂወት ዩ ንዓይ ዝፈወሰ እየሱስ ዩ ንሱ ነብሰይ ዝረኸባ ብዘይውዳእ ምሕረትናብ ጽድቂ ዝስሓባ 🙏❤️🙏 ብድኻም ንሰባት /ኣይፍንፍንን ንሱ /፪ ምድሓን ናይ ነፍሳት ዩ ንዕኡስ ሓጎሱ ንዓይ ንኽደሊ መጺኡ ንበይኑ ሪኣቶ ያ ነፍሰይ ነቲዓቢ ምድሓኑ 🙏❤️🙏 ነቲ ምረት ልበይ ሕልኽላኽ ናይ ቤተይ ሕልኽላኽ ናይ ውሽጠይ ኩሉ ነጊሩኒ ዘርዚሩ ታሪኸይ ሰላሙ ሂብኒ ሰኸመይ ኣራጊፉ ዳግም ሰሪሕኒ ልበይ ብእኡ ኣዕሪፉ ወስብሃት ለእግዚአብሔር ይኩን🙏

  • @BetelihemFisseha-ow2mk

    @BetelihemFisseha-ow2mk

    Ай бұрын

    😢

  • @user-fr2bh4vv5z
    @user-fr2bh4vv5z2 ай бұрын

    ❤በየናይ ቃላት በየናይ ቋንቋ ክገልጾ ምሕረቱ(2) ብፍቅሩ ንልበይ ብሒቱ ኢየሱስ ጌሩኒ'ዩ ናቱ(2)👏👏🙏

  • @Gog-ok3ly
    @Gog-ok3ly3 ай бұрын

    23:47 በየናይ ቃላት በየናይ ቛንቛ ክገልጾ ምሕረቱ ብፍቅሩ ንልበይ ቢሒቱ እየሱስ ገይረኒ እዩ ናቱ

  • @semenawit8438

    @semenawit8438

    3 ай бұрын

    ​@@maramey3443' Malet ??

  • @afomiyamicheal9031

    @afomiyamicheal9031

    3 ай бұрын

    Mleti eba xhafeley eza mezmur beyenay kalat tbl please

  • @Gog-ok3ly

    @Gog-ok3ly

    3 ай бұрын

    ​​በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣኃዱ ኣምላክ ኣሜን፫ በየናይ ቃላት በየናይ ቛንቛ ክገልጾ ምሕረቱ ብፍቅሩ ንልበይ ቢሒቱ እየሱስ ገይረኒ እዩ ናቱ 🙏❤️🙏 እቲ ማይ ዒላ /ኣይኮነን /፪ ጽምአይ ዘተርከሰ እቲ ማይ ሂወት ዩ ንዓይ ዝፈወሰ እየሱስ ዩ ንሱ ነብሰይ ዝረኸባ ብዘይውዳእ ምሕረትናብ ጽድቂ ዝስሓባ 🙏❤️🙏 ብድኻም ንሰባት /ኣይፍንፍንን ንሱ /፪ ምድሓን ናይ ነፍሳት ዩ ንዕኡስ ሓጎሱ ንዓይ ንኽደሊ መጺኡ ንበይኑ ሪኣቶ ያ ነፍሰይ ነቲዓቢ ምድሓኑ 🙏❤️🙏 ነቲ ምረት ልበይ ሕልኽላኽ ናይ ቤተይ ሕልኽላኽ ናይ ውሽጠይ ኩሉ ነጊሩኒ ዘርዚሩ ታሪኸይ ሰላሙ ሂብኒ ሰኸመይ ኣራጊፉ ዳግም ሰሪሕኒ ልበይ ብእኡ ኣዕሪፉ ወስብሃት ለእግዚአብሔር ይኩን🙏​@@afomiyamicheal9031

  • @hintsetyoutube

    @hintsetyoutube

    3 ай бұрын

    zamer melakt yasimlk a❤❤❤

  • @user-st7ls2rq3o

    @user-st7ls2rq3o

    3 ай бұрын

  • @SelamGebray-td9np
    @SelamGebray-td9np3 ай бұрын

    zemen hiwetki ybar ❤❤❤

  • @user-fr3ee3sc3j
    @user-fr3ee3sc3j3 ай бұрын

    ደቂ ተዋህዶ ንዑ ጥዑም መዝሙር ሰምዑ

  • @ruftalbeyekimaryam1414
    @ruftalbeyekimaryam14143 ай бұрын

    እትኳ ራሲዑኒዩ ኢለ ከጉረምርም እትኳ ጠንጢ ንንዩ ኢለ ክሓዝን ንድኻመይ ከይተዓዘብከካ ንነገረይ ፈጺምካ ኣፈይ ኣትሒ ዝካኒ ኣርኢ ኻኒ ሕያውነትካ❤❤❤❤❤❤

  • @alsagebremedhin3020
    @alsagebremedhin30203 ай бұрын

    በየናይ ቃላት ቀየናይ ቋንቋ ክገልፆ ምሕረቱ ብፉቁሩ ንለቀየሰ ቢሒቱ ኢየሱስ ገሩኒ እዩ ናቱ እቲ ማይ ዒላ ኣይኮነን ፅምአይ ዘተረኸሰ እቲ ማይ ሂወት ዩ ፅመአይ ዝፈወሰ ኢየሱስ እዩ ንሱ ነፈሰይ ዝረኸባ ብዘይ ዉዳእ ምሕረቱ ናብ ጽድቂ ዝሰሓባ😢 ንድኻም ናይ ሰባት ኣይፍንፍንን ንሱ ምድሓን ነፍሳት ዩ ንኡኡ ሓጎሱ ንኣይ ንኽደሊ መጽእ ንበይኑ😢 እቲ ምረት ናይልበይ ሕልኽላኽ ናይ ዉሽጠይ ዘረዚሩ ነጊሩኒ ታሪኸይ ሰኽመይ ኣራጊፉ ሰላሙ ሂቡነ ዳግም ሰሪሑኒ ልበይ ቡኡኡ ዓሪፉ ኣዙዩ ጥዑሙ መዝሙር ብርኽታዊተይ ጸጋ ካብዚ ብላዕሊ የብዘሐልኺ ተባረኽልና ❤❤❤

  • @zemaritbruktawitgebremedhin

    @zemaritbruktawitgebremedhin

    3 ай бұрын

    ኣሜን

  • @bemnetnkhu5423
    @bemnetnkhu54233 ай бұрын

    እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልኪ ሓፍተይ ጥዑም ዝማሬ

  • @zemaritbruktawitgebremedhin

    @zemaritbruktawitgebremedhin

    3 ай бұрын

    ኣሜን የኽብረለይ

  • @KalebTesfay-ed7gi

    @KalebTesfay-ed7gi

    2 ай бұрын

    የሕዋት ህድእ እሞ ንበል: ነስተውዕል #እዚ ካብ ናይ ተዋህዶ ሃይማኖት ዝወጸ ግጥምን ዜማታትን ናይ ኤርትራውያን ተጋሩ ኣብ ኢትዮጵያ ዘለው ስለምንታይ ብሓደ ሰብ(ዲያቆን ነጋ) ይከውን። (እታ ሓንቲ ናይ ድንግል ማርያም ዝኣተወት መዝሙር ከማን ካልእ እዮ ገጣሚኣ)። #ካልኣይ ስለ ስለምንትይ ካብ ኢየሱስ የማልድ እዪ ፣ ድንግል ማርያም ጥንተ ኣቡሶ ኣለዋ፣ ያሬዳዊ ዜማ ኣይንቅበልን፣ካብ ዝብሉ ንናይ ሰሜን ኣሜሪካ ተሓድሶ ምንቅስቃስ ግጥምን ዜማን ትቅበሊ።እግዚኣብሄር ኣምላክ ጽባሕ ከይሓተና ነቶም ቆርበት በጊዕ ዝተከድንኑ ተካሉ ካብ ሕጂ ንንቀሓሎም።

  • @user-hj5tt9pz3p
    @user-hj5tt9pz3p3 ай бұрын

    ብጉጉት ዝፅበያ ዝነበርኩ ተመስገ ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐልና ፈጣሪ ክብርቲ ሓፍተይ ፀጉኡ የብዝሐልኪ ትሉዑል ኣምላኽ💒🙏🙏🙏💗💗💐

  • @mulueokubay5478
    @mulueokubay54783 ай бұрын

    በየናይ ቃላት ክገልጾ ትምሕረቱ ኢዮሱስ ገሪኒ ኢዩ ናቱ ❤💒💒💒🙏🙏🙏🙏 ኣምላኽ ንበረኸት ይግበርኪ ኣቤቱ የንብርኪ

  • @zemaritbruktawitgebremedhin

    @zemaritbruktawitgebremedhin

    3 ай бұрын

    ኣሜን

  • @miklidmikilidsuak8242

    @miklidmikilidsuak8242

    3 ай бұрын

    በየናይ ቃላት በየናይ ቃላት በየናይ ቋንቋ ክገልጾ ምሕረቱ ብፍቕሩ ንልበይ ብሒቱ ኢየሱስ ጌሩኒ ዩ ናቱ እቲ ማይ ዒላ ኣይኮነን(2) ጽምአይ ዘተርከሰ እቲ ማይ ሂወት ዩ ንዓይ ዝፈወሰ ኢየሱስ ዩ ንሱ ነፍሰይ ዝረኸባ ብዘይውዳእ ምሕረት ናብ ጽድቂ ዝሰሓባ በየናይ ቃላት ( ኣዝ ) ብድኻም ንሰባት ኣይፍንፍንን ንሱ (2) ምድሓን ናይ ነፍሳት ዩ ንዕኡ ሓጎሱ ንዓይ ንኽደሊ መጺኡ ንበይኑ ሪኣቶ ያ ነብሰይ ነቲ ዓቢ ምድሓኑ በየናይ ቃላት ( ኣዝ ) ነቲ ምረትልበይ ሕልኽላኽ ናይቤተይ(2) ውሽጠይ ኩሉ ነጊሩኒ ዘርዚሩ ታሪኸይ ሰላሙ ሂቡኒ ሰኽመይ ኣራጊፋ ዳግም ሰሪሑኒ ልበይ ብእኡ ዓሪፋ በየናይ ቃላት ( ኣዝ ) ግጥምን ዜማን ዘማሪ ድያቆን ነጋ ግርማይ

  • @user-sl3rm3vh1o

    @user-sl3rm3vh1o

    2 ай бұрын

    በየናይ ቃላት ክገልጾ ትምሕረቱ እየሱስ ገይሩ ኒ እዮ❤ናቱ❤ኣምላኽ ንበረኸት❤ኩኒ አብ ቤቱ የንብሪኪ❤❤❤

  • @user-gk8mo4eg3y
    @user-gk8mo4eg3y3 ай бұрын

    እልልልልልል ዝማሬ መላኣክቲ የስመዐልና🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Sara-ro8os
    @Sara-ro8os3 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዓልና ክብርቲ ሓፍትና ፀጉኢ የብዘሓልኪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉😘😘😘👏👏❤❤❤❤💚

  • @zemaritbruktawitgebremedhin

    @zemaritbruktawitgebremedhin

    3 ай бұрын

    ኣሜን

  • @enate-
    @enate-3 ай бұрын

    ኣሰይ ዕልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ደስ ዝብል ልብካ ዘርግእ መዝሙር ምስ ዘማሪ በረከት ቱኩእ ዋላ ግዜ ይዉሰድ ሓንቲ ክትሰርሑልና ጸሎተይ ጀሚረ ኣለኩ ካብ ሎሚ ትዝምርዎ መዝሙር ንኩሉ ሰብ ቀይሩ ኢዩ

  • @semenawit8438
    @semenawit84383 ай бұрын

    Sher like geberuta

  • @Gog-ok3ly
    @Gog-ok3ly2 ай бұрын

    በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣኃዱ ኣምላክ ኣሜን፫ ኣለኩ ኣነስ ብፍቅሩ እካፈል ካብ ዓብይ ክብሩ ጸግኡ እዩ በዚሑለይ ብእኡ እዩ ጸኒዑ ሓይለይ(2) 🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊 ምሳይ ተዘይነብር እቲ ተዋጋኢ መን ኮን መድሓነኒ ካብ ሕሱም ጸላኢ ነድሪ ቁጥዕኡ ኣባይ ምስ ፈሰሰ ንሱ ንድዩ ብቕጽበት ቁስለይ ዝፈወሰ ምሳይ ዩ ቲ ሓያል ጅግና ነብሰይ ካብ ክፉእ ዘድሓና ስለ ስሙ ኣናጊፉኒ ናብ ዕረፍቱ ኣእትዩኒ 🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊 ከም ሽደን ኣንበሳ ብግርማ ከሊሉ አብ ዝቃወሙኒ ቅልጽሙ ኣልዒሉ ደጌታት ጸላእተይ ብሓይሉ ኣውሪሱኒ ካብ ዓወት ናብ ዓወት ኣሰጋጊሩኒ ቀቅድመይ ንሱ ሓሊፉ ብየማነይቱ ደጊፉ ኣእጋረይ ከየንደልህጻ ኣሕሊፉኒ, ድዩ ካብ ቃጻ 🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊 መንገዲ ኣለዎ አብ ባሕሪ እግዚአብሔር ንዓይ,ዘድሕነሉ,ዘይብጻሕ ዘይምርመር ናይ ኣኽራን,ኣምላኽዩ,ጥራይ,ዝብል መንዩ አብ ቀላጥ ጎላጉል ዕርዲ ኮይኑኒ ድዩ ኩምራታት በረድ ኣዝኒቡ ልቦም ብፍርሒ ሰሊቡ ከም ሑጻ አብ ምድሪ ዘሪዎም ካባይ ቅልጡፍ ኣርሒቅዎም

  • @dnglmaryamadey
    @dnglmaryamadey3 ай бұрын

    ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዛሓልኪ ብርቱዋይ ጡዑም አዕፅምቲ ዘጥልል መዝሙር 🥰👏

  • @zemaritbruktawitgebremedhin

    @zemaritbruktawitgebremedhin

    3 ай бұрын

    ኣሜን

  • @Hlifit
    @Hlifit3 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መልአክቲ የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና🥰😘 አብዚሐ እየ ዝፈትወኪ🥰😘 በየናይ ቃላት በየናታይ ቋንቋ ክገልጾ ምሕረቱ🙏🥺🥰

  • @zemaritbruktawitgebremedhin

    @zemaritbruktawitgebremedhin

    3 ай бұрын

    ኣሜን

  • @user-kf6fm2mr6z
    @user-kf6fm2mr6z3 ай бұрын

    ትስኣለኒ ኣብ ዓይነይ ቅጭል ይብለኒ ውዕለትካ… ደግምስ ንድሕርት ኣይጥምትን😢❤❤❤❤❤❤

  • @tsaedeyhailu6087
    @tsaedeyhailu60873 ай бұрын

    ዘማሬ መልኣክ የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልኪ❤❤❤❤❤

  • @zemaritbruktawitgebremedhin

    @zemaritbruktawitgebremedhin

    3 ай бұрын

    ኣሜን

  • @user-cr3dd6hb8g
    @user-cr3dd6hb8g3 ай бұрын

    ዝማራ መለኣክት የስመዐልና መዓረይ 💕🙏💕

  • @zemaritbruktawitgebremedhin

    @zemaritbruktawitgebremedhin

    3 ай бұрын

    ኣሜን

  • @user-ze7zq9fu6z
    @user-ze7zq9fu6z3 ай бұрын

    አሜንንንንንን,(3)❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Selasea
    @Selasea3 ай бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብርተይ🙏🙏🙏❤❤❤

  • @zemaritbruktawitgebremedhin

    @zemaritbruktawitgebremedhin

    3 ай бұрын

    ኣሜን

  • @user-pr2mi7pz4e
    @user-pr2mi7pz4e3 ай бұрын

    ተመስገን ብሃንቀዉታ እንፅበዮ ዝነበርና መዛሙር🤲🌿

  • @user-sy1ik5nu1i
    @user-sy1ik5nu1i3 ай бұрын

    ኣሜን(3) ዝማሬ መላኣክት የሰመዕለና❤❤❤

  • @user-ww9xb7yf9l
    @user-ww9xb7yf9l3 ай бұрын

    ዝማሬ መላእክት የሥመዐልና ክብረተይ ❤❤❤

  • @user-ng6kf6kb8o
    @user-ng6kf6kb8o3 ай бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍተይ

  • @user-km3qr7ni4q
    @user-km3qr7ni4q3 ай бұрын

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ዘማሪት ብርክታዊት ❤❤❤❤❤❤

  • @zemaritbruktawitgebremedhin

    @zemaritbruktawitgebremedhin

    3 ай бұрын

    ኣሜን

  • @csefdefgf3229
    @csefdefgf32293 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና❤❤❤

  • @zemaritbruktawitgebremedhin

    @zemaritbruktawitgebremedhin

    3 ай бұрын

    ኣሜን

  • @merhawitkidanemariam3617
    @merhawitkidanemariam36173 ай бұрын

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ❤❤❤

  • @user-jw3dl1cz4c
    @user-jw3dl1cz4c3 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣኽቲ የስመዐልና ፍትውተይ 🙏

  • @zemaritbruktawitgebremedhin

    @zemaritbruktawitgebremedhin

    3 ай бұрын

    ኣሜን

  • @FedFeed-kh8by
    @FedFeed-kh8by3 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ብርትካን እግዚአብሔር ናይ አገልግሎት ዘመንኪ ይባረክ ዝያዳይ❤❤❤❤ ተመስገን አማላኬ ደስ ዝብል መዝሙር ተዋህዶ ንዘልአለም ትንበር❤❤🎉

  • @fiyorgezae1207
    @fiyorgezae12073 ай бұрын

    ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ሓፍተይ ጸጉኡ የብዛሓልኺ🙏🙏🙏😍😍😘😍😘❤❤❤❤❤🙏😍😘😘😘😘😘😘❤😍😘😍😘

  • @NgstiTigraweyti-dz3cd
    @NgstiTigraweyti-dz3cd3 ай бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘልኪ ክብርቲ ሓፍትና

  • @zemaritbruktawitgebremedhin

    @zemaritbruktawitgebremedhin

    3 ай бұрын

    ኣሜን

  • @meri.Tgraweyti
    @meri.Tgraweyti3 ай бұрын

    ዝማሬ መላእኽቲ የስመዕልና ሓፍትና ናዘመርኺ የንብርኺ

  • @user-pv4yl6ty6m
    @user-pv4yl6ty6m3 ай бұрын

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ክብርቲ ሓፍተይ❤

  • @user-cr1ti2rr4t
    @user-cr1ti2rr4t3 ай бұрын

    በየናይ ቃላት እትብል ብንጽል ተልያ እባ ሊንክ ስደዱልይ 🙏

  • @miklidmikilidsuak8242

    @miklidmikilidsuak8242

    3 ай бұрын

    በየናይ ቃላት በየናይ ቃላት በየናይ ቋንቋ ክገልጾ ምሕረቱ ብፍቕሩ ንልበይ ብሒቱ ኢየሱስ ጌሩኒ ዩ ናቱ እቲ ማይ ዒላ ኣይኮነን(2) ጽምአይ ዘተርከሰ እቲ ማይ ሂወት ዩ ንዓይ ዝፈወሰ ኢየሱስ ዩ ንሱ ነፍሰይ ዝረኸባ ብዘይውዳእ ምሕረት ናብ ጽድቂ ዝሰሓባ በየናይ ቃላት ( ኣዝ ) ብድኻም ንሰባት ኣይፍንፍንን ንሱ (2) ምድሓን ናይ ነፍሳት ዩ ንዕኡ ሓጎሱ ንዓይ ንኽደሊ መጺኡ ንበይኑ ሪኣቶ ያ ነብሰይ ነቲ ዓቢ ምድሓኑ በየናይ ቃላት ( ኣዝ ) ነቲ ምረትልበይ ሕልኽላኽ ናይቤተይ(2) ውሽጠይ ኩሉ ነጊሩኒ ዘርዚሩ ታሪኸይ ሰላሙ ሂቡኒ ሰኽመይ ኣራጊፋ ዳግም ሰሪሑኒ ልበይ ብእኡ ዓሪፋ በየናይ ቃላት ( ኣዝ ) ግጥምን ዜማን ዘማሪ ድያቆን ነጋ ግርማይ

  • @zemaritbruktawitgebremedhin

    @zemaritbruktawitgebremedhin

    2 ай бұрын

    kzread.info/dash/bejne/gmWls6drYqvPlbg.htmlsi=QT1pDP9QFsC0pFpT

  • @akberettesfamichael5946

    @akberettesfamichael5946

    Ай бұрын

    kzread.info/dash/bejne/gmWls6drYqvPlbg.htmlsi=A0zlb6Blq33Ok49e

  • @user-qv9pe4ow6g
    @user-qv9pe4ow6g3 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክትን የሰመዐልና❤❤👏👏👏❤

  • @zemaritbruktawitgebremedhin

    @zemaritbruktawitgebremedhin

    3 ай бұрын

    ኣሜን

  • @user-lz3qi8ei3g
    @user-lz3qi8ei3g3 ай бұрын

    ቃለ ህይወት የሰመዐልና ክብርቲ ሓፍትና❤❤👏👏

  • @feventesfamichael
    @feventesfamichael3 ай бұрын

    Amennn zmarie melaeikt yesmealna zhaftey btaemi teumat mezamur asmiekna Amlak xegeu yzbzehalkum🌿🌿🌹🌿🙏🙏🙏🌿🌹🌿❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @dnglmaryameyarfutalbey1494
    @dnglmaryameyarfutalbey14943 ай бұрын

    ብሃንቀውታ ክፅበዮ ልቀነኹ ዝማሬ ዝማሬ መልአክት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኺ እግዚአብሔር አምላክ ብርክተይ ኣሰይ ክንደይ ደስ ይብል ዝማሬኺ አብ ቤቱ የንብርኺ ፍትውተይይይይይይ❤❤❤ እዚ ዝማሬ ሰሚዕና ንህይወት ንቅድስና ይግበረልና🙏❤❤

  • @zemaritbruktawitgebremedhin

    @zemaritbruktawitgebremedhin

    3 ай бұрын

    ኣሜን

  • @ariamalem1934
    @ariamalem19343 ай бұрын

    ዝማሬ መላእኽቲ የስምዐልና ክብርቲ ሓፍትና ጸግኡ የብዝሐልኪ

  • @zemaritbruktawitgebremedhin

    @zemaritbruktawitgebremedhin

    3 ай бұрын

    ኣሜን

  • @tweldetsegay2659
    @tweldetsegay26593 ай бұрын

    Amen amen amen ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-ki3xq5xr3r
    @user-ki3xq5xr3r3 ай бұрын

    እልልል ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ክብር አዴና ጸጋ አብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኪ አምላከ አበዊነ ❤ አምላክ ቅዱስ ፍቃዱ እንተኾይኑ ካብ ስደት ተመሊሰ ክረኽበኪ ባህጊ አለኒ 😢

  • @user-ex9yc6ch5u
    @user-ex9yc6ch5u3 ай бұрын

    አሜን ፫ ዝማሬ መላእክት የሰመዓልና ክብር ሓፍተይ🙏✝️❤

  • @user-qx7jg8me7s
    @user-qx7jg8me7s3 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ኣብ ቤቱ የፅንዕኪ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @abbeyene
    @abbeyene3 ай бұрын

    Amen❤🎉amen❤🎉amen❤🎉🎉🎉🙏🙏🙏

  • @user-fd9hg5gr4n
    @user-fd9hg5gr4n3 ай бұрын

    ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ሓፍተይ ጸጉኡ የብዛሓልኪ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏

  • @zemaritbruktawitgebremedhin

    @zemaritbruktawitgebremedhin

    3 ай бұрын

    ኣሜን

  • @user-cb3tj4fb9m
    @user-cb3tj4fb9m3 ай бұрын

    ዝማሬ መላእኽቲ የስምዕልና።ፈጣሪ ዘመንኪ ይባርኮ

  • @zemaritbruktawitgebremedhin

    @zemaritbruktawitgebremedhin

    3 ай бұрын

    ኣሜን

  • @user-xp6lp7fj2m
    @user-xp6lp7fj2m3 ай бұрын

    ባሓቂ ደስ አሉኒ ዝማሬ መላእክት የስማዓልና

  • @zemaritbruktawitgebremedhin

    @zemaritbruktawitgebremedhin

    3 ай бұрын

    ኣሜን

  • @user-rs8bd8un8y
    @user-rs8bd8un8y3 ай бұрын

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ጸጉኡ በረከቱ የብዝሓልኪ ክብርቲ ሓፍትና ብርክታዊት 🙏❤❤❤❤❤

  • @zemaritbruktawitgebremedhin

    @zemaritbruktawitgebremedhin

    3 ай бұрын

    ኣሜን የኽብረለይ

  • @sndayokidugebreazher4597
    @sndayokidugebreazher45973 ай бұрын

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ❤️❤️ ጸግኡ የብዝሐልኪ ክብርቲ ሓፊተይ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @zemaritbruktawitgebremedhin

    @zemaritbruktawitgebremedhin

    3 ай бұрын

    ኣሜን የኽብረለይ

  • @user-kk7kh3ew1b
    @user-kk7kh3ew1b3 ай бұрын

    ዝማሬ መላኣክ ይሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር ኣምላክ ናዘመርኪ የንብርኪ ምቅርተይ

  • @zemaritbruktawitgebremedhin

    @zemaritbruktawitgebremedhin

    3 ай бұрын

    ኣሜን

  • @user-jh5xg8nq1r
    @user-jh5xg8nq1r3 ай бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኪ ክብርተይ❤

  • @zemaritbruktawitgebremedhin

    @zemaritbruktawitgebremedhin

    3 ай бұрын

    ኣሜን

  • @user-li3bo1on3z
    @user-li3bo1on3z3 ай бұрын

    ኣብኩሉ ዘመንኪ ተባረኪ : በየናይ ቃንቃ ክገልፆ ምሕረቱ !!!

  • @zemaritbruktawitgebremedhin

    @zemaritbruktawitgebremedhin

    3 ай бұрын

    ኣሜን

  • @user-kg7se4qf5c
    @user-kg7se4qf5c3 ай бұрын

    አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ብርክተይ ፀግኡ የብዘሐልኪ ዛወለላይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @zemaritbruktawitgebremedhin

    @zemaritbruktawitgebremedhin

    3 ай бұрын

    ኣሜን የኽብረለይ

  • @tsigeweldu4812
    @tsigeweldu48123 ай бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀግኡ በረከቱ የብዘሓልክይ እግዚአብሔር አምላክ❤

  • @zemaritbruktawitgebremedhin

    @zemaritbruktawitgebremedhin

    3 ай бұрын

    ኣሜን

  • @alambrhane9305
    @alambrhane93053 ай бұрын

    Amen amen amen zimare kale hiwet yesmeelna zehaftey natey ❤️ 🙏🏾 🥰 tegueu yebzeheley ❤️ 🙏🏾

  • @zemaritbruktawitgebremedhin

    @zemaritbruktawitgebremedhin

    3 ай бұрын

    ኣሜን

  • @user-dn9ej4js6h
    @user-dn9ej4js6h3 ай бұрын

    ❤ዝማረ❤መላእክቲ ❤የስዓልና❤ብርክታዊተይ እግዚአብሔር ናይ አገልጉለትኪ ዘመን ይባርክ

  • @user-fi4mj5nn8w
    @user-fi4mj5nn8w3 ай бұрын

    ኣሜን ጸጉኡ የብዛሓልኪ ዝሓብተይ ኣለና ንሕናስ ቡፍቁሩ ደስ ዘብል ዝማሬ ስመዕኻዮ ዘይምኖ

  • @user-rt3ho1tv7c
    @user-rt3ho1tv7c3 ай бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኪ ክብርቲ ሓፍትና❤

  • @user-pm2ul5pg1r
    @user-pm2ul5pg1r3 ай бұрын

    አሜን ዝማር መላእክቲ የስመዓልና ጎይታ ወሲኩ ጸግኡ የብዝሓልኪ👏💟💟

  • @zemaritbruktawitgebremedhin

    @zemaritbruktawitgebremedhin

    3 ай бұрын

    ኣሜን የኽብረለይ

  • @ft-zl7tz
    @ft-zl7tz3 ай бұрын

    ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባርኽ❤❤❤

  • @zemaritbruktawitgebremedhin

    @zemaritbruktawitgebremedhin

    3 ай бұрын

    ኣሜን

  • @malenebeyena4229
    @malenebeyena42293 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና።ጸጉኡ የብዝሓልኪ ክብርቲ ሓፍተይ

  • @soshitube7215
    @soshitube72153 ай бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀግኡ የብዝሐልኪ ብርክታዊተይ ዝፍትወኪ💞💞💞🙏

  • @user-vu4hb4dx3x
    @user-vu4hb4dx3x3 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜንዝማሬ መላእክቲ የሰመዐና ክብርቲ ሓፍተይይ❤❤❤❤

  • @SamuelMehariBerihu
    @SamuelMehariBerihu3 ай бұрын

    ብትፅቢት ዝፅበዮ ዝነበረ ኣልበም ፀጋ እግዚኣብሔር ይብዝሓልኪ 🙏🙏🙏

  • @DanielTsegay
    @DanielTsegay3 ай бұрын

    ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ይብዘሐልኪ። ንስኺ በረከትና ኢኺ ፡ ዝማሬኺ ጎይታ ዝኸብረሉ፣ ሰብ ዝባረኸሉ ይግበረልኪ

  • @zemaritbruktawitgebremedhin

    @zemaritbruktawitgebremedhin

    3 ай бұрын

    ኣሜን ዝሓወይ

  • @letushgaltigray2022
    @letushgaltigray20223 ай бұрын

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዐና ክብርቲ ሓፍትና ፀግኡ የብዘሐልኪ ❤

  • @user-kf6fm2mr6z
    @user-kf6fm2mr6z3 ай бұрын

    ዝማሬ መላኣክቲ የስመዐና ዘማሪት ብርክቲዊት ሓፍትና ፀጉኡ የብዝሐልኪ ብሓቂ ልብካ ዝማርክ መዝሙራት❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @zemaritbruktawitgebremedhin

    @zemaritbruktawitgebremedhin

    3 ай бұрын

    ኣሜን

  • @mehretweldyowhanesyemane3768
    @mehretweldyowhanesyemane3768Ай бұрын

    ዝማረ መላአክቲ የስማዓልና ክብርቲ ሓፍትና።❤❤❤

  • @user-yr3jj8es4u
    @user-yr3jj8es4u3 ай бұрын

    አሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ❤❤❤❤❤

  • @temesgenGslasie-wr1uh
    @temesgenGslasie-wr1uh3 ай бұрын

    መዝሙርኺ ብጣዕሚ ልቢ ዝምስጥ ። ኾይኑ ግና ብ single ምሰደድኽልና ፅቡቅ ነይሩ ንዓና ። ናፈለና ንምስማዕ

  • @zemaritbruktawitgebremedhin

    @zemaritbruktawitgebremedhin

    3 ай бұрын

    እሺ የኽብረለይ

  • @user-bl6pn2wx5o
    @user-bl6pn2wx5o3 ай бұрын

    Brtukan haftina egziabhier xega bereketu yhabki des zebil zmarie melakt yesmialna

  • @zemaritbruktawitgebremedhin

    @zemaritbruktawitgebremedhin

    3 ай бұрын

    ኣሜን

  • @user-bc5ib2yr4o
    @user-bc5ib2yr4o3 ай бұрын

    Elllllllll zemrya mallet yesmlna my sweet🥰🥰🥰 bermatwt sis I have no words to explain the feelings I feel when I listenit to this mezmer 🥰🥰🥰 💖💖🙏💞

  • @user-st7ls2rq3o
    @user-st7ls2rq3o3 ай бұрын

    ዝማሪየ መላእክቲ የስመዐና እግዝኣብሔር ኣምላክ ናይ ኣገልጉለት ዘመንኪ ይባርክ ክብርቲ ኣዴና🙏🙏🙏

  • @legessealemayehu
    @legessealemayehu3 ай бұрын

    ተባረኺ ዝሓፍተይ አምላኽ ናይ አገልግሎት ዘመንኪ ይባርኮ።ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐልና።አምላኽ ድኻምኪ ይርአ።

  • @zemaritbruktawitgebremedhin

    @zemaritbruktawitgebremedhin

    3 ай бұрын

    ኣሜን

  • @tirhasasefa640
    @tirhasasefa6402 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ኣሜንንንን ኣሜንንንን ኣሜንንንን ዝማሬ መላእከቲ የብዘሓልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @zemaritbruktawitgebremedhin

    @zemaritbruktawitgebremedhin

    2 ай бұрын

    ኣሜን

  • @SOLYANA434
    @SOLYANA4343 ай бұрын

    ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ብርትኳዊተይ ጸጉኡ የብዝሐልኪ ጥዕምቲ ልሳን❤🥰🥰🥰😊

  • @zemaritbruktawitgebremedhin

    @zemaritbruktawitgebremedhin

    3 ай бұрын

    ኣሜን

  • @user-qv5qn9pi9w
    @user-qv5qn9pi9w3 ай бұрын

    ኣነስ 4ተ ግዜ ደጋጊመ ሰሚዐዮ ግን ክጸግቦ ኣይከኣልኩን ቤቲዋይ ተባረኽልና❤❤❤❤❤❤

  • @user-ws7pk2sz2y
    @user-ws7pk2sz2y3 ай бұрын

    ዝማሬ መላኣክት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍቲና ❤ባዓል ጥዑም ልስን ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድልኪ እግዚአብሔር ኣምላክ🌹❤🙏

  • @zemaritbruktawitgebremedhin

    @zemaritbruktawitgebremedhin

    3 ай бұрын

    ኣሜን

  • @letebrhan783
    @letebrhan7833 ай бұрын

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዕልና ❤❤❤

  • @zemaritbruktawitgebremedhin

    @zemaritbruktawitgebremedhin

    3 ай бұрын

    ኣሜን

  • @russomhaish224
    @russomhaish2243 ай бұрын

    ብርኽ በሊ ብመዛምርትኺ ባሪኽና ብርኽቲ ሓፍተይ ዝማረ መልእኽቲ የስመልና

  • @zemaritbruktawitgebremedhin

    @zemaritbruktawitgebremedhin

    3 ай бұрын

    ኣሜን የኽብረለይ

  • @user-fg2cf4cj6p
    @user-fg2cf4cj6p3 ай бұрын

    ዝማረ መላእከት የስመዐልና

  • @user-gh2lq3cz3c
    @user-gh2lq3cz3c3 ай бұрын

    እሰይይይይይይይ ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ብርክተይ ሓፍተይ ፀጋ ኣምላክ የብዝሐልኪ እግዚአብሔር ኣብዚሑ ይባርክኺ ዓብዪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ክንደይ ደስ ዝብል መዝሙር እሰይይይ🥰🥰🥰🥰💘❤❤

  • @user-iv5ee7ic4y
    @user-iv5ee7ic4y3 ай бұрын

    ❤ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ብርክታዊተይ ሓፍተይይ እግዚአብሔር ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ይሃብኪ ናይ ኣጎልጉለትኪ ዘበን ድማ ይባርኸልኪ ዝሓፍተይ❤ ኣብ ትኸድዮ ግዕዞ ድማ እመብሃን ምሳኺ ትኹን ካብ ልቢ ዝፈትወኪ ሓወኺ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤❤❤❤❤❤ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @zemaritbruktawitgebremedhin

    @zemaritbruktawitgebremedhin

    3 ай бұрын

    ኣሜን

  • @user-yt9us4qj6o
    @user-yt9us4qj6o3 ай бұрын

    በየናይ ቃላት በየናይ ቃንቓ ክገልፆየ ምሕረቱ ፪ ብፍቅሩ ንልበይ ብሒቱ እየሱስ ገይርኒ እዩ ናቱ ዘማሪት ብርክታዊት ዝማሬ መልአክቲ የስመዐልና ናይ አገልጎሎት ዘመንክ ይባርክ ❤❤❤❤❤❤ ❤❤❤❤

  • @zemaritbruktawitgebremedhin

    @zemaritbruktawitgebremedhin

    3 ай бұрын

    ኣሜን የኽብረለይ

  • @th-kt1ru

    @th-kt1ru

    3 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @enate-

    @enate-

    3 ай бұрын

    ​@@zemaritbruktawitgebremedhinምስ ዘማሪ በረከት ቱኩእ ትፋለጡ ዶ ሓንቲ ኣልቡም ክጽበ ኢየ ዋላ ግዜ ይዉሰድ

  • @sarhs907
    @sarhs9073 ай бұрын

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ጥዑም ዝማሬ ፀግኡ በረከቱን የብዝሓልኺ🙏❤🌺

  • @zemaritbruktawitgebremedhin

    @zemaritbruktawitgebremedhin

    3 ай бұрын

    ኣሜን የኽብረለይ

  • @user-ev6xn2oi2h
    @user-ev6xn2oi2h3 ай бұрын

    ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐልና❤❤👏👏 ፀግኡ የብዘሐልኪ ክብርቲ ሓፍተይ🙏🙏🙏

  • @zemaritbruktawitgebremedhin

    @zemaritbruktawitgebremedhin

    3 ай бұрын

    ኣሜን

  • @user-zg7mc9xb4s
    @user-zg7mc9xb4s2 ай бұрын

    ❤❤❤ኣሜን ❤❤❤ኣሜን ❤❤❤ኣሜን

  • @furtunayohanes2959
    @furtunayohanes29593 ай бұрын

    🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤

  • @Wahsey21dngley
    @Wahsey21dngley3 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐና ክብርቲ ሓፍትና ኣቤ ንዘልኣለም እናዘመርኪ እናወደስኪ የንብርኪ🙏🙏🙏❤❤❤⚘⚘⚘🕊🕊🕊💒

  • @zemaritbruktawitgebremedhin

    @zemaritbruktawitgebremedhin

    3 ай бұрын

    ኣሜን የኽብረለይ

  • @user-hiwen
    @user-hiwen3 ай бұрын

    ዝማሬ መላኣክት የሰመዐልና ክብረት ሓፍትና ኣምላክ ፅግኡ ይበዘሐልኪ ❤❤

  • @zemaritbruktawitgebremedhin

    @zemaritbruktawitgebremedhin

    3 ай бұрын

    ኣሜን

  • @alemweldemicael2613
    @alemweldemicael26133 ай бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ። ፍፁም ደስ ዝብል ልቢ ዘረስረስ መዝሙር እዩ❤❤❤❤❤

  • @zemaritbruktawitgebremedhin

    @zemaritbruktawitgebremedhin

    3 ай бұрын

    ኣሜን

  • @trhasgaltewahdo9489
    @trhasgaltewahdo94893 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ብሩክታዊት ጥዑማት መዝሙር ኣለዋኺ እግዚአብሔር አምላኽ ናይ አገልግሎት ዘመንኪ ይባርኸልኪ አብ ቤቱ የፅንዕኺ ዝያዳይ ❤❤❤🥰🥰🥰🌹🌹🌹🌹✝️🙏

  • @mlien5628
    @mlien56283 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላክት የስመዓልናእግዚአብሔር አምላክ ፀጋ አብ ልዕሊ ፀጋ የብዝሓልኪ ጥዕምቲ ልሳን ዘማሪት ብርኽታዊተይ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፍጣሪ ♥️🎉🎉🎉 🎉 💝💝💝💝

  • @zemaritbruktawitgebremedhin

    @zemaritbruktawitgebremedhin

    3 ай бұрын

    ኣሜን የኽብረለይ

  • @user-bg5ck4mj9i
    @user-bg5ck4mj9i3 ай бұрын

    ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኪ ኣብ ቤቱ የንብርክ ክብርተይ❤🙏

  • @zemaritbruktawitgebremedhin

    @zemaritbruktawitgebremedhin

    3 ай бұрын

    ኣሜን

  • @semenawit8438
    @semenawit84383 ай бұрын

    Zemare Melayekt yesmelna ❤✝️🕯🕯🕯🤲 Tsega Egziabher Yabzhalki❤

  • @zemaritbruktawitgebremedhin

    @zemaritbruktawitgebremedhin

    3 ай бұрын

    ኣሜን

  • @freweyniaraya1934
    @freweyniaraya19343 ай бұрын

    ዝማሬ መላእክት የሰመዓልና ፀጋ የብዝሓልኪ ❤❤❤🙏

Келесі