ቡዳ ኣብ የእምሮኻ'ዩ ዝፍጠር

Join this channel to get access to perks:
/ @meronsat7665
@DEHAY TV @ZENATIGRIGNA @zarafltet @solomedia9376 @AlenaWaltaHager @fnanappinfotech @DrSharonWoldu @neshnesh_show @EriOneTouchEntertainment @MahdernaEntertainment @MahderPro @zomaychannel @erisat @eritv @meronsat

Пікірлер: 124

  • @fxumkidane1387
    @fxumkidane13873 ай бұрын

    ጽቡቅ ኣለኻ ሜሪ ቡዳ ካብ ሓሳብና እዩ ዝብገስ ድሕሪ ሓሳብ ኣብ ግምሪ ይመጽእ ቡዳ የለን ኢልካ ካብ ልብኻ እንተ ኣሜንካ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ኣነ ምስክርካ ዝሕዘካ ቡዳ የለን ቡዳ ዝበሃል የለን 4 ነጥቢ

  • @user-tj6zq1ve1z
    @user-tj6zq1ve1z4 ай бұрын

    ስቅ ኢልካ እስከ ጀላዕላዕ ኣይትበል።ዘየለ ፍልስፍና ከተምጽእ ደሊካ።

  • @Azu-ETM

    @Azu-ETM

    3 ай бұрын

    Tetahizka dika

  • @maxxaddinniali468
    @maxxaddinniali4683 ай бұрын

    Yess ana win misaka alku

  • @sebyumeksebentertainment2731
    @sebyumeksebentertainment27314 ай бұрын

    ቡዳ ሓቂዩ፡ ብ ግብሪ ሪኤዮየ፡ ቅድሚ ሕጂ ይኣምን ኣይነበርኩን።

  • @selamfkri4025

    @selamfkri4025

    4 ай бұрын

    ኣይትጋገ ሃወይ ሰብ ንሰብ ኣይበልዖን ግን ንምንታይ ይመስለካ ካብ ቡዳስ ዓይኒ ጨዋ ይገድድ ይብሉ እዙይ ከኣ ሰይጣን ኣብ ዓይኒ ሰብ ሓድሩ ስለ ዝበልዕ እዩ እቲ ሰብ ግን ብዘይካ ጾምን ጸሎትን ስግደትን ክፈልጦ ኣይክእልን እዩ

  • @senaitzerea4936

    @senaitzerea4936

    4 ай бұрын

    Alo Hawei! gin may cholot fewsu

  • @Acnt12

    @Acnt12

    3 ай бұрын

    I agree

  • @okbaykflemaryam9314
    @okbaykflemaryam93144 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @geregdey-tw1dm
    @geregdey-tw1dm3 ай бұрын

    ኖ ሜሮን ኣብ ዘይቲፈልጦ ኣይትዛረብ

  • @yonnaskahsai-hk8rh
    @yonnaskahsai-hk8rh4 ай бұрын

    Meri buda alo abzi alem 2 mengstat eyen zelewa nay xelmat mengstn nay brhan mengstn mengsty Amlakn Mengsty seytanin

  • @whatabouttomorrow1990
    @whatabouttomorrow19903 ай бұрын

    እዘን ኣዋልድ ሜሪ ኣይትግፍዓየን😂❤ ቡዳ ከኣ ኣሎ ሜሪ ሱቅ ኢልካ እኮ ኣይሕመምን እዩ

  • @merhawitbeyene9344
    @merhawitbeyene93443 ай бұрын

    Duda zbehal yelen bro ab resna zeetewnayo agul emnet yu lke aleka, btewesaki belih seb eka mo qexlo ezen koleut kem beal meron gn meshelchewat yen neti natka akaydas bayta yewrdo alewa mo tinqeq dea bel abi seb qexlo eka 🙏👍

  • @esuaregay603
    @esuaregay6033 ай бұрын

    ቡዳ ይሓስካ ሓርኢ ዶርሆ ይብልዕካ😅😅😅

  • @nisri1567
    @nisri15674 ай бұрын

    ዘርባ'ያ ! ቁሩብስኪ ኣስተውዕሉን ኣገናዝቡን። ድሕረት እንታይ ዘየግብር።

  • @hubinatey1523
    @hubinatey15234 ай бұрын

    You are Right Meri ❤Bro

  • @nisri1567
    @nisri15674 ай бұрын

    ንዓይ ጥራሕ ኣይተብለኒ፡ ንኻልኦትሲ፡ ጽቡቕ ጌርካ ጫዕ ቦጫዕ ኣብሎም።

  • @TatiKahsay
    @TatiKahsay4 ай бұрын

    😂😂😂ይገርምዩ እቶም ቡዳ ሒዝዎም ዝበሃሉ ሰባት ሕክምና ከይዶም መርፍእ እንተ ተወጊኦም ይሞቱ ኢዮም ተባሂሎም በቲ ሕብረተሰብ ይኽልከሉ ኢዮም በዚ ምኽንያት ከኣ ሕማሞም ክፍዎስ ኣይክእልን ኢዩ ሜሪ ❤❤❤

  • @akberetbrhane6044
    @akberetbrhane60444 ай бұрын

    ቡዳ ዝብሀል የለን ግን አታሐሳሰባ ህዝብና ድሕረት ይሕዝን

  • @selamfkri4025

    @selamfkri4025

    4 ай бұрын

    ኣይትጋገ ሃወይ ሰብ ንሰብ ኣይበልዖን ግን ንምንታይ ይመስለካ ካብ ቡዳስ ዓይኒ ጨዋ ይገድድ ይብሉ እዙይ ከኣ ሰይጣን ኣብ ዓይኒ ሰብ ሓድሩ ስለ ዝበልዕ እዩ እቲ ሰብ ግን ብዘይካ ጾምን ጸሎትን ስግደትን ክፈልጦ ኣይክእልን እዩ

  • @danielgebrehiwet4849

    @danielgebrehiwet4849

    4 ай бұрын

    Buda zeleu seb ab baryo yflet eyu

  • @user-vn7gw5rt2c
    @user-vn7gw5rt2c3 ай бұрын

    Kkkkkk alona ane aleku biaka kijemer ye

  • @user-sh2xy1cn6z
    @user-sh2xy1cn6z4 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @user-yf6du4kv4n
    @user-yf6du4kv4n4 ай бұрын

    Wey.....gud

  • @selamfkri4025
    @selamfkri40254 ай бұрын

    ኣባውሮባ ዝሃመመት ይፈልጥ እየ

  • @user-qp1ei2fe8e
    @user-qp1ei2fe8e3 ай бұрын

    ብጣዕም እየ ዝካታትለካ ነይረ ኸዝ ትጋግኻ ቡዳ ኣሎ እዩ

  • @tesfaitecle1705
    @tesfaitecle17054 ай бұрын

    💙💙💙💙💙💙💙❤❤❤❤❤❤❤

  • @raiawet3677
    @raiawet36774 ай бұрын

    Meron nay bihaki ezen awalid yifetwaka eyen

  • @natu515
    @natu5154 ай бұрын

    ኣሎ !ሜሪ ኣብ ዘይፊልዲኪ ሎሚ ትሕምብሲ ኣለኪ

  • @user-ee4zt5cq7i
    @user-ee4zt5cq7i3 ай бұрын

    ገዛኻ ከይትልቕልቖ ከይተሓድሶ ዝኽልክለካ መንግስቲ እዩ ቡዳ :እምበር ካልእ ቡዳ የለን

  • @user-fl6xn9kj3u
    @user-fl6xn9kj3u4 ай бұрын

    omg you'r brilliant i agree with you beka anen niskan ena nekihna meri arkey

  • @viscaelbarca7796

    @viscaelbarca7796

    4 ай бұрын

    Salsaykum aleku 😅

  • @user-tp2mi4nn6y

    @user-tp2mi4nn6y

    4 ай бұрын

    ሰይጣን የለን ትብል ኣልውካ ማለት ኢዩ ወይ ድማ ሰይጣን ሲ ዓሌታዊ ኢዩ ክትብሉና ደሊኹም? በጃኹም ዘየለ ፍልስፍና ከትምጽኡ ኣይትፈትኑ ዓቕምኹም ተዛረቡ።

  • @user-bf1rv3mo1f
    @user-bf1rv3mo1f4 ай бұрын

    Miery hawey alo.

  • @rusomamare6125
    @rusomamare61254 ай бұрын

    ክክክክክ ትፍኣኻ ሜሪ ኣብ ፍቕሪ ክትእትወካ ከምትኽእል 95% ኣሎ ሜሪ ጋል ከረን

  • @teklinomassawa2270
    @teklinomassawa22704 ай бұрын

    Ayyyyy zeytfeltho eka tzareb zeleka. Mnalbat bzuh ktfelth entedelika, mexhaf kdus kemzi ybl seb entezey xeymu entezey axalitu menfesu eyu zreks, BUDA malet dma zrekese fenfes eyu. Mnalbat bzuh ktfelth entedelika rgie elka hsebelu.

  • @aaaa-dx8rz
    @aaaa-dx8rz4 ай бұрын

    😂😂😂😂😂😂 ዋይ ሜሪ😅 መሕጎል

  • @besrathagos7378
    @besrathagos73784 ай бұрын

    You are semart meron

  • @Robeltk
    @Robeltk4 ай бұрын

    ኣብ መወዳእታ ዝበልካያ ሜሪ:ቃል ብዘይ ግብሪ ግን መንግስቲ ኣምላኽ የእቱዲዩ?ማለት ኣብ ፕሎቲካ ነቲ ትኣምነሉ ተግባር ዘይብሉ ተኾይኑ ካብ ብዕራይ ጸባ ምጽባይ'ዩ::

  • @user-ez6pm4cg3q
    @user-ez6pm4cg3q4 ай бұрын

    ሜሮን! ነፋጥ! ንፋጥካ ኣጽሪ!!

  • @nahomyonas1098
    @nahomyonas10984 ай бұрын

    Ata meri fah elatka

  • @user-zy9nt1id6i
    @user-zy9nt1id6i3 ай бұрын

    Seq bel meron alewu entedy felteka 9:20 dehr deyti amnelu kenka sel dey riaka ab eriterea eka

  • @baarn5671
    @baarn56714 ай бұрын

    Nezen bzaba firi zzareba no belen keytsemiaen😊

  • @BireH-er5hs
    @BireH-er5hs4 ай бұрын

    ሜሮን ንገሮም እማ እዕርካ ሜሮን ዓርከይ

  • @e.gebremedihen9551
    @e.gebremedihen95514 ай бұрын

    ኣብ ኤሮጳውያን ሓደ ሓደ ውልቀሰባት ጸላም ድሙ መገዶም ተቆርጻቶ ሕማቅ ፋል እዩ ኢብሉ ሰብ ድላዩ ክኣምን ኢኽእል እዩ ኣብ ልዕሊ እታ ድሙን ዝኾነ ሕማቅ ተገይሩ ብሕጊ ኢሕተት እዚ ናይ ቡዳ እምነት ነቲ ሕሙም ብትኪ ዓፊንካን መርዚ ኣብሊዕካ ህይወቱ ኣብ ሓደጋ ድሕሪ ምውዳቅን ነቶም ገይሮሞ ተባሂሎም ዝተጠርጠሩ ሽሞም ምጽላምን ህይወቶም ከይተረፈ ኣብ ሓደጋ ምውዳቅን ክልተ ገበን ፈጺሙ ብዘይተሓታትነት ድላዩ ፈጺሙ ኢኸይድ እዚ ኣብ ሃገርና እዩ ኣብ ምዕቡል ሃገር ወጺኢኩም ሕጊ እንተዘይህሉ ነይሩ ካብዚ ተግባርኩም ኣይምስተቆተብኩምን መሃይምነት ሕማም እዩ

  • @akberetbrhane6044
    @akberetbrhane60444 ай бұрын

    Bud yeln

  • @tsegaygebru
    @tsegaygebru4 ай бұрын

    ሜሮን ሎሚ ምዕቡል ሰብ ምዃንካ ተረድኤ

  • @user-ez6pm4cg3q

    @user-ez6pm4cg3q

    4 ай бұрын

    ነፋጥ ሰብ ምኹኑ'ዶ!!

  • @aidahaile6735
    @aidahaile67354 ай бұрын

    Merooooo tenkkkekk ata wediiii hiwannn?????? Azennn Awaldddd awaridenanaa😏😏😏😏😏

  • @user-cc8nv2pc5l
    @user-cc8nv2pc5l4 ай бұрын

    Meri arkeyyy alo kmann ab Europe Buda

  • @e.gebremedihen9551

    @e.gebremedihen9551

    4 ай бұрын

    ከማኺ sycopats ደኣ ኣበይ ክይሰኣኑ

  • @fofoabdella5639
    @fofoabdella56394 ай бұрын

    😂😂😂😂😂❤❤❤❤

  • @user-ts5qv1fm5x
    @user-ts5qv1fm5x4 ай бұрын

    Aytgage mahresha zetbee hagoaday u zebehal buda aykonen zbehal

  • @selamfkri4025

    @selamfkri4025

    4 ай бұрын

    ኣይትጋገ ሃወይ ሰብ ንሰብ ኣይበልዖን ግን ንምንታይ ይመስለካ ካብ ቡዳስ ዓይኒ ጨዋ ይገድድ ይብሉ እዙይ ከኣ ሰይጣን ኣብ ዓይኒ ሰብ ሓድሩ ስለ ዝበልዕ እዩ እቲ ሰብ ግን ብዘይካ ጾምን ጸሎትን ስግደትን ክፈልጦ ኣይክእልን እዩ

  • @milliyonteklehimanot5641
    @milliyonteklehimanot56414 ай бұрын

    Meri gall keren aykonetn wasdeba eya ada

  • @yorusaman5095
    @yorusaman50954 ай бұрын

    Ewyyy lomis muxetat eyu iko biaynu mihretu yirayna kibre zeybilan kixlake 😢

  • @user-dg2lc8bu9b
    @user-dg2lc8bu9b3 ай бұрын

    Nay lbka keytkewn fara key bleka alo u

  • @fithawiafewerki7832
    @fithawiafewerki78324 ай бұрын

    Abbahri ms segerka etom bair zbetsu ke

  • @esseyasefaw5677
    @esseyasefaw56772 ай бұрын

    Hi

  • @baarn5671
    @baarn56714 ай бұрын

    Meron nay behaq abesa bolotika nobelo

  • @Gl.f
    @Gl.f4 ай бұрын

    ወዲ ሰብ ሰይጣናዊ ሓይሊ ተጠቒሙ ኣብ ልዕሊ ሰብ ሕማቕ ክገብር ይኽእል ኢዪ ግን ዝበዝሐ ኣብ ርእስና ንመላልሶ ፍርሕን ራዕድን ኢዩ ። ቡዳ ሒዝዎም ኢሎም ልዕሊ ዓቐን ምስ ቀጥቀጥዎምን ምስ ዓጠንዎምን ግን ኣብ ሃለፍታ ምስ ኣተዎ ስም ሰብ እንዳ ጸውዑ ዘሎን ዘየሎን ይዛረቡ።

  • @tsnataynalem3647
    @tsnataynalem36473 ай бұрын

    Meron hawey..do u believe on God..if u do u should believe on witchcraft because it's in bible

  • @tekaetesfaldet135
    @tekaetesfaldet1354 ай бұрын

    Mili shcor

  • @efremwoldegerima5894
    @efremwoldegerima58944 ай бұрын

    Merone boda eyue yehilkilom alo

  • @abiestifanos3171
    @abiestifanos31714 ай бұрын

    Ata meron zeytgedfena nktflet kanie alo ms hazeka ktfleto eika

  • @TatiKahsay
    @TatiKahsay4 ай бұрын

    ሜሮን ንሜሪ ከረነይ ኣይትድሃላ😂😂😂

  • @user-jk8sd2tm9b
    @user-jk8sd2tm9b3 ай бұрын

    Zegerm u buda malet entay malet eyu

  • @kbrinmedhanealem8895
    @kbrinmedhanealem88954 ай бұрын

    Ata Ane eza meri tbehal Gual tslilti koyna tsmani gn bhakii kef alowa 😂😂😂

  • @tukakela2939
    @tukakela29394 ай бұрын

    🫶🌹🌹🌹🫶💐♥️🙏🙏💪💪

  • @user-bf1rv3mo1f
    @user-bf1rv3mo1f4 ай бұрын

    Etom baynna zreana yelen ktblena keleka tegagika ena nbleka ember hasika eka knbleka andefrn meknyatu emnetka u yelen mbal.

  • @baarn5671
    @baarn56714 ай бұрын

    😂😂😂😂😂

  • @e.gebremedihen9551
    @e.gebremedihen95514 ай бұрын

    ቁሩብ ሓስብኩሉሞዶ ትፈልጡ እንታይ ስለዘለኩም እዩሞ ንዓኻትኩም ኪሕዝ ክእለትን ድልየትን ናይ ምብላዕ ተዝህሉ እቶም ናይ መወዳእታ ዝምነየኩም ሰባት ምኾንኩም እንታዩሞ ዘለኩም ብ መልክዕ ወይ ሃብቲ ወይ ኣእምሮ ናይ መወዳእታ ምኽዋንኩም መዓስ እዩ ዝስቆረኩም

  • @mubiealiabdulkerim3222
    @mubiealiabdulkerim32224 ай бұрын

    ata sakt kkkkk kab xewta embr awxiomuka kab nay politica guday

  • @gaulmokieerey263
    @gaulmokieerey2634 ай бұрын

    Komiu diu azerarbia eza meri tbehal gaul

  • @Mr.Wonder631
    @Mr.Wonder6314 ай бұрын

    Mieri hawey anbabi kelekas "Exorcism" zbl amr fxum rekibka aytfeltn????

  • @khalidomar2713
    @khalidomar27133 ай бұрын

    እንተዳ ‘ኣ ጥበበኛታት ቡዳ እንኮይኖም እንታይ መጺእዎም ኮይኖም ሞባይል ዝጥቀሙ? መልሲ ሃቡና

  • @hermonabrha9321
    @hermonabrha93213 ай бұрын

    ኩልሐደ በቃ አበይ ዲካ ዓቢካ

  • @tsegaygebru
    @tsegaygebru4 ай бұрын

    እዚ ድንቁርና ዋላ ንካናዳ ሒዘንኦ ከይደን ማለት እዩ

  • @selamfkri4025

    @selamfkri4025

    4 ай бұрын

    ኣይትጋገ ሃወይ ሰብ ንሰብ ኣይበልዖን ግን ንምንታይ ይመስለካ ካብ ቡዳስ ዓይኒ ጨዋ ይገድድ ይብሉ እዙይ ከኣ ሰይጣን ኣብ ዓይኒ ሰብ ሓድሩ ስለ ዝበልዕ እዩ እቲ ሰብ ግን ብዘይካ ጾምን ጸሎትን ስግደትን ክፈልጦ ኣይክእልን እዩ

  • @danielgebrehiwet4849

    @danielgebrehiwet4849

    4 ай бұрын

    Ja tsbuq aleki selam

  • @genetbeyene2764
    @genetbeyene27644 ай бұрын

    መሻኪን ጽሙዋ እዩ

  • @kbrinmedhanealem8895
    @kbrinmedhanealem88954 ай бұрын

    Eway meri zbluki sehak ketilkini lomi 😂

  • @solonsoloist4784
    @solonsoloist47844 ай бұрын

    እቶም 8 ፕላነት ኣለዉዋ ንስኻ እታ ዝተሰረዘት 9 ጌራትካ ሜሪ 😅😢😅

  • @user-vg3vf5rc2q
    @user-vg3vf5rc2q4 ай бұрын

    Kitawie endahaderki Buda tbli

  • @senayitbirhane4665
    @senayitbirhane46654 ай бұрын

    ሜሮን ለክባጥ ስለ ዝካንካ ትማሊ እምኒ አይትዳረበዬ ትብል ኔርካ ብሐሳብ ርትዕዎም ከምሐይትብል ዝነበርካ አንሕና ኤርትራዊንያን ብሐሳብን ብሕግን ምስረታዕናዩም እዛም ትግራይ ትዕወት ኤርትራዊናት ተገልብቦም ምሰዓርና አቦታትኩም ተአስሮም ሕጅ ንዑ ሽት በለ ምባልና ምሳካ ናን ክንዛረብ እስካ ትሐልፍ መንገዲ ክንከይድ ክምዝኮና ክሕብረካ ይፈቱ ለክባጥ ሰይጣን ክዳን መልአክቲ ዝተከድንካ ኢካ

  • @habtiw4360
    @habtiw43604 ай бұрын

    Hanti nera zewdiqa buda alewa hikmna aytiwsedwa elomna zifeltwa. Ab Norway eyu, uy endabelet tibixbixena nera malet ab camp klena😅

  • @selamfkri4025

    @selamfkri4025

    4 ай бұрын

    ኣይትጋገ ሃወይ ሰብ ንሰብ ኣይበልዖን ግን ንምንታይ ይመስለካ ካብ ቡዳስ ዓይኒ ጨዋ ይገድድ ይብሉ እዙይ ከኣ ሰይጣን ኣብ ዓይኒ ሰብ ሓድሩ ስለ ዝበልዕ እዩ እቲ ሰብ ግን ብዘይካ ጾምን ጸሎትን ስግደትን ክፈልጦ ኣይክእልን እዩ

  • @user-iw8mp1oe3e

    @user-iw8mp1oe3e

    4 ай бұрын

    ኣን ኖርወይ ከላስ ናብሓኪም ኣይትውሰድዋ ትብሉ፡ ኣየ ድንቑርና ፡እዛ ሰብ ሳላ ዕድላ ንነርወይ ኣትያስ ኣይተሔኩምዋ? ዘሕዝኑ ፡

  • @user-li9yi6rq5z
    @user-li9yi6rq5z4 ай бұрын

    Meron ata dikum ftret intay dea comment tidimsis ?

  • @wedijohn5724

    @wedijohn5724

    3 ай бұрын

    Hasabka bxerfi aytglex eritrean wa

  • @ermiastekele5002
    @ermiastekele50024 ай бұрын

    ኣባኣ ጽናዕ ቭድዮ ክከፍቱ ኣለዎም ሓላፍነት ዝወስድ ሰብ የእቱ ናትካ ብልጫካ እዩ

  • @genetbeyene2764
    @genetbeyene27644 ай бұрын

    መሪ ብዋዛ ክሐማካ እየን እዞም አዋልድ😂

  • @Robeltk
    @Robeltk4 ай бұрын

    ሓቅኻ ኢኻ ኣብ ዓድና ኣለው ብዓሌቶም ኮምኡ'ዮም ዝባሃሉ ክንዋሰቦም ኣይኮናን ካኣ ቆልዓ ኮለኹ ይዝከረኒ ጀርዲና ብመንገዲ ገዝኦም'ዩ ሕጂ እንታይ ንገብር ነይራ ምስ ኣሕዋተይ በቲ ኣፍደገ ገዝኦም ከይንሓልፍሲ ተኳሊልና ኢና ንሓልፍ ነይርና:: ማዘረይ እምበር ፋዘረይ ግን ኣይግድሶን'ዩ ነይሩ:: ዳዓበና ምስ ከድና ግን ዋላ ንሕና ገዲፍናዮ::

  • @Gatoyohan
    @Gatoyohan4 ай бұрын

    Entai sele zetdlye eyu bezaba Buda Kem arsti telailu tezriblu zelo...bezaba hagrawnet awnzifka mes be nebse methat desaqyu mada hebrtseb gezika aytetfe wedi ajae..

  • @Eribes
    @Eribes4 ай бұрын

    ዝዓርከይ እቲ ኣርእስቲ ክገፍሐካ እዩ:: ከም ቀደምካ ፖስታ : ስፖጌቲ እንዳበልካ ይሕሽካ:: ቡዳ ሕማቅ ሓሳብ እዩ :: እዚ ማለት መንፈስ እዩ::

  • @mimiyohannes5551
    @mimiyohannes55514 ай бұрын

    Buda ab Europa karmic relationship or connection eyu zbehal.

  • @fishwish2719
    @fishwish27194 ай бұрын

    Chddd,,sq Bel Wae,,ab EU dea kabu zeabi bud sle zelo eko eyu zehzeka,,,eee b kale buda tetahizu zelo Ezi hzbi

  • @Alganeshhabesha
    @Alganeshhabesha4 ай бұрын

    ነዛ ጽሕፍቲ ተንብቡ ዘኹም ካብ ክፉእ ይሰውረኩም፡ ገጽ ትፈትዎም ወላዲኹም የርኢኹም፡ ስደትና ይሕጽረልና። ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኹም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኣህዋተይ ተሓባቡሩኒ

  • @user-is8xj8vr1u

    @user-is8xj8vr1u

    4 ай бұрын

    😂😂😂😂😂😂😂❤

  • @user-is8xj8vr1u

    @user-is8xj8vr1u

    4 ай бұрын

    Amen amen amen

  • @goitomgoitom1871
    @goitomgoitom18714 ай бұрын

    buda zhaza seb b bahri segira ygefa u zbehal hasot u mikinyatu baley zfelta seb ala zeygedefa

  • @danielgebrehiwet4849
    @danielgebrehiwet48494 ай бұрын

    Buda yelen ente yilka sitan yelen tbl aleka malet eyu

  • @user-iw8mp1oe3e

    @user-iw8mp1oe3e

    4 ай бұрын

    ልክዕ ቡዳ የለን፡ ሰይጣንውን የለን፡ እቶም ዝሓሙ ናይ ኣእሙራ ዘይምጥዓይ እዩ፡፡እሙሮና ከምካልእ ኣካላትና ክሓምም ይኽእል እዩ።

  • @bisrathabteslase7619
    @bisrathabteslase76194 ай бұрын

    Mhret yewrdelki za haftey gal 30 amet aregit sebeyti si ,ata,skakea des dyu ilka hmam , tay meatu gu wedey zeitverschwendung.

  • @fnanteklay8702
    @fnanteklay87024 ай бұрын

    ኣይትጋገ ኣንታ ወዲ ጠቢብ ካልእ ኢዩ ሜሮን , ኣነ ክነግረካ ሜሩ ጠቢብ (ቡዳ) ኣብ ክፍለዓለምና ብፍላይ ኣብ ኢትዮጵያ ብብዝሒ ኣሎን ይስራሓሉን ኢዩ ። ኣብ ቀደማይ ዓለም ንባዕሉ እቶም ጳስተራት ዝፍስዎም ካብ እንታይ ዲዮም ? ካብ ስዓል ዲዮም ? እንተ ተስተውዕል ኮይንካ ግን ናብ ኢዮሱስ ዝኣምን ዘበለ ኩሉ ቡዳ ክሕዞ ስልጣን የብሉን ፡ሶ ጴንጠ ዘበለ ብሙሉኡ ብቡዳ ኣይጥቃዕን ኢዩ።

  • @danielgebrehiwet4849
    @danielgebrehiwet48494 ай бұрын

    Buda ni zelewu Melker Ni lbi tsegem ni ayni tsgem ygebri ab beharyu kea amselo kuray zemawi kemuta gel mlket eyu

  • @GhidenaTeklezghi
    @GhidenaTeklezghi4 ай бұрын

    Buda entelos wuge aymhalwen kkerixna miwedaenayom netom ziwaguna

  • @azmarina
    @azmarina4 ай бұрын

    Tnki buda alo ela teamn etom merahti haymanot. Nay ortodox zelewu sebat eyu kusto hizka kusto hzwa enda belu malat mdngar keyfter gn eta emnet keymeslekum etom teketleta bxnxway sle zeabu ab agalgelti ms konu kea. Yeragudwo eyom meri hawey enber kem crstna kteamnelu yeblkan wenjal eyu enber seb nseb mbelao reika ete elkayo kea ybhal eyu bflay ab tgray ertrea eyu enda werki mahresha 😂😂😂 eyom kea kone elka seb key meabl ztegebre eyu bdnkuruna mgzaeati eyu ab gze haile slase ko nugus aykses semay ayhres enda belu etom mesafnti meret deki dka kndey eyom wesidom 😂😂😂 meri arkey hanti hkya ala nay harogt zbehal nhanti adi xrgia keatwelkum ms belom kemzi leuk sheytan mesilwom kndey eyom tekawimomo slezi kndey seb eyu hiwotom seinom enber buda enda belka do dea buda zsereho werki buda zsereho mahresha ttkemelu eka eti chwa zblwo ko kea welhanti zefeltv tbeb zeyblu harestay eyu bejaka eziea absilka sefih medeb gberela meteabiti 😂😂😂😂😂

  • @mikekidane2907
    @mikekidane29074 ай бұрын

    ልዕሊ ዕድመኻ ኣይትዛረብ ዓቅምኻ ኣይኮነን ናይ ኣጋንንቲ ጉዳይ ተዘየለ መሰሳራሰሩኻ ክትኣምን ኢኻ።

  • @Tekleweyni471
    @Tekleweyni4714 ай бұрын

    ትፈልጦ ተዘይብልካ ሕተት ቡዳ እንታይ ማለት ዩ ኣይቅቦሎን ካልእ ዩ የለን ከኣ ካልእ ዩ እዚ ናይ ትግራይ እንተ ኬንካ ምንጹ ካባይ ዩ ምፍላጥ የድሊ ሰይጣን የለን ዉን ክትብል ኢካ ትመስል

  • @kejuwelel1724
    @kejuwelel17244 ай бұрын

    Buda dbehal ko qal amlak wey quran regixu ms sheytan wiel geru drekbo meznet u n sheytan dilayka kigebrelka dlaye gberely dbl u ezi black magic gerka hiwet seb miserable mgbar hade kabu u ember buda seb ybelie do gele si not right. Yelen keytblu ane baeley aleku mskr aboy kem siwue dflet mskr wereqet nay suwue delena b senki black magic gera temeriaweto seb kab dequn sebeytu 25 years tefiena ayzkr aybl beqa

  • @user-li9yi6rq5z
    @user-li9yi6rq5z4 ай бұрын

    ንስኻ ቡዳ ኢኻ መስለኒ ተሰኪፍካ ሞይትካ ፡ቡዳ በሎ ስሪ በሎ ሸይጣን በሎ ሕማቅ መንፈስ ኣሎ፡ ዛዕባ ቀይር ወይ ሓበሬታ ኣክብ ቅድሚ ምፍኳስካ

  • @e.gebremedihen9551

    @e.gebremedihen9551

    4 ай бұрын

    እቲ ጽቡቅ ከማኻ ደንቆሮ ዘይምክዋንን እንዳ ጠለጉልጋ ምንባር እዩ እምበር ሕማቅ እዩ ጥበበኛ ምኽዋን ጸጋ እዩ እዚ ተስተማቅሮ ዘለኻ ሂወት ምህዞ ናይ ጠቢባን እዩ

  • @user-li9yi6rq5z

    @user-li9yi6rq5z

    4 ай бұрын

    @@e.gebremedihen9551 ሱቅ በል ሙሽሙሽ ድሙ

  • @user-li9yi6rq5z

    @user-li9yi6rq5z

    4 ай бұрын

    @@e.gebremedihen9551 ሱቅ በል ሙሽሙሽ ድሙ

  • @user-li9yi6rq5z

    @user-li9yi6rq5z

    4 ай бұрын

    ​@@e.gebremedihen9551ata lmus dmu intay dea tigiir

  • @user-tp2mi4nn6y
    @user-tp2mi4nn6y4 ай бұрын

    ንሳ ከምዝሃዘቶ ካብ ኣመንካስ ቡዳ ከምዘሎ ኣሚንካ ኣለኻ ሜሪ ሃላው,ኣብ ማጨሎት ዝሕጸብ ሪኢኻ ኣይትፈልጥን ?ዶስ ከምዞም ሰይጣን ሓበሻ ኢዩ ክትብለና ደሊኻ 😂ሜሪ ሓደ ሓደ ግዜ ፈርዘር ኣይትኺድ: ኣብ ሃይማኖት ምንም ኣፍልጦ ክሳብ ዘይሃለወካ ሱቕ በል ንስካ ንባዕልኻ ነዛ ነብስኻ ኣብ ጸበል ስከ ወሲድካ ፈትና ተሓጸብ ሽዑ ትፈርድ ሜሪ ሃላው እናፈተኹኻ ቂጭ ኣይተምጽኣለይ ሃላውውውው ብፍላይ ኣብ ጉዳይ ሰይጣን ዘይትፈልጦ ጉጉይ ሓበሬታ ኣይትሃብ ንስኻ ንባዕልኻ ቡዳ ሒዙካ ኣሎ መላገጺ ሰይጣን ኴንካ ዘለኻ ሃላው።

  • @SleepyElephant-qs4lj
    @SleepyElephant-qs4lj4 ай бұрын

    Buda alo what are you talking about. Tonqalay alo elka tamen entkonka buda ka alo malet eyu. Buda eko tefetrawie aykonen fewesie gerom mesaserseruka eko eyu buda zebhael eko esu eyu. Tebib malet mhazie malet eyu gen eti mengesti yekun etom woldo kem buda gerom aeminomuna and I'd say it's completely wrong. Atum sebat abezie mederi zeyolo yelon.

  • @asmarah3174
    @asmarah31744 ай бұрын

    ጆን ብላክ ተኪኡ። ቆልዑት ኣኪብካ ቀዘውዝው ብላሽ!

Келесі