ሕክያታት ምስ መንእሰያት

Join this channel to get access to perks:
/ @meronsat7665
@DEHAY TV @ZENATIGRIGNA @zarafltet @solomedia9376 @AlenaWaltaHager @fnanappinfotech @DrSharonWoldu @neshnesh_show @EriOneTouchEntertainment @MahdernaEntertainment @MahderPro @zomaychannel @erisat @eritv @meronsat

Пікірлер: 20

  • @dendeneritrea9494
    @dendeneritrea94943 ай бұрын

    Meron nebsi you are way tooo funny. But stop confusing the little girls.

  • @bruksamson2406
    @bruksamson24063 ай бұрын

    ኢሮብ መጸውዒ ከባቢ እዩ። ልክዕ ከምዚ ስመጃና ጾሮና ጽልማ ዝበሃሉ ከባቢታት ማለት እዩ። ወይ'ውን ዓጋመ ዝበሃል ከባቢ ከኣ ኣብ ትግራይ። ኣብ ምምልካት ካርታ ድሕሪ ኩናት ናይ 1998 - 2000 ዓመተ ምህረት ከኣ ኣብ ስምምዕ ፍርዲ ኣልጀርስ እቲ ከባቢ ናብ ኤርትራ ተዋሂቡ። እቶም ኣብኡ ዝቕመጡ ሰባት ድማ ደቂ ኢሮብ ይበሃሉ።

  • @adulis73
    @adulis733 ай бұрын

    ኢሮብ ቋንቋ ሳሆ ዝዛረቡ: ክርስትና (ካቶሊክ፧) ዝእምነቶም: ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን (ክልል ትግራይ) ዝርከቡ ህዝቢ እዮም።

  • @salmanabdalla217
    @salmanabdalla2173 ай бұрын

    ደስ ዚብለካ ሕኪያ❤❤❤ ጽንሕኢላ ጻህያይ ኪቲቢልያ😂😂😂😂

  • @user-lw4he1pq3h
    @user-lw4he1pq3h3 ай бұрын

    Meron💀 lemidnaka enber kifue eka👺.

  • @berhanemedhanie6335
    @berhanemedhanie63353 ай бұрын

    Hagos Suzeneno Ewen irob iu

  • @genetbeyene2764
    @genetbeyene27643 ай бұрын

    ጽቡቕ ገርካ አረዳአያ በጃካ ዘይፈልጣ ብዙሐት አለዋ

  • @user-cp2do3zl2p
    @user-cp2do3zl2p3 ай бұрын

    Meri enda hamade😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tesfaygehbremeskel7968
    @tesfaygehbremeskel79683 ай бұрын

    Nei meron zbhal hadegena Seb eyu eten meneseyat awaldna srahu eyu zserh zelo tetenkekalu ayttehamela 😢

  • @hiyabsengal4794
    @hiyabsengal47943 ай бұрын

    5:46 NASA= National Aeronautics and Space Administration

  • @berhanamichael5519
    @berhanamichael55193 ай бұрын

    Erob malet shim adi eyu niski gual himbrti Mish elki Erob dima adi eyu

  • @whatabouttomorrow1990
    @whatabouttomorrow19903 ай бұрын

    ሜሮን ትፈልጥ እንተ ኮንካ ኣይትላገጽ ኣረድኣያ ብዙሕ ሰብ ዘይፈልጥ ኣሎ

  • @tewo3747
    @tewo37473 ай бұрын

    "ኢሮብ ካብ ትግራይን ኤርትራን ዝውለድ ማለት ድዩ" 😂😂😂😂:: ኣይ ሜሮን መለፋለፊ

  • @nisri1567
    @nisri15673 ай бұрын

    እዛ ናይ "ናይ ነብሰይ ደጋፊት'የ" ሰባብ'ያ ትመስል ፡ ጽቡቕ ሕቶ ሓቲታ፡ ለባም መንእሰ'ያ ትመስል ብቑዕ መልሲያ ትህብ ዘላ

  • @redae3365
    @redae33653 ай бұрын

    Lehasi

  • @mustafanasser-xs3ub
    @mustafanasser-xs3ub3 ай бұрын

    Erob biher nai tigrai affar wei quanqua saho zizarebu Ethiopiawian iyom kem abnnet Haregot Abbai erobettai eyu minalbat seltene tefettawi show host erobettai koinu yisimma’anni

  • @saras382
    @saras3823 ай бұрын

    ሜሮን ግደፍ ከምዚኣ ተቀጺልካ ሃማደኣ ካራባታካ ኣብ ግንባርካ ኣሲርካ ኣብ ጎደነታት ጀርመን ጸፋዕ ጸፋዕ ከም ትብል ክገብራካ እየን🤣

  • @user-yz7sk7gv3p
    @user-yz7sk7gv3p3 ай бұрын

    ኢሮብ ቢሄር እዩ ተፋላለየ ዓዲ ኣሎ ኣብ ዉሽጡ ሰብ ተታልል ኣለካ ኣታ ለቁማጽ

  • @tesfiemichael9123
    @tesfiemichael91233 ай бұрын

    ሜሮን. ጥራሕ እዩ ሰብኣይ.. ኻብ ሰብ media ብ ቅሊሉ ኣይሓርቅ.. ቀንዲ.. ደቁ ኣንስትዮ.. ክድፍሪኦ ዕድል ኣይህበንን እዩ.. ገዛይ እዩ ትወጽ ይብለን ካልእ. ሙሽ ሙሽ እዩ... ክንደይ ጋህባ... ክብረት ዘይህቦም.. እንዳ ዘለፊኦም... ይስሕቁ.. ክስቶ ዓይነይ... No women should disrespect መን ንሰን ሰቡት.. ንሶም ኣንስቲ ኮይኑ ዋላ ዝብዝሕ ሓዳር ከምኡ እዩ . ኣንስቶም የዋርዲኦም. ይዝዞም. ንሶም ድንኖም.. ስቅ ይብሉ.. ኸም ቆልዓ ክለኣኹ ይውዕሉ ግምጥልሽ እቲ ድኹም ሰብኣይ. ን ዝኾነት ሰበይቲ ብኢዱ ክቀትላ ዝኽእል ሓይሊ ከለዎ.. ምልሓስ ሰበይቲ የፍርሖ ሜሮን ጅግና media.. ንቶም ውሑዳት ሰብኡት ክብረትና ንህሉ... ኣኹርኻና ኢኻ ቀጽሎ. ሰበይቲ ሰይጣን ኢያ.. ገጽ ርያ ኢያ ትኽብር... ን ዝምልስ ትኽብሮ ኢያ ክብረትኪ ሓዚ ዝብላ ኣይትደፍሮን ኢያ.. ስቅ ዝብል ኢያ ከም ድላያ

Келесі